No video

ሰብ ሓዳር ኣብ ሞንጎና ሰባት ኣይነእቱ || Selam TV

  Рет қаралды 5,595

Selam TV

Selam TV

Күн бұрын

NEW ERITREAN MOVIE 2024 ‎‎‎ ‎‪@ZENATIGRIGNA‬ ‎‪@DehayTv1‬ ‎‪@zarafltet‬ ‎‎ ‎‪@solomedia9376‬ ‎‪@AlenaWaltaHager‬ ‎‎‎ ‎‪@tefetawitalkshow‬ ‎‎‎ ‎‪@fnanappinfotech‬ ‎‎‎ ‎‪@gereemunentertainment‬ ‎‎‎ ‎‪@zomaychannel‬ ‎‪@neshnesh_show‬ ‎‎‎ ‎‪@DrSharonWoldu‬ ‎‪@DadiMami‬ ‎‪@gDrar‬ ‎‎‎ ‎‪@maggyshow‬ ‎‪@yikealotv‬ ‎‎‎ ‎‪@HDMONANEBARIT‬ ‎‎‎ ‎‪@MonicawitHgdefawit‬ ‎‪@gualkeren‬ ‎‎‎ ‎‪@abiel-info-tv‬ ‎‎‎ ‎‪@DebeseyOrthodoxMezmur‬ ‎‎‎ ‎‪@MahedereTewahedo‬ ‎‎ ‎‪@bemnetnkhu5423‬ ‎‎ ‎‪@bahrnaentertainment1‬ ‎‎‎ ‎‪@MahderPro‬ ‎‎‎ ‎‪@MahdernaEntertainment‬ ‎‎‎ ‎‪@EriTVEritreaOfficial‬ ‎‎‎ ‎‪@mebredmedia3015‬ ‎‎‎ ‎‪@aledamedia1892‬ ‎‎ ‎‪@AwitaFqr‬ ‎ ‎‪@Dawittv‬ ‎‪@shalomhabeshalife‬ ‎ ‎‪@senaitabgeza6869‬ ‎ ‎‪@niemaathome‬ ‎‪@merutsbkti3788‬ ‎ ‎‪@MJdreamcontinues‬ ‎‪@fyoritube‬ ‎‪@nzmfamily‬ ‎‪@MamaGebar‬ ‎‪@TheSFamily3‬ ‎‪@ritienegasi7942‬ ‎‪@FamilytubeSdra‬ ‎‪@godolyastube4733‬ ‎‪@romashowdani3493‬ ‎‪@EriTVEritreaOfficial‬ ‎‪@MaraEntertainmentEritrea‬ ‎‪@BurukTv‬ ‪@StarEntertainmentEthioEri‬
#viral #eritrean #eritreancomedy #eritreanfilm #food #habesha #habeshafood #moreviews #neweritreanvideo #viral #viralvideo

Пікірлер: 45
@user-mw5ui6kd7h
@user-mw5ui6kd7h 2 ай бұрын
ኣሜን ምስ ኹላትና ይኹን ሰላምኺ ይብዛሕ ሰላም ሓፍተይ❤❤❤❤ የቐንየልና ፈጣሪ የኽብረልና ሰሉ ሓፍተይ ናይ ብሓቂ ኣብዚ ጊዜ ከባእስ ደኣ እምበር ክዓርቕ ዝርአ ሰብ የለን ኣብ ሞንጎና ኣብ ሓዳርን ፍቅርናን ፈጣሪ ጥራሕ ክህሊ ኣለዎ ደኣምበር ሰብ ክነእቱ የብልናን ኣነ ንቀፃሊ ንሰብኣያይ ከም መሓዛይ መማኽርተይ፣ ሓወይ፣ ኣቦይ፣ ፍቅረይ በቃ ኩሉ ነገረይ እየ ክርኦን ብቀዳምነት ዝኮነ ነገር እንተሎ ከኣ ብግልፂ ብንጹህ ልበይ ብትሕትና ክዛረቦን ኸኽብሮ ፣ ኸከናኸኖ እየ ዝደሊ😊 እቲ ፅርየት ዝበልኽዮ ከኣ ትኽኽል እዩ ኣነ ንነብሰይ ፅፍፍቲ ክከውን እየ ዝደሊ ከምኡ እየ ከኣ ንነብሰይ ኩሉ ጊዜ በቲ ዘለኒ እየ ዝኸናኸና ካብ ንደገ ክንወፅእ ከለና ብላዕሊ ኣብ ገዛ ንሰብኡትና ፅሩያት ክንከውን ኣለና ንሰብ ኢለ ዘይኮነስ ንነብሰይ ቀፂለ ከኣ ነቲ ምሳይ ዘሎ ክቡር በዓል ቤተይ እየ መጀመርያ ፅፍፍቲ ክከውን ዝደሊ❤❤❤ ፍቁራት ኣሓተይ ነብስኽን ተኸናኸና እኹል ማይ ስተያ፣ ምግቢ ከኣ ዝረኸብኽናኡ ስኮራዊ ምግብታት ብፍብሪኻ ዝተመስረሑ ኣይትመገባ ስኳር እውን ኣይትጠቐማ እንተኽኢልኽን ኣነ ስኳር ይኹን ስኳር ዘለዎም ምግብታት ኣይወስድን ንጥዕና ገፅኽንን ቆርበትኽንን ዘሰማማዕ ንቅርፂ ሰውነትኽን ኣሕምልትን ፍራምረን ፍረሽ ተመገባ ጁስ እንተኾነውን ኣብ ገዛ ባዕልኽን ስርሓ። እኩል ድቃስ ደቅሳ። ንነብስና ባዕልና እንድሕር ዘይተኸናኺና ሓደ ጊዜ እንድሕር ሰውነትና ኣውዲቅናዮ ከንመልሶ ኣይንኽእልን ኢና ዝንዕቐና ደኣምበር ማንም ዘልዕለና ሰብ የለን። ከምኡ ከኣ ክዳውንትና ንቀትሪ ኣብ ገዛ ክንከውን ከለና ምግቢ ክንሰርሕ ከለናእንጥቐሞ ክዳን ንበይኑ፣ ምሸት ኣብ ጊዜ ድቃስ ከኣ ምስ ሰብኡትና ጥራሕ ክንከውን ከለና እንክደኖ ንበይኑ፣ ንደገ ክንወፅእ ከለና ከኣ ንዓኽን ዝምችወኽን ተኸደና ኣነ ኡኳ ንደገ ምሉእ ክዳን እየ ዝፎቱ ከምዚ ገይርና ብዓቅምና ንጠቐም ንነብስና ኮይንና ኢና ንካልኦት ንደቅናን ንሰብኡትናን ንከውን ስለዚ ነብስኽን ተኸናኸና❤❤❤ ንኩልኽን ይፈትወኽንን የኽብረኽንን እየ አምላኽ ህይወትና ይባርኽ ፈጣሪ ምስኹላትና ይኹን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
ኣሜን/3/ዛሓፍተይ ናይ ባሓቂ እየ ዝድነቅ ባኣኪ ካብ ዜይሮ ተበግሲ ኣይኾንኩን መምህር ፍቅሪ ዝብለኪ ወርቃዊ ግዜኪ ሰዉእኪ ቡሉጽን ሰናይን ዝኾነ ካብ ቶሞክሮ ናይ ሓዳርኪ ዘካፈልክና ብልቢ የመስግን ሓዳርኪ እግዚኣብሄር ማሙቅ ይግበረልኪ love you❤🎉 so much🙏🥳
@user-dx5fm9hc9z
@user-dx5fm9hc9z 2 ай бұрын
​@@SelamTV.ኣሜን ብርኽቲ ሓፍተይ ካብ ዘዳምፆ ትምህርቲ ብበዝሒ መንፈሳዊ ትምህርቲ፣ ናይ ጥዕና ትምህርቲ ብዛዕባ ምግብን ካልኦትን ከምኡ ውን ብዛዕባ ፍቅርን ሓዳርን ባህርያት ናይ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን የዳምፅ እየ ከምኡ ውን መፅሓፍ ስለዘንብብ ካብቲ ዘዳመፅኹዎን ዘንበብኹዎን እየ ኣካፊለኽን ። ሓዳር ገና ኣይጀመርኹን እየ😅 ግን ዋላ ሓዳር ኣይሃልወኒ ደኣ እምበር በይነይ ውን ንነብሰይ እቲ ዘድልያ እየ ዝገብረላን ዝኸናኸናን። ኣነውን ካብ ልበይ ይፈትወኽን የኽብረኽን እየ ናይ ብሓቂ ብርኽቲ ኢኺ ስሌኺ ንፈጣሪ የመስግኖ የቐንየለይ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@user-yv2fq7ny4u
@user-yv2fq7ny4u 2 ай бұрын
🙏🙏🙏ሓሳብኪ ሰናይን ጥዑምን🙏🙏 ክብሪ ይሃብኪ ጸጋኺ ይብዛሕ፡ ናብራኽን ክብርኽን ፈጣሪ ይልወልና ዝሓፍተይ ክረትና⛪⛪⛪🙏
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
ኣሜን/3/ዛሓወይ ብልቢ የመስግን ኣብ ዘለካዮ ብጥዕናን ቅሳነትን ንበረለይ🙏🙏💕💕🙏🙏
@selinateklesion9398
@selinateklesion9398 2 ай бұрын
Nfeti brkti haftey kemaki ybzha 🎉🎉🎉
@elsaande2286
@elsaande2286 2 ай бұрын
Con pesce ci vuole vino bianco non rosso grazie 🎉🎉
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
❤❤🎉
@asnn7253
@asnn7253 2 ай бұрын
Seluye anes kifetweki kab kulu thtnaki ab seb zeleki akbrot 💯 ❤❤❤
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
Ane wn ftw ey zebleki zhaftey❤❤❤
@LuwamMichael-dx8nb
@LuwamMichael-dx8nb 2 ай бұрын
Merhaba selu hafty thank u .gn ati selu xbqti keleks ab ksadki ata matebki tray makelt yqreta gn aqribe eiy
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
Thank you❤❤
@RAHELZIGTATV-kt9rt
@RAHELZIGTATV-kt9rt 2 ай бұрын
Ny bhaki selu haftey ❤ Thank you
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
Wellcome sis❤❤
@user-ph9rg1nw5q
@user-ph9rg1nw5q 2 ай бұрын
Selu haftey ny bhaqi thank u 🙏
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
wellcome❤❤🎉
@TrhasGuesh-vj2xc
@TrhasGuesh-vj2xc 2 ай бұрын
Wwww ziaday edmen tianan yahibkuy fetir Thank you❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
Amen Trhas haftey❤❤
@teweldenugusse175
@teweldenugusse175 2 ай бұрын
ይበል
@eritrea2748
@eritrea2748 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@rutamulue3301
@rutamulue3301 2 ай бұрын
Anbesiet zahaftey ❤❤❤
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
Thanks🙏🙏💕🙏🙏
@SenaitTesfamichael-f2r
@SenaitTesfamichael-f2r Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@YorsaliemTekle
@YorsaliemTekle 2 ай бұрын
❤❤❤
@mebrhitnagose4271
@mebrhitnagose4271 2 ай бұрын
Wowwww❤❤❤❤❤🎉🎉
@teckatecklab7322
@teckatecklab7322 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
❤❤❤🎉
@user-dx5fm9hc9z
@user-dx5fm9hc9z 2 ай бұрын
💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝
@helenmajor3107
@helenmajor3107 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
❤❤🎉🎉
@wsfamilykl1333
@wsfamilykl1333 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
❤❤🎉🎉
@user-dj7sh3no2n
@user-dj7sh3no2n 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
❤❤🎉🎉
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
❤❤🎉
@soliananugose2690
@soliananugose2690 2 ай бұрын
❤❤❤🥰🥰🥰🫶🫶👌👌🎉🎉
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
Thaks❤❤🎉
@mebrhitnagose4271
@mebrhitnagose4271 2 ай бұрын
❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰😘😘👌👌
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
❤❤🎉🎉
@MebratTesfai
@MebratTesfai 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
❤❤🎉🎉🎉
@natnapictures
@natnapictures 2 ай бұрын
❤❤❤
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
❤❤❤🎉
@user-fk8tx1uh1y
@user-fk8tx1uh1y 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@SelamTV.
@SelamTV. 2 ай бұрын
❤❤❤🎉
Schoolboy Runaway в реальной жизни🤣@onLI_gAmeS
00:31
МишАня
Рет қаралды 3,7 МЛН
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 52 МЛН
UNO!
00:18
БРУНО
Рет қаралды 5 МЛН
Full Movie - ጸቅጢ  - Tseqti  New Eritrean Film 2023 SHORT MOVIE 2023
57:56
Schoolboy Runaway в реальной жизни🤣@onLI_gAmeS
00:31
МишАня
Рет қаралды 3,7 МЛН