ምስ ኣደይ ኣራኹቡኒ /ኣደይ ኣብ ጎጃም ኣላ ተባሂለ /ከቢድ ፈተና ንእስቲ ፅጌ /

  Рет қаралды 55,303

GZ Habesha Media

GZ Habesha Media

Күн бұрын

Пікірлер: 258
@Jmila-y
@Jmila-y Ай бұрын
እኔ ትግርኛ ብዙም አልችልም ነገር ግን ልገራችሁ ኢብኤስ ላይ ትቅርብ በአማርኛ ታስተላልፍ በአላህ ተባበሯት ስንት ሰው እየተገኙ ነው ኢብኤስ ላይ
@ኣብነኣርጋዊጥብቅኝ
@ኣብነኣርጋዊጥብቅኝ Ай бұрын
@@Jmila-y እውነት ነው እናመሰግናለን 🙏
@gzedhabesha
@gzedhabesha Ай бұрын
Respect ❤
@ዠበፈ
@ዠበፈ Ай бұрын
አዎ የኔ ቆንጆ ልክ ነሽ ኤብኤስ ብትቀርብ ጥሩ ነው አሁን እናትዋ አለች የተባለችው ጎጃም ሀገር ነው ትዳር አድርጋ 3 ልጆች ወልዳ እያለች ነው እና የጎጃም ልጆች ቢተባበርዋት ጥሩ ነበረ
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl Ай бұрын
ኣብ ኤቢአሰ ተትቀርብ በማሓርኛ ጎጃም ተኮይናማ ዘሐሸ ነይሩ ፈጣሪ ያሓግዝኪ🙏🙏ዞም ሰድራ ዝወለደላ ለ ልቡና ያሃቦም ግደፉ ወሊድኩም ኣይትበድሉ😢😢😢
@tsigegereziher4056
@tsigegereziher4056 Ай бұрын
ማርያምን ይፈልጣ ዛቆልዓ ብሓደ ንሰርሕ ነይርና ኣጉላዕ ፅገዋይምሰ ወለዲትኪብሰለም የራክብኪ🙏
@hadushgabr
@hadushgabr 24 күн бұрын
ኣዲራሻ እባ ሃብኒ😭
@WxIb-g7k
@WxIb-g7k 20 күн бұрын
ኣነወን ይፈልጣ😢❤❤❤❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Ай бұрын
አነ ወዲ ዓዲ 4 ራማ እየ ዳዕሮ ተኽሊ ድማ ይፈልጦ እየ እዛ ሓፈትና ጓል ወረዳና እያ ትኸውን ዘላ እግዚኣብሔር ያሓግዝኪ ወገነይ
@titilieul
@titilieul Ай бұрын
እዚ ክንድዚ ስለ ዘሎ እየ ኮ ብዘይ ኣደይ ክነብር ኣይክእልን ዝብል ኣደዋ ሓብሓቢተይ ንዓይ ኣዕብያ ንደቀይ ዘዕብየት ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓፍተይ ለ ፈጣሪ ምስ ክብርቲ ወላዲትኪ ብሰላም የራክብኪ ♥♥
@TesfayGerezgiher
@TesfayGerezgiher 22 күн бұрын
ኣጆኺ ሓፍተይ መዓረይ ፈተና ዋላ እኳ እንተበዝሐኪ ጸገም ሓላፋይ እዩ እሞ ፈጣሪ ኣብ ጎንኺ ይኹን
@ዝያዳtube
@ዝያዳtube Ай бұрын
ኣብ ጎጃም ተተራእያ ግን ምናልባት ዓቕሚ ተሃልይኪ ኣዲስ ኣበባ ኢቢኤስ ተሌቭጅን ኣማርኛ ፕሮግራም ቅረቢ ብዝተረፈ ግን ኣምላክ ብሰላም የራኽብክን❤
@tugfddhhgfhhdt2376
@tugfddhhgfhhdt2376 Ай бұрын
እወ ናብኡ ተተቀረብ ፅቡቅ ነይሩ ❤
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z Ай бұрын
ኣጀኽ ጋልነይ ኩሉ ክልፍ ዩኡ ደይሓልፍ የለይ ኩሉ ክኣ ንፁብቕክ ይከዊን ኣግዝኣብሀር ኣምላኽ ኣብጎንኽ ይኹን ብሰላም ምስክብሪት ወላዳትክ የጋንኽ😢😢
@gzedhabesha
@gzedhabesha Ай бұрын
Amennnn🙏🙏🙏
@haymanotabrha7649
@haymanotabrha7649 Ай бұрын
Tigrawtey endya nmentay komu ygbru ezom Egzbher zyfrhu. Nay srhom aysanu Aysenume.
@trhaslove4629
@trhaslove4629 Ай бұрын
ኣዶ ብርሃን ገዛ እያ ሞ ብሰላም የራኽብክን ማዓረይ🙏🥺 ካብኡ ግን ኣብ ኢቢኤስ እንተትቐርብ ጎጃም እንተኾይና ኣማርኛ ዝሰምዑ ክሕግዝዋ ይኾኑ እዮም
@azmaraaazmara545
@azmaraaazmara545 Ай бұрын
Ebs ቅረቢ ብኣማርኛ ቋንቋ ኩሉ መእንተ ሼር ክብለልኺ ናይ ሚድያ ዓቅሚ ዘለኩም ተጋሩ EBS ንክትቀርብ ሓግዝዋ
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 Ай бұрын
ትኽክል
@ZahraZa-zm7jo
@ZahraZa-zm7jo Ай бұрын
ናይ ብሓቂ❤❤❤
@ፍሩት-ሰ8ኸ
@ፍሩት-ሰ8ኸ Ай бұрын
Ebs ናምሓሩ ሚዲያ እዩ😅
@Masho-xzb
@Masho-xzb Ай бұрын
@@ፍሩት-ሰ8ኸweladita gojam etekoyna etay tsegem alwo dyu
@marbayname
@marbayname Ай бұрын
ይኩን አደአስ አምሓረይቲ ደኮነተይ😁​@@ፍሩት-ሰ8ኸ
@AbrehamTeklehimanot
@AbrehamTeklehimanot Ай бұрын
ማለት ትምግቦም ዝነበረት መበል ክንደይ ዙር ነይሮም ትፈልጥዮዶ ወይ አፍቱ ከባቢ ከይድኺስኪ ጠይቂ
@اللالل-ش2ش
@اللالل-ش2ش 27 күн бұрын
ዎይ ሓፊተይ ምስ ኣደኪ የራኪብኪ
@Btaddese
@Btaddese Ай бұрын
ኣደ ማለት ሸፋኒት ኩሉ ገበን ጸገም እያ ❤ሓፍተይ ክኣ ኣጆኺ ፈጣሪ ካብ ኩፊእ ይሓሊኺ።🙏❤
@GgfgCcgc-ns9is
@GgfgCcgc-ns9is 24 күн бұрын
እጊዛብሄር ኣምላክ ምስወላድቲኪ ብሰላም የራኽብኪ መዓረይ
@ፍረጓልትግራይ-ወ2ገ
@ፍረጓልትግራይ-ወ2ገ Ай бұрын
ማዓረይ እመ ብርሃነይ ምስ ወላድትኪ ተራክብኪ❤
@mozagalwukromoza1672
@mozagalwukromoza1672 Ай бұрын
መምሀሪ ዛንታ ዘለዎም ሰባት ኣቅርበልና ጌች ሓውና ይበል ኣመራርሓ መድረክ ቀፅሎ
@tigistibelay532
@tigistibelay532 Ай бұрын
Ajoki zehftey natey abjaki
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ Ай бұрын
ሓፍተይ ማዓረይ እግዚአብሔር ብሰላም የራክብኪ 🙏❤
@amitgoshu4178
@amitgoshu4178 Ай бұрын
ኣይዞኪ መዓረይ ኩሉ ሓላፊ እዩ ጠንካራ ኣደ ኩኒ ብውላድኪ ክትከሓሲ ኢኺ
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 Ай бұрын
አጀኪ ማዓረይ አምላክ ምስ አደኪ የጋንኪ ግድን አደኪ ስእንኪ አከነን አብየምኪ ሐደ ሐደ አለው ግዜ ዘይ ቅየር ዝመሰሎም ክሕግዝኪ ሰለ ዘይ ደሎዮ እዩ አብ ክላትና ዘሎ እዩ ጥልመት አጀኪ ማዓረይ ክሉ ክሓልፈ እዩ አምላክ ንባዓትኪ ርዩ አደዋኪ ክትረክብየን እከመ አጀኪ ጥንካራ ምካንኪ ብእነት አጋላት ብዝሕ እና ነሕልፈ
@gerebrehanhadgu292
@gerebrehanhadgu292 26 күн бұрын
ኢግዚኣብሄር ምሳኽ ይኹን ኪብርቲ ጋል ህዋን
@ZFANMEKONEN
@ZFANMEKONEN Ай бұрын
ፈጣሪ ብሰላም የራክብኪ ማዓረይ አጆኪ ጠንካራ ኩኒ
@WelduHagos-u6s
@WelduHagos-u6s Ай бұрын
ፈጣሪምስኣድየኪየራክብኪሓፍተይ❤❤
@mmpp7573
@mmpp7573 Ай бұрын
አጅኽ እግዚአብሔር አምላክ ብሰላም ምስ አደኽ ያራኽብኽ ጓልነይ 😢😢😢😢
@ዴስኣ
@ዴስኣ Ай бұрын
እግዚአብሔር ምስ ወላዲትኺ የራኽብኺ ሓፍተይ መዓረይ ኣጆኺ❤👏
@TAMASEGANFatlre
@TAMASEGANFatlre Ай бұрын
ምቅርቲይ አጆኪ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምሰኪ ይኩን ተስፋ ዘይምቅራፅ ብሰላም ፈጣሪ የራክብኪን❤❤❤❤❤💋💋💋💪💪💪💪💪ዘይሓልፍ ፀገም የለን
@BHLove-b3d
@BHLove-b3d 27 күн бұрын
ብሰላም የራክብኪ መዓረይ😢😢😢
@ዝያዳtube
@ዝያዳtube Ай бұрын
ኣብ መደብ ደሃይ ተለቬቭን ትግራይ ትቕረብ
@ኣብነኣርጋዊጥብቅኝ
@ኣብነኣርጋዊጥብቅኝ Ай бұрын
ኣይዘኺ ዝሓፍተይ ፈጣሪ ምስ ኣደኪ ያርኽብኺ 🙏
@gzedhabesha
@gzedhabesha Ай бұрын
youtube.com/@documentevertying?si=TbOUHk1wrh79GROs እዚ 2ይ ቻነልና ስለዝኮነ ሱብስክራይብ ላገበርኩም ደቂ ዓበይቲ ሰላምኩም ይብዘሐለይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@TesfahalemWoldegabriel
@TesfahalemWoldegabriel 26 күн бұрын
ኣምላክ ገጽ ወላዲትኪ የርእኪ ሰበይ ኣጆኪ ብዙሕ ኣይትሕዘኒ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@BealaNaif
@BealaNaif Ай бұрын
አጀኪ ዝሓፍተይ ማዓሪይ ብሰላም ምስ ኣደኪ የጋንኽ እግዚአብሔር🙏🙏🙏🙏
@ወዲሓላልወዲሓላል
@ወዲሓላልወዲሓላል Ай бұрын
❤❤❤😢😢😢 ጸገም ናይቶም ግዳይ ዝገበርዋ ስድራ እዩ ደቅና ብግዴታ ምስ ንሰዶም ናብ ዝኾነ ቦታ ንዓኻን ነቲ መቦቆል ዓዳን ከምትጸልእ እዩ ዝገብረካ ጥንቅቕ።
@ትግራወቲ
@ትግራወቲ Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ብስላም የራክብክን ሓፍተይ መምህር ጌች ንፍዕ ኢካ ይበል ኣቀራርባ
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr Ай бұрын
አጅኪ ዝሓፍተይ ኣምላክ ምሰ ኣደኪ የራክብኪ ማዓረይ ግን ኣብ EBS እንተትቀረቢ ኣብ ሓፂር ግዜ መልሲ ክትረክቢ ተሰፋ ይገበር
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Ай бұрын
እግዝኣቢሄር የቃናዓልኪ ምስ ኣዴኽ የራኽብኪ።ጋዘጠኛ ግን ዘረባ ክትደጋግም ኡፍ😊
@DesuShunun
@DesuShunun Ай бұрын
ኣብ ብቢሲ ኣቅርባ ወይደሞ ኣዲሳባ ስደደ ብቢሲ
@samisolomon8470
@samisolomon8470 Ай бұрын
ሕዝኮ ዘሎ ፀገም ናብዚ ዓዲ አይምለስን ኢላ ጠፊኣስ ናይ ባዓርሳ ሂወት እና ነበረት 3 ሰለስተ ቆልዓ ወሊዳ ትነብር እያ ትብል ዘላ ንሰብኣያ ዘይነገሮቶ ከይትኮን ሓን ጓላ ከምዘለዋ ሓዳራ ከይትፍታሕ ትፈርሕ ትኮን ዛዲኣ አንበር ባዕላ ንዓዳ ተመሊሳ ኖ ምረከበታ ዛዲኣ ትግራይ ተላዒላ አይጠፈአት ንሳ እያ በር ጠፊኣ ዘላ
@الالال-س1ت
@الالال-س1ت Ай бұрын
ኣጀኪ መዓረይ😢 ብሰላም የራክብክን ኣደዋኪ መዓረይ
@ኤፋይቱብ
@ኤፋይቱብ Ай бұрын
እግዚአብሔር ይሓግዝኪ ማዓረይ ተዘይ ረኪብክያ ግን ebs በአማርኛ ክትቀርቢ አለኪ❤🎉
@ኣፀደ
@ኣፀደ Ай бұрын
ዋይ ሓፍተይ ብሰላም የራኽብኪ ምስ ኣዴኺ😢❤❤
@Lili-se1rc
@Lili-se1rc Ай бұрын
እግዚኣብሄር ምስ ኣደኪ በሰላም የራኽብኪ ሓፍተይ መዓርይ🙏😢
@ንግስቲ-ጠ1ዠ
@ንግስቲ-ጠ1ዠ Ай бұрын
ኣምለክ ብሰላም የራክብኪ ምስ ወላድትኪ ዛሓፍተይ🙏
@MegaSofiamia
@MegaSofiamia 20 күн бұрын
በጃኩም ስልኪ ቁፅሪ ፀሐፉለይ አሕዋተይ
@zafuSami
@zafuSami 17 күн бұрын
ብላዕሊ ኣሎ
@habeshaengdaw103
@habeshaengdaw103 Ай бұрын
እናትሽን በሰላም ታገናኝሽ ኪዳነምህረት እናቴ
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 Ай бұрын
Habtey natey egziabher amlak bselam yerakbkin mearey
@ክብራግርማይ-21እመቤት
@ክብራግርማይ-21እመቤት Ай бұрын
አጀኪ ማማየይ እግዚአብሔር ምስ አደኪ ያራክብኪ❤❤❤
@samisolomon8470
@samisolomon8470 Ай бұрын
ዛ ቆልዓ አዲኣ ደሊያ ኣላ አዲኣ ጓላ አይደለየትን ሓዳራ ክትፋታሕ ፈሬሓ ትኮን ሽማ ቀይራ መሕዘኒ ሂወት ናይዛ ቆልዓ😢
@AbrehamTeklehimanot
@AbrehamTeklehimanot Ай бұрын
ድብድቦ መበል ክንደይ ዙር እያ ነይራ
@drtt2855
@drtt2855 Ай бұрын
እመ ብርሃን ወላድት ኣምላክ ምስ ወላድትኪ ብሰላም ተራክብኪ ማዓረይ😢🙏
@agh65ngjlc12
@agh65ngjlc12 Ай бұрын
ማዓረይ😢 ኣምላክ ብሰላም የረክብክን
@drargebrewahid
@drargebrewahid Ай бұрын
በጣዕሚ ዝሓን እዩ ፅቡቅ ዕድል ንክገጥመኪ ይምነ
@DesuShunun
@DesuShunun Ай бұрын
ኣጆኺ ክትረኽብያ ኢኺ ድንግል ማርያም ትሓግዝኪ
@መሲ-hy7gc2di2v
@መሲ-hy7gc2di2v Ай бұрын
አረ ናይ ገረመዱሂን ተካ (ወዲ ስበር) ዉቅሮ ገድሉ ታሪክ ክንሰምዕ ኣቅርበልና😢😢ክንደይ ግዘ እየ ፂሒፈልካ ለለኹ እዩ አረ ኣቅርበልናበይዛካ🥺🥺
@Seniseniii
@Seniseniii Ай бұрын
እግዚአብሔር ብሰላም የራክብኪ
@አስኪዩቱብ
@አስኪዩቱብ Ай бұрын
እግዚአብሔር ብሰላም የራክብኪ ማዓረይ😢😢 እስኪ ትክኢልኪ ብፈስቡክ ዓብይ ሚዳ ዘለዎም ሃብዮም ፎቶኣ ብእኡ ይድለይሉኪ
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs Ай бұрын
አብ ናይ አምሓሪ ኤብኤስ ቀርብኪ ትረክብያ ኢኪ ዝያዳይ ❤❤😊
@AsqAsq-z9k
@AsqAsq-z9k Ай бұрын
ኣምላክ ብስላም የራክብኪ ማዓረይ♥️🙏
@HlftiGrazihar
@HlftiGrazihar Ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ብሰላም የራክብክን ዝሓፍተይ🙏😢
@ትግራይእያሃገርይ
@ትግራይእያሃገርይ Ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብስላም የራኽብኺ ዛሓፍተይ ማዓረይ🙏
@GgGg-jh2xk
@GgGg-jh2xk Ай бұрын
ኣምላክ ብስላም የራክብኪ ማዓረይ😢😢😢
@tesfaeyusnkay5168
@tesfaeyusnkay5168 Ай бұрын
ኣጆኪ ዛሓፍተይ😢😢 ህይወት ፍተና እያ
@Azmra-ye6bd
@Azmra-ye6bd Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይራክብክን ዝሓፍተይ ኣይዘኪ🙏
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Ай бұрын
Egziabher. mesake.yekuen..✝️😢🙏🌿💊🌿
@mamLove21
@mamLove21 Ай бұрын
አጀኺ ዝሓፍተይ ምዓሪይ ብሰላም ምሰ ኣደኪ የጋንኽ አግዚአብሔር
@salamaaa905
@salamaaa905 Ай бұрын
ብመደብ ኣማሓርኛ ተትቐርብ ፅቡቅ ኔሩ ብሰላም የራክብክን
@ሰላም-ፈ5ጠ
@ሰላም-ፈ5ጠ Ай бұрын
ኣምላክ ያራክብክን ዛሓፍተይ
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 Ай бұрын
Habtey natey ajeki jigna ade koyniki wediki yeebiy ajeki mearey🫶💯💯💯🕊🕊🕊🕊
@KalabG-ie2fq
@KalabG-ie2fq Ай бұрын
ኣምላኽ ምስ ትፈትውያ ወላዲትኪ የራኽብኪ
@ngsti8856
@ngsti8856 Ай бұрын
❤❤❤❤❤😢😢😢😢ማዓረይ ብሰላም የራኽብኪ ፈጣሪ
@እልሻዳይእካአምላከይ
@እልሻዳይእካአምላከይ Ай бұрын
ኣጀኪ ፅጋበይ ብስላም የራክብኪ ኣደዋኪ ዝሓፍተይ😢
@haftomtekle-x3j
@haftomtekle-x3j 9 күн бұрын
አጆኪ ፀግሸይ ጠንካራ ኢኪ ሞ ፈጣሪ አሎ አብ ጎንኪ
@ietensasolomon2259
@ietensasolomon2259 Ай бұрын
Ajeki. hafitey fetari. yehaguzki
@NoraA-d5z
@NoraA-d5z Ай бұрын
አጀኺ ዝሓፍተይ ብሰላም የራኽብኺ ፈጣሪ❤❤😢
@RichyouTube290
@RichyouTube290 Ай бұрын
Mearey euf ayzoki tenkara eiki bhaki 🥰🙏🏿
@ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
@ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ Ай бұрын
ኣጆኪ ዛሓፍተይ ፈጣሪ ብሰላም የራክብክን❤😢
@ፋነይ
@ፋነይ Ай бұрын
ኣምላኽ ብሰላም የራኽብክን ዝሓፍተይ 😢😢
@Mona2030-xe1nh
@Mona2030-xe1nh Ай бұрын
ብሰላም የራኽብክን ፈጣሪ ምቅርተይ❤❤❤🎉🎉🎉
@ለትሽጓልትግራይ-2757
@ለትሽጓልትግራይ-2757 Ай бұрын
ኣምላክ የጋኒኺ ማዓረይ😓😓
@WerGgh
@WerGgh Ай бұрын
ብሰላም ምስ አደኽ ያራኽብኽ ጓልነይ
@ብሪጋልትግራይ-የ4ኸ
@ብሪጋልትግራይ-የ4ኸ Ай бұрын
ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ጉብረ❤❤❤
@Taemetube-bo5xo
@Taemetube-bo5xo Ай бұрын
ብሰላም የራክብክን ሓፍተይ
@ZewdeBrhanu-c6y
@ZewdeBrhanu-c6y Ай бұрын
❤❤😢😢😢አጀኪ
@CvCv-yv6fj
@CvCv-yv6fj Ай бұрын
ደፈጣር ይርዳእኪ እዛ ሓፊተይ😢😢😢😢🎉❤
@HermonTeweldemedhin-e1n
@HermonTeweldemedhin-e1n Ай бұрын
haftey natey ajoki kulu kukonelki eyu
@Destakebed
@Destakebed Ай бұрын
አጀኪ ዛሓፍተይ
@Hntsa12
@Hntsa12 Ай бұрын
እቲ እንተርፊው ብ ኣማሕርኛ እውን ግበርዎ
@DaddGdggሚሊ
@DaddGdggሚሊ Ай бұрын
ወይ ሓፍተይ ብሰላም የራክብኺይ😢😢😢😢
@Nebugaley16Nebugaley
@Nebugaley16Nebugaley Ай бұрын
ፈጣሪ ይሓግዝኪ ማዓረይ ❤❤
@sarasoso7541
@sarasoso7541 Ай бұрын
አምላክ በሰላም የራክብኪ ዛሓፍተይ 🙏🙏🙏🙏🙏
@SeakkZfhj
@SeakkZfhj 10 күн бұрын
ኣነ እውን ን25 ዓመት ኣቦይ ሲኢነ ኣለኹ እሞ ንክትሕግዙኒ ብኽብሪ ይሓትት😢😢😢😢
@DfUf-ut9fi
@DfUf-ut9fi Ай бұрын
አጀኪ ዝሓፍተይ ይሐልፍ አዩ
@ههههه-ن3س
@ههههه-ن3س Ай бұрын
አጀኺ ማዓረይ😢
@AaAa-kq7kh
@AaAa-kq7kh Ай бұрын
ኣየ ሰብ እግዚአብሔር ብሰላም የራኽብኽን ኣብ ኤብኤስ ቅረብ❤
@Masho-xzb
@Masho-xzb Ай бұрын
EBS tkreb mentan kulu seb kedamtswo ajoki zyaday bertei 💔
@kiflemariamgebreslassetesf3816
@kiflemariamgebreslassetesf3816 21 күн бұрын
ኣምላኽ ምሳኺ ይኩን ዛ ጓለይ።
@fhhkfjury1201
@fhhkfjury1201 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙቁረይ🙏🙏🙏❤❤😢
@assass8589
@assass8589 Ай бұрын
ሂወት ግን ፈተና እያ ፈጣሪ እንተ ኣሚንካ ግን ክሊ ትበፅሖ እካ😢😢😢😢
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx Ай бұрын
ኣጀኪ ዛሓፍተይ ☝️🙏🥺
Players push long pins through a cardboard box attempting to pop the balloon!
00:31
Don't underestimate anyone
00:47
奇軒Tricking
Рет қаралды 16 МЛН
"ኣቦ ጓሉ ይደፍር - ዘይፈስስ ንብዓት ራሄል!"
45:05
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 81 М.
"ብህይወት ከሎ ፍትሓት ዝተገበረሉ ምሩኽ!"
1:18:05
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 29 М.