KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ስለ ብልጽግና ፓርቲ የሰማሁት ያልተጠበቀ ጉዳይ || ኢዜማ ክስ አቀረበ ፤ እስኬው ተቃውሞ ገጠመው || ዛሬ የተጠለፈው ስልክ ጉድ ነው ፤ ልደቱ እንዳያደርገው!
ጀኔራል ተፈራ "እስክንድር ትግሉ ከብዶታል " / ለኢሳያስ አፈወርቂ "ሰማያዊ አቢዮት" በብልፅግና / የጌታቸው ረዳ ማስጠንቀቂያና ጀኔራሎቹ
14:28
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
VIP ACCESS
00:47
ሰበር ዜና||ገብረ ዓዴት ኣቦ ወንበር ኮይኑ ተመሪፁ|ተኽለወይኒ ኣሰፋን ጀነራል ተኽላይ ኣሸብርን ተባሪሮም
Рет қаралды 17,420
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 11 М.
Tigrai Herald ትግራይ ሄራልድ
Күн бұрын
Пікірлер: 34
@TeklebrhanYohanis
12 күн бұрын
ፍጥነት የድሊ ትግራይ ብከባብያውነት ከይትብተን ሽርሒ ፀላእትና ካይዕወት
@zenebeberehe7257
13 күн бұрын
ገብረዓዴት፡ምምራፁ፡ብጣዕሚ፡ደሰኢሉና።ምኽንያቱ፡ካብ17ዓመትዕጥቃዊቃሊጀሚሩ፡ከምኡዉን፡ኣብኢትዮ፡ኤረትራ፡ኣብጆነሳይድትግራይ፡ምድሓን፡ዝገበሮተሳትፎ፡ገብረዓዴት ድምፂ፡ትግራይብምኻንከቢድ፡ተጋድሎ፡ዝገበረ፡ናይሰለሰተዎለዶ፡ተገደላይ፡ሰለዝኾነ፡ናይዚማሕበረ፡ተመረፂምኻኑ፡ደማብጣዕሚድስኢሉና፡ካብማሕበረተጋደልቲ፡ትግራይ፡❤❤❤❤
@Hagos-o8d
12 күн бұрын
ትክክለኛ ውሳነ💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@YordiYemane-f4z
11 күн бұрын
ናይ ሠረቕቲ ብሠረቕቲ ዝተቓቖመ ማሕበርኩም እንበር ናይቲ ጅግና ተጋዳላይና ማሕር አይኮንኩምን ሀተፍተፍ አይትበል
@TeklayA
13 күн бұрын
መርኣያ ፅንዓት ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ማሕበር ተጋደልቲ እናዓመበበት ክትቅፅል እያ፡
@Gere-tt7dx
12 күн бұрын
ጽቡቕ መግለጽን መረጻን እዩ ብጣዕሚ ቀጽልሉ ንብል። ካብኡ ናይ ህዝብና ስቓይ የብቅዕ የአክል ንበሎ ነቲ ከዳዕ
@alemabay-sh5kw
13 күн бұрын
Where is the news mentioned in your title?
@aregaiw
13 күн бұрын
Our heros, you are still strong. we are proud of you for what you did and you are doing.
@Gtsadik-r8c
13 күн бұрын
ፅቡቅን እዋናዉን መግለፂ ብሉፃት ኣያታትና ክቡራን ተጋደልቲ ትግራይ በርትዑ ሰራሕቲ ታሪክ ኢኹም እሞ ሕዝዉን ታሪክኩም ንምዕቃብ እትገብርዎ ቃልሲ ኣብ ጎንኹም ኣለኹ
@TsigeHailu-v6s
13 күн бұрын
ጀግኑ አቦታትና ዕድመ ጥዕና ይሐብኩም ንዘም ባንዳታት ተልእኮ ብልጽግና ቀልጥፍኩም አወግድዎም ህዝብትግራይ ንዚ አይኮነን ተቓልሱ እዝኹሉ ተቓልሱ ተስውኡ ጀኖሳይድ ተፈጽሙ ጻድቃን ቁርዲድን ጌታችው ስረቕቲ ምስኡ ሐቁፍ መላገጺ አይኮነን
@kirosgebremeskel
13 күн бұрын
ተኽለ ወይኒ አይተኸል ዝርኹሙት። ኣብ ጊዜ ምስካት ሕወሓት ካብ ከተማ ናብ ሃገረ ሰብእ ሕዳር 2013 ዓ/ም፤ ብ3 መኻይን ዝትፅዓነ ብልየናት ገንዘብ ሒዞም ናብ ዓዴት ተጓዓዙታ። እቲ ህዝብና ኩሉ ጊዜ ኣርሒቁ ጠማቲ እንድኢዩ መራሕቲ ክወልድ ኣይከኣለን እምበር፤ ህዝቢ ዓዴት ኣቱም መራሕቲ ናብዚ ቦታ ጸላኢ ምእታው ስለ ዘይቈሪ እቲ ገንዘብ ከፋፊልኩም ሃቡና እሞ፤ ሰላም ምስኮነ ከምዘሃብኩምና ክንምልሰልኩም ኢና ይብሎ፤ ኮይኑ ግና መራሕቱ ብእግሮም ዝተወለዱ ሩጉማት ስለዝኾኑ፤ ስብሓት ነጋ፥ ተኽለወኒ ኣሰፋ፥ ቴድሮስ ሓጎስ ኣይፋሉ ንህዝቢ ዓዴት ኣይንህቦን ኢሎም ይነቅፁ፤ እቲ ለባም ህዝቢ ዓዴት ዝፈረሖ ኣይተረፈን እዝ ኹሉ በላይን ገንዘብ ኣደዳ ሠራዊት ኢሳይያስን ብልፅግናን ኮይኑ ቀረየ። ስለ ዝኾነ ተኽለወይኒ ኣሰፋ ኣሽንኳይ ካብ ሥልጣን ምእላዩ፤ ተኸኽ ኢሉ ሰፋሕ እንተበለ እውን ዋላ ሓንቲ ጉድኣት የብሉን ኢዩ።
@naninani-wx5eo
13 күн бұрын
ከደጡ ወደማጡ ኣሎ አንታይ ሰሮሖም እባ ተሸሎም ዘመደ አዝማዶም በምጥቃም ዕክልልልልልልል በኹሉ አፈተ
@hageretigray-m5c
12 күн бұрын
ንዓኹም አኽብሮት አለኒ ግን ድማ ህዝቢ ትግራይ 65 ሽሕ መሰዋእቲ ተኸፊሉ ደርጊ ስዓርካስ አክንዲ ትግራይ ሃገር ምግባር ንኤርትራ ሃገር ሂብካ ንትግራይ ከልኪልኩምዎ ከቢድ ክሕደት ተፈፂሙ ኢዩ
@TigestLemlem
13 күн бұрын
#OnlyOneTPLF.
@abebeh.8145
13 күн бұрын
እዳ ሕዋሕት ምብራርን ምውጋድን ኣመሎም እዩ ናይ እዳ ኣለም ገብረዋህድ ኔት ወርክ እዩ እዙይ!
@hailestsegay6209
13 күн бұрын
ተባሪሮም ማለት ናይ ሓሶት ምግዳየፈል አካንዶም ድዮም ዝብሉና ዘለው ወይ ናይ ሓሶት ሰነድ ምግዳል ተረጋጊፁ ድዮም ተባሪሮም አየ እንዳ አደመ ስራሕ
@gelau777
13 күн бұрын
በብባልኩም ተባልኡ😂 ኩልኩም ተትውገዱ ትግራይ ሰላም ምረከበት
@ThomasTemare
13 күн бұрын
ፈለማ ትግርኛ ኻኣል ንኽትጻረፍ,ውን ትግርኛ ምኽኣል ወሳናይ እዩ ፣ባእባእ ኩፉእ መልሓስ🖕
@weldegebriealHagos
12 күн бұрын
ዋዕላ ቢክቶርያ ተተግበረት ማለት ኣምባሁቑ ጥራሕ ኣህባይዓድዋ
@WIZBiniboy
12 күн бұрын
ጨናዊ መጀመርያ ምፅሓፈ ካኣል
@AlganeshGebru
12 күн бұрын
ምርጫኹም ኣብ ቦታኣ እያ ዘላ
@TsegayAlemu-i3f
13 күн бұрын
ጎጠኛ ጉጅለ ማህበር ዝኽተለኩም የለን ክትጠፍኡ ኢኹም ናብ ሽረ ህደሙ ንሀደ ሰሙን እንተቐኒኹም ንኸብድኹም ኢኹም ተቃሊስኹም።
@GTesfa-yj9cd
13 күн бұрын
not in my name
@HaftuEmam
12 күн бұрын
አብ ናይ ህወሓት ጉዳይ ምእታዉኩምን አቋም ምሓዝኩምን ገለልተኛተትከም አብ ሕቶ የእተዎ እዩ ። ካሊእ ግን የኽይድ እዩ ።እቲ ናይ አቋም መግለፂ ግን ናይ ህወሓት እምበር ናይ ሲቪክ ማሕበር አይመስልን ።
@fkreayele3056
13 күн бұрын
ፌደርል አብዘለውሉ ማለት ወኪል ጨፍጫፊ ሕዝቡ ትግራይ ሕወሐት ካብ የእምሮ ደቂሰባት ከይተረፈ ክሕከክ ዝወሰነ አማካሪ ዝምራሕ ማለትኩም ድዩ ወይስ ዘይንፈልጦ ፌደራል ዝብሃል አሎ?
@YemaneAbrha-k9b
13 күн бұрын
ሓሰውቲ ንሓቂ ዘይውግን ማሕበር ጦረኛ ማሕበር
@hagosGebrehaweria
13 күн бұрын
ጉጅለ ረዳኢ ሓለፎም ከ እንታይ ንበላ ዛ ብኸባቢ እናኸየት ትውዕል ጃንዳ ደቡብ
ስለ ብልጽግና ፓርቲ የሰማሁት ያልተጠበቀ ጉዳይ || ኢዜማ ክስ አቀረበ ፤ እስኬው ተቃውሞ ገጠመው || ዛሬ የተጠለፈው ስልክ ጉድ ነው ፤ ልደቱ እንዳያደርገው!
Haq Ena Saq ሃቅ እና ሳቅ
Рет қаралды 552
14:28
ጀኔራል ተፈራ "እስክንድር ትግሉ ከብዶታል " / ለኢሳያስ አፈወርቂ "ሰማያዊ አቢዮት" በብልፅግና / የጌታቸው ረዳ ማስጠንቀቂያና ጀኔራሎቹ
Ethio News - ኢትዮ ኒውስ
Рет қаралды 11 М.
00:22
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
03:17
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.
00:29
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН
00:47
VIP ACCESS
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН
9:35
#ሰበር_ዜና-ስለ ድርድሩ አዲስና አስደጋጭ መረጃ ተሠማ//ከኤርትራ የተሰማው አስደጋጭ መረጃ ወጣ//የትግራይ ክልል 3ተኛ ዙር ጦርነት ተጀመረ
ንግስት~ሚዲያ Nigst~Media
Рет қаралды 8
36:28
ATV: ዘይተሰምዐ ሚስጢር ጥሪ 21 - ካብ ውሽጢ ዓዲ
ATV asena
Рет қаралды 60 М.
1:34:52
DW International "ይኣክል ክብሃሉ ይግባእ" ም/ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀኔራል ታደሰ ወረደ
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 48 М.
26:12
ATV: ትግራዋይ ነባር ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ከልካይ እምባየ በርሀ ካብ መቐለ ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ዘመሓላለፎ እዋናዊ ረዚን መልእኽቲ
ATV asena
Рет қаралды 39 М.
16:42
ተለዋዋጢ ወታሃደራዊ ሓይሊ ክህልወና ኣለዎ - ዶ/ር ሙዑዝ ግደይ - ላዛ ትግርኛ
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 10 М.
12:41
🛑 "ወጊድ ንበሎም " - ጀነራል ጆን መዲድ
ሚሐ Mihe Entertainment
Рет қаралды 24 М.
13:49
ሰበር ዜና: ዝርዝር ዝሰረቑ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት | ውሳነ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ህወሓትን | ናብ ኤርትራ ልኡኽ ክስደድ | Kulu News ኩሉ ዜና
Kulu News ኩሉ ዜና
Рет қаралды 35 М.
13:02
ወሃቢ ቃል ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ተጋዳላይ ገብረ ገ/ፃዲቕ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ዝሃብዎ መግለፂ፣ ሕዳር 11/2013 ዓ/ም
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 26 М.
1:05:02
TMH - ተረርቲ ርኢቶን ሕቶታትን ተሳተፍቲ "ዋዕላ ብሄራዊ ደሕንነት ትግራይ" ካልኣይ ክፋል
Tigrai Media House
Рет қаралды 33 М.
13:16
ሰበር ዜና: ፕረዚዳንት ጌታቸው ኣበሲሩ | ጠቕሊሎም ክወፁ ተኣዚዞም | ካብ ኣስመራ ዝተወሃበ መግለፂ | Kulu News ኩሉ ዜና
Kulu News ኩሉ ዜና
Рет қаралды 44 М.
00:22
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН