ሰበር ዜና: ዶ/ር ደብረፅዮን ስልጣኑ ክለቅቕ | ህወሓት ንሕቶ ብልፅግና ነፂግዎ | ዘሐጉስ ዜና ንተመዛበልቲ ተሰሚዑ | Kulu News ኩሉ ዜና

  Рет қаралды 18,076

Kulu News ኩሉ ዜና

Kulu News ኩሉ ዜና

Күн бұрын

Пікірлер: 19
@alem2627
@alem2627 2 ай бұрын
ደብርጭ (TPLF)የኢትዮጵያን መከላከያ ኣርዶ ልቀጥል ፈለገ❓❓❓❓❓❓❓❓❓❓
@Tadele.mengstu
@Tadele.mengstu 2 ай бұрын
@AkfauAkfau
@AkfauAkfau 2 ай бұрын
❤❤🎉🎉🎉
@tesfaygebru6712
@tesfaygebru6712 2 ай бұрын
ዝተመረፅኩሉ ግዘ ሓሊፉ'ዩ ማለት ሓድሱለይ ማለት አምበር ሓላፍነት አይደልን ማለት ኣኮነን ።
@TsegayAlemu-i3f
@TsegayAlemu-i3f 2 ай бұрын
ደብረፅዮን ናይ ግድን ስልጣኑ 8:21 ክለቅቕ አለዎ ርስቲ አይኮነን ሰልጣን ናይ ስብሓት ነጋ ምኽሪ አያዋጽእን።ደብረጽዮን ዝቐበሮ ንሱ አያተስኦን።
@KirosmNeguse
@KirosmNeguse 2 ай бұрын
yes
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 2 ай бұрын
ፍሽኩል ሚድያ ድልየትካ ኢካትገልፅዘ ለኻ ድስኩል ሚድያ
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 2 ай бұрын
KUlU........ MedIa....,...Tg....... Citly......... Country
@KewaniSium-fn2iv
@KewaniSium-fn2iv 2 ай бұрын
ኣብዪ ንፈደራል ስልጣን ኢዩ ደሊዎ ንደብረጽዮን ኣብ ትግራይ ክመርሕ ዘይደልዮ።
@Ahmedd-br4ht
@Ahmedd-br4ht 2 ай бұрын
ሓሳዊ ምድያ😂😂😂😂😂
@realtube6031
@realtube6031 2 ай бұрын
ነዚ ከምዞም አምሓሩ ሓሶት ዝለቕቕ ሚዲያ ረሓቑ አይጠቅመኩምን እዮ።
@realtube6031
@realtube6031 2 ай бұрын
ንደብረፅዮን ኮነ ንጌታቸዉ ንምንታይ ተዛሪብካ ዘይኮነስ ሓቂ ተዛረብ ሓሶት ናይ ዲያብሎስ እዮ። ነዚ ሓሶት ዝካታተሉዉን ዲያብሎሳት እዮም
@YibrahGebreMedhin-ll8sy
@YibrahGebreMedhin-ll8sy 2 ай бұрын
ከም ዝበለ ሚድያ ኢዩ ዘይተበሃለ ዘዉሪ ሓሳዊ
@AbelGebrelibanos
@AbelGebrelibanos 2 ай бұрын
እንታይ ኣእትዩካ ንስካ ይዋእስ ወዲ ድካ።
@realtube6031
@realtube6031 2 ай бұрын
ሓሳዊ ሚድያ አይዓብን እዮ ሓቅ ተዛረብ ገንዘብ ብሓሶት አይርከብን አብዚ ሓሶት ትካታተሉ ዘለኹም ራሓቑ ከምዞም አምሓሩ ብሓሶት ዝተበከለ ሚዲያ እዮ ንዮ በልዎ
@amsaina6312
@amsaina6312 2 ай бұрын
ሓሳዊ ንባዕሊካ ኣንታይ ይምልከተካ ሰለዚ ሱቅ በል ለከባጥ
@KflomGs
@KflomGs 2 ай бұрын
ዶ/ር ደብረፅየን ስልጣን ክለቅቅ እየ ኣይበለን ። ጉባእየ ክካየደሉ ዝግባእ ግዜ ክሓልፍ ከምዘይብሉ ንምግላፅ ዝተጠቀሞ ቃል ንስኻ ፅዕንቶ ንክፍጠር ድሌት ዘለካ ትመስል ። ነገራት ብዝግባእ ተርጉም ። ተኣማንነትካ ኣዕቢ ንህዝብን ንሓቅን ጠጠው በል
@realtube6031
@realtube6031 2 ай бұрын
ኩሉ እዮ ናትካ ዜና ሓሶት እዮ ብኸምዚ አይረኸብ።
Крутой фокус + секрет! #shorts
00:10
Роман Magic
Рет қаралды 41 МЛН
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 29 МЛН
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 27 МЛН
Крутой фокус + секрет! #shorts
00:10
Роман Magic
Рет қаралды 41 МЛН