Eritrean Music - Estifanos Abraham 'Zemach' [ Kidan Za Mryet ]

  Рет қаралды 352,180

Rim Entertainment

Rim Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер
@danielkiflemariam6221
@danielkiflemariam6221 3 жыл бұрын
ካብቲ ስሉም ዳስ ኪዳነ'ይ ኢሉ ኪዳን'ታ መሬት'ት ታ ዘጽንሕሉ ኣቲ ሰማይ ሰማይ ትበሪ ኣብጽሕላ'ዶ ዛ ሕድሪ ተዋዲዳ'ላ ት ትጽበ'ዛ ምድሪ መልእኽቲ ኪዳን ንገሪ ካብቲ ስሉም ዳስ ኪዳነ'ይ ኢሉ ኪዳን'ታ መሬት'ት ታ ዘጽንሕሉ ኣቲ ሰማይ ሰማይ ትበሪ ኣብጽሕሉ'ዶ ዛ ሕድሪ ተዋዲዳ'ላ ት ትጽበ'ዛ ምድሪ መልእኽቲ ኪዳን ንገሪ ፍቕሪ ሚለን'ዶ መሬት ይዓቢ ጉዳም ኽሓስም ማንታ ልቢ ክጸንዕ'ዶ ሞ ኣብታ ቓሉ ንኽልትኤን ማዕረ ሚሒሉ ነታ እመት ግን ስድሪ'ላታ ሃይይይይይይይይይ በሓደ ኣድሄን ከምዛ መስታ ከም ናይ ቐደም ከምታ ዛንታ ነዓዓ ኢሉ ነታ ባይታ መኑ ዝበለ ጉራ ምራ ከስዐ ኣደ ጋል ኤርትራ ታ ናይ ትማሊ ዝበላ ማሕላ ነዛ ናይ ሎሚ ኣብ ኣሰራ ቐንጥብ ኢሎሞ ጽገረዳ ሃይይይይይ መሬት ኢሉ ታ ዝያዳ ከደምድሞ ታ መንገዳ ኣጻፊፉ'ሲ ናብ ጽገሬዳ ካብቲ ስሉም ዳስ ኪዳነ'ይ ኢሉ ኪዳን'ታ መሬት'ት ታ ዘጽንሕሉ ኣቲ ሰማይ ሰማይ ትበሪ ኣብጽሕላ'ዶ ዛ ሕድሪ ተዋዲዳ'ላ ት ትጽበ'ዛ ምድሪ መልእኽቲ ኪዳን ንገሪ ንፋስ ሸቢቡ ሩባ ሩባ ዋዘማ ኮይኑ ን ኣበባ ሕቱኡ ሕዙ ሕቶ ልባ ቓል ከብጽሕ መልሲ'ክ ባ ካትም ክመልስ ሁቡ ኢዱ ሃይይይይይይይ ሓሳብ ረኺቡ ሰላብ ልቡ ቓል ኪዳኑ ወናዚፉ ናብታ መሬት ተመርቕፉ(2) ሃገረይ መሬተይ ኪዳነ ኢሉ ኣይተማትአን ሃበል ጸኒዑ ኣብ ቓሉ ኣለኪ ኣብቲ ሕሉም ነቲ ኽብርኺ ኣሎኪ ኣብቲ ገደል ነቲ ዶባትኪ ኣሎኪ ኣብቲ ሕሰም ነቲ ራሕዋኺ ኣሎኪ ኣብቲ ጸላም ነቲ ብርሃን'ኪ
@scott945
@scott945 3 жыл бұрын
Thanks bro
@Erifutuer
@Erifutuer 3 жыл бұрын
Not good brother respect for copyright.
@godislove6831
@godislove6831 3 жыл бұрын
Men kon ykown getamia eza derfi eza mara u zgrmeni rezneta
@Nakfa291sawa
@Nakfa291sawa 3 жыл бұрын
Thanks bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@media676
@media676 2 жыл бұрын
Thanks
@TtTt-hz1xf
@TtTt-hz1xf 9 ай бұрын
Mesikinay Eritreawi 😢 nsihkelu zemen yemsalna! Miss you my homland Eritreer ❤
@Nakfa291sawa
@Nakfa291sawa 11 ай бұрын
ካብቲ ሱሉም ዳስ ኪዳነይ ኢሉ ኪዳን እዛ መሬት እታ ዘጽንሑሉ 😢 ሳልሳይ ወራር ወያነ ወዲ ሓምሽተ ዓመት ኔረ ይኸዊን የ ነዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ ኣብ ኢነትረ ተጻዒኖም ዝሓልፉ ዶሮና ዝመልአ ጀብጀብ ጨግሮም ዋርሳይ ማንጁስ ኬፍ ኣጀኹም ሓንቲ የለን ነዓና ረጊጹ ዝመጽእ ጸላኢ የለን ክብሉና ይዝክር 😢 ኤረይ ሃገር ሰማእቲ
@ኤርትራልበይወሲዳታ
@ኤርትራልበይወሲዳታ 3 жыл бұрын
ኣነስ እዚ ናይ ሰውራን ናይ ዋርሳዬ ደርፍታትን ክሰምዕ ከለኹ ነብሰይ የንቀጥቅጥ ንብዓተይ ጃሕ ይብል። ህዝበይ ሓቦኛ🥺🥺
@nimrodnayzgi3858
@nimrodnayzgi3858 10 ай бұрын
Eritrawit ente konknki naygdn eu meswaeti eu tekefilu haftey 🇪🇷🫡
@robelteclemichael763
@robelteclemichael763 6 ай бұрын
ኣሰይ ኣታ ብዙሕ ሰብ ኣሎ ከምዚ ኸማይ ብናፍቖትን ትዝታን ዝልሎ❤❤❤❤
@SmharAmine
@SmharAmine 26 күн бұрын
Bdem zmexet Hager Ms demna mtessar alewa
@weynibahram3005
@weynibahram3005 2 жыл бұрын
ናይ ሎሚ ካኣ እልፊ ሰበይታይ ብምንታይ እና ሃገረይ ሰላምኪ ይብዛሕ 🇪🇷♥️:; ንሕና ብምንታይ ክንዝከር ን ህዝቦም ዝጸሩፉ ካልእ መለለዪ የብልናን ብ ኣዉራጃ ዓሌት ሃይማናት ተጫማሊቅና እንቆእ ወጻናላ ነዛ ብርኽቲ ሃገር ካባና ትጽበዮ የብላን ዱኑቁርና ፈፈው ኣቢሉና ብጣዓሚ ይሕዝን ናይ ሎሚ ወለዶ ።
@tesmsghina3588
@tesmsghina3588 3 жыл бұрын
ሰሚዕካን ርኢኻን ዘይምኖ ጥበብን ሃገራዊ ወንን!!!! ኤርትራዊ፡ኩርዓት፡ሓበን ኢዩ። ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ነቶም ንስሌና በጃ ዝኮኑ "ሰማእታት"።🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@henktheone5944
@henktheone5944 Жыл бұрын
Veel heb je nog in h. Bed Ç wil teweeg beffen op fb eik me naar
@Hmars2018
@Hmars2018 Ай бұрын
Any one here 2025❤ Eritrea 🇪🇷
@HeruWeldatTewil
@HeruWeldatTewil Ай бұрын
ኣንቲ ጨ ዘይበጻሕና 😂❤
@Big_man30
@Big_man30 7 күн бұрын
Today is 2025 your comment was from the future
@Hmars2018
@Hmars2018 7 күн бұрын
@@Big_man30 🇪🇷
@Robi-94
@Robi-94 3 жыл бұрын
ኣቤት ከምዚ ሎሚ ቶንኮል ከይተማሃርና ገርሂ መስኪን ተባዕ ከሎ ህዝብና ሎሚ ኣብ ስደት መጺና ዘይንበረና ጽልኢ ዘይንፈልጦ ኣዉራጃ ሃይማኖት ፋሕ ፋሕ ኣቢሎሙና ሄህ ዳኣ ነዚ ከምዚ ምፍልላይ ዝጀመርካ ኣታ ራዮም እሞ ፍቅሪ ፍቅሪ ይሽትቱ ኣሕ እዋይ ረሳሕ ግዜ ንበሩልና ንስኩም ተጋደልትና 🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 my blood
@danielweldegebriel7375
@danielweldegebriel7375 3 жыл бұрын
Btaimi u zgermeka dhan hji klu bkotat tegetimu u xegemna tewdiu u kem kedemna 1 ina✅🇪🇷🙏💪🇪🇷
@eritrawihagerawi7167
@eritrawihagerawi7167 3 жыл бұрын
there is some different from the past but don’t put kind of words every generation have his own history instead to put bab things give him moral or hope please thank you
@meronmichael5941
@meronmichael5941 3 жыл бұрын
Hager first ata wedi bzaba trufatat gdefo
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 жыл бұрын
Bunet dess kbluka fkri beka♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💔
@afro4204
@afro4204 3 жыл бұрын
Abet ewea beal zemach leaves keykenu deme seab keysetau.
@dronedrone861
@dronedrone861 3 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ክፋእኩም ዝመንን ዝሓስብን ከምዛ ናይ ተጋሩ ካብ ገጽ ምድሪ ምጽናት ጥራይ ኢዩ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 жыл бұрын
ወዲ ብጽብጽ ክንደይ ስድራ ዘክቲሙ ዓብዪስ ኣበይ ኣለው እዞም መንእሰያት ሃዳሚ ንስካን ዓሌትካ ምሉእ ኣብ ስደት ሰፊርኩም ኔርኩም ሕጂ ክ'ኣ ብህጻውንቲ ደቆም ትጣላዕ ኣለካ ናይ ወለዶም ዕጫ ኣርኪባትሎም ኣብዛ ኩናት ትጠብስዎም ኣለኩም ህጻውንቲ ቆልዑ ወድዛ ሰታይ ደም
@dronedrone861
@dronedrone861 3 жыл бұрын
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ ኣልግስ ቆፍቃፍ ቆማል ዓጋመ ኪድ ነብስካ ቅተል ወዲ 7 ለማኒ
@zenawikebreab4799
@zenawikebreab4799 3 жыл бұрын
Anta wedi lemanit kdmi weyane yehwatna ab Hamed asfirkumom eba wedi 7 schermuta 🤮🤮🗡️🦿
@dronedrone861
@dronedrone861 3 жыл бұрын
@@zenawikebreab4799 ክክክክክ ኣግስ ጥራይ ቆማል ዓጋመ ምጥፋእክን ጥራይ ኢያ ሰምፕረ ሻዕቢያ ሓደ ሓደ ከማካ ኤርትራዊን ኢና ትብላ ኣብ መዝገብ ኣቲክን ኣለክን ወይ ኤሪትራ ከይራእክንኣ ክትሞታ ኢክን ወይ ካ ኣብ ኣንደር ተኣሲርክን ክትሞታ ኢክን ክንጻረ ኢና ጌና ጌና ወድዛ ለንቃጢት
@zenawikebreab4799
@zenawikebreab4799 3 жыл бұрын
Akk meskinay dkala wedi dkala Wedi Megabit adeka bedilatka kab hayltat dekila aboka bnutsur sle zey tfelto Eritrea Nay beynka Tmesleka thlu anta wedi Megabit Nay mewedaeta melska eya Naka zkewn satat YBLEYN ❌🤚🤚🖕🖕🖕🚾🚾
@habtosoynsamuel1452
@habtosoynsamuel1452 3 жыл бұрын
ጀጋኑ ደቂ ሃገር ፉሉይ ክብርን ፍቅርን ኣብ ልዖሌኩም ኣለና ምቲ እዛ መሬት ኢልኩም ኣብ ርእሲ ርእሲ ዝወደቅኩም ሕኔኩም ተፈዲዩ ኣሎ ቕሰኑ ብፍላይ ኣብ መረብ ሰቲት ባድመ እግሪ መከል ጎቦ ዓዲ በጊዖ ግባር ቡሬ ዓሰብ ኣብ ሊዖሌኩም ዝወደቀ ረመጽ ሓዊ ሕጂ ብዖጽፊ ንፈዲዮ ኣለና ዓወት ንሓፋሽ ደቂ ህዝቢ
@mengsmengs5180
@mengsmengs5180 3 жыл бұрын
ጀጋኑ ደቂ ኤረ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ ንምእንቲ ህዝብን ሃገርን ብማንም ዘይትትካእ ሂወቱ ዝመጠወ ተባዐ ወዲ ሃገር ንመዋእል ክዝከርን ክኸብርን እዩ ብደቁ ♥ሃገረይ ሰስንለይ ሰላምን ፍትሕን ፍቅርን ንዓኺ 🙏
@menkem967
@menkem967 3 жыл бұрын
Every time I see this video I cry with joy ,,Eritreawi malet kubur mennet eye
@teklithabteslasie6696
@teklithabteslasie6696 2 жыл бұрын
Me too! እቲ ፍቅሪ ሃገሩ ዝነደደ መንእሰይ ✊️✊️✊️
@soli856
@soli856 2 жыл бұрын
Ane mo b 😭jemire 😭eye ziwedia kabziom si menom kon Teseweo ykowen ele ybeki.sileki eu 👉🇪🇷Adeyyyy
@hermonmerhatxen5488
@hermonmerhatxen5488 Жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😮😢😢
@lillysworld4352
@lillysworld4352 Жыл бұрын
I do too, very nostalgic and sentimental music..zemach the king lives on our heart for ever.
@aradomweday9922
@aradomweday9922 Жыл бұрын
Nothing but ❤🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🙏🙌🎊🌠💥🎇🥰
@laughwithme6821
@laughwithme6821 2 жыл бұрын
ዘማች ጅግና ወዲ ጀጋኑ ጎይታ ጥበብ ፥ ደርፍታትካ ዘመን ዝሳገር እዩ፡፡
@girmayabraham3258
@girmayabraham3258 3 жыл бұрын
እዚ ቦታ ኣብ ዑናዓንዶም ዞባ ዶብብ ንኡስ ዞባ ጾሮና ኣብትቲ። ቤት ትምህርቲ ገብዒላላ ኢዩ ኣብዝይ ንእሽቶ ቖልዓ ኮነ ዝዝሸለምዎም ገንዘብ ይኣርዮሎም ነይረ ድሕሪ 3ይ ወራር ኢዩ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@Sam_uel28
@Sam_uel28 3 жыл бұрын
ተስፋ ይገብር አቶም ብሂወት ዘለዉ ክሪኢዎ ድሕሪ 3ይ ወራር ኲናት ምስ ተወድአ አንተ ኮይኑስ።
@girmayabraham3258
@girmayabraham3258 3 жыл бұрын
@@Sam_uel28 ያ ኩናት ምስ ምስ ተወድአ ኢዩ
@tesmsghina3588
@tesmsghina3588 3 жыл бұрын
ነዚ ረሲዕኩም ከኣ ደቂ ጸሮና፡ማይ-ዓይኒ፡ሰንዓፈ፡ ነቲ ደሙ፡ነቲ ከይ ፈረየ ዝተኮልፈ፡ነቶም ንስለ ሃገር ደቆም ኣወፍዮም ዝመኸኑ ክሒድኩም፡ ነቶም ነዚ ኩሉ መስዋእቲ ዘክፈሉና ተጋሩ ኣሕዋትና እዮም ክትብሉ ንህዝቢ ኤርትራ ማ ብድዐ እዩ። ኡፍፍ ንብዓተይ ክቆጻጸሮ ኣይከኣልኩን፡ ኣብዚ ወራር ወያነ ትግራይ 3 ኣኮታተይ፡2 ሓዎቦታተይን 1 ወዲ ኣሞይን ተሰዊኦም ነዚ ክሒደ ንቀተልቲ ኣሕዋተይ ኣሕዋተይ እዮም ክብል ሞት ይሕሸኒ፡ ዋላ ሓወይ ይኩን ብፍጺም ኣይቅበሎን
@mohammeda5391
@mohammeda5391 3 жыл бұрын
@@tesmsghina3588 no all of them bro ,
@mlkfessa862
@mlkfessa862 3 жыл бұрын
Thank you for your info.
@GorgoTafre
@GorgoTafre Жыл бұрын
ኪዳን ዛመሬት እንዳበሉ በጃ ዝሐለፋ ክብሪ ንአኩም ❤❤❤❤❤
@jonimssawagodfirst8700
@jonimssawagodfirst8700 3 жыл бұрын
ኪዳን ሃገር ኪዳን መርየት ኪዳን ዛ ሃገርና ወትሩ ሃገርና
@meazabeyen7545
@meazabeyen7545 3 жыл бұрын
ወዲ ኤረይ ናይ ባሀቂ ሀገረይ መረተይ ኢሉ ደርፍታ ገድሊ ደይምኖ ንዘንት እለት ክዝከርዩ ዘማች መምህር ስነጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
@tesfamriyamsemere8588
@tesfamriyamsemere8588 3 жыл бұрын
Miss you so much !our lovely country ❤⛪🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hadgu2562
@hadgu2562 3 жыл бұрын
ክፍለሰራዊት 36 ኣብ ባረንቱ 3ይ ወራር ሚስተወደአ ኪንደይጀጋኑ ከፍልና ናብ ኮሩስ ፓራኩማንዶ አንዳተዳለና አዩ ጥዑምጊዜ ሓልፉ 2000-7-15 ፒረማካንቲሪ
@metkeltesfay6516
@metkeltesfay6516 3 жыл бұрын
@@hadgu2562 abu nerka wedi eriy?
@thomasyohannes863
@thomasyohannes863 3 жыл бұрын
99,9 tigrinia what this 🤢🕌🤮
@amansied7393
@amansied7393 3 жыл бұрын
@Wedi Aaron kkkkkk hakika dika tigrina 1 biher kab tigrina keman tigre yibezhu bi 10ed
@eritreana-4684
@eritreana-4684 3 жыл бұрын
​@@natnaelokba5452 how is he agame? did you see the martyr list? also change your name, your name is not "natnael" i saw you on the jeberti video insulting tigrinya christian kkkkkk now you put name like natnael. you are the agame
@isayasberhe9233
@isayasberhe9233 3 жыл бұрын
ነዚኦም ጀጋኑ እንተሪኤ ንብዓት ኣይክልኩሎን እየ ቴኖ እየ ዝነብዕ ብኡነት
@soli856
@soli856 3 жыл бұрын
Misaka aleku Esu hawey jeganu yhwatina gerhi kelo menesey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@meronefriem567
@meronefriem567 3 жыл бұрын
Ane wela kemaka eye zehawey mare eyom kebdey zebleni ezi kulu menesey zetfe.
@eritreaafter9tv954
@eritreaafter9tv954 3 жыл бұрын
ግንባር ክንፊ ጾሮና እዩ ኣብዚ ነረ ኤርትራን ህዝባን ንዘለኣለም ሰላም የውርደሎም
@tedroszegherghish9062
@tedroszegherghish9062 3 жыл бұрын
ክብሪ ን'ሓይልታት ጀጋኑ ምክልኻ ኤርትራና ብልየን ዓይንና ፡ምስ ጅግና ዘማች ወዲ ሳሕል ።
@yohannesmehari2437
@yohannesmehari2437 3 жыл бұрын
ብኤረትራውነተይ ክሕበን ዝገበርኩሙኒ ንስኹም ኢኹም ጀጋኑይ ወትሩ ሃገረይ ።
@wedimensae2534
@wedimensae2534 3 жыл бұрын
ጅግና ትብል ቃል ኣባና ምስ በጽሐት ፍረ ዘይብላ ሽም ኮይና ተሪፋ እምበር ጀጋኑስ ሰንኪሎም ተሰዊኦም ዝተረፉ ድማ ኣብ ምውሓሳ ኣለዉ ኣምላክ ንዝተሰውኡ ኣብታ ምንግስተ ሰማዩ ንዘለዉ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም እምበር ዘለናዮስ ኣይጠዓመናን ሓቂ ሃገር ገዲፉ ነፍሱ ዝፈተወ ከዳዕ ከ ከመይ ገሩ ክጥዕሞ ምክንያቱ መብጽዓ ዩ ጠሊሙ ገንዘብ ናይ ዝከፈለ ኣይኮነን ዘየናስሕ ኢና ኣቢስና
@yoniwediale6134
@yoniwediale6134 3 жыл бұрын
Nay bahaki 😭😭
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 жыл бұрын
Nay bhaki😭😭😭😭💔💔💔
@ደቂዳሽምዓንሰባ-ነ7ሸ
@ደቂዳሽምዓንሰባ-ነ7ሸ 3 жыл бұрын
ዞማች ደይ ድገም ስነ ጥበባዊ ሃገርና ንበር ክበር ዕድመን ጥበብን👍👌👌👌✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👍✌️✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️👌👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️👌👍👌✌️✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@almazberhane2336
@almazberhane2336 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ናፊቅናኩም ደቂ ኤረይ ማዓረይ ጁታ ተደምሲሳ ሳላ ጽንዓትኩም ትቀስንሉ ግዜ ይግበረልኩም ❤️🇪🇷❤️
@naqfa7-836
@naqfa7-836 2 жыл бұрын
Love you my brothers sisters and thank you so much 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@GgG-vw7pq
@GgG-vw7pq 7 ай бұрын
ከምዚ ሎሚ ሕብረተ ሰብና ከይተበከለ ከሎ ሃገር ብህይወታ ከላ❤❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@A75Daniel
@A75Daniel 2 жыл бұрын
I could watch this video all day
@isaiasdesale5820
@isaiasdesale5820 Жыл бұрын
ዘማች ጅግና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
@EritreaMedia2
@EritreaMedia2 2 жыл бұрын
We promise you we will keep Eritrea for ever 🇪🇷 deki ery
@samueltekle2512
@samueltekle2512 3 жыл бұрын
መኻዚኖ መደበር ፖሎቲካ ዓንዲ ሪሙ ዘማች ጅግና
@adhanetabraham4617
@adhanetabraham4617 3 жыл бұрын
I can't found any word to Express my feelings no one is like eritrean people in the world 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷God bless eritrea
@wt2187
@wt2187 3 жыл бұрын
Same n agreed
@yonasberhe5279
@yonasberhe5279 3 жыл бұрын
ኣየ እወ ተባዕ ቆራጽ ጅግና ፈታዊ ሃገሩን ህዝቡን ፈቃር ተጠራኒፉ ዝኸይድ ወለዶ ብሳልኦም ሃገር ጽሓያ በሪቁ ተብዓት ኣብ መትከሎም ዝነብሩ
@ErilulBaHri
@ErilulBaHri 2 жыл бұрын
Love you Zemach❤🇪🇷 Aseyyy anabsna kberuley nberuley deqi Erey meley🇪🇷
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 3 жыл бұрын
Newih delye zsankwa blxti derfi nay niesnetna zemach Ambesa ❤️🇪🇷❤️ abet znebere hawi hawi zshitt mensey😍😍💪🇪🇷
@mussieweldetinsae371
@mussieweldetinsae371 3 жыл бұрын
ደቂ ሓላል መሬት ክንደይ እዮም ሓሊፎም ካብዚኦም love u ደቂ ኤረ 🌹🙏💞
@hagoshilu6088
@hagoshilu6088 3 жыл бұрын
Eway adey tkleani be hagerawi fiqri teqaxilom aqaxilomni diki erey halaley 🇪🇷❤❤❤❤❤
@alwayshopeful2614
@alwayshopeful2614 3 жыл бұрын
ዘማች ያሆ ዉላድ ስሓርቲ ተባዕ ኤርትራዊ ዕደምን ጥዕናን ይምነየልካ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 жыл бұрын
ሓባጥ እግሪ ክንደይ መንእሰይ እባ ኣራሲኖም ጠቢሶማ ሕጂ ክ'ኣ ይድገም ምህላው እዪ ዘሕዝን
@hberi2489
@hberi2489 3 жыл бұрын
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ dukum hlna
@natnaelokba5452
@natnaelokba5452 3 жыл бұрын
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ agame
@weldeabghebregziabiher6593
@weldeabghebregziabiher6593 3 жыл бұрын
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ ይገርመካ'ዩ ህግደፍ ምስ ነገድሶም ጥራሕ እዮም ጀጋኑ ዝብሉና ። ናይ ሕማማይ ስማርት ወለዶ'ዩ ገጢምዎም ነዞም ዓጃውስ ሻጥራማት።
@tedrostedi4889
@tedrostedi4889 3 жыл бұрын
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ Ata sahsah qomal agamme gena kitrgex ika. Zomach teba Siharti yu Nsu jigna nageru nmeretun tharmu
@tesfayghide4306
@tesfayghide4306 3 ай бұрын
ጀጋኑና ሳላኩም አያ አዛ ሃገር ካብ ኣፍ ሓርገጽ ድህና እሞ ክብሪ ንዓኹም ይኹን!
@Deepfocus0228
@Deepfocus0228 Жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ማራ እየ ዝፈተወኩም፡መቕሰናት፡ፍቅሪን ሰላምን ኣብ ዘለኩሞ! ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ።
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 жыл бұрын
I can' found any word to express ma feeling no one is like eritrean people in the world God bless you🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
@LisaLino-g8w
@LisaLino-g8w Жыл бұрын
Kubur🎉 mennet eritera, thank you my mother and father to be Eritrean
@hashemeritrean9897
@hashemeritrean9897 3 жыл бұрын
Eway nay bahaki abotatna ehwatey jeganu daki eri xeada hagerna hezbena selam yegberalna amlak bealo sedatna yehxerelna amlak nab hagerna nemelasalo ewan yegberalna befokri hegerna kenhanx ajekom daki eri xeada i love you zemach
@EritreanKing007
@EritreanKing007 3 жыл бұрын
Ajoka Wed-Tegrayeet, may god/Allah bless Eritrea and it's people. And TPLF/AGAZIANS must go to hell
@Natsitex
@Natsitex 3 жыл бұрын
Eway ezi zihliwom zelo betri hzus zeygefom eyu enjoy kigbrwo zey tesewiom eyum dhri kurub gzia zikonu akkk😢.Amlakey baelika ske tearekena nhzbi Eritrea!!
@hagosokbazgi6901
@hagosokbazgi6901 3 жыл бұрын
Ayni abaykum ydefen deqi Errrrr 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅🐅🐆🐆🐆🐆🐪🐪🐪🐪❤️ I love you so much!!!!
@semeremenestab2515
@semeremenestab2515 3 жыл бұрын
jeganuna🦁 zewedeqmulu elama kulu kewun koynu eu kebren mogosen ne seweatna awet nehafash 🇪🇷 eri hagerey nekid tray
@hannastehaye8845
@hannastehaye8845 3 жыл бұрын
Oooh zemach shikor ❤❤💪🏽💪🏽🇪🇷
@dontgiveup2341
@dontgiveup2341 2 жыл бұрын
Zemach Anbesa Xeruy Eritrawi 🇪🇷
@gisenergy7580
@gisenergy7580 3 жыл бұрын
That smile at 4:19 speaks volume 🇪🇷❤🐪
@yonimalet188
@yonimalet188 3 жыл бұрын
Thank you bro. I am still alive
@ኤርትራልበይወሲዳታ
@ኤርትራልበይወሲዳታ 3 жыл бұрын
@@yonimalet188 is that u?
@semerenegash3935
@semerenegash3935 2 жыл бұрын
@@yonimalet188 🇪🇷🇪🇷enkae beselam b hiwetka haleka jgna
@anantsfu2567
@anantsfu2567 2 жыл бұрын
@@yonimalet188 we love you my brother I’m Just happy to hear you still a life that smile I post on my Facebook and I right he is happy to give his life to Eritrea 🇪🇷 👏
@debesaymebrahatu1049
@debesaymebrahatu1049 Жыл бұрын
​@@yonimalet188 Abeyn measn kem znebere ente tinegrena si xbuq nieru.I hope kemzti wedi Tkabo zbelo, abta ab 2y werar zderef derfi zelewo mebzahteom zteseweu, zbezahkum bhiwet kthlwu.Ab Tiqa hawn motn koinka kemzi aynet fishktan hagosn ktrie,kem zkone neger ngzieu tray tegerimka ethalfo aykonen.Seb nhageru waga kikefl kelo kisab kndzi des kismeo ktrie keleka,"Ane men eye?" eleka nnebska thata emo,bzey zkone melsi kea,nab kale eyoka tkeyd.
@filmongebrihiwet351
@filmongebrihiwet351 3 жыл бұрын
Abzi alo weni malet enber kemzi gerna ntakakebu gzee yhabena love eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤💕
@tsehaitesfai4665
@tsehaitesfai4665 3 жыл бұрын
Way eza deki jeganu hager kab weledo nab weledo zisegager buluze jigninet selamn rahwan nihakume 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fthawifthawi4252
@fthawifthawi4252 4 ай бұрын
Aye we ah Shaabya ❤❤❤❤🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏🙏
@menkemaron1573
@menkemaron1573 3 жыл бұрын
Ahhhh jeganu seb sre 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@akilewedi
@akilewedi 2 жыл бұрын
Nezi hizbi zi kemey gerka titinkifo. Eritreanism is in our blood. Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 for ever!!
@huruyyosief5023
@huruyyosief5023 Жыл бұрын
Long live zemach legend artist and hero ,it show the unity of eritreans . Am so proud of to be eritrean
@efarmichael3329
@efarmichael3329 2 жыл бұрын
Tesfa Fanus wedi erey 🙏🇪🇷✊👍qalat yebleyn ne jegnetka zegelx
@merhawighebray6820
@merhawighebray6820 3 жыл бұрын
ኩሉ በጃ ደቂ ኤረይ፣
@alemmesghina1057
@alemmesghina1057 3 жыл бұрын
Wuw gad bless you deki eri jegaune selam ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹👌👍🙏🙏🙏
@adhanomzewde2958
@adhanomzewde2958 3 жыл бұрын
Viva dek er🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 dakey haras nbery
@kbrikbri7956
@kbrikbri7956 3 жыл бұрын
Eske abza zeyneberku elu kemzie kemay ztais like gberu 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🌟✌🏿
@senaymeharena9530
@senaymeharena9530 3 жыл бұрын
Eti n hager bmeswaeti kewhis enda zelele zwedik, eti eqa ane kiswae eye nsika xinah zibil, eti eqa kidanu ms hager ember ms seb zeygebere, Eti eqa Eritrea ember bhier awraja zeyfelit. Hadera hji edme defiu sidet asakiwo mislu tedewinu bsidet kemarir anfetu tefiewo abzi msaka tekormiu ente reakayo tarik zserhe eiu emo kemtom zwedeku kibri habo. Tarik kitserh gzieka eiu weledoy/mezenay. Ente zeyele kdigem zeykiel eritrawinet abzi akteme. Tefexeme
@hberi2489
@hberi2489 3 жыл бұрын
Bhaki jeganu, n weyane ida zkersemuwa
@yafi7539
@yafi7539 3 жыл бұрын
Miss you so much 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ሕልሚኣለኒሕልሚኤሪትራውያ
@ሕልሚኣለኒሕልሚኤሪትራውያ 3 жыл бұрын
ጥዑም ግዜ ይምለስ ዶ ይኸውን
@ወዲኤረይዕባይቃዛ-ሐ5ሐ
@ወዲኤረይዕባይቃዛ-ሐ5ሐ 3 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ኣብ (2021) ዝሰምዓ ይህሉ ዶ 1-9-2021 መበል 60 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ ጅግንነት ሓቦ ቆራጽነት ምስዚኦም ተሪፉ ኤፐ እዚ ግዜ ተዝምለስ
@angelinat6816
@angelinat6816 3 жыл бұрын
Someone please put lyrics to this song in English! I love Eritrean music so much! Wish I could understand it 😔😔🥺
@natnaelkibrom6168
@natnaelkibrom6168 2 жыл бұрын
From the decorated hall of his wedding ceremony. He left to the borders to save his first wife (his nation 🇪🇷 eritrea) his wife that the martyrs left him to save. And he left everything even his wife and dies to save his nation
@Nah0ma
@Nah0ma 2 жыл бұрын
@@natnaelkibrom6168 go on brother, finish it 😍🇪🇷!!
@freedom4481
@freedom4481 3 жыл бұрын
Bislam Erfu gerhi libom Tebskumom eba yehwatina mesawoti arer koynom nab higi zay bila Eritrea.
@solo8869
@solo8869 3 жыл бұрын
Ereyyyy enku natiki kenku
@nahomhabte6423
@nahomhabte6423 3 жыл бұрын
Legendary Zemach🇪🇷❤💪🌟
@erimonia6574
@erimonia6574 3 жыл бұрын
#ምምዛኑ ሲኢነ(ምፍላጡ ሲኢነ) ጽቡቅ ወዲ ሽኾር ወዲ ትብልኒ ታይ'ዩ ንዓይ ክኮነኒ ፍቕርኺ'የ ኣነ ዝደሊ ካብ ካልእ/ኩሉ ንላዕሊ ፍቕርኺ'ዩ ንዓይ ክንዲ ሕጸ መርዓ ኣቲ ሽኮሪና ቆልዓ ኣቲ ድምቅቲ ጻሓይ ኩኒ'ዶ ኩኒ ንዓይ እቲ ዕላልኺ ከም ማይ ይጸምኦ እቲ ሳሓቅኺ ይሕጎስ ክሰምኦ ትግደስለይ ኢኺ ልዕሊ መጠን ባህጊ ውሽጥኺ ግን ኣይተፈልጠን ትፈትውኒ ዲኺ ተፍቕርኒ ንሓዳር ናብራ ትምነይኒ ትብህግኒ ዲኺ ትደልይኒ መባልይተይ ክትኮኒ ትሓልሚ ትብልዮን ትገብርዮን ኣንጻር ኣብዩኒ'ምበር ድለትኺ ምንጻር ቃልኺ ወለላ ንፍቕሪ ዝዕድም ግብርኺ ግን ካባይ ይሃድም ምምዛኑ ሲኢነ ምፍላጡ ልበይ ብፍርሒ ሎምስ ሓቢጡ ወለላየ ወለላይ ዝያዳየ ዝያዳይ ምምዛኑ'ኮ ሲኢነ ድሌታትኺ ታይ ከም ዝኮነ
@samiwediqerin7689
@samiwediqerin7689 3 жыл бұрын
ኤረይ ብሌን ዓይነይ ተዓዲላ ሕብንቲ ብደቃ
@erigirl9358
@erigirl9358 3 жыл бұрын
ኣደድ ናይ ሎሚ ዘለናስ ብምንታይ ኢና ክንዝከር ኣብ ታሪኽ። እቶም ዝሓመቁ ብ ሃይማኖት ብ ኣውራጃ ዝሓሙ ተባሂልና ዲና ክንዝከር። ለባም ዓሻ ተወለድ ተዘምተ ትብል ነዓና እያ ተመሲላ
@rigatgirmay2958
@rigatgirmay2958 3 жыл бұрын
ኣጆካ /ኪ ሕጂዉን ጊዜ ኣሎ
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 3 жыл бұрын
ግዲ የብልክን ቀስብቐስ ክርድኦ እዩ።
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 3 жыл бұрын
Enjera zgi blae ember nay lomis lumusat weledo himak shinti weledo nay himamey yebrskum fetari ab Ethiopia rieyeyom axrifomuna ane kizawerile rieyeyom Eritreawi aynekarinina kiblu jemirom tray zeykonus Eritreawi kemzxilae geyromo mesten shigaran baesin hashishin chatt awalidomn awedatomin hade yebrsom fetari fikri hager zeyblom buelugat b nabey entebelkayom Europe,Canada,America beka adikum temelesu tarik feximkum hansabin nhawarun kabza kezab alem teseweru.
@alaminahmadibrahim1114
@alaminahmadibrahim1114 3 жыл бұрын
መዘከሪ የብልናን ብኑናት ጀነረሽን ኢና መዘከሪ የብልናን ንዓና
@godislove6831
@godislove6831 3 жыл бұрын
Teray abzezlnayo nesrah nemhar bebakmna heji wn may ayhalfon xamom kekfelu eyom ezom jeganuna
@what9520
@what9520 3 жыл бұрын
Ertirawi kubur meninet King afirca
@naniefrem6628
@naniefrem6628 3 жыл бұрын
ክፉእ ናይ ኤርትራን ናይዚ ሓላል ህዝባን ዝሓስብ,,,,,,,ከምዛ ናይ ዓዲ ገሊኦም ኣይ ሃገር ኣይ ክልል ሓዲግ የትርፎ።
@godislove6831
@godislove6831 3 жыл бұрын
Nzrdeo kebad zerba eya
@michalemichale5880
@michalemichale5880 Жыл бұрын
Wow !🎉🎉🎉 it brings memories of my childhood.
@filmonkesete466
@filmonkesete466 3 жыл бұрын
Abit jegnu ezi kulu halfu seb fah fah kebl tetami zehznka eu wetru ab libna alkum l am proud of you eritrean hero's 🇪🇷💪💪💪💪
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 3 жыл бұрын
ንበሩልና ጀጋኑና ንድሕሪት መሊስኩምና ደቂ ኤረይ ሓላላት
@solomon8
@solomon8 3 жыл бұрын
Zemach & jeganu warsayyyyy 🇪🇷💪🇪🇷💪
@Ereynatey
@Ereynatey 6 ай бұрын
2:40 that beautiful and innocent smile 🥺 I hope you are alive hawey natey ✊🏿🇪🇷
@MM-yq4sk
@MM-yq4sk 3 жыл бұрын
Hezbi Eritrea mes Kebru kelo 💪🇪🇷
@kibromhaileab6662
@kibromhaileab6662 3 жыл бұрын
4:12 to 4:20 I love that smile 😭
@natnaelokba5452
@natnaelokba5452 3 жыл бұрын
Same
@ኤርትራሪመይበቃ
@ኤርትራሪመይበቃ 3 жыл бұрын
Ms rakewo Bekye tfelt
@merhawiabraham9552
@merhawiabraham9552 3 жыл бұрын
@@ኤርትራሪመይበቃ men sami eyu
@ኤርትራልበይወሲዳታ
@ኤርትራልበይወሲዳታ 3 жыл бұрын
@@ኤርትራሪመይበቃ me toooo
@ኤርትራልበይወሲዳታ
@ኤርትራልበይወሲዳታ 3 жыл бұрын
And he so young ☹️ I hope he’s alive. Weyane rugumat kindey gobez atfiomulna
@merhawihaile6426
@merhawihaile6426 Жыл бұрын
Wawwwwwww nice amazing baba zemach
@habenhaile4869
@habenhaile4869 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GonTere
@GonTere Жыл бұрын
እዋ ናብታ ሓልላል መሬታ እወ ወዲቁ......!
@azebfsahaye
@azebfsahaye 2 жыл бұрын
Aye jignnet abiet ayni xelaeikum ydefen abiet fkri, hadnet, abiet mwhhad ,kbret, abiet hawey haftey bxaynet ,hanti mnbarom hanti kalom,abiet zbl fkri😘😘😘😘😘😘😘
@selamselam70
@selamselam70 3 жыл бұрын
Agerey kiday elu aytematean xenau ab kalu. Love you all our hero military
@erimonia6574
@erimonia6574 3 жыл бұрын
ሓጎስ ኣለዎ ፉሉይ ደስታ ን ዓድካ ምሕላው ባሕራ መሬታ ነሆ'ንዶ ይረአ ኣብ ገጻቶም ሰራዊትና ሓለውቲ መሬቶም ንብዓት መሬት ክጸርጉ ከም ዳንኬራ ንመስዋእቲ ዝዓጉ ምስጢር ኣሎ ዝጸንሐ ናይ ወለዶታት በጃ ምሕላፍ ምጽራዕ ሕድሪ ሰማእታት ዘይነጽፍ ፍሽኽታ ኣብ'ቲ ጹንኩር ኩነት ስኒ ምንካስ ንምዕታር ዓወት መሬተይ ሂወተይ ኢዩ'ቲ ማሕላ ነብሱ የሕሲሙ ሰማይ ዝሰቅላ
@selamnega662
@selamnega662 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️Eritreawi mukam kitem
@Nrayo-j8r
@Nrayo-j8r 8 ай бұрын
Adey erey nibernina nzelalem ❤❤❤deki erey
@Ereynatey
@Ereynatey 6 ай бұрын
Hagerey wagaki kubur eyu 😭✊🏿🇪🇷
@Simon-uy7cv
@Simon-uy7cv 6 ай бұрын
Kbrin mogesin nhayltat mklkal Eritrea ❤
@modeleyabofikiri4169
@modeleyabofikiri4169 3 жыл бұрын
Ahhhh eway gize kilae kindey jigna halifna nihna ab doer letter abi zikiri abaltna offff ab teblahta at a god bless u zache shikor
@Habenfu
@Habenfu Жыл бұрын
ከምዚ ከማይ 2023 ዝሸጎፋ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@chamejohn6593
@chamejohn6593 9 ай бұрын
Ane mftarey msiom kikoneley neyrwo ❤❤❤ Edl aygeberkun
@meronmichael5941
@meronmichael5941 3 жыл бұрын
Jeganu sematatna nzelalem ab lbna,,,WETRU awet nHaFaSh
@habenabrha4995
@habenabrha4995 3 жыл бұрын
Edmen teanannn yhabka serawit eritrea 🇪🇷
@wegihuyemane2469
@wegihuyemane2469 3 жыл бұрын
Kemzietata video sededulena bejakum🇪🇷🙏🇪🇷🙏💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 3 жыл бұрын
shkorinatat deki erey jeganu ajekum ❤❤❤❤❤
@nahomjgm9377
@nahomjgm9377 3 жыл бұрын
Zemach jigna kulu gzie ab metkolu 🇪🇷💪🏼🦁🇪🇷
@abrahamnuggusse7937
@abrahamnuggusse7937 2 жыл бұрын
Hagerawnet malet abzi alo yaek nezi mdmsas endu ezi kulu wdiet emo yelen eruyey eritrea 🇪🇷
Eritrea Oqbagabr flmawit ade Eritrean music 2017
6:21
ሓሬና Hariena
Рет қаралды 1,8 МЛН
I'VE MADE A CUTE FLYING LOLLIPOP FOR MY KID #SHORTS
0:48
A Plus School
Рет қаралды 20 МЛН
Вопрос Ребром - Джиган
43:52
Gazgolder
Рет қаралды 3,8 МЛН
(Zegaki Eye Anti Meret) Meron and Estifanos (Zemach)@BurukTv
5:35
Eritrean Music Estifanos Abraham (Zemach) 2020
4:18
Rim Entertainment
Рет қаралды 54 М.
Negarit 307: Is UN Eritrea's Enemy?
18:46
NEGARIT @negarit
Рет қаралды 7 М.
bereket  mengestab (yewaf keramat )
9:19
menbar betesfa
Рет қаралды 202 М.
Eritrea: Warsay best Video happy B-Day Eritrea
6:27
YoungPFDJ
Рет қаралды 908 М.
Best Eritrean guayla
14:41
TeSfai Sisters
Рет қаралды 758 М.