ሰበር! ሃንደበት እሱራት ተፈቲሖም| ጌታቸው ስልጣን ይለቅቕ ኣሎ? ዘተ ሰላም ምስ ኤርትራ

  Рет қаралды 41,439

Tigray Broadcast Service

Tigray Broadcast Service

Күн бұрын

Пікірлер: 166
@NegashGmedhin
@NegashGmedhin Ай бұрын
አብ ጊ/ምምሕዳር ዘሎ ናይ ጌታቸው ጉጅለ ብህፁፅ ይታአለ !!
@yonasdawit8382
@yonasdawit8382 Ай бұрын
ኣቦታትና አግዚኣብሄር ሰላም yewrdelna. ምስ ተጋሩ የሕዋትና ሰላም አና ንደሊ ክናት ግን ንኹልና ጥቅም የብሉን አሞ አግዚኣብሄር ይሓግዝኩም . ወድኹም Eritrawi
@wewe5688
@wewe5688 Ай бұрын
ህዝቢ አይተባእሰን መጀመሪያ መንግስቲ ምስ መንግስቲ እዩ ዕሪቂ ክገብሩ ዘልዋም፡ ደሓር ዘባእስ ዝነበረ ጉዳይ ዶብ ብሕጊ ዝተወሰነ ስለዝኾነ ቦቦታኻ ሕዝካ ብሰላም ምንባር ይካአል እዩ
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 Ай бұрын
እቲ እትድግፍዮ ግዚያዊ ምምሕዳር ጌታቸው (aka ቀዋሚ) እዩ እቲ ቀንዲ ምኽንያት ውድቀትና። ሓንቲ ነገር ኣይሰርሕን ዘሎ ዕንክሊል እዩ ዝብል ዘሎ ንዘይሳኸዐሉ ዕልዋ ውድብ። ጌታቸው እምነት ባህጊ ጥራሕ እዩ ዝብል ዘሎ ምስራሕ የለን። no action words. ኣላጋፂ እዩ ተስፋ ዘየብሉ ትስፋ ክህብ ዝፅዕር ገጂፍ ሓንቲ ደርፉ ። ቃላት እኳ ዘይቅይር። ሓንቲ ናብ መሬት ትዓልብ ዘረባ የቡሉን ሞኽ ንበል እዩ ሓሳቡ። ዕንክሊል ዝፈጠረ ሓይሊ/ሰብ ሙኡዝ ኣፍ ሒላብ ህዝቢ እንዳፀረፈ ሓቋፋይ ይብል ናይሎምስ ግራጭ ይኡ በላ። ፃድቃን ዘይኮነ ነገር ኣምፂኻ ዕንኪሊል እንዳበልካ ልዕሊ 1 ፀኒሕኻ ዋይ ጉደኛ። ሎሚ ህዝቢ ክተገድዶ ኣይትኽእልን ጭቃ ሹም ፃድቃን ራእሲ ትግራይ ንምዃን ኣይትፅዓር 'ጌታቸው ብመረፃ ስልጣኑ ዘየቅፅል' ትብልዮ እንዶ ፍለጢ ከም ኣብይ ኣሕመድ እንዳገበረ ማለትኪ ድዩ? I will question you at the doomsday. ጌታቸው aka ጌጋቸው ኣይፈፀምኩን እንበለ መሬት ትግራይ ከመልስ ሓንቲ እውን እንተይፀዓረ እታ ተቆሪሳ ትወሃቦ በጀት ኣብዘይመዓለኣ እንዳውዓለ ናይ እርዳታ ትካላት ብሰንኪ ሕመቅ ምምሕዳር ሰንቢዶም ክወፁ እንዳገበረ ተመዛበልቲ ኪዱ ኣይፈልጠልኩምን ዝበለ ወዘተ++++ ግዚያዊ ምምሕዳር ምድጋፍ እንታይ ይበሃል እንታይ ንግበር እንተኾይኑ? ንኸስተኻኽል ናይ 2ወርሒ መዓልቲታት ይወሃቦ ካብኡ ኣብ ወሰንቲ ጉዳያት ኣብውሽጢ 1ወርሒ ብምልኣተ ህዝቢ ይገምገም ካብኡ ይወሰን። ካብ ሱሱሱሱልጣኑ ይውረድ። (ካብ ስሱ ዘይለቅቅ እንተኾይኑ ሱሰኛታት) ካብኡ ካሊይ ይመረፅ ዋላ ብጊዚያዊ ። እዚኣ ዝመርሕ TDFን መራሕቲ ሃይማኖታትን እንተይኮይኑ 20 ዓመት ኣብ ቴንዳ ከምፍሊስጤም 500 ዓመት ንድሕሪት ምስዝሰርሕ ዘሎ ናይ ሽዋ ሓይሊ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ እዚ ዕሱብ ዕሉል ጉጅለ ጌታቸው ከሓዲ ፃድቃን ቂመኛ ሽሻይ መረሳ ሸያጢ ጥይት በየነ ሰላሚ/ካልኣይ ዓዲ ኣለኒ ኢሉዘሓስብ/ ጨጨሐ ክራይ ኣካቢ ሰለሙን ማዓሾ ናብ ክልተ ኦም ብሓደ ሻዕ ዝድይብ ሰላሚ ካለኦት ጭቃ ሹማትን ህዝቢ ንቃሕ ተወደብ ሰላማዊ ቃልሲ ግበር።
@yonasfrezghi2327
@yonasfrezghi2327 Ай бұрын
ፃድቃን ሓሳዊ መጀመሪያ መሬትክ ክምለስ ግበር ድሕርኡ ዲሞክራሲ ክህነጽ ትስርሕ::
@emma6565-H
@emma6565-H Ай бұрын
እዚ ጽውጽዎይ ዘረባ ዘይትገድፍዎ ህጂ ድማ በቅሽቲ በሃልቲ መጺኹም ህዝቢ ኤረትራ እታ ብደም ጀጋኑ ዝመጸት ኤርትራ እምበር ኣግኣዚያን ዝበሃል ጸውጽዎይ ኣይንፈልጦን ህዝቢ ኤርትራ ደለይ ሰላም እዬ ልዕሊ ማንም እዚ ዘይ ናትካ እንዳ ደለኻ ሰላም ዝበሃል ናይ ተንኮል ዘረባ ካብ ህጂ ከም ዘይ ሰልጥ ሓብሪዬም ወይዜሮ።።።ወኻርያ,ሲ ጻድቅ ክትመስል ዝባብዕ ትኣስር ኢሎማ
@zemutec3176
@zemutec3176 Ай бұрын
እዚኦም ስላም ክሰብኩ ዘይተዓድሉ ካህናት ድዮም ካድራት መንነቶም ዘይተረጋጋጺ ። ምንጪ ሰላም እግዝኣብሄር እዩ ።መጀመርታ ንሶም ምስ ነብሶምን ኣምላክን ይተዓረቁ ።
@EagerBocce-vl1ri
@EagerBocce-vl1ri Ай бұрын
እዚ ጻድቃን ዝባሃል ንትግራይ ክበታትን ዝጸዕር ዞሎ ሉኡክ እዩ
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx Ай бұрын
አረ እዚ ገታቸው ዕረፍቲ ይውሰድ! ምኽንያቱ ታይ ሓዱሽ ተዛሪበ ንግዝኡ ንሰብ ከዛናግዕ ወይ ዘርባዕባዕ ዝዓይነቱ ኢዩ እምበር 2017 ከመይ ገይሩ ብህዝቢ ዝተመረጸ ይብል?? ብህዝቢ ክምረጽ ዝኽእልኮ ትግራይ ምሉእ ብሉእ ልኡላውነታን ህዝባን እንተተመሊሱ ኢዩ። 2 ዓመት ምሉእ ምንም ዘይገበረ ሐዚ ዘይመሰል ዓጀውጀው!! ብዝኾነ ናገታቸው ኣብ መድረኽ ብዘይ ተግባር ተስፋ ምሃብ ህዝቢ ሰልችዎ!!
@Seb15
@Seb15 Ай бұрын
ንህዝቢ ትግራይ ተስፋ እንበር ካሊህ ሂብዎ ዝፈልጥ ኣሎ ድዩ ብቀደሙስ
@Seb15
@Seb15 Ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ እኮ ኩሉ ግዜ ፖለቲከኛታት እዮም ዝዘርግዎ እምበር ሰላሙን ክብሩን ባዕሉ እዩ ዝሕሉ ነይሩ
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 Ай бұрын
ዘረባ ጌታቸው ንምትንታን ግዜ ምውሳድ አየድልን እቲ ነገር መተዓሻሸዊ ግልፂ ሸፈጥ እዩ 2 ዓመት ሓንቲ ፍረ ዘየፍረየ ሓይሊ አብ 11 ወርሒ ተፈናቀልቲ መሊስና፣ መረፃ አካይድና ስልጣን ከነረክብ ኢና ማለት አሽካዕላል እዩ
@focus.15
@focus.15 Ай бұрын
አግአዝያን ዝብሃል ህዝቢ ኤርትራ ይኹን ትግራይ ከቶ የለን እዩ:: ተጋሩ ኢትዮፕያውያን ግን አይርድአናን ንምንያይ እኩም ብትግራዋይ መንነትኩም ዘይትሕበኑ ሓንሳእ አግዓዝያን ካልእ ግዜ ሓበሻ ኢና ትብሉ:: ትርጉም አግአዝያን ካብ ስርያ መሳፍቲ ትግራይ ዝቐድሕዎ ኮይኑ ብመንገዲ አብያተ ክርስትያን ኤርትራ ዝተዘርግሐ አግአዝያን ዝብል ስም አብ ኤርትራ ቦታ የብሉን እዩ:: ተጋሩ ሕትኽቱኽ አብ ባይታ ዘየለ የሕዋት ኢና ዝብል ሽርሒ ገድፍኩም ጉዳይ ዓድኹም ግበሩ
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 Ай бұрын
@asefaw4345
@asefaw4345 Ай бұрын
ጌታቸው መብጽዓ ጥራይ ተግባር ዜሮ ደብረጼን ካብ ጥፍኣቱ ዘይምሀር ጸገም ዘለዎ ኩሎም ንስልጣኖም ንህዝቢ ዘይሓልዩ ሱስዓት
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe Ай бұрын
❤መንበረ ሰለማ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም።
@МеЕиваком
@МеЕиваком Ай бұрын
በዓል ምስመፀ ቁጽሪ ቃል ብምእታው ህዝቢ ምትላል የአክል::
@GidayNayzgi
@GidayNayzgi Ай бұрын
መፅላእቲ፣አብልዕሊ መከራና ተስፋ ፀንቀቅቲ ኢኹም፣ ከክፋኡ ጥራይ።
@Welqaithumera
@Welqaithumera Ай бұрын
ንተጋሩ ኣይትእመን ወድ-ሓወቦይ
@negagetachew974
@negagetachew974 Ай бұрын
ኩሎም መራሕቲ ሕወሓት አብዚ ሎሚ ጊዜ ንሕዝቢ ትግራይ ምንም ክገብሩ ዘይክዕሉ ከም ተራ ትግራዋይ ተከቢቦም ዝቅመጡ ዘለዉ እዬም ።
@TeclaiAbrham
@TeclaiAbrham Ай бұрын
ክዓርቁ ዝተበገሱ መራሕቲ ሃይማኖት ትግራይ ኣምላኽ ይሓግዞም፡ኣግኣዝያን ኢልካ ምጅማር ግን ናብ ኤርትራ ኣይተብጽሖምን እያ፡ህዝቢ ኤርትራ ትግርኛ ዝዛረብ ጥራሕ ኣይኮነን፡ስለዚ ብመንፈስ ሰናይ ጉርብትና እንተሓዝዎ እዩ ዝምረጽ፡ፍልሖ ዝበልዖ ታሪኽ ኣግዝያን ንፖለቲከኛታት ግደፉሎም።
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 Ай бұрын
አብ ማእኸል ንሕና ንፅናሕ ድዩ?
@leulhagos-ks3cx
@leulhagos-ks3cx Ай бұрын
ጉጅለ ጌታቸው ንዝተመርፀ መንግስቲ ዘይኮነስ ብቀጥታ ሕዚ እዩ ክእለ ዘለዎ
@WediWeldab
@WediWeldab Ай бұрын
ግን እቲ ሰላም ብመራሕቲ ተትከውን ጽቡቅ ነይሩ እንበር ኣጋኣዛን እንዳ በልካ ኣይመስለን ኣይቅበሎን ውን ምክንያቱ ኤረትራ 9ብሄር ዘለዋ ሃገር እንበር 1ኣግኣዜን ጥራይ የብላን ደሓር ከኣ ውዕል ኣልጀርስ ኣብ ተግባር ኣውዕሉዋ ሰላም ክከውን ንዘልኣለም
@asmelashfishayesenbetay719
@asmelashfishayesenbetay719 Ай бұрын
ኣንታ ቆንዳፍፍፍ ኢርትራን ዓጋመን ኣጋዛኣንዮም ሓደ ክኾኑ ኢዮም" ዶ በልካ ነዚ ንምትግባርር 30 ዓመት ኢርትራ ብሓገዝ ኣመሪካ ኣዲሙኹምምም የእግድኩም
@almaztareke6060
@almaztareke6060 Ай бұрын
አሻ
@johnhaile4682
@johnhaile4682 Ай бұрын
Wey gud wala etom Merahti haymanot agazian😂eyom ?
@arichaeri699
@arichaeri699 Ай бұрын
@@asmelashfishayesenbetay719 😂😂👍🏽
@HayleTsegay
@HayleTsegay Ай бұрын
እቶም ኣብ ዓድና ይሐሸና ኢሎም ካብ ድሬዳዋ ናብ መቐለ ዝተመለሱ ሐዚውን መልሲ ዘይረኸቡ ኸ? እቲ ዝሓለፈ ከይአክል ሐዚውን ኣብ ካሊእ ዓዲ ዘለው ተፈቲሖም አብ መቐለ ግን ምንም መልሲ አይተውሃበምን።
@MuluAraya-rr9xj
@MuluAraya-rr9xj Ай бұрын
ድሬደዋስ ወደትግራይ ተለይቶ እንዳይሄድ የተከለከለው አሁንም ድሬደዋላይ ስቃይ ላይ ነው ያለው አስታዋሽ የሌለው ተወልደ ገብረመድህን ድምፅ እንሁነው
@wedigermen2776
@wedigermen2776 Ай бұрын
ህዝቢ ምስ ህዝቢ ሽግር የቡሉን አትዲከሙ ❤️🙏❤️
@Natan-u3x
@Natan-u3x Ай бұрын
ጌች ማይኪ
@komahbirhanu5357
@komahbirhanu5357 Ай бұрын
ኣቱም ሰባት እስቲ ነስተውዕል ካብ ንጻረፍ ብስርሖም ንፍለዮም ኣይነቀጻጽል በጃኹም መዓዝኸ ትግራይ ሓደሽቲ ሓሳባት ዝተኣናገደላ ኮይና እያ ዝሃብኩኻ ብላዕ ዝበልኩኻ ስማዕ ዝለመደ ህዝቢን ሃነጽቲ ሓሳባት ዝሓዘ ሰብ ዝቑሽምድ መርሕነት ዝዓብለላን እንድያ ብበለካ ለኽዐካ ህዝብና ኣይንጉዳእ በጃኩም!!!
@RegenMehari-f5j
@RegenMehari-f5j Ай бұрын
ህዝቢ ኸ ምዓስ ተባኢሱ ይፈልጥ ክደፉና በጃኹም ቐንዲ ጠንቂ ናይዚ ህዝቢ ሻዕብያን ህውሓትን እዮም።
@tirhaslegesse7700
@tirhaslegesse7700 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MeresaGhiwot-cc5to
@MeresaGhiwot-cc5to Ай бұрын
ምድያኩም ንግዝያዊ ምምሕዳር ምኳኑ ፀሓይ ዝወቅዖ እዩ ንምንታይ ኢኩም መፅብዓ ጥራሕ ተዳምቁ ዝኣትዎ መፆብዓ እንተዘይ ተፈፂሙ ንምንምታ ዝብል ኣንደበትኩም ተለጉሙ ኩሉ ሰብ ክኣምነኩም ማዛናዊ ኩኑ
@FreweyniGalagame
@FreweyniGalagame Ай бұрын
ዘተ ምስ ፌደራል እምበር ምስ ኤርትራ አየድልየናንን😮
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround Ай бұрын
ቱዋና ፀላኢ ፌደራል እዬ ንህዝቡ ናይ ዉጪ ፀላእቲ ዓዲሙ ዘጨፍጨፈ ፌደራል እዬ 😳 ካብ ኤርትራ ዝገደደ ፌደደራል እዬ
@selamselam7358
@selamselam7358 Ай бұрын
❤❤❤
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 Ай бұрын
ንሕና’ዉን ኣይንደልየኩምን ንዘልኣለም ኣቱም ክፉኣት ገጽኩም ትከውል
@selamselam7358
@selamselam7358 Ай бұрын
@@tsegayteweldebrhan9499አታ አንጭዋ ሳዋ ወዲ ጀነራል ማንካ በላዒ ሰብ ወድዞም ምስ ክልል ንኽዋግኡ ብሀገሪትን ድሮናቶን ተሐዚሎም መጽዮም በጃ ጎይተቶም ፎጣ ለባሽ ተተደፊኦም ደመ ኸልቢ ዝኾኑ ባርያ ኢትዮጵያዊ ኢሳያስ።ጎይታኻ አብይ ምስተጠቀመልካ ጡፍ ኢሉ ዓሰበይ ናብዛ ኢደይ ዮበብሉካሎ ኪድ አብታ ጉድጋድ ሳዋኻ አታ አንጭዋ ሳዋ
@selamselam7358
@selamselam7358 Ай бұрын
@@tsegayteweldebrhan9499​​⁠አታ አንጭዋ ሳዋ ወዲ ጀነራል ማንካ በላዒ ሰብ ወድዞም ምስ ክልል ንኽዋግኡ ብሀገሪትን ድሮናቶን ተሐዚሎም መጽዮም በጃ ጎይተቶም ፎጣ ለባሽ ተተደፊኦም ደመ ኸልቢ ዝኾኑ ባርያ ኢትዮጵያዊ ኢሳያስ።ጎይታኻ አብይ ምስተጠቀመልካ ጡፍ ኢሉ ዓሰበይ ናብዛ ኢደይ ዮበብሉካሎ ኪድ አብታ ጉድጋድ ሳዋኻ አታ አንጭዋ ሳዋ
@haqitisier8947
@haqitisier8947 Ай бұрын
ሰላም ክነግስ ጌታቸውን እቶም ብሕጓ ዝኣተው ቅመኛታትን ካብ ስልጣን ይውሰዱ ።ኣብ ግዜ መንግስታዊ መረጻ ሻቡ ይወዳደሩ እንተደልዮም ኣኸለ ።ሰላም ንህዝቢ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@EnkuayTesfay
@EnkuayTesfay Ай бұрын
ሐሷዊ በልዮ።
@EnkuayTesfay
@EnkuayTesfay Ай бұрын
አበይ ዞሎ ምርጫ እዮ? ጌታቾው ኩሉ ግዜ ባጫን ንዕቀትን ሃጠው ቀጦው እዩ።
@EnkuayTesfay
@EnkuayTesfay Ай бұрын
ቅቅቅቅቅቅ ፃድቃን ዋና አጭበርባሪ ናይ ትግራይ ትርምስ ተጠያቂ ኮይኑ እናሃለወ ሕጂውን ተቃወምቲ ህወሐት ወዘተ ዝብል መሕብእን መጭበርበሪ ሐሳባት ይጥቀም አሎ።
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround Ай бұрын
ጌታቸው ሰልጣኑ ኸዚ ይልቕ 🙉🙄
@tigistiabara-em4vi
@tigistiabara-em4vi Ай бұрын
❤❤❤
@ShishayAkli
@ShishayAkli Ай бұрын
ተበግሶ ናይ መንበረ ሰላማ ንንእድ ኣብ ጎኖም ድማ ንስለፍ
@KedirAbdulkader
@KedirAbdulkader Ай бұрын
ግዛዊ ምምሕዳር እንታይ ክሰርሕ እዩ ተጣይሹ ወይሰ ስልጣን ከውርድ ክሸይም እዩ ተጣይሹ
@bisratyetbarek7103
@bisratyetbarek7103 Ай бұрын
እንታይ እዮም ዝብሉ ዞም ሰባት ህዝቢ ምስ ህዝቢ መአስ ተባኢሶም እቲ ሽግር መንግስቲ ምስ መንግስቲ እዩ ስቅ ኢልኩም አይትድከሙ
@ejduy
@ejduy Ай бұрын
አግአዝያን ምባል ተሪፋ ሕዝቢ ሐው ምባል ሐጋዚ ንሰላም እዩ አጋዚያን 9ብሄራት ኢና አግዝያን ምባል ተቀባልነት የብሉን አብ ኤርትራ።
@tekestegebremariam6946
@tekestegebremariam6946 Ай бұрын
ንፉዓት ሚድያ ቀፅሉሉ
@Ashenafi-bz9pj
@Ashenafi-bz9pj Ай бұрын
ኣየ ገታቸው ምዝራብ ትኽእል ተግብር ግን ዜሮ
@haqitisier8947
@haqitisier8947 Ай бұрын
ብኤርትራ ዝመጽእ ፍጡር ብጥንቃቐ ክጽናዕን ክጻረን ይግባእ ።ንኣካላት ጸጥታ ትግራይ ንምሕጸን/ገረብ ብሓኽላ/ክርሳዕ የብሉን።💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@amlakamen
@amlakamen Ай бұрын
@@haqitisier8947 eritrea ትብ አብ ትግራይ ሰብ በጊዕ ተቀይሩ ምሸት ምሸት እንዳተሓርደ ኤሪትራዊ አንተ መጺኻ ዳኣ ሰርሕካ ምምባር እኻ መስተማርካ ስርቂ ሃጥያት ሙኻኑ ፈሊጥካ እካ ሰላም ምገበርካ:ትግራዋይ እታ ዝዓበየት ነገር ትጠቅሞ ትግራዋይ ሜን ምኻኑ እንተ ፈሊጡ ጥራይ እዩ :
@fanaAmare
@fanaAmare Ай бұрын
ካልይ ዝይትግልፅ ል/ኮ መብራህቱ ኣማረ ዝባሃል ኣሉ
@alguyonas3312
@alguyonas3312 Ай бұрын
@HayelomFisseha-t6c
@HayelomFisseha-t6c Ай бұрын
ኦ!ሕዚ"ንውን ተስፋ?አረ ግምት ይፍረስ ምርጫ ይገበር።ስለ ተመዛበልቲ በጃኹም።
@zewdumesele5845
@zewdumesele5845 Ай бұрын
ናይ ተሃድሶ መናፍቃን ኣባል ዝኾነ ናይትግራይ መነበረሰላማ ምስ ናይ ትግራይ እጡቅ ሓይሊ ብምትሕብባር አብራያ ናይ ሃይማኖት አቦታትን ምቅታልን አብያተክርስትያን አብዝራፍን ትዋፍሩ አሎ።
@atkiltwoldeyesus9105
@atkiltwoldeyesus9105 Ай бұрын
ዘረባ, ዘረባ, ዘረባ ጥራሕ
@mezmurebirhan8711
@mezmurebirhan8711 Ай бұрын
ብሕግን ኣዋጅን የተመስረተን ዘይተደገፈን ኣማኻሪ ካውንስል ዝብሃል ውዳበ እንታይ ጥቕሚ ይህብ እዩ ዝብል ዘሎ ጀ/ል ፃድቃን?ሓቢርካ ምስራሕ ንላማመድ ይብል ኣሎ።መረዳጃ እድር ዝብሃል እኳ ብሕጊ እዩ ዝቐውም ኣይኮነን ናይ መንግስቲ ጉዳያት ዘማኽር ካውንስል እሞ እዚ ካውንስል ዝብሃል ዘሎ ውዳበ ትርጉም ኣልባ ምዃኑ ግሁድ እዩ።እናተላማመድና ንፅናሕ ዝብል ሓሳብ ዋዛ ይመስለኒ። ህዝቢ ብመንግስቲምበር ብኣማኻሪ ካውንስል ዝምራሕ የለን።
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Ай бұрын
እህምም ጌታቸውስ ዘረባ ክስእን!! ዘይብላዕ ሸዊት ሓጋይ እንድዩ ኩሉግዜ ዝሰምዕናዮ እንድዩ ግን ተግባር 00000
@GebremedhinArefayneh
@GebremedhinArefayneh Ай бұрын
ናይ ትግራይ ውድቀት ቀንዲ ምኽንያት ፃድቃን እዩ ካውንስል ክብል መሺይዎ ኣሎ
@mielaabtsegai5878
@mielaabtsegai5878 Ай бұрын
እንታይ ማለት እዩ ኣገኣዚ? ናይ ሰላም ኣንፈት ፈጺምኩም የብልኩምን።
@Msgnagebrelibanos
@Msgnagebrelibanos Ай бұрын
መንበረ ሰላማ ዝበሃሉ መን እዮም?መንበረ ሰላማ ማለት እኮ ይቅር ምስቲ ሸይጣን ህግደፍ ክዓርቑና፤፦ኣብ ውሽጢ ትግራይ ዘለዋ ነፍስወከፍ ከተማ ዘለዋ ቤተ ክርስትያን'ውን ብምዕሩይ ምሕደራ ከመሓዳድሩ ዘይክእሉ፤፦ንባዕሎም ምስ ሳጥናኤል ሕብእ ርክብ ዘለዎምን እዮም።እዚ ሐዚ ዝብልዎ ዘለዉ ከዓ ናይ ህወሓት ተልእኮ ምኳኑ ፍሉጥ እዩ።ንሕናስ ኣብ አ,አ ዘሎ ንእሽተይ ሸይጣን ከይፈቐደልናስ ናብ ዓብዪ ሸይጣን ኣይንከድን።
@nigstikidane
@nigstikidane Ай бұрын
ብጣዕሚ ትገርሙ እኹም ዜናኹም ኣይራኸብን
@Beehope-y7i
@Beehope-y7i Ай бұрын
ጉጅለ ደፅን ጠጠው የብል።
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 Ай бұрын
ህውሓት. መሓዛ ህግደፍ ህዝቢ ትግራይ ከም ሕንባሻ አንዳ ተቆራረሰ ኣምሒሩለይ ኢላ ድያ ኣብ ስልጣን ትዋጠጥ ዘላ
@dawithabtu9813
@dawithabtu9813 Ай бұрын
The only peace agreemen bw weyane and shabia not agazi
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr Ай бұрын
ተጋሩ ኣግኣዝያን ኣይኮናን ተጋሩ እምበር ። ተሰዲዶም ንትግራይ ዝኣተው ኣግአዚያን ዝብሃሉ ነይሮም የብሃል ተጋሩ ግና ቐድሚኦም ኣብቲ ቦታ ተጋረ ንኣሻሓት ዓመታት ዝነብርሉ እዩ።
@AklillG
@AklillG Ай бұрын
ኣነ ኽኣ እብለካ ንሕና ቋንቋና ግእዝ መንነትና ኣግኣዝያን ኢና ትግርኛን ትግራዋይነትን ድሒሩ ልመፀ /ልተፈጠረ ዩ
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr Ай бұрын
@@AklillG ኣይ ፍልጠት ዞም ኣግኣዙያን ዝባሃሉስ ቅድሚ ተጋሩ ነይሮም ? ዋየ እኒሀኻ ቦኽቦኸ ። ኣነ ዓጋመ እየ እሞ ኣግኣዝያን ዝባሃሉ ካዓዲ ዓረብ መፂኦም።ናተብሃልኩ እየ ዓብየ ዳሓር ድሕሪ ቑሩብ ጊዘ ድማ ገሊኦም ሎሚ ሸዋ ተብሂሉ ልፅዋዕ ዓዲ ተሰዲዶም ይብሃል
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 Ай бұрын
ሓምሓራይ መፂኡ ኣብዚኣ ሓንፋሺ በዚኣ እያ ትዕንቀፍ።
@AklillG
@AklillG Ай бұрын
@@TayeTessema-cs5lr ተጋሩ ኸ ታሪኾም ካበይ ይብገስ እንተነኣሰ ኣብ እዋን ሃፀይ ዮሃንስ 4ይ ትግራይ ካበይ ናበይ ነይራ?
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr Ай бұрын
@@AklillG ተጋሩ ወይ ድማ ትግርኛ ዝዛረቡ ይንበሩ እምር ኩሎም ኣብ ሓንቲ ትግራይ ትብሃ ዓዲ ኣይነብሩን ነይሮም። ናአሰብነት ዓጋመ ዝብሃል ከም ሃገር ነይሩ ክሳብ ቀይሕ ባሕሪ ዝግዝኣቱ ። እዙይ ድማ ቐድሚ እቶም ኣግኣዚ ዝባሃሉ ተሰዲዶም ቅድሚ ምምፀኦም እዩ ። ንኣብነት ኣነ ዓጋመ እየ እንድሕር ትግራዋይ ዘይኮንኩ ዓጋመ እየ ዝኸውን እምበር ኣግኣዚ ተብሂለ ክፅዋዕ ኣይደሊን ።
@ytrrguy912
@ytrrguy912 Ай бұрын
መስሓስ ጥራሕ እትኩን ዋ ኣብ ተግባር ግበሮ ክንደይ ጊዜ እዩ ህዝብና ብተስፋ ኽጋዓዝ
@letina_gualT
@letina_gualT Ай бұрын
ፃድቃን ፀረ ህዝቢ ትግራይ ዩ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ Ай бұрын
ጋሓባ ግጅለ ዓለታዋይ ስፍሓታዋይ ጻዲቃን ኣድሕንኩም ኢምበር ደቂ ጠላማት ካሓዳማት ንህዝቢ ትግራይ ዘጥፋኣኩሞ ግጅለ ደብረጽንተት መንጀርኖ ኣለም ገብረዋሃድ ኢኹም ምድረ ምርኮኛታት ብሰንኩኹም ኢዩ 1.5 ሚሎን ህዝቢ ጠፍእ ዘሎ ኣንቱም ዓለታዋይ መላሓስኩም ናብ ጻዲቃን ምውርዋር ግደፍዎ ንሱ ኣይኮነን 30 ዓመት ዳመረሐ ለመንት ስርናይ ፋፋን ዝገብረኩም ግጅለ ስፍሓታዋይ ኢኹም
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ Ай бұрын
ግጅለ ዓለታዋይ ስፍሓታዋይ ምርኮኛታት ንስኹም ኢኹም ጸረ ህዝቢ ትግራይ 1.5 ሚሎን ጠፍእ ዘሎ ህዝቢ ግጅለ ደብረጽንተት መንጀርኖ ኣመንዝራ ኢኹም ትሓተት
@Natan-u3x
@Natan-u3x Ай бұрын
መዋዐልትካ አሰተካክል
@kalulale1707
@kalulale1707 Ай бұрын
በዚኦም ተሰላቺዮ ስልጣን ተለቂቑ ድሕሪኡ ዝሰምኦ ዘኽብሮ ኣይሕሉን ምናዳስ መስዋዕቲ ክሳብ ምኽፋል ይዳሎ ህዝቢ ትግራይ ምስኡ ኣሎ፡፡ ብእግርግር ስልጣን ክጭብጥ ኢየ ዝብል ናይ ደፂ ግሩፕ ድማ ይረኽባ !!
@semretgirmay5590
@semretgirmay5590 Ай бұрын
ብግርግር ስልጣን ክረክብ ዝብል ዘሎ ጌታቸውን ጻድቃንን እዩም ደብረጽዮን ቀደምም አብስልጣን ነይሩ አመሬት ዝግበር ዘሎ ተተጽኑዑ ይሐይሽ መልሐስ ገዲፍና ኩስቶ እንታይ ሰሪሑ ምባል ንስእን
@semretgirmay5590
@semretgirmay5590 Ай бұрын
እዚ ስብከት እዩ
@semretgirmay5590
@semretgirmay5590 Ай бұрын
ኪዳነ አመነ በርትዕ እታ ሐቂ ንሳ እያ ጻድቃን ሐሳዊ እዩ ባዕላቶም ዝህብዎ ዘለው ስልጣን እዩ ፌደራል ዝምልከቶ ከምዘየለ ክትቃለሱ አለኩም
@estifotekle-ij1ee
@estifotekle-ij1ee Ай бұрын
ጌታቸው የማባል ወራዳ ከዚህ መነሳት አለበት
@TomasZereagaber
@TomasZereagaber Ай бұрын
Ageazyan adekum tetfae deki tekalit
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz Ай бұрын
ፃድቃን ሀሳዊ ንስልጣንካ አልካ አበር ህዝቢ ትግራይ በፌደራል ይመሓደር አልካ ፈርምካ መፅካ ለክባጥ ንባልካ ቤተሰብካ አብ ወፃአ አቀምጥካ
@johnhaile4682
@johnhaile4682 Ай бұрын
Agaziankum hazulna eske. Merahti Haymanot kunu eti politics netom zimlektom gdefu
@letina_gualT
@letina_gualT Ай бұрын
ጌታቶው ሓሳዊ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ Ай бұрын
ጌታቸው ጅግና ጸረ ዓለታዋይ ስፋሓታዋይ ገይና ናዓኹም ከየጥፋኣና ሰላም የለን ኣንቱም ከባባዋይ ዓልታዋይ 😂😂
@saessefa
@saessefa Ай бұрын
Tesfa ybelkumen.
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Ай бұрын
ንፍዕቲ ኣንባቢት ኢኺ ፡ ካብ ምቕልፍ ቁሩብ እንተትንክዪ ከመይ ምጠዓመ ኔሩ !
@mokenenhaile7102
@mokenenhaile7102 Ай бұрын
ኮብላሊ ቀሺ እግዚኣብሔር እንታይ ትፈልጦ።
@HayelomFisseha-t6c
@HayelomFisseha-t6c Ай бұрын
ሓሳዊ!
@TewodrosGirmay-n7j
@TewodrosGirmay-n7j Ай бұрын
ምን ችግር አሐው አግአዝያንኮዐየትናትና ትናት ወድያ አይደለም ከጥንት የኖረ ነው ስምችንም መጠርያችን ነው
@TeklayTewelde
@TeklayTewelde Ай бұрын
ቀዳማይ ኣለኹ 🎉 ሽልማት እንተሊዎ
@mebrahtufessehazion4473
@mebrahtufessehazion4473 Ай бұрын
ኣግኣዚ ግኒ ዕፍሪት እንታይ ማለትዩ? እቲ እንኮ ፍታሕ ትግራይ ከምኢትዮጵያ (ድልሌትኩም በልዋ) ኤርትራ ከም ኤርትራ ሪዒምካ ብዛዕባ ሰላም ክትዛተ ምሕሳብዩ። ካብኡ ወጻኢ ዕንክሊልዩ ትርፉ።
@Fekadualene-f3f
@Fekadualene-f3f Ай бұрын
Transitional gov't OF Tigray should be establish soon the best way,Until legally elected gov't settled in Tigray,Tigray politics should be activated and drive only by Tegaru..#Nomoreinterferance#
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 Ай бұрын
Selam tray belu enber hade kona aynfeltn
@awetmekonnen7536
@awetmekonnen7536 Ай бұрын
First we have an agreement with federal government then if we taking with others country we broke our agreement so that not good for us
@saessefa
@saessefa Ай бұрын
Hasawy eyu kemen ybulun.
@BerhaneSium-ox1so
@BerhaneSium-ox1so Ай бұрын
Antum agame denaqur
@amanielgebrerufael
@amanielgebrerufael Ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሓደ እዩ ዝብል ኣገላልጻ ፍጹም ጌጋ እዩ ጎረባብቲ ምበር ሓደ ኣይኮኑን ይተኣረም
@Alemshetbezabeh
@Alemshetbezabeh Ай бұрын
ገለልተኛ ምድያ ኢኹም ትቡሉ በአፍ ብተግባር ግን ዜሮ ከደምቲ ግምት ኢኹም
@tesfayezeray
@tesfayezeray Ай бұрын
አይንጽብየካን ሕዝብና ናመረበቱ ብዘይ ይውዓል ይህደር ክምለሱ ይግባዕ ጻድቃን አጭበርሪ ኢሀ አብዑ ዘለሁም እንታይ እናገበርኩም ኢሁም ጻደቃን በእሉ አበላሽዩ መፂኡ አየፈቅደላን ይብል
@selamselam2569
@selamselam2569 Ай бұрын
ጌታቸው ረዳ Microphone እይትሃብዎ ምክንያቱ ዘረባ ጥራይ እዩ።
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb Ай бұрын
Tegaru hasot gemirkum weylekum entetesehahitkum kittefu ekum.
@Meqelle
@Meqelle Ай бұрын
መብረ ሰላማ ማለት ጉጅለ አደመ ልላአኾም
@solomonhagosnegassi9899
@solomonhagosnegassi9899 15 күн бұрын
We eritrean we are not agazi
@ShishayAkli
@ShishayAkli Ай бұрын
ንስኹም ድምፂ ዘይኮንኩምዎም መን ድምፂ ክኸኖም? ንጌታቸው ዝበለዖን ዝሰትዮን ካብ ምፅብፃብ ንውፁዕ ትግረዋይ ድምፂ ኮይንኩም ኣይትፈልጡን ከደምቲ ተጎተቲ ናይ ግምት ኢኹም
@Kamal-mb3yl
@Kamal-mb3yl Ай бұрын
ብጣዕሚ፤ትገርሙ፣ሰባት፣ኢኹም፣ብሐቂ፣ንኤትራስ፣ደኻኻዕ፣ተብላእምበር፣ዕርቂ፣ናይውርደት፣ውርደት፣አዩ፣ሐራም፣ሐራም፣ነውራማት፣ኢኹም፣😮😮😮😮
@barakitekle4445
@barakitekle4445 Ай бұрын
መንበረ ሼጣን ኣጋዝያን😂
@leulhagos-ks3cx
@leulhagos-ks3cx Ай бұрын
ፃድቃን ቂሙ ክዋፃእ ድቃስ ስኢኑ
@selamselam7358
@selamselam7358 Ай бұрын
ፎእእእ እዚ ህዝቢ ትግራይሲ እንታዩ ወሪዱዎ ሕጂ ኸአ ነቶም ዝኖዕቅዎ ዝፍንፍኖዎ ትማሊ ብአሽሐት ዝሐረዶም ሆዝቢ አራዊት ኤርትራ ተዓረቁና ኢሉ ይልምኖም አሎ።ከመይ ዝአመሰለ ሕሱር አብ ነብሱ ዘይትአማመን ህዝብዩ ግን???አንታ ሐቆም እኮዮም እዚ ኹሉ ግፍዒ ከውርድሉ ናይ ብሐቂ ንዑቅ ህዝቢ።እቶም አቅሽሽቲ ኸአ ዝገደዱ ነዚ ሆዝቢ ዳግማይ ከሕርድዎ ምስ ጸላእቱ ተዘይቶዓረቅካ ይብሉ አሉው
@kahsaykebede6284
@kahsaykebede6284 Ай бұрын
አሕዋተይ አናበልኻ አንትጭንዳሕ መንየአምነካ መጀመርያ ፕሪቶርያ ሸይጥኻዮ ዝመፃእኻ መሬትናመልሰልና ክንአምነካ።
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 Ай бұрын
I wish I wish this leaders don’t have to use English words. Who are they talking to early talking to English speaking society? it’s so sad and it’s a turn off. Listen this English words in between this beautiful language can find every word that you can use in your own language.
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz Ай бұрын
ሀሳዊ ገለ ኃስብካ አበር አበረኛ ሃታፍ
@NigistTesfahungne-n4c
@NigistTesfahungne-n4c Ай бұрын
ሐደነገር ማለት ጻድቃን ይሸየም ማለት ድዩ?
@NigistTesfahungne-n4c
@NigistTesfahungne-n4c Ай бұрын
ሐሳዊ ዝኻአልካዮ ምስአቦጫረቕካ ምዃን ምስአየካ ድዩ ዝቓላት እዙይ ተዛሪብካ?
@amlakamen
@amlakamen Ай бұрын
ምሳኹም እቲ ጉርቡትና ከማን በዚህና ኣሎ, ክኽክክክክ ኤርትራ ንኤርትራውያን ትግራይ ካኣ ንተጋሩ
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 Ай бұрын
Kkkkkk Kkkkkk ኣየወ ሓቂ ብሓቂ ምስ እዚኣቶም በሓጹር ደአ😂
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU Ай бұрын
እዙይኮ ናትካ ስራሕዩ ስራሕኻ ገዲፍካ ናብ ህወሓት ንምፍራስ ዕለታዊ ስራሕኻ ገይርካ ትቃለስ ኣለኻ
@Natan-u3x
@Natan-u3x Ай бұрын
TBS ግን ናይ ውድብኮም ዝይትንግራና
@drdanielaraia9456
@drdanielaraia9456 Ай бұрын
Anta intai meatu iu??? Bejakum selammmmmmmmmmmmm habuna aindeliekummmmnnnnnnn imbi imbiiiiiii!!!!!!
@Natan-u3x
@Natan-u3x Ай бұрын
የግበሮ
@saessefa
@saessefa Ай бұрын
Kaley mengesty ayndlen. Hdnet ayregagtsen buzzy mengedy lhzebey gdefewo. Hsewtey.
How Much Tape To Stop A Lamborghini?
00:15
MrBeast
Рет қаралды 192 МЛН
МЕНЯ УКУСИЛ ПАУК #shorts
00:23
Паша Осадчий
Рет қаралды 3,5 МЛН
СОБАКА ВЕРНУЛА ТАБАЛАПКИ😱#shorts
00:25
INNA SERG
Рет қаралды 3,8 МЛН
ጉድ❗️ አብይ ደንገጠ እዉነታዉ ወጣ😱
16:17
How Much Tape To Stop A Lamborghini?
00:15
MrBeast
Рет қаралды 192 МЛН