ሰበር ዜና: ህፁፅ ኣኼባ ጀነራላት ትግራይ | ሓደገኛ ውሳነ ሰራዊት ኢትዮጵያ | ትግራይ- ክልተ ሓለፍቲ ተባሪሮም | Kulu News ኩሉ ዜና

  Рет қаралды 13,882

Kulu News ኩሉ ዜና

Kulu News ኩሉ ዜና

Күн бұрын

Пікірлер: 5
@negagetachew974
@negagetachew974 Ай бұрын
ናይ ሕወሓት ሕጋዊነት ምስ ኢትዮጵያ ምርጫ ክምሽን ክዛራረቡ ይግባዕ ጌታቸው ምስ ሕወሓት ሕጋዊነት ዘራክቦ የብሉን።
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus Ай бұрын
ህወሓትን ጊ/መት ብሓባር ከምዚ ዝበለ እዮም ክከላከሉ ዝግባእ ነይሩ።ኮይኑ ግን ህዝቢ ዝብልዎ ከምዚ ዓይነት መጫወቲ ገረምዎ ይርከቡ።እዚ ድማ ል2ቲኦም ጉጅለ ተሓተቲ ይገብሮም።ህዝቢ 'ውን ካብ ምንችብጫብ ወፂዑ ስርዓት ይከበር ክብል ይግብኦ።ጭብጨባ ልማንም አይጠቅምን።
@SagolPagol-p3f
@SagolPagol-p3f Ай бұрын
ዋና ሽግር ጎቲቶም ናብ ትግራይ ዘምፅኡላ ዘለዉ ግዝያዊ መንግስትን ምክትሉን እዮም ኣደብ ይሓዙልና
@solomongebre4774
@solomongebre4774 Ай бұрын
ናይ ትግራይ ዋና ፀገም ሃሳብን አቅሚን ዘይብሉ ደበረ ጨዮን ፡፡
@KflomGs
@KflomGs Ай бұрын
ግዝያዊ መንግስቲ ብህፁፅ ፖለቲካዊ ውክልንኡ ጠጠው ከብልን ህወሓት ካፍቲ ዝሓለፈ 50 ዓመት ፀገማታ ፈትሻ ዴሞክራሲ ዝብል ስም ዘይኮነስ ዴሞክራሲ ኣብ ባይታ ብተግባር ሒዛ ፣ ግዕዝይና ኣወጊዳ ብህፁፅ ህዝቢ ናብ ሓድነት ኣዕሲላ ክትቃለሰ ይግባእ ። ኣብዚ ካብ ስምዒት ናብ ምስትውዓል ተጠንቂቁ ኣትዩ ዘይቃለስ ትግራዋይ ትግራዋይ እ፣ ኣሰዊአ እየ ከይብል ። ሕልንኡ ንሓጥያት ኣሕሊፉ ከይህብ ይጠንቀቅ ።
Ethiopia - Esat Amharic Day Time News 13 November 2024
12:40
ESATtv Ethiopia
Рет қаралды 479
PRANK😂 rate Mark’s kick 1-10 🤕
00:14
Diana Belitskay
Рет қаралды 10 МЛН
小路飞还不知道他把路飞给擦没有了 #路飞#海贼王
00:32
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 78 МЛН
How Strong is Tin Foil? 💪
00:25
Brianna
Рет қаралды 69 МЛН
PRANK😂 rate Mark’s kick 1-10 🤕
00:14
Diana Belitskay
Рет қаралды 10 МЛН