ሰበርዜና🔥 ጀ/ፃድቃን ንሞንጆሪኖ| ዜና ዕርቀ ሰላም ቀፂሉ| እቲ ውድብ ስልጣን ከረክብ ወሲኑ

  Рет қаралды 30,007

Tigray Broadcast Service

Tigray Broadcast Service

Күн бұрын

Пікірлер: 59
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 4 сағат бұрын
Tigray Broadcast Service is the.best channel in Tigray .❤ Geg/ E . Alemayo USA
@tbstig
@tbstig 4 сағат бұрын
@@gerzhertessema2856 ልዑል ኣኽብሮትን ምስግናን ክነቕርብ ንፈቱ🙏
@HaylayGebretsadik
@HaylayGebretsadik Күн бұрын
ኣለም ገብረዋህድ ህወሓት ዲሞክራስያዊ ውድብ ዘይኮየሰ ነባር ገዛኢ ደርቢ መንባሩ ኣሚኑ ኣሎ ማለት እዩ
@HazaMelody
@HazaMelody Күн бұрын
ሰላም ❤❤
@AtakltAbebeKalkay
@AtakltAbebeKalkay Күн бұрын
ጀ/ል ጻድቃን ከምዝበሎ እቲ ግምት ዕንይንይ እዩ ዝብል ዘሎ። አብ ክንዲ ውዕሊ ፕሪቶሪያ አድሂቡ ክንዲ ዝሰርሕን መሬት ትግራይ ተመሊሱ ተመዛበልቲ ክንዲ ዝምለሱ፥ ናይ ነዊሕ ግዜ ዕላማ (አብ ወንበር ንምጽናሕ ባይታ ምጥጣሕ) ከተግብር ይፍትን ዘሎ እዙይ እውን ከም ቀዳማይ ዕማሙ ወሲድዎ'ሎ።
@habenhabtu6214
@habenhabtu6214 Күн бұрын
ሞንጀሪኖ ይበሃል ኢላ ገዛኢ ሓይሊ ትብለና ኣላ። በሊ ዘርዚርኪ ንገርና እንተተባህለት በየናይ ዓቕማ እሞ መብርሂ ትሃብ። ወልፊ ምዕታር ማይክሮፎን ኣጸሊሉዋ ኣሎ።
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 4 сағат бұрын
ሓምሣ (50 ) ኧመት ለማሀደረ ሀፍታም ፓርቲ ልኃዱሽ ድኻ ፓርቲ ኣፉ መሊዑ ገዛኢ ደርቢ ናበለ ምጽዋእ መኃይምነት እዩ ። ሓቂ ሒዝኻ ኣብ መንገዲ ኃርስ ። ልኾነ ኾይኑ ምይይጥ ለይፈትሆ የለይሞ ተአማመኑ ።
@Beehope-y7i
@Beehope-y7i Күн бұрын
ተጋሩ መንግስቲ ኣየድልያን። እቶም ኣቦታት ተጋሩ ንዝራግሑ ምበር ንብክራይ ዝሳቀ ህዝቢ ኣይግደሱን።
@petrosabraha7220
@petrosabraha7220 Күн бұрын
ኣረግት ገዛኢ ደርብን ሓድሽ ገዛኢ ደርቢ ንህዝቢ ትግራይ ክልትኦም ኣረብሑን።
@NegashGmedhin
@NegashGmedhin Күн бұрын
ጊ/ም/ትግራይ ክውገድ ብኻሊእ ክትካእ እዩ ዘሎዎ ፤ ክሕተት ው'ን ይግባእ ።
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 Күн бұрын
ዛ ናይ ቦትስዋና ዝተገበረት ኣብ ዓድና ውን ይገብር 50ዓመት ብጣዕሚ ቡዙሕ እዩ::
@omkhaled6864
@omkhaled6864 Күн бұрын
❤❤
@SesenHadish
@SesenHadish Күн бұрын
ኣብ ትግራይ "የኢህደግ ቁልቁለት "መፅሓፍ ኣይኣተወን ግዲ? ከም ኣማራፂ ድማ art tv ደረጀ ሀይለ ምስ ብርሃነ ፅጋብ ዝገበሮ ቃለ መሕት ኣርእዮዎም።
@ZeruBahta
@ZeruBahta Күн бұрын
ኣየ ናትና ነገር ኣብ ዘይበልዓና ነገር ነሓክኽ እኒመለስ ዜናዊ ዘሃብዎም ናይ ትግራይ መሬት ሎሚ ነቶም ካብ ፀላእትና ተልእኾ ተቀቢሎም ምሰ ፀላእትና ሓበሮም ዝጨፍጨፉና ምንም ዘይፈልጡ ዘላይ ካብዙይ ንላዕሊ ፀገም እንዳሃለወና ምስ ኢዚኦም ላዕልን ታሕትን እናበልኩም ግዜኹም ተባኽኑ
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik Күн бұрын
ናእንዳ ኣደመ ድንቁርና መሊኡ ፈሲሱ ።
@Ethiopian-z4j
@Ethiopian-z4j Күн бұрын
ን አደመ ናብ ሕጊ ምቅራብ ክቅፅል አለዎ::
@BelayHailu-k3r
@BelayHailu-k3r Күн бұрын
ተጋሩ ካብ ኣመራርሓ ቦትስዋና ንመሃርዶ ንኾን!?
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Күн бұрын
መንግስቲ መንግስቲ ኣይትበሉ። መደናገርቲ። ዝተወሃበኩም ዕዮ ገዛኹም ኣይረጸምኹምን። ክትፍፅሙዎም ዝተቐመጡ ዝነበሩ ዕዮገዛ ፡ 1) ምኽባር ሕገመንግስታዊ ሉዓላዊ ሰብኣዊ መሰልን ተጋሩን ግዝኣቶምን 2) ምቛም ህዝባዊ ዲሞኽራስያዊ ሕጋዊ መንግስቲ ትግራይ 3) ካሊእማሊእ ድሕሪ ቁ. 1) ን 2) ኣብዚኽልተ ዓመት እንታይ ፈፂምኩም መንግስቲ ኢና በሃልቲ? ? ? 4) ግዚኡ ዝሓለፎ እሞኸዓ ሓላፍነቱ ከይተዋፀአ እንታይ እዩ ክኾን ወይ ክግበር ዘለዎ? መልሲ ንኹላ/ሉ ትግራወይቲ/ትግራዋይ ይምልከት ብቕኑዕ ልቦና 🎉❤🎉❤🎉❤
@KasayeAregay
@KasayeAregay Күн бұрын
ኻብዚንላዕሊ ገዚኢደርቢዝበሐልየለን ንፈትወካነርና ሕጂግን ትግራይንሰልጣንካኽትብል ኽትሸጣተዘጋጅኻነርካ ሕጅግንትግራዋይ ኹሉነቂሑአሎ ተኸቢርካእንተትኸብርዝሕሸይኸውን ኻባኻዝአረገመራሒየለን
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 Күн бұрын
Gedayi midya
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg Күн бұрын
Over 1.2 million displaced people of Tigrai need to get back home . Over 1.8 million people of Tigrai need urgent food assistance. But Gen. Tsadqan and Getatchew are working hard to destroy TPLF and TDF. Why can't people of Tigrai see that? These people are fighting against the interest of Tigrai and Tegaru. In fact, unless Tsadqan is out of the Tigrai present situation, the whole existence of Tigrai and Tegaru will be in danger. Tsadqan has only one and only one interest, that is, to dissolve TDF and destroy TPLF. People of Tigrai have decided, and that is, these general must be out of the Tigrai politics now.
@G.mariamasgedom
@G.mariamasgedom Күн бұрын
ሽምካ እዩ ተቐበሎ
@ShishayAkli
@ShishayAkli Күн бұрын
ጌታቸዎ ትማሊ ድዩ መፅዩ ጃጃዊ
@AbelHaileselassie-z7i
@AbelHaileselassie-z7i Күн бұрын
@@ShishayAkli ewe tmali gzueee
@bizendesta8167
@bizendesta8167 Күн бұрын
እረ በጃካትኩም ሕጅም እሕም እሕም ግደፉዎ
@TeoumayHiluf
@TeoumayHiluf Күн бұрын
ነባር ገዛኢ ደብሪ ያእኽለካ በልዎ
@Beehope-y7i
@Beehope-y7i Күн бұрын
ስለ 70 ካሬ ተዛረቡ። ሓሰውቲ ሌያቡ። ዘ ዘረኛታት
@Hakinezareb
@Hakinezareb Күн бұрын
ጻድቃን ኩሉ ነገርካ ኢትዬጵያ ኢኻ ዄንካዘለኻ ትግራዋይ ኩን ካልአይ ጆኖሳይድ አይተምጽእ?
@MuletaAbebe-v9l
@MuletaAbebe-v9l Күн бұрын
መሕፈርቲ ኢኹም
@adwawoldearegai
@adwawoldearegai Күн бұрын
ጻድቃን እከለ ከምዙይ በለ እከለ ከምዙይ ጽሓፈ ምባል ምሁር ኣየብልን :: ሰብ ብዛዕባ ዓዱን ህዝቡን እንታይ ቁምነገር ይሓስብን ይሰርሕን እዩ እቲ መለክዒ :: ስራሕ ጻድቃን ስራሕ ኣድገ በቕሊ :: ስለዝኮነ አውን እውን እዩ ኣእዱግ ሸሊምካ ውዛሕዛሕ ዝመረጸሉ ::
@TeklayBerihu
@TeklayBerihu 21 сағат бұрын
Bedihuwo alo tbli nski wn tsgetegna sle zkonki eyu
@zewdumesele5845
@zewdumesele5845 Күн бұрын
እዝ አሸባሪ ሓይሊ ትግራይ ግፍእኛን ህጻውንቲ ደፋሪ ዘራፍን ተሥፋፋሒ መሬት ራያ መቅበርኡ እምበር መኧንደሩ አይትኾንንን!!!!!
@gideyhailu9330
@gideyhailu9330 Күн бұрын
ካብ ቆቦ ድዩ?
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y Күн бұрын
ዘረባ ጥራይ ኢኻ፡ ራያ ናይ ትግራይ ግዝአት እዩ ፎተኻን ጸላእካን።
@zewdumesele5845
@zewdumesele5845 Күн бұрын
ካብ አላማጣ ይኡ !!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
@gideyhailu9330
@gideyhailu9330 Күн бұрын
@zewdumesele5845 ዘይናትናባ
@Hewankal-n9s
@Hewankal-n9s Күн бұрын
Go ahead General Tsadkan we love U.No way to go back!
@ShishayAkli
@ShishayAkli Күн бұрын
ፃድቃን ኢትዮጵያዊ እምበር ትግረዋይ ኣይኮነን። ገዛኢ ደርቢ እዩ ፃድቃን ማለት ከዳሚ ብመርየትና ዝደራደር ስዲ ዝኾነ ሰብኣይ
@MomedMomed-uc6zw
@MomedMomed-uc6zw Күн бұрын
ኣለም ገብረ ዋህድ ካበይ ኣምፂኡዋ እዛ ሓዱሽ ገዛኢ ደርቪ ዝበለ ግርም እባ ፈላጥ ኾይንካ ምቅራብ ናይ ጥፍኣት ጉጂለ መራሒ
@josephjoseph9440
@josephjoseph9440 Күн бұрын
General Tsadkan comments clearly manifested irreconcilable stance in which Tigray politics is headed toward unknown zones.
@ShishayAkli
@ShishayAkli Күн бұрын
ፃድቃን ናይቲ ሓድሽ ገዛኢ ደርቢ ዓንዲ እንትኾን ንስኹምን መሰልትኹምን ድማ ናይ ሓድሽ ገዛኢ ደርቢ ተጎተቲ ወይ ናይ ቀረባ ደገፍቲ መዓኮር ኢኹም።
ПРЯМОЙ ЭФИР. Золотой мяч France Football 2024
4:41:06
the balloon deflated while it was flying #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 35 МЛН
这是自救的好办法 #路飞#海贼王
00:43
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 99 МЛН
Ethiopia - Esat Amharic Night time news 4 November 2024
48:04
ESATtv Ethiopia
Рет қаралды 2,3 М.
የኮሎኔሉ ምስጢሮች ፤ በኤርትራ ፓስፖርት የተያዘው|ETHIO FORUM
17:56
ПРЯМОЙ ЭФИР. Золотой мяч France Football 2024
4:41:06