ሰበር ዜና: ኣገዳሲ ፃውዒት ንመራሕቲ ትግራይ | ናህሪ ምግምማዕ መሪሕነት ህወሓት | ሕነ ምፍዳይ መጥቃዕቲ ተፈፂሙ | Kulu News ኩሉ ዜና

  Рет қаралды 16,380

Kulu News ኩሉ ዜና

Kulu News ኩሉ ዜና

Күн бұрын

ሰበር ዜና: ኣገዳሲ ፃውዒት ንመራሕቲ ትግራይ | ናህሪ ምግምማዕ መሪሕነት ህወሓት | ሕነ ምፍዳይ መጥቃዕቲ ተፈፂሙ | Kulu News ኩሉ ዜና
እዚ ብኩሉ ሚድያ እናተዳለወ ዝቐርበልኩም Kulu News ኩሉ ዜና እዩ።
tigray news today, ethiopian news, kulu media news, kulu media today news, kullu news today, tigray news, eritrean news, tigrigna news, Daily Ethiopia and Eritrea news
#kulunews
#kulumedia
#ethiopianews
#zaramedianetwork
#eritrea
#tigray
#ኩሉ_ሚዲያ #ኩሉ_ሚድያ #news #newsupdate, kulu media, dimtsi weyane news, kulu media news, kulu entertainment tv, eritrean movie

Пікірлер: 29
@EnanuEnanu21
@EnanuEnanu21 2 ай бұрын
መራህቲና በጃኩ አይተቃሉኡና አነፀላኩ ከባብነት ዚባሀል ተገማግምኩም ጥጡህ ባይታ ፍጠሩልና
@niguseabraha5949
@niguseabraha5949 2 ай бұрын
ሕህወሓት ምፍራስ ምስ ህልውና ትግራይ ኣይራኽብን
@MashoKidanu
@MashoKidanu 2 ай бұрын
ረዳኢ ሓለፎም ዝበሎ ትክክል ኢዩ።
@ChaneMamo-bm5gw
@ChaneMamo-bm5gw 2 ай бұрын
ዓሌታውያን መራሕቲ ህወሓት ብገበን ክሕተቱ አለዎም
@wewe5688
@wewe5688 2 ай бұрын
ትግራዎት ዕደ ነንሕድሕዶም ክባልዑ እዮም ትማሊ ህወሓት ህዝቢ ትግራይን ሓደ እዩ ክትብል ጸንሕኻ ሕጂ ምምቕቓል ምስ መጸ ምኽሕሓድ አመልኩም እዩ
@EnanuEnanu21
@EnanuEnanu21 2 ай бұрын
ኩሉ ፀቡቅ ፀብፃብ❤❤❤❤
@haftekebede5022
@haftekebede5022 2 ай бұрын
ገበናኛታት ኣሕሊፍካ ምሃብ ዩ ደጊም። ንኒ ደብረዕንክሊል ተባሂሉ ኣይኮነን ዝኽፈል ሂወት ጭፍርና ውን ኣይንሰድድን
@GueshKiday
@GueshKiday 2 ай бұрын
Ewe tkkl eyu
@MahariAsemarom
@MahariAsemarom 2 ай бұрын
ደብረ ፅየን ደግም ዝተበልዓ ዑቁዉ እኻሞ ዓርፍኻ ተቃመጥ
@AligazLeu
@AligazLeu 2 ай бұрын
ስልጣን ካብ ስድራ ስብሓታውያን ንከይወፅእ እዩ እቲ ንሕንሕ
@getachewworku6450
@getachewworku6450 2 ай бұрын
ተራዋኢ
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 2 ай бұрын
ተጋሩ ጌና ጌና ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ በሉ ፡game is over
@Storyteller-vd9by
@Storyteller-vd9by 2 ай бұрын
ፋሕ ተብላዲኻ ወድዛ ዲቓላ ጣልያን
@GkirosNegash
@GkirosNegash 2 ай бұрын
ዜና ተሕልፍ እንተለካ ዕለት ተዛረብ
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 ай бұрын
Eleyiwom lieli Tigray ayikonen hiwehat hade bihade kieleyu alewom.
@ZekaryasTesfay-j2q
@ZekaryasTesfay-j2q 2 ай бұрын
ሓቂ
@getachewworku6450
@getachewworku6450 2 ай бұрын
ሓሳዊ ሚድያ
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 ай бұрын
Hiwehat kolut eyom eshel equa zeygebro eyom zigebru bitaemi yehzinu nimintay eyom kemu zigebru zelewu ayirideanan seb ayiseanetin Tigray Eten kaliot widibat edil kiwehaben alewo.
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg 2 ай бұрын
Why don't you people see that it is not a power struggle,rather a struggle between the group who want to dismantle TPLF & and those who want to defend TPLF from being destroyed. Please, people of media ,expose the truth.
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 2 ай бұрын
ረዳኢ ግን ቅሬታኻ ንህዝቢ ግልፂ ዘይገብሮ ?
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 ай бұрын
Hiwehat bihilik baelom ab metsawediya kiatwu eyom eziom eyom lekimoma niTigray bitaemi senefat kem hiwehat ame ayireakun. Shaebiya yibelits kabakum anta enadnekumsi gena Tigray tenteltila enkolas enahamekum kitnebtu eway chemlak nichemlak awaridkumo ezi hizbi.
@kesete767
@kesete767 2 ай бұрын
Ezom,drbayat,bjjeka,sltann,genzebn,nay,hzbi,kone,Hager,mnm,hasabat,yeblomn,funfunat
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 2 ай бұрын
@kesete676 Tigrawai entekonka kalat mires ☝️ Enkabtom 🐑🐑 entekonka Gina ayigermenin.
@mustoffa-qd6bb
@mustoffa-qd6bb 2 ай бұрын
ዚቆማል ሕሙም አእምሮ ደ/ጽዮን ሕሕይወት ሕዝቢ ትግራይ ዘይግድሶ ኽዕለት ዘይብሎ፣ ብገንዘብ ዝገዝኣ ንሽም መጸውኢ ደ/ር እየ ንኽብል ታብ ደንበ ዘይተሕይሽ ዲግሪ ትሸይጥ ተኸሲሰሳ ተአጸወት ናይ ኪራይ ት/ቤት ከም ሽፉን ሓርኢ ውጽኢት እዩ። ዝኣፋፍ ደንቆሮ ሕዝቢ ትግራይ ንቅድሚት ናብ ንብህጋ ከይትበጽሕ ካብ ጸላኢ ንላዕሊ አጽኒትዋ ይርከብ። ሓደ ሰብአይ ዶ ይስአን?😅
@mustoffa-qd6bb
@mustoffa-qd6bb 2 ай бұрын
ካብ ማሕበር ተጋሩ ጨንፈር ካናዳ ዝተወስደ ንኡሽተ ጽሑፍ: ውድብ ሕወሓት ነድህን ንትብሉ ህወሓት ሸርሙጣ መሪሕነት ድዝውሮብ ብ22 ባሕርያቱ "ይግለጽ፡ 1. መጭበርበሪ 2. መደናገሪ 3. ስርቂ መራሕቲ መቀጸሊ 4. ግዕዝይና ብዝኸፍኤ መንገዲ መቀጸሊ 5. ሽርሙጥና መራሕትን ካድረን ኽዕንድር 6. አዲ ንኽውረር 7. ደጊሙ ጸላኢ ትግራይ ንኸጥፍእ 8. ጀነራላት ትግራይ ገበኖም ክሕባእ 9. ደ/ጽንት፣ ጓል ኾማሪት ፈትለን ደፋኢ ድንኩል ዓለም ድድንቁርንኦም ከስፋሕፍሁ አብ ዝገብርዎ ጸለመ ኽእወቱ 10. ሕዝቢ ትግራይ ኸድንቁሩን ኸጽንቱን ኸጥምዩን 11. ትግራይ ካብ ዘላቶ ውድቀት ኸይትወጽዕ ዞም መሃይማን መራሕቲ ቆሊፎም ዐዲ ኽፈስዉሉ 12. ደቂ አንስትዮ ንምግሳስ 13. ደቂ አንስትዮ ንምቅታል 14. ብሽብር ሕዝቢ ሓሚስካ ብዛዕባ ስልጣን ሕቶ ኸየምጽዕ ምግባር 15. ብሕማምን HIVን መንዕሰይን ሕዘቢ ትግራይን ንምውዳእ 16. መሃይም ደ/ፅዮን ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ 17. ኣጣሪ ደ/ፅይን ምስ ናይ ቻይና አረምባሲ ናይ ንግዲ ሃላፊት ነበረት ውሽሙኡ ዕጥራን ንምቅጻል 18. እሱባት መራሕቲ GSTS ተተስፈየሎም መሬት ዕደላን ናይ World Bankን ዶላር ንምስራቅ! አፎም ጋሕ አቢሎም ብሹም ፕሮፖዛል ተዳልዮም ንሕዝቢ ይመጽእ ንዝብሃል ሐገዝ ኮሊፍካ በተቀናቀረ መልክኡ ብደገን ውሽጥን ተሻሪካ ንምስራቅ! 19.መሪሕነት ደ/ፅዮን አብ ግብረ ሶድም ዝኣተዎ ጽያፍ ከይጋለጽ ንምግባር 20. ከም ውሕጅ ዝኣቱ ዘሎ መስተ አልኮል ጸላኢ ብዘይ ጥይት መናዕሰይ ትግራይ ኸዝግም ንምግባር 21. ጽንተት ዘምጽኣ ደንቆሮ መሪሕነት ሕወሓት ንኸይሕተት እንዳጓተትካ ጸምዝርሳዕ ንምግባር 22. ዞም ቸገበርቲ ጉጅለ ደናቁር ናይ ጉጅለ ሻዕብያ ተለአአኽቲ ሕዝቢ ትግራይ ንምብርካኽ ግንከ ወየከ አይኾንን! ብፍርዲ ክንየንቀኩም ኢና! ተሰረቀ ንብረት አብ ውሽጢን ደገን ዘሎ ብሥርኣት ክነምልሶ ኢና! ተሠሪቁ ተሓብአ ገንዘብ ክነምልሶ ኢና! ገበንኩም አቃሊእና አጎንቢሕናኩም በእዱግ ክነስርረኩም ኢና! ውድብ ነድሕን ክትብሉ ሕዝቢ ምድሓን ዘይትኣምና ደቂ ኾመርቲ ደቃሉ ንጀግና ሕዝቢ ትግራይ ዘይትምጥኑን ጽያፍ ዘይትፈልጡን ደቂ ደፋኢ ድንኩልን መጥረጥቲ አእድጉን ወይለኹም! መጻኢ ዕድል ሕዝቢ ትግራይ ብኣኹም ኣይዕፈንን! ስታስጠሉ!!!
@1995mwa
@1995mwa 2 ай бұрын
ኣየ እሞ ኣብ ካናዳ ኮይንካ ፈኸራ ኣበይ የብጽሓካ። ድሓር እዚ ጽሕፉ እዚ ካብ መጽሓፍ ህግደፍ ዝተቐድሐ እዩ። ብርግጽ እምበር።
@mustoffa-qd6bb
@mustoffa-qd6bb 2 ай бұрын
ዚቆማል ሕሙም አእምሮ ደ/ጽዮን ሕይወት ሕዝቢ ትግራይ ዘይግድሶ ኽዕለት ዘይብሉ፣ ብገንዘብ ዝገዝኣ ንሽም መጸውኢ ዶ/ር እየ ንኽብል ታብ ደንበ ዘይተሕይሽ ዲግሪ ትሸይጥ፣ ተኸሲሰሳ ተአጸወት ናይ ኪራይ ት/ቤት ከም ሽፉን ሓርኢ ውጽኢት እዩ። ዝኣፋፍ ደንቆሮ ሕዝቢ ትግራይ ንቅድሚት ናብ ንብህጋ ከይትበጽሕ ካብ ጸላኢ ንላዕሊ አጽኒትዋ ይርከብ። ሓደ ሰብአይ ዶ ይስአን?፤
@1995mwa
@1995mwa 2 ай бұрын
ህግደፍ መንደፍ። ክትሞልቕ ኣይትፈትን። ሓሳዊ።
黑的奸计得逞 #古风
00:24
Black and white double fury
Рет қаралды 16 МЛН
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 81 МЛН
My Daughter's Dumplings Are Filled With Coins #funny #cute #comedy
00:18
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 32 МЛН
How it feels when u walk through first class
00:52
Adam W
Рет қаралды 22 МЛН
ክስማዕ ዝግበኦ ሓዱሽ ግጥሚ ጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ
13:41
Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Рет қаралды 204 М.
黑的奸计得逞 #古风
00:24
Black and white double fury
Рет қаралды 16 МЛН