No video

#RuftaLbey

  Рет қаралды 15,003

Rufta Lbey

Rufta Lbey

Күн бұрын

Subscribe free:
/ ruftalbey
Copyright©Rufta Lbey ሩፍታ ልበይ 2021
ምሳና ክትራኸቡ ምስ እትደልዮ በዛ Email ክትጽሕፍልና ትኽእሉ ኢኹም:
kibrom.debesay24@gmail.com
√ኣብዛ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ: / ruftalbey
√Facebook:page:www.facebook.c...
ሃናጺ ሓሳብኩምን ርእይቶኩምን ንዓና ኣገዳሲ ስለ ዝኾነ ካብ ምጽሓፍ ኣይትቀጠቡ።ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና።
©All rights reserved to Rufta Lbey ሩፍታ ልበይ.No part of this publication may be reproduced,distributed or transmitted in any form or by any means without the prior written permission of the publisher.
#Rufta Lbey# ሩፍታ ልበይ#

Пікірлер: 168
@user-rn4ze9yd3l
@user-rn4ze9yd3l 3 жыл бұрын
😭😭😭ዓሕሕሕሕሕሕ እዋይ ሓፍተይ ናተይ ኣጆኪ ናይኩላትና ሓዘን እዩ ፈጣሪ የፅናንዕኪ🙏😭😭😭ነብሲቅትለትሞ 2ግዜ ሞት እዩ ነቲ ሕማቅ ሸይጣን ብመንፈስ ቁድስ ገይርኪ ኣባርርዮ መዝሙር እናሰማዕኪ ቃል እዝጋቢሄር እናሰማዕኪ ንሸይጣን ሰዓርዮ ፈጣሪ ድማ ክሕግዘኪ እዩ ዛሓፍተይ እዛ ፈጣሪ ዝፈጠራ ሂወትና ባዕልና ኣይነጥፈኣያ ምስ ኣምላክና ከይንበኣስ ኣጆና እስከ ክወግሕ እዩ😥😥😭
@ተመስገንአምላክ
@ተመስገንአምላክ 2 жыл бұрын
አሜንአሜንአሜን.ቃለሂወት.የስመዐና.አጀኪ.ዘሓፍተይ.
@user-dk6ee9eu5q
@user-dk6ee9eu5q 3 жыл бұрын
ሓፍተይይ 😢😢😢😢😥😥ኡፍፍፍፍ 😢😢😢😢💊💊ፅንዓት ይሃብኺ ክብረተይ ኦ ጎይታ መድሃኒአለም ምሕረትኻ ልኣኸልና ፀቢብና ኣባጊዕኻ ፋሕ ኢልና ሓጥያትና ሕደገልና ትረፍታ ኣውርድ ኣሜንንን
@user-jf4bk7cj7d
@user-jf4bk7cj7d 3 жыл бұрын
ኣጆኪ ፉሩቱና ሓፍተይ ኩላትና ከማኪ እና ተስፋና ኣብ እግዚኣብሔር እዩ ፍርዲ እውን ካብቲ ልዑል ሓቀኛ ዳኛ ኣምላክና እዩ 💔💔💔 😓😓😓😢😢😢😢
@user-dk6ee9eu5q
@user-dk6ee9eu5q 3 жыл бұрын
ፅንዓት 😢😢😢 ይሃብኽን 😢😢😢 ክብረተይ 😢😢ኣምላኽ ይፈርድ እዩ 💊💊💊💊💊😢😢😢😢
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓዉና ክብሮም ብሓቂ ስለኩሉ መልስካ ትምህርትካ ምክርካ ቃለህይወት የስምዐልና ኣይይይይ አነየየየ እፍፍ ጋልነይ ሓፍተይ እመኣምላክ ምሳኪ ትኩን 😢😢😢😢😢😭😭አነስ ዝብሎ ጠፊኡኒ ኣብስድራና ዘሎ ስቃይ ብርከይ ሰንኪሉኒ ኣምላኬ ይኣክለኩም በለና😢
@user-oy3ci9qf3q
@user-oy3ci9qf3q 3 жыл бұрын
ኣሕሕሕ ሓፈተይ ናተይ ፅንዓት ይሃብኪ 😭😭😭ኣጆኪ
@medhaniearaya2266
@medhaniearaya2266 3 жыл бұрын
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኩሉ ናይ ፈጣሪ ኢዩ ነቶም ካብዚ ዓለም ብዘይ ሓሰብዎ ካብዛ ምድሪ ዝተፈለና መንግስተ ሰማይ የዋርስ ናዓኪ ድማ ትብዓትን ምጽኒናዕን ይሃብኪ።
@user-cs8nq6rk6t
@user-cs8nq6rk6t 3 жыл бұрын
ኣጀኪ ጽንዓት ይሃብኪ ፍሩቱና ሓፍተይ ንመወትቲ ካኣ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶም ኣብ ሕቕፎ ኣብርሃም ይሳቕ ይንብሮም 😭😭😭ሓፍተየ እመብርሃን ምሳኺ ትኹን 👏👏
@user-rw7jo1wh2h
@user-rw7jo1wh2h 3 жыл бұрын
ኣጆኪ ክብርቲ ሓፍተና እመ ብርሃን ምሳኪ ትኩን ፅንዓትይሃብኪ ክብርቲ ሓፍተይ ንሓውና እውን ፀግኡ የብዘሐልካ
@mamitey9934
@mamitey9934 3 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna hawna, furtuna haftey dma ajoki 🙏
@user-kdstizetewahdo
@user-kdstizetewahdo 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር ሓዉና ፉሩቱና ሓፍትና ፅንዓት ይሃብኪ ኣጆኪ ንዝመቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
@mebityoutube4659
@mebityoutube4659 3 жыл бұрын
ሩፋታና ሓፍተይ ኣጆኪ ዝያዳይ አነ ሓፍትክም 2 ደቂ እነይ ሲኢነ ኣለኩ 😢😢😢ግን እንታይሞ ክንብል ተመስገን እምበር ዳብሎስ ርጉም እዩ ብዝጎደለካ ኣትዩ ሕማቅ ውሳኔ ክትውስን ይገብረካ እዩ እና ከይታሓስብዮ እግዚአብሔር ልብኪ ከጽነዖ እዩ ክብርተይ ንዘለኪ ረአይ ዝያዳይ እግዚአብሔር ጥዕና ያሃብኪ እምበር ኩሉ ሓሊፉ ውሉድ ብውሉድ ንብረትም ብገንዘብ ክትትክእዮ ኢኪ ዝያዳይ ከምዚ ክብለኪ ከለኩ ግን ንሓበ እየ እምበር ዝያዳይ ሓዘንኪ ዐረ እናጣዓመኒ እዩ እና ኣጆኪ ፅንዓት ያሃብኪ ማዓረይ 🙏
@selam801
@selam801 3 жыл бұрын
አሕሕሕ እዋይይይ ህዝበይ ትረኽቦ ዘለኻ መከራ አጆኺ ፍርቱና ሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኪ
@user-nv5vt5ct6f
@user-nv5vt5ct6f 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፉሩቱና ሓፍተይ ኣምላክ ፅንዓቱ ይሃብኪ ንመወቲ ከዓ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ኣጆኪ ናብ ፈጣሪ ጠምቲ እሞባዕሉ ሓይሊ ካብ ኩሉ ፈተና ክሕግዘኪ እዩ እግዚኣብሄር ንህዝብናን ንሃገርናን ሰላሙ የዉርደልና
@user-kf4rh8ls8g
@user-kf4rh8ls8g 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ኣይዞኪ ዛሓፍተይ ሓዘንኪ ሓዘና እዩ ፅንዓት ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍተይ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ኣይዞኪ ንርኩስ መንፈስ ቦታ ኣይትሃብዮ ኩልና ብትግራይ ዓድናን ብቲ ግፍዒ ዝወርዶ ዘሎ ህዝብናን ኣይንቀስንን ዘለና ኩላትና ኣሕዋትኪ ኣብ ስደት ኮይና ዘጥረናዮ ኣበይ ከምዘሎ ኣይንፈልጦን ኢና እና ክብርተይ ደጊመ ፅንዓት ይሃብኪ ይብለኪ ክብርቲ ሓፍተይ ኩሉ ሓሊፉ ምስ ወለድናን መሬት ዓድና ንምርጋፅ የብቀዐና ክቡራት ኣሕዋተይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-cy1nr3ep7t
@user-cy1nr3ep7t 3 жыл бұрын
ኣጀኺ ሓፍተይ ናይ ኩሉ ሓዘን እዩ ፅናዓት ይህብኺ ምንግስተ ሰማይ ይዎሩሶም ሓሳብ እግዝብሄር እዩ
@user-lu4bl7lt9t
@user-lu4bl7lt9t 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓዉና መም. ፀግኡ የብዘሐልካ ናይ ኣገልግሎትካ ዘመን ፈጣሪ ይባርክ. ከማኻ ዝበለ የብዘሐልና. ንክብርቲ ሓፍትናን ብሓፈሻ ንህዝብናን ጽንዓት ይሃበና. ፈጣሪ ይኣኽለኩም ይበለና.
@YoDaha
@YoDaha 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐል ክብርቲ ሓፍትና መድሃኒ ኣለም ምፅንናዕ ይሃብኪ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኩሉ ናባዓሉ ነብስካ ምጥፋእ ግና ዝገደደ ስለዝኮነ ናይ ሰይጣን ፈተና ሙኳኑ ፈሊጥና ክንጭነቅ ከለና ብስም እግዚአብሔር ብሱምቅዱሳን ካባና ርሓቅ እናበልና ንግንሐዮ ኣጆኪ
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 3 жыл бұрын
_ኣይይይይይ ኡፍፍ ናይ ብሓቂ ብፍላይ ዓዲ ዓረብ ዘለና ልብና ኣመና ተሰይሩ ሎምስ እቲ ምብካይ እውን ደኺምና ኣጆኪ ክብርቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣኻእሎ ይሃብኪ ቀሪብና ኢና ሽግርና ክሓልፍ_
@amleshamuruts1313
@amleshamuruts1313 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡራት ቻናል ሩፍታ ልበይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ ይብዝሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ሓፍተይ ማዓረይ ኣጆኪ ንመላእ ቤተ ስብ ፅንዓት ይሃበኩም ኣምላክ ምሕረት ይላኣከልና💒👏👏👏💔💔😭😭😭
@senaytguosh2037
@senaytguosh2037 3 жыл бұрын
Ajoki hftey klu seb u. Bkemzi sger. Tethzu zelo xnat yhbki. 💔💔💔😭😭 Amlaknmsaki yken nbska metfa. Ab semyen ab mderen. Sekay u. Xenket nbalu nay setan u. Sel zi. Ageb nbska mtfa. Xelot geberi. Ajoki ka mes sebat ka terakibi
@mymam9142
@mymam9142 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ኣገላልጻ ። ነሓብትና ከኣ ፈጣሪ የሃልዋ። ኣጆኪ ተስፋ ዘይምቁራጽ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ።
@wdasefseha6641
@wdasefseha6641 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna
@user-fi7os3lz2u
@user-fi7os3lz2u 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህርና ከምኡ ውን ፍርቱና ሓፍተይ አጆኪ ፅንዓት ይሃብኪ አጆኪ አብ በይንኪ አይኮነን ፆሎት ግበሪ እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን ዝሓፍተይ
@user-yk1ku5rw7c
@user-yk1ku5rw7c 3 жыл бұрын
ፅናዓት ይሃብኪ ሓፍተይ ናተይ ኣይዘኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዝኪ ቃል ህይወት የስምዓልና
@aboduhaftu9140
@aboduhaftu9140 2 жыл бұрын
ብሓቃ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን ፫🤲 ዓሕሕሕሕሕሕ አጆኪ ክብረተይ ሓፍተይ ፅናዓት ይሃብኺ ❤
@user-or9nf1dz9c
@user-or9nf1dz9c 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና መምህረይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባረኽ ሓፍትና ፍርቱና ፅንዓት ይሃብኪ ንመላእ ቤተሰብ ውን ፅንዓት ይሃብኹም
@SalamSalam-ke1iu
@SalamSalam-ke1iu 3 жыл бұрын
ኣጆና ሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኪ ንመዎቲ ክኣ ኣብ ገነት የንብሮም ንትግራይ ዓድና ክኣ ሰላም የውርደልና🙏😭😭😭😭
@tsigietsigie9899
@tsigietsigie9899 3 жыл бұрын
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ፈተና ዘይብላ ሂወት የላን እሞ ኩሉ ብትዕግስቲ ንስገሮ ንዝመቱ ወገናትና ወን ኣብ ገነት የንብሮም
@user-kp9zk5xe7w
@user-kp9zk5xe7w 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የሰመዕልና አጀኪ ዝሓፍተይ ንዝመቱ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶም🙏🙏🙏🌿🌿
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ኣቅረብቲ ዚ መደብ ብሓቂ ዘጸናንዕ ቃል ኣምላክ ፡ ሓፍትና ፍርቱና ኣጆኺ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ግዜ ቃል ኣምላክ ምንባብ ፡ምስማዕ ካብኡ ኣይትፈለዪ እሞ ብኡ ጌሩ መንፈስ ቅዱስ ክወርደኪ እዩ ፡ ፍቕርን ሰላምን ጥዕናን ኣኣብ ዘለናዮ ክወግሕ እዩ።
@alemgoitom9066
@alemgoitom9066 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qlae hiwet yesmalna Egzabher Amlak nhaftena ka xnaat yhabeki Egzabher Amlak ✝️⛪🙏😭😭😭💔
@zufanamera8795
@zufanamera8795 3 жыл бұрын
ክብሮም ሓወይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስለቲ ኩሉ ብቻነልካ እተፅናዕነዐና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ ልሓፍትና ፅንዓቱን ጥንካሬኡን ይሃባ ሰላማዊ አምላክና መድኃኒዓለም ካብ ጭንቀት ኣዉፂኡ ናብ ሰላም መንፈስ ይመልስኪ ኣይዞኺ ዛሓፍተይ ኩለና ኣሕዋትኪ ክንድኡን ካብኡ ዝዓብን ላጋጠመናን ላተሸከምናን ኣብ ስደት ኮይንና ኢና ንሳቐ ዘለናሞ ፅንዒ ኩለና ናብኡ ኢና ካብ ሞት ዝተርፍ ዋላ ሓደ ፍጥረት የለን😥😥
@nha5412
@nha5412 3 жыл бұрын
ኣጀኪ ዝሓፍተይ ፅናዓት የሃብኪ ሰላሙ ይላእካና እግዚኣብሔር ኣምላክ😢😢😢
@medihintadese7390
@medihintadese7390 3 жыл бұрын
_ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ ክብር ሓወና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፉሩትና ሓፍትና ፅንዓት የሃብኪ ኣምላኽ አይዘኪ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ምስኩላትና ይኩን ጭንቀት አብኩሉ በዚሑ አሎ ኣምላኽ ሰላሙ ይልኣከልና😭_
@user-uz6pv1ol1q
@user-uz6pv1ol1q 3 жыл бұрын
😭😭ኣጆኪ ዝሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኪ እዚ ሓዘንኪ😭😭ሓዘነይ እዩ ኣጆኪ ዝሓፍተይ እግዛኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የውረድና ኣብ ኩሉ ትግራይ ዘሎ እዩናይ ስደትና ናፍቆት ከይኣክለናስ ናይ ወለድና ዓድናን ሻቅለት በዝሕና ኦ ጎታይ ማሓረና ክብር ሓውና ብሓቂ ቃል ህይወት ይስመዓና እግዛኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሐልካ🙏🙏🙏
@almazasefaw2212
@almazasefaw2212 3 жыл бұрын
Frtuna haftna ka snat amlak snat ihabki selam dma yewrdelna amen
@gfyfddf439
@gfyfddf439 3 жыл бұрын
ኣምላክ ኣቦይ ካብዚ ኩናት ወረ ኩናት ኣጥፈአልና ሰላም ኣውርደልና ሰደትና ኣሕፅረልና ብሰላም ላብ ሃገርና ምለሰና ኣሕሕሕ ትግራይ ዓደይ ኣምላክ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምትኪ 😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ክቡሮም እግዛቢሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጀኪ ክብርቲ ሓፍትና እግዛቢሔር ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ፅንዓት ይሃብኪ ወላዲተ ኣምላክ ምሳኪ ትኩን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@senaitsengal1686
@senaitsengal1686 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና ኣዳለውቲ መደብ ሩፍታ ልበይ ንሃፍትና ካአ ኣጆኪ አዚ ሃዘን ናይ ኩሉና ሃዘን ኢዩ ጽናኣት ይሃብኪ ፈታሪ። ኣጆኪ ዛሃፍተይ በርትዒ
@user-ml7vm5yf8h
@user-ml7vm5yf8h 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@gebreyesussolomon6357
@gebreyesussolomon6357 3 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yeasmalana
@kaikidantmanot7558
@kaikidantmanot7558 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ዝሓወይ እንካዕ ደሓን መፃእካ ክብሮመይ ሓወይ ፍርቱና ሓፍተይ መዓረይ ኣጆኪ ክብረተይ ካብ ሕማቅ ሓሳብ ረሓቂ ህያበይ ም/ቱ ኣብዚ ሐዚ ሰኣት ኩላትና ከምኡ ኢና ግን ፈጣሪ ኣይሰሓሓትን እዩ ኩሉ ብኡ ፍቃድ ደኣ እምበር ብዘይካኡስ ዋላ ሓንቲ ዝከውን ነገር የለን ግን ህያበይ ክብዚ ዘለክዬ ሕማቅ መንፈስ ንክትወፂ 1 ፀሎት ግበሪ 2 መዝሙር ኣዳምፂ 3 ኩሉ ሻዕ መንፈሳዊ ነገር ግዜኪ ኣሕልፍዬ ህያበይ ናተይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ፅባሕ ካሊእ መዓልቲ እያ ኣይትብከይ ኣይትሕዘኒ ካብ ዓቀን ብላዕሊ ሓዘን ፍቁድ ኣይኮነን ንኩሉ ዘጋጠመኪ ተመስገን በሊ ምቅርቲ ሓፍተይ ኦ ኣምላኬ ሰናይ መንፈስ ኣሕድረላ ካብቲ ዘላቶ ፀበባ ንክትወፅእ ሰናይ መንፈስ ኣሕድረላ ዋይ ሓፍተይ መዓረይ ትዕግስቲ ይሃሊኪ ኣመስጋኒት ኩኒ ንሰይጣን ኢድ ኣይትሃብዬ ክብረተይ ካብ ኩፍእ ሓሳባት እግዚአብሔር ኣምላክ ይከውለና ኣሜን ።
@user-zf6ye1gy2j
@user-zf6ye1gy2j 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@almazasefaw2212
@almazasefaw2212 3 жыл бұрын
Amen kbrom hawey egziabher nab nbur imlesena amen
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 3 жыл бұрын
Amen amen amen kil hiwetu yesmeani ayzeki zhftey tnait yhbki
@frweyankelaey4525
@frweyankelaey4525 3 жыл бұрын
አጀኪ ክብርቲ ሓፍትና ፅንዓት ይሃብኪ ንዝሞቱ ዉን መንግስተ ሰማያት ያውርሱም ንሓውና ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚብሔር አምላክ
@selugalaregawi5467
@selugalaregawi5467 3 жыл бұрын
ኣሕሕሕ ዋይ ሓፍተይ ኣይዝኪ ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዩ. ፈጣሪና. ይፈጣርና ይወስድና እዩም. ኣብ ይማናይ ኢዱ ይቅምሙ ንዝመቱ የሕዋትና. ንመሉኡ ስዴራቤት ንዓኪ ድማ ፅንዓት የሃብኩም ኣይዝኪ ኩሉ ናይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቃድ እዩ
@kisanetgezae7039
@kisanetgezae7039 3 жыл бұрын
Egziabher Amlak xnhat yhabkum haftey marey nzmotu Egziabher Amlak byemanu ykebelom ajoki kulu khalf u
@user-uc5ig4wb8o
@user-uc5ig4wb8o 3 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmelna kbur hawna kbrti haftna ajoki tsnat yhbki nkulu meftihi tselot eyu egziabher amlak yhgzki
@zaidteklay797
@zaidteklay797 3 жыл бұрын
Adalewti Rufta Lbey dma Kemti nkulu ztecheneke semikum mkri thbwo Amlak tselotkum semiu wetru ybarkkum fetsemti dma ygberkum.
@weynikiros6968
@weynikiros6968 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmana
@user-xj7xt4ge2p
@user-xj7xt4ge2p 3 жыл бұрын
ኣይዞኪ ክብረተይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ጌታ ንመን እልዎ ንዓኪ ከዓ መፅናዕነቱ ይሓብኪ 👏👏👏👏🙌🙌🙌🙌👏 ቃል ህወት የሰመዐና ክብርም ሓወይ 🙏🙏🙏🙏🙏
@WrsfdEyet
@WrsfdEyet 3 жыл бұрын
አጀኪ ሓፍተይ ናተይ ንነብስኪ ብዓልኪ አፃናንዕያ አብ ስደት ከይንኪ ነብስኪ አይት ቅፂዒ ኩሉ ካሕልፍ እዩ ዘይሓልፍ የለይ እሞ እግዚአብሔር አምላክ ይአክለክም ይበለና አሜን
@selinahailetecle5564
@selinahailetecle5564 3 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena xegu yebezahelka fetare ajoke za hafetey tesefaki abe tei luli amelk gerike texnanie kemiti ne alona eyobei zedebesa fetare yedebesike 🤲🤲🤲⛪⛪⛪😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@welduberhe2209
@welduberhe2209 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ካብ ጭቀት መከራ ጥሜት ጽምእ ሕማም አምላክ ይማሓረና
@user-xe9by2us7z
@user-xe9by2us7z 3 жыл бұрын
አሕ😭😭😭ዋይ ሐፍተይ እግዚአብሔር ያፅንዕኪ ናይ ኩላትና ሐዘን እዩ
@user-by6lv9nw2r
@user-by6lv9nw2r 3 жыл бұрын
ክቡር ሓውና ኩሉ ነገር መፅነዕናዒ እተገብረልና አግዚኣብሔር ኣምላኽ ይኽብረልና ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ የብዘሐልካ /ኩም ክብርቲ ሓፍትና ኣጆኺ ፅንዓት የሃብኪ ንዝመቱ መንግስተ ሰማያት የውርሶም ንስኺ ድማ ንባዕልኺ ተጥፍኡ ዝደፍፍአኪ ዘሎ ሲጣን እዩሞ ክብርቲ ሓፍተይ መዝሙር /ሰብከት /ሰይፈ ስላሴ ......ወዘተ አነንበብክን አነሰማዕክን አተግብሪ አቲ ነፍሱ ንባዕሉ ዝጥፍአ ካባ አቦታትና ዝተማሃርናዮ ሓጥያት እዩ ይቡሉና እዮምሞ በይዛኺ ጠንኪሪ ዝሓፍተይ አንተኺአልኪ ቀፅርኺ ላኣኽለይ መንፈሳዊ ግሩፕ ሓቢርና ንማሃርን ንዝምርን ንዓኺውን ካብ ኩሉ ጭንቀት ትወፂ ዝሓፍተይ
@egzabiherymesgen3789
@egzabiherymesgen3789 3 жыл бұрын
Amen Kahlhiwet yesmana Furtna haftna ka ajoki xinat yehbki 🙏😭😭
@samuelwadajo7757
@samuelwadajo7757 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@simretgebre1445
@simretgebre1445 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና አግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን ፉሩቱና ሓፍትና ውን ፅንዓት ይሃብኪ ልልሞቱ መንግስተ ሰማያት የዉርሶም ኣጆኺ ላብኣምላክ ተፀግዒ ከም እሕዋትኪ ፈጣሪ ሰላም የዉርደልና አሜን
@user-jj9kd7ig3p
@user-jj9kd7ig3p 3 жыл бұрын
ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ ፅንዓት ይሃብኽ እግዚአብሔር አምላኽ ክብርተይ
@seluselu3925
@seluselu3925 3 жыл бұрын
Ajoki ati haftey entay emo kigeber eu amlaki belu selamu yelakelna eber
@user-zu1ku2cb2g
@user-zu1ku2cb2g 3 жыл бұрын
ኣጀኺ ክብርቲ ሓፍተይ ፅናዓት ያሃብኪ እግዚእብሔር ኣምላኽና ካሓልፍ እዩ
@abildekasi282
@abildekasi282 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@lene6205
@lene6205 3 жыл бұрын
🥲 Ajoki haftey Debesa Eyob Yedebski tesfaki kab amlak trah ekun 🙏🙏🙏
@user-xe4gq4gg7w
@user-xe4gq4gg7w 3 жыл бұрын
አጀኪ ዛሓፍተይ እመብርሃን ምሳኪ ትኩን ዘመቱለ መንግስተ ሰማያት የዋርስም እግዚአብሔር አምላክ ስላሙ ይላአከልና
@user-if4pg4ve1z
@user-if4pg4ve1z 3 жыл бұрын
በሓቃ ቃል ህወት የስማዓልና ደሓረ ጸበባ ኣየ ዘለ ረህወ
@user-xv2qv9dw7i
@user-xv2qv9dw7i 3 жыл бұрын
ኣጆኪ ሓብተይ ናተይ እዝግኣብሄር ይደብስኪ ንምሉእ ህዝቢ ትግራይ ጽንዓት ይሃብ!!
@adiamabay6731
@adiamabay6731 3 жыл бұрын
ኢዋይ ግዝየ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኣምላክ ምጽኒናዕ ይልኣከልኪ ኩሉ ናብ ኣምላክ ግደፍዮ
@hss5966
@hss5966 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ኩቡር ሓውና ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ እፍፍፍፍፍ አጆኪ ክብርቲ ሓፍትና ፍሩትና ፅናዓት ያሃብኪ ዝያዳይ እግዚአብሔር ይህብ እግዚአብሔር ካዓ ይወስድ እዩ ኩሉ ፍቃድ አምላክ እዩ አጆኪ ብርትዒ ብተስፋ ታሓጎሱ ብፀበባ ታዓገሱ ፀሎት አዘውትሩ ናይ ሰብ ሮሜ 12/12 ይብለና እቱ ቅዱስ ቃሉ እና ቃል ሂወት የስመዐልና
@meritgraweyti298
@meritgraweyti298 3 жыл бұрын
አሜን፫ቃለ ሂወት የስመዕልና ሓዉና አጀኪ ማዓረይ ኩልና አብ ስደት ከይንና አብጭንቀትን አብ ፀበባን ኢና ዘለና ግን ኩሉ ብአምላክ ካሓልፈ ምካኑ አሚና ንፅበ አለና ፆሎት ናገበርኪ ኩሉ ብትዕግስቲ ሕልፍዮ
@edenteklehaimanot6215
@edenteklehaimanot6215 3 жыл бұрын
Amen ajoki haftey amlak alo
@user-li5jf1pt1d
@user-li5jf1pt1d 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ክብሮም ሓወይ ሰላምካ ይብዛሕ አሜን እህህ እዋይ እግዚአብሔር ፅንዓት ያሃብኪ ክብርቲ ሓፍተይ ናይ ኩልና ሓዘን እዩ እዚ ሩኩስ ሰይጣን ዝፋታተነኪ ዘሎ ብጸሎት ሳዓርዮ ቦታ ክትህብዮ የብልክን መንፈሳዊ ነገር ተካታተሊ ኣይዞኪ እመብርሃን ምሳኪ ትኩን
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 3 жыл бұрын
ክቡር ሓውና እግዛቢሄር ይባርኽካ እዙ ፀልማት የብርሃዮ ፍቅረን ሰላምን የውርደልና ዝሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ዘለና ፍቅሪ አምላክ አብ ልብና የብዝሓዮ አሜን
@sososus8906
@sososus8906 2 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏
@tekeahannes9595
@tekeahannes9595 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmalna 🙏 kibrom hawey furtuna haftna kea xnat yhabki 🙏
@user-cf8fo8li4b
@user-cf8fo8li4b 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር ሓውና ክብርቲ ሓፍትና እውን ፃንዐት ይሃቦኪ
@user-pm2lq6kf2y
@user-pm2lq6kf2y 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና
@user-go7ze5kp1e
@user-go7ze5kp1e 3 жыл бұрын
ኣጀኪ ዝሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኪ😥😥
@user-uz9qe6rw4z
@user-uz9qe6rw4z 3 жыл бұрын
ኣጆኺ ዝሓብተይ እግዝኣብሄር ንኹሉ ክልዉጦ እዩ
@milonmilon6338
@milonmilon6338 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዘሐልና ክብር ሓዉና ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ በርተዐልና ዝሓወይ ምክርኩምን ተግሳፅኩሙን አይፈለየና አጆኪ ፍሩቱና ሓፍትና አምላክ ፀንዓቱ ይሃብኪ ሙቁርተይ አጆና አሕዋተይ ኩላትና አምላክ ከዉገሖ እዩ
@briybriy1827
@briybriy1827 3 жыл бұрын
ኣጅክ ክብርት ሓፍትና እመ አምላክ ምሳክ ትኩን
@thth7542
@thth7542 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሠላምኹም ይብዛሕ ክብር ሓውና ክብሮም እንኳዕ ዳሓን መጻኪም ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልኹም እግዚአብሔር አምላክ ክብረተይ ❤ ክብርቲ ሓፍትና ፍሩቱና ዶሞ አጀኪ እግዚአብሔር ምሣኪ ይኹን አይትጨነቂ መፍቲሒ የብሉን ፆሎት እዩ መፍቲሒ ዘለዎ አየየየ አምላከ እስራኤል ጻንዓት የሃብኪ 😢😢
@user-dv8fw2jb9i
@user-dv8fw2jb9i 3 жыл бұрын
እዋይይይ ሓፍተይ ማዓረይ ስላም ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ዝሓፍተይ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ እዩማ ንኩሉ ብፆሎቶ መዝሙር ብምስማዕ ተፃናንዒ ዝሓፍተይ ንዝመቱ ድማ መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም ኣምላክ ንዓኪ እዋን ከብ ክፍእ ሓስብ ኣምላክ የገልጋልኪ ዝሓፍተይ ድንግል ማርያም ፅላለ ተንብረልኪ ዝሓፍተይ አዚኪ አዋይ አብ ሰደት ከቢድ😢😢😢 እዩ ግን ከመዘይከአል የለን ዝሓፍይ እማ ኣምላክ ይሓግዝኪ አቦና እጀብ ዝደበስ ንዓኪ እውን ይደብስኪ ዝሓፍተይ
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 3 жыл бұрын
አጆኪ ክብርተይ እግዚኣብሄር አምላክ ፅንዓት ይሃብኪ
@user-qd2nj9su8m
@user-qd2nj9su8m 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏 ካብ ሃንደቤት ኣነግፈና ጎይታይ ፈርቱ ሓፍተይ ኣጆኺ ን ኣምላኪ ለምኒ ፈጣሪ የፀናንዕኺ 🙏🙏🙏
@jvghct1306
@jvghct1306 3 жыл бұрын
😭😭😭😭ዓክክክክክ ህዝብና እባ ሃሊቁ አጆኪ ማዓረይ ኩሉ ካሓልፍ እዩ ፅንዓት ይሃብኪ ክንደይ እሞ ዘይ ሓዘነ ፈጣሪ ሰላም የሰመዐና አሜን
@user-su4jp3lt3b
@user-su4jp3lt3b 3 жыл бұрын
ኡፍፍፍ እዋይ ኣጆኺ ክብርቲ ሓፍትና ጽንዓት ይሃብኺ እመብርሃን ምስ ወዳ ምሳኺ ትኹን ኣጆኪ😢😢😢😢😢
@meritgraweyti298
@meritgraweyti298 3 жыл бұрын
ንዝመቱ ስድራኪ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢😢ፅናዓት ያሃብኪ ፈጣሪ ሰላሙ ይላአከልና
@letinaalemseged8261
@letinaalemseged8261 3 жыл бұрын
Btegsti nhlfo Ahwatey🙏🙏🙏
@gsfggfzgv2290
@gsfggfzgv2290 3 жыл бұрын
😥😥😥😥አጀኪ ክብርቲ ሓፍተይ ፅናዓት ይሃብኺ ንዝዓረፉ አሕዋትና አብ ሕቅፊ አብርሃም የንብሮም😥
@abrehetferede6658
@abrehetferede6658 3 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmealna Hafitna ajek kulu xebebaki negzabher amlak temahaxen balu kulu qeano eu Nmela sidrabet xinat yahabkumu fetari ntgiray nalem mulu selam yewirdelna fetari Mezmur dawit maraf 6= 1 :10 .
@meazahailay8371
@meazahailay8371 3 жыл бұрын
Hi fourona habtey don't worry God be with you always ❤ pray 🙏 I will pray for you can you please send me your number 🙏 so I can call you God bless you and be with you all the time 🙏
@user-vn1id6yr6f
@user-vn1id6yr6f 3 жыл бұрын
ኣጆኪ ክብርቲ ሓፍተይ ኣምላክ ፅንዓቱ ያሃብኪ😢 ክፍእ ኣይትሕሰቢ መዝሙር ናሰማዕኪ ተፅናዕኒዒ እምበር ክንደይ ኣብ ጋሂ ኣሎ⛪❤🙏
@user-vk7sf8jb9x
@user-vk7sf8jb9x 3 жыл бұрын
ዓክክክክ ዋይ መርገም ኣታ ጎይታይ ማዓረይ ገፅካ እንዶ መልሰልና
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 3 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ እዋይ ሓብተይ ኣጆኺ ጽናዓት ይሃብኪ ኩሉ ክሓልፍ እዩ
@meadinabrehaleyneghasi7950
@meadinabrehaleyneghasi7950 3 жыл бұрын
Amen amen amen qal hwiet yesmalen hwen 🙏🙏🙏 😭😭😭😭😭😭
@user-lx7cd4km8j
@user-lx7cd4km8j 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ ክቡር ሓውና አጀኪ ዝሓፍተይ ማዓረይ 😥😥😥😥ፅንዓት ይሃብኪ ፈጣሪ ንመላእ በተሰብ ፅንዓት ይሃቦም ንመወቲ ለ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
@user-wb5di3nb7j
@user-wb5di3nb7j 3 жыл бұрын
ኣጆኪ ፉሩትና ሓፍተይ ኣብበይንኪ ኣይኮነን ኣብኩላትና ዝርከብን ዝረአን ዘሎ እዩ ፍርዲ እውን ካብቲ ልዑል እግዚአብሔር አምላክ ንፀበ ግን ነቲ ሕማቅን ክፍኡን ሓሳባት ድማ ብመዝሙርን መንፈሳዊ ትምህርትን ድራማታትን ክትስዕርዮ ኢኺ ዛሓፍተይ ንሓውና ውን ቃለ ህይወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልካ ካብዚ ንላዕሊ ምስጥሩን ጥበቡን ይግለፀልካ
@zaidteklay797
@zaidteklay797 3 жыл бұрын
Ajoki habtey mearey Egzabhier nLbki yehdeayo,Nhzbna dma balu Amlak yzreyelomn nezi zelo kinat yehdealun.Ezi ekuy hasab gn teklilki kab hangolki awtsiyo,mknyatu aybsemay aybmdri geben eyu.Ajoki Selam koynu mstom zterefu sdraki ab adki kthgoslu gze kmetsie eyu,ezi nkikewn gn entehaliki eye emo Amlak tgsti habeni ykre dma beleley ilki lemnyo 🙏💒🙏
@user-hz2hf8qs2d
@user-hz2hf8qs2d 3 жыл бұрын
ኡፉፉፋ 😭 😭 እግዚአብሔር አምላክ ንብዓት ህዝበይ ሰሚዐዮ አለኹ ዝብለሉ ግዜ መዓዝ ይኸዉን 😭😭😭ክቡር ሓዉና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር የፀናንዕኻ ክብርቲ ሓፉትና ዉ አጀኺ ሓላለይ እግዚአብሔር አምላክ የፀናንዕኺ እዚ ሓዘን ሓዘን ኩልና እዩ ንኩሎም ዝተሰዉዑ ወገናትና መንግሰተ ሰማያት የዋርሶም አጀኺ ክብርተይ ንሰኺ ንርእሰኪ ካብ ክፉእ ተሓለዊ ፀሎት ግበሪ መጸናንዒ መዝሙር ሰምዒ ሰለ ንብረትኪ ዉን ጥዕና ይሃብኪ እምበር ክተጥርዮ ኢኺ
Incredible Dog Rescues Kittens from Bus - Inspiring Story #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 27 МЛН
Underwater Challenge 😱
00:37
Topper Guild
Рет қаралды 34 МЛН
Чёрная ДЫРА 🕳️ | WICSUR #shorts
00:49
Бискас
Рет қаралды 6 МЛН
#ruftalbey#Orthodoxs Tewahdo"ደራዚ ንብዓተይ"
10:22
Rufta Lbey
Рет қаралды 4,7 М.
Incredible Dog Rescues Kittens from Bus - Inspiring Story #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 27 МЛН