No video

ምስ ኣግኣዝያን፡ትግራይ - ትግሪኚ፡ኣንድነታውያን፡መንነታውያን፡ብሓባር ክንቃለስ ዘኽእል መትከላዊ እምነት የብልናን።ብዘይካ ከም ደቂ ሃገር ተኸባቢርላ ምንባር

  Рет қаралды 6,209

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

ምስ ኣግኣዝያን፡ትግራይ - ትግሪኚ፡ኣንድነታውያን፡መንነታውያን፡ብሓባር ክንቃለስ ዘኽእል መትከላዊ እምነት የብልናን።ብዘይካ ከም ደቂ ሃገር ተኸባቢርላ ምንባር

Пікірлер: 14
@lifeisgoodlg
@lifeisgoodlg Ай бұрын
ቃልሲ ደለይቲ ፍትሒ ንኸይሓጽር ሕንፍሽፍሽ ዘእትውሉ ዘለዉ እዚኦም ተጠቒሶም ዘለዉ ሓሰር መሰር ኣግኣዝያን፡ ትግራይ ትግርኝ፡ መንነታውያን፡ ኣንድነታውያን ኢዮም። ኩሉ ደላዪ ፍትሒ ክነቕሓሎም ኣለዎ።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Ай бұрын
እብ ዓለም ዚቂየሪ ክብርት ይህን ።ሒጂ ውይ ባሒሪ ኺቲኸውን ትግራይ ቲጊሪኒ አጊእዚያን ዓቂሙኺም ፊለጠ ቁኒቁ ኢትጵዮዊያን መንፊሲ ሓጊሒጊኩም ጉሓፊዎም። ዓልም ሓኒቲያ ሃገረ ኤርቲራ ምስ ዓለም ኪቲሰሪሒያ ።ኢሪቲራ ሆተል ናይ ዓለሚያ።አቢ ሙሉኢ አስምር ካቢጂፍ ኒጫፍ ቢኢጊርም ኪዛወሩ ከነፊቂዲና ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ።
@user-jm1kp6iz2n
@user-jm1kp6iz2n Ай бұрын
ኤሪትራ ሀገራውነት ንብሪጌድ ንሐመዱ አይድግፍዎን ኢዯም አይትጋጌዩ 👍👍👍
@zerabrukghirmay9968
@zerabrukghirmay9968 Ай бұрын
You're right I really agree with that idea absolutely
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Ай бұрын
መጣቀዒቲ ኢዮም።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Ай бұрын
እምሱሉ ኢዮም።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Ай бұрын
ኢሞ ኒአመሪካ ሐቢሪ ሒጊ ኢኒዳባ ወይ ቁዋም መኒጊሲቲ አመሪካ ኸሊኪላቲና ይብሊ አሎ ቁዋም መይቱ ዚበለና ተንቤን ኢትጵያ ኢዩ ኒአመሪካ ሓቢሪዋ ወኪሊኩም ዲዩ አቶ ኢስያስ አፎሪቂ ሓቢሩ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 Ай бұрын
ምህረት ሃቲቱ ኣብ ቃልሲ ክጽንበር ዝብል ገጋዩ በዓል መስፉን ሓጎስ ኣምባሳደር ዞኣንደብርሃን ኩሎም ጀነራላት ኮረነል ከምኡውን ዝተፈላለየ ሓላፍነት ዝነበሮ ከይተፈርዱ ንጻ ምዃኖም ከተረጋገጸ ኣብ ቃልሲ ክጽንበሩ ገጋ ኮይኑ ይስማዓኒ ብጀካ አቲ ተራ ተቃላሳይ ካብ መራሕ መስርዕ ክስብ ጀነራላት በደል ዘይፈጸመ የለን ካብ ኮነ ኣብ ቅስልሲ ዕንቅፋዮም ብኡዩ ቃልሲ ተናዊሒ ውሻል አንዳኾኑ ከም ሽንፍላ ጸረዮም ኣይጸርዩንዮም
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Ай бұрын
ኒጂቢሃ ሚሲ ወያነ አፋኒካ ።አቶ መሲፉን ሓጎስ ወሪሒ ኺልተ 1991ሓደ መንጊሲቲ ዘኪር።
@fshaemha4000
@fshaemha4000 Ай бұрын
ካብ ነንሕደኻ ምዉንጃል ሓቢርካ ግዳን ዘይትቃለስ፡ ሰልጠነ ድማ ንጆሲ ሰሙናዊ እንዳኣምጸኣኻ ነጺ ህዝቢ የሕጺብካዮስ ሕጂ ደኣ እንታይ ተረኽበ፡ እንታይ ኢኻ ክትሃርም ደሉኻ ዘለኻ።
@berhaneburush7729
@berhaneburush7729 Ай бұрын
Ato Nezeraab Idmen tiinan yihabka
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Ай бұрын
ኒኻኒሰር ረሲዒካ።
@haregotzerom9373
@haregotzerom9373 Ай бұрын
No, it is ok to work with Agazian. You can struggle with Agazian until we overthrow Isaias. In Post Isaias era, the should be allowed to promote their political agenda. If people accept their agenda, they should come to even come to power. So all should be allowed in free Eritrea. Let the people choose who they want.
@user-ib4zx6lf4x
@user-ib4zx6lf4x Ай бұрын
seltene ezi fistum hailemariam zbhal zxahafa comment highlight gerkaya nerka kab xehafiaus degamiau kemzbhal shame on you.nezom jeganu eziom kbrom ztnkif dekimu kterf ember ab zbexho yeblun.nbaelka seltene eko tigray tigrigni eka nmntay nayzom jeganu debate abzi medebka amxiekayown ytehawaweseka slezelo tray eyu
Вы чего бл….🤣🤣🙏🏽🙏🏽🙏🏽
00:18
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 6 МЛН
а ты любишь париться?
00:41
KATYA KLON LIFE
Рет қаралды 2,8 МЛН
ወዲ ጀበሊ ይስዕስዕዶ # New Eritrean Video 2024
38:42
ERIWOOD VIDEO PRODUCTION
Рет қаралды 48 М.
Вы чего бл….🤣🤣🙏🏽🙏🏽🙏🏽
00:18