Russom G/giorgis Aboy/ ኣቦይ Old Eritrean Music

  Рет қаралды 736,406

Harmony Digital Studio ሃርሞኒ

Harmony Digital Studio ሃርሞኒ

Күн бұрын

Пікірлер: 514
@amanuelg1590
@amanuelg1590 6 жыл бұрын
ነዛ ድርፍ ትሰሙዑ ዘለኩም ኣሕዋት ንዝመቱ ኣቦታት መንግስተ ሰመይ ንዘለዉ ብህወተም ከለው ንሕንቅቀም ንግበረለም ዳሓር ከይንጣዓስ።
@issakzerabruk7858
@issakzerabruk7858 5 жыл бұрын
Hakeka aleka Ama
@robelnegasi9396
@robelnegasi9396 5 жыл бұрын
Ata anes mimanu eyu axegimuni ahhhhhhhhhhhh 3 amet zeytikowin tefeliye kabu 😭😭😭😭😭😭😭😭
@letutsegay837
@letutsegay837 5 жыл бұрын
Hsem aytra Amanuel G hawey Abeymo msdet kulu tehawawisuna Hqufi aboy zeyteamku sebye axxxxx Qrssti Cdley 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@menkemgzye673
@menkemgzye673 5 жыл бұрын
ብዙሕ እየ ዘድንቐካ ኣማኒኤል ምኽንያቱ ኣደይ እንበር ኣቦይ ዝብል ሰብ የሎን ሎሚ ኣደይ ጥራይ ይብሉ እንተበሉ ከኣ ኣፍቃሪተይ ይብሉ ግን ስለምንታይ ኣብ ደርፊ ኣደይ ኣብ ፊልም ኣደይ በቃ ኩሉ ኣደይ እቲ ኣቦ ንምንታይ ሓልዮቱ ነህስሶ ። ኣቦታት ክኾኑ ተስፋ የብሎምን እዞም ናይሎሚ ወለዶ ከም ሰበይቲ ዘረባ እንበር ተግባር ዘይብሉ ሰብ ፍቕረይ ኣደይ ጥራይ እዩ ዝብል
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
ሓቅኻ ክቡር ሓው ብህይወት ከለው ንግበረሎም ንደውለሎም ንሓብሕቦም ምስ ተፈለዪና ግን ጣዕሳን ጓህን ትርጉም የብሉን
@Siket_Nguse
@Siket_Nguse 6 ай бұрын
ኣብ መድሂን ትግራወይቲ ኢንተርቪዉ ምስ ገበረ መፅየ ይሰምዓ ኣለኩ እዛ ደርፊ ❤❤ ኮሜንት ኣንቢበስ ኣይከኣልኩን ኣጆኩም ስደት ዘለኩም ኣሕዋተይ 😢
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 6 ай бұрын
@AbrahamyohansAbraham-ju5tl
@AbrahamyohansAbraham-ju5tl 19 күн бұрын
ብሓቂ ኣቦታትኩም ብሂወት እንተደኣ ኣልዮም ሃደራኩም ኣሕንቅቅዎም ጽባሕ ምሳኹም አይኮኑን ........ ከብድ እዩ ሞት ወላዲ ..... እቶም እንኮ ንደቆም እሎም ዝነብሩ እሳቶም እዮም😭😭😭😭😭😭😭........ ኣየ አቦይይ 06 09 2014 ሰላም ኩነለይ💔💔💔💔💔
@samisamitu3504
@samisamitu3504 11 ай бұрын
ይባ ብሰላም ዕረፍ ክሳብ ኣብ ላዕለዋይ ሰማይ ንራኸብ 05/07/2023 😥😥
@equbamichaelanday653
@equbamichaelanday653 4 жыл бұрын
ኣብ ዓለም ኢቶም ኣቦይ ዝብሉ ዓሰርተ ሚኢታዊት ኣይኮኑን ኢዮም ።ዝበዚሑ ኣደይ ኢዮም ዝብሉ ።ኣነ ግን ብዘይ ኣቦይ ብድሕሩኡ ሂወት ትቅጽል ኣይመስለን።
@hannatsegaye751
@hannatsegaye751 3 жыл бұрын
ናይ በሃቂ መሪር ኢው
@ወዲሽሻይ-ሐ1ጀ
@ወዲሽሻይ-ሐ1ጀ 3 жыл бұрын
Ane wni abeye eye zble bzaye abey eynbran eye so ajeka
@ቻይናል
@ቻይናል Жыл бұрын
🖤🥺
@SilvanaBirhane-o2p
@SilvanaBirhane-o2p 11 ай бұрын
ናይ ብሓቂ
@tekestebrhangebreslassie
@tekestebrhangebreslassie 9 ай бұрын
Alem bizey Aboy tslmutatini, kulu gizie NiBAt Ayu nehazay
@wedierisouth8058
@wedierisouth8058 6 жыл бұрын
ኣቦይ ! 7 ዓመት ከለኹ'የ ርእየዮ፡ ብህይወት ከለና ን 2 ዓመት ኣይተረኣኣናን፡ ምስ ሃረርታይ ምስ ናፍቖቱ ወዲ 9 ዓመት ከለኹ'ዩ ተሰዊኡ (ንሓዋሩ ከም ዘይምለስ ኣርሒቑ።) ኣብ'ዚ ሕጂ ነዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ ነቲ ሃሳስ ምስሊ እናዘከርኩ እደፋነቕ፡ደጋጊመ ይሰምዓ። " እምበኣር ኣኺሉኒ ካባኻ ተፈልየ እናናፈቕክዎ ብሩህ ገጽካ ደልየ ብሞት ርሒቕካኒ ኣብ ዘየርክበካ ጎይየ፡" 😢💔 ንኹሎም ብህይወት ዘለዉ ወለዲ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን።
@wediberhiu4068
@wediberhiu4068 6 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏☝️☝️☝️☝️☝️😢😢😢
@ogbaiweldeslassieweldes3749
@ogbaiweldeslassieweldes3749 6 жыл бұрын
Tesfalem wedi Berhiu wusqm m
@segensegen4242
@segensegen4242 6 жыл бұрын
Wedi Eri South off 😂 Amen! hawey natey .
@ksanetgaym7616
@ksanetgaym7616 6 жыл бұрын
Wedi Eri South ajeka brukey kemu aytebel sewe tegadalay kulu geze wetru ab lbena jegena awetet nhafasch
@ዕግበትሕልና
@ዕግበትሕልና 6 жыл бұрын
ኣጆኻ ኣንበሳየ ወዲ ጂግና ኒኩሎም ጀጋኑና ኪብሪን ሞጎሲን ይኩኖም።
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 жыл бұрын
I am very happy today because my father in Sweden after long time proecss so give me like guys
@amidimpleiii2755
@amidimpleiii2755 4 жыл бұрын
U r so lucky
@abdulkarimdawod9482
@abdulkarimdawod9482 4 жыл бұрын
انت محظوظ وربنا يحفظه ليك، مع العلم انا أيضا في السويد ⚘⚘
@tekeabfisshaye5061
@tekeabfisshaye5061 4 жыл бұрын
@@amidimpleiii2755 0⁰
@tekeabfisshaye5061
@tekeabfisshaye5061 4 жыл бұрын
@@amidimpleiii2755 0
@tekestebrhangebreslassie
@tekestebrhangebreslassie 9 ай бұрын
You are lucky !
@angesomandemariam6755
@angesomandemariam6755 6 жыл бұрын
ኣቦይ ወድ 7 ዓመት ከለኩ ኣቡ ዓለም ተፍሊኒ ነዛ ደርፉ ክሰምዕ ከለኩ አየ ዝናፉቅ thanks 100%
@samiadhanom9914
@samiadhanom9914 6 жыл бұрын
Angosom Tesfanderes ኣጆካ ወገነይ ኩላትና ሓደ ኢና መንግስተ ስማይ የዋርሶም
@messikingofkings.9204
@messikingofkings.9204 6 жыл бұрын
ኣቦይ
@eritreakidane9068
@eritreakidane9068 6 жыл бұрын
Ajokum nsom gida ketilom teketilom bzey tekim keman seb ymewut alo nsu jignnet u yhwatey nsom naka nay nkulu hzbi ilom eyom teswiom slezi jigna wedi jigna ajoka
@samueltekeste2508
@samueltekeste2508 5 жыл бұрын
Angosom hawey ajoka fekad amlak eyu
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
Ajoka kbur hawey
@abrahamfkare5871
@abrahamfkare5871 3 жыл бұрын
ኣቦይ ኣሕ ኣብዛ ምድሪ ብዙሕ ተሳቂካ ኢኻ እሞ ኣብታ ገነቱ የንብርኻ 😭🙏ስደት ኣይሓገዝካንን
@Football75
@Football75 6 ай бұрын
Ah sedat ay hgznan nkul geza be Teflon tflalna ahhh 😭😭😭😭😭 aboy ela kxwa bqat sena hahhhh
@nahoomnahoom5294
@nahoomnahoom5294 2 жыл бұрын
I mic my father and the most painful thing about him was, I never reach to his funeral because of the hell situation in Ethiopia, Eritrea and Tigray. My God bless his soul and RIP my lovely father.
@Nevergive59
@Nevergive59 11 ай бұрын
እታ እንኮ ንህይወተይ ትገልጽ ደርፍ الله يرحمك يا ابي
@yerustekie9913
@yerustekie9913 4 жыл бұрын
19/09/2020 ኢየ ናይ ኣቦይ ተረዲኤ እዚ ክኸውን ፍጹም ኣተጸበኹን ኣቦይ ከይሓመመ ኢዪ ገዲፋኒ ኣብልዕሊኡ ኣብ ስደት ምስ ናፍቆተይ ምዃኑ ከቢዱኒ በዛ ናይ ርእሶም ደርፊ ይጸናናዕ ኣሉኹ ንምዓልቲ ከይሰማዕክዋ ኣይውዕልን ኢየ ኣቦይ ኣንታ ክቡር ወላዲ ኩሉ ቃላትካ እንዳ ተመላለሰ ድቃስ ከሊኡኒ 🙏
@SilvanaBirhane-o2p
@SilvanaBirhane-o2p 11 ай бұрын
ኣቦይ ጋል 4 ዓመት ኮልኩ አዩ ሞይቱ አዛ ደርፊ ግን ናይ ብህቂ ተዝክርካ
@jojob3794
@jojob3794 5 жыл бұрын
እደ ፍቕሪ ያ፡ ኣቦ ኽኣ ኽብሪ ዩ ዝህበካ ስልዚ ስድራኹም ብሂወት ከለኹም ዝግባእ ግበርሎም ካብ ምስ ሞቱ ትሓዝኑ።
@kelatihayab6123
@kelatihayab6123 5 жыл бұрын
Nay bhaki taum zereba tezaribka kubur haw
@ትግራይ-ቀ3ቘ
@ትግራይ-ቀ3ቘ 5 жыл бұрын
ናኣቦ ሞት ምስ ናፍቆትካ ኣብ ስደት ኮይንካ ክትሰምዕ ብጣዕሚ እዩ ትሓዝን ኣቦይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ
@merhawi7763
@merhawi7763 5 жыл бұрын
ካብ ዘህዝነኒ ሞት ኣቦይ ኣብ ሰደት አየ ሰሜዮ ገና ምክኣል ሲኢነዮ ይነብር ኣለኩ ኣቦይ
@ksanetberihu7012
@ksanetberihu7012 5 жыл бұрын
Ane ewun kem zanatka gn meman abyuni
@DianaAman-td5ms
@DianaAman-td5ms 9 ай бұрын
Nay bhaki kebid btaemi
@Keren37
@Keren37 6 ай бұрын
me to hawey were kich yu zimxani ade ade kiblu kisemie kelkhu abo abo ko yu😢
@samihadsh2363
@samihadsh2363 Жыл бұрын
እዚ ደርፊ እዚ ግን ብቅድሚት ትሕቲ ዕድመ ምስማዕ ኣይፍቀድን ኢልካ ክፀሓፎ ይግባእ 🙏🙏🙏
@samites-zw9ge
@samites-zw9ge Жыл бұрын
Why???
@temreyhabtom8475
@temreyhabtom8475 2 жыл бұрын
ኣቦይ ዓንዲ ገዛና ናፍቆት ምኽኣል ሲእንዩ I Love you ❤ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ።
@ኒያተይናተይ
@ኒያተይናተይ 6 жыл бұрын
እዚኣ ደርፊ ዘወረድካያ ሰላም ነዓካ ይምነየልካ ክብረት ይሃበለይ . እዛ ደርፊ ነዓይ ወይ ምዚ ናህተይ ህይወት ዝተኣሳሰረት እያ ስለዚ ካብ ልቢ የመስግነካ . በዓቢኡ ከኣ ባባ ርእሶም ዕድመን ጥዕናን ይምነ።
@ermiasil
@ermiasil 6 жыл бұрын
ናይ ኣቦይ ፍቅሪ እናሻዕ ኣብ ዓይነይ እዩ ዝመላለሰኒ ፈጣሪ እንተፈቂድዎስ ካልእ ኣይምነዮን ንፈጣሪ ገጽ ዘፍቅሮ ኣቦይ ከርኤኒ እየ ተመርኪኸ ዝልምኖ
@helenhagos9195
@helenhagos9195 6 ай бұрын
ኣሜን ዋላኣነ ትምኒተይ እሳ እያ
@hope07
@hope07 3 жыл бұрын
feelings become out of control when I listen this song, It gets stuck in my head since the day my father passed away 😭😭 see u again there☝🏽 my dare father
@meseretzekaryas153
@meseretzekaryas153 10 ай бұрын
😢ካቲ ዘጉህየኒ ሞት ናይ ኣቦይ ዩ ሞት ኣቦይ ካኣ ኣብ ስደት የ ሰሚዐዮ እዛ ደርፊ ክሰምዓ ከለኩ ብጣዕሚ የ ዝጭነቅ 😢ኣቦይ
@DailyPost2025
@DailyPost2025 5 жыл бұрын
This song meant a lot for different people, especially for Eritrean people man when I'm listening to this song tears come to my eyes because it reminds me, my grandfather, he was the one who raised us as a father/grandfather. When my father was in the Eritrean army from 1990 to 2008 and in 2008 we flee to a different country, because of the Eritrean government after a few years someone told us my grandfather passed away. It was a painful moment because I couldn't able to attend his funeral and I didn't pay back my debt as a grandson to my grandfather.
@danielwater1321
@danielwater1321 4 жыл бұрын
ርእሶም ዕድመን ጥዕናን እስከ ይሃበለይ፡ ከም ኩሉ ናፍቖት ናይዚ እዋን ድምጽኻ ናፊቕናዮ ብሓቂ።
@hailechanel3229
@hailechanel3229 6 жыл бұрын
ካብ ኣቦይ ተፈልየ ኣይፈልጥን እየ ኣብታ ዝተፈለክዎ ናይ ሓደ ዓመት ዕድመ ግን ኣቦይ ኣይጸንሓንን ኣብ ሃገር ከለኩ ክቀብሮ ከማን ኣይክኣልኩን ኣብ ሰለስተ ሰሙን ሞቱ መጺአ ክኣምን ኣይክኣልኩን ስጋብ ሕጂ ምቅባሉ ይጽግመኒ ኣቦይ እዚ ሓላል ።
@rigatgebretinsae8248
@rigatgebretinsae8248 5 жыл бұрын
ababa ewun kemiu tefelalina aynifelitin neyrna nimejemerta gize nisirah wetse after 2 weeks merdie metsiuni kisab zahiji seat mikibal zeyikielo merir haki koynu yinebir aleku.
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 3 жыл бұрын
Ajoka hawey 😭
@AdiamWeldegergsh-ug9dl
@AdiamWeldegergsh-ug9dl Ай бұрын
Kbur hifur weladyey Aboy mearey mengste semay yewarska, kemu nkulom kiburat Abotatna ziarefu EGZIABHEIR AMLAK ab yemanay hikfu yenbrelna ❤❤❤.
@sebhatabraha375
@sebhatabraha375 6 жыл бұрын
ወለድና ብሂወት ከለው ኣይነስተማቕሮን ኢና :: ወለድና ግን ብሂወት ከለው ኢና ክነሐጉሶም ዝግባእ ::
@goblelteklemichael6768
@goblelteklemichael6768 17 күн бұрын
ክሪኤካ ናፊቀ ንዓይነይ ተስፋይ ነሩ ኣነ ዘይኮነልይ! 😢😢ብሰላም ዕረፍ ሓላል ኣቦይ ኣብ ስደት ኮይኑ መሪሩኒ😢😢😢
@KsanetYemane-li4uj
@KsanetYemane-li4uj 3 ай бұрын
ክርአካ ናፍቀ ናዓይነይ ኣሕሕሕሕሕሕሕ😢
@genetsolomon1543
@genetsolomon1543 2 жыл бұрын
I can't control😭😭😭 i miss you so much💔💔💔 my lovely father 😭😭
@mossyitbark
@mossyitbark 2 ай бұрын
Me too
@abelmehari1999
@abelmehari1999 6 ай бұрын
Aboy ayflitone eye 1999 tsiwieu Nimejmerta giziye neza drifi messma eukuwa nafiqeyo 😢😢😢😢 2024
@yberi3467
@yberi3467 6 жыл бұрын
ባባ ራእሲ በዓል ጥዑም ድምጺ, ሓደ ካብቶም ብ ልቢ ዘድንቆም ስነ ጥበበኛታት ኢካ, ብ ልቢ ክፈትወካ ዝገበረኒ ቀንዲ ምክንያት ድማ ኣብ ጊዜ ህጻንነተይ ክብርቲ ወላዲተይ ደርፍታትካ ብፍላይ " ታ'ዓባይ ነፋሪት" ክትሰምዕ ከላ ንብዓት ይስዕራ ብምንባሩ'ዩ ። Thank u so much , GBU !!
@פפפפ-ח6ה
@פפפפ-ח6ה 6 жыл бұрын
Eway rusom hawey xnat yhabka nabona ka mengste semay yewarsom fetari byemanay edu ykebelom nmulu sdrabet xnat yhabkum
@harmonyeritreanmusic
@harmonyeritreanmusic 6 жыл бұрын
👍👍👍👍
@yonaseyob8333
@yonaseyob8333 6 жыл бұрын
yb eri
@eden7123
@eden7123 5 жыл бұрын
Kab aboy eki tefleyi ayflemen gen nesedat mes wxiku ab aimet zemlaku mot tnegrku sheu xelmat malet eyi zenbrat ab hwiatey ezi halal aboy tfleyne ❤🙏🙏 Thanks bebea russom
@goodplaza9545
@goodplaza9545 5 жыл бұрын
ኣባይ ሕማቅ ኣለኩ ብድሕሬካ ኣይጣዓመንን 2010ዓ ም
@samsomtesfamaryam2138
@samsomtesfamaryam2138 5 жыл бұрын
እዛ ደርፍስ ቁሩብ ተንኪፋትኒ እሞ ኣያና ኩቡር ስነጥበባዊ ርእሶም ገ /ስ ወዲ ጋብር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@lilytony3299
@lilytony3299 5 жыл бұрын
Ajoka
@kiflaymengis230
@kiflaymengis230 2 жыл бұрын
We love u
@meharitesfay1222
@meharitesfay1222 6 жыл бұрын
ኣቦ ጥበብ ጥዑምን ማራኽን ድምጹ ነፍቅረካን ንፈትወካን ኣቦና ርእሶም ወዲ ጋብር ሓደ ካብቶም ዝፈትዎምን ዝናፍቆምን ድምጻውያን ሃገርና ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ
@RobinDiaz-fz3yd
@RobinDiaz-fz3yd 6 ай бұрын
መድህን ሓፍትና ኣቅሪባቶ ሪአ መፅየ ናብዚ ልበይ ተንኪፉኒ
@elizabethkebede5296
@elizabethkebede5296 3 жыл бұрын
ቃላቶች ያጥሩኛል ምን ያህል ሆዴን ይሚብላኝ ዘፍን ነው. Thank you ርእሶም ላባትህም ቢሆን ይጻፍክው ሁላችንንም የንካል ♥️♥️♥️♥️♥️❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@filimonghide1658
@filimonghide1658 6 жыл бұрын
ወዲ ጋብር ኣቦ ጥበብ ናይ ብሓቂ ኢየ ነዚኣ ደርፊ ክደማ ክርለኩ ብዙሕ ኢየ ዝደፋነቅ ባይ ናብሓቂ ስነጥበባዊ ኢካ i Love
@hazemoeri6667
@hazemoeri6667 6 жыл бұрын
I Miss you Aboy halal! kaleay gzie temelise do krieka ykown
@ማዓስድዩካዳንራኸበሉ
@ማዓስድዩካዳንራኸበሉ 6 жыл бұрын
ዓሕሕሕሕ እዋይ እዛ ዓለም ገደለው ኣቦይ ኣታ ክቡር ወለደ ሞትካ ሰሚዒዮ ኣብ ርሑቅ ቦታ ኮይነ 12.3.2018
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 6 жыл бұрын
መርሓባ ህቡብ ድምጻዊ ርእሶም ገብረገርግሽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ዘለኻዮ። ወስኸና እስከ ካብቲ ናይ ቀደም ጡዑም ደርፍታትካ ደርፍታትካ።
@edenberhane4881
@edenberhane4881 3 жыл бұрын
I miss my father too he was the best father anyone can have he was a precious man wise man thank you for sharing the song it's beautiful😢😢😢💞🌹🙏
@gideymeasho3483
@gideymeasho3483 4 жыл бұрын
ዓሕ ተካል ስደት 2017 ኣቦይ ምሉእ ነብሰይ
@abrahamhagos1655
@abrahamhagos1655 4 ай бұрын
I don’t grow up with my dad but this song idk why am feeling cry 😢
@danielabraham1115
@danielabraham1115 4 жыл бұрын
ካብቲ ዘሕዝነኒ ሞት ኣቦይ ኣብ ስደት'የ ሰሚዕዮ ብጣዕሚ'የ ከኣ ድሓዝን!!
@mamiemamila8704
@mamiemamila8704 6 жыл бұрын
Tanks ርእሶም ገ/ገርግሽ ፡ እዉይ ሎሚየ ኣስተናቂረያ ካብ ልበይ ድማ በክያት ሲዒርኒ ። ልበይ ሴርካኒ ስደት ጻማ ወለድና ከይከፈልና ውላ ነታ ሓመድ ኣዳም ከይተሳተፍና ። ምቅባጽ ኣቢካኒ ኣቦይይይይይይይ ወላዲየይ ኣብ ሕልመይ እንዳተማላለሰኒ ቅሳነት ዘይብሉ ሂወት ዓዲ ጛና ። ክገልጾ ኣይክልን ኢየ ርእሶም ሓወይ ወይ ኣያይ ካብ ልቢየ ዘመስግን ።
@skbskb2058
@skbskb2058 5 жыл бұрын
ኣቦይ ኣንታ ክብር ወላዲ ዋልታ ናይ ገዛና ጽኑዕ ዕርዲ ኣበይ አሞ ጥዑምኒ ካባካ ምፍልላየ ኣሕሕ ዓለም፡ጎዶሎ ጸላም ዕለት 15 01 2009
@tewentsegezeab4906
@tewentsegezeab4906 6 ай бұрын
Eza derfi ab zsemaekulu wey naboy ab zzekerkulu efff aykeln bezi agatami kburat weledi edmen tenen yhabkum ❤
@ZACRO-y4n
@ZACRO-y4n 5 жыл бұрын
ርእሶም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@Noheylove24
@Noheylove24 2 жыл бұрын
12:30 🕧 24.09.2022 ኣምላኽ chekan ኣይኮነን ይመልሰካ ይኸውን ኢለ ተጸበኹ ኣቦይ ድሮ 60 ማዓልትታት ጌርካ ርሑቅ ዓለም ዘይረኽበካ ዓለም ቀይርካ 💔💔ኣቦይ 2 ወርሒ ቀረባ ዪ እንዳበለ ኣብ ቆጸራና ከይ ተረኽበ 💔💔💔
@messikahsay3562
@messikahsay3562 2 жыл бұрын
ajoka ajoka broye kulna nbiu dena amlak xneatt yhabkum nebona B yemanyy edu yqebelo
@Nahomhabtom-fh8bi
@Nahomhabtom-fh8bi 3 ай бұрын
መብዛሕቱኡ ኣደ ዮም ዝብል ኣነ ከኣ በቦይ ጽሉል ዓሕ
@messikahsay3562
@messikahsay3562 2 жыл бұрын
መዘከርታን ክብርን ነትይ ለዋህ ፊቃር ሓያል ኣባ ሓጎይ ትኾነለይ ኣብ ስደት አየ ስምዐዮ ኣባ ሓጎይ ክሳብ ሕጂ ሞትካ ኣብ ውሽጠይ ኣሎ ኣይ ቀበጽኩን ሞትካ ላይክ ኮመንትስ ምጽንንዓኹም ሃብኒ ፍቁራት ይሕዋተይ/ ኣሓተይ !!!!!
@WEDITINSEAW
@WEDITINSEAW Жыл бұрын
Ajoka heway 😌❤🙌
@debesaydebesay1198
@debesaydebesay1198 6 жыл бұрын
ሰሚእካ ዘይትምኖ ደርፊ አድመን ትእናን ይምነይልካ ኩቡር ስነ ጥበባዊ ርእሶም የህዋተይ ብሂወት ከለዉ ነክብሮም ወለድና ሞት ዘይተርፍ አዩ
@kirosshalefa2814
@kirosshalefa2814 6 жыл бұрын
ኢዛ ደርፊ ንዓይ ዝተደረፈት ኮይኑ ኢዩ ዝሲማዓኒ ruesom shikor we love u
@abelberhe1674
@abelberhe1674 6 жыл бұрын
Aboy kulu shae ab libey aleka y'nafkeka aleku kulu gize. Nea temeleseni tekielka aboy ahhhh. I miss you daddy!!!
@zulaadolis9085
@zulaadolis9085 6 жыл бұрын
Eta abay nefari elna knderf yzkereni eway gze 20 ametu ahhhh kemzhji fahfah keybelna Legend artisti
@regretmoreregret
@regretmoreregret 2 жыл бұрын
So sad when my father lost at the age i am 17 that is so bad feeling omG ;;;;when i lissen this song absolutly am i cry 🙈
@geremekonen4520
@geremekonen4520 Жыл бұрын
Ab libya aleku,gn eza derfi semie mxgab sieneya ,
@salemogaronsuker8569
@salemogaronsuker8569 Жыл бұрын
Mekeret abo mistefeleyeni eye feniteyo 😢😢😢 akenzini kea ahhh eway aboy mengste semay yewarska pappa 😢😢😢
@amanuelpawlos9772
@amanuelpawlos9772 9 ай бұрын
ኣቦይ ኣሕሕሕሕሕ ሓመድ ዲበ ኣቦካ ዘይትህልውሉ ተካል ስደት😢😢😢
@genetalemayehu3061
@genetalemayehu3061 Жыл бұрын
Aba❤🌍🌍aleme neberk eko gena saltegbh teleyehegn aba😭😭😭😭 hulem betam tnafkegnaleh .mnew endi hogne btayegn adgelhalew temarku temereku tru sra yazku gn mn waga alew...aba ante yelehm desta hulu kante gar tekebere
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 6 жыл бұрын
Pawwwww gela aynet musica eway aboy edmen tennn yehbka fetrii kulu neflma geza yesmea alku bejka sami berhne aboy elu zedrfe kalie aysemkun nere
@Aleni16276
@Aleni16276 2 ай бұрын
ahhhhha sdit hesim abe sdati koyna samia
@taysenwedi5513
@taysenwedi5513 6 жыл бұрын
ባባ ርእሶም ዝፈትወካ ኩቡር ስነ ጥበባዊ እካ ሎሚ ሎሚ ግን ትጠፍኣና ኣለካ በል እስከ በዚ ጡዑም ደርፍታትካ ናይ ቀደም ጌርካ ኣዛንየና !!!ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ምስ ስድራ ቤትካ🙏🙏🎚
@ትግራይትዓንብብ
@ትግራይትዓንብብ 4 жыл бұрын
እዋይ ብዘይ አቦ ከቢድ አብ ስደት ምስ አተኹ አቦይ ሞይቱ ዋላ 1 ግዜ ስልኪ ከይረከብክዎ ዘሎ ይመስኒ ካብ ስደት ከይደ ሲኢነዮ ተመሊሰ ናብ ስደት አቦይ እዛ ሙዚቃ እንዳሰምዕኩ ይነብዕ ይናፍቆ ሞት ሓያል 😢😢
@kibreabkidane4818
@kibreabkidane4818 6 жыл бұрын
ደርፍታትካ በኒጺር ዩ ዝርዳኒ ናዓይ ፡ብፍላይ ኣብ ስደት ኣብዝወጻኩሉ ኣብዚ ውሽጥ 10 ዓመት ።
@abrahamyohannes822
@abrahamyohannes822 6 жыл бұрын
Sdet ab meret koleka miflilay eyu kem wixitu kea abza gizyawit alem zelealemawi miflilay yemx’e eza derfi Russia G/gerghis ab libi bzuhat sebat bota alewa Thank Russom
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 6 жыл бұрын
ዋውውውውው ጥለቡኝ ርእሶም ገ/ገርግስ ውስጥ ነው ዘፈንህ ሰምቼ ኣልጠግብም
@ermilove685
@ermilove685 6 жыл бұрын
ገንየ መን ከንብቦ ዩ ዘማረኛ
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 6 жыл бұрын
Ermi love ደጋፊ ሞሞና ኢርምየ sorry ኣማርኛ ኣቸጊሩልካ ምሽ
@rezene7448
@rezene7448 6 жыл бұрын
ኣቲ ትግራወይቲ ዶ ኣይኮንክን ወይ ናይ ኤርትራ ደርፊ ኣይትስምዒ ወይ ኣምሓርኛ ኣይትጽሓፊ ሕማም
@ጋልዞምተጋሩ-ሠ1ሠ
@ጋልዞምተጋሩ-ሠ1ሠ 6 жыл бұрын
+ረዘነ ጐሹ 에리트레아 愛 ክክክክክ
@michaelhabte6068
@michaelhabte6068 5 жыл бұрын
@@rezene7448 ✌✌✌✌😀😀
@temesgenamlakeys3492
@temesgenamlakeys3492 6 жыл бұрын
ርእሶም ከም ሽምካ ርእስ ኩሎም እኻ ዕድን ጥዕናን ይሃብካ
@kibromeyasu9316
@kibromeyasu9316 6 жыл бұрын
ባባ ርእሶም ደርፍካ ብጣዕሚ ኢዩ ኩሉ ዝምስጠኒ ፡ ካብቶም ቀዳሞት ደረፍቲ ናይ ቋንቋ ትግሪኛ ኢካ ። ኣቦይ እቋ ኣሎ እንተኮነ ኣብ ስደት ኮይነ ፡ ብሂወት ከለካ ክንድዚ ተነፋፊቅካ ምንባር ከቢድ ኢዩ ፡ እቲ ፊቅሪ ኣቦ ከኣ ብዕምቆት ገሊጽካዮ ኢካ ፡ ኣምላክ ምስ ስድራይ እንተ ኣራኪብኒ ፡ እንታይ ዘይሃብካኒ ክብሎ
@kibreabwedixge667
@kibreabwedixge667 3 ай бұрын
ኣሕ ምስ ናፍቆትናባ ተፈላሊና ምስ እዚ ሓላል ኣቦይ
@abrahamlove8523
@abrahamlove8523 6 жыл бұрын
Wow 😮 btami des zbl derfi ahhhh sdet gumama kab kulu hadig medig atrfna ahh Thankful for sharing 🙏🙏❤️
@bereket9890
@bereket9890 5 жыл бұрын
ኣቦይ ካብ ዝፍለየና ኣመቱ ገይሩ ኣሎ ኣዛ ደርፊ ክስምኣ ከለኩ ማራ ኢያ ትቲንክፈኒ.
@wedibashay4095
@wedibashay4095 4 жыл бұрын
Mekeret abo bhafesh Weledi aziu kebid u
@erishowaberi108
@erishowaberi108 3 жыл бұрын
Eza derfi bwhd 4 gze semieya enda nebaeku aboy ata kubur weladi dhri 11 amet ab sidet 17,6,2021 aboy tegodieni alem chekan felalatna
@galgereybabahalal1684
@galgereybabahalal1684 5 жыл бұрын
Baba ab sedt kelku u tefni texbyo zeyflti kebru weldeye teflni baba abo Fkri ab sedt kelku u merdi mexni ne zefkro baba tekwen derfi rekib eza kisma kelku kelubu zeryni thanks 🙏 ❤️❤️❤️🙏
@tekulbeyene8348
@tekulbeyene8348 6 жыл бұрын
እዋይ ብሓቂ ኣዘኪርካና ከም ኣቦካ የለን ግን እንታይ እሞ እብሃል ዓለም ጎደሎ
@muluehaile9405
@muluehaile9405 5 жыл бұрын
I cried 1 hour I hope I will see you one my father
@filimondaniel4587
@filimondaniel4587 6 жыл бұрын
I miss my father a lot I can't stop thinking about you my father
@semerekahsay4990
@semerekahsay4990 3 жыл бұрын
ሰላምታ ኣይረሳኩን ርእሶም ገብረገርግሽ ካብ ተን ዘይርሳ ብልጽት ደርፊ
@abrahamasmerom5631
@abrahamasmerom5631 6 жыл бұрын
Ahhh Resom ata jgna btami eye zednqeka zfetwekan admen tanan yhabka fetariiiiiiiiiiii
@davidavi8636
@davidavi8636 5 жыл бұрын
Naybahaki derafay eka resom kab bael abrahamn baryan feliye ayriekan eye
@habteabkesete2129
@habteabkesete2129 6 жыл бұрын
baba Ressom kulu derfka hayal eyu ahhhhhhhhh sdet hanikal nebona ke mengste semay yewarsom
@aidawaldamlak1988
@aidawaldamlak1988 Жыл бұрын
Very touching song it's my first time listening to this song l can't stop crying , I love you baba you always in my heart 💔💔😭😭😭😭
@herilove4545
@herilove4545 6 жыл бұрын
Bahgi derfi yebleyn . Be haimanot wn derfi wuguz mukanu eye deamn . Eza derfi kisemie keleku gn baba maetso geza sanatim geyru kikuhkuh kelo goyou neta maetso dikefeta ten ab idu dinebera sanatim kinwesid mukana felitna goyna nikefto emo ten sanatom niwesden neyrna . Abti gzye eti sanatim sinema atikas fulka kortimka tekeyfka timles gezaka malet iu . Alem godolo mekeretun fkrun keytsegebna eba tefeliuna .
@titi-wi6fe
@titi-wi6fe 6 жыл бұрын
ኣህህህ ኣቦይ ሓላል መንግስተ ሰማይ ይዋረስካ ምንም ፍቅሩ ከይመነኩ እዩ ተፈሊና
@ronaldoneymarjr3345
@ronaldoneymarjr3345 3 жыл бұрын
Neay elka dika derifka 😢😢😭😢
@merhawetgerezgiher7779
@merhawetgerezgiher7779 6 жыл бұрын
Aboy ayfelton ye gual 16 amet keleku dma bsieli ria telalyeyo i miss you babiye hji gual 21 aleku neboy gn entrfi bsieli biakal ayfelton ye ah Alem godolo
@sdetayteamenan8146
@sdetayteamenan8146 6 жыл бұрын
Ajoki haftey mearey neboki ztkueu ktweldi eki 😘😊😊
@ወዲሽሻይ-ሐ1ጀ
@ወዲሽሻይ-ሐ1ጀ 3 жыл бұрын
Niy bhaqe godelo eye ajeki zhaftey meareyy
@kahsayhagos497
@kahsayhagos497 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ባባ ርእሶም ናይ ብሓቂ ልብካ ትትንክፍ ወለድካ ዘዘክር ኣብ ማዓምቅ ሓሳብ ዘቱ ዘተክዝ ሂወትካ ዘመርምር ደርፊ ኣበይ እሞ ከመዚ ሕጂ ደርፊ ካይሓሰረ ኮሎ ደሪፍኩሞ
@justicefortheseekofhumanit2969
@justicefortheseekofhumanit2969 4 жыл бұрын
Healthy Art is always alive.........the ton melody lyrics is pure love
@fisehasbhat9708
@fisehasbhat9708 6 жыл бұрын
Ahhh dro Ametn 5 werhen geru Aboy kabza alem kab zefele mis nafkotey kelku kab zeyrio 9 amet koynu sdet hisum
@meleymeley35
@meleymeley35 6 жыл бұрын
Ahhhhhhh kbur Abi memhr snetbeb b htsaney keleku derftatka azye eye zfetwom niere ksab hji meglexi sienelu beqa nbat siearni😭
@michaelhabte6068
@michaelhabte6068 5 жыл бұрын
Baba russom kulu geze ab lebay ketinber eki kesb abza alem zeka eza derfii neay eya tedrifa 😙😙
@robeldaniel8122
@robeldaniel8122 2 жыл бұрын
I miss you so much dad may god bless you with his love that makes you join ur friends in heaven
@shewitgirmay-9310
@shewitgirmay-9310 Жыл бұрын
Yekenilna kemziy Kemay fetwit aboy alemey entay kngeber ab sdet keleku aboy telimuniy
@akiYYY
@akiYYY 3 жыл бұрын
Pappa natey dhri 10 oemat mfililay 28- 2 _2021 bi hedaga tefalini merir kebid meglaxi yeblyan beza derfi texalila 😭
@samrawitteweldbrhan7256
@samrawitteweldbrhan7256 Жыл бұрын
Eza Defri key semakwa Ay welin eye AHE BaBayey 💔💔💔 Ms Nafkoty Merdka semie 🖤💔🖤💔leby tesiru mote weladi kebidu
@samrawitbrhane1233
@samrawitbrhane1233 5 жыл бұрын
I miss you my father nafkika enber hansab eba mexine 😭😭😭😭
@eritreanchannel8646
@eritreanchannel8646 Жыл бұрын
*እዛ ደርፊ ክሰምዓ ከለኹስ ውሽጠይ ክቆጻጸሮ ዘይክእል ፍርሂ ይስመዓኒ 🥺🥺😢፡ ስደት ናይ ኢዱ ኣይስኣን ካብ ፈቃር ወላዲየይ ካብ ዝፈልየኒ ዓመታት ተሸቢቡ ሓሚሙ ዘይትበጽሖ መሪር ስደት ኮይኑ ኣዝዩ የቀንዝወኒ ! እዛ ደርፊ ክሰምዓ ከለኩ ጻማኡ ከይከፈልኩን ካልኣይ ዝፈትዎ ገጹ ከይረኣኹ ካብዛ ኢደይ ሸተት ዝብለኒ ኢዩ ኮይኑ ዝስመዓኒ ኡፍፍፍፍ* *💔💔💔💔💔*
@Blue_2024
@Blue_2024 Жыл бұрын
Ajoka aboka bhiwet alo dyu
@bgtigraway6146
@bgtigraway6146 5 жыл бұрын
ራእሲ ንዓይ ዝደረፋ ኮይኑ እዩ ዝስመዓኒ ንብዓት ይመፀኒ ኣቦይ ሓላል ኣቦይ የዋህ ምስ ናፍቆተይ ተፈልዩኒ ኣነ ኣብ ስደት
@KudusAnde
@KudusAnde 4 ай бұрын
Before 1 days my father daed 20 years I am not seen him very hard when I hear thise song
Harmony - Russom G/giorgis Ta Abay Nefarit/ታ ዓባይ ነፋሪት Full Album Old Eritrean Music
1:01:07
Russom G/giorgis Alem / ዓለም Old Eritrean Music
7:26
Harmony Digital Studio ሃርሞኒ
Рет қаралды 826 М.
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.
Sami Berhane ሳሚ ብርሃነ Abo ኣቦ (Official Audio)
8:59
Sami Berhane
Рет қаралды 92 М.
Russom G/giorgis Nafike / ናፊቐ Old Eritrean Music
7:12
Harmony Digital Studio ሃርሞኒ
Рет қаралды 621 М.
Yehdego G/Medhin - Vol 01 - Nonstop - Relaxing Video
1:04:54
HTMONA
Рет қаралды 101 М.
Eritrean Music The master of krar Legend Atoweberhan Segid Bahlawi
14:58
New Eritrean Music Efrem Arefaine (Mizer)
31:34
eribeats
Рет қаралды 169 М.