ሰበር ዜና! ሓደ ኣዛዚ ተቐቲሉ| ቦርድ መረፃ ንጌታቸው| ኣላመጣ - ካልእ ስጉምቲ

  Рет қаралды 42,814

Tigray Broadcast Service

Tigray Broadcast Service

Күн бұрын

#tdf #somalia #ethiopia
#ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #zena_tigrigna #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit #ታደሰወረደ #dollar #ፃድቃን
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Пікірлер: 129
@ShishayAkli
@ShishayAkli Күн бұрын
ምንቃሕ የድሊ!! ህዝቢ ትግራይ ህዝቢ ከም ህዝቢ ንዓብድ ኣለና ንጨቆንቲ ገዛእቲ ደርብታት ምችው ንኸውን ኣለና እታ ናይ መወዳእታ ንፀላእቲ ዝሳዓርናላ ሓድነትና ኣሕሊፍና ክንህብ ጫፍ በፂሕና ኣለና።
@dawi6131
@dawi6131 Күн бұрын
አመሠገንኩ
@weldebrhanhalefom3061
@weldebrhanhalefom3061 Күн бұрын
ጅግና ናይ ታሪኽ ሊቅ፣ሃነን ኣቢልዎም።
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 Күн бұрын
Such great historian, and very confident 🎉🎉🎉🎉🎉 i learnt a lot
@atkiltwoldeyesus9105
@atkiltwoldeyesus9105 Күн бұрын
ሱቅ በሊ. ሓደ ምኽትል ኣሎ. ኣማኑኤል ኣሰፋ ይብሃል.
@KasayeAregay
@KasayeAregay Күн бұрын
አረአይተሐስዉ ምክትል ብሽምልናእዩእመበር ብቅዋምጌታቸው ምክትልአይኮነን
@ShishayAkli
@ShishayAkli Күн бұрын
ካሊእ ህወሓት ኣይንፈልጥን መምሰልቲ
@awetahegngebreyesus899
@awetahegngebreyesus899 Күн бұрын
ናይ ካሓድትን ጏሓሉን ጉጅለ ህወሓት2 ፓርቲ ንምፍጣር ድዩ እዚ ኹሉ ጭንቀት ዝፈጠሮ ዓገርገር:: ሰማዒ የለን! ህወሓት ሓንቲ ኢያ::
@GabreHabte
@GabreHabte Күн бұрын
ትግራይ ብሮድካስት የቀንየልና: ዝምስገን ስራህ ኢሁም ትሰርሁ ዘለሁም!! 36:26
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow Күн бұрын
ኣስይተ Gabre habte ኣለሁም ፣ ዘለሁም ዝብላ ቓላት ኣብ ትግርኛ ሲኢነየን ካበይ ኣምጺኣካየን ምናልባ ሽ * ዓጋመኛ * ዶ ኮን ይኮና !!!!
@BerhanuHaile-zr9ik
@BerhanuHaile-zr9ik 6 сағат бұрын
Thank you,keep up it
@mengistuarefaine6773
@mengistuarefaine6773 Күн бұрын
This is what is expected of a Tigrayan at this time, rather than bickering on issues that are completely irrelevant to the current challenges Tigray is facing. Thank you Hailekiros for being the exception! God bless you
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Күн бұрын
❤❤❤ምክትል አቦወንበር ህውሓት ጌታቸው አይኮነን ሰብ አይተደናግሪ ዝሓፍተይ!!❤❤❤
@semretgirmay5590
@semretgirmay5590 Күн бұрын
መንደአ??
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Күн бұрын
@@semretgirmay5590 ጀግናን ንትግራይ ደው ዝበለን አማኑኤል አሰፍ እዩ!! እቲ ምክትል አቦወንበር ህውሓት
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ Күн бұрын
​@@kibreabesey9582ኣማኒኤል ኣሰፋ ኣብ ሽግር ግዜ ኣብ ሞጎጎ ናይ ኣዱኡ ትሓብእ ዝነበረ ብኸመይ ኢዩ ጅግና ደቂ ጠላማት ከዳዓት ኣብ ዳህዋሓት ሓደ ጌታቸው ኢዩ ጅግና ነይሩ ምስ ዓለማት ከይተረፈ ተካትዑ ዘአመነ ኣብ ቃልስ ከይኑ መንጀርኖ ኣመንዝራ ደብረጽንተት ኣማኒኤል ኣበይ ነይሮም ኣብቲ ሽግር ግዜ ትሓብኦም ዝነበሩ
@fisehawelu2102
@fisehawelu2102 Күн бұрын
Bravo Tesfakiros we need like tesfakiros
@habtuabadi6048
@habtuabadi6048 Күн бұрын
ንዝርዶ ስብ ግልጺ እናኳነ ይመጸአሎ።
@fyou2241
@fyou2241 Күн бұрын
💯
@anbessa6836
@anbessa6836 Күн бұрын
GETACHEW REDA IS THE BEST CANDIDATE FOR CONVINCE OR CONFUSE POLITICAL GAME.
@yalmsthuyabebe106
@yalmsthuyabebe106 Күн бұрын
አዛ ኮሚቴ ብሰላም በሐሰግን ክትቅጽልን አለዋ ብፍላ አብማእኸል አዲስ አበባን ወጻእን በዲፕሎማስሲ ምስቲ ልበጸሓነ ጽንተት ክትሓሕዝ ገሪና ነጎሃህሮ ።
@manjussegen3654
@manjussegen3654 Күн бұрын
ጽቡቅ ኣለካ
@birhanutsegay2776
@birhanutsegay2776 Күн бұрын
TesfakiroS .Thank you.
@fyou2241
@fyou2241 Күн бұрын
@AdonayTeklay-o3h
@AdonayTeklay-o3h Күн бұрын
ኩሉ ትግራዋይ ክፈልጦ ዝግባእ ታሪኽ እዩ
@rahmamami3581
@rahmamami3581 Күн бұрын
አቱም ኤርትራዊያን ተጋሩ መስላቹ የማያገባቹ ያልሖነ አትፃፉ
@semeretsewene5228
@semeretsewene5228 Күн бұрын
Very good.
@ephremalmaz
@ephremalmaz Күн бұрын
tigray hero yetemaru be democracy meweyayet new ...yemeyawet
@mekonenarefaine
@mekonenarefaine Күн бұрын
መራሕትና ኩሎም ካብ ወዓግ አይሓሹን ‼
@noahdray3565
@noahdray3565 Күн бұрын
ዝብለኪ!! እቶም ፓለቲካኛታት ናይ ትግራይ እንታይ ወሓጦም ? እዞም ክልተ ጓሓፋት ጒሒፍና ንምንታይ ህዝቢ ትግራይ ካሊእ አመራፅታት ዘይንደሊ?
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 Күн бұрын
ጌቾ እየኮረጀ ነው ሓሳብ ደርቆበታል
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 Күн бұрын
እቲ ቐንዲ ብልጽግና ምኻኖም ብዙሕ ፍልጠት ዘድልዮ አይኮነን!! እንተዘየለ ክልላ ምምሕዳር ሲኢና ዘላ በየናይ መዐቐኒ መርየት ክትምንጥል?
@TirhasAbrha-k3v
@TirhasAbrha-k3v Күн бұрын
❤100%
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe Күн бұрын
❤❤❤
@FkdAsd
@FkdAsd Күн бұрын
ኣብ ኣስመላሽ ኣባል ግበሩኒ
@LemlemKidanu-rt9hk
@LemlemKidanu-rt9hk Күн бұрын
No more 'Tigray'-'Tegaru'! We are 70-Enderta-Raya ETHIOPIA!
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Күн бұрын
ትግራይ ከም ተስፋኪረስ ዓይነት ሰብ እዩ ዘድልያ
@smumd
@smumd Күн бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@tsegaleulabady3653
@tsegaleulabady3653 Күн бұрын
ወንዳታ ኢለካ ኣለኹ ተስፋ ኪሮስ ኣረፈ፡፡ ተስፋ ኪረስ በሊሕ በመረዳእታን መርትዖ ዝካታዕ ፣ፈላጥ፣ ሊቅ ናይ ታሪኽ ምሁርን ተመራማርን፡፡ ትግራይ በኣኻ ትኾርዕ
@hailekirosaraya7609
@hailekirosaraya7609 Күн бұрын
ሐዚ ዋና
@ephremalmaz
@ephremalmaz Күн бұрын
ሕጂዶ ይሐይሽ
@berhaneabreham618
@berhaneabreham618 Күн бұрын
ሕጂዶ ይሐይሽ
@HdhHdh-wk6rk
@HdhHdh-wk6rk Күн бұрын
🎉❤
@EagerBocce-vl1ri
@EagerBocce-vl1ri Күн бұрын
እዞም ሰባት ጉዳማት እዮም ኣብ ጉባኤ ምድሓን ንስልጣኖም ንምዳሓን ላዕልን ታሕትን ይብሉ ኣለዉ እንታይ እዩ ዕላሞኦም ህዝቢ ተበቲኑ መሬት ተወሪሩ ኣማሲኡ ኸ ንመን እዮም ክመሩሑ
@kasahun78
@kasahun78 Күн бұрын
Why is your youtube Getachew Reda AKA PP propaganda machine?
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Күн бұрын
ንምንታይ እዮ ናይ ውፃ ዝደልየኩም፡ ተጋሩ ምሁራን ታሪክ ኣለው እንዶ፡ ታሪካዊይ ምርትዖ ዘለዎም፡ ኣባዓልኩም ኣትኩሩ፡
@asmelashyibeyin8707
@asmelashyibeyin8707 Күн бұрын
ንሕና ዘናድደና ዘሎ ሰራዊት ትግራይ ታይ ክሳብ ዝኾነሉ እዩ ሱቕ ኢሉ ዝሪኢ ዘሎ። ደሓረይ ሓያል ጎንፂ ተላዒሉ ንምእላዩ ክሳብ ዘፀግም ድዩ ዝጽበ ዘሎ። ወይስ እዚ ተበሊፁ ጦርነት ዶ ገለ ዶ ምስ በለ ማእኸላይ መንግስቲ ድሕሪኡ ዕግርግር ክጅምር ደልዩ። ገለልተኛ እዩ ዝበሃል ኣብ ካሊእ ሰዓት እዩ እምበር ኣብ ከምዚ እዋን ገለልተኝነት ዓዲ ንክትፈርስ ሱቕ ኢልካ ምርኣይ እዩ መሲሉ ዝስመዐና ዘሎ። ናይ ፖለቲካ ኣፈላላይ የለን ይበሃል ኣሎ እንድሕር ኽምኡ ኾይኑ እማ ታዴኹም ትገብሩ ኣለኹም ሓደ ኹኑ ኢልካ ቐሽሚድካ ቐሽሚድካ ምግዳፍ እዩ ነይሩ ነዚኦም
@GabreHabte
@GabreHabte Күн бұрын
ኮሚተ አስመላሽ አለወሃ - መተማ ዝበሃል ትካል ወይም ውዳበ አድራሻ በጃሁም ፀሃፉልና: ምዕንታን ክንህግዝን ክንተሃባበርን::
@manjussegen3654
@manjussegen3654 Күн бұрын
ጽቡቅ ኣለካ,እቲ መጋራጃ ቀዲደም ናብ ሚድያ ክወጹ ኣለዎም,ህዝቢ ትግራይ ድማ 1000%ኣብ ጎኖም ኽንከዉን ኢና❤
@Zeleul-f8r
@Zeleul-f8r 20 сағат бұрын
በግዛዊ ሕዝበ ረሲዖም ሻንፕዮን ምን ዓተረ ዝብሉ አሽሐት ቀቢሮም ዘይሐዝኑ ብድን ጌታቹው ደብረፅዮን መሕፈርቲ ፍጥረት እዮም ሐፊርና ብዝአቶም ይፅረጉ ፍርግም ሕዝበይ
@ብርሃንንሂዝበይ
@ብርሃንንሂዝበይ Күн бұрын
Getachew kabbgenzeb misrak lab widib misrak teshagiru beka kkkkkkkkkkk😂😂😂😂😂😂🎉😂
@kirosweldeslase
@kirosweldeslase 23 сағат бұрын
ዳሉል ኣስመላሽ ኮሚቴ ይመስረት
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Күн бұрын
ትግራይ ትበሃል ታሪካዊት ክልል ፣ብጌታቸው ረዳን ፃርቓንን ንሓንሳእን ንሓዋሩን ብናይ ዳኒኤል ክብረት ፕላን መሰረን ተደምሲሳ። ፣ጌቾ 😂ጌቾ😂 ጌቾ😂 ጌቾ 😂ጌቾ 😂ጌቾ
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg Күн бұрын
TIGRAI: 1 Northern borders with the part of Abisinia, which was sold to the Italian colonizer now named as Eritrea in an exchange for nasmaser firearms 2. The Western part is the Sudan. 3. The southwestern part is Qimant, which is now assimilated with Amhara. 4. The southern part is the Agow, which is now assimilated with Amhara. 5. The eastern part is Afar. 6. North Eastern is the Red Sea upto Adulis, which was the historical port of Abisinia. To those who instinctively say that there is no Tigrai like this or that are those who don't know the tru history or who don't want to give recognition to the real map of Tigrai. Whoever denys history rejects himself who he is because history is a certificate of society.
@AdonayTeklay-o3h
@AdonayTeklay-o3h Күн бұрын
ሺሻይ መንግሰቱ ሐሳዊ ከዳዕ እዩ
@HayelomAraya-o5g
@HayelomAraya-o5g Күн бұрын
ሸድሆ ገረገራ እዮም ዘርብሹ ዘለው መጤ እዮም ዘርኦም አምሀራ እዮም
@manjussegen3654
@manjussegen3654 Күн бұрын
ጅግና ቀጽሉሉ❤
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 Күн бұрын
ዘይሓፍያ ድሚስ ገራሪያም ስሙ ወይ ድማ ንአንጭዋ ገዛስ አንጭዋ በረኻ ገዛይ እዩ ኢላ ውፅለይ በለታ ከምዝበለታ ትማሊ ዘምሃረቶም ተመኩሮን ፍልጠትን ፍታሕን ዘይ ፀረዩ ማንጁሳትን ቮድካዊያንን ንቶም ዕድመ ልክዖም ዘሃነፅዋን ዘገልገልዋን ህዝባዊ ዉድብ ከም ንጉሶም ሃፀይ ብጉልበቱ ንኢህወዴግ አፍሪሱ አኬልዳማ ዝገበራ ሀገረ ጦጵያ አባይ ሓመድ ልኡላዊያንን ዘይሓፍሩ ሓኽሊ ደማሙ ስልጣን ዝሕልሞም ትግራይና እዉን ከጓላ ክገብርዋ ይነብሑ አለዉ እሞ ወያናይ ህዝበይ ነበረት ከይገበርዋ ህዝባዊ ዉድብካ ተልዓል መኪትካ ከምቶም ቅዩማት አቦታቶም መልሓሶም አንኪስካ አውሕጦም ???🤝👌✍️💪✌️✌️✌️
@MekonenDaniel
@MekonenDaniel Күн бұрын
ኩሎም ሓልዮት ህዝቢ የብሎምን
@habtewoldassefa
@habtewoldassefa 9 сағат бұрын
getachew entay eka konka?
@kirosabrha
@kirosabrha Күн бұрын
ጥዑያት ንህዝቢ ሓለይቲ መሲልኩም ብአኹም ዘይቅኑዕ ምድያ ትግራይ ተፍርስዋ አለኹም ብታሪኽ ተሓተትቲ ምዃንኩም አይትረስዑ።
@NegashGmedhin
@NegashGmedhin Күн бұрын
ኮሚተ አላወሃ - መተማ ብስሩዕ ምንቅስቃስ ዕላዊ ኮይኑ እንተዝጅምር እሞ ንሕና ው’ን አድላይ ድጋፍ ክንገብር ንሕብር ። ትግራይ ትስዕር !
@michealeGebrewahid-ej1ql
@michealeGebrewahid-ej1ql Күн бұрын
Des zible eyu komtiye alwha asmelashh..kmsret Alo...
@HayelomAraya-o5g
@HayelomAraya-o5g Күн бұрын
ሲሳይ መንግስቴ ገረገራ እዩ ወለዱ ብሽመና ልመጸኡ እዮም ራያ ታይ አይኾነይ
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 Күн бұрын
ጉሩብ ጎሓላሉ ተባሪሮም ኢዮም ኣይካኣልን
@tesfayghebremedhin5176
@tesfayghebremedhin5176 Күн бұрын
Shukut is Amharich say wudidir.
@adonay7097
@adonay7097 Күн бұрын
ጌቾ ችግር አለካ ኮፍ ኢልካ ህሰብ፡ ዓዲ ሂዝካያ ትወድቅ አለካ፡፡
@tsinuelgebreweld8121
@tsinuelgebreweld8121 Күн бұрын
አቲቺዲህወሓት ሓንቲእያ።
@MehariGidey-d1n
@MehariGidey-d1n Күн бұрын
Eti hizbi gn ab hadega wediku bitselaeti ytsent alo ,,, hizbi nay midhan sirahti mikdam eti kedamay memaretsi eyu,,,
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 Күн бұрын
I love this media
@alguyonas3312
@alguyonas3312 Күн бұрын
Selam ❤❤❤
@engdagizaw3233
@engdagizaw3233 Күн бұрын
sisay mengetie what are you toking about please stop cheting ..........................
@haileslaseasefa7945
@haileslaseasefa7945 Күн бұрын
ብረድካስት ምድያ ናይጉጅለ ፅግዕተኛ ደገፈተኮይንኩም ትቅፅሉ አለኹም ግንጉጅለ ግምት ከምፌስታል ክሸምረር እዩ
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Күн бұрын
ዘርባ እልክይ ዲክይ ናይ ኢርትራ ለበዎ ትቕሪብዩ፡ እዋ እቱይ ትግራዋይ ዝቓለሶ ዓላማ ዲዮም ብላዓልይ ኮይኖም ዝላበው፡ ክእድብ ኣለዎም ልዒልነት ንትግራዋይ ዝፍትንዎ ይትርፎም፡
@tesfamariamgerzgher5277
@tesfamariamgerzgher5277 Күн бұрын
ብጀካ ሕወሓት ብደብረጽዮን ዝምራሕ ዳኣምበር ገይታቸው ረዳ ባነዳ ከዳዕ ሳኽራም ዱሩየ ክእሰር ጥራሕ ዘለዎ !!!!
@ابراهيممحمد-ع1ك
@ابراهيممحمد-ع1ك Күн бұрын
አጀኩም
@KinfeMussie
@KinfeMussie Күн бұрын
Zebene wube zixememes wube kibl ynebir zbehal ezi eyu ziliwet yelen
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Күн бұрын
Wero new emibalew netsaawTto ababal haqun aygeltsm wendmalem,
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 2 сағат бұрын
🙏♥️🙏♥️😡
@AksumawianTRUTHPOWER
@AksumawianTRUTHPOWER Күн бұрын
ህወሓት ንምንታይ ዮዕ ንብላ? 1. ተነጸረ Strategic GOAL ስለዘይብላ! Tacticን እስትራቸጀን ስለተደናግር 2. ናይ ሥልጣን ድልየታ ህዝቢ ኣጥፊኣ ንበይና ኽትበልዕ ንሕስያ ስለዘይብላ! 3. ብስብሓት ዝብልዎ ኣረመኔ ኣረጊት ሻዕብያ ስለትዝወር 4. መንጆርና ትብሃል ደረቅ ደንቆሮ ብኣዙርሽ ብሚልዮናት ወርቂ ስለትሰርቅ 5. ናይ 17 አመት ብሔራዊ ቃልሲ ኺሕዳ ሥልጣን ሃሪፋ ብሔራዊ ቃልሲ ናብ ገደል ስለዘጽደፈት 6. ታብ ብጸላኢ ተሰውኡ ንላዕሊ መሪሕነት ህወሓት ንሥልጣነይ የስጉእኒ ዝብለቶም ተጋደልቲ ምኽንያት እንዳፈልፈለት ስለዝረሸነቶም 7. ሕቶ ኤርትራ መምርሒኣ ገይራ ነዙይ ዘይኣምኑ ተጋሩ ዐይኖም እንዳውፅኤት፣ ትሕቲ መሬት ምስ ነፍሶም እንዳቀበረትን አንዳቃጸለትን ስለ ዘጽነተት 8. ናይ ሓደ ቤተሰብ መሪሕነት ፈጢራ ብዝምድናን ብመውስቦን ናይ መንግሥትን ንግድን ብመሓውር ወጢራ ሕዝቢ ትግራይ ስለዘዳኸመት 9. ምሁር ተበላፃይ እንዳበለት ቲምሁር ምስ ሓረስታይን ሸቃላይን እንዳጋራጨወት 10. ሥራሕ ኸይሥራሕ ብኣኼቦ ጊዜን ገንዘብን ስለዝበልኤት ( ናይ 45 መኣልቲ ኣኼባ ጽንተት ጎቲታ መሰስ በለት)፣ ናይ 60 መኣልቲ ኣኼባ ኹይናት ኸይዲ አይግምገምን ኢላ ጊዜ ሓምሸሸት 11. ገበን ኹይናት መዕለቢ ኸይግበረሉ ናይ ተፈናቀልቲ ወገናት ዘየገደሳ መፍትሒ ኸይድለየሉ ስለዝገበረት 12. መንጆርና ወርቅን $ን ብኺሻታት ብውሽምኣ ገይራ ስለዝሠረቀት 13. ግ.ም.ት ታብ ዝፍጠር ብካድረታት ገይራ መሓውራ ተመኪሓ እንቅፋት ብምፍልፋል ተፈናቀልቲ ናብ ቦታኦም ከይምለሱ በምስንኻላ 14. ምዕራብ ትግራይ ናብ ንቡሩ ኸይምለስ ናተይ ካድረ ጥራይ ናብ መሪሕነቶም ተዘይተመሊሶም ኢላ ሕዝቢ ወልቃይትን ጸገዴን ከብቲ ዝነበሩዎ ሓባራዊ ኑሮ ኸይቅጽሉ ብምግባር 15. ድንቁርና ኣብ ትግራይ ስር ኽሰድድ ብምግባር፤ ናይ ሓሰት ዲግሪ ተሸኪማ ምሁር ንኽትመስል ኣብ ሙሉእ ኢትዮጵያ CIVIL SERVICE UNIV ብምፍጣር ታብ 2ይን 4ይን MAን PhDን ብምሃብ። ነዙይ ዘካይዶ ሐይለ አበራ ተባህለ ወዲሓትንኡ ንስብሓትን ወዲሓው ኣቡኡ ንሐደ ስውእ ላዕለዋይ አስፈጻሚ ኮሚቴ፣ ንኡስ ዐቅሚ ብዘለዎ ኸምዝመርሖ ብምግባር 16. ልምኣት ትግራይ ብምዕጋት 17. ሥልጣን ኣብ ኢዶም እንተሎ ትግራይ ሃገር ኸይትኾን ዝኸልከሉ ሥልጣን ምስተሓደጉ ሃገረ ትግራይ ኢልካ ጎስጊስካ ህዝቢ ናብ ጽንተት ብምዕታው ትውንጀል 18. ሕይወት ህዝቢ ኸም ደረቅ ቆጽሊ ተርግፍ እሞ ኣይትጥኣሰ! 19. መናእሰይ ሕዚውን ኹይናት ተዘይኣእተኹ ብገበን ኽሕተት እየ ትብል ድንቁርና ስለዝኣሰላ 20. ብግዕዝይና ስለዝበድበደት 21. ብሰንኪ መሪሕነት ህወሓት ዝጠፍአ ህይወት 1 ሚልዮን ጥራየ ዘይኮነስ ሓደ ስዉእ 5 ቆልኡ ኽወልድ ተነይሩ ብexponential ብዝሓቱ ይውሕድ እዩ። ሰለዚ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ 1000000 to the logarithmic exponent of 5 ብዝኣክል ናይ ሕዚን መጻኢ ወለዶን አጥፊኣትልና እያ። ህዝቢ ሓይሊ ኣባኺና ሕዚውን ኣብ ሥልጣን ቸቸ ኢለ ዘይሰረቅኩን ዘይኣጠርኩን ዘየጽነትኩን ትበል ጉጅለ 'ደንቆሮ AXIS አደመ ህወሓት' ኣምላኽ የጥፍኣልና ይሓምሽሸልና!!! ኣሜን!!!!! ህወሓት እንደራ ሥልጣና የብቅዕ!
@abadikidane9078
@abadikidane9078 Күн бұрын
እዚ ናይታሪኻዊ ግዝኣትና አብ ሚድያታት ከም ዓብይ አጀንዳገይርና ክንሰረሓሉ ይግባእ
@semretgirmay5590
@semretgirmay5590 Күн бұрын
ብጣዕሚ ከማኻቱም የብዛሐዮ እበር መሬትናስ ቆራሪሞም ይሸጥዋ አለው
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey Күн бұрын
💛❤️
@zewdumesele5845
@zewdumesele5845 Күн бұрын
አሸባሪ ናይ ትግራይ ወራሪ ሓይሊ ምስ መከላኺሊ ሓይል ኢትዮጵያ ብምትሕብባር በራያ አላማጣ ህዝቢ ኸብድ ጅንሳይድ ብመሥከረም እስራ ሓደ ተፈጽሙ።
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Күн бұрын
ጌች ህወሓት አይኮነን ብሽም ህወሓት ተጎዛጒዙ አፍልጦ ነባር ህወሓት ንጭዋይ እምበር
@gherHaftamu
@gherHaftamu Күн бұрын
Gech is greatest.ስልጣን ከይኾነስ ድሌቱ ፍትሒን ርትዕን ምርግጋፅ እዮ።
@birhanegebrehiwot7344
@birhanegebrehiwot7344 Күн бұрын
Dessalegne dull do not speak what you do not know.
@mashogher
@mashogher Күн бұрын
ኣንታ ዝገርም ነቲ ካብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ናብ በረኻ ደደቢት ወሪዱ ኣብ ሓዊ ኣቱ ዘይቀልጥ ተኣምረኛ ተጋዳላይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ዝመርሖ ህወሓት ጌታቸው ረዳ ናይ ሃያ ሁለት ኣዲስ ኣበባ ሓርበኛ ኣፍሪሰ ወልቃይት ፀለምቲ ኣድያቦ ጉሎመዃዳ ኢሮፕ ራያ ሸይጠ ሽይጣት እንዳበላዕኹ ፅግዕተኛ ንጉስ ኮይነ ክነብር እየ ይብለና ኣሎ ። ንኣንበሳ ሲ ኣንጭዋ ክተንበርክኾ ???
@fyou2241
@fyou2241 Күн бұрын
🤍
@mezmurebirhan8711
@mezmurebirhan8711 Күн бұрын
ዕድሚኦም ሙሉእ ኣብ ህወሓት ተወዲቦም ዝተቓለሱ፣ሽግ ወየንቲ ኮይኖምን ኮይነን ዝተቓለሱ፣ደቆም ሸሊሞሞ ኪድ/ዲ ተሰውኢ ኢሎም ዘሰውኡ ወለዲ ብንደብረፅዮን ኣብ ዝተኻየደ መበል 14 ጉባኤ ስለዝተሳተፍኩም ሕዚ ኣብ ንሕና እነካይዶ ጉባኤ ህወሓት ክትሳተፉ እንተደሊኹም ማመልከቻ ፅሒፍኩም ንስሓ ኣቲኹም ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም ዝብል ኣባህላ ብዙሕ ዘኽይድ መሲሉ ኣይስመዓንን።ንህወሓት ህወሓት ዝገበራ ኣብ ሙሉእ ትግራይ ዘሎ ህዝቢ ክጓነ ኣይግባእን ካልእ ፍታሕ ድኣ ክደለይ ኣለዎምበር በዚ ሕዚ ዝህቀን ዘሎ መንገዲ ኬድካ ትግራይ ሓንቲ ክገብራ ማለት ዝከኣል ኣይመስለንን ካልእ ፀገም ከይትፈጥሩ ኣያም ድኣም በሉ።
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Күн бұрын
❤❤❤እዋይ ውርደት አንቲ እዚ ትግራይ ብሮድካስቲንግ እውን ወጊኑዶ ምስቶም ዕሱባት ብላሽ ብላሽ ብላሽ!!አብይ መንዩ ክሳዕ ክንድዚ ቅንዕ ጉንብሕ እትብሉሉ ዘለኹም??😢😢😢😂😂😂😂
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Күн бұрын
ሰብ መድያ በይዛኹም እንዳፈለጥኩም ናይጎይተኦም ይኹን ደብረፅዮን ዝበሃል ህወሓት የለን። ኣብ ብገዛእቲ ዝተጠጀኣልኩም መጻወድያ ኣቲኹም ህዝቢ ኣይተደናግሩ። ምእንተ ስልጣን ተለኣኣኽነት ዝሰለሙ ጎጃጅል ህዝቢ ትግራይ ከፋፊሎም ቸቸ ክብሉ ዝጓየዩ ስሡዓት ብሓደ ድምፂ ኣልግሱልና እዮም ክበሃሉ ዘለዎም። ኣብዚእዋን ኩሎም ተዛራብቲ ትግርኛን መሓዙቶምን ኣብክንዲ ምፍልላይ ንብሄራዊ መንነ😂ቶም ኣብዙርያ ሓደ ዓምዲ ክዓስሉ እዩ ዝግበኦም። እንተዘይኮይኑ መጻወትቲ ኩዕሾታት ናይ ቀረባን ርሑቕን / ሰብጥቕሚ ገዛእቲ ኮንካ ምትራፍ እዩ ዝኸውን ዝተርፍ መማረፂ።🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MuluGeta-x4z
@MuluGeta-x4z Күн бұрын
ትግራይ ፕሮዳክስት ጌጋኩም አርሙ ግደፉ ታሪኩም አይተበላሽው ጌታቸው ህወሀት አይኮነን ተልእኮ ናይ አብይ እዩ ዘለዎ ።ጌታቸው 2 ዓመት ተፀቢናዮ መወዳቱ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ተረኪቡ ወታደራት አብይ ግፍዒ ዝፈፀሙ እሱራት ብነፃ ብለይቲ ሰብ ምስደቀሰ ፈቲሁ ሰዲድዎም እዩ።ሀዚ ጉን ጌታቸውን ፃድቃንን ናብ ህጊ ይቅረቡ። 18:40
@semretgirmay5590
@semretgirmay5590 Күн бұрын
ምሳኻ አለና ቅዱስ ሐሳብ
@haqitisier8947
@haqitisier8947 Күн бұрын
ግዝያዊ መንግስቲ ካብ ውድብ ይፈለ ክባሃል ከምዘይጸነሐ ሕጂ ጌታቸው ካበይ ነበይ ዩ ዝሕምስ ዘሎ ዓገብ ዝብሎ ሓቂ ዝርዳእ ዶ ተሳእኑ ? ዝተባረረ ጉጅለ ጻድቃን ጌታቸው እንታይ ይገብሩ ኣለው ዓገብ ዘይባሀሉ ?
@dawithaile-vx5ks
@dawithaile-vx5ks Күн бұрын
Suk bel eniheka mahaym aregit
@MehariGirmay-h6o
@MehariGirmay-h6o Күн бұрын
@@haqitisier8947 malet kemey kigebru alewom elka tihasib? Hasab alekado????
@mulugetarayaw2233
@mulugetarayaw2233 Күн бұрын
😂😂😂😂 ጥራጣ ሰዲዳስ ፎሳ ጨበጠት😂 ህወሓት ባዕላ ሰሊዓ ልሰደደቶ ግዝኣት ዳሉል፣ በራሕሌ፣ ሽኸት፣ ዲዲግ ስኣላ፣ ኣበርገለ፣ ቆላ ኣጎው ወዘተ ህዚ ፈርገጥገጥ ትርጉም የብሉን። ናይ ግጭት ሰበብ ካብ ምድላይ ምኻን ሓሊፉ ፋይዳ የብሉን። ነበረ ነበረ ንአምሓራ ንምጉባጥ ጥራይ ካብ ንጥቀመሉ አክሱም እንትልዓል ንምንታይ ኣዶሊስ ድኣ ዘይነልዕል? ሃጦውቆጦው ዩ ነገሩ😢😢😢
@ShishayAkli
@ShishayAkli Күн бұрын
ሓሰውቲ ናይ ጌታቸው ከደምቲ ኢኹም
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor Күн бұрын
ኣንቱም ትግራይ ብሮድ ሚድያ ሓሰውቲ ኢኹም 2 ህወሓት የለን ኣይትሓሱው
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr Күн бұрын
ኣለውሃ ምላሽ ቦታ ሃፀይ ኃይለስላሴ ንወዶም ግዝኣት ንኸግፍሑ ዝወሰድዎ ቦታ ኸምዝኾነ ካቭ ኣቦይ እየ ዝፈልጦ።
@tsinuelgebreweld8121
@tsinuelgebreweld8121 Күн бұрын
ለያቡሓሰውቲ።
@AksumawianTRUTHPOWER
@AksumawianTRUTHPOWER Күн бұрын
ክፍሊ 2 ሃይለ ደደብ ት መንዩ? ሕዚ ጀግና መመኪሒና ዝኾነ ጀ/ል ፃድቃን ብስሚ መሪዝኩም ቅተልዎ ዳበለ መናፍሒ ፕሮፓጋንዳ ዘካይድ ዘሎ ወዲ ሃገረሰብ እዩ። ኽሳብ ትማሊ ኢዱ ተሓጺቡ ምብላዕ ዘይፈለጥ ነበረ ደንቆሮ ደፋሪ ጠልን አድጊን እዩ። መንዩ? ሃይለ ህበይ እዩደ እዚ መዕበርበሪ ሃይለ ጭው ዝበለ ግዕዙይ ጥቅመኛ እዩ። እንኡ ኻባ ኣድዋ ተሰዲዳ ሺረ ሰፊራ ስዋ ጾማቂትን ብ 3 ታዕሪፋ ትድቅስ ነበረትን ዒዋሉ ዝለማመዱላን ነበረት እያ። እዙይ እንዳረኣየ ዝኣበየ ሃይሉ ንምንታይ ኸምዙይ በለ ንማለት ታይሪኡ ድኣ ኣብዩ ንማለት የኽእል እዩ። ንሐደ ጀግና ግን ኸምኡ ኽብል ሞራላዊን ህጋዊን አይኮነን። ኽቡር ጀ/ል ፃድቃን ጥፍአቱ ታይ እያ? ኽዛረብ ብንሰምኦ: 1. ኒ ትግራይ ኹሉ ዘካትት syztem ንፍጠረላ 2. ውድብን መንገሥትን ይፈለ 3. ናይ ኹሉ ደሞክራሲያዊ ሥርኣት ንህነፅ 4. ትግራይ ብኹሉ ኣንፈት ነምዕብላ እዩ ዝብል። ጸለመ ገጅለ ህወሓት አብ ልዕሊ ጀ/ል ፃድቃን መለኣእሊኡ እንታይ አዩ? 1. ብተግባር፣ ብትምህርቲ፣ ብሀብቲን ብጀግንነትን ዘመስከረን ኣለም ለኸ ተቀባይነትን ሰለዘለዎ ናይ ደ/ፅዮን ቅንኢን ምንቀኝነትን ዘጠነሶን ዝወለዶን ስለዝኾነ 2. ሓቂ ሒዙ ስለተቃለሰን ኣብ ሐጺነ-መጺንን ወርቂን መኣድናትን ኢዱ ስለዘይርከብ ኸጋልጸናን ኸእስረናን ዝብል ፍርሒ ስለዝሓደሮም 3. ብዝኣመነሉ ጽኑዕ ስለዝኾነና ወሽረኽረኽ ስለዘይብል 4. እታ ዝኣምነላ ዘላቂ ሥርዓት ምፍጣር ስለተፍርሆምን ናብ ደቆም ሥልጣን ኸውርሱ ስለዘይኽእሉን ጀ/ል ፃደሰቃን ድማ ሕዝቢ ትግራይ ኣጽኒትዎ ኻብ ዘሎ ናይ ደናቁርን እክብካብ ካድረን ሓራ ኸውጽእ ኣቋም ስሐዘለዎ ስለዚ ጀ/ል ፃድቃን ብመሓውር ጉጅለ ልምኣትን ሓላዊ ኤድጊን ጤልን ጠርኒፉ አውዲቁ ኸይገዝኦ ሕዝቢ የንቅሓልና አሎ ታብዝብል ደንቁርና ዝመልኦ ኣታሓሳስባ እዩ። ሃይለ ደደብ ት ደ/ፅዮን ደንቆሮ ሻዕብያ ኣይሳኽኣልኩምን! ኸመይ? ብጌታቸውን ጀ/ል ፃድቃንን እንዳተመራሕና ኽንስዕረኩም ኢና ብቃልሲ ሓሳብ! ስሚ ግን አይንምነየልኩምን!!!
@getachewworku6450
@getachewworku6450 23 сағат бұрын
ዘኽታም በልዩ
@AklillG
@AklillG Күн бұрын
ይኣኺ ኣይተንውሕዎ ዜና ድዩ ትንተና🧐
@fyou2241
@fyou2241 Күн бұрын
😂
@fyou2241
@fyou2241 Күн бұрын
I quite understand but really intresting. I enjoyed it. Otherwise, I was thinking TB/Tigray Br.../ use to have short and consistens information but as I said, it was intressting🤍💯🙏
@AklillG
@AklillG 22 сағат бұрын
38 ደቓይቕ ልኣክል ኮፍ ኢልካ ምስማዕ ከቢድ ዩ ሓደ ክ/ግዜ ወይ period ኮ ዩ ሕፅር ምጥን ልበለ ካብ 15 ደቓይቕ ለይዘለለ ዜና ይስራሕ✋
@HayelomAraya-o5g
@HayelomAraya-o5g Күн бұрын
ውሽታም ሲሳይ ገረገራ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ Күн бұрын
ጌታቸው ስባኣይ ኢዩ ነዞም ግጅለ ዓለታዋይ ደም የንብዖም ኣሎ መን ምኻኑ የሪኢዮም ኣሎ ናይ ጌታቸው ህዋሓት ብ ቦርቱ ምርጫ ንክትዕወት ካኣ ተስፋ ንገብር ህዋሓት ካብቶም ዓለታዋይ ከባባዋይ ንሕና ጥራይ ኢና ንህዋሓት ንመርሓ ዝብሉ ሓራ ክትወጽእ ኣለዋ።
@hadasbrhane2238
@hadasbrhane2238 Күн бұрын
ሕቶ አለኒ ትማሊ አብ አይናለም አቱም ዓጋመ ዘን መሬት እንደርታ መልሱልና መቀለ ዘለዋ ሃፍትኹም ክንምንጥሎኩም ኢና ናበሉና ዊዒሎም ታይ እዩ መፍትሒኡ ትብል
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ Күн бұрын
@@hadasbrhane2238 ኣነ ብውልቃዋይ ሰባት ኣይዛረብ ኢየ ብዘይ ሕጊ ዝወሰድው እንተ ሃልዮም ብሕጊ ይሕተቱ ህዝቢ እንደርታ ኣብዚ ሓለፈ ናይ ጌች ሪኢናዮ ኢና ን ጻዲቃን ብከባብእ ዳጥቀዕዎ ኣብ ሽረ ታኣክቦም ግጅለ ደብረጸን መንጀርኖ ዳጸልምዎ ንጻዲቃን ህዝቢ እንደርታ ግን ኣኽብሮሞ ኢዮም ንጻዲቃን ንጽህ ሰብ ምኻኑ ንስኻ ግዳይ ኢኻ ምሳና ኢሎሞ ን 27 ዓመት ዳመርሕዎም ኣብ ድኽነት ዘንበርዎም ግን መንጀርኖ ደብረጸን ኢዮም
@tesfuteklu260
@tesfuteklu260 Күн бұрын
ክሊቲኡ ህዝቢ አይመባእስትን ሓሰውቲ አይንእመን
@kahsayghezehegn8092
@kahsayghezehegn8092 Күн бұрын
Wonderful son of Tigray !
@ewnetubelay7856
@ewnetubelay7856 Күн бұрын
አቱም ሃሰውቲ አላማጣ ኮረም ወልቃይት ሁመራ መሬት አምሃሩ እዩ ህወሃት ዝወረረቶ ብስም ኤርትራውያን አይትሸቅጡ ህወሃት ሬሳ ብሃሶትይ ብወንጀል እድምኦም የህልፉ አሎሃ ምላሽ ዝባሃል የለይ ናይህወሃት ህልሚ ደናቁርቲ ክደግመልኩም ኮረም አላማጣ ወልቃይት ሁመራ መሬት አምሃሩ ናይ ሰብ ንብረት ንምእማጸ ድቃስ ሲኢንኩም ሙሩታት ህወሃት
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 Күн бұрын
ሐሳዊት ሐሳዊ በልዮ ምስ ትግራይ ዘራኽብ የብልናን እቲ ከምኡ ዝብለኪ ዘሎ ትግራዋይ እዩ ንኤረትራ ገጹ ከምዘየቅልቀል ፍለጢ እቲ ሐሶትኪ ግን ሐደ ሐይልአብ ዝበሃል ኢሉ ኢልኪ ኤረትራዉይን ከምዘቅረብዎ ገርኪ ምሕሳኪ ተጋሩ ሐሰዉቲ ምኻንኩም ዘረጋግጽ እዩ።ንኤረት አይትሕሰቡ ከይትጠፍኡ።
OYUNCAK MİKROFON İLE TRAFİK LAMBASINI DEĞİŞTİRDİ 😱
00:17
Melih Taşçı
Рет қаралды 12 МЛН
ሊስትሮን ያፈቀረቹ ተዋናይት ማናት?
41:50
Loret TV /ሎሬት ቴሌቪዥን
Рет қаралды 760 М.
OYUNCAK MİKROFON İLE TRAFİK LAMBASINI DEĞİŞTİRDİ 😱
00:17
Melih Taşçı
Рет қаралды 12 МЛН