ሰበር-ዜና /ጉባኤ ህወሓት ኣይካየድን/ሰራዊት ክኣቱ ተኣዚዙ/ህወሓት ከሲሳ/ናብ ምሽምጋል...

  Рет қаралды 16,069

Rara Media - ራራ ሚድያ

Rara Media - ራራ ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 43
@zeraygeremarym
@zeraygeremarym 2 ай бұрын
መዋፅእቲ ይፍጠረልካ ህዝበይ
@WeerWwer-pc5ix
@WeerWwer-pc5ix 2 ай бұрын
መዋጽኦ ይፍጠረልካ ህዝቢ ትግራይ 🙏🙏
@GrandHotel-fm6xy
@GrandHotel-fm6xy 2 ай бұрын
Hasewti, feshfashat! " Serawit keatu teazizu" elkum nseb tedanagiru alekum. Halafinet zigodelo tegbar silezkone Rara media kabtom kaleot hasewti mediatat maeri eye zrio
@nebiatamaha4606
@nebiatamaha4606 2 ай бұрын
Kedamot RaRa media ekum tesabue zelekum hasetkum shelchina hasewiti
@BerheAraya-u3u
@BerheAraya-u3u 2 ай бұрын
ኣብ ሕገመንግስቲ ዝተቀመጠ ነፃነት ሚድያ፤ ሰለማዊ ሰልፊ ፤ ምፅሓፍ ሓሰብ ብነፃ ምቅራብ ወ ዘ ተ ንሽሙ ተቀሚጡ ኣብ ትግራይ ግን ናሓደ ዉድብ ጥራሕ ደግፍ ዝብል ኣተሓሳስባን ተግባርን ልሙድ ኮይኑ እዩ።
@HailuHabtu
@HailuHabtu 2 ай бұрын
ፀገማት ትግራይ ክፍተሁ እንተኾይኑ ሠላም ክወርድ አለዎ።ብዘይ ውድብ ሕወሓት ካልኦት አብ ትግራይ የለውን ድዮም?
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 2 ай бұрын
ብይዛኺ ካልእ ስራሕ ድለይ ንምንባብ ኣይትጦዕምን ሕንቕቅቲ ኝኝኝኝ
@ባለራዕይአይቆምም
@ባለራዕይአይቆምም 2 ай бұрын
አይ ደብረጽዮን ዳግማይ ዝተረፈ ወለዶ ክጠፍእ አድ ክአንው ሐይ ዝብለካ ጅግና ሲእንካ
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 2 ай бұрын
@KflomGs
@KflomGs 2 ай бұрын
ሚድያታት ትግራይ ሐዚ ውን ብህዝቢ ድምቀቱ ዝረኸበ ጉባኤ ንህዝቢ ከየባፅሓ ስቅ ምባለንን ንውዕሎታት ግዝያዊ መንግስቲ እናቀደሳ ዝበዝሕ ግዜ ከምዘሕልፋን ንዕዘብ ኣለና ። ስለዚ ንሞያ ጋዜጠኝነትን ረብሓ ህዝብን ትኹረት ገይረን ክሰርሓ ንሓትት
@tesfalemmezgeba1158
@tesfalemmezgeba1158 2 ай бұрын
ናይ ሎምይ ስርሓክይ ኣይናኣድክዎን ሕሰቡሉ 🙏
@محمدعلي-ش7ب5ث
@محمدعلي-ش7ب5ث 2 ай бұрын
እረ በጃኺ አትሓሽዊ ፈስፋስ መሬት ይንኮልኪ 😂😂😂😂
@nebiatamaha4606
@nebiatamaha4606 2 ай бұрын
RaRa Media hasot kulu zize hiwaha eko kulom eyom zena aytezsbu mikitital gedifnakum mis tom xelaiti ekum mesleni
@GetahunGadaGetahunGada
@GetahunGadaGetahunGada 2 ай бұрын
ራራ ዝተዛበዐ መልእክቲ ኣይተሕልፉ፡፡ ጉጅለ ደ ፅዮንን ጊ መንግስቲ ዝመርሕ ጌታቸውን ዝብል ግጉይን ምስልዩን እዩ፡፡
@swseir8874
@swseir8874 2 ай бұрын
ሐሽውቲ እናተካየደዩ
@negatadesse1867
@negatadesse1867 2 ай бұрын
ራራ ሚዲያ ጉጅለ ገለ መለ ምባል ጀሚርኩም ኣለኹም ዘይሻራዊ ክትኮኑ እንዳተገበአ ንሓደ ወገን ጥራሕ ትሰርሑ ኣለኹም? ከምዚ ኢልኩም ትቕፅሉ ኮይንኩም ሪፖርት ናብ ዩቱብ ክንገብር ኢና ሚዛን ሓልዉ ልቢ ግበሩ?
@sisayzegeye3878
@sisayzegeye3878 2 ай бұрын
ኣታ ኸመይ ዝበሉኻ በኽቲ ኢኻ ንስኻ?
@HaftomKidanu
@HaftomKidanu 2 ай бұрын
ሚዛናዊ ሚድያ አይኮንኩምን
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp 2 ай бұрын
ሓሰዊት
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 ай бұрын
አይቲሐሲዊ ሐሰዉቲ ሚዲያ ተነቀሉ ፈጣሪ ይወደእኩም ዘይተጋሩ
@Setandforget-iu4ry
@Setandforget-iu4ry 2 ай бұрын
btw ንሕና ህወሓት ምሰ መረፃ ቦርድ ይኹን ምሰ ካልእ ተተጋጪያ ኣየእትየናን ። tplf don't care about tigray people and we don't care about tplf oligarchs too
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 2 ай бұрын
❌❌❌❌❌❌❌❌❌
@mikaelhailu3384
@mikaelhailu3384 2 ай бұрын
አንታ 140 ሺሕ ዘለዎ ዩቱብ ክንዲዚ አብ ሕሶት ይሽመም። ልሙሳት መሕፈርቲ ባንዳታት
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 ай бұрын
ሐሻኪር ረዳ
@asmaratimes3140
@asmaratimes3140 2 ай бұрын
Tegaru mHret yewrdelkum kab pipin, dembarcionnn vodkachewn. They r fighting for their siting not for your advance.
@alwayskeepthefaith8272
@alwayskeepthefaith8272 2 ай бұрын
Ne'e eba zahaftey anbabit zena tebahilki neten US States qorarixki wedi'ekyen. Michigan, Wisconsin, Pennsylvania.
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 2 ай бұрын
ብስሩኸ ውድብ ልምድሓን ዝብሉ ናይህዝቢ ንዕቅት እዩ አምበር ህዝቢ ፈቆዶ በረኻ ተደብርዩስ ህዝቢዶ ይዓቢ ውድብ ብዛዕባ ህዝቢ ጉዳየም አኮነን
@HT-hg8fl
@HT-hg8fl 2 ай бұрын
ወገናዊትን ሓሳዊትን መድያ እያ ራራ መድያ :: ሳብ ስክራይበይ ስሒበ ኣለኩ : ሓሶት ኣብዚሕኩም ::
@numberone6038
@numberone6038 2 ай бұрын
Unsubscribed
@semretgirmay5590
@semretgirmay5590 2 ай бұрын
ረሳሐት ሚድያታትደለልቲ ዝታአከቦም ናይሕዝቢ ዘይኮኑ እዮም
@macksyou3743
@macksyou3743 2 ай бұрын
ታይ ሖሾት አለዎ ሓቂ እዩ::መረፃ ቦርድ ኢትዬዽያ ነቲ ጉባኤ ነፂግዎ እዩ::ባዑሉ ደብረፅዬን ገሊፅዎ ነይሩ እዩ "እንተኾነ ይቕበሉና እንተዘይኾነ ኻዓ ኻልአይ ጉባኤ ግበሩ እዬም ዝብሉና እኮ ኢሉ ነይሩ"::
@sisaysolomon1293
@sisaysolomon1293 2 ай бұрын
ካልኦት ፓርቲ ክላአኩ ንአብይ እምበር ብቅአትን ጥቅምን የብሎምን
@desalegnwesekkebede5125
@desalegnwesekkebede5125 2 ай бұрын
ኣትደንቆሮ ግባእየ ክስረዝ ይኽእል እዩ እልካ ዘይና ይስራሕ መሕፈርት ህዝብ ከታባልዑ ንባዕ
@zemaryamboy6794
@zemaryamboy6794 2 ай бұрын
ሓሶት ኣይትፀብፅቡ
@GeorgeGezahegn
@GeorgeGezahegn 2 ай бұрын
Liars
@genetbrhane7433
@genetbrhane7433 2 ай бұрын
Way gerimkumna
@sisaysolomon1293
@sisaysolomon1293 2 ай бұрын
ህዝቢ ንህውሃት ደግፍ ንዝጨፍጨፈካ ተለአአክቲ ጌታቸው ረዳ ፃድቃን ካልኦትን ንአብይ ክሸጥሉ ይፅእርሉ ስለዘለዉ ብመስዋእት ዝመፀ ብደም ህዝብ ትግራይ ህውሃት ዩ
@GeorgeGezahegn
@GeorgeGezahegn 2 ай бұрын
Rara media liars
ጌታቸው ረዳ ብዛዕባ ሰራዊት/ ምድላዋት ተወጊኑ
7:22
Rara Media - ራራ ሚድያ
Рет қаралды 653
Кәсіпқой бокс | Жәнібек Әлімханұлы - Андрей Михайлович
48:57
"كان عليّ أكل بقايا الطعام قبل هذا اليوم 🥹"
00:40
Holly Wolly Bow Arabic
Рет қаралды 15 МЛН
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН
Flipping Robot vs Heavier And Heavier Objects
00:34
Mark Rober
Рет қаралды 59 МЛН
ዶብ ኤርትራ ኣብ ሓደጋ
8:38
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 9 М.
Кәсіпқой бокс | Жәнібек Әлімханұлы - Андрей Михайлович
48:57