😂😂😂😂😂 ሰብ ገሪምዎ ++ናይዚ ዓመት ብልፅቲ ብዓይነታ ዝተፈለየት ሳርፕራይዝ ዓዲኣሕፈሮም ዞባ ማእኸል ትግራይ

  Рет қаралды 2,658

Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ

Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 104
@fjhgfdff5985
@fjhgfdff5985 2 ай бұрын
ዋይ አረ ሕቃኻ ከይትጉዳእ ዝሓወይ ኣሕዝንካኒ ማርያምን ፀላእካ ይዳዕነን ኣድግ ዘይሸገረ ስ ክንድዝ ትሽከም😢ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ ሓይልካ ይባረክ ሸውተይ😘 ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ዘይገበርና ሳብስክራይብ ንግበረሉ ንዝ ሓውና ኣይክፎሎንዋ ቻናሉ ናዕብዮ🙏❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
የቐንየለይ ሓፍተይ ናተይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 2 ай бұрын
ምስኪን ብጣዕሚ እዩ ድካም ዘለዎ ስራሕ እዙይ ግን ኣጀካ ❤❤ ተጋርዋ ክትልእካኦ ከለክን ናይ ድካሙ ሃበኦ መስኪን😢
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
ሓፍተይ ናተይ የቐንየለይ ጓልዓደይ
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 2 ай бұрын
ተባዕ መንእሰይ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂 ሰብ ገሪምዎ ++ናይዚ ዓመት ብልፅቲ ብዓይነታ ዝተፈለየት ሳርፕራይዝ ዓዲኣሕፈሮም ዞባ ማእኸል ትግራይ 0939535888 ሸዊት ይርከቡና
@Mahder-eg8kc
@Mahder-eg8kc 2 ай бұрын
ክብሪ ይዓድልካ ሸዊተይ ብሓቂ ኣግራሚት እያ ተሸኪምካ ዝኩሉ ቁልቁለት ወድኖዃ ዘይገብሮ ኢካ ጌርካ ሓሳብ ልብካ ይስመረልካ ቡሩክ ዘርኢ ❤❤
@AbrehetSelomon
@AbrehetSelomon 2 ай бұрын
ሸዊት ወዲ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃባካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ባሓቂ ጀግና እኻ
@ፈቀ9853
@ፈቀ9853 2 ай бұрын
ዓድውላ ዓደይ ክንደይከ ደሰ ይብለካ እዩ ዓድካ ዓድካ የብለካ ሸውተይ የቅንየልይ ገዘይ ኣማዕድየ ርአያ ግን መልሰ ናፍቀ❤😘😍
@KonjitHaylay
@KonjitHaylay 2 ай бұрын
ኽሳድ ብዋክ እዬ ዝቢሃል ❤❤❤❤
@letebrahanKahsay
@letebrahanKahsay 2 ай бұрын
ሸዊተይ ቡሩከይ ዓድና ሰለ ዘገብነካና የቀኒያልና ኣምላክ ዕደመ ሂቡ ጊዜካ ይባርከልካ❤ ማዓረይ
@hiwetsamira5162
@hiwetsamira5162 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዝሓወይ ለባም😍😍😍😍😍🙏🙏🙏💖💖💖💖💖
@HayahBinhayah
@HayahBinhayah 2 ай бұрын
ሓይልኻ ሓይሊ ሓፂይን ይኹን ሸዊይታ
@ShewitShewit-d4n
@ShewitShewit-d4n 2 ай бұрын
ኣሰይ ሸውተይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ዝሓዎይ💞👏👏👏🌷
@Alsehday
@Alsehday 2 ай бұрын
ዋውውውውው ተመስገን ፅቡቅ ክራማት ይግበሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግናይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@meharigkiros6648
@meharigkiros6648 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓይልኻ ሓይሊ ሓፂን ይኹን ዝሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 2 ай бұрын
ኣይ በላዕ አንጀራ ጀላዕ😌 ጎታዋይ ሸኽማ ሞትካ አሞ ካኣ ክራማት አና ኣምላክ ምሳካ ይኩን🙏
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝሓፍተይ
@UuUu-e2t
@UuUu-e2t 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዝካ ዝሓወይ ❤❤❤❤❤
@اللالل-ج1د
@اللالل-ج1د 2 ай бұрын
ዋዉዉዉ ዓደይ ማዓረይ ክሳድ ብዋክ እዩ ዝባሃል ❤❤❤❤❤ ዝተወለድኩልን ዝዓበኩልን ሰለዝራአክዎ ብጣዕሚ ደስ ኪሉኒ
@genet3442
@genet3442 2 ай бұрын
ዉይ ማዓረይ ከቢድ ኣይትሸከም ሒቀካ ከይትሰበር ዋይ ሓወይ❤❤❤❤ ከይትለምድ ከሙኡ ዝሓወይ ❤❤❤🎉🎉
@marym9462
@marym9462 2 ай бұрын
ሸዊትይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ መልካም ሰራሕ ዩኡ ቅፁለሉ💝💝💝💕
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 2 ай бұрын
እግዚኦ ሓወይ ሓይልካ ይባረክ ኣድጊ የለን ክክክ ኣይበላዕ
@SmareSmare-m7f
@SmareSmare-m7f 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዛሓወይ ማዓረይ
@Genet398
@Genet398 2 ай бұрын
ማዓረይ እፍፍፍፍጣሪ ሓይልካ ሓይሊ ሓጭን ይኩን ዛሓወይ ፃውራ ሞይትካ ❤❤❤🎉🎉
@Samriye10-10
@Samriye10-10 2 ай бұрын
ዋይ ምጭካንክን ናብዚ እትልእክኦ ማርያምን ምስክናይ ዘይምፍላጥ ከቢድ ክትልእክኦ ከለክን ኣፍሊጥክን ልኣከኦ ዋይ ሸዊተይ ኣሕዚንኒ ፀላኢካ ይዳዕነን ኣድጊ ዘይሽከሞ ሸክሞ😢😢😢
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
እቲ ቦታ ጭቃ ስለዝነበረ እዩ እምበር ደሓን ኣዩ ዝሓፍተይ
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 2 ай бұрын
ሸዊተይ ጀግና
@Sara-v3u2d
@Sara-v3u2d 2 ай бұрын
ተባረክ
@lelegualadwa2871
@lelegualadwa2871 2 ай бұрын
Shewitey jegena lebam wedi hezebi edemen tenan yehabeka Fetari berki hatsin yekun tsaeram hawey natey bel andi hukoka keytegudae zehawey kemay koneka keteterf mearey tenkek endabelka berte zehawey ❤️❤️❤️🎉🎉🎉
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
ሊሊ ሓፍተይ ወዲቕኪ ድዩ ደኣ ሑቖኺ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 2 ай бұрын
ጎይታዋይ ኣሕዝነኒ እወነት ምክንይቱ ገደል እዩ እቲ ቤታ ጭቃለ በኢደጊ እዩ ፀቡቅ ሓይሊ ለሚ እዩ አግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ😢
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
ሓፍተይ ናተይ ኣዝየ እየ ዘመስግን ጓልነይ
@tittit4121
@tittit4121 2 ай бұрын
ስላም ዝሓወይ ስሚንቶ ካብ መቀለ ንዓድዋ ዶ ተብፀሐለይ?
@AndA-o2j
@AndA-o2j 2 ай бұрын
Sewett kem semw ❤❤❤❤
@سميرةسمير-ك2ز
@سميرةسمير-ك2ز 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@ብመንገድኻምርሐኒአምላኬ
@ብመንገድኻምርሐኒአምላኬ Ай бұрын
ለዋህ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪእሰከ ነታባበዐዮ አይክፈለን እሞ ለይክ ሸር ሳብስክራይብ ንግበረሉ ደቂ ሪመይ ምቁራት❤❤❤
@rgvcfajxf5923
@rgvcfajxf5923 2 ай бұрын
እንየካ ኢካ ሸዊተይ❤😂 ድካምካ ረይረኣየለካ ሓወይ
@hiwetsamira5162
@hiwetsamira5162 2 ай бұрын
ሸዊተይ❤❤❤❤❤
@mazenceil6592
@mazenceil6592 2 ай бұрын
Adme tean yhabke amlak ❤❤❤❤❤❤
@zafutesgay156
@zafutesgay156 2 ай бұрын
ዋይ ሸዊት ሓወይ ብጣዕሚ ነዊሕ መንገዲ😢ሓይሊ ይሃብካ መድኃኒኣለም እንጀራ ካብ ኮነስ ምንም ክብሃል ኣይካኣልን እቲ 2ይ ከ ተመሊስካ ወሲድካዮ ዱዩ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
እወ ተመሊሰዮ እየ ኣዕርፍ ኣቢለ
@TititiYser
@TititiYser 2 ай бұрын
ሓወይ ማዓርይ ከብሪት ይሃብለና ዓሰብካ እግዚአብሔር ኣምላክ ይከፍላካ ብጣዓማ ፅብቅ ሰራሕ ብተላይ ንተን ቅልዕ ዘሸፍነካይን ከብሪት ይሃብለን 🙏🙏
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
እወ ዝሓፍተይ ከይስከፍ ቤተሰበን እየ እኮ
@letushgaltigray2022
@letushgaltigray2022 2 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ ዝሓወይ ግን ኣሕዋተይ እንትልእከኦ ከለክን ኣቀዲምክን ፆር ዝሽከም ኣድጊ ኣዳሊኩም ፅንሑ በለኦም ብዝጭቃ እዚ ከቢድ ፆር ምፃር ከቢድ እዩ
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 2 ай бұрын
ዋይይ ሓወይ 😢😢😢
@BxdHjd
@BxdHjd 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@hiwetsamira5162
@hiwetsamira5162 2 ай бұрын
ቀዳመይቲ ባዕለይ ክንደይ ግዘ ክቅደም 😜😂
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
ሂወታ ሎምስ ዝቕድመኪ ኣይረኸብክን
@smumd
@smumd 2 ай бұрын
ዓደ አቦይ😢😢😢😢😢😢😢😢😘😘😘
@سلامهسلامه-ض2ص
@سلامهسلامه-ض2ص 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@uchchc5243
@uchchc5243 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤🌾🌾🌾
@DgfjSelam
@DgfjSelam 2 ай бұрын
ሸዊተይ ለባም ኣሕዋት እስከ ኣብልባዓል እዚኦም ንኩን 🎉🎉🥰🥰🥰🥰
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
@@DgfjSelam የቐንየለይ ሓፍተይ ናተይ
@SameraSamera-l6p
@SameraSamera-l6p 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🙏👍👍
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 2 ай бұрын
ሃየ እሞ እገላ እንተበፂሕካስ ንዳሻዕብያ ከይትሸግር ክክክክ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
ክክክክክክ እሽኒ
@محمداحمد-ش2ض9ف
@محمداحمد-ش2ض9ف 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@YdtHr
@YdtHr 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-by7cs4vx4
@user-by7cs4vx4 2 ай бұрын
❤❤❤🎉
@MariamMal-t4f
@MariamMal-t4f 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@yonathenhabte4954
@yonathenhabte4954 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏😭
@smumd
@smumd 2 ай бұрын
💛❤💛❤💛❤💛❤💛👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@seli-jr6fu
@seli-jr6fu 2 ай бұрын
❤️🥰
@ነኝየተዋህዶፍሬ
@ነኝየተዋህዶፍሬ 2 ай бұрын
አድጊ ግዝእለንአቲ ቅላዓ
@ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ
@ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@meharigkiros6648
@meharigkiros6648 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@መሪ-የ7ቸ
@መሪ-የ7ቸ 2 ай бұрын
🥰♥️🥰
@YggGgg-ov4co
@YggGgg-ov4co 2 ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩም😊
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
ንሕና እዉን ንፈትወኪ ኢና ዝሓፍተይ
@hskf4344
@hskf4344 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂😂😂
@SmareSmare-m7f
@SmareSmare-m7f 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@musse_shakur
@musse_shakur 2 ай бұрын
ሸዊት ሓወኒ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
ሻኩር ብሮ ሰላምካ ይብዛሕ ወድነይይ
@kidan5256
@kidan5256 2 ай бұрын
ሸዊተይ ዘይ ዓቅምካ ኣትሸከም😢❤❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
እሽኒ ዝሓፍተይ መማረፂ ስለዝተስኣነ እዩ እምበር ሓቅኺ ኢኺ
@Skjs-hj7cj
@Skjs-hj7cj 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉😢
@WejeratAdey
@WejeratAdey 2 ай бұрын
ዋይ እንታይ ዓይነት ዓድ እዩ😢
@ጓልድጅታልወያነ
@ጓልድጅታልወያነ 2 ай бұрын
ፀዉራ ከቢዱካ ኣድጊ ዶ የለን
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
የለን ኣጋጣሚ
@ቲቲጓልውቅሮ
@ቲቲጓልውቅሮ 2 ай бұрын
ሞትኻ ፃውራ😮😂❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
ክክክክ እሞ ርድኡናንዶ ኣታ ክክክክ
@eddf9976
@eddf9976 2 ай бұрын
ሸወተይ ቢጣዕሚ ፅቡቅ ❤❤❤ደስበሃሊ ግን ቢሰሓቅ ምይተ ይአኣጋጣሚ ቢሰሓቅ😂😂ተሞይተ ደሃየይ ግበር ተሓታት የኻ 😂ሸዉትሓዉና ዕመይ ጥዕናይ ይሃቢኻ❤❤❤❤ ደቢሪኒ ነዉሩ ቭድዮኻ ሪእየ ተሓጉሰ❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
እሽኒ ጓልራያ እሞ ደሃይ ክገብርስ ከምዝሞትኪ ንገርኒ ኢኺ ክክክክክክ
@ሰብክቡርእዩ-ጀ6ቀ
@ሰብክቡርእዩ-ጀ6ቀ 2 ай бұрын
​@@shewitmultimedia እዋይ መልሲ😅
@nigstiadhanom7208
@nigstiadhanom7208 2 ай бұрын
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 2 ай бұрын
ተባዕ መንእሰይ
@ابراهيم-ث6ب3ه
@ابراهيم-ث6ب3ه 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@TtTt-jp4
@TtTt-jp4 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@JsjsskSzs
@JsjsskSzs 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Sat43ya
@Sat43ya 2 ай бұрын
❤❤❤🥰
@mylove1520
@mylove1520 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉
@HayahBinhayah
@HayahBinhayah 2 ай бұрын
ሓይልኻ ሓይሊ ሓፂይን ይኹን ሸዊይታ
@djdjhdufidiyy1387
@djdjhdufidiyy1387 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sooqusabya2844
@sooqusabya2844 2 ай бұрын
❤❤❤
@hsugsh9598
@hsugsh9598 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@Smura2022Abdali-hk7rn
@Smura2022Abdali-hk7rn 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@rozar227
@rozar227 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@TreDge-v9l
@TreDge-v9l 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ተመሰገን-ነ8ኀ
@ተመሰገን-ነ8ኀ 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsrtidemewez7305
@tsrtidemewez7305 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@missyoumam1223
@missyoumam1223 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
А что бы ты сделал? @LimbLossBoss
00:17
История одного вокалиста
Рет қаралды 11 МЛН
"ንልያ ካሳ ካብ ሓዊ ወርቀዲኖ ሓዚልና ኣውፂናያ!"
48:02
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 50 М.
🤪🤪🤪  ወሲኹ ወሲኹ ወርቂ ድሕሪ ዶላር ሰማይ ኮይኑ ኣሕዋት///
13:02
Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ
Рет қаралды 3,1 М.