"Rimna ሕቶታት" ሰብ ያ ፀውዐለይ ተበልኩስ...? መስሓቀቒ ሕቶታት ምስላ ትግርኛ ምስ ተዋሰእቲ ሰብ 2 ዓለም

  Рет қаралды 6,525

RIMNA

RIMNA

Күн бұрын

Пікірлер: 101
@FedFeed-kh8by
@FedFeed-kh8by 5 ай бұрын
አድግያ ዘይብለንስ በቅሊ ይንዕቃ እያ እዛ ንስላ ወለድና ፍቁራት አሕዋትና ዋሕለልናያ ክብላስ፣ ፃሕሊ ይዓጥና ጸጉርያ ዘይሓዛስ ፣ መትሓዚ ጸጉሪ መርዓውያ ከይሓዛስ ፣ያርኪ ይቃጸራ ንጉስ አይክሰስ፣ ሰማይ አይሕረስ
@YedguYrdfu
@YedguYrdfu 5 ай бұрын
ዋሕለልናያ ክብላሰ ፃሕሊ ይዓጥና❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@zeduGualtgray
@zeduGualtgray 5 ай бұрын
ንጉስ ኣይክሰስ ሰማይ ኣይሕረስ ፀጉሪያ ዘይሓዛስ መድሐዚ ፀጉሩ መርዓዊ ዘይሓዛስ ዓርኪ ይቃፀራ ጥሕንያ ዊዒለንስ ባኣለምርያም በላ ዋሕለልናያ ክብለስ ፃሕሊ ይዓጥና❤❤❤
@robelgebremedhin8111
@robelgebremedhin8111 5 ай бұрын
ሰብ ያ ፀውዐለይ እንተበልኩስ ብዓል በለስ
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 5 ай бұрын
ይመቸኩም ተጋሩዋይ ፃሓይ ገፆም❤❤❤😂😂😂🎉
@Madina-q1p
@Madina-q1p 5 ай бұрын
ስብ ያ ❤ፅወዕ ተብልኩዎስ ባዓል በለስ
@ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ
@ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ 5 ай бұрын
ዋሕለልናያ ክብላስ ፃሕሊ ይዓጥና ጥሕንያ ዊዒለንስ ባኣለማርያም በላ ፀጉሪያ ዘይሓዛስ መድሐዚ ፀጉሩ መርዊያ ዘይሓዛስ ዓርኪ ይቃፀራ ንጉስ ኣይክሰስ ሰማይ ኣይሕረስ
@kalayugereziher-es5lv
@kalayugereziher-es5lv 5 ай бұрын
ኣድጊያ ዘይብሉስ በቅሊ ይንዕቅ እዩ እቲ ሕቶ ኣይትገማጥልዎ
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx 5 ай бұрын
ዋሕለልናያ ክብላስ ፃሕሊ ይዓጥና
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 5 ай бұрын
ዋሕለልነያ ክብላስ= ፃሕሊ ይዓጥና መርዓውዬያ ዘይሓዛስ =ዓርኺ ይቋፀራ ፀጉሪያ ዘይሓዛስ =መትሐዚ ፀጉሪ ንጉስ ኣይክሰስስ=ሰማይ ኣይሕረስ ወዘተ ሽፍድና ያ ጤልስ ካብ ማዓንኮራ😂😂😂😅🌹🌺🌺🌹🌹😂😂🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺ቀፅሉሉ ዝመደብ😂
@ሶሊይ
@ሶሊይ 5 ай бұрын
ዋሕለልናያ ክብላስ ፃሕሊይ ይዓጥና👍👊
@FalToom
@FalToom 5 ай бұрын
ዋሓለልና ክብላስ ናድቅስ ዓጠና😂😂😂
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 5 ай бұрын
ዋሕለልናያ ክብላስ ፃሕሊ ይዓጥና።
@seli-jr6fu
@seli-jr6fu 5 ай бұрын
በዓል በለስ ያ የሰብይ ድዩ 😂😂😂😂😂🫢🙆‍♀️
@ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ
@ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ 5 ай бұрын
ቀፅልሉ ግን አሕዋተይ መዓረይ ቀልዲ ምሰ ቁምነገር ንዓካትኩም እዉን ንዩትብኩም ንመንእሰይ እዉን መምሃሪ ዝከዉን መንፈሳዊ ሕቶ ተትሓቱ ክንደይ ደሰ ምበለ ነይሩ ትብሉ lik gberu gays
@Siduviva1
@Siduviva1 5 ай бұрын
Well come deki adey💛❤️
@Werkalem-16
@Werkalem-16 5 ай бұрын
ስብ ፀወየለይ ተበልኩዋሰ እነይ ተክለ😂❤
@Sara-m8w
@Sara-m8w 3 ай бұрын
ዋሕልና ያ ክበላስ ፃሕላ ያዓጠና
@ዛይድ-ቈ8ገ
@ዛይድ-ቈ8ገ 5 ай бұрын
አድጊየ ዘይብለንሰ በቀል ይንዕቃ ይብሃላ😂😂
@SelamGebrekidan-r9y
@SelamGebrekidan-r9y 5 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🌹🌹👍
@SelamGebrekidan-r9y
@SelamGebrekidan-r9y 5 ай бұрын
❤❤❤❤🌹🌹🌹👍👍👌
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 5 ай бұрын
ዋሕለልናያ ክብላስ ፃሕሊ ይዓጥና እዩ
@OzakMan-ux9iu
@OzakMan-ux9iu 5 ай бұрын
Wow lgemr interview iyu ketslulu 🔥🔥🔥❤️
@SaRa-sc5tf
@SaRa-sc5tf 5 ай бұрын
ዋሕለልናያ ክብላስ መልሲ__ፃሕሊ ያዓጥና ይመስለኒ
@AberhatsyonGebresilse
@AberhatsyonGebresilse 5 ай бұрын
መትሐዚ ፀጉሪ ይገብራ
@AberhatsyonGebresilse
@AberhatsyonGebresilse 5 ай бұрын
ፃሕሊ ይዓጥና
@Brehoyti
@Brehoyti 5 ай бұрын
ዋሕለልናያ ክብላስ ፅሕሊ ይ ዓጠና
@AberhatsyonGebresilse
@AberhatsyonGebresilse 5 ай бұрын
ሰማይ ኣይሕረስ
@Haregte
@Haregte 5 ай бұрын
ምስላ ዶ ተገልቢጣ ኣድጊያ ዘይብለንስ በቅሊ ይንዕቃ እያ ወዲ ዓበይቲ
@Brihentsify-zc8wc
@Brihentsify-zc8wc 5 ай бұрын
ማቻ ንዓኩም❤❤❤❤❤
@rozaroza4787
@rozaroza4787 5 ай бұрын
Melsi akimtlna
@genet9195
@genet9195 5 ай бұрын
ዋሕለና ክብላስ እንዳ ድቁስ ይዓጥና ❤️❤️❤️🥰
@mdbahr7406
@mdbahr7406 5 ай бұрын
ፃሕል ዓጠና
@Wedituaum
@Wedituaum 4 ай бұрын
ሑንቁቁያ ቖልዓስ ኣቓሓ ኣበኡ ይጫወት
@slamah.33slamah2
@slamah.33slamah2 5 ай бұрын
ጨጉሪያ ዘይበለንስ መታሓዝ ጨጉሪ ይገዝኣ እያ ምስላታት ትግሪኛ
@Wedituaum
@Wedituaum 4 ай бұрын
ዛ ሰብ ያ ፀዉዕለይ ትበልኽዎስ ባዓል በለስ ልትብል ምስላጊን ናመንደር እያ
@hdhud9018
@hdhud9018 5 ай бұрын
ፀውዕ ተበልኩስ ባዓል በለስ 🤣🤣
@AberhatsyonGebresilse
@AberhatsyonGebresilse 5 ай бұрын
ባዓለዝጊሄር ይብላ
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 5 ай бұрын
ሸያብ ኣይትፀዉዕ ለባም ፀዉዕ እያ እያ ታናይ መጀመርያ ሕቶ ሓታቲ ተጋጊካ እካ❤
@Haregte
@Haregte 5 ай бұрын
ሰብያ ፀውዐለይ ተበልኩስ ባዓል በለስ ኡ ዝባሃል ወዲ ዓበይቲ
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 5 ай бұрын
@@Haregte ሓዳሽ ምስላ እያ ሰሚዐያ ኣይፈልጥን😂😂
@Haregte
@Haregte 5 ай бұрын
@@MedhinDesta-mt5vj ሓዳሽ ኣይኮነትን ብሓቂ ዝፀንሐት እያ😂ኣይፈልጣን በል እምበይ
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 5 ай бұрын
@@Haregte ኣብ ትግራይ በአይ ኣከባብ ከሙኡ ይባሃል?
@Haregte
@Haregte 5 ай бұрын
@@MedhinDesta-mt5vj ደቂ መቐለ እኳ ፈሊጦማስ ይባሃል እዩ ኣብ ኩሉ ኣነ ምብራቓዊ አ
@galebuy-mk3xj
@galebuy-mk3xj 5 ай бұрын
ኩለን ዘንምስላ ይፈልጠንየ😮
@SameeraTesfay
@SameeraTesfay 5 ай бұрын
ዋሕለልናያ ከብላሰ እዳ ድቁሰ ያዓጥና
@slamah.33slamah2
@slamah.33slamah2 5 ай бұрын
ባኣለማርያም ይብላ ዋሓለልናይ ክብላስ ፃሓል ያዓጥና
@Madina-q1p
@Madina-q1p 5 ай бұрын
ዋሕሊልናያ ክብልሲ ፃሕል ይዓጥና❤ ብቅሊያ ዝይብለንሲ ኣድጊ ይንዕቃ
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 5 ай бұрын
ኣድግያ ዘይብለንስ በቅሊ ይንዕቃ እዩ ዝበሃል ገላቢጥኻዮ ኣለኻ
@HffFdr-gs6dxmeri
@HffFdr-gs6dxmeri 5 ай бұрын
ዋኝ
@SameeraTesfay
@SameeraTesfay 5 ай бұрын
ሰብ ፀዋዓለይትኩሰ ተኩሉ
@Madina-q1p
@Madina-q1p 5 ай бұрын
ንጎስ አይክስስ ስማይ ኣይሕርስ
@ዛይድ-ቈ8ገ
@ዛይድ-ቈ8ገ 5 ай бұрын
በዓልካ ምሰላ ዘይተክልሰ😂😂
@AberhatsyonGebresilse
@AberhatsyonGebresilse 5 ай бұрын
ኣድጊ ይንዕቃ
@Selam-k4p
@Selam-k4p 5 ай бұрын
ሓታቲ ንባዕልኻ ሕቶታትካ ብደንቢ ፈሊጥካ ሕተት እቲ መልሲ እካ ኮሞንቲ መሊሰምልካ ኣለዉ
@Haregte
@Haregte 5 ай бұрын
ሰብ ያ ፀውዐለይ ተበልኩስ ባዓል በለስ በሉ ።
@arsuhabeshawit5083
@arsuhabeshawit5083 5 ай бұрын
ሃኒት ቀባጥ😂😂
@GnW-k1f
@GnW-k1f 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@FreweynlAedhenl
@FreweynlAedhenl 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx 5 ай бұрын
ደቂ ገጠርዋይ ንቅድሚት ሓንቲያ ክትምርዖስ ኩለን ይኮሓላ
@afgcg5271
@afgcg5271 5 ай бұрын
ሓታቲ ንባዓልካ ኣስታካክል
@ሶሊይ
@ሶሊይ 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉😂😂😂
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 5 ай бұрын
ጥሕንያ ውዒለንስ ባኣለማርያም ይብላ እዩ።
@mr.illmind798
@mr.illmind798 5 ай бұрын
❤❤😂😂😂❤
@EsronNegasi19
@EsronNegasi19 5 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉
@ftanegeshagos799
@ftanegeshagos799 4 ай бұрын
ኣረ ትግርኛ ኣይትግጥምዋን ኣሕዋት። refer to.........የሐዝን ተጋሩ መስየምናንስ ትግረኛ ለይንፈልጥ?
@AberhatsyonGebresilse
@AberhatsyonGebresilse 5 ай бұрын
ዓርኪ ይቋፀራ
@aminemekonen6588
@aminemekonen6588 5 ай бұрын
ንባዕልኻ ሕቶ ሓታቲ ተጋገ ኣለኻ ሰብ ፅዋዕእለይ ተብልኩስ ዘኮነስ ለባም ፀዉዕ ተበልኩስ ሰያብ ይፅዉዕ እዩ ነይሩ
@Haregte
@Haregte 5 ай бұрын
ይባሃል እዩ ሰብያ ፀውዐለይ ተበልኩስ ባዓል በለስ ይባሃል
@slamah.33slamah2
@slamah.33slamah2 5 ай бұрын
ሓታታይ ንባዓልካለ ኣስተካክልካ ሓዞ ሰብያ ፀውዕ ተበሉኩዎስ ባዓል በለስ
@MikialeGebremariyam
@MikialeGebremariyam 5 ай бұрын
Beal bels
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 5 ай бұрын
ዛ ሰብያ ፀዉዓለይ ተበልክዎስ ሸዋጢ በልስ ትብል ምስላስ ኣነ ስደት ምስ መፃእኩ እያ ግዲ ወፂኣ ሰሚዐያ ዘይፈልጥ 😂
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ 5 ай бұрын
ዋላ አነ😂
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx 5 ай бұрын
በቅሊ ያ ዘይብሉስ ኣድጊ ይንዕቅ
@Haregte
@Haregte 5 ай бұрын
ገሊቢጥካያ 😂 ኣድጊያ ዘይብሉስ በቅሊ ይንዕቅ እዩ መን ድዩ ዝበለፀ
@arsuhabeshawit5083
@arsuhabeshawit5083 5 ай бұрын
ኣታ ዝንጉስ ኣብ ኩሉ እዩ ከም ሃፍታም ልኩንበር😲😲🥺
@haymifkrr
@haymifkrr 5 ай бұрын
😂😂😂
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 5 ай бұрын
😂😂😂
@Teamt-ጥዕምቲM
@Teamt-ጥዕምቲM 5 ай бұрын
ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ማ ግበሩለይ❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 5 ай бұрын
ገማጢልኻዮ ንስኻ ከኣ ኣድግያ ዘይብለንስ በቅሊ ይንዕቃ እዩ።
@Madina-q1p
@Madina-q1p 5 ай бұрын
ኣነ ድማ ክሓትኩም ሓንቲ ያ ክትመርዕሲ ዳሽ
@Haregte
@Haregte 5 ай бұрын
😂ኩለን ይኳሓላ😂😂
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ 5 ай бұрын
​@@Haregteፈጣን ናተይ❤
@Madina-q1p
@Madina-q1p 5 ай бұрын
ክሓትኩም ትፅቢትያ ደራርሲ ዳሽ
@Haregte
@Haregte 5 ай бұрын
የረእርግ😂ትፅቢትያ ድራርስ የእርግ😂
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 5 ай бұрын
መምፅኢ ድቃስ😅
@AaBb-yw2xy
@AaBb-yw2xy 5 ай бұрын
ትጽቢትያ ድራርስ ዓይኒ የዕውር
@Madina-q1p
@Madina-q1p 5 ай бұрын
@@AaBb-yw2xy ዋውው ንፍዕቲ
@aynalemaynalem-xb9qo
@aynalemaynalem-xb9qo 5 ай бұрын
ዋሕለልናያ ክብላስ ፃሕሊ ይዓጥና
@ተመስግንተመስገን
@ተመስግንተመስገን 5 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@YdtHr
@YdtHr 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@EsronNegasi19
@EsronNegasi19 5 ай бұрын
❤❤❤😂😂
@yousfYousf-bq1ns
@yousfYousf-bq1ns 5 ай бұрын
ዋሕለልናያ ክብላስ ፃሕሊ ያዓጥና
@AllBaad-co9xv
@AllBaad-co9xv 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@GolWejerat
@GolWejerat 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤😂😂😂
@ፅየንጋል70እንደርታትግራይ
@ፅየንጋል70እንደርታትግራይ 5 ай бұрын
❤❤😂
@fhtyrgdh8630
@fhtyrgdh8630 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@slamanahmad
@slamanahmad 5 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ጓልትግራይ-ገ3ጠ
@ጓልትግራይ-ገ3ጠ 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН
WALALKAYGA CANADA JOGO NAAGTAN KUWASHAY U TIJABI s2025/P002
16:07
Ridhwan Issack
Рет қаралды 94 М.
ለምለም ቀወጠቺዉ በነፂ እንሾሽላ ቀን 🫶❤️
19:06
Netse tube ነፂ ቲዩብ
Рет қаралды 10 М.
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН