No video

ሰበር -ዜና/ ግብረ መልሲ ጌታቸው ን ኣለም/ ጀነራል ታደሰ ወረደ መልሲ ሂቡ

  Рет қаралды 4,106

Rara Media - ራራ ሚድያ

Rara Media - ራራ ሚድያ

Ай бұрын

ሰበር -ዜና/ ግብረ መልሲ ጌታቸው ን ኣለም/ ጀነራል ታደሰ ወረደ መልሲ ሂቡ#RaraMedia #Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda / Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / Metekel / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: RaRa Media and Communication
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 14
@degefteka1154
@degefteka1154 Ай бұрын
አለም ማለት ለማንም የማይጠቅም እንኳን ለሕዋህት ሊጠቀም፣ ሕዋህት እኮ በነመለስ ጀግና ዝምረሕ ዝነበረ ድርጅት እዩ
@merkatsegay
@merkatsegay Ай бұрын
እከለ ንእከለ ፀሪፍዎ ገለመለ እከለ ሌባ ኢልዎ እታይ እዩ ከገብረልና ትርፍና እታይ እዩ???
@brhanetewold9843
@brhanetewold9843 Ай бұрын
Non getachow reda ferihu gubae gubae ckayed Alewo gdn
@TeklayYeshneh
@TeklayYeshneh Ай бұрын
አለም ይተሐረድ ብስሩ አትምሰባት ሰላም ክንረክብ ወድዛ ሌባ ። Getachew has full potential and the whole world testifies to it .😢😢😢
@mulawgebremichael9736
@mulawgebremichael9736 Ай бұрын
ህወሓትን ግዝያውን ምንግስትን ኣይትበሉ ኾሎም ህወሓት እዮም ምናልባት ህወሓት እሉ ዝሽቕጥ ጉጅለ ባዕሉ ኣነ ህወሓት እየ እሉ ስለ ዝሰመየ ህወሓት ማለት ኣይኮነን ተጠንቀቑ ።
@HT-hg8fl
@HT-hg8fl Ай бұрын
ራራ ሙድያ ቅድሚ ኩናት ጀሚረ ይከታተለኩም ነይር : ይፈትወኩም ነይረ : ሕጅ ኣብዚ ዓመት ግን ዝወረደን ቤላቤለውን ናይ ፌስቡክ ሕሜታን : እሞ ካኣ ሚዛናውነቱን ሓቅነቱን ዘይተረጋገጸ ንትግራይ ዘይጠቅም ኣንጻር ሓደ ወገን / ንሕወሓት ዝትኮረን ኣብ መንጎ ኣባላት ህወሓትን ዝቀርብ ዘሎ ንተኣማንነትኩም ዘጉድልን ንሓድነት ህዝቢ ትግራይ ዝጎድእን እዩ : ቲፎዞ ምኳን ናይ ተከፋሊ ሚድያን ሕመቅን እዩ : ሳብስክራይበይ ስሒበ ኣለኩ ::
@bcen08603
@bcen08603 Ай бұрын
እቲ ጌታቸው ረዳ ንኣለም ኢልዎ ትብልዎ ዘለኩም ካበይ ዝረኸብክምዎ ሓበሬታ እዩ? ሓደ ኣክቲቪስት ፅሒፉ ኢልኩም ሰብ ተደናግሩ ከይትህልው ወይ ድማ ብ ኦዲዮ ወይ ቪድዮ እተቕርብዎ መረዳእታ እንተሊኩም ኣካፍሉና። ሚድያ ኢኩም ስለዚ ካብ ፌስቡክ ዝኣረኽምዎ ሓበሬታ ክተካፍሉና ኣይንፅበን። ሙሉእ መረዳእታ ኢና ንደሊ።
@MashoKidanu
@MashoKidanu Ай бұрын
ምስ መንግስቲ ኣምሓራ ኮይኑ ዘዕንቅፍ ዘሎ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ኢዩ። ንዝተቓወምናዮን ዘቃላዕናዮን ብሃንግ እናውቀዐና ይርከብ ኣሎ ፍስሃ ኢየ።
@user-tt5fu6mn5b
@user-tt5fu6mn5b Ай бұрын
ኣይትሓስው እትዝካየድ ዘሎ ገምጋም ናይ ህወሓት ምበር ኣብ መንጎ ግዝያዊ መንግስትን ህወሓት ኣይኮነን ።
@HappyBeetle-oy1jy
@HappyBeetle-oy1jy Ай бұрын
ሓሰውቲ
@samsamsun367
@samsamsun367 Ай бұрын
👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎😈😈😈😈😈😈😈😈😈ይሄ ሚዲያ ጌታቸው አለም ውሀድን ፀሪፉ አለም ውሀድ ንጌታቸው ፀሪፉ ግብረመልስ ሂቡ ተጋሩ ናይ ማንም እዩ እዚ ከትሰምእዎ ዝሰምኦ ትግርኛ ዝዛረቡ ተጋሩ ዘይኮንኩም እኩም ተበረታትእዎ ።👌
@user-li4iz2pg1o
@user-li4iz2pg1o Ай бұрын
ራራ ሚድያ ትወርድ አለኩም መረጃኩም ኩሉ ብድምፂ ወይ ብፅሁፋ መረጃ ከዝኩም አቅርቡ ይባሀልሎ አይጠቅመናን ካብ ኢትዬ ፋረም ልምዲ ውሰዱ ካበ ትግርኛ ሚድያ ዝህሸኩም እኩም ንኡ እለ እየ አይምጥነኩምን ተራ ወሬ ቅድምያ ንትግራይ ንህዝቢ ሀቡ
@user-qv2mc9wv6j
@user-qv2mc9wv6j Ай бұрын
ኣቶ ደብረፅዮን እንታይ ይሰርሑ ኣለው?????
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 Ай бұрын
D/R bel denqoro
A teacher captured the cutest moment at the nursery #shorts
00:33
Fabiosa Stories
Рет қаралды 62 МЛН
Why Is He Unhappy…?
00:26
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 101 МЛН
路飞太过分了,自己游泳。#海贼王#路飞
00:28
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 43 МЛН