ሰብ ብእምነት ብጸጋ እዩ ዝድሕን ! ምሳይ ፊት ንፊት በዚ ኣርእስቲ ክዘራረብ ዝደሊ ይቕረብ ሃየ

  Рет қаралды 738

Maranatha Tv / Mogos Nguse

Maranatha Tv / Mogos Nguse

Күн бұрын

Пікірлер: 15
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 9 күн бұрын
ያቆብ ዝዛረቦ ዘሎ ነታ ብእምነት ዝረኸብናያ ጽድቂ ከይንድርብያ ኢዩ ግብሪ ቀጺሉ ከም ዘድልየና ግበሩ ዝበለ ። ኣብነት ጸዲቐ ኢልካ ዝሙት ትገብር እንተኾንካ ብ ኣና ዝግበር ግብሪ መልክዑ ይቕይር ኣሎ ። ካብቲ ጽቡቅ ግብሪ ብእምነት ብጸጋ ዘድሓነካ ፡ጽቡቕ ተቀቢልካ፡ተማሂርካ ሰዓቦ፡ ኣተግብሮ ኢዩ።
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 9 күн бұрын
የቀንየልና ሞጌ ሐወይ ዘመንካ ይባረከ። 🙏🏾💕
@rahwamengisteab7753
@rahwamengisteab7753 9 күн бұрын
2 ሕቶ ብእምነት ኢልካ ጽቡቕ ካብዚ ወጻኢ እቲ ሓጥኣት ዝፍጽም ምስ ዘይናሳሕ ከ
@samidew5092
@samidew5092 9 күн бұрын
Matthew 7 ትግ - ማቴዎስ 22: በታ መዓልቲ እቲኣ ብዙሓት፡ ጐይታይ፡ ጐይታይ፡ ብስምካ እተነቤናዶ ኣይኰናን፧ ኣጋንንትስ ብስምካዶ ኣየውጻእናን፧ ብስምካስ ብዙሕ ሓይሊዶ ኣይገበርናን፧ ኪብሉኒ እዮም። 23: ሽዑ ኣነ፡ ኣቱም ገበርቲ ዓመጻ፡ ከቶ ኣይፈለጥኩኹምን፡ ካባይ ርሐቑ፡ ክብሎም እየ።
@teklesenbet4797
@teklesenbet4797 9 күн бұрын
Ya biemnet yu zdhin gn gbri entezey bla kontu nay kontunet yu eta Emnet tbla zeleka meknyatu Emnet bzey gbri mwiti ya tebhilu yu
@JOHNYHAD873
@JOHNYHAD873 6 күн бұрын
Hawna moges jegna
@redaebirhane5060
@redaebirhane5060 9 күн бұрын
How about the ten commandments of Musie...kitgebrom zelekan zeybilkan aykonen dyom ?
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 9 күн бұрын
ብ ኣውቶቡስ ናይ ሰንበል ዘጎዓዘና ዘሎ መሲልዎ ፡ ጽድቂ ኣምላኽ ኢዩ ዘዛርበና ዘሎ
@astertekeste9069
@astertekeste9069 9 күн бұрын
መንኒካ ንሳ ትሕሱ ቢንጠ ዳኣ ካብ ማዕስ ኣገልግሎት ዝከዱ ይሃድሞ ዳኣ እንበር ኣይራኣና
@samidew5092
@samidew5092 9 күн бұрын
Matthew 25 ትግ - ማቴዎስ 41: ድሕርዚ ኣብ ጸጋሙንዘለዉ ይብሎም፡ ኣቱም ርጉማት፡ ካባይ ርሐቑ፡ ናብቲ ንሰይጣንን ንመላእኽቱን እተዳለወ ናይ ዘለኣለም ሓዊ። 42: ጠምየ ነበርኩ እሞ፡ ኣየብላዕኩምንን። ጸሚኤ፡ ኣየስቴኹምንን። 43: ገይሸ፡ ኣይተቐበልኩምንን። ዐሪቐ፡ ኣይከደንኩምንን። ሐሚመ፡ ተኣሲረ፡ ኣይበጻሕኩምንን።
@rahwamengisteab7753
@rahwamengisteab7753 9 күн бұрын
እቲ ወሳኒ ብእምነት ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ። ኣብ ምጽኣት ፍርዲ ኢየሱስ ክርስቶስ ጠምየ ሓሚመ ዝብሎ ስለምንታይ መልሲ ሃበና
@astertekeste9069
@astertekeste9069 9 күн бұрын
ምእንቲ ገንዘብ ኢልኩም ሃይማኖት ዝቀየርኩም እዮሱስ ወሪድው
@medhntekle4781
@medhntekle4781 6 күн бұрын
😂😂😂 ገዳም ድብረ ብዘን እቶም ቆሎ በሊዕና ክንጸድቕ ኢና ካብ ገጽ 😂 ስንስቲ ገጽ ኣናብስ ዝበሉ ቆሎበሊዕም ኢጸድቑ ዝደየቡ ገንዘብ ይልምኑ ነይሮም።ንሕና ግን ብልብና ኣሚና ንጸድቕ ብኣፍና መስኪርናብንድሕን።ደሓር ከኣ እዚ ምስገበርና ኣብ ምድሪ ሚእቲ ካዕበት ኣብሰማይ ናይዝለኣለም ሂወት ክጥዕም እሰይ ።
@edieri1422
@edieri1422 3 күн бұрын
Eti genzeb nwilikom zeykone neti gedam eyu… kurub riesiki asrihiyo medhin…abzey medhin medhin… 1ይ ቆረንቶስ 7:7፤ ኲሉ ሰብ ከምዚ ኸማይ ኪኸውን ምፈቶኹ ነይረ፡ ግናኸ እቲ ሓደ ኸምዚ እቲ ሓደውን ከምቲ ነፍሲ ወከፍ ካብ ኣምላኽ ናይ ጸጋ ወውህበቱ ኣለዎ። ezom abotat nezi kifiximu zibekue eyom..
@medhntekle4781
@medhntekle4781 2 күн бұрын
ምዝራብ ይፍቀድኒ እዩ።ስለዘይትረርክቡኒ ኣንቱም ጨቆንቲ ምስ መግስቲ፡ሓቢርኩም ብዳንከራ ፕሮፖጋንዳን ስለትሰማምዕዎ ናይ ካልእ በተክርስትያን ዓጺኹም ብመሰል ምግሃስ ንስኹም ኢኹም ተሓባበርቱ።እንታይ ሓዲሽ ኣሎ ኣብቲ ገዳም ትኣትዉ ቆቢዕ ብጫ ኣስፊኹም መኒንኩም ነዛ ዓለም ክትጠምዩ ቆጽለ መጽሊ ቆሎ መሎ ክትበልዕ ዶ ኣይኮነን ወይስ 30 በዓል ዝድፈር ዘይድፈር እንዳ በልኩም ወስኪምሉ ከይትሓርሱ ወይ ሓድሽ መንእሰይ የሎን ዝምንን ወይስ ኩልኽን ያላ ኢለን ሳዋ ወሲዶምኹም? ምዝራብ ይፍቀድኒ እዩ
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 39 МЛН
መልሲ ንቢኒ ጻዕዳ ጻዕዳ ክንዛረብ በሉ
28:22
Maranatha Tv / Mogos Nguse
Рет қаралды 4,2 М.
ቁጥዓ ዝመልኦ መልእኽቲ!
29:00
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 58 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1 МЛН