No video

RED SEA - ግብሪ ንጉስ ቀዳማይ ክፋል || Gbri Ngus Episode 01

  Рет қаралды 423,000

RED SEA MEDIA

RED SEA MEDIA

4 жыл бұрын

ተኸታታሊት ፊልም ግብሪ ንጉስ - ቀዳማይ ክፋል
Gbri Ngus - Episode One
ደራስን ዳይረክተርን - ወጊሑ ፍስሃጽዮን
ኣፍራዪ - ሬድ ሲ ሜድያ
------------------------------------------------------------
ዝሓለፉ መደባትና ንምክትታል -
ዕላል ምስ ሉልባሕሪ ፍስሃየ (ጓል ቤኪ)
ቀዳማይ ክፋል - • Red Sea - Furti Show -...
ካልኣይ ክፋል - • RED SEA - Furti show -...
ሳልሳይ ክፋል - • Furti Show - ዕላል ምስ ኣደ...
------------------------------------------------------------
ተኸታታሊት ፊልም ፈላጺ ልቢ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ንምክትታል -
ቀዳማይ ክፋል - • RED SEA - ፈላጺ ልቢ - ቀዳማ...
ካልኣይ ክፋል - • RED SEA - ፈላጺ ልቢ - ካልኣ...
ሳልሳይ ክፋል - • RED SEA - ፈላጺ ልቢ - ሳልሳ...
ራብዓይ ክፋል - • RED SEA - ፈላጺ ልቢ - ራብዓ...
ሓሙሻይ ክፋል - • RED SEA - ፈላጺ ልቢ - ሓሙሻ...
ሻዱሻይ ክፋል - • RED SEA - ፈላጺ ልቢ - ሻዱሻ...
ሻውዓይ ክፋል - • RED SEA - ፈላጺ ልቢ - ሻውዓ...
ሻሙናይ ክፋል - • RED SEA - ፈላጺ ልቢ - ሻሙና...
ታሽዓይ ክፋል - • RED SEA - ፈላጺ ልቢ - ታሽ...
ዓስራይ ክፋል - • RED SEA - ፈላጺ ልቢ - ዓስራ...
11 ክፋል - • RED SEA - ፈላጺ ልቢ - 11ን...
------------------------------------------------------------
Copyright © RED SEA MEDIA 2019
Any unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.

Пікірлер: 764
@PayetSports
@PayetSports 4 жыл бұрын
መርሓባ ሬድሳውያን ! ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ከፈጽመና እንዳተመነና ፡ ቀዳማይ ክፋል ግብሪ ንጉስ ናባኹም ነብላ ። ዕላል ምስ ፍሒራ'ውን ኣማስይ ኣቢልና ከነቕርበልኩም ኢና ፡ ኣይተርሕቑ ። ሰላም ናይ ዕረፍቲ ግዜ !
@weysebdeqey2436
@weysebdeqey2436 4 жыл бұрын
Xbqti sirah qexilwa gin eta arma nay chanelka astebihlela nab nay agaziyan do texegiea
@user-es4fb1oy4u
@user-es4fb1oy4u 4 жыл бұрын
እንቓዕ ደሓን መጻእኩም ምስ ራእና ሪኢቶ ክንህብ
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 4 жыл бұрын
RED SEA MEDIA ዕላል ምስ ፊስቶ ክትብል ዲኻ
@senayhayle2972
@senayhayle2972 4 жыл бұрын
Red sea deki erey enkae selam mexakumna
@user-og4ok5fr9i
@user-og4ok5fr9i 4 жыл бұрын
ክጽበ ጸንሐ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 жыл бұрын
ሃገረ ሰብ ናይብሓቂ ሃገረ ሰብ እዩ ቅኑዕ ሕብረተ ሰብ ዝነብረሉ ናይ ሰብ ሃገር ❤ ሃገረ ሰብ ዝፈቱ like 👍ይግበር
@tupacmera2807
@tupacmera2807 4 жыл бұрын
Ney bahaki
@hadasfkadu4016
@hadasfkadu4016 4 жыл бұрын
Nay bhaqi qina seb ❣❣❣
@binyammehreteab8598
@binyammehreteab8598 4 жыл бұрын
Ya nay bhaki habib ❤️❤️
@robeltesfahans8123
@robeltesfahans8123 4 жыл бұрын
ya sisi
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 жыл бұрын
ሃገረ ሰብ ፍቅሪ ምክብባር ለውሃት ኩሉ ኣቡኡ ኣሎ ህግደፍ ግን ስደት ኣስፊርዎም ይርከብ ወለዲ ጠዋሪ ዘይብሎም ማህሚኖም ዒሕ ዳበሉ ዓዲ እዝግሄር ይከዱ ኣለው ካብዚ ዝከፍእ እንታይ ኣሎ
@user-iq8kd7tx8c
@user-iq8kd7tx8c 4 жыл бұрын
ኣነስ ናይ ባህልና ፍሊም ክሪኢ እንከለኩ ሕቡጭቡጭ እዩ ዝብለኒ ኩሉ ግዜ ባ ከምዚ ዓይነት ስርሑልና ምሳይ ዝሳማማዕ እስከ like yhabeni
@selamberhe920
@selamberhe920 4 жыл бұрын
ምስ ሰብ ዶ ኣይኮናን ንነብር ! እህ ናይ ብሓቂ ኣነ ድማ ሃጽ ኢልኪ ንኤርትራ ኪዲ ይመጸኒ ብሓቂ ይናፍቅ ዓድና እንታይ እሞ ህግደፍ መንደፍ እንታይ ገዲፍልና ቫይረስ ዝኾነ ስርዓት
@sarazeray3586
@sarazeray3586 4 жыл бұрын
Yeah me too
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 4 жыл бұрын
ነኣኩተከ እግዚኦ ወይንሴብሃከ ንባርከከ እግዚኦ ወንተኣምነከ ንስእ ለከ እግዚኦ ወናስተበቋከ ንገኒ ለከ እግዚኦ ዘለከ ይሰግድ ኩሉ ብርክ ወለከ ይትቀነይ ኩሉ ልሳን ኣንተ ውእቱ..........................ኣሜን+(3)እስከ በሉ
@user-ud5fl3bb9y
@user-ud5fl3bb9y 4 жыл бұрын
ፊሊ ወዲ ክፍለ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 жыл бұрын
ኣሜን(3)
@hassenjemal1939
@hassenjemal1939 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen gn zeytiwdia neberka
@fishktiameley3972
@fishktiameley3972 4 жыл бұрын
Amen
@hanasemere8270
@hanasemere8270 4 жыл бұрын
Amen
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 жыл бұрын
ቆጽሊ ዓጋም ዘይነድድ ዘይነድድየ ፍቅሪ ሒዝኒ ዘይሰድድ'የ ኣሆይ እዛ ሙዚቃ ደስ ዝበለቶ ላይክ ይግበር "
@erinabella5455
@erinabella5455 4 жыл бұрын
Samsom Samsom
@merhawiyemane3784
@merhawiyemane3784 4 жыл бұрын
ፍቕሪ ዓዲ ዘይሰደድ የ
@eyesusamlakeymaryamadey2046
@eyesusamlakeymaryamadey2046 4 жыл бұрын
Samsom Samsom fqri hzuka diyu Samitu kkkkk keytxaref gn xerfi ayfetun eye nay yehwat gierka melsley eka 😂😂
@filiwaw2864
@filiwaw2864 4 жыл бұрын
Samsom Samsom eza music eba sdedley bejaka Thank you 🙏
@user-fi6ge2bo9f
@user-fi6ge2bo9f 4 жыл бұрын
ኣብ ዘሃለና ሃሊና ባኣለዝጊሄር ኣበይ ይሓልና ስደትና ይሕጸረልና
@trhstrhs1728
@trhstrhs1728 4 жыл бұрын
ኣሜን
@berihutesfamichael5566
@berihutesfamichael5566 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኹሉና ዝሓወይ / ዝሓፍተይ
@teklemahari9821
@teklemahari9821 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@sarazeray3586
@sarazeray3586 4 жыл бұрын
Amen amen
@loveyoumame7376
@loveyoumame7376 4 жыл бұрын
amen amen amen
@user-jb6dh5ux5p
@user-jb6dh5ux5p 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤሬ ካብ ሓፍትኩም ትግራወይቲ
@user-bw2bu1qc6n
@user-bw2bu1qc6n 4 жыл бұрын
ወዲ ነገደን ባህሉን ሃገሩን ዝፍቅር ወዲ ኤረ ብወላዱትኩም ላይክ ሂብኩምኒ ሕለፉ።
@gufufhduf9641
@gufufhduf9641 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-oq6xx8vs1d
@user-oq6xx8vs1d 4 жыл бұрын
አሜንንንን
@sarazeray3586
@sarazeray3586 4 жыл бұрын
Hibeka aloku eske
@sion5797
@sion5797 4 жыл бұрын
ላይክ ደሊኻስ ክንድዚ ጉምብሕብሕ ትብል ኣይግድን
@respektvollunendliche8551
@respektvollunendliche8551 4 жыл бұрын
ቅድሚ ምጅማረይ ከመስግነኩም ደርስቲ ሃገርናንን ተዋሳእትናንን። ብፍላይ ድማ ነቶም ባህላዊታትት ብስራሓት እንክትዕቅብዎ ትቃለሶ ዘለኩም። ዓበይቲ ተዋሳእትና ብፍላይ ደኪምና ከይበልኩም ምሉእ ሓይልኩም ሂብኩም እትጽዕሩ ዘለኩም። ደጊመ ብስም ክቡርን ፍሉይን እርኑብን ባህልና እመስግነኩም። ሰላም እፍጠረልካ ህዝበይ።
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 жыл бұрын
ይሽታ ስከታ ይሽታ! ኣቱም ህዝቢ ኣብዛ ፊልም ኩሎም በብዝተዋህቦም ገጸ ባህሪ ኩሉም ጽቡቅ የንጸባርቅዎ ኣለው ' ንሕና ግን ክንዲ ንኩሎም ምትብባዕ ን ወዲ ነገደ ወይ ን መብሬ ዝፈቱ like ሃቡኒ ዳበልካ ዝቀርብ ዘሎ ኮመንት ብትሪ ንኩንን ዘይፍትሓውን ዘይባህልናን ወገናዊ ዝኮነ ሪኢቶ ክሳብ ዝኮነ ኣጥዒና ንኩንን ጌጋ ተለኒ ኣርሙኒ የሕዋተይ ኣምላክ ኣብ ዘለናዮ ሃገር ይሓልወና ወ ብሰላም ይምለሰና ሃገርና !
@user-lg7mf1ni3c
@user-lg7mf1ni3c 4 жыл бұрын
ናይብሓቂ ጽቡቕ እንዲኻ ዘለኻ ሓወይ ናተይ እንተኾነ ግን ሓደ ወዲ ሰብ ነናቱ መግለጺ ኢዩ ዘለዎ ።
@yordatesfay4682
@yordatesfay4682 4 жыл бұрын
Lebam seb
@gheribibi1369
@gheribibi1369 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣለኻ፡ንድኹም ምትብባዕ ውን ንለመድ።
@emhahabtab6482
@emhahabtab6482 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@teshomeyacob4715
@teshomeyacob4715 4 жыл бұрын
ግርም ! ለባም ዘረባ
@destamedia1330
@destamedia1330 4 жыл бұрын
እዋይ ምብሬ ስንክልና ዘልዎ ዘይመሰል ክቡር ኣቦ ሓቦ 100%!
@shishaykidane7928
@shishaykidane7928 4 жыл бұрын
ወልካም ደቂ አረይ ኣነ ናይ ሃገረሰብ ፊልም ብጣዕሚ ደስ ይብለኒ ከምዝከማይ ደስ ዝብለኩም ለይክ ርገጹ
@ftwi9191
@ftwi9191 4 жыл бұрын
ሕጂ ግርም ኣምጺኩም ተባረኩ። ንኩሉ ባሪኣያ ስላሰ ዝተፈጥረ ኪኣ ሰላምን ፍቅርን ይሃበለይ ፈጣሪ።
@Filipos610
@Filipos610 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen🙏🇪🇷
@alexghilay9129
@alexghilay9129 4 жыл бұрын
Mebre sekor
@senaigzie3032
@senaigzie3032 4 жыл бұрын
መብሬ , ወዲ ነገደ . . . ኩላትኩም ብሓፈሻ ጽቡቕ ስራሕ 😘😘😘🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
@tesfalemfsahaye3675
@tesfalemfsahaye3675 4 жыл бұрын
ንኣኩተከ ኢግዚኦ ወንሰብሃከ ንባርከከ ኢግዚኦ ወን ኣምነከ ንሰኢለከ ኢግዚኦ ወናስተበቃከ ንገኒለከ ኢግዚኦ ወንትቀነይ ለስምከ ቅዱስ ንሰግድ ለከ ኦዘለከ ይሰግድ ኩሉ ቢርኪ ወለከትቀነይ ኩሉ ልሳን ኣንተ ዊኢቱ ኣምላክ ኣማልክ ወኢግዘኣ ኣጋኢስት ወ ንጉሰ ነገሰት ኣምላክ ኣንተ ለኩሉ ዘስጋ ወለኩላ ዘነብስ ወንጸዋኢከ በከመ መሃረነ ቅዱስ ወልድከ ኢንዘይብልኣንተሙሰ ሶበትጸልዩ ከመዝ በሉ ኣሜን።
@mdhaylogaylobd2458
@mdhaylogaylobd2458 3 жыл бұрын
ኣቡነ ዘበሰማያት ትማፅእ መንግስትከ ወይኩን ፍቃድከ በከመ በሰማይ ከማሁ በምድር ሲሳየነ ዘለለእለትነ ሃበነ ዮም ህደግለነ ኣበሳየነ ወጌጋየነ ከመንህነኒ ንህደግ ለዘኣበሰለነ ኢታብኣነ እግዚኦ ወስተ መንሱት ኣላኣድህነነ ወባልሃነ እመ ኩሉ እኩይ እስመ ዚኣኪ ይእት መንግስት ኃይል ወስብሃት ለዓለም ወልዓላም ዓለም ኣሜን። በሰላመ ቅዱስ ገብርኤል መልኣክ ኦ እግዝእትየ ማርያም ሰላም ለኪ ድንግል ወበኅሊናኪ ድንግል ወበስጋኪ እመ እግዝኣብሔር ፀባኦት ሰላም ለኪ ብርክት ኣንቲ እመ ኣንስት ወብሩክ ከርስኪ ተፈስኂ ፍስኅት ኦ ምልተ ፀጋ እግዝኣብሔር ምስለኪ ሰኣሊ ወፀልዪ ምኅረት በእንተ ኣነ ኃበ ፍቁር ወልድኪ እየሱስ ክርስቶስ ከመ ይሰሪይልነ ኃጣዊእነ ኣሜን። ሰብኃት ለእግዝኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመሰቀሉ ክብር ኣሜን ጌታ ንኣምን በቃለ ወንጌልከ
@fgema5762
@fgema5762 4 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ከም ተዋሳእቲ እኮ ንፍዓት ተኮኑ ።ኣማንን &መብሬን ፡እንታይ ማለት አዩ ከ ንኣማንን &መብሬ ዝፈቱ ላይክ ይሃበኒ፡ኩሎም ኣኣበርክትኦም ይገብሩ ኣለዉ ፡ስለዚ ንክሎም ምትብባዕ ይኩን፡ ብታዕሚ ደስ ትብል ፍልም እያ።
@tsegay8037
@tsegay8037 4 жыл бұрын
Nfue wedey
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓወይ
@tumaysemere6645
@tumaysemere6645 4 жыл бұрын
Xebuq alke bror
@helenabraham6015
@helenabraham6015 4 жыл бұрын
Absolutely true Brothers all artists are the best ❤
@weldemichaeksolomon8197
@weldemichaeksolomon8197 4 жыл бұрын
F GEMA የድንቅውም ዘይኮኑ ዘለወ መለመኒ እዮም ዝጥቆምሎም ዘለዉ
@danielneguse9538
@danielneguse9538 4 жыл бұрын
ሃሃሃሃሃ መብሪ ጅግና እዛ ምኩሕካሕ መቸም ኣይትገድፊና ኢካ ጽብቅ ስራሕ ይሕዋት ዓድና ነምለስሉ እግዚአብሔር ዕድመ ይሃበና።
@tupacmera2807
@tupacmera2807 4 жыл бұрын
Nay hagere seb kibret abzi nehele Kuburat yekeniylina yekeniylina Wedi hagerseb tiray like ❤❤
@ihaveagoal2978
@ihaveagoal2978 4 жыл бұрын
Tupac mera aygermekan ezi eiu eti natna haqeyna minbar neana ember ezi zelenayo ay abti abti hilm zible xelmat tefiena ena zelena
@tupacmera2807
@tupacmera2807 4 жыл бұрын
@@ihaveagoal2978 ygermeka eyu kibretey
@merondebsay5061
@merondebsay5061 4 жыл бұрын
eway wadi negda si eritrawi enkae kona .... ne wadi negda zhbi like please hasabe lebkum yesmarelkum daki eray.
@aroneri8872
@aroneri8872 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ በሃል ዓድና አይትጥፍ ዳ ኣጀኩሞ ባል መብራህቱ ሰለሙን &ኣማን ሓም ድ ኣቡ ዘልኩሞ ኩሉኮም ኣጀኩሞ ከጽሎው ::🇪🇷🇪🇷
@user-ce5sc7mj1r
@user-ce5sc7mj1r 4 жыл бұрын
ሃጊረሰብ ጭዋ ዓደይ ዓዲ ለምለም ዘንስዕ ሓወይ ሓፍተይ ኣነ ኣለኒ ይኣክለኒ እንካ ኢዚአን ንዓካ ምስ ተመስገን ይኣክላና ባሃሊ
@tseboqnedieu3690
@tseboqnedieu3690 4 жыл бұрын
Welcome deqi eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇬🇧
@fanusbiede1685
@fanusbiede1685 4 жыл бұрын
ባህልና መለልይና ግብሪ ንጉስ ጀመርቲ ዘይኮንኩምስ ፈጸምቲ ይግበርኩም ፈጣሪ √√√
@sarazeray3586
@sarazeray3586 4 жыл бұрын
Amen
@linidesbele380
@linidesbele380 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይይ
@mikikeshi9315
@mikikeshi9315 4 жыл бұрын
ባህሊ ዓደቦይ ጽኑዕ መትከል ሕብረተሰብ
@user-ks6vs4kq4w
@user-ks6vs4kq4w 4 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረይ ጽብቕቲ ፊሊም ግን ኣይተቋሩጽዋ ኣብ መንጎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@isayasetekle2267
@isayasetekle2267 4 жыл бұрын
Red sea media ayqarexwon eyom 100% for red sea media
@haremecho2215
@haremecho2215 4 жыл бұрын
ከምዚ ፊልምታት እንተ ርኢኻን እቲ ቅኑዕ ቋንቋናን እንተ ሰሚዕካን ፊልም ርእየ ትብል ናይ ብሓቂ ደስ ተብል ስራሕ። ባድሻ ዝበለጸ ተዋሳኣይ
@gghvvh2491
@gghvvh2491 4 жыл бұрын
*wellcome ዴቂ ኤሬ ሽኬራት አነስ ን አማን ባድሻ ክፍትዮ ማዓትየ so ኬመጃማምራኩም ይፍፅመልኩም ብሩክ ቀዳምን ሰንበትን ይግበረልና 🙏አሜን I AME frome eti🇪🇹🇻🇳 l love you ert🇪🇷 derama❤❤❤*
@hhg622
@hhg622 4 жыл бұрын
Your welcome
@Eri-lp7sv
@Eri-lp7sv 4 жыл бұрын
ብታዕምይ ናብ ክቡር ባህልናን ኣታባብያናን ተዘክር... ክብሪ ይሃብኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤👈
@marazimarazi8618
@marazimarazi8618 4 жыл бұрын
ይቅሬታ ብጾሎት ጸወታ የለን ኩላህና ደቂ ትዋህዶ ዓገብ ክንብል ኣለና ከምዚ ክንርኢ ከለና ዓገብ ንበል
@MebrhitBerhe-nd8gm
@MebrhitBerhe-nd8gm 4 жыл бұрын
Tekela
@MebrhitBerhe-nd8gm
@MebrhitBerhe-nd8gm 4 жыл бұрын
Tekekel
@majormajor4628
@majormajor4628 4 жыл бұрын
ኣነስ. ኣብ ሃገረሰብ ስለዝዓበኹስ ኩሉ ይራኣኒ ደስ እናበለኒ. ዕድመን ጥዕናን ያብኩም ኣሕዋተይ ብሰላም እንካዕ መጻኩም
@ebateggagga9653
@ebateggagga9653 4 жыл бұрын
Qedamay xehife lomanti ne wedi negede & mebri zefetu teray like yehab
@merhawigebrezgi5714
@merhawigebrezgi5714 4 жыл бұрын
Eway adena mukur geter zenafka terh like habuni
@loveiseveryday8416
@loveiseveryday8416 4 жыл бұрын
Ane aleku abu eyu zelo hiwet bejaka
@ihaveagoal2978
@ihaveagoal2978 4 жыл бұрын
Esu indiu eti haqi hiwet na higdef deki ebdi adna agdifimna
@zerofanta1207
@zerofanta1207 4 жыл бұрын
ባድሻ ባድሻ ኮኾብ ናይ ኮዋኽብቲ
@Eri.Boy07
@Eri.Boy07 4 жыл бұрын
መጅምርታ ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ ዪሕዋት እዛ ድራማ ነቅልበላ መልእክቲ ኣለዋ ጥራይ ስሓቅ ኣይትክኑ እንታይ እዩ ትሕዝቱ ኻ ክንቅልበሉ ኣለና ማልተይ ሓደ ደራሲ ሲቕ ኢሉ ኣይከነን ዝጽሒፍ ናብ ህዝቢ ራዮ ኢሞ ርእቶኩም ካ ሃብዎ። ኣቦይ መብርሃቱ መምሕዳር ይመርጽዎ ኣለዎ ከምዚ ንኢሰያስ ኣቦታትና ዝሃብዎ ቀደም ንሱ ካ ከመይ ገሩ እዩ ከምሓድራ ንትዓዝቦ። ባህልና ጽቡቅ ደስ ክብለካ መን ኣሎ ከማይ ሃገሩ ዝናፍቀ ደቂ ኤረይ ላይክክክክ
@user-kq8fx5yq3c
@user-kq8fx5yq3c 4 жыл бұрын
nay bhaqi mestewali eka kbretey
@samiboy6437
@samiboy6437 4 жыл бұрын
Eske neboy ketem zfotw Like habuley 🇪🇷😘😘😘🥰🥰❤🇪🇷🤙👌👌🙏👍👍👍👍
@yonasmeleake2984
@yonasmeleake2984 4 жыл бұрын
💞
@betfikriegziabher2983
@betfikriegziabher2983 4 жыл бұрын
ንዓኹም ኢዩ ሳብስክራይብ ላይክ ፖሶቲቭ ኮመንት ዝግብኣኩም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ። ኣብ ኩሉ ስራሕኩም ዘበለ ኣምላኽ ኣሳልጦ ይሃብኩም።
@yerdanos1180
@yerdanos1180 4 жыл бұрын
Habtom Mahari Amen amen hzban mertan Ybarra
@binilove8069
@binilove8069 4 жыл бұрын
LOVE IT MUCH !! WEL COME DEKI EREY !! AM PROUD OF MY CULTURE!!
@thebabel-mandebproject2170
@thebabel-mandebproject2170 4 жыл бұрын
Beautiful people with Beautiful culture 😘😍😢 Thank you for the great work
@frezerussom9382
@frezerussom9382 4 жыл бұрын
Good job admen tanan yhabkum. Blux srah kexlwo. 👍👍👍👌👌👌👏👏👏👏💯💯💯💯🌺🌺🌺🌺
@merhawiyemane3784
@merhawiyemane3784 4 жыл бұрын
ሓደ መዓልቲ ደምበና ሓዘና ኣብቂዑ ብዳስ መርዓናን ኣኽሊልን ክትካእ አዩ ? ንመን አልዎ ፈጣሪ
@mikeweldu8116
@mikeweldu8116 4 жыл бұрын
"ደምበና ሓዘንና" ደበና/ደመና ኢዩ ዝበሃል። ደምበ ግን ጥሪት ዘዕርፋሉ/ዝሓድራሉ ክፋል ናይ ገዛ ኢዩ።
@sabahale6110
@sabahale6110 4 жыл бұрын
My kind of movie, thanks for uploading Red sea Media. I hope you continue and if you keep bring us traditional stories then you got a new supporter.....
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 жыл бұрын
መንክር ጸይቂ ዓመት ምሉእ ንኣኩተከ ቅቅቅ
@gottseidankgottseidank8538
@gottseidankgottseidank8538 4 жыл бұрын
Anes ezi bahlawi mara eu zetselileni thanks deki eri tsadu 👉🇪🇷🇩🇪💖👍
@kabhereyhalal8177
@kabhereyhalal8177 4 жыл бұрын
Wawww ተደፋኒቀ ኣነስ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ምስጋና ካብ ደራሲ ክሳብ ተዋሳአቲ
@nebizerai8204
@nebizerai8204 4 жыл бұрын
The best series tigrina movie this year no doubt...i am proud to be eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonieritreawi3139
@yonieritreawi3139 4 жыл бұрын
ዋውውውውው ደስ ዘብል ዘዕበየና ባህሊ ኣቦታት ሞራል ስከ ሃቡለይ ❤👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 4 жыл бұрын
ኣቤት ባህልና ክጥዕም ደስ ዝብል ስራሕ ወጊሕ ሓውና ኩሉ ግዜ ከምዝ ኣምጻልና
@user-vr5vd5bj3l
@user-vr5vd5bj3l 4 жыл бұрын
መጀመርት ነቲ ከምዚ ኢልና ብጥዕና ክንህሉው ዝፈቀደልና ፈጣሪ ምስጋና ይኩኖ ። ጥበብ ምውናን ጥዕድልትን ፡ጻዕሪን ኢዩ ተዋሳእቲ ሃገር ዋላ እኮ ሽሕ በቲ ዝሰርሕዋ ሂወቶም ኣየቅይሮም ግን ፍቅሪ ሰነ ጥበብ ግን ሰላይ የብሎም ኣሎ ክሳብ ሎሚ ፡ሕጂ ግን ንሓጊዞም ይኣክሎም ፈሊሚታት ሃገር ብኮሚተ ተጻረይን በቲ ዝዋሃበን ኮኮብ ኣብ app ይጻዕና እሞ ንሕና ድም ከፊልና ንሪእይ በቲ ዝተዋህብኦ ኮኮብ ድም ክፈሊተን ይወስዳ ፡ኣጆኩም ጻዕሪን ተዋፋይነት ከም ቀደምኩም ብሉጽ ስራሕ ምስቲ ብሉጽ ገጠራት ሃገርና ፡ ፡
@gomebeltetxego7165
@gomebeltetxego7165 4 жыл бұрын
behaki isral ekubay ygbom eu hagezse sei abey emo ngebro kome ente nkewon bebe 10 dolar wela buzuh mkonelom neyru kome eu entengebr abe kulu meday mes alemna mteserana nhna gna baela ktmebel eritreana eu amala kaktana entay nmbal diye hade hberetsebe baelu nbalu mes zdagagef mebul hbere teseben hagern khantx ykel mukanu eye zamn selezi nhasabka asmeirelu aleku tanks may lovely bro and how are you fain.
@tsegayamaha1573
@tsegayamaha1573 4 жыл бұрын
what an amazing cultural drama thank you RED SEA MEDIA
@fanielatoy9445
@fanielatoy9445 4 жыл бұрын
Waww waww Incredible job deki erey
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 жыл бұрын
welcome ፅቡቃት ባዓል ወዲ ነገደ ዘለውዎ ፊልም ዕውት እዩ ኩሉ ግዜ ኩሎም ኣብዚኣ ዘለው እቶም ዘድንቆም ❤❤❤
@aranshigebrengus9044
@aranshigebrengus9044 4 жыл бұрын
Love it it's reminds me back home so keep it up the great work ❤
@teamesium8163
@teamesium8163 4 жыл бұрын
መብርየን ኣማን ሓመድን ዘለዉዎ ፊሊም ማሃርን መዛናግዕን ዩ ዕድመን ጥዕና ይሃቦም።
@sirakfishale1484
@sirakfishale1484 4 жыл бұрын
Thank you for discovering our Countryside lifestyle ,,,,
@onedaymsadeyjossi4818
@onedaymsadeyjossi4818 4 жыл бұрын
Thanks mukurat kxbeya ye xenihe
@fullpower1391
@fullpower1391 4 жыл бұрын
*እክሰ ንባባ **#መብሬን** ወዲ **#ነገደን** ዝፈቱ like ይጽቀጥ*
@Ruti439
@Ruti439 4 жыл бұрын
So proud of you my beautiful people ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 proud to be Eritrean
@tesfayguesh5098
@tesfayguesh5098 4 жыл бұрын
ብጣዓሚ ብጣዓሚ ኣዚያ ጥዕምትን ማሃሪትን ፊልም ሰሪሕኩም ኣጆኹም እቶም ንከታተን ካኣ ዞም ሓተይ ካባና እዩ ተስፎኦም ራኣይዎ ሞ ክንደይ ላዓሊ ታሓቲ ቡዙሕ ጻዓሪ እዩ ዘለዎም ስለዚ እቲ ካባና ዝደሊዎ ኣይንብቀቀሎም ኢና
@JohnEnterteiment-2
@JohnEnterteiment-2 4 жыл бұрын
ayeee weee bahlina medargti alboooooo edmenn tenann yhabkum deki ereyyy
@gualtigrina5944
@gualtigrina5944 4 жыл бұрын
Tigrina hayal menineten Bahlin zelewo hibrete Seb.anes natey gedi koynu yekoralun yhbenelun.❤💋
@abrahamtsegay6471
@abrahamtsegay6471 4 жыл бұрын
Wowwww kndey zehebn bahln kbrn yu zelena bejakum...🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
@ewaygziechika8593
@ewaygziechika8593 4 жыл бұрын
Wawwwwww kemzi aynet filim eba amxulna bejakun ezom nay hmamey fekodo angolo zewxiewo zelewu filim enber kehmmena delu filim wnda abalashewwo tewaridna
@user-hs7kb8dx1u
@user-hs7kb8dx1u 4 жыл бұрын
ሰላም ንዓኹም ሬድ ሲ ቻነል።ደስ ትብል ባህላዊት ፍልም መድርየ ዘላዋ ድኣ ብታእሚ እያ ዘድንቖ።
@fremahari3059
@fremahari3059 4 жыл бұрын
Btaami des zbel film ayu ketslulu
@coyg6315
@coyg6315 4 жыл бұрын
Red Sea Media kem ፈላጺ ልቢ ኣብ ግዜኹም፡ብዘይ ምቁራጽ ተቕሪብኩሙልና ንሕና ከኣ ክሳብ መወዳእታ ምትብባዕን like ምግባሪን ኣይንሓምቕን ኢና። ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ደቂ ሓላል መሬት።
@user-vr5vd5bj3l
@user-vr5vd5bj3l 4 жыл бұрын
ፈላጺ ልቢ ደኣ ተወዲኣ እንዲያ
@besthubushkkii2241
@besthubushkkii2241 4 жыл бұрын
Hadash felaxi libi ala diya wala neta tewdeat eka sebey
@coyg6315
@coyg6315 4 жыл бұрын
@@user-vr5vd5bj3l ማለተይ ሲ ንሳ ክሳብ ትውዳእ ኣብ ሰዓታ የምጽኡልና ኔሮም ንምባል እየ።
@coyg6315
@coyg6315 4 жыл бұрын
@@besthubushkkii2241 no ነታ ዝተወደአት እየ ንሳ ክሳብ ትፍጸም ኣብ ሰዓታ የምኡልና ኔሮም እሞ እዚኣ ከኣ ከሙ ግበሩልና ንምባል እየ።
@user-wr5jo3gl1q
@user-wr5jo3gl1q 4 жыл бұрын
ባህለይ ክብረተይ ዋሕሰይ ሃገረይ ከላትኒ ንያተይ ዋሕስ ኣቦታተይ ኣኔታተይ ሕጂ ግን ካን ኮይነ ስደተኛ ኣብ ዝኸድክዎ ውርደተኛ ብደይ ፍርዲ ብደይ ዳኛ ውጥጠይ ሕሰም ተደሪሩ ልበይ ግን ጌና ሃገር'ዩ መዝምሩ።
@adeyeyaalemeyy2482
@adeyeyaalemeyy2482 4 жыл бұрын
ናይ ዘራዓይ ነገር ገለ ክብለኩሙ ሓደ ማዓልቲ ዘጋጠሚ ሕጂ ኣዘኪረሙኒ ሓደ ማዓልቲ ጥራይ ሕዘ ንነረብ ይከይድ እሞ ኣነ ክሕንብስ እንከለኩ እተን ጥራይ ከኣ ይጠፋኣኒ እሞ እተን ጥራይ ካኣ ናብ ሕዛቲ ያኣትዋ ኣነ እንዳጎየኩ ክዉጸን ዘራዓይ ከኣ እንዳ ጉየየ ይመጽእ እሞ ሓደ ኮነ ሕጂ ጥራይካኣ ኣተየን ጽኒሐን እሞ ኣብዕር ክወስድ እየ የብለኒ ኣነ ካኣ ኖ ኣይትወስድንካ በልኮዎ ወዲ ክወስድ እየ ኢሉ ባሓይሌ ይፍልዮሞ ካብ ይሕዋቶም ኣነ ካኣ ግደፍ ኢለዮ ንሱ ካኣ ኣቢኒ ብድሕሪቱ መጸየ 3 ግዜ በትሪ ገረ ኣስቀልኩሉ ወዲ ገዲፍዎም መርየት ባኣዉያት ጨደዳ ኣፍቲ ከባቢና ዝነብሩ ወታድራት እንዳ ሓምሳን ሰለስተን እንዳ ጎየዩ ይመጹ እቲ ስባይ ኩሉ ነገሮም እቶሙ ወታደር ካኣ ኣጋጣሚ ጽቡቅ ገሮም ይፍልቱኒ ጽኒሖም ብዝኮነ ንዕዑ ደስ ክብሎ ኣሴረሙኒ ንሓደ ሳዓት ዘኮወን ብድሕሪኡ ዓሪቆም ሰደዱና,ሕጂስ ብጣሚ ዘኪረያ ክክክክክክክክ ብዝኮነ ምንክር ካኣ ብቅል ኣምላክ ኣይቲጻወት ቃል እዝግቤሄር ኣምላክ መጻውቲ ኣይኮነም
@samiboy6437
@samiboy6437 4 жыл бұрын
Welcome deki erey ❤🇪🇷❤🇪🇷🥰👍❤🇪🇷🇪🇷❤🥰👍👍🙏🤝🏻👌👏🤙🇪🇷❤🇪🇷❤
@filimonghebreyohans5829
@filimonghebreyohans5829 4 жыл бұрын
ኣቀራርባ ናይ ሃገረሰብ ብጣዕሚ ጽቡቕ እንተኾነ ግን ቃልኣምላኽ መጻወቲ ኣይኮነን ነኣኩተከ እግዚኦ ማለት ዝዓበየ ጸሎት እዪ
@dlyvera8188
@dlyvera8188 4 жыл бұрын
bahli meseret nay kulu , tsbuk srah😄 👏👍
@user-vw8oi9ls3b
@user-vw8oi9ls3b 4 жыл бұрын
መርሓባ ፡ ኩቡር ስራሕ'ዩ ቀጽልዎ ኣጆኹም ።
@iameritrean1062
@iameritrean1062 4 жыл бұрын
Betami xebuk serah des zebl bahlwi abti nayten Awled gen arto xegri ay medlyenen Neru kem natey Reto so good job
@brhanearaya2382
@brhanearaya2382 4 жыл бұрын
ብሩኽ ስንበት ይግበረልና አምላክ እንካዕ ብሰላም መጻኩም ደቒ እረይ ሓላላት ብሩክ ምጅማር ይግበረልና ከምዚ መጀመሪኡ መዉድአቱኡ የርእየና ንኩልኩም ነዛ ፊልም ትካታተሉ ዘለኩም ብር ክትብሉ ትሓጎሱ እትደልይዎን እትሓስብዎን ይፍጠረልኩም ዕድመን ትዕናን ይሃብኩም አምላክ 🌷🌷🌷i miss you
@user-sn6ny4br7i
@user-sn6ny4br7i 4 жыл бұрын
Aseyyyy ezi suwa ms reakuwo beqa win win eluni edmen tienan yhabkum fetari sne tbebenatat deki eriye❤❤😉🥰💕
@yerusalemhailezgi3486
@yerusalemhailezgi3486 4 жыл бұрын
Ohhhh in love already 🥰❤️🥰
@mariemebrahtu801
@mariemebrahtu801 4 жыл бұрын
Good jobe nice sound track
@merhawitertrawit2008
@merhawitertrawit2008 4 жыл бұрын
Aseyyyy zbahlna ktem nadna temelisna bahlna knri fetari adna ymlesena deki eri xada nfuat tewasaiti kexlwo
@haregusharegu7474
@haregusharegu7474 4 жыл бұрын
Wawww xbkti srah gele aynet xorona adey kedkm bmsrahkum yekenyelna nafkot agadidkumlna redsawyan ajeku kexlwo
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 4 жыл бұрын
ባህልና ጡዑም እዚ ኩሉ ባህላዊ ሚስጢር ከም ፀሓይ ዘብርቕ ምጥዓሚቱ ዕንፀይቲ ዓጋም ዘይነድድየ ፍቕሪ ዓድና ዘይሰድድየ ኣጆኹም ደቂ ዓድና 🇻🇳🇪🇷❤ሰላምናን ሕዉነትናን ይምለሰልና ፈጣሪ
@brhanegerman2080
@brhanegerman2080 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ።
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 4 жыл бұрын
እይ ኣንታ ኣምላክ ናብዛ ብርክቲ መሬትናን ባህልናን ምለሰና ካብ,ዚ ዓዘቅቲ ስደት። ኩቡራት ደቂ ሃገረይ በቲ ትገብርዎ ዘለኩም ባህልና ንምዕቃብ ክብርን ምስጋናን ይብጻሕኩም መለጺ ይልን ንዓኡም ክገልጽ ደቂ,ብርክቲ መሬት።
@solomonfessehatsion8166
@solomonfessehatsion8166 4 жыл бұрын
Wowww xbkti film
@mebrt72
@mebrt72 4 жыл бұрын
The image quality is just spectacular HD
@merinatey4434
@merinatey4434 4 жыл бұрын
Welkam deki Eri xeda xebukat Ajekum teray Nice
@user-sy9wq7bd1t
@user-sy9wq7bd1t 4 жыл бұрын
Eway adna mearey gezawtna Ahh Ahh 2013. 2019 hji rieya abza Film ❤️❤️❤️❤️
@muluehaile9405
@muluehaile9405 4 жыл бұрын
Ane wela 2013.11 until 2019.11 Tekilo adey mearey
@tsegaykahsay5963
@tsegaykahsay5963 4 жыл бұрын
Hagereseb qunue seb♥️♥️♥️♥️♥️🎄
@amantsfu8169
@amantsfu8169 4 жыл бұрын
Nice job dekey 🇪🇷continue
@embebaaregawi6194
@embebaaregawi6194 4 жыл бұрын
ቃል ኣምላክ እሲ ኣብላግጺ እግዜኣብሄር ኣምላክ ምስትውዓል ይዓድልኩም ገጋ
@daveberie1011
@daveberie1011 4 жыл бұрын
Great job
@tiegstigoitom6469
@tiegstigoitom6469 4 жыл бұрын
Woww ybell u film
@2pacshakur845
@2pacshakur845 4 жыл бұрын
wedi negede you are my favorite actor 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 bzeykaks grma yeblun film hagerna
@rapperman7801
@rapperman7801 4 жыл бұрын
Wawwww amazing 😉 tradinal filim
@wedmana8067
@wedmana8067 3 жыл бұрын
ብዓል መብራህቶም ብዘይ ትምህርቲ ከምዚ ዝሰርሑ ተዝምሃሩስ ታይ ምሰርሑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብ ንኩላቶም ንዓና ዓድና ተመሊስና ብባህልና ንተሓቓቐፈሉ ግዜ ይሃበና
@brhinfirst5218
@brhinfirst5218 4 жыл бұрын
ኣብ ስደት ዘለና ስደትና የሕጽረልና ስደት ኣብቂዑ ኩሉ ነናብ ቤቱ ተመሊሱ ፍቅሪ ስድራቤቱን ሃገሩን ዓዱን ከስተማቅርን እግዝኣቢሄር ብጸግኡ ይደግፈና ኣሜን(3)።
@user-hf8gv7qg4f
@user-hf8gv7qg4f 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@merrydray9961
@merrydray9961 4 жыл бұрын
Mebirye & wedi negede mewadadrti albo😍💪💞
@user-jh6xs3ug3q
@user-jh6xs3ug3q 4 жыл бұрын
ሃዘሞ ዓደይ መሶብ ኣከለ ኣትካሮ ዊዕለ ምሕዳረይ መስሓል ወድ ከል
@user-vu6br5js9g
@user-vu6br5js9g 4 жыл бұрын
futu futu ሰዶ ሰዶ ኣሰይይይይይ!
@habuwedieri4570
@habuwedieri4570 4 жыл бұрын
ጽብክቲ ፊልም ነዋሕ ዶ ትከውን ኣብ ሃዞሞ ኢያ ትስራሕ ደላ ይመስለኒ እምባ ተኪሎ & ሩባ ጾሮና ሪኢየየን ኣለኩ ዓድና እኮ ናፊክና ስደት ወዲ ዕብዲ
@azumom5671
@azumom5671 4 жыл бұрын
Habu Habu deki xorona keman alewu tewasaeti
@sarazeray3586
@sarazeray3586 4 жыл бұрын
Gidefoba hawey natey
@SamiSami-iw3jn
@SamiSami-iw3jn 4 жыл бұрын
ewe
@futsumtsegay5516
@futsumtsegay5516 4 жыл бұрын
እዋይ ኣነ ዓሕ ኣደይ ባ ኣዘኻኽርክምኒ ኣመና ናፊቀ እንቃዕ ደቂ ዓደይ ከንኩም ተሓቢነ ኣመና ተሓቢነ ኢየ በሉስከ ንጽበየኩም ኣለና ብሃንቀውታ ኣትደንጉይና ዞም ኣሕዋተይ
@erilove6277
@erilove6277 4 жыл бұрын
Welcome deki erey
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 4 жыл бұрын
Bahlen kebren helfu anbabra hezbi Eritrea teglxe betami xebuk serah Red Sea Media.
@meazakifle8937
@meazakifle8937 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ እዩ ግን ኣብ ክንዲ ዋዛ ፈዛዛ ዋዛ ምስ ቁምነገር ተዝኸውን ጽቡቅ ምኾነ እታ ንኣኩተከ ብስነስርዓት ክብላ ኣለዎ ምክንያቱ ብእምነት ምውዛይ ጽቡቅ ኣይኮነን!!!
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 19 МЛН
Получилось у Миланы?😂
00:13
ХАБИБ
Рет қаралды 6 МЛН
World’s Largest Jello Pool
01:00
Mark Rober
Рет қаралды 114 МЛН
Anqora -  ኣንቆራ // New Eritrean Movie 2022 //  Full Movie //
1:22:32
Aguadu Entertainment
Рет қаралды 50 М.
በዓል ጸባ -  beal tseba - Eritrean Comedy in 4k
18:27
Selam Multimedia
Рет қаралды 454 М.
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 19 МЛН