'' ሰብ ኣብ ዝተሳእነሉ፣ ሰብ ኮይና ዝተረኽበት ወ/ሮ ሚካል ብርሃነ፣፣ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

  Рет қаралды 29,111

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

Күн бұрын

Пікірлер: 220
@እግዚኣብሔርጓሳይየይእዩ
@እግዚኣብሔርጓሳይየይእዩ 2 ай бұрын
Amen amen amen behaki des kblu egziabher amlak ymesgen kale hiwet yesmealna kubur memhrna 🙏
@lme5630
@lme5630 3 ай бұрын
ብልጽቲ መርዓት ብልጽቲ ኣደ ቡሉጽ ኣቦ መርዓት ብሓቂ መግለጺ የብለየን ንኩሎም እግዝብሔር ኣምላክ ጸጋ በረከት የብዝሓሎም ነቶም ጥዕና ጎዲሊዎም ዘሎ ከኣ ምሕረት የውርደሎም❤❤❤❤❤❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 2 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@lulamusgun8451
@lulamusgun8451 2 ай бұрын
❤❤❤
@alemdesta454
@alemdesta454 3 ай бұрын
ብልጽቲ አርእስቲ እያ መምህርና ይግበኣ ብልጽቲ ሓፍትና አዕዚዙ በረኸቱ ይሃቦም ስድራ ሚካል🤲🥰ጽብቅቲ መርአያ ነቶም ንሕና ዝደንዘዝና😢😊
@euffrirt4982
@euffrirt4982 2 ай бұрын
ንነብሰይ እንታይ ሕዚሊ 😔ናይ ብሓቅ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባረክ 🎉😍🥰💜
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 2 ай бұрын
Amlak zisano yelbon menfes kudus ab kulatna yhider Kal hiwet ysmelna🙏🙏🙏💒❤
@TixR-st8ei
@TixR-st8ei 2 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 kale hiwot yesmealna kbur memhrna
@gideytsegay1765
@gideytsegay1765 2 ай бұрын
ደስ ዘብል መግለጺ መምህረይይይ ናይ ዛ ሃፍትና ተዛርብካ ኣይውዳአን ኣምላክ ዝተረፈ አድመአም ይብርኽ ❤❤❤
@meherethaile5233
@meherethaile5233 3 ай бұрын
Ezghabher tamrat srak abzi sedra Amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 2 ай бұрын
ብሓቃ ሓድሩኹም እግዚአብሔር አምላክ ይባረከሉኹም ፅርያት ቃል ህይወት ያስመዐልነሠ ፀጋኡ ይብዘሐሉኹም ድኹልኹም አሜን/3🤲✅❤
@habtugomida9106
@habtugomida9106 2 ай бұрын
ሰብ ማለት ፡ ሰብ ዝኸውን'ዩ ሰብ ዝተሳእነ ዕለት ። በረከቱ የብዝሓሎም. ኣሜን !!!
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 2 ай бұрын
*_መግለፂ ዝሰኣንኩላ መርአያ ናይ ዘመንና መርዓት ከማየ ዝገሮሞ ይህሊዶ😢❤🔥_*
@FedFeed-kh8by
@FedFeed-kh8by 3 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብጣዕሚ ዘደንቅ ተአምር እዩ እግዚአብሔር ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልዎም ካብ ዓይኒ ይምሓሮም ፈረይርን ጸገይትን ይግበሮም❤❤❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 2 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ክብረተይ
@yorsyosief6807
@yorsyosief6807 20 күн бұрын
Amen Amen Amen
@josigebremesekel2105
@josigebremesekel2105 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ስራሕ ኣምላክ ድንቂ እዩ እዚ ጉዳይ ንታ ትዕጊስተና ኣዴና ከም ኣቦና እዮብ ብዙሕ ዝተዓገሰትን ዝተጋደለትን ዋግኣ ክከፍላ ንንውሕ ዝበለ ዝዓየዮ ግን ከኣሎሚ ነታ ስድራቤት ዝተከፍለ እዩ ዝመስለኒ ኣፍትና ሚካል ካብ ኩሎም ደቂ ቤተክርስቲያን ንፍሉይ ዕላማ ፍሉይ ጸጋ ዝተዋህበት እያ ነዚ ኩሉ ዝገበረ ኣምላክና ስሙ ዝተመስገነ ይኩን ኣመን!
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ 3 ай бұрын
ሚካል ሓፍተይ በረከትኪ ይሕደረኒ ወለላይ❤❤❤❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 2 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምኩም ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ብልጽቲ መርዓት ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባረከልኩም ፍቁራተይ❤❤
@TixR-st8ei
@TixR-st8ei 2 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@TixR-st8ei
@TixR-st8ei 2 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 3 ай бұрын
አነስ ነዛ መርዓት መግለፂ ቃል ስኢነላ ብሓቂ ይገርም ❤❤❤ ዝወለድዎ ጥዕና ዘለዎ ሙሉእ አካላቱ ጌሩ ይሃቦም ፈጣሪ ልውህነታን ልውህነቶምን ርእዩ ብሓቂ እታ መርዓት ብሓጎስ ብድጋሜ ተመሊሳ ተብስረና ይግረበሮም ብሓቂ ፈጣሪ ኩሉ ይከአሎ እዩ ወላዲትአምላክ ምስኦም ትኩን❤❤❤❤ ቃለሂወትን የስመዐልና ክቡር መምህረይ❤❤❤
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም 3 ай бұрын
አነ ኢኻ ነዛ ብልፅቲ ሓፍትና ዝገልፅ ቃል የብለይን እግዚኣብሄር ኣምላኽ በርከቱ ን ፅግኡን የብዘሐላ ናዓና እውን ምስትውዓሉ ይዓድለና ልዑል ፈጣሪ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኹቡር መምህርና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️
@andemariamtesfamariam4612
@andemariamtesfamariam4612 2 ай бұрын
Kasahun naybhaki n keytehalelka ethibo zdnek tmhrti(sbket) btaemi eye zemesgneka keep it up. Your class mate.
@amaneiltalla9379
@amaneiltalla9379 3 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ቃል ኪዳን አቦና አብራሃምን ሳራን ይበረልኩም ፈረይትን ጸገይትን ይበልኩም አምላኽ ይባርኩም ዉላድኩም የርእየና ጡዑያት ቆልዑ ይሃብኩ ፈጣሪ ኩሉ ነገር ንልዑል ፈጣሪ አይሳኖን እዩ ትምነይዎ ዘበለ ይሃብኩም አምላኽ ይባኩም ዞም ደቀይ
@TsigeYigzaw
@TsigeYigzaw 3 ай бұрын
Qale hiwet yesmalna kasahun hawey ❤❤❤nay bhaqi kubur seb eika edmen tienan yhabka ms sdrabetka zhawey 🎉🎉🎉
@weinizerea8791
@weinizerea8791 3 ай бұрын
Amen amen amen kalehwet yesmeana abenetawi galenesteyti eiya egzabger hadarkum ybark ❤❤❤
@biniamasmerom7154
@biniamasmerom7154 3 ай бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna kubur memhrna ❤ Amlak hadarom ybark btami zegerm eyu🎉🎉🎉
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 2 ай бұрын
ብሰንኪ እዛ ሓፍትና ክንደይ ሰብ ነብሱ ዘይወቀሰ😢😢😢😢😢
@fhwfd5492
@fhwfd5492 3 ай бұрын
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ንዚኣም ረኢና ተፃናዕዕና አተ አብ መፅሓፋ ቁድሰ ዝተገለፀት ለቦሞ ሰብይት ተፈፅም 🙏🙏🙏❤❤❤❤
@MehariteBerhe-xx9ce
@MehariteBerhe-xx9ce 3 ай бұрын
ኣነስ ነዘን ብልጽቲ ዝኮና ኣደ ንቅድም ኣንቲ ጽሓይ በርቂ እንቃዕ እሞ ተሓግስኪ ክብለን ይፈቱ ቀጺለ ሚካል ሓፍትና መግለጺ የብላን እግዚኣብሒር ኣምላክ ዲንቂ እዩ ስሩሑ እሞ ኩኩ ግዜ ቤትኪ ሓጎስን ስሓቅን ይግበርልኩም
@selamhaile8324
@selamhaile8324 3 ай бұрын
ን ሚካል መግለጺ እየ ሲኢነላ እግዚኣብሔር ሐዲሮም ይባርኽ ንሚካል ከአ አብ ዘይሐልፍ ዓንደ ወርቁ ይጽሐፈላ🙏
@casalunafurth2177
@casalunafurth2177 3 ай бұрын
Amen amen🙏
@TmintZekarias
@TmintZekarias 3 ай бұрын
Amen Amen Amen
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 2 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ ፍቁራተይ
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 3 ай бұрын
Amen Amen Amen ቃለ ሂወት የስምዓልና ሓውና ካሳሁን ንስድራቤት ፊሊን ሚካልን ድማ ሓዳሮም ይባርኸሎም ሓፍትና ሚካል ናይዚ ወለዶ ዓቢ በረኸትያ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም መግለጺ የብለይን❤❤❤❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 2 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ዝያዳይ
@elizabethamene323
@elizabethamene323 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምስኦም ይኹን❤❤
@TixR-st8ei
@TixR-st8ei 2 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 yefetsemki Mikaley❤❤❤🎉
@SurprisedBirchForest-kv6gb
@SurprisedBirchForest-kv6gb 3 ай бұрын
Bhaki xehaya mical egziabher ybarka ❤❤❤❤❤
@taddesehaile
@taddesehaile 19 күн бұрын
Ab Tselmat Brhan EgziAbiher Yimesghen Amin.
@TesfahalemWoldegabriel
@TesfahalemWoldegabriel 21 күн бұрын
ሓዳራ ኣምላክ ይባርከላ ኣርኣያ ዝኮኑ ስድራቤታት እዮም ብሓቂ ኣምላክ ዝድርብዮ ፍጡር የለን 🙏🙏🙏
@rahwastefanos4958
@rahwastefanos4958 2 ай бұрын
Amen 🙏 🙏
@zaidokbanderias3794
@zaidokbanderias3794 3 ай бұрын
ኾኾብ ጥራይ ናይ ኾኾብ ኾኾብ እንበር እንድዒ ምግለጺ ሲኢነላ ኣነስ እግዝኣቢሄር ይሓግዛ ቅድስቲትን ብልጽትን ❤❤❤
@shalom1034
@shalom1034 3 ай бұрын
Amen memehrey kal hiwet hesmealna bhaki.n mikal and fili kea egziabher abzihu yibarkom ❤
@LeterufelHabte
@LeterufelHabte 2 ай бұрын
Qale hiwet yesmalna Filmon and Michael ka ksab mewedaeta yebxhkum❤❤❤❤😊
@almazgebrezgabher3047
@almazgebrezgabher3047 3 ай бұрын
መአመሀረ ሩኡት ሰበይቲ ወዳኣ ኒናኣሚ ኢያ ኢዚኣ ኢጊዚኣቢሀረ ዚባረካ ቤቲአያ ኣመኒ ኣመኒ ኣመኒ ❤❤❤
@YafiYan.Tube96-21.
@YafiYan.Tube96-21. 3 ай бұрын
መግለጺ ዘይብላ ናይ በሓቂ ሂያብ እግዚኣብሄር።
@tiftoberhe3320
@tiftoberhe3320 3 ай бұрын
Amen
@furtunazemhret8188
@furtunazemhret8188 3 ай бұрын
Egzabiher ztemesgene ykun 🙏🙏🙏 Amen meglexi zeybla Koko blxti ya amlak hadarom ybarek freom yereyena❤❤❤qale hiwet yesmolna
@Uae050-i9t
@Uae050-i9t 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ኣነሰ ቃላት የብለይን ሕዳርኹም ይባረክ❤❤🎉🎉🎉
@meletezekarias7465
@meletezekarias7465 2 ай бұрын
Mikal haftey ezgabhier xegu yebzhalki❤❤❤
@jamioj7497
@jamioj7497 3 ай бұрын
ብሓቅ እግዚአብሔር አምላክ ንዘን አደታት እዚአን ክብር ምስጋና ይግብአን እግዚአብሔር አምላክ ናይዘን አደታትና ንክንምሃር ዓይነ ልቦናና የብርሀልና❤❤❤❤
@ነፃነት-ኸ7ቀ
@ነፃነት-ኸ7ቀ 3 ай бұрын
አነሰ ምሰ ረኦኩወ ተገረመ ብዚሕ ትምህርቲ ወሰደ ፀጋ የብዙሐላ አምለክ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 2 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@زهراءزز-ك2ث
@زهراءزز-ك2ث 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር መምህርና
@ZewuduAlem-j3j
@ZewuduAlem-j3j 3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ዝተመሃርናዮ ንህይወት ይግበረልና ብጣዕሚ ዝገርም ታሪኽ እዩ ሰዓት ሙሉእ ተኸታቲለዮም ነይረ ገሪሙኒ ፀጋ ኣምላክ ዝመላኣ ስብ እያ ናብ ገዳም ክኸይድ እናሓሰብኩ እየ ተመርዕየ ትብል ነይራ ዋላ ስንኩል ሰብ ክምርዖ እየ ዝምነ ነይረ ግን ፈጢርለይ ትብል ነይራ እግዚአብሔር ኣምላክ ከምኣ የብዘሐልና ፀጉኡ ይምለአና ፀጋ ኣምላክ ዝሞልኦም ኣብ ማእከልና ኣለው ኣምላክና ፀገይትን ፈረይትን ገይሩ ኣምላክና ውላዶም የርእየና አሜን🙏🙏🙏👏
@brhanahaile5877
@brhanahaile5877 3 ай бұрын
ቃል ህወት የስመዓልና ክቡር መ ምህርና ንስዳራ መርዓዊ መርዓት እግዝኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓሎም ኣሜን 🙏🙏🙏💒❤️❤️❤️
@simretgebre1445
@simretgebre1445 3 ай бұрын
Kalehiwet yesmealna Kubur Memhirna ❤
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዕልና ለባም ሰበይቲ። ሓዳሮም እግዝኣብሔር ኣምላክ ይባርክ ዝሓመሙ ኪኣ ይምሓር ።
@AllApp-i1g
@AllApp-i1g 3 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣዶ 100q❤❤ትንበር ኽብርን ምስጋናን ንሉእል ፈጣሪ❤❤❤ እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሳኣኖ ለእግዝኣብሔር😍👏😍👏😍💝
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 3 ай бұрын
ዕድመን❤ጥዕናን ይሃቦም❤ኣሜን❤ኣሜን❤ኣሜን
@abnerkem6389
@abnerkem6389 3 ай бұрын
Bitaemi lebam hafti Amlak yibarikom.❤❤❤❤❤❤❤
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ታይስኣኖ🙏🙏❤️❤️❤️❤️🎉
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ኩሎም ቡልጻት አግዚኣብሄር ዝባሮኾም ኣዝዮም ማሃርትን በረኸት ዘለዎም ስድራቢት ❤❤❤
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 3 ай бұрын
እግዚኣብሄር ድንቂ ኢዩ ስርሑ፡ ኣብዛ ጥልመት ዝበዝሓላ ዓለም ንሜካል ኣርኣያ ቅዱሳን ገይሩ ኣቅሪብልና፡ ጥዕና ይሃባ።
@haragozana3340
@haragozana3340 3 ай бұрын
አአሜን አሜንአሜነ ቃለ ህይወት የሰመዓልናናይ ብሐቂ ደሰሰሰ ዝብል መሃሪ ኩሉ ከምዚ እንተዝከውን ክንደይ ሰናይ ነይሩ አምላክ ፍፃሜኦም የሰምረሎም
@Wahsey21dngley
@Wahsey21dngley 3 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ንዚኦም ሪኢና ተፃናዕዕና እታ ኣብ መፅሓፍ ቁድስ ዝተገለፀት ለባም ሰበይቲ እያ የፈፅምኩም❤❤❤
@hiwethaile7941
@hiwethaile7941 3 ай бұрын
ቃለ ሂወት ይስመዓልና ብሓቂ ዕደመ ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤።
@miletemicheal2201
@miletemicheal2201 3 ай бұрын
Nay bhaqi zegerm eyu nay mama widasemaryamn nay Mikal haftnan amlak xega zadelen brukat Fitret eyen ❤❤❤❤❤
@robelbereket9406
@robelbereket9406 3 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ሰ/ወ ካሳሁን። እግዚኣብሔር ድማ ሓዳሮምን ህይወቶምን ይባርክ❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 3 ай бұрын
Egziabher. yemasgen. Nekulu. 🌿❤️
@kiflomkinfe1317
@kiflomkinfe1317 3 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ሓውና ፡ እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ።
@andemariamtesfamariam4612
@andemariamtesfamariam4612 2 ай бұрын
You are great preacher
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ 3 ай бұрын
ቃለ ኅይወት የስመዐልና መህረይ ❤❤❤ ኣነስ ቃላት ንዕኣ ዝኾን ስለ ዝሰኣንኩስ ዕፁብ ድንቅ ኢለ እየ ንኣምላከይ ኣመስጊነ ሰጊረዮ ናይ ኣደና ኣጸደን ናይ ሚካልን ተመሳሳሊ ኮይኑኒ ኣደና እውን ምናኔ እየን ዝሓስባ ነይረን ናይ ሚካለይ ከዓ ከምኡ ❤❤❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 2 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ክብረተይ
@makerma3853
@makerma3853 2 ай бұрын
እግዚኣብሐር ኣቡዚሑ ይባርኩም
@NihnaNewegena
@NihnaNewegena 3 ай бұрын
እሰይይ ታዓዲልኽ ሚካ ሓፊትና ባሓቅ ናይ ደቅ ኣንእስትዮ መረአያ የኽ ባሓቅ ✅👍እግዚአብሔር ሓዳሩኹም ይባሪኾሉኹም ❤😘🌹
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 3 ай бұрын
አነሰ ከመዛዒነት ሰድራቤት ዘድነቅከዎን ፈሉይ ትምሕርቲን አብነታዊት ሰድራ አይራአኩን። ጎይታ ሐሳብ ልቦም የሰምረሉም አዴና ዉዳሰ ግን ቃላት የብለየን ከገልፃ ጎልበታ አይማሰን ጥዕና ይሀባ።🙏🏾💕
@nighistieyob2685
@nighistieyob2685 3 ай бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmailna egzaibihar ymesgen kemziom sebat ab mongona mhlawom megletsi eya zsenala n adiomn mikaln. Egzaibihar tseguo ybzahelkum
@tsgleglassle-8857
@tsgleglassle-8857 3 ай бұрын
ክብሪ ንእግዚኣብሔር ኣምላክ ይኩን ጥራሕ ይኩን ክብል ዝክእል ናይ ጸጋ ድንቂ እዩ፡፡
@tsigewehisebhatu1766
@tsigewehisebhatu1766 3 ай бұрын
Nay behaki nata shim hibkaya Anes ende egziabher si gele kigebr sle zdeleye eyu nay alem zkewn berket kudusat ktweld koynu ysmeaka mechem anes Megletsi yebleyn❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahwamengisteab7753
@rahwamengisteab7753 3 ай бұрын
ዘመረጽካዮ ኣርእስቲ 100/100 ልክዕ ኢዩ ምኽንያቱ ሎሚ መውስቦ ብጥቅሚ እናላለኻ፣ኣብ ዘይንቡር ሂወት ዘርአ ዘሎ እዋን ነዞም ተዋሲቦም ዘለዉ ደቅና ተኣምራታዊ ኢዩ ካብ ምባል ካልእ ቃል ኣይርከቦን ኢዩ
@abelke1908
@abelke1908 3 ай бұрын
Amlak edmen tenan yhabkum burukat qoluau yhabkum ab emnetkum yexnekum❤❤❤❤❤❤❤
@S.የማርያም.ልጅ
@S.የማርያም.ልጅ 2 ай бұрын
❤❤❤⛪🙏🙏🙏
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 3 ай бұрын
Nay behaki kale hiwet yesmalena Egziabeher Amlak edmen tienen Yhabikum 🙏🙏🙏❤️
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 3 ай бұрын
አምላክ ሓደሮም ይባርከልክም ከመይ ዝአምሰላ ወላድት ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብና አንሕና እውን አምላክ ትዕግሰተኛታት ይግበረና ብንእሸተይ ላማረርና ❤❤❤ ካብዘአም ብዝሕ አብ ሂወትና ዘምህረና ልዘሓፈትና መግለፂ ሰእነላ ብዚ ሐዚ ሰዓትስ❤❤❤❤
@YoditTeweldeGebrehiwot
@YoditTeweldeGebrehiwot 3 ай бұрын
Memhrey meglexi yebleyn qal Egzabiher btegbar zefexemt eya qal kidanom ybark❤❤❤ qal hiwet yesmalna❤❤❤
@Warsaywedieri1991
@Warsaywedieri1991 3 ай бұрын
Amen amen ❤❤❤❤❤❤❤🙏
@እየሩሳሌም-የ9ጸ
@እየሩሳሌም-የ9ጸ 3 ай бұрын
ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኹም እግዚአብሔር አምላክ ሓድርኹም ይብረክ ❤🎉🎉🎉
@alemdesta454
@alemdesta454 3 ай бұрын
እዮሩሰይ ንዓኪለ ከምአ ይባርክኪ ጋል ገዛይ🤲🥰😁
@mihretadhanom8175
@mihretadhanom8175 3 ай бұрын
Kal hiwet yesmalna hawna❤xegemn bereketomn ybzah wludom ybarek nahwTna
@Ostirch
@Ostirch 3 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ናይዞም ኣሕዋትና ውላዶም የርእየና ❤❤❤
@GmrEryy
@GmrEryy 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@adhanettekeste2267
@adhanettekeste2267 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤amen qale hiwet yesmalna behaqi agziabiher tsegu yebzhala ❤❤❤❤❤
@akberethaile9072
@akberethaile9072 3 ай бұрын
🙏🏿🙏🏿🙏🏿❤️❤️❤️
@zafuzafu6588
@zafuzafu6588 3 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ኽቡር ሓውና ክንደይ ነገራት ንኽንፈልጥ ትሕግዙና ኣለኹም ነዛ ኽብርቲ ሓፍትና እውን ናይ እንኡ ነኽቡር ሓዉና ፍሊሞን ፀጋ ይዓድላ ይሃባ
@TixR-st8ei
@TixR-st8ei 2 ай бұрын
Abona Aboy Brihane nbaelu tiht zebl kef kef ybl❤❤❤
@henokhailu3095
@henokhailu3095 3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ፈጣሪ ሀዳርኩም ይባርክ ብእውነት ብርክቲ ኢኪ
@zaidokbanderias3794
@zaidokbanderias3794 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ክቡር መምህረይ❤❤❤
@hiwotabraha6342
@hiwotabraha6342 3 ай бұрын
Bhaki egziabhiar ybarka Milka Meglxi ybleyn❤qale hiwet yesmoalna memhrna Kasahun egziabhiar xegu yebzhalka ❤
@edenkidane1625
@edenkidane1625 3 ай бұрын
ወርሒ አብጸልማት ተብርህ ምበልክዋ 🙏
@zaidokbanderias3794
@zaidokbanderias3794 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና
@DesetAfeworki-lh1sn
@DesetAfeworki-lh1sn 3 ай бұрын
Amen amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏
@eyasutesfagabreal6099
@eyasutesfagabreal6099 3 ай бұрын
Egziabiher kem adeyna Dingl Mariyam sima yibarek. Zitebareku wulad yifterelom. Neaka kea egziabiher yibarka. Dagmawut Mariyam beliwua❤❤❤🎉🎉🎉❤❤
@amanuelteklu6884
@amanuelteklu6884 3 ай бұрын
Selam naka kesahun hawey naka amlak aboy admen tanann yhabka n mikal n fili yehwatna amlak mlu hiwetom hagos ygberelom❤
@aziebberhe2367
@aziebberhe2367 3 ай бұрын
God bless you my sister ❤❤❤
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 3 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️⛪🌹🌹🌹
@BiniamTesfay-ke5hq
@BiniamTesfay-ke5hq 3 ай бұрын
Nezi kulu xegem texawirom kkedu zgeberom egziabiher ztemesgene ykun
Крутой фокус + секрет! #shorts
00:10
Роман Magic
Рет қаралды 26 МЛН
когда не обедаешь в школе // EVA mash
00:57
EVA mash
Рет қаралды 3,8 МЛН
oct 3/2024 ይቅሬታ ሓቲቱ ንመን ? እንቋዕ ሓጎሰና ኤርትራውያን
25:25
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 15 М.
Vodcast 11 | ዕድመ ኣብ ሓዳር የገድስ'ዶ?
53:50
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 60 М.
بوشرا كەسنەزانی؛ خوێندنی زانكۆ و پەروەردەكردنی نەوەیەكی هۆشیار
21:15
👉ግዜ ዘለና ኣይምሰለና
24:46
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 43 М.
New Eitrean Show እዚ እዩ ጸጋ ዝበሃል #neshneshtv @neshnesh_show
26:20
Bilen Entertainment ብሌን ኢንተርተይንመንት
Рет қаралды 66 М.
Крутой фокус + секрет! #shorts
00:10
Роман Magic
Рет қаралды 26 МЛН