KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Atv Asena Live - ድሮናት ኢትዮጵያ ኣብ ሰማያት ኣስመራ ሓበሬታ ኣስመራ ብዛዕባ ኲናት ትግራይ ዝበልዖም ኣዘዝቲ ሰራዊትን መንእሰያትን
2:15:47
ሰራዊትና ተበታቲኑ! ናብ ኤርትራ ሂድ ምሃብ። ጀነራል ኣቢ! ቻይና ንስምምዕ ምስ ኤርትራን ፕ/ኢሰያስን መግለጺ። ሰሉስ 24 ታሕሳስ 2024
12:27
Support each other🤝
00:31
Mom Hack for Cooking Solo with a Little One! 🍳👶
00:15
СКАНДАЛЬНЫЙ бой Али, когда в ринге ему противостояли сразу ДВОЕ #shorts
01:12
Қарғалардың анасы бар ма? | 1 серия | Сериал «QARGA 2» | КОНКУРС
41:02
ሰበር 🚨 ተኹሲ ከፊቶም/TDF ተፀዊዑ/ህወሓት ናብ ደምሒት/ኣስመራ ከቢድ ወጥሪ/ኢሳያስ ተጠሊሙ?23 December 2024
Рет қаралды 18,726
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 49 М.
Tigray Horizon
Күн бұрын
Пікірлер: 40
@haderakelati1160
18 сағат бұрын
ኺድ ነጂስ ኣስመራ እንታይ ኮይና እያ ኣብ ከቢድ ወጥሪ ትኣቱ እቲ ናይ ዓድኻ ዘሎ ወጥሪስ ናብ ኤርትራ ከተማሓላልፎ ሎቕማስ ሓሳዊ እዚ ትምኒትካ ኢኻ ትገልጽ ዘለኻ። እምበር ሶማልያስ ምስ ኤርትራ ዲፕሎማሲ በቲኻ ይመስለካሎ ጽባሕ ድማ ንኤርትራ ክመላለስ ምስ ረአኻዮ ካልእ ክትዛረብ ኢኻ ማይኩም ግልብጥ ግልብጥ ምባእ ስለዚኾነ ግና ኣየደንቐናን እዩ። 😮😮😮😮😮😂😂
@eyaabkidane1818
16 сағат бұрын
ክክክክክክክክክክክክ ዓሚ. "እንኳን ደስ ያለን የወደብ ባለት ሆነናል ከሰማሊላንድ : ጎደና ላይ ወጥታችሁ ደስታችሁ ግለጡ " ተባሂሉ ዘይነበረን ፣ እንታይ ድኣ ሽታማይ ኮይኑ። ብዝኾነ እዞም ተጋሩ ሰብ ሰብ ጭነዉ ፣ ብሓሶት ገምቢ ገምቢ ኣይትጭነዉ ። እቲ መዓልታዊ ባህላዊ ሓሶት ኣይስልችወኩምን ድዩ?
@jofewanbesa7710
17 сағат бұрын
ሕቶ ንTDF እቲ ወግእ ናይ ፋኖ ካብ ፈዴራል መንግስቲ ዓቕሚ ንላዕሊ እንተኾይኒ ሓላፍነት እቲ ናይ ውግእ ናይ ፈደራል እዩ ኢልኩም ምሉእ ትግራይ ክሣዕ እትውረር ክትፅበዩ ዲኹም ወይስ ምስ ፈዴራል መንግስቲ ሓቢርኩም ሠላም ናይ ክልል ትግራይ ከተኽብሩ ኢኹም ? ካብ ጀነራላት ትግራይ መልሲ ንፅበ አለና ።
@iamfree347
18 сағат бұрын
ንቃሕ TDF ብናይ ሕዋሐትን አብጎንደርን ምዕራብ ትግራይ ዘሎ ብሰራዊት ኤርትራ ዝእጎድ ዘሎ ኩናት ኢድካ አልዕል አፈሙዝካ ናብቶም ናይ ዉሽጢ ፀላእትካ አዙሮ እዞም ሰረቅቲ ንረብሐኦም አሰዊኦምኻ ዐይነብርክኻ አስኢኖመኻ አብሰቃይ አለኻ ሕጂኸ ንቶም ዝተረፉ ዕሸላት ንድሮን ንህልቂት ያዳልዩወአለው ትዲኤፍ ንቃቅ
@sancho12345
Сағат бұрын
ብስንኪ ደለይቲ ስልጣን ህወሐት ትግራይን ሕዝባን ሠላም ስዕና አላሞ አመራርሃ ህወሓት ንምዕላይ ኹሉ ትግራዋይ በሀደ ክልአል አለዎ
@YOhansarada
12 сағат бұрын
ብሰንኪ ዝወደቐ መሪሕነት ትግራይ ህዝብና ብዘይምቁራፅ ንኣርባዕተ ዓመታት ሙሉእ ይፀንት ኣሎ ። ዋና ዘይብሉ ኮይኑ ኣሎ ። ዶክቶር ደብረፅዮን ዝበሃል ባንዳ ሻዕቢያ ንምዃኑ ብብዙሕ መረዳእታት ኣመስኪሩ ኣሎ ።
@kesete767
6 сағат бұрын
Merahti,tigray,kulom,,ktefu,alewom,drbayat,susuat
@teweldehabte2691
20 сағат бұрын
እዋይ ህዝቢ ትግራይ ዝወሓሶን ዘድሕኖን እምበር ስኢኑ ብሰንኪ ሱሱዓት መራሕቲ ወያነ። ኣቦይ ዳኣ ኣሎ እቲ ህውሓትና ክንከላኸለላ ኢና ዝበለ ምግበይ ትብሉዎ።
@AtakltAbebeKalkay
20 сағат бұрын
ዝለመሱ መራሕቲ ትግራይ ህዝብና ከም ውዳቕ ደብርየሞም። ዋይ!
@anwarmohamed-bf4hu
20 сағат бұрын
ጎበዛት እሞ ናይና መራሕቲ ሀም ሰካራም ብወንበር ላተብአሱ ደማ ህዝበይ መራሒ የብልኻይዋ ተጠንቀቅ
@assafa35
15 сағат бұрын
Abiy Ahmad and Tplf
@daryismawhailu7672
20 сағат бұрын
🎉🎉🎉
@semretgirmay5590
3 сағат бұрын
ካቢኔ ጌታቸው ቱስቱስ ሐሳዊ መታለሊ እዩ ሰበይታይ መራሕቲ ንምሕማይ አኼባ ዝጽውዕ ካሊእ ተፈናቀልቲ መሬትና ክብል ስብሰባ አይጽውዕን መታለሊ ቃላት እዩ ዝዛረብ ዓቅሚ የብሉን
@Eshetugy
20 сағат бұрын
ወገንተኝነታችሁ አቁሙ፣ ይህ ጊዜ ማለፉ አይቀርም፤ ያኔ መግቢያ መውጫ ታጣላችሁ፤ ያኔ እኔን አያርገኝ ይባልባችኋል።
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
16 сағат бұрын
TDF adu tiray eyu zihilu kalie ayegedidon eyu.
@yirgahayelom6628
19 сағат бұрын
ግምት ምንም ክገብረኩም ኣይኽእልን! * ንጉጅለ ኣደመ ወጊድ ኢልኩም ንግምት ተዘይደጊፍኩ፥ ትግራይ ገና ናብ ፀገም ክትኣቱ እያ።
@AlulaEngda-rc2rn
19 сағат бұрын
እቲ ካቢነ ትግራይ ዝብላ መቀለ ጥራሕ ድያ?እቲ ካቢነ እየ ዝብል ብዛዕባ ተወሪሮም ዘለዉ ከባቢታትን ተመዛበልትን ዘትዩ ህፁፅ መፍትሒ ከምፅእን ይግቦኦም። ግን ምስሌነ ስለዝኾነ ብዛዕባ እዚታት ኣየውርን።
@biniamtesfamichael9414
21 сағат бұрын
ከይቀደሙኺ ሐባል በልያ አይነትዩ ዘረባኹም ።ናትኩም ወጥሪ ዘይራዕኹም ናይ ጎረቤትኩም ወጥሪ ክትብሉ አይትሐፍሩን ድሌትኩም ኢኹም ትገልጹ ዘለኹም
@yohanneszerazion1614
18 сағат бұрын
😂😂... ኣበየናይ ታሪኽ እዩ ስግር ተከዘ ትግራይ ኮይኑ..ካብ ዓውዲ ክትልምን ዘዝገሽካዮ ትግራይ እዩ ባ ግርም
@habtomtesfay1272
19 сағат бұрын
ንስኹም ከዳዓት ጌታቸው ፃድቃን ከዳዓት
@efremtewelde5052
18 сағат бұрын
Aye dukum dukum atehasasiba yihiluwo somal selam kitrekib teserihulu wutsiet tsaeri eritrea. Yu zerebakum kab tsilee atehasasibakum zimrnchewe u
@Ambayekebede-n2i
20 сағат бұрын
አብዘይምልከቶን አብ ዘይኽእሎነ ስጉምቲ ክወስድ እየ እናበለ ይልፍልፍ ይፍክር ይሕሱ ተመዛበልቲ አብዛ ሰሙን እዚኣ ተመዛበልቲ ትግራይ ክንመልሶም ኢና እናበለ ናይ ሕልሚ እንጀራ ከብለዖም ካብ ምርአይ ካል የብሉነ። አይኮነን ተመዛበልቲ ክምልስ አብ ፀለምትን ራያን ዋነኦም ይሕተተሎም ዋስትና የብለሙን ህዝቢ ትግራይ ካብዞም ክልተ ሓራምፅ ተስፋ የብሉን።
@yordanoskidane7897
3 минут бұрын
Abyi midya
@tekletedros4764
21 сағат бұрын
አሰይ አሰይ 500 ተጋሩ ተሐኒቆም ገና ገና ካልእ አሎ
@TimmyTurner5-l5z
20 сағат бұрын
Hope should be all from these stupid bootlickers or TPLF cadres.
@asterhailehruy1175
16 сағат бұрын
ወድታ ሸርሙጣ መኹኑት ነበረ ትኾነሉ ቀሪቡ አሎ ሽዑ ዘሎ ፌስታ ቁርሱስ
@kirosabrha
12 сағат бұрын
አቱም ሓሰውቲ ምድያታት ፈስፋሳት ህዝቢ ትግራ ንዓኹም ዘየጥፈአ ዕረፍቲ የብሉን
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
16 сағат бұрын
Nimitay nihigidef jizkum zeytitserhowom. Amhara yeerikum desikiwom . Higi eya mis higidef tierekulu. Tigrigna ketfiu eyom telaelom zelewu beliwom silemintay mis shaebiya konkum Kisab tarikawi bota tegaru zeytikotsatseru. Esyas ember hozbi er8trea ayitseliakumn eyu bikelilu kitikotsetseruwom tikielu ekum. Getachew niew beliwo. Nitihmgray zitekim ayik.onen.
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
15 сағат бұрын
TDF eyu wanaa Tigray Ge5acew ayikonen Geyachew awitsiwom nikilitiom ezom kilite enefat awitsiewom bioom ena nabzi wedikna eziom politika ayifetu miirah ayifeltu hizbom atmiyom niethiopia jeregagiu eyom zihasbu adom zeytetabeku bizaeba ethiopia yizarebu silezi niew beliwom eziom awegid8wom ayitekmun.
@Kidane-y1n
19 сағат бұрын
ትግራይ ሆራይዘን ትንተናኾም ፅቡቕ እዩ ፣ኣብ ኣብ ዘላን መፃኢትን ትግራይ ምሁርን መንእሠይን ትግራይ ዘነቓቕሕን ናብ ቅድሚት ዝምፅእን ናይ ከምን ጀ/ል ፃድቃን ዝበለ ኣታሓሳስባን ትንተናታት እንተተቕርቡ ፅቡቕ እዩ ።
@Adrieltsegaslase
17 сағат бұрын
አታ ጉጅለ ፈሊኻ ካብትህትፍ ፣ንቲ ኩነታት ተንቲንካ ንጉጅለ ክሕደት ን ነሓሻኽር ሽዋን ምግላፅ አይምሐሸን ነይሩ? ጉጅለ ክሕደት ዓድን ህዝብን ይሸይጥ ከምዘሎ መረጃ ናሃለወካ ነዚ ኪሒድካ ብፅሊኢት ብሚድያ ክተጉርዕ ትርአ አለኻ፣እሞ ልቢ ገይርካ ናብ ውነኻ ተመለስ።
@HiwotShanun
11 сағат бұрын
አይሽዋ ሽዋ አቦኡም ዘፍለጡ ፀላእቲ እንደብረእንክሊል ናይህዝቢ ሃፍትን ደምን ዝሽቅጡ ዘለው ንስልጣኖም ጥራህ ዝሃስቡ ከይጠኡ እንታይ ወጋ አለው
@Ashenafi-bz9pj
21 сағат бұрын
ኣይ ዘይምሕፋር ግዛዊ ምምሕዲዳር ዲዩ መልስ ዝህብ ትዲኤፍ ዕጥቁ ይፍታሕ ዝብል ግዛዊ ምምሕዲዳር ትግራይን ህዝባን ኣዋርድዋ።
@Barry-m3w
18 сағат бұрын
እዞም ክልተ ብልጽግና ትግራይ መፍለስ ዝወሓጠ ገበል ይመስሉ::
@berhaneftwi468
21 сағат бұрын
ህዝቢ ትግረይ ዓቢን ጽድቃንን አጻውትሉ አለዋ ብሕቂ ዝሕዝን አዩ
@Kidane-y1n
19 сағат бұрын
እንታይ ዓይነት ድንቁርና እዩ ..?እቲ ዓለም ዝመስከረሉ ጀግና ብወታደራዊ ሣይንስን ብፖለቲካ ሣይነስን ብዲፖሎማሲያዊ ዘረብኡን ዝፍለጥ ብሉፅ ትግራዋይስ ምስ ሓደ ጀኖሣይደር ፀረ ህዝብ ትግራይ ዝኾነ ኣብይ ክተመሣሥሎ ምፍታን ብድንቁርና ዝዓወረ ተራ ፅሊእት ካብ ምዃን ወፃኢ ካሊእ ክኸውን ኣይኽእልን፣ የሕዝን ተጋሩ ዘይተዓደልና!!!
2:15:47
Atv Asena Live - ድሮናት ኢትዮጵያ ኣብ ሰማያት ኣስመራ ሓበሬታ ኣስመራ ብዛዕባ ኲናት ትግራይ ዝበልዖም ኣዘዝቲ ሰራዊትን መንእሰያትን
ATV asena
Рет қаралды 43 М.
12:27
ሰራዊትና ተበታቲኑ! ናብ ኤርትራ ሂድ ምሃብ። ጀነራል ኣቢ! ቻይና ንስምምዕ ምስ ኤርትራን ፕ/ኢሰያስን መግለጺ። ሰሉስ 24 ታሕሳስ 2024
Fenql eri media (ፈንቅል ኤሪ ሜድያ )
Рет қаралды 11 М.
00:31
Support each other🤝
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 81 МЛН
00:15
Mom Hack for Cooking Solo with a Little One! 🍳👶
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 23 МЛН
01:12
СКАНДАЛЬНЫЙ бой Али, когда в ринге ему противостояли сразу ДВОЕ #shorts
BalcevMMA_BOXING
Рет қаралды 1,2 МЛН
41:02
Қарғалардың анасы бар ма? | 1 серия | Сериал «QARGA 2» | КОНКУРС
OMIR
Рет қаралды 1,4 МЛН
46:00
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 40( BY BRUNO )
Awra Tube
Рет қаралды 10 М.
12:23
ህፁፅ ሰበር መግለፂ ካብ ትግራይ | ኢትዮጵያ ስምምዕነት ብዕሊ ኣፍሪሳ | መቐለ ተሪር ግብረ-መልሲ ተዋሂቡ | Ethiopian News| Tigray news
Kokob Media Network
Рет қаралды 8 М.
8:22
ሓያል ተቃውሞ መቀለ ዩንቨርስቲ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት መጥቃዕቲ ተፈፂሙ ፀለምቲ ሓዱሽ ነገር
Rara Media - ራራ ሚድያ
Рет қаралды 5 М.
EMS Eletawi የዲፕሎማሲው ክሽፈት የወለደው የቀንዱ ቀውስ Tue 24 Dec 2024
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 793
18:14
“ተወረናል ስምምነቱ ተጥሷል” ሶማሊያ፣ የመቀለና ደብረ ብርሃን ተቃውሞዎች፣ የአዲስ አበባና ካይሮ መልዕክተኞች፣ ዉጊያውና መከላከያው “እጅ ሰጡኝ”| EF
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 140 М.
18:36
ሰበር 🚨 ደብረፅዮን ሑመራ ዝምልከት ንኣብይ፧ምሕፅንታ/ጀነራል ፃድቃን ንሻዕቢያ/"ምድላው ኲናት ኣሎ"ጌታቸው/መቐለ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ-14 December 2024
Tigray Horizon
Рет қаралды 11 М.
7:58
ፍስሃ ማንጁስ ሕማም ትግራይ \\ቅንፀላ ሓለፍቲ ግምት መራሒ ምግበይ
ይሓ ሚዲ ያ
Рет қаралды 887
22:34
ትኹረት 🚨 መላኺ ኣብ ትግራይ መን?/ዘሻቕል በዝሒ ህዝቢ ትግራይ/ሚስጢራት ንሕንሕ ስልጣን መቐለ-21 December 2024
Tigray Horizon
Рет қаралды 7 М.
20:07
ህግደፍ ንምሸቱ ገለ ፈንዮምልና መስደመም ዩ። ትፈልጡ ዶ ኣብ 2013 ደገፍቲ ህግደፍ ንተቃወምቲ ኣብ ጎደናታት ይሃርሙ ከምዝነበሩ?#eritrea#habesha
YEMANE INFO MEDIA
Рет қаралды 1,9 М.
21:59
ሰበር 🚨 ጅግና ኣሕፈሮም-መፍትሒ/ጃዋር፡ ምስ ህወሓት ድርድር/ትግራይ ባዕላ ትፈልጥ ሚኒስተራት/ኤርትራ ዕዳ 75 ሚልዮን$/ግብፂ ንትራምፕ ስለኣባይ/
Tigray Horizon
Рет қаралды 12 М.
00:31
Support each other🤝
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 81 МЛН