ምስ ኣቦ ወደይ ተፈላሊና ፡ ኣራኹብኒ ፡ ደፊሮም ሐዚ ነፂህኪ ጎይታ ተቐቢልኪ ኢሎምኒ

  Рет қаралды 13,121

Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት

Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት

Күн бұрын

Пікірлер: 113
@Ngsti518
@Ngsti518 Күн бұрын
ከመይ ዝበለ መከራ እዩ ጓል ዘይትረክቦ የለን ኣጀኪ ዛሓፍተይ ብሰላም የራኮብኩም ምሰ ኣቦ ወዲኪ❤😢
@fkrientertainment
@fkrientertainment Күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃብኪ🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr Сағат бұрын
ለባም ሰብ እግዚአብሄር ይሓግዝኪ። በተዝተፈጥረ ኹናት ኣብትግራይ ኣቦ ወድኺ ብሂወት ምህላው ኣይትፀበዪ ። ኾይኑ ግና እግዚኣብሄር የሓግዝኪ ዝሓፍተይ ።
@rahwagere4062
@rahwagere4062 13 сағат бұрын
ብዙሕ ሕቶ ዝፈጥር ታሪኽ እዩ። ኣብ ዝኾነ.....ጌጋ ኣሎ። ግን ኣምላኽ ብሰላም የራክብኩም።
@MahamednurAwel
@MahamednurAwel Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ ሰኑ ሓፍትና ትገብርዮ ዘለኺ ሰናይ ተግባር ረቢ ይሓግዝኺ ኣጆኺ ኣብ ጎድንኺ ኣለና።ቀፅልሉ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 сағат бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@destakonjo2505
@destakonjo2505 Күн бұрын
እግዚአብሔር የራኽብኹም ምስ ኣባ ወዱኺ ጓል እትረኽቦ😢 ማዓረይ
@tesfaeyusnkay5168
@tesfaeyusnkay5168 Күн бұрын
ሓፍተይ ፍጣር ብሰላም ይራክብኪ ወይ ጓል ትርክቦ😢😢
@fkrientertainment
@fkrientertainment Күн бұрын
Amen 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@selamgebre303
@selamgebre303 16 сағат бұрын
ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ እግዚአብሔር ብድቅኪ የሐግስኪ ❤❤እሜቤቴ ትደግፍኪ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 сағат бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃብኪ 🙏🙏🙏❤❤❤
@medhin8187
@medhin8187 Күн бұрын
ሰኒተይ እንኳዕ ድሓን መፃእኹም❤ ዘሕዝን ብሓቂ ።😮 ጠንካራ ኣደ ፈጣሪ ካሕሳ ይሃብኪ❤ ሰላም የራኽብኩም ።
@fkrientertainment
@fkrientertainment Күн бұрын
Amen medi haftna🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@SalamaUae-i5m
@SalamaUae-i5m Күн бұрын
ብሰላም የራኽብኺ አምላኽ ዛሓፍተይ🙏🙏🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment Күн бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Күн бұрын
ጓል እትረኽቦ እኮ😢አምላኽ ብሰላም የራክብኩም እመቤተዋኒ አምላኽ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ እመ ብርሃን አደይ አብ ጉዕዞ ሂወትኪ ምሳኪ ትኩን ብሓቂ ይቅረ በሉ ይቅረ ክብሃልኩም እዩ ዝብለና ቅዱስ ቃሉ ንይቅርታ ዝኮን ልቦና ይሃበና አምላኽ ቅዱሳን ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@የወንጌልምድያ
@የወንጌልምድያ Күн бұрын
ብዝረከበኪ ሸግር እግዚአብሔር ጻድቅ ፈራዲ ሰለዝኮነ ክፈዶዮም አዩ ግን አየሱስ ክርስቶስ አቲ ጎይታ ትብልዮ ዘለኪ ብከምዚ ርክሰት ዝለዓል አምላክ አይኮነን ጎይታ ተቀበልዮ ተይሎምካ ንሂወት አንበር ንርክሰት አይኮነን ሰለዚ ዝሓብተይ ነቶም ዝበደሉ ተሰሚዕኪ ክትዛረቢ ሓቅኪ ኢኪ ሰለጎይታ ሰለካልአ አምነት ግኝ በዚ ዓይነት ክትዛረቢ አይነበረክን አምነት ናይግሊ አዩ ሰለዚ ሕጂ ውን አየሱስ መንገዲ ሓቂ ሂወት አዩ ካብናብ አደባባይ ናብኡ ምጽላይ ይሕሸኪ አቲ መናፍቅ ዝበልክዮ ድማ ናይ መንፈሰ ቅዱስ መዓልቲ በዓል 50 ማለትየለ ጸርፊ አይኮነን
@Shishay-ki8os
@Shishay-ki8os 18 сағат бұрын
ሓሳዊ ንተዋህዶ ስለ ኢየሱስ ጰንጤ ከምህራ ማለት ድዩ ደንቆሮ !!! ተዋህዶ ማለት ኢየሱስ ክርስቶስ ማለት እዩ ።
@Haile-1979
@Haile-1979 15 сағат бұрын
ነየናይ ግይታ ክትቅበል ጎይታናን መድሓኒናን ኢዮሱስ ክርስቶስ ብማልቲን ሩተርድዩ ተወሊዱ ንባሉ ሩተር ግብረሶዶም ኢዩ ክርስትና ከፍርስ ኢዩ ፕሮቲስታንት ፈጢሩ ተቃወምቲ ምስለትዩ ትርጉሙ ውጺኢቱ ካኣ ሃገራት ፕሮቲስታንት ግብረሶዶማውያን ብሕጊ የፍቅዳ ሰይጣናዊ ብጉልባብ ሃይማኖት ሕጂ ውጺኢቱ ኣምላክ ዛኣምን የለን ራኣዪ
@ውቅሮዛዓደይ
@ውቅሮዛዓደይ 15 сағат бұрын
ዋይ ሓፍተይ😢
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ Күн бұрын
ጠንካራ እኪ ዛሓፍተይ ኣምላክ ብሰላም የራክብ❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Күн бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@እየሩሳሌም-የ9ጸ
@እየሩሳሌም-የ9ጸ 18 сағат бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃአካ ስናይትየይ ❤ክብርቲ ሓፍትና እግዚአብሔር አምላክ የራካቡኹሙ❤❤🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 сағат бұрын
ኣሜን ክብርቲ ሓፍትና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 2 күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሐዝን እዩ በእነት ክንደይ መካራ እያ አሕልፍ አምላክ የራክብኪ አሕሕሕሕ ናይ አጋላት ክንደይ ፅገም እና ነሐልፈ😢 አየ አወዳት ፅግም እንተልካ ዘሎዎ ምቅይያር አምላክ ሓድጉ ሰለ ዘይ ሓድገካ እዩ እምበር
@fkrientertainment
@fkrientertainment Күн бұрын
Amen 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Күн бұрын
@@rhfdhgj696 ሳብሰክራይብ ግብርለይ
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ 21 сағат бұрын
_እግዚአብሔር ኣምላክ ብሰላም የራኽቦም_
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 сағат бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃብኪ 🙏🙏🙏❤❤❤
@መብሪሂትጋልተዋህ
@መብሪሂትጋልተዋህ 17 сағат бұрын
ብሰላም የራክብኪ ምስ ኣቦ ወድኪ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 сағат бұрын
🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ Күн бұрын
_እግዚአብሔር አምላክ ይረክብኪ ማዓረይ❤❤❤_
@fkrientertainment
@fkrientertainment Күн бұрын
Amen 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት Күн бұрын
ክብርቲ ሓፍትና ክንደይ ኣሕሊፍኺ ግን ጠንካራ ኢኺ ናይ ብሓቂ ፈተና ኣብ ህይወትና ብፅንዓትን ብትዕግስቲን ሓሊፍኺ ናብዚ ዘብቀዐኪ ኣምላክ ይመስገን እቲ ሰናይ ሓሳብኺ ድማ እመ ኣምላክ ሓሳባት ልቢኺ ትስመረልኪ ምስ ኣቦ ወድኪ ድማ የራኽብኪ ሰናይት ሓፍትና ድማ ብዙሕ ተማሂርና ጓል ኣነስተይቲ ክንደይ ኣብ ኩሉ ዝኸደቶ ፈተናኣ ብዙሕ እዩ ብህይወት እንተሃሊያ ግና ንባዕላ ፀኒዓ ከምዚ እንሰምዖ ነሕዋታ ከምተምህር ማለተይ ኣነስ ክንደይ ግዜ እየ ብፈተና ክሓልፍ ትብል እሞ ከምዚ ዝበለ ዝገደደ እንተሰማዕኻስ ካባይ ዝገደደለባ ኣሎ እዩ ትብል እሞ ኩሉ ከም ዝሓልፍ ኣሚንና ብተስፋ ፅባሕ ካልእ መዓልቲ እዩ ኢልና ብተስፋ ንንበር ደቂ ሂዋነይ ክብረት ይሃበልና ሰኒተይለ❤❤❤🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment Күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf Күн бұрын
ብሰላም የራክብኩም ዛሓፍተይ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Күн бұрын
Amen 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr Күн бұрын
ኣቦ ወድኪ እዩ ዝባሃል ዝጠነሰኪ ኣይባሃልን
@Shishay-ki8os
@Shishay-ki8os 18 сағат бұрын
መንግስተአብ ኣነ እፈልጦ እየ ኣብ ዘለዎ ቦታ ዓርከይ እዩ
@SenaytkahsayTsegay
@SenaytkahsayTsegay 12 сағат бұрын
ብሓቂ ኣረክበና በጃካ
@LwamGebrekidan
@LwamGebrekidan 10 сағат бұрын
እሞ ተሓባበራ እንዶ ክቡር ሓው
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 сағат бұрын
እሞ ተደሃየና ባ ሽሻይ ሓውና 🙏🙏🙏❤❤❤
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 20 сағат бұрын
ጓል አንስተይቲ ትረክቦ መከራ 😢😢
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 сағат бұрын
ብሓቂ ከቢድ እዩ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 сағат бұрын
ብሓቂ ከቢድ እዩ
@SesenMenasbo
@SesenMenasbo 10 сағат бұрын
i really feel sorry my sister, God be with you
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 сағат бұрын
🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@abrahaleyhadush3622
@abrahaleyhadush3622 2 күн бұрын
አነ ዝብሎ ግን ብአቦይ ብሓወይ ተደፈረ ዝብል ሓሳብ ንማሕበረሰብና ዝጉድእ እዩ እቲ ገበን ዝፈፀወ ብሕጊ ክዳነ ይግበኦ ምክንያቱ ፀላእትና ክሰምዕዎ ከም ህዝቢ ክንፅረፍ ንክእል ኢና ወይ ናብ ሕጊ ወይ እቲ ሰብ ናይ አእምሮ ሸግር ከይህልዎ ሕክምና ምውሳድ የድሊ
@musaomar7058
@musaomar7058 Күн бұрын
b nay hasot tarikhin guran n wolodotat zdenageru ,ginke Bitaaemi anawarin gebenin zqemesen zlemeden bahli, fooooooooo😮
@شهد-ز8ب5ل
@شهد-ز8ب5ل Күн бұрын
👹👹👹👹👹👹👹👹👹👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎
@natsanetreda-f3s
@natsanetreda-f3s Күн бұрын
ወድኖ,ካብ ሰብኣውነት ክብርካ ዝቅድመሉ ምክንያት የለን።።ኣብ ትግራይ ክንደይ ገበናት ይፍፀም ኣሎ ጉቡእ ፍርዲ ክህብ ኣይረኣናን።ከም ሕብረተሰብ ኣብዚ ሕጂ ነውሪ ዝባሃል ይጠፍአና ኣሎ።መብዛሕቴና ወንጀል እናባራትዕ ማሕበረሰብ እኮና። ወንጀል ክሳብ ኣብ ባዕልና ዘይበፅሓና ኣብ ካሊእ ወንጀል ክፍፀም ተፀጊዕና ከንፈርና ንመጥጥ ምስክር ተፀዊዕና ክንደይ ኢና እንታይ ኣይትኒ ዝፅላእ ኢልና ዝራእናዬ ዘይንምስክር ....
@ليلى-ص9و
@ليلى-ص9و Күн бұрын
ባዕለም ይፈልጡ ዋላ ርክብቲ ኩኒ እበር ታይልኪ ኢኪ ለዳ ሓሙኪ ትሕግዚ ከ
@EyerusalemHmaryam
@EyerusalemHmaryam Күн бұрын
Jegna iki bhaqi ❤🎉
@ሰምሃልዩቱብ
@ሰምሃልዩቱብ Күн бұрын
ዝኾኑ ሰብ ሓዳር ኣለዎ ባ ክትቅርብልና ብምንታይ ክንረክበኪ 😊
@fkrientertainment
@fkrientertainment Күн бұрын
0914441776 ደውልልና እምበይተዋ
@brhaneye
@brhaneye Күн бұрын
ስልካ እንየኪ😊
@ፀግሽጋልተዋህዶ
@ፀግሽጋልተዋህዶ Күн бұрын
​@@brhaneyeደምርኒ ዝያዳይ
@lulululu2675
@lulululu2675 Күн бұрын
አብዚ መደብ ብዙሕ ሓሶት እየ ተመልኪተ ምሕረት ይግበረልኪ መድሃኔ ዓለም ዝሓፍተይ😢😢
@faswelsfr1974
@faswelsfr1974 9 сағат бұрын
ናይ ምንታይ ሓሶት
@MEARIFSHA
@MEARIFSHA Күн бұрын
Haftey kndey menkera eya ahlifa😢😢
@fkrientertainment
@fkrientertainment Күн бұрын
ብጣዕሚ ከቢድ እዩ 🙏🙏🙏
@YeshargAbrha-q3o
@YeshargAbrha-q3o Күн бұрын
ብሳም ይራክብም ፈጣሪ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Күн бұрын
Amen 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@HewanSemere
@HewanSemere 22 сағат бұрын
Hasab lebki yesmerelki
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 сағат бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃብኪ 🙏🙏🙏❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 күн бұрын
ተጋርዋይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ስደተኛ ሓፍትኩም🙏🙏🙏
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 2 күн бұрын
አነ ገረኪ እየ መልሲ❤
@ፍረቻናል
@ፍረቻናል 2 күн бұрын
ደሚረኪ መልሲ❤
@ፍረቻናል
@ፍረቻናል 2 күн бұрын
​@@RahelGebrehwet ደምርኒ❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Күн бұрын
እሺ ስደትና የሕፅሮ❤
@ሳሚዩቴብዩቴብ
@ሳሚዩቴብዩቴብ 16 сағат бұрын
ደምረኪ ደምርኒ🙏
@FireweyniGezae
@FireweyniGezae 22 сағат бұрын
ደምርኒ ጥዕማምቲ ይ ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@ብሪጓልሰንዓፈ
@ብሪጓልሰንዓፈ Күн бұрын
ደምሩኒ ኣሕዋተይ
@abrhaleytesheme4438
@abrhaleytesheme4438 Күн бұрын
ዝግርም ታርክ እዩ።ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ።
@fkrientertainment
@fkrientertainment Күн бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 Күн бұрын
አይ ሊቦና ደቂ አኒሲቲዮ ዚቢዲል መሲጣ አሊው
@ፀግሽጋልተዋህዶ
@ፀግሽጋልተዋህዶ Күн бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@WdKn-s4b
@WdKn-s4b Күн бұрын
😢😢❤❤❤
@alemm6719
@alemm6719 Күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@Dsaert-jf7mq
@Dsaert-jf7mq Күн бұрын
❤❤❤😢😢😢
@سيمي-ط2ظ
@سيمي-ط2ظ Күн бұрын
😢😢😢😢😢😢😢
@ጓልራማ
@ጓልራማ Күн бұрын
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@Jon20243
@Jon20243 Күн бұрын
ብፍቃድኪ ካብ ኣስላማይ ክትወልዲ፣ ዘይሓፈርክስ፣ ንሃይማኖት ጴንጠ ከተንቃሽሺ ኣይትሓፍርን ድኪ። ሰብ ብውለቁ ክሕተት ኣለዎ እንተበዲሉ።
@fikiriade1460
@fikiriade1460 Күн бұрын
😈👿💀Seytawinti eyom ezom menafikan nihade arkina ruesu regizom seytan kenewixalka elom axelilom gedifemo😢
@Jon20243
@Jon20243 Күн бұрын
ቅድሚ ናይ ካልእ ሃይማኖት ምንቃፍካ ኣብቲ ናትካ ሃይማኖት ዝግበር ጉድ እሞ ተዓዘብ ብድሕሪ'ዚ ንናይ ካልእ ሃይማኖት ክትነቅፍ ትብዓት ተረኺብካ ኣብዘይ ንቡር ከምዘለኻ ምልክት እዩ።
@ERENA-v6r
@ERENA-v6r 2 сағат бұрын
እዛ ታሪኽ ኣነ ፍርቃ ኣብ ሊብያ ጥራይ ይፈልጣ ኢየ ንክብሮም ውን ብኣካል ይፈልጦ ኢየ ናይ ዓብሰላም ሰምሳሪ ተሓጋጋዚ ኢዩ ኔሩ ኩሉ ኣብ'ቲ ሊብያ ዝነበረ ሰብ ካኣ ብክብሮም ኢዩ ዝፍለጥ ብዙሕ ዝጓዳእ ሰብ ውን ኣይኮነን ካብቶም መሳርሕቲ ዝሓሸ ሰብ ኢዩ ኔሩ ኣነ ክሓታ ደሊየ ዘለኩ ግን ኣብ ናይ ዓብሰላም መክዘን ትዕመጽ ጓል ኣይነበረትን ብፉቶታ ተዘይጌራቶ ናጽነት ኔርወን ኢዩ እዛ ጓል ትብሎ ዘላ ካብ ሓቂ ዝራሓቀ ኢዩ ኣይኮነን ዶ ሊብያዊ ሓበሻ ውን ዝትንክፋ የለን ናይዚኣ ግን ጌጋ ኢዩ ትብሎ ዘላ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹🌹🥰🥰🥰✅✅✅✅✅✅
@ትግራይኩሑሎ-ወ3ጨ
@ትግራይኩሑሎ-ወ3ጨ 21 сағат бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@YeshargAbrha-q3o
@YeshargAbrha-q3o Күн бұрын
ተጋሩዋኒ ሳብክራይብ በሊኒ ክብራተይ ሓዳሽ እየ በጃኹም ደሙሩኒ ❤❤❤
@MkMh-c7qጋልፃባት
@MkMh-c7qጋልፃባት Күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@GalGerye-em2fp
@GalGerye-em2fp Күн бұрын
ፈጣሪ ብሰላም የራክብኪ ሓፍተይ መዓረይ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Күн бұрын
Amen 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@sameeer1228
@sameeer1228 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 Күн бұрын
👋👋👋👋👋👋👋👋
@thebestisyettocome.7056
@thebestisyettocome.7056 Күн бұрын
Hasawit Feger kidi tray seb ketexelmi deleki ember Abo eti tigray wediki tray arakbuni beli Feger
@مريمم-غ2ت
@مريمم-غ2ت Күн бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@John-e2j3t
@John-e2j3t Күн бұрын
🫶🫶🫶🫶😍😍😍😍😍😍🫶🫶🥰🥰🥰😍🥰
@LiyanLiyan-js5dh
@LiyanLiyan-js5dh Күн бұрын
Way ati haftey abo wedey adaluni zeytibli Kab tigray eye no history 😢
@ngstitgray
@ngstitgray Күн бұрын
ሳብሰክራይብ ግበርለይ ተጋርዋይ ጀመረት እየዋ
@ሳሚዩቴብዩቴብ
@ሳሚዩቴብዩቴብ 16 сағат бұрын
ደምረኪ ደምርኒ
@Eamal-k8u
@Eamal-k8u Күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@RaA-b1t
@RaA-b1t Күн бұрын
😢😢😢😢❤
@MahltBrhan
@MahltBrhan Күн бұрын
❤❤❤❤❤
@AaAa-z9s
@AaAa-z9s 4 сағат бұрын
❤❤❤❤😢😢😢
@mirimiri-w7o
@mirimiri-w7o Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@سلامالشهري-س3ث
@سلامالشهري-س3ث Күн бұрын
❤❤❤❤❤
@genetsamuel8518
@genetsamuel8518 Күн бұрын
❤❤❤❤❤
@yrgalemtesfamaryam9741
@yrgalemtesfamaryam9741 29 минут бұрын
❤❤❤❤
Walking on LEGO Be Like... #shorts #mingweirocks
00:41
mingweirocks
Рет қаралды 7 МЛН
Кто круче, как думаешь?
00:44
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 4,8 МЛН
They Chose Kindness Over Abuse in Their Team #shorts
00:20
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 12 МЛН
"ኣቦ ጓሉ ይደፍር - ዘይፈስስ ንብዓት ራሄል!"
45:05
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 32 М.
ዕላል ምስ 1.8M ስዓብቲ ዘለውዋ Tiktoker ሊዱ!
28:44
Motivation with Heaven
Рет қаралды 6 М.