ሰበር-ዜና- ኣለም ንጌታቸው ፀሪፉ/ ሕንፍሽፍሕ መራሕቲ ህወሓት ኣብ ኣኬባ

  Рет қаралды 9,242

Rara Media - ራራ ሚድያ

Rara Media - ራራ ሚድያ

Ай бұрын

ሰበር-ዜና- ኣለም ንጌታቸው ፀሪፉ/ ሕንፍሽፍሕ መራሕቲ ህወሓት ኣብ ኣኬባ#RaraMedia #Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda / Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / Metekel / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: RaRa Media and Communication
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 90
@MattMatt-yi2lx
@MattMatt-yi2lx 29 күн бұрын
በለካ ለክዓካ ምዲያ
@solomonhadush9726
@solomonhadush9726 29 күн бұрын
ሐሰውቲ አለም ንጌታቸው ፀሪፍዎ አንቱም ሰባት እንደሓሰኹም ነኒ ባዕልና ኣይተባሉዑና ንስኹም ንባዕሉኹም ናይ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናይ እዝኒ ምኻንኩም እኮ በቲ ተቅርብዎ ሓሳባት ይርዳኣኒ እዩ ሕውሓት ካፍቶም መፍረስቲ ደለይቲ ንስኻትኩም ኢኹም
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 29 күн бұрын
Resehat eyom
@user-yf5ep4kt9u
@user-yf5ep4kt9u 28 күн бұрын
ውድብ ምድሓን ድዩ ዝቕድምስ ህዝቢ ምድሓን ብደም ህቢ ትግራይ ቁማር ኣይትጫወቱ
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 29 күн бұрын
ዜና ምኳኑ ድዩ እዚ?
@destamebrahtudestamebrahtu4180
@destamebrahtudestamebrahtu4180 29 күн бұрын
ere kemu elkum aytehlfe resahat
@endadago
@endadago 29 күн бұрын
ሓቅታት ተሓቢኦም ኣይተርፉን፣ኣብ ኣኼባ ዝተፈጠሩ ኩነታት ነይሩ ኣይነበረን ዝብል ክርክር እቶም ተስተፍቲ ባዕሎም ካብ ኣኼባ ምስ ወፁ ክኘግሩና እዮም ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 29 күн бұрын
Hasewti😢
@weykefetek3020
@weykefetek3020 29 күн бұрын
ብግልፂ ምክታዕ ታይ ፀገም ኣለዎ፣ ነቐፌታ ቐሪቡዎ ኢልካ ቱት ታይ ኣምፀኦ እሞ ድማ ከምን ደስየ ዝበሉ ተኸፈልቲ ከም ምንጪ ሓበሬታ ጌርካ ምቕራብ ውድቀት እዩ። ሱቕ ኢልኩም ኣይትሃውትቱ::
@girmayhaileslassie6092
@girmayhaileslassie6092 29 күн бұрын
ሓቁ ክንዛርብ ህወሓት እንተደጊፍኩም ዝጎደለ መልኡሉ ትቃወሙ እንተኾንኩም ስለ ህወሓት ቱት ምባል እንታይ ኣምፀኦ ናይ ባዕልኹም ስራሕ ስርሑ እየ ዝብል
@assafa35
@assafa35 29 күн бұрын
💯💯🙏🙏🙏
@user-rl7pp6ij2i
@user-rl7pp6ij2i 29 күн бұрын
ከምዚ ዓይነት ሜዲያ ህዝቢ ከስተውዕል ይግባእ ዝነዝሕዎ መርዚ ክንቅበል አይግባእን
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 29 күн бұрын
Kihswu etelewu tirah hasikum nibelom ezi gn haki eyu,,,
@user-bd8ep5qk2x
@user-bd8ep5qk2x 29 күн бұрын
ሓሳዉት
@hadasgebreyohans6030
@hadasgebreyohans6030 29 күн бұрын
Rara hasewti
@user-vc6ip7re1x
@user-vc6ip7re1x 29 күн бұрын
ኢዚ ራራ ሚድያ ክፍተሽ አለዎ መባኣሲ ዝኸውንሓሶታት እዳ ፈልፈለ እታሓድር ሚድያ ኮይና ረኺበያ አለኹ ስለዚ እተ ትስታኻኸሊ አይፅቡቁ::
@user-rl7pp6ij2i
@user-rl7pp6ij2i 29 күн бұрын
ተሰብሰብቲ ዝነበሩ እዮም ስመስሉ ወይ ውልቃውን ድልየት ክኸፍእ
@yenethunasegahagn4128
@yenethunasegahagn4128 29 күн бұрын
Understand plss plss. Ter tgruu eyome
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d 29 күн бұрын
መንጀሪኖ ሓቃ ኣላ ከይተወደብካ ዝግበር ውፅኢታዊ ቃልሲ ኣይግበርን ኣቱም ዕሱባት። ሕጂ እዎን መንጀሪኖ ንቕድሚት
@yenethunasegahagn4128
@yenethunasegahagn4128 29 күн бұрын
Plss. Pls understand
@L.Nuguse
@L.Nuguse 28 күн бұрын
Kab merahti hwaht mnm tesfa zbahal yeblun hzbi tigray. Kulom nab frdi keqerbu trah EU zelewom
@ContentColourfulShirt-tw1il
@ContentColourfulShirt-tw1il 29 күн бұрын
Rara midia hasewti ketafo hizbi entay yblena zeytfeltu febrekti hasot ekum
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 29 күн бұрын
እዚ ሚዲያ ናይ ሻዕቢያ እዩ
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 29 күн бұрын
Yakl no more TPLF,,,
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 29 күн бұрын
🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮 ሕንፍሽፍሽ ይውፃእ ስድራቤትኪ ጋልዛ ዓጣሪት ድርባይ ጋልዛ ሻርሙጣ ምዋል ናይ ሻዕቢያ ጋልዛ ጋሓባ ቡሽቲ ፍንፍን ጋልዙ ቡሽቲ ጋሕባ ገረድ ናይ ሻዕቢያ ጋልዛ ዓጣሪት ቡሽቲ ድርባይ ፍንፍን ጋል ከልቢ ዘርኢ ቡሽቲ
@Estifanos-kt4lb
@Estifanos-kt4lb 28 күн бұрын
አለም ግና ሰዲ እዩ?/ ዘይሰረቅኩ ኢሉስ ክቡር ስብ ይዘልፍ:;ዑቡድ ከልቢ እዩ አለም ማለት?
@yenethunasegahagn4128
@yenethunasegahagn4128 29 күн бұрын
I think. Tekfelye. Abiy ahemde. Kekonu alewom.
@tamutafu528
@tamutafu528 29 күн бұрын
Shame Shame Shame Shame Shame Shame 😂
@kalayuasefa1517
@kalayuasefa1517 29 күн бұрын
እዝይ ሚድያ ትክክል ዜና አይኮነን ዘመሓላልፍ ዘሎ ገረምቲ ኢኹም ብሓቂ ህዝቢ ትግራይ ክትከፋፍሉ ድቃስ ሲኢንኹም አለኹም ።
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 29 күн бұрын
Tigray lieli zkone ykun party eya,,,,
@yenethunasegahagn4128
@yenethunasegahagn4128 29 күн бұрын
Hsewte tslaty tegrai ekumm. Netgrai ketbetsbutsu tetlalkum you tuberat. Rara media ekumm
@kalulale1707
@kalulale1707 29 күн бұрын
ተጋሩ ኹሉ ክገብሮ ዘለዎ ቁልፍ ምሽጥር ነዞም መሕፈርቲ መሪሕነት ኮነ ብሓፈሻ ንዉድብ ህወሓት ቦታ ብዘይ ምሓብ ንትግራይ ዝመርሕ ሓዱሽ ዉድባት ምጥንካር ከምዘሎና ተረዲዒኒ ብቁልጡፍ ንቀድሞም፡፡ ብስሩ ተስፋ ከምዘይብሎም ተረዲዒና ክቐብፅ ኣሎና፡፡ ኣብ ውሽጢ ውድብ ህወሓት ናይ መሪሕነት ምንቛት መበገሲፆም ስልጣን ተረባህነት ኢኮኖሚ ናይ ጉጅሊኦም እምበር ብዛዕባ ትግራይን ሕዝባን ከም ዘይኾነ ክንፈልጥ ኣሎና!! ኩልና እዝኒ ክስዕኑ ተጌርናዮም ተገማጊምና ተዓሪና ወፂና ኢሎም ተሸፋፊኖም ከምዝወፁ ካብ ሕዚ ተረዲዒና ንፅናህ መጨረሽታ ድማ ዉፅዒቱ እዙይ ከምዝኾን ከይትጠራጠሩ፡፡ ድማ ብሓባር ክንሪኦ ኢና፡፡ ተኣዘቡታ?
@haileseged1124
@haileseged1124 29 күн бұрын
Za resah gujile dem dika metita aytsegebetn zela
@weykefetek3020
@weykefetek3020 28 күн бұрын
ሕሶትን ቦሎኽሎኽን ኣብዚሕኩም፣ ጉሓፍ
@yenethunasegahagn4128
@yenethunasegahagn4128 29 күн бұрын
Yteketatelety ezuy you tube. Understand
@millioncr7538
@millioncr7538 28 күн бұрын
ቡሱሩ ራራ ዝባሃል ምዲያ ዋንነቱ ናይ መን እዩ?
@user-kz7mu2vz9j
@user-kz7mu2vz9j 29 күн бұрын
ዝምድያግን ናይመን እዩ ንምንታይ ሱቅ ይባሀል አሎ አብምድር ዘየሎ ንምንተይ ይዘረብ ትናይ ትግራይግራይ ኳምንኳሽን ነምንታ ሱቅ ይብልሎ
@tesfaymekonnen2577
@tesfaymekonnen2577 29 күн бұрын
ራራ ሚድያ ኸ ናይ መን ያ?ኣቤል ግደፍ።
@Berihe
@Berihe 29 күн бұрын
ሓሰዊቲ
@millioncr7538
@millioncr7538 28 күн бұрын
ክንደይ ከ ትህሱዊ ጓለይ !
@brhanetewold9843
@brhanetewold9843 29 күн бұрын
getachow sltanu kerekib Alewo fetsimu tigreway emnetu hasot mnm fucuset eyu buzuh hasawi eha Alem haqu Ab getachow konfidens yeblnan sekiru yhsu duhul
@makda-x4s
@makda-x4s 29 күн бұрын
ሓሳዊት
@user-bh1cq8ym2q
@user-bh1cq8ym2q 29 күн бұрын
"ሥልጣን ርስቲ ናይ ጉጅለ (ሥድራ) ተሓሕት/ሕወሓት ኢዩ!" ከምዝተብሃለ ኣይንዘንግዕ። ስለዝኾነ ከዓ "ኣነ እንተሞይተላ ደንደር ኣይትብቈላ" ከምዝበሃል ኾይኑ ጉጅለ ሥድራ ተሓሕት/ሕወሓት ካብ እትፈርስ ትግራይ ክፈርስ ኣሎዎ። ብጣዕሚ ዝገርምን ዘሕዝንን ከዓ ትግራይ ፈሪሱ ኣብ እድ ዓቢይን ብልፅግናን እንተኣትዩ እቶም ኣበላትን ካድሬታትን ጉጅለ ሥድራ ተሓሕት/ሕወሓት በብሓደ ተኣሪዮም ወይ ክእሰሩ ወይ ክቕተሉ ከምዃኖም ብፍላይ ኣባላትን ካድሬታትን መጣቐዕቲን ጉጅለ ሥድራ ተሓሕት/ሕወሓት ብዝግባእ ዘይምርዳኦም እዩ። ምስኡ ድማ እዙ ሥድራዊን ቁሸታዊን መንደራዊን መስፍናዊን ርስታዊን ፖለቲካ ናይ ጉጅለ ሥድራ ተሓሕት/ሕወሓት ጊዜኡ ኣብቂዑ ወይ ክሕደስ ወይ ክጠፍእ ከምዘሎዎ ኲላትና ክንርዳእ ይግባእ። ምስኡ ዝተፈላለዩ ኣስማት እናለጠፍካን እናጠመቕካን ንተጋሩ ኣሸመቀቅካ ምግዛእ ጊዜኡ ከየብቀዐ ኣብ ኣኼባታት ምፅርራፍ እንዲሕሪ ተበፂሑ ነገሩ ይበላሾ ከምዘሎ ጥራሕ ከይኾነስ ሥልጣን ብጎጥን ብዝምድናን ብቤተሰብን ብዓለትን ብሥድራን ሒዞም ዝፀንሑ ሰባት ክንደየናይ ፈላጣትን ጥበበኛታትን ምሑራትን ሥልጡናትን ከምዝነበሩ ብግልፂ ይረአ ኣሎ። ደሓን ኣይምሰለና! ኣብ ሚዲያ ምፅርራፍን ምግዕዝዛይን ገዲፍና ሎሚ ንኣባል ጉጅለ ሥድራ ተሓሕት/ሕወሓት ይኹን ንማንም ትግራዋይን ትግራይን ካብ ውድቀትን ውርደትን ጥፍኣትን እነድሕነሉ ሃናፃይ ሓሳባት እንተተኰርና ፅቡቕ ይመስለኒ። ኣመራርሓን ኣሠራርሓን ናይ ጉጅለ ሥድራ ተሓሕት/ሕወሓት ገሊና ተጋሩ ን50 ዓመት ዝተረፍና ከዓ እንክውሕድ ን30 ዓመት ርኢናዮ ኢና። ብፍላይ ከዓ ኣብዘን ዝሓለፋ 2 ዓመት እንታይነት ተሓሕት/ሕወሓት ብግልፂ ተራእዩ መወዳእታኡ ብላዕለዎት መራሕቲ ጉጅለ ሥድራ ተሓሕት/ሕወሓት "ካብ ትግራይ ውድብ ትቕድም /ትዓቢ!" ናብ ምባል ተበፂሑ እዩ። እዛ ዘረባ እታ "ሕዝቢ ትግራይ እንተጠፊኡ ውድብና ከምእትጠፍእ ርግፀኛታት ስለዝነበርና ከይፎቶና ምስ እንቃለሶ ደርጊ ክንደራደር ተገዲድና" ዝበላ ናይ መለስ ዘረባ ብቀጥታ ትጋጮ። እዙይ ከዓ ጉጅለ ሥድራ ተሓሕት/ሕወሓት ኣብ ርእስን መልሓስን ሓደ መለስ ተጠምጢማ ትነብር ከምዝነበረት የቃልዕ።
@user-tr6mg3gr7f
@user-tr6mg3gr7f 29 күн бұрын
ካብ ሕዝቢ ናብ መረበቱ ውድብ ምድሓን እንድሕር ድኣ ዘቈድሙ ኮይኖም። ገደል ትእቶ እታ ውድብ እትበሃል ርምስቲ።
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 29 күн бұрын
አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ሻዕቢያ
@millioncr7538
@millioncr7538 28 күн бұрын
ሀሰዉቲ ኢኹም።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 29 күн бұрын
Unsubscribe geyrekum Aleku Enough is enough gohafat deki sebeyti
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 29 күн бұрын
Keb nay hizbi guday gudayom ablitsom zreyu party nitegaru aymtinun,,,
@drgayimAsefa
@drgayimAsefa 29 күн бұрын
ክብ ምንታይ ተበጊሱ እይ አለም ንጌታቸው ሰላሊ ክብሎ ክኢሉ እንታይ እዩ እቲ ጭብጥ እዚ ካብአቶም ዘይትግምቶ ናይ መስርዕ ገምጋም እዩ
@Hello0000-gg3gu
@Hello0000-gg3gu 29 күн бұрын
መን ኢልኪ ቪድዮ እንየኪ ዶ ጋህባ ኤርትራ
@geregere-tt6im
@geregere-tt6im 29 күн бұрын
ቀደደድ ኣይተብዝሑ።
@girmaigebremichael6963
@girmaigebremichael6963 28 күн бұрын
ለካ ራራ trash እያ ?
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 28 күн бұрын
ብልዎ ነዛ ድርባይ ቦርኮ ናይ ሻዕቢያ ምዋል
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 29 күн бұрын
ኣለም ገብረዋህድሲ ሰብ ኮይኑ ክጻረፍ ኣዝዩ ዘሕዝን ኢዩ፡ የሚሉሽ ነሰማሽ፡ ገበያ ባልወጣሽ፡ ግን ሓቁ ኢዩ ክጻረፍ ዓቕሙ ስለዝኾነ።
@samsamsun367
@samsamsun367 29 күн бұрын
ይሄ ሚዲያ👎👎👎👎👎👎👎👎👎😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈😈ቀጣፊ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 29 күн бұрын
This chanal is the number one Tigrayans enemy
@gondaryenie9455
@gondaryenie9455 28 күн бұрын
ዋእ ራራ ትግራይ ካባኹም ብዙሕ ኢና ንፅበ ከምተራ ዩቱዩበር ንቪዩው ተባሂሉ ኢሎማያ ኢሎሚ በለካለኸዐካ ዘረባ ሒዝካ ምምፃእ ካባኹም ኣይንፅበዮን ሕጂ ኣለምን ጌታቸዉን ኢልኩም ዘቕረብኩሞ መረጋገፂኡ እንታይ እዩ!?🤔 ጭቡጥ ነገር ሒዝኩምልና ምፁ'ባ? ወይለይ!!
@user-tt5fu6mn5b
@user-tt5fu6mn5b 29 күн бұрын
ሓሲኩም እንጀራ ክትበልዑ ካሊእ ስራሕ ዘይትሙኩሩ እንካብ ንሰብ ኣደናጊርኩም እንጀራ ትበልዑ ። እቲ ኣኬባ ንሳተፈሉ ኣለናሞ ፍፁም ሕሶት እዩ
@TTG-t3k
@TTG-t3k 29 күн бұрын
ሐሰዉቲ ንስኻትኩም ናይትግራይ ሚድያ አይኾንኩሙን ከነዕፅዎ ከምንኽእል ክትፈልጡ አለኩም ብማስረዻን መረጃን ተዛረቡ this is so unfair media coverage at all costs we should close this KZbin account immediately wake up Tigray people needed action against this .
@user-qq9ym3rz8y
@user-qq9ym3rz8y 29 күн бұрын
ውድብ ፈርሳ ማለት 50+%ስርቂ ቀነሰ ማለት እዩ። 1.ምኽንያቱ ወዲብ ህዝብ ንዓመታት ካብ ቤት ንብረቱ ዝተፈናቀለ ህዝበ ኣብ ሞትን ህወትን እናሃለየ ናይ ዩኤስ ኣይድ ኢርዳታ ዝትሰርቅ ነውራም እያ። 2.ካብድያስ ፖራ ዝመፀ ህፁፅ ሓገዘን ናብ ኣውረፖ ዝተከውልል ኢያ። ውድብ ለንደነኣለም ውስጢ ለውስጥ ከፋፋይ ዓሌታኛ መርዝ ለምረጩ የማይመጥናቸው የስልጣን ማማ ያስቀመጠች ነች። ልሳን ኣልባው ኣለም ስራ ምቀጥረው በመታወቅያ የእድገት መስፈርቱ ሌብነት!!"
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 29 күн бұрын
ገጽኩም ይርሓቅ ሓሰውቲ
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 29 күн бұрын
Kem hiwehat zindikur rieye ayifelitin silemintay eyom hiwet Tigray ahegirom hiwetom kedhinu zikielu kindey yidinkuru hizbi Tigray entezeyliu abalat jiwehat mot kemziatwu ayifeltun malet diu wala entay gudom hingid atehasasibaom eyu hiwehat kulom kiwigenu alewom TDF baelu sugumti kiwesid alewo bi 10 seb zeyaklu hizbi Tigray kiberisin kichinekin aziyu eyu zeguihi. Mienti Tigray elom kulu gedifom kikitsilu enategebio befits kiwiged alewo. Hadebihade gemgamom kisemiu kirieyun yogibiom netom ziquayeku kabti abalinet kieleyu alewom.
@uthman9979
@uthman9979 28 күн бұрын
እሞ መን የመሓድረና ? ክመቐለ ወፂኦም ዘይፈልጡ ቤተሰብ እንኴ ኣማሓዲሮም ዘይፈልጡ ዋጦጥ? ናይታ መራት ዓድኻ ግበር ዓሌት ኣራዊት
@IsacAbera
@IsacAbera 29 күн бұрын
ብሓሶት ተምፅኡዎ ረብሓ ምንም የለን። ኣብ ትዕዝብቲ ኣእቲናኩም ባህሊ ቃልሲ ውድብ ኣይትፈልጡን።
@eliash5143
@eliash5143 29 күн бұрын
ድምፂ ወያነ ስማዕ። ንሱ እዩ ሓቃዊ ሓበሬታ ዘሕልፍ።😅
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 29 күн бұрын
Weshtam medeya
@naninani-wx5eo
@naninani-wx5eo 29 күн бұрын
አንታበለተ በሉ ነህዘቢ በዘጠቅም አይ ሓዊን ኸቃተሉ ወይ በተም ለያቡ ጀነራለተ አና ዕከለለለ አናበልና ኸነጓዓዘ አዘ ሕማም አዘ ናታ ወደበ ወሸጣ አዮ
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 29 күн бұрын
አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ ወዲ ፍንፍን ቦርኮ
@rehobothmedia9553
@rehobothmedia9553 29 күн бұрын
አለም ኔተውርክ ክብተክ አለው እሱ ድማ ስብሐት ነጋ ድበረፀዬን ፍተለውርቅ አማንኤል አሰፍ . ከይተውጉድ አብትግራይ ሰላም ዲሞክራሲያዊ መንግስቲ ክመፀእ አይካልን
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 29 күн бұрын
አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ ወዲዛ ድርባይ አብ ቅዲሚ እናካ ሻዕቢያ ዝዎጎሮ
@sentayobelay9805
@sentayobelay9805 29 күн бұрын
ምነው አንቺ ሴት የብልፅግና ተላላኪ ነሽ እንዴ ንስሐ ግቢ እሳት አታቃቃጣይ
@MohammedAli-n2z
@MohammedAli-n2z 29 күн бұрын
ገለ ይስበርኪ ቦኮክ
@belayberhe
@belayberhe 29 күн бұрын
ብሓሶት ዝተተብተበ ሚድያ እዩ እዚ ሚድያ እዚ ሓሳዊት ጓል ሓሳዊት
@guishassefa2816
@guishassefa2816 29 күн бұрын
ንሱኩም እኳ ንህዝቢ ትግራይ ገለ ሽግር ክተምፅእሉ ኢኩም። እንተዝፃረፉስ እንታይ ናብ ሚድያ ኣምፀኦ?, ሓሰውቲ
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 29 күн бұрын
እኽብካብ ባንዳታት ሓሰውቲ
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 29 күн бұрын
Weshtam zebele
@fikregebrekidan2647
@fikregebrekidan2647 29 күн бұрын
ሓሰውቲ ዕሱባት ሻዕብያ።
@goiteomgezaei9066
@goiteomgezaei9066 29 күн бұрын
Tembien dirty politics.
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d 29 күн бұрын
እዚ ፀረ ትግራይ ሚድያ እዙይን ጌታቸው ረዳን ናይ ፒፒ ተለኣኣኽቲ ኢኹም እወ። ሓሰውቲ ሽዋውያን ኪዱ ኦሮሙማ ኢኹም ኣብ ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ዘይትምጥኑ ዕስለ ደስየ ኣሸናፊ ኦሮሙማ ኢኹም። ጌታቸው ተነቒፉ ኢልኩም ኡይይይይ ትብሉ ሓሰውቲ
@sennaykahsay5067
@sennaykahsay5067 29 күн бұрын
Hasawit😂
@user-vh6ho6pl7d
@user-vh6ho6pl7d 29 күн бұрын
ጨማልቅ ካባኩም ትግራይ ትበኪ ዘላ ባአኩም ህንፍሽፍሽ እንዳፈጠሩኩም ዘልአለም ከምዚ እልኩም ክትነብሩ የይትኩእሉ
@user-lc8yh2py9q
@user-lc8yh2py9q 29 күн бұрын
Chidu hasweti gohafat
@ElidyaBirhane-hw1pb
@ElidyaBirhane-hw1pb 29 күн бұрын
መንጀሪኖ, አለም ገብረዋህድ , ወይ ጉጀለ ዓድዋ ናብ ፍርድ እንተቀሪቦም ወይ እንተተአሊዮም ጥራሕ እያ ትድሕን። ኩሉ ካብ ፈደራል በጀት: መሰረተ ልማዓት : ሰለ ዝከነ ላማኒት ጉጀለ ሕወሓት ክትጠፋእ አለዎ ። መንግስት ትግራይ ግዛዊ ምምሕዳር ትግራይ እዩ።
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 29 күн бұрын
አንታ ወዲዛ ዓጣሪት እዛ ዓጣሪት አዲካ ደርጊ አብ አንጎሎ ወጊሩ ድርብይዋ ጅግና ውያኔ አቦካ ደምሲሰዎ አንታ ወዲታ ወዲዛ ቡሽቲ ፍንፍን ወዲዛ ውዳቅ ቦርኮ ድርባይ ወዲ ፍንፍን ቡሽቲ
@tsegatsega1930
@tsegatsega1930 29 күн бұрын
Terie hezbve tigeray alem end mnegerno ezom aletweyan hasakier erteawen
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 27 күн бұрын
@@tsegatsega1930 anta wediza atarit drbay na shabiya
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 14 МЛН
Inside Out Babies (Inside Out Animation)
00:21
FASH
Рет қаралды 23 МЛН
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
How Ridiculous
Рет қаралды 45 МЛН
ከምሽቱ 3:00 ሠዐት የአማርኛ ዜና
VOA Amharic
Рет қаралды 584
Africa Aims to Cash In on Critical Minerals | Africa Amplified
23:02
Bloomberg Television
Рет қаралды 7 М.
ሄሉ እውነቱን ተናገረች #endalktube #helutube
33:16
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 14 МЛН