ሩስያ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ (መወዳእታ ዘመን) || Russia in the end times!

  Рет қаралды 6,793

Dave Solo

Dave Solo

Күн бұрын

Пікірлер: 60
@davesolobeloved
@davesolobeloved 14 сағат бұрын
ተገዲስኩም ስለ ምክትታልኩም የመስግነኩም፣ ኣብዛ ቻነል ኣባላት ዘይኮንኩም ድማ ኣሕዋት ሳብስክራይብ ክትገብሩ ጽቡቕን ንዕቤትን ዝርግሐን ትሕዝቶ እዛ መደብ ሓጋዚ እዩ፣ የቐንየለይ! ሰላምኩም ይብዛሕ !
@FiliAmanuel-x1v
@FiliAmanuel-x1v 9 сағат бұрын
Ajoka blessed kingbr eina 🥰
@Issac232
@Issac232 Сағат бұрын
ሓዉ ዳዊት : ጸጋ እግዚኣብሄር መመሊሱ ይብዝሓልካ!!!!!!!!❤
@rustomgoitomhabtu1268
@rustomgoitomhabtu1268 10 сағат бұрын
ጎሜርን ኩሉ ጭፍሩኡን ዝብል ከኣ ጀርመን እዩ ጎሜር ሓገዝ ክኾነካ thank you brother,God blessed you abanduntly.
@SahleTeklegergish
@SahleTeklegergish 11 сағат бұрын
ኢትዮጵያ ትብል ኢባ ፡መደብ ስርሓልና ጽቡቅ ንመሃር ኣሎና።ኣምላክ ይሓግዝካ🎉🎉🎉❤❤
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 10 сағат бұрын
ኢትዮጵያ ዝብል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ የለን
@yordanosweldeab24
@yordanosweldeab24 3 сағат бұрын
Tebarek
@JohnBlessedBlessed
@JohnBlessedBlessed 5 сағат бұрын
Dave blessed ❤❤❤
@tsehaineshtekle6154
@tsehaineshtekle6154 5 сағат бұрын
ስለ እቲ ኩሉ ትግሃትካ ጎይታ አብዚሑ ይባርኽካ። ብዙሕ ኢና ካባኻ ንረብሕ መመሊስካ ንበረኸት ኩ ን።
@BikiMan-v9c
@BikiMan-v9c 12 сағат бұрын
ካባኻ ብዙሕ ትምህርትታት ንምሃር ኣለና። ቐፅለሉ❤🎉
@samrawitzegeye5754
@samrawitzegeye5754 3 сағат бұрын
You are blessed dav
@FreweyniGere
@FreweyniGere 15 сағат бұрын
Deva blessed memeliska tegelex ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BahabilaTsaedu
@BahabilaTsaedu 12 сағат бұрын
ሓፅር ኣገላሊፃ ኣብ ሰፊሒ ጉዳይ ኣሕልፊካ ..ጥሙት ኢኻ ብሓቂ
@Efblrf
@Efblrf 8 сағат бұрын
Bless u ♥️😇
@FiliAmanuel-x1v
@FiliAmanuel-x1v 9 сағат бұрын
Gbu Berther ❤🥰🥰🥰
@YoniAsafaw
@YoniAsafaw 8 сағат бұрын
ነዚ ታሪኽ እስራኤላውያን ዲኹም ቃል ኣምላኽ ኢልኩም ትምህሩና
@LovelyCoyote-sj3kb
@LovelyCoyote-sj3kb 5 сағат бұрын
Entay tezareb alka mgemera feleto dehar tezareb nhna hzbi Israel tebahilna ena nxwea enber ayhud aykonan
@HdatKahsay
@HdatKahsay 15 сағат бұрын
Tebarek❤
@mhretHADGU
@mhretHADGU 10 сағат бұрын
Thank you ❤
@mahariabraha4401
@mahariabraha4401 15 сағат бұрын
Amlak ybarka hawey ahdirulka
@alemtewelde123
@alemtewelde123 12 сағат бұрын
Tebarek❤❤❤xebuk medeb
@R.tv111
@R.tv111 14 сағат бұрын
ብዛዕባ Freemason እስከ ገለ በለና ዴቭ።
@akiltekle5235
@akiltekle5235 12 сағат бұрын
God bless you
@SamsonAOkubekirstos
@SamsonAOkubekirstos 15 сағат бұрын
Bless u more
@HdatKahsay
@HdatKahsay 15 сағат бұрын
Agedasi temherty❤
@Adonasbhat
@Adonasbhat 11 сағат бұрын
Woww u are so bls
@meazakrstos3209
@meazakrstos3209 13 сағат бұрын
Blessed❤🎉
@michaelissack9271
@michaelissack9271 15 сағат бұрын
❤❤❤
@Yemane-d8j
@Yemane-d8j 14 сағат бұрын
ኣገናዕ ቀጽሎ ዳዊቶም መመሊስካ ብፍልጠት ኣምላኽን ብኹሉ ኣድላይን ሃናጽን ዘበለ ልፍልጠት እና ወሰኽካ ኪድ። ኣምላኽ እና በረኸ ይባርኽካ።
@Issac232
@Issac232 15 сағат бұрын
@biniamkidane9656
@biniamkidane9656 7 сағат бұрын
Bzaba Ethiopia ngsnet endekea gele do mbelkana ?
@emnettube6824
@emnettube6824 12 сағат бұрын
ንፉዕ! ጨለ ኢኻ። ኣብዚ ግዜ እዚ መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ ኣሎና።
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 13 сағат бұрын
ክቡር ሓው ንመንፈሳዊ ትንታነኻን ትምህርትኻን እናመስገንኩ ሓንቲ ሕቶ ግን ኣላትኒ ንሳ ድማ ጎግን ማጎግን ሕዝቢ ሩስያ ምዃኖም ብመፅሓፍ ቅዷስ መሰረት ተረጋጊፁ ኣሎ እዞም ሕዝቢ እዚኣቶም ድማ ኣመንቲ ኢየሱስ ክርስቶስ ተበዓት ክርስቲያን እዮም ምስ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዳኣ ንምታይ ይዋግኡ ጎይታ ኸ ከመይ ኢሉ እዩ ንሕዝቡ ከጥፍኦም ክውስን? መልሲ ይደሊ
@fnotesemay3803
@fnotesemay3803 12 сағат бұрын
Eti ab tinbit hizkiel zelo bzaeba gog magog bzaeba russia aykonen.eti tinbit b msalie eyu tetsahifu zelo nrussiawn aykonen zwkiel.gog magog malet kulom etom Antsar amlak zkone hizbitat kkonu kelewo n israel zelo dma bietekristian eya.ab wedaeta zemen etom tsere amlak zkone hzbi malet gog magog b hasawi messiah temerihom Antsar bietekristian kunato kkeftu eyom
@anaZabura
@anaZabura 11 сағат бұрын
ሕቶይ ተመሳሳሊ
@saronbenher4616
@saronbenher4616 5 сағат бұрын
who do you think wrote the bible ????🤔😏
@LehiAb6125
@LehiAb6125 2 сағат бұрын
እዚ ዘሎ ህሉው ፖለቲካ ንቅዱስ ጽሑፋት ተጠቂሙ ነቶም ከጥቅዖም ዝደለዮም ሕብረተ-ሰብ ጽሑፋት እንዳ ተጠቀመ ሰይጣናዊ ምስሊ ክህቦም እዩ ዝፍትን። ብወገነይ መጽሓፍ-ቅዱስ 100% ሓቅን ፍጹምን ምዃኑ ይኣምን፡ ኤሮጳውያንን ኣሜሪካውያንን ከም ዝተርጎምዎ፡ ከምኡ ገይረ ክወስዶ ግን ኣይክእልን እየ። ፖለቲካውያን ንመጽሓፍ ቅዱስ ተጠቂሞም ንረብሕኦም ብዙሕ ግዜ ከምዝጥምዝዝዎ ታሪኽ ቤተ-ክርስትያን ምውካስ እውን ጸግዒ ዘይሓዘ ጥንቁቕ መጽናዕቲ ክንገብር ሓጋዚ እዩ። ንሙኻኑ ኤሮጳውያንን ኣሜርካውያንን ካበየናይ ወለዶ ናይ ህዝብታት መጺኦም ኢልና ንሓስብ? ካብ ህዝቅኤል 38 ኣንቢብና እሞ ብዛዕባ ማጎግን ፋርስን ህዝብታት ኣተኲርና እንዳተዛረብናስ ንምታይ እተን ኣብቲ ዓውደ-ንባብ ለጊበን ተጻሒፈን ዘለዋ ህዝብታት ፉጥን፡ ኢትዮጲያን ዘሊልና ንሓልፎ ኣሎና። ዮሩሳሌም ብኣህዛብ ክትርገጽ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ኢድ ሮማውያንን ኣብ ግሪኻውያን ኣብ ትሕቲ ሰሉቃውያን፡ ክሩሰይድ (crusaders)፡ pogrom፡ Holocaust እዚ ገለ ውሑድ ካብቲ ኤሮጳውያን ዝገበርዎ መሪር ጭካነ ኣብ ልዕሊ ኣይሁድ እዩ፡ ሎሚ ደገፍቶም ከም ዝነበሩ ኮይኖም ታሪኽን መጽሓፍ ቅዱሳዊ ትንቢታት ክቐብርዎን ይደልዩ ኣለዉ። እዚ ዋላ እቶም መንፈሳውያን ኣገልገልቶምን እንተላይ ዝሰብክዎ ማለተይ እየ። እቲ ኣብ ራእይ ዮሃንስ ዘሎ ቐይሕ ገበል መን እዩ? እቲ ነቡከዶነጻር ዝረኣዮ ናይ ሰብ ምስሊ ብፍላይ እቲ ኣብ ኣእጋሩ ዝነበረ ካብ ሓጺንን ሓመድን ዝተሓዋወሰ (ንሳቶም ምስ ዘርኢ ሰብ ኪተሓዋወሱ፣ ግናኸ፣ ከምቲ ሓጺን ምስ መሬት ዘይላገብ፣ ንሓድሕዶም ኣይኪላገቡን እዮም።) ኢልዎም ዘሎ መን እዮም? ሩስያውያን!! ክኾኑ ይኽእሉ ይኾኑ፡ ግናኸ ፖለቲካውያን ካብ ጽልኢ ዝተበገሰ ጌጋ ስእሊ ናይ መወዳእታ ዘመን ኣሕዲሮሙልና ከይህልዉ ንጠንቀቕ።
@davesolobeloved
@davesolobeloved Сағат бұрын
ብመጀመርታ ተገዲስካ ስለ ዝጸሓፍካለይ የመስግነካ፡ ብናይ መወዳእታ ለበዋኻ ክጅምር ሓቅኻ ኢካ "ካብ ፖሎቲካዊ ጽልኢ ዝተበገሰ ጌጋ ስእሊ ኣንቢሮሙልና ከይህልዉ ክንጥቀቕ ይግበኣና እዩ። ብወገነይ ምዝኾነት ሃገር ፖሎቲካዊ ይኹን ውልቃዊ ጽልኢ የንለይን ካብ ጽልኢ ተበጊሰ ውን ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትርጉሞ ሃቐናይ ኣይኮነን። ግናኸ እቲ ዝዛረቦ ዘለኹ ካብዝን ካብትን ኣመዛዚነ እቲ ክኸውን ዝዓበየ ተኽእሎ ኣለዎ ዝበልክዎ ሓሳብ እዩ። (ዋላ ውን ምዕራባውያን መማህራን እንተመሃርዎ)። ምዕራባውያን ኮኑ ምብራቓውያን ኩለንትናኦም እኩይ ዝመልአ እዩ ክንብሎም ዝከኣል ኣይመስለንን ንኹሎም ከምቲ ሕማቕ ጽቡቕ ጎድኒ ድማ ክህልዎ ስለ ዝኽእል። ኣብዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ኮነ ታሪኻዊ ትርጓመ ድማ ዝሓሸ ኮይኑ ስለ ዝረኸብክዎ ደኣ እምበር ጸግዒ ምዕራባውያን ጸላኢ ምብራቓውያን ንሙኻን ከምዘይኮነ ነዚ ጽሑፍ ዘንበበ ኩሉ ክርደኣለይ ይደሊ። ንመጽሓፍ ቅዱስን ንቓል ኣምላኽን ስልጣኑን ደኣ የካፍል እምበር ፖሎቲካዊ ጸግዒ ምሓዝ ዕላማይ ኣይኮነን። ሰላምካ ይብዛሕ ❤
@habenfish5142
@habenfish5142 15 сағат бұрын
Selam Deve hawna, Ezi tblo zeleka kebabi ab turkey eyu zrkeb, ab semien israel eya ewn trkeb, bnatey gmit eti merahi kab turkey eyu.
@ተዋህዶ_ተዋህዶ
@ተዋህዶ_ተዋህዶ 9 сағат бұрын
ሓወይ ፍቃዲኛ እንተ ደኣ ኮንካስ እታ የሱስ ትብል የዐርያ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን [ኢየሲስ ክርስቶስ] እዩ ዝበሃል ነንበይኑ እዩ ብፍላይ ከኣ እምነትካ ተዋህዶ እንተ ደኣ ኮይኑ።
@Six8sixx
@Six8sixx 13 сағат бұрын
ልጥፎ😂
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 9 сағат бұрын
ካብዛ ኩላ ትምህርትስ ነዚኣ ሒዝካ ተሕዝን ንምስማዕ ዘይተዓደለት እዝኒ ወይ ንምምሃር ዘይተዓደለ ርእሲ ተለካ ሽግር ዩ። ካልኣይ ልጥፎ ትግርኛ ብህለት ዩ የተረዲኡካ
@Six8sixx
@Six8sixx 7 сағат бұрын
@mu-ue1gs ልጥፎ ክክክክ
@MohammedJabi-j9d
@MohammedJabi-j9d 15 сағат бұрын
Ethiopia zbehal nieru diu ab metshaf
@loveyoueritrea9817
@loveyoueritrea9817 12 сағат бұрын
ኡሞ ህዝቢ ራሻ ደኣ ኣማኒ ኦርቶዶክስ ዶ ኣይኮነንን ? አግዚኣቢሄር ከመይ ኣቢሉ ኢዩ ገዛአ ህዝቡ ከጥፍአ ?
@SKloveEri
@SKloveEri 12 сағат бұрын
Aye germekan gen sure aye konkun elu eko ember ane ko Russia abzi kunat zeleto wen gega nata aye konen meal eroup nato USA keweru elom zegeberewo ele eye zeamen ezi gen natey emnet eu so bezi Zelo kunat atahahizomo key konu
@YoniAsafaw
@YoniAsafaw 8 сағат бұрын
ነዚ ናይ ጥንታውያን ሮማውያን ናይ ግሪካውያን ናይ ኣይሁዳውያን ዛንታታት ኢኹም መጽሓፍ ቁዱስ ኢልኩም ትምንዎ
@zerayhabtom7645
@zerayhabtom7645 7 сағат бұрын
ራሻ ድኣ እንታይ ኣለዋ ናብ ኣርማጌዶን ማለት ናብ ጎቦታት እስራኤል ዘኽይድ ኑክሌር ዘይትሰደሎም ምናልባሽ እዚ ጽሑፍ ነዚ ናይ ሕጂ ዘበን ዘይውክል ከይከውን ምኽንያቱ ሕጂ ኣብ ጎቦታት ወጺኻ ምውጋእ የለን
@TecleMeseret
@TecleMeseret 8 сағат бұрын
Hatewketow methazi zeiblu imagination
@MohammedJabi-j9d
@MohammedJabi-j9d 15 сағат бұрын
Israel zeykonetn seb tetfie zela hji alem mlue rebisha zela Israel eya kemey eyu ezi ane islam keymesleka Mohamed rieka nayti email shim eyu ane Christian eye bkale aytredeayo eza nay Israel gn endie
@alemxaerieya77
@alemxaerieya77 14 сағат бұрын
Ya gn kulu bmeknyat eyu ezi eza hji treya zeleka isreal dahar Nsa keymesleka kale eya ktkewn tewesaki ezi kulu rebesha zkayed zelo neta abay isreal mengedi zkeft eyu ezi kulu zkewn zelo kaa xuhuf sle zone eyu rusiawyan Kristian eyom entekone ab mewdaeta etom xre isreal nsom eyom kkonu 😂 zeshq ekua aykonen ksab shueu amlak selam yewedelna dahar aslamay aykonkun aytbel aslamay mukanka nreseka ember nmanm seb aykonen mdhan meyesus eyu ata wedi nebska adhn 😂
@anaZabura
@anaZabura 11 сағат бұрын
❤❤❤
@JOKER-gt6vh
@JOKER-gt6vh 3 сағат бұрын
እስራኤል ደኣ ካብ ቀደም ዓለም መሰናወጸታ ኩናት ወዲ ኩናት እምነት ኣብ ሸይጣን ግብረሰዶም ንሶም እንድዮም ደኣ ብደቂቅ ዝሰርሑሉ ምስ ኣሜርካ፡ኮይኖም
@Issac232
@Issac232 Сағат бұрын
@FREZGHITESFAGIORGIS
@FREZGHITESFAGIORGIS 11 сағат бұрын
❤❤
@yohanesfantahun8
@yohanesfantahun8 13 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@medhntekle4781
@medhntekle4781 20 минут бұрын
❤❤❤❤
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН
Support each other🤝
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 81 МЛН
ኣርማጌዶን! Armageddon (the war of end times)
13:38
Dave Solo
Рет қаралды 11 М.
ተግሳጽ ንሜሮን
4:41
Maranatha Tv / Mogos Nguse
Рет қаралды 610
ለካ እዚ እዩ ምስጢሮም....!
17:01
Dave Solo
Рет қаралды 10 М.