ሰበር - ተቃውሞ ደብረፅዮን/ጌታቸው መተሓሳሰቢ ሂቡ/ካርቱም: በርቃዊ መጥቃዕቲ ተጀሚሩ!

  Рет қаралды 9,203

Tigray Horizon

Tigray Horizon

Күн бұрын

Пікірлер: 35
@habenhabtu6214
@habenhabtu6214 Ай бұрын
ምምላስ ተመዛበልቲ ንጌታቸው ንበይኑ ዝግደፍ ሓላፍነት ኣይኮነን። የግዳስ ናብዚ ኩሉ ምግምማዕ ዘብጸሐ ጉጅለ ደብረጽዮን ኢዩ።
@dadid9182
@dadid9182 Ай бұрын
ደብረ ዕንክሊል
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Ай бұрын
ጌቹ ጅግና በሎም እዞም ፀረ መናእሰይን ሰላምን ገዲም ብዓለታውያን በስብሓታውያን አይንምራሕን የለን😂😂😂
@zenunegash6080
@zenunegash6080 Ай бұрын
ማርያም ትቀንጥብካ ጋሕማ ጨምላቅ ዘረኛታት ስብሓታዉያን ትብለለኹም ኣንቱም ፀበብቲ ብጎጥ ብብየተክርስትያን እትኣምኑ ዕድመልክዕኹም ፀበብቲ ሎሚኘዓስ ኮየረንኩም ብኸባቢ ትፈላልዩዎ ንህዘሸቢ ትግራይ ካብ ቀደምኩም ብፀቢብ ኣእሙሮኹም ንፈልጠኩሚና ሰካራማት ዋገዘይብልኩም ስብሓት ማለት ኣዘራርባን ኣከዳድናን ክትመሃር ዝገበረካ በዓል በሊሕ ኣእሙሮ እዩ ከማኻን ከምቶም ዓናዝር ኮረረኹር ሽዋዉያን ኣያታትካ ሓንጎልኩም ኣብ እግርኹም ዝረገፅኩም ኣብክንዲ ኩሉኹም መራሕቲ ሓሰዉተሠ እኹም ዉረዱ ክበሃል ዝግበኦም ገታቸዉ በሎም ስብሓታዉያን ዘወተ እናበልኩም ካብቶም እትኣምንዎም ዘለኹም ለያቡ ሕማቅ ንኽሕዙ ትገብርዎም ኣለኹም
@Teklu-z5d
@Teklu-z5d Ай бұрын
ተፋናቃላይ መልሱ ካሊእ ፀወታኩም ይትረፍ ዘይትገብርዎ ነገር ድማ ቃል አይትተዉ መናእሰይ ትገራይ ምእንቲ ዓዱን ምእንቲ መራሕቱ ንምድሐን መስዋእቲ ከፊሉ ንስኩም ግን ጠለዕ ተፆውትኩምዎ ንሕዝብኩም ምሕረት የውረድልኩም
@Welqaithumera
@Welqaithumera Ай бұрын
ፍርስራስ ትግራይ ንምርኣይ ሕውሓት ዓቢ ግደ ተጻዊታ እያ ፡ (ሻነይ-ውድብ) ሕጂ ተሪፉ ዘሎ ዕማም መን ኣብ ወንበር ኹይጥ ይበል ጥራይ እዩ !!!😅😅😅😅😅
@belaysol4422
@belaysol4422 Ай бұрын
ወዲዛ ባንዳ ከዳዕ ሓበሺ
@Welqaithumera
@Welqaithumera Ай бұрын
@@belaysol4422 በላይ (በታች) ሕውሓት መርቕ/ርገም ንኸብዳ ትሰርሕ ውድብ እያ። ባንዳ ንሳ'ምበር ፡ ኣነ ባንዳ ኣይኮንኩን ኩላሊትካ ኣስርሓዮ ተበራበር ንቓሕ .....>>>>
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Ай бұрын
ሐራ ዘየወጸ ሐራ አዉጻአዮተመዛበሊቲ መልስ
@hiluffisseha2780
@hiluffisseha2780 Ай бұрын
ዋእ!!መን ድዩ ጀሚርዎ እቲ ከምዚ ዓይነት መድረኽ?
@TigestLemlem
@TigestLemlem Ай бұрын
Tsegaye Dagussa Fesseha (TDF) affirm the TDF NO Nazi genocide profiteers Getachew, Tadesse and Tsadkan's militia.
@dadid9182
@dadid9182 Ай бұрын
Donkey
@AtakltAbebeKalkay
@AtakltAbebeKalkay Ай бұрын
ሕዚ'ውን አብ ምጥንኻር ስልጣን እምበር አብቲ ሕምብርቲን እዋናዊ ፀገም ትግራይ አይኮነን። ኮሎም መራሕቲ ትግራይ አብቲ ዋና ጉዳይ ትግራይ ረሲዖም አብ ፍሕፍሕ ሰልጣን ይርከቡ። ዝተሠለሱ ተመዛበልቲ አብ ኮረምን ፀለምትን እንታይ ይግበር ከምዘሎ አይግድዶምን። ምዕራብ ትግራይ ዳርጋ ይርሳዕ አሎ።
@Rockofliberty-lv1jw
@Rockofliberty-lv1jw Ай бұрын
ሰራዊት ትግራይ ዘጸለመ እኴ ኣይሰማዕናን: ጌቻ ካበይ እዩ ዝረኽቦ ዘሎ ወይ ምሳይ ወግኑ ማለት እዩ
@TsegayAlemu-i3f
@TsegayAlemu-i3f Ай бұрын
መንግስቲ ከምመንግስቲስራህ አይትዘሀሓል እዚኦም ሌባቡ ከያዘንግዑኻ።
@belaysol4422
@belaysol4422 Ай бұрын
እዚይ ባንዳ ኣምሓራ ኔይ ኣትዮጵያ ሓበሺ ሓሽከር እዩ
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy Ай бұрын
ሰራቂ ሓፂን መፂን ጌታቸዉ ረዳ ኣብ ትግራይ ዘነበረ ሓፂን መፂን ብብልፅግና ታኣርዩ ምክንያቱ ኣብ ትግራይ ዘተፈፀመ ጆኖሳይድ ብዓለም ንከይፅናዕ ዘግብረ ብሸርሒ ጌታቸዉ ረዳ እዩ።
@HamerTube-Geez
@HamerTube-Geez Ай бұрын
ሀዚ እውን ተመዛበልትና ናብ መረበቶም ክምለሱ ምሰ ፌደራል ንዘራረብ አለና ዝብሃል መሀከይ ዘረባ አይትደጋግመልና አጀንዳ እንዳቐያየርኩም ናይ ህዝብና ሰማይ አተነውሕልና ።
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 Ай бұрын
🤧🤧🤧💔
@MehariGidey-d1n
@MehariGidey-d1n Ай бұрын
Eti hade ykun eti hade bikedamnet kisrah zgbeo hadnetawi gizat ms mihderu mimilas eyu,,, ETA naykedem tigray eko nafikatom tegaru,,,
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 Ай бұрын
500 birr abyi tekewem
@zenunegash6080
@zenunegash6080 Ай бұрын
ናየበዳነኺ ፕረስደንት እዩ ግዝያዋ ኣመሓዳሪ እዩክበሃል ዝግበኦ ፕረስዳንት እናበልኪ ስልጣን ንስኺ ዲኺክትህብዮ ኣስተኻኽልያ ሓሳብኪ
@YohanesKifle-j3q
@YohanesKifle-j3q Ай бұрын
Ata band Getachew hasawi were lekbat.
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy Ай бұрын
ኣታ ለካት 10th ከፈሊ ወዲኢካ ዶ? ደኩሞት ግዚኢካ ከምትጓዓዝ ከምትቃሰቃሰ እቲ ሓሳክ ሓንጓልካ ይነግረና ኣሎ። ግዘኣት ትግራይ ከይመለሰካ ናብ ሰልጣን ሕግብግብ ትበል ኣለካ። ብዝኮነ ንህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ሕጂ እዉን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ፅገም ተሰዕብ ዘለካ tdf ኢካ። ምክንያቱ ህዝቢ ትግራይ እንዳተበደለ ,ተመዛብልቲ ኣብ ፃሓይ ኣብ ቁሪ እንደደቀሰ ኣብ ልዕ ሊ ህዝቢ ትግራይ ግምት እንደተጨወተ ሰቂልኩም ትሪኢዎ ኣለኩም tdf ልቢ ግብሩ
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU Ай бұрын
Don't ever cheat. As a president of Tigrai from nowhere, you are making a hell lot of mistakes of the administrative issues. Why can't you work on the resettlement of the displaced Tegaru from their lively homes ? You are a monsterouse gridy for power.
@اللالل-ك1ك
@اللالل-ك1ك Ай бұрын
Abeyti mebaletat kambal abeyti ksaratat elka mhlaf aymahashekn tayu tmebale
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Ай бұрын
መጀመሪያ ባእሉ ጌታቸወው ረዳ እዩ ዲኪታተር ንtdrሲም ዘጺልም እንበር ምንም አየጸለመን ትግራይ ቢጊዲ ኪገዚእ ባሐሊ እዩ😮😮😮😮😮😮😮
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 Ай бұрын
አንቱም ሰብ ሚድያ ካብ ጊዛዊ ምምሕዳር ገንዘብ ተኸፈልቲ እዮም እትባሃሉሉ ብምክንያት እዩ ። ን ጊዝያዊ ምምሕዳር አስኪ ግዝአትን ተፈናቀልትን ከይምለሰካ 20 ወርሒ ንምንታይ ሓንሺሽካዮ ፣ ተቆጺሩ ካብዝተወሀበካ እንታይ ህዝቢ ዘእምን ወጺኢታዊ ሥራሕ ሰሪሕኻ ኢኻ ናብ ህዝቢ ትቀርብ ዘለኻ ፣ እስኻ ሠላም ደላይ ኮይንካ ሠላም ዘይደሊ ጉጅለ ክትብል ትስማዕ ኢኻሞ ብናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት መሠረት ብጊዚኡ ግዝአታት ተፈናቀልትን ክምለሱ ዘይምግባር ዶ አይኮንን ሠለም ከይህሉ ዝገብር ? እሞ እዚአ ንጊዝያዊ ምምሕዳር እትምልከት ዶ አይኮነትን ? እም እዚአ ዶ አይኮነትን እያ ንሠላም ጠንቂ ? ናይ ትግራይ ናይ ምድርዳር ዓቅሚ ዝወርድ ዘሎ ብአካ ጊዜ ዶ አይኮነን እዩ ? ናብ ትግራይ ናይ ዓለም ዲፕሎማት ውሒጁ እዩ ነዚ ዝምጥን ኩለመድያዊ ሐገዝን ረዲኤትን ንምንታይ ክርከብ ዘይገበርካ? ወይስ ከምቲ ዝበሃል ህዝቢ ጠሚዩን ተሸጊሩን አንጸርጺሩን ንሕወሓት ክጸልአ ስለዝተደለየ እዩ ? ወዘተ ዝአመሰሉ ሕቶታት አቅሪብኩምን ተንቲንኩምን ንህዝቢ በዝምጥን መልክዕ አቅርቡ ?
@tesfayberhe9966
@tesfayberhe9966 Ай бұрын
ketafi hasawiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiii
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 Ай бұрын
Abyi kero
@YohanesKifle-j3q
@YohanesKifle-j3q Ай бұрын
Please stop talking from hero to zero banda you don't work your assignment for two years now you are expired and photocopy of Abey Ahmed Wered go to jail lekbat
@YySs-qx9wi
@YySs-qx9wi Ай бұрын
ክላ ጀላዕ ኣብዪ ሓርኢ ህዝቢ ትግራይ ናብ መረበቶም ምለሶም እዚ በኣፍካ ጠራዕራዕ እንታይ ኣምፀኦ ንስልጣን ክትብሉ ህዝቢ ኣብ ሽግር ኣእቲኩሞ መሕዘንቲ ኢኩም 😔💔
@trustingod2549
@trustingod2549 Ай бұрын
Gecho Reda. Dispicable, liar, lazy, bad for Tigray
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Ай бұрын
ናይ ጌታቸው ሐሳት ንግግር ባእሉ ዘጢፎኦ ይግልበጢ ዊሪዴት እዩ አብ መንገዲ ጌታቸው እዩ ባእሉ 😂😂😂😂😂😂😂
2 MAGIC SECRETS @denismagicshow @roman_magic
00:32
MasomkaMagic
Рет қаралды 37 МЛН
Players vs Pitch 🤯
00:26
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 127 МЛН
HELP!!!
00:46
Natan por Aí
Рет қаралды 68 МЛН
መዛዘሚ መደረታት ዋዕላ ትግራይ
26:27
Axumawian Media Network
Рет қаралды 971
2 MAGIC SECRETS @denismagicshow @roman_magic
00:32
MasomkaMagic
Рет қаралды 37 МЛН