ሰብኣያ ትሃርም ሰበይቲ I ሰብኡት ዝረኽቡዎ ዘለዉ ጉድ!

  Рет қаралды 34,609

Aklilu H.michael

Aklilu H.michael

Күн бұрын

Пікірлер
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 19 сағат бұрын
ጽቡቕ መደብ እቲ ቀንዲ እቲ ኣብ ዓድና ዝጸንሐ ባህሊ ምስ እዚ ምዕራባዊ ባህሊ ኣይቃዶን ኢዩ ። ሰብኣይ ኣምጻኢ (ሐላፍነት ተሰካሚ ) ዋልታ(ተኸላኻሊ ኢዩ።) ኣደ ክኣ ነቲ ዘምጽኣላ ንሰብኣያን ደቃን ትኣልን ትከናኸንን ትኣልን ። እዚ ግን ኣብዚ ምዕራባዊ ዓለም ኣይሰርሕን ኢዩ። ሓዳር ማለት ዝጎደለ ቦታ ምላእ እያ ።ናይ ሰብኣይ ስራሕ ናይ ሰበይቲ ዝበሃል የሎን። ኣብ ኩሉ ሓጸልጸል ንብል ኣለና ሽግር ክፍታሕ። ፍልጠት ብዛዕባ ማሕበራዊ ሂወት እሞ ይሃልወና ክንፋለጥ ደረጃ ንቅሓትካ እንተተመሓዪሹ ጥራይ ሂወትካ ወዝመዓራረ።
@Zebehermede
@Zebehermede 2 күн бұрын
ካብ ዘምጻካዮ ነቶም ነንስቶም ዝዕምጹ ዝሃርሙን ከኣ ባ ገለ በለልና ኣብ ደጋ ስብ ክፈትዎም ባኣፎም ለመጭመጭ ዝብሉ ከኣ ባ ገለ በለልና
@samiberie
@samiberie 2 күн бұрын
10: ደገኛ ሰበይትስ መን ይረኽባ፡ ዋጋኣ ኻብ ክቡር ዕንቍ ኣዝዩ ይኸብር። 11: ልቢ ሰብኣያ ይእመና፡ እቶቱ ከቶ ኣየቋርጽን። 12: ንሳ ምሉእ ዕድሚኣ ሰናይ እምበር፡ ክፉእ ኣይትገብሮን። 23: ሰብኣያ ኣብ ደገ ኣብ ማእከል ዓበይቲ ዓዲ ምስ ዚቕመጥ ምርኡይ እዩ። 24: ጽቡቕ ቀሚሽ ኣእሊማ ትሸይጥ፡ መቐነት ንነጋዳይ ትህቦ። 25: ሓይልን ክብረትን ልብሳ እዩ፡ ነቲ ዚመጽእ መዓልቲ ትስሕቆ። 26: ኣፋ ብጥበብ ትኸፍት፡ ትምህርቲ ለውሃት ድማ ኣብ ልሳና እዩ። 27: ንብረት ቤታ ትሕሉ፡ እንጌራ ትህኪት ኣይትበልዕን። Proverbs 31 ትግ - ምሳሌ 28-29: ደቃ ይትንስኡ ብርኽቲ ኸኣ ይብልዋ፡ ሰብኣያ ድማ፡ ብዙሓት ኣንስቲ ጽቡቕ ዝገበራ ኣለዋ፡ ንስኺ ግና ንዅላተን ትበልጽየን፡ ኢሉ ይንእዳ። 30: ጽባቐ መልክዕ ጠባሪ እዩ፡ ውቃበ ኸኣ ከንቱ እዩ፡ ንእግዚኣብሄር እትፈርህ ሰበይቲ ግና ትንኣድ። 31: ካብ ፍረ ኣእዳዋ ሀብዋ፡ ኣብ ደጌታትውን ተግባራ ይንኣዳ። ምሳሌ 31
@saliemtesfamical8937
@saliemtesfamical8937 Күн бұрын
The U😮😮😮
@kudsanberaki1002
@kudsanberaki1002 3 күн бұрын
ሓዳር ክትገብር ተኮንካ፡ ጋል ይኩን ወዲ ሓላፍነት ናይ ስድራ ወዲኦም ተኣተዉ ዝበከጸ ኢዩ።
@midnightmoon1318
@midnightmoon1318 3 күн бұрын
Knowledge is power! Akile is giving us all his time and energy we need to thank him ❤❤❤
@ሕልና-አ8የ
@ሕልና-አ8የ 2 күн бұрын
ኣክሊሉ ሓውና ጽብቅ ስራሕ! እዚ ኣቅሪብካዮ ዘሎኻ ሓቂ ኢዩ፥ ከማኻ ተዝበዝሑ ሕብረተሰብና ብዝተፈላለየ ዝፈልቕ ጽልዋ ኣይምተበከለን። እዚ ደፊርካ ከተቅርብ መስዋእቲ፥ ቆራጽነት የድሊ ኢዩ። ሓቂኛ መምህር ከኣ ሰብ እንታይ ይፈቱ ዘይኮነ እንታይ ይጠቅሞ ኣብ ዝብል ዓውዲ ኢዩ መስዋእቲ ዝከፍል። የቀንየልና። ደቅተባዕትዮና ደቀንስትዮና ምስትውዓል ይሃበና።
@timmero.6509
@timmero.6509 2 күн бұрын
ሰላም ኣኪለ ካብ ካናዳየ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ የቐንየልና ካልእ እንታይ ኣሎ መስለካ ክልተ ሰብሓዳር ብቐሊል ውን ኣይትፈላለን ጠበቓታት ኣውጺኻ ዘይትኣደነ ክፍሊት ቆጸራ ኣዲኡ ትቑጸሮ ክሳራታት እዚ ከኣ ከምቲ ዝበልካዮ ብዕላማዩ thank you for the great advice God bless you !
@alexandat2791
@alexandat2791 3 күн бұрын
You nailed the matter perfectly, thank you, teacher Aklilu.keep addressing the concerning issues.🎉🎉🎉
@GalTigray-hq9zv
@GalTigray-hq9zv 2 күн бұрын
አብየት አቀራርባን እና አጠቅማን ቃላትን ደስክብል እታይ አሎዎ ከማኩም በሉ እንተበዝሑ ብዝኮነ አድናቂትካ እየ ቀፅሎ እዋእ ሰብኡትና ክብሪ ስኢኖመ ትክክል 🎉🎉🎉🎉🎉
@arsiemagebremichael3230
@arsiemagebremichael3230 20 сағат бұрын
Good job akile bro keep it up and try your best.
@DanelKefle
@DanelKefle 2 күн бұрын
ሰላም ኣኪለ እዚ ኣርእቲ ዚ ኣብ ሕብረተሰብና ካብ ቁጽጽርና ወጻኢ እንዳኾነ ዝኸይድ ዘሎ መሰረታዊ ዓቢ ሓሳብ ዩ ። ስለዚ ናይ ብሓቂ እዋናዊ ረቓሒ ነጥቢ ኣልዒልካ እሞ ፈጣሪ ይሓግዝካ ቀጽለሉ ብልቢ ኢና ነመስግን❤❤❤❤
@G.K.7419
@G.K.7419 2 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ኣኪለ በዚ እዋናዊ ጉዳይ ኣልዕልካ ምዝራበካ ጽብቅ ሓሳብ ዩ ቀጽሎ
@nuzumahari409
@nuzumahari409 3 күн бұрын
thank you akile nebu edlena ya nska bal beta mukanka❤❤❤❤❤
@AlmazGirmay-s8i
@AlmazGirmay-s8i 3 күн бұрын
Waww Edmen tenan yhabka fetariy TANKS U so much my brathar
@dolchiehailey2834
@dolchiehailey2834 2 күн бұрын
Zekberka aklilu tesbuk aresti endiu. Abzi gezezi ka selmntay feteh bezihu seb nenatu experience alewo entekone abzi gezezi gn hanty heto agedasiten koyna kelal zelwas sebay provider teray dyu kekewen zelwo ab ketsali asfeh abilka amtsaya. Please. Thank you 😊
@aronberhane2313
@aronberhane2313 2 күн бұрын
Great job bro keep it up…..We support you and this topic was perfect
@aminegirmatsion1870
@aminegirmatsion1870 2 күн бұрын
The core of society is family ( ነዚ መሰረት ዝኾነ ምፍራስ ኢዩ እቲ ዕላማ ) Thanks Akile
@RahelAbraha-js5gm
@RahelAbraha-js5gm 2 күн бұрын
You forgot one main point brother Aklilu. 'Money'! Who should be the bread winner of the family? Gele sebut genzebom mis sebeytom share kigebruwo aydelyun eyom. Kilte neger yom zidelyu zelewu. Eta sebeyti seriha nata genzeb ketemxee (which is good) and at the same time dima control kigebru yidelyu. Ezi kiltiu kemey elu yisane? Bill nay electric kifeli , Engera natki hizki mixi, ezi natey eyu enabelka nisebeytisi kemey elka hadarka control tigebr? So Mitihililay and mikibibar eyu eti solution kikewn zelewo. Not controlling
@GhebruRa
@GhebruRa 3 күн бұрын
Betami Xibuk tentena Aklilu Hawey Koynu gen kab Awedat yekun kab Awalid buzuhat eritraweyan bi Himam. Aggression Telekom yerekebu Teflaleye aynet Aggression eyu zelo
@lulaarefe6223
@lulaarefe6223 2 күн бұрын
Wow you really nail it Akillilu , very Excellent really love you you explain it very Well. Love your advice ❤❤❤🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@AbrehetWeldemariam-g2l
@AbrehetWeldemariam-g2l 3 күн бұрын
Thank you may God bless you and your family ከማካ ይብዙሑ
@tesfaeusinkey2310
@tesfaeusinkey2310 Күн бұрын
Nice speech ❤❤
@abrahalelegesse6226
@abrahalelegesse6226 3 күн бұрын
Great topic and advice. Thankyou!
@makilove6390
@makilove6390 2 күн бұрын
thank you memhr ብጣዕሚ ጠቃሚ ስንጊላዉያን እዉን ሓሲብና ኣስተዉዒልና ክንኣቱ ጊደና እዩ ሓደ ወዲ ተባዕታይ ክብሩ ወድነቱ ክትንከፍ ኣይደልን ኣይከዉንን እዩ ኻኣ ትእዛዝ ኣምላክዉን ከምኡ እዩ ጓልስ ትሕት ተበለት እዩምበር ዋእ
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 2 күн бұрын
ንስካ ቅድም ተለውጥ..ጥይት ጓል ምርካብ ትርጉም የብሉን..ንስኻ ብሱል ኩን..!"
@mahfuzahiabu8456
@mahfuzahiabu8456 2 күн бұрын
ኣኬለ ብጣዕሚ የመስግነካ ተባረክ
@sababberaki-gm4ij
@sababberaki-gm4ij 2 күн бұрын
Thank You for Information👍👍
@daniel.j9062
@daniel.j9062 3 күн бұрын
It is such a shame and very sad what is happening in the world today. Whether a wife beater or a husband beater, it is not even an Eritrean culture .
@geneteden4343
@geneteden4343 2 күн бұрын
ስብአይ ወይ ሰበይቲ ክተሀራረሙ የብሎምን መህረምቲ ከም ጅግንነት ናይ ስብአይ ኮይኑ መዋዕል ሰሪሁ እዩ 💔💔💔
@Acnt12
@Acnt12 2 күн бұрын
Abzi gezawitina hanti hji amxiewa zigedefetilu yebilan kisab biafinichieu dem kisab zifesis harimato police baela xewia dahari awixaeto 😢ezia Ab Canada eya
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 Күн бұрын
እግዝኣብሄር ይሃበልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍 ነመስግነካ
@mliatehaile9408
@mliatehaile9408 2 күн бұрын
Thank you 👍🏽💯
@eriafro-jn5gz
@eriafro-jn5gz 2 күн бұрын
ናይባሓቂ ኣገዳሲ ኣርእስቲ
@habtomzeray5733
@habtomzeray5733 3 күн бұрын
Thanks more akile bteami xbuk hasab eu qexlo sefihn lbonan zhatt eu❤❤
@Edustar12
@Edustar12 2 күн бұрын
Thank you so much dear ❤❤
@eriiistars3089
@eriiistars3089 Күн бұрын
Thanks Akile hawena
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 Күн бұрын
❤ thx bro
@tekleandebrhan
@tekleandebrhan 2 күн бұрын
Thank you dear Akile 🙏👍
@Kerenbilina2005
@Kerenbilina2005 2 күн бұрын
Nay bahaki Akile
@teklesenbetmengstab2699
@teklesenbetmengstab2699 Күн бұрын
ኣኪለ ሓወይ ብጣሚ ሓቂ ኢዩ
@elizabethhagos461
@elizabethhagos461 10 сағат бұрын
kebdi mes zemela reasi trhu yekewen diyom ilomo.
@hanazeray-g1z
@hanazeray-g1z 2 күн бұрын
እዚይ ትዛረቦ ዘለካ ጠንኺ ኽኽዉን ኣይኽእልን ኢዩ መብዛሕትኡ ዘይምጽዉዋር ኣብ ሓዳር ትዕግስቲ, ዘይምህላዉ ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ኻልእ ጸገም ዉን አሎ ::ሓዳር ቁዱስ ብኣምልኽ ዝተፈጥረ ሕጊ ኢዩ ሕግ ኣምልኽ ማንም ኽጻረሮ ዝኽእል የለን ::ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ኾሙኡ ተኾይነ ኣብ አፍርቃ እንታይ ሓገዝ አለወን ደቀን በይነን ዘዕብያ ወይ ዝዕብዩ ኣቦታት በጃኹም ከምዚ ወይ ኸምዚ ኣይትበሉ ሰብ ፍርሃት ኣምልኽ ተለዎ ንኹሉ አፍቃሪ ኢዩ ::
@learningtogether6967
@learningtogether6967 Күн бұрын
B % kreyo kelku awedat sebut halafnet deqim mexamdtom yeblomn
@hanazeray-g1z
@hanazeray-g1z 12 сағат бұрын
​@@learningtogether6967ጽቡቅ ኣለኺ ወይ ኣለካ ሓልፍነት ናይ ደቆም ናይ ሓድሮም የብሎምን ኹሉ ግዚ ጎል ኣንስተይቲ ግዳይ ትኽዉን :: መብዝሕትኣን ቡዝሕ ሽግር ተጻዊረን ዝሓልፍ ኣለዎ ኻብ ምሒር ተጽዋርነት ኽሳብ ዝቀትልወን ኣኻልተን ዘጉዱሉዉ ኣይስኣናን ኻብ ዝመታ በይነን ተነብራ እንታይ ገበን ኾይኑ ኤርትራዊት ጎል ኣንስተይቲ ጅግና ንሓዳራ ንስድርኣ ኢያ ሞራላ ኣይትስበርዎ ተኺእልና ነተን ኩሉ ፈቲነን በይነን ደቀን ዝዕብያ ነተባብዕ ::ተዘይ ኾይነ ምሁር ኢዩ እንዳ በልኻ ንደቀንስትዮ ምጥቃዕ ጽቡቅ ኣይኾነን ብፍለይ እቶም በሕዎትኹም ትለገጹ ::
@learningtogether6967
@learningtogether6967 4 сағат бұрын
@@hanazeray-g1znay bhaqi nabrana xelaika aynbero u 10% zgageya reyom halew yblu
@hanazeray-g1z
@hanazeray-g1z 3 сағат бұрын
@learningtogether6967 ተዛርባም ይትረፉ ድቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ኩሉ ኣይዉክልኽን ኢዩ ንስኻትኽን ጀጋኑ ናይ ናብራ ናይ ሰደት ኩሉ ኺኢልኽን ትኸዳ ኣናብስ ኢኽን ::😍😍😍😍😍😍
@tesib3910
@tesib3910 2 күн бұрын
Thank you much Akillu.
@Gebre361
@Gebre361 2 күн бұрын
Nay bhaki akile abi seb ❤
@GereNigusse
@GereNigusse 2 күн бұрын
ቡሱል ሓሳብ ካብ ቡሱል ሰብ የቀንየልና ኣኪለ ❤
@temesgenamlaky7045
@temesgenamlaky7045 2 күн бұрын
Thanks
@Almaz-yu1lu
@Almaz-yu1lu 2 күн бұрын
Xbuk mkri kexlo ❤❤❤
@aronhidray69
@aronhidray69 Күн бұрын
100% ሓቂ እዩ ኣኪለ ምክኒያቱ መብዛሕትኤን ደቂ ኣንስትዮ ከም መፍከሪ እየን ዝጥቀማሉ ዘለዋ ድሓን ካልእሲ ይትረፍ ብፍላይ ካብ ሱዳን ዝመጹ ክንደይ ዓመታት ኣውቲስታ ዝነበሩ እሞ ኣብ ሱዳን ጽቡቅ መነባብሮ ዝነበሮም ኣብዚ ምስ መጹ ነዚ ኣብዚ ዘሎ ዕድላት ተጠቂመን ኣስውኡተን ዝስጎጋ ኣለዋ ምክኒያቱ ኣጆክን ክንሕግዘክን ኢና ኢሎም ምስ ኣተባብዕወን ስውኡተን ዝስጋጋ ክንደይ ኣለዋ ዝገርም እዩ?
@efdon6123
@efdon6123 Күн бұрын
@@aronhidray69 hasot
@zerabrukhagos
@zerabrukhagos 2 күн бұрын
ጽቡቅ ምክሪ ኣብ ዚምዕራባዊ ዓለም ደቅንስትዮና ን ሰባኡተን ሕማም ሽኮርያን ጸቅጢ ደምን ገይረናኦም ብፍላይ ኣብ አመሪካ
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 2 күн бұрын
ብ ፍቃዶም ኢዩ. .ክገድፍዋ ይክሉ እዮም መን ሕዝዎም... ፍርሒ በይንካ ምብባር ኢዩ 😊
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 2 күн бұрын
Both female and male need to be ready to form a family, for their union to continue
@gidegebretnsae4474
@gidegebretnsae4474 2 күн бұрын
Wawwww ygerm eu
@xegaxega4826
@xegaxega4826 2 күн бұрын
Amlak meheret yewrdelna ❤❤❤💯💯💯🙏🙏🙏🙏
@berhanezemuy3910
@berhanezemuy3910 2 күн бұрын
Wawww abzi nhaleka zereba
@snitadhanom7994
@snitadhanom7994 2 күн бұрын
ሰላም ኣኽሊሉ ተኻታታሊት መደብካ እየ፡፡ ንተቕርቦም ኣዝዩ መሃሪ መደባት አመስግነካ፡፡ ኣብ ጉዳይ ደቅንስትዮ ክትበጽሕ ከለኻ ግን፡ ዝበዝሕ ግዜ ምስ ቀነንካ ኢኻ፡፡ ብጉልባብ ሃይማኖትን ባህልን ዓቃባዊ ኣተሓሳስባኻ ከተስርጽ ብጉህድን ሕቡእን መልእኽቲ ትቃለስ ኣለኻ፡ ዘሕዝን እዩ፡፡ ሃይማኖት፡ ሓዳር ካልእን ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ እዚ ሕጂ ዘለዎ መልኽዕ ኣይነበሮን፡፡ ብብዙሕ ነገራት ተጸልዩ፡ እናተለወጠ መጽዩ፡፡ ካብዚ እንርድኦ ዝኾነ ሕማቕ ይኹን ጽቡቕ ለውጢ ከይገበረ ንዘልኣለም ዝነብር ነገር ከምዘየለ እዩ፡፡ ምዕራባውያን ብጉልባብ ሃይማኖትን ባህልን ይኹን ካልእ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮን ህጻናትን ዝግበር ዓመጽ፡ ብሕጊ ክቆጻጸርዎ ፈቲኖም፡፡ ከም ምሁር እቲ ሕጊ ብጭቡጥ ኣቕሪብካ ኣብ ኣጠቓቕምኡ ሓጋዚ ትንታነ እንተተቕርብ፡ እቶም ምስቲ ሕግን ስርዓትን ንነብረሉ ዘለና ዓዲ ምስናይ ሲኢና፡ ኣብ ግጭት ዘለና ደቂ ዓዲኻ ምተጠቕምና፡፡ ሓንቲ ንሓዳር ከተፍርስ ኢላ ዝተሓገገት ሕጊ እንተጥጠቕስ ጽቡቕ ኔይሩ፡፡ ደቀንስትዮ ነቲ ሕጊ ጉልባብ ጌይረን ንደቀተባዕትዮ ዝብድላ የለዋን ኣይብልን ፡ ንሳተን እውን ጉጉያትን ግዳያትን እየን፡፡ ዝወለደት ጋልኣንስተይቲ ቆልዑ ብዘይኣቦ ምዕባይ ከቢድን ሓደገኛን ምኻኑ ካብታ ጋልኣንስተይቲ ንላዕሊ ዝፈልጦ የለን፡፡ ብዘለኒ ተመክሮን ግምትን ዝበዝሓ ደቀንስትዮ፡ ብፍላይ ምስወለዳ ክፋትሓ ኣይደልያን እየን፡፡ ክንደይ ካብ ሚእቲ ደቀንስትዮ ዘይጽወር ጸይረን ሓዳር ይገብራ ኣለዋ፡ ክንደይከ ሽግረን ክፈትሖኦ እናኸኣላ ናብ ባእስን ፍትሕን ይኸዳ ኣለዋ፡ ናይ ሓደ ሰብ ዘይኮነ ብዙሕን ዕቱብን መጽናዕትን ጥንቃቐን ዘድልዮ እዩ፡፡ ዝገረመኒ ከኣ እቲ ሽግር ኣብ ኤስያ፡ ኣፍሪቃን ከምዘየለ ምጥቃስካ እዩ፡፡ እቲ ንደቀንስትዮም ህጻናትን ዝከላኸል ሕጊ ድዩ ዘየለ ወይስ እቲ ስድራቤታት ሽግር ዘይብሉ ሰላም ዝሰፈኖ እዩ ኣይተረደኣንን? ኣኽሊሉ ሓወይ! እቲ ንደቅንስትዮ ዝውንጅል ኩፍእ ገጽ ናይቲ ዛንታ ጥራይ እናጉላሕካ፡ ስምዒት ሓዊስካ ምዝራብ ዝመጽእ ፍታሕ ከምዘየ ኣሚኒካ፡ ኣራምን ሃናጽን ኣበርክቶኻ ክትቅጽሎ እላበወካ፡፡ ደጊመ አመስግነካ የቐንየለይ !
@efdon6123
@efdon6123 Күн бұрын
@@snitadhanom7994 tkkl zhaftey 👍
@SemereTesfaslasie
@SemereTesfaslasie 2 күн бұрын
meriet zeywedq mhro❤
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 2 күн бұрын
ብድሕሪ. ሕጊ ን ባህሊ ን.ዝሕባእ ሂወት ን ሓድርን የለን ብሕርኩም ክልወጥ ኣለዎ. ,90% ጽሉላት ፍልጠት ዘይብሎም.ዓያሹ እዮም. ርሶም ን ሰብ እንዳጎዱ ዝነብሩ እዮም. ሕጊ ባህሊ ኣይከላከልካን ኢዩ ብዘይካ. ምሉእ ሓቀኛ ክርስትያን ሙኻን. ሕጂ ዘዋጽእ የለን...ግህነብ ኣብ ምድሪ ግህነብ ኣብ ሰማይ ኢያ ክትከውን. ንኹሉ ጴንጠ ዝብልዎ. ድሑነ ኣሚነ ኣየዋጽን...ክርስትና ን ቃል ኣምላኽ ብምልኣት ዝገብሩ ኢዩ ጴንጠ ተዋሕዶ ካቶልክ ኢየ. ሃይማኖት ኣይሰርሕን "!!
@kudsanberaki1002
@kudsanberaki1002 3 күн бұрын
ናይዛ ጋልን ናይዚ ወድን ካብ ተዛረብዎ፡ ንሳ ን ስድርኣ ክሕግዝ ግድን ምካኑ ኢያ ትፈልጥ። ስድራኣ ድማ ግቡኡ ምካኑ ኢዩ ፈሊጦም ንዓኣ የጨንቅዋ ዘለዉ። ክንደይ ደቂ ኣንስቲዮ ኢየን ብሰንኪ ስድርኤን ክሕግዛ ፋሕ ዝብላ ዘለዎ። ስለዚ ናይዛ ጋል ሽግር ስድርኣ ኢየ ዝብል።
@Temesgenfetari-yx1wn
@Temesgenfetari-yx1wn 2 күн бұрын
Aytgage zhawey muhir chnqetn smiatka zeymquxxar u amber bhgi marebawyan wey hagez faynans aykonen nwuhudat kxelu ykewn amber komau ada belu shgrom zeyfethu wey kfethu zeyhasbu buzuhat ayom teregagiaka kthasbo ako gegaka krdeaka ykal u abti hmot gn kebid u
@teklubirhane-ur6cq
@teklubirhane-ur6cq 2 күн бұрын
ይገርም ዩ
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 2 күн бұрын
ክርስትያን. ተጠንቀቁ....ሓቀኛ ክርስትና. ሂወትን. Vs ዓለማዊ /carnal ክርስትያን ሂወት (ዝብዝሕ church ዘሎ ስጋዊ ክርስትያን )..ኣንጻር ኢዩ ሓቀኛ ክርስትና ሂወት. Retirment. የለን. ሕማም ድኻም የብሉን.. ድሕሪ 65 ኢዩ ቀንዲ ዝጎይ ዝሰርሕ ምክንያቱ. ክሳብ መውዳታ. ኢዩ እቲ ሕወት. ዝይዳ ምጽላይ. ብ ምልአት ቃል ምንባብ. ምስራሕ ክሳብ ሞት እንዳ ዘለልካ. ኸም.ብተይ ኢዩ ሂወት ዝውዳእ ዓለማውያን carnal ስጋውያን ክርስትያን.ገንዘብ ኣምላኾም ግን. ድሕሪ 65. ይደኽሙ ይሓሙ. ጥሮታ እዮም ዝወጹ. ኣብ መውዳታ ሂወቶም ብሕማም እዮም ዝሞቱ እዚ ፍለጡ. !!..ብ ምሉእ ፍቅሪ ክርስቶስ ዝኸይድ ኣይሓምም ኣይደክም. !!
@tomasmael4735
@tomasmael4735 20 сағат бұрын
Ata sebeyti nay amiro xegem meriruwa aif eluwa tikewin ab mitihiriram wedika. Halafinetu zey sikem beal hadar wey beality hadar kikewin yeblun.
@NMW-ed8vt
@NMW-ed8vt 3 күн бұрын
Awedat 90% klwetu zeykielu fturat yom eti tsegem kea eti ziebeyon bahli eyu ab kedamay alem kelewu ab aemriom ab salsay alem eyu zelo adi keyrkin tekeyrkin kea ybluka dekom kitiebi 😢efffff lewuti gberelu atum sebat nieen si ytref ndekikum meswaeti kifelu.gal genzeb deliya aykonitin msaka tinebr fkri haliyot hagez eya tideli nsu sle ziseana eyen enber men yu mear tehabkaya smi thbeka.please nskum keytekewetkum nsen aykiyeran eyen
@efdon6123
@efdon6123 3 күн бұрын
enjera alem blei galey, ab lbey zela tezaribki, gud eiu terekibu zelo, ane kea ab beyney eiu zmesleni kchneq eye zwel, amlak edu yenbrelna ember besebut keynxlel nferh.
@sergointertament-
@sergointertament- 2 күн бұрын
​@@efdon6123entay gedeski bsebay texeleli entay gebari u sebay nebskin ftewa nsebay meare kndzi aytekuna
@MiliteTsega-o8d
@MiliteTsega-o8d 2 күн бұрын
Bihaki lebam zereba egiziabiher libonaka yesifehayo 🙏
@FilmonTesfay-j1j
@FilmonTesfay-j1j 2 күн бұрын
👏👏👏
@yohannesafewerki8022
@yohannesafewerki8022 2 күн бұрын
ሓቂ ብሓቂ
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 2 күн бұрын
50% ኣብ west. ፍትሕ ኢዩ ..ሓበሻ ግን እዚ እንዳፈልጠ. ዝፍታሕ ፍጹም.ኣይመስሎን..ከጋጥም ይኽእል ኢዩ ኢሉ ኣይዳለውን እቲ ሓቅኺ. ሎሜ ኣብ ሓዳር ወይ ብሐደ ንዕርክነት ዝነብሩ...50% ክፋትሑ እዮም ዝተርፈኡ ውን ዝበዝሑ እ ተባሱ ኢዩ ውሑዳት ጽቡቅ ሓዳር ኣዝይ ምክንባር ዘለዎም..አለው. ኸምዚ ሓዳር እንተርኩም.. Party ግበርሎም..celebration ኢዩ ሰላም ፍቅርን. ሓጎስን ዘለዎ ሓዳር የለን
@Gebr1996
@Gebr1996 3 күн бұрын
The Eritrean society is suddenly so much aggressiveness become part of daily lives very scary. Hopefully these people can learn from your video 🙏
@MedhinRedda
@MedhinRedda 10 сағат бұрын
ክንተፍ ኦዶ ውይስ ክንውሕጦ!?
@MohanedbrhanHassen
@MohanedbrhanHassen Күн бұрын
ክብርት ይሃበልና እሞ !ሓደ ኮይንካ ከማኻ እንተ ዝበዝሑ ኩሉ ኢዚ ናይ ሜዳ ጸርፊን ውርዲትን ካልእን ሰነፋት ሰባት ኣይ'ምዓብለሉዎን ኔሮም።
@GebrhiwotFkadu
@GebrhiwotFkadu 2 күн бұрын
ከም ወትሩ ብሉጽ ሕሳብ ኩቡር ሰብ ❤❤
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 2 күн бұрын
እቲ ሕጊ ብዕላማ ኣይኮነን. ፍትሓዊ ኢዩ. ቅድም ብ ባህሊ...ወይ. ሃይማኖት. ግይሩ. ሰብኣይ ን ሰበይቲ ይምጻ. ንይሩ. ዋላ ኣንስቲ ውን. እቲ ባህሊ. ሕማቅ ባህያተን. ሰበይት እንዳላ ይብልን ንይሩ. ሕጂ ሕጊ. ባህሊ..ምሳኻ ኣይነብርን ኢዩ ዝነብር. ምሳኪ/ምሳኻ. ባህርያትካ. ለባም ሰብ ጽቡቅ ባህሪ ዘይብለን. ዘይብሉ ፍጹም ኣይምርዓውን. ኢዩ ዝበዝሑ ሰብ ሓዳር ክልተ ሓደ እዮም.. ኩሉወቱ ኣለዎም.!!
@yosiefmehari8896
@yosiefmehari8896 2 күн бұрын
Safety and security are joint responsibilities of the couples...
@samuelweldemariam5737
@samuelweldemariam5737 2 күн бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏
@ytse1447
@ytse1447 2 күн бұрын
Riesi midinan tirah aykonen, they totally change like to women when they are looking for partner they’re asking about her Work kind of carrier. How much is getting paid?.
@Temesgenfetari-yx1wn
@Temesgenfetari-yx1wn 2 күн бұрын
Mhuru denqoraus hgi marebawyan tseliwon bmbal tezenibu zgerm 🚫✋🏾
@teweldezeru5175
@teweldezeru5175 2 күн бұрын
ab mewdaeta deki anstyo.kola bhkmna zerei weditebaetay geziean kwelda yen.Awald ab erop xegiben Akile nwedi tebaetay nmefre trah ye ztkemalu.
@Tibe-q8i
@Tibe-q8i Күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@saraa.8672
@saraa.8672 3 күн бұрын
Our community's challenge is cultural confusion, particularly among women trying to adapt to Western countries' cultures incorrectly.
@elizabethhagos461
@elizabethhagos461 10 сағат бұрын
o goyty bemehretka temtena tebebka wen habena...kabaka amber kabana si menmem tebeb yelen.
@MichaelAndemariam-s2o
@MichaelAndemariam-s2o 3 күн бұрын
እዚኣ ዓባይን ኣግዳሲትን ኣርእስቲ ያ ፡ ብዑቱብ ተታሒዛ ክትዝተየላ ጽቡቕ ዩ፡ ቀጽሎ ኣኪለ።
@yohanneshaile8904
@yohanneshaile8904 3 күн бұрын
Ezi msti zlemedkyon zabekaion nay bahli flilyn eyu.hade hbreteseb bahlun lmdun endhri atrium eyu.nay youtube negado aytkunu.
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 2 күн бұрын
ሰበይቲ. እቲ ድኹም.ሰብኣይ ነታ ሓያል ሰበይቲ...ከውድቃ ይኽእል ኢዩ.. ዕስፍ ግይሩ ዘይሓርማ. ዝበዝሕ ምህራም ኣብ ሰብኡት ኢዩ ዘሎ. ጓል ድኽምቲ ስለዝኾነት ሰብኣይ ክህረም ካብኣ ዝሕይል ከሎ. እዚ ሰብኣይ ኣይኮነን....ሰብይታይ ኢዩ,,!!!
@akirzemen8389
@akirzemen8389 2 күн бұрын
🤝👏✅✅✅
@JhonDrar
@JhonDrar 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@wedebtewelde5870
@wedebtewelde5870 2 күн бұрын
Bejaka meadom ❤❤❤❤❤❤
@mussiebemnet4106
@mussiebemnet4106 3 күн бұрын
ሎማዓንቲ ነጥቢ ተዛሪብካ
@Learn2growboy
@Learn2growboy 2 күн бұрын
Awedet, age 35 and below , Tewaridna ena zelena abzy. Europe Sebay mukan gedifnayo ena, our job is to pay bills only. Eshi endabelka eye zearkey. Gin kea Kindey kea lebamat, lewahat, burukatn alewa eyen, but they change because of the welfare system free money, life in general or bad friends or tik tok Atum awedat atehasasbakum kmebel alewo, wes aytbelu. In Rome live like the Romans.
@MercyHabesha
@MercyHabesha 2 күн бұрын
እዚ ሃለዉለዉ ዩ ጠንቂ ፍትሕ ዝኸውን ዘሎ ንሓዳር ድሉዉ ኮንካ ዘይምእታዉን ዘይምክብባርን ዘይምትእማንን ዩ።
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 2 күн бұрын
ሓቂ. ክልቲኦም..ዘይብሱላት እዮም.ወዶም. ጓል ኦም..ሓደ እዮም
@fitsumefrem1239
@fitsumefrem1239 2 күн бұрын
ንስኺ ኢኺ ሃላው ዓለም ብምንታይ ትምራሕ ሓዳር ንምንታይ የፍርስዎ ተመራሪ ቅድም ዓሻ
@7and16
@7and16 2 күн бұрын
xbuq meglexi u:beti zelo nay naxnet hgi tetalilen hadaren zbtna ayseaban eyen :kemeu kea xbuq aykonen entay tigebr kem zeleka axebiqka mflat agedasi u:ente eti ansti n sebeuten kemti nay qedem anstom zenkebakebwen znebera kemeu geren hji aynkebakebeomn eyen zekewa zbelkayo:nsom wn kemti nay qedem sebeut tirir zbelu mergexeom flut nab kalie qulih zeyblu aykonun:bjeka gele kemzi kemaka n sebeyti entay kem zedlya zfeltu:slezi sebeut kemti nay abotatom kinkebakebu tedelyom mejemerta nsebeyom zgbae ygberula:msza hasab zisemamae like❤
@TeweldeMebrahtu-c6k
@TeweldeMebrahtu-c6k 2 күн бұрын
እዘን *ሱዑዲ ዓረብ* ተቀማጦ እተን ደቕንስቲ ስለምንታይ ንሰብኡተን ዘየፈራርሐ! ከም እዛ ትገልጻ ዘለካ ደፋር ብመውቀጢ ቡን ሕማቕ ግብረ መልሲ
@MrDeardaddy
@MrDeardaddy 3 күн бұрын
I was a big fan of your show. But this one threw me off. To begin with, your title was so biased. You started your show by a sad story of a woman threatening to hit her husband. Its true that is a sad story. However deriving a theory that men have been victims of the "power inbalance" in the West is way too irresponsible for me. How about the multiple fatality cases of women by the Eritrean men??? By the way, what part of the law in the west is favoring women, except that everyone will legally be liable if they cause any physical aggression against their intimate partners? I wish you did a good research on the matter before you share such a huge topic with speculation and sound bites. Respectfully
@alexandat2791
@alexandat2791 3 күн бұрын
Dear Dr , I think what our host was saying is right for me, based on the country I live (Israel) , women are the bosses of the family, men are almost like servants, they don't get respected by their wives, the wives dictate the terms of the partnership. Men can not decide by themselves for small issues like vegetable or meat shopping let alone big issues in the house. I don't know how it's in the western hemisphere,but here,it's disgusting and unbearable as a man. Thank you for having different view.
@beyeneweldeslasie9761
@beyeneweldeslasie9761 Күн бұрын
Yekeneyeley hasbakan zeleka rditin sle zgeletskaley iti melkti win nukuh koynu ysmani
@Eri_Entertainment2917
@Eri_Entertainment2917 2 күн бұрын
ሰላም ይሕዋት ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ እንዳተመነኹ ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበሩና ኣተባብዑና♥️♥️🇪🇷
@erilove2627
@erilove2627 3 күн бұрын
Sebay qonka nya sebay msrah eu
@KibreabTesfamichael-u5w
@KibreabTesfamichael-u5w Күн бұрын
Sik Elka eka entay ente serahku eu seb zriAley eu srahka eti tzarebo Sik elu zeytexebexe never eu
@YoditTeklya
@YoditTeklya 3 күн бұрын
qolu ka ygdu 😢😢😢😢
@Kerenbilina2005
@Kerenbilina2005 2 күн бұрын
Lomis awaledna yekhefa Akile
@YoniYoni-pp7hu
@YoniYoni-pp7hu 3 күн бұрын
ወይ ፈጣሪ በጣም ነው የሚያሳዝነው አኬ
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 2 күн бұрын
ዝልወጥ የለን
@amanuelhabte8496
@amanuelhabte8496 2 күн бұрын
Anbesa eka felitkayom nezom americawyann tseadun
@herano6
@herano6 Күн бұрын
ሰላም ኣክሊሉ ካብ ትግራይ እየ ብኣጠቃላሊ ኣብ ሰራሕካ ሪኢቶ ንምሃብ ሰለዝራኣየኒእየ ።እተቕርቦም መዳባት ይከታተል እየ ካብቲ ጠቓምነቱ ንላዕሊ ናይ ታኣማንነቱ ይዓቢ ትርዳኣኒ እንተሃሊኻ ተቐምቲ ኣይኮኑን ኣይብለካን ዘለኹ እተቅርቦ መደብ በዝሒ view ንምርካብ ጥራሕ ተባሂሉ ካብ ዝዝርኡ ተስፋታት ዝፀረየ ሰለ ዝኾነ እዩ እቲ መኽንያት መዕበይኻ። ከም ግምተይ ዝተሰራሕካሉ መንገድ ብኣወንታዊ ኣታሓሳስባ ዝተነድቀ እዩ ፣ናይ ገሊኦም ዘቅርብዎ እቲ ርእሲ ብጣዕሚ ጠቃሚ ይመስል እትዉ ምስ በልካ ባዶ ምንም ዘምህር ዘይብሉን እቲ ሓበሬታ ቁንፁል ይገብርዎ ምእንታን መሊእዎ ዶ ኢልካ ደጊምካ ክትምለሶም ። ንስኻ ዝተረዶኦም ሓሳብ ናብ ግብሪ ካብ ዝቅይሩ ዉሕዳት ሰባት ሓደ ኢኻ ይመስለኒ ኣብዚ ከባቢ ዝላዓለ ተኸታሊ ዘለዎን ታኣማኒ ናይ ሓበሬታን ስልጠናን ዩቱይብ ክትከዉን ኢኻ ። ንዘላቂ ቻናልካ ስለ ዝዓቢ ክተቅርቦ እትኽእል ሓሳብ ተጨኒቅካ ኣዳሉ ፣ማዓልታዊ ክተቅርብ ግድን ኣይኮነን እቲ ዝቐርብ ታኣማንን ዘምህርን ጥራሕ ክኸዉን ኣለዎ። እቲ ዘለካ በጣዕሚ ቡሉፅ እዩ ከምቲ ዝጀመርካዮ ኣካፍለና ...
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael Күн бұрын
ክብረት ይሃበለይ
ኣብ ስደት ትገብረን 5 ዓበይቲ ጌጋታት
17:03
Aklilu H.michael
Рет қаралды 17 М.
Eritrean Orthodox Tewahdo Summer 2024 Part 1
12:49
Beale Egziabher በዓለ እግዚአብሔር
Рет қаралды 3,4 М.
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:33
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 26 МЛН
Tsige teklesenbet { hawey mesaka } Eritrean Music 2021 music clip
2:59
esu tv "eritrean+channels""Neshnesh Tv"" Eri-TV"
Рет қаралды 44 М.
ኣልኮላዊ መስተ - ሓድሽ ሕክምናዊ ሓበሬታ
19:11
Dr. Sharon Woldu
Рет қаралды 30 М.
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:33
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 26 МЛН