ስነ ምግባር ገለ ገለ ህፃናትን ሰገናትን

  Рет қаралды 170

Deki Demtsu ደቂ ድምፁ

Deki Demtsu ደቂ ድምፁ

Күн бұрын

Пікірлер: 8
@asterdimtsu4157
@asterdimtsu4157 3 ай бұрын
keep it up dear
@SolomonEmbay
@SolomonEmbay 4 ай бұрын
ፅቡቅ ጅማሮ እዩ። ቀፅልሉ
@GenetAregawi-nc6cu
@GenetAregawi-nc6cu 4 ай бұрын
❤❤
@tsigezemikialyafuz
@tsigezemikialyafuz 3 ай бұрын
ፅቡቅ ቲ/ት እዩ ሜሲ ሓፍተይ ቀፅልሉ100%
@HamunayStudio
@HamunayStudio 4 ай бұрын
ሳብ ገይርና ኢና ግን ከም ሓንቲ ገዳይም ጋዜጠኛ ዝተለመደ ኣቀራርባ ኮይኑ። ካልኣይ ደቂ ድምጹ ፣ ደቂ ድምጹ ...እናበለ ይቅጽል ታይ እዩ ትርግሙ??? ብናይ ሓዲኽን ሽም ብቀሊሉ ክታሓዝ ዝኽእል ሽም ተዝኸውን ይመርጽ ክብርቲ ????ህጻናት ክትትል ይገበረሎም እምበር ኣይኩስኮስይ ተኽሊ ወይ ፍሩት ....እዩ. ዝኩስኮስ
@WeyniDemtsu
@WeyniDemtsu 4 ай бұрын
ንሕና ውን ንናትኪ ሳብ ገይርና ኢና። ዝተለመደ ኣቀራርባማ ናትኪ እዩ፤ ደርፍን ናይ መድረክ ኣቀራርባን ጥራይ። ናትና ኣቀራርባና playlist ኣቲኪ ረአዮ። ከም ጋዜጠኛ ከባቢናን ኣነባብራናን መሰረት ዝገበረ video ንቀርፅ። ግድን ኣይኮነን ከምቲ comment ትገብርዮ ኣብ ሓደ ትሕዝቶ ማለት ውን ንስኩም ተትኮኑ ኣብ ዝብል ጥራይ ኝኝ ክንብል። varaity ዝበሃል ኣሎ። ድማ ደቂ ድምፁ ማዕረ ዝገብረና መፀውዒ ሽም ኣቦና እዩ ስለዚ መሪፅናዮ። ህፃናት ከም ተክሊ እዮም፤ ዕምበባካ ይበሃሉ ፤ተኮስኪሶም ይባፅሑ ውን ይባሃል እዩ፤ ጌጋ ኣይኮነን።
@HamunayStudio
@HamunayStudio 4 ай бұрын
@@WeyniDemtsu ሳምሪ ኣነ ብቅንዕና እየ ሪኢቶ ዝህበኪ ዘለኩ ንክትምልስለይ ኣይኮነን። ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ስለ ዝኾንኪ እቲ ተቅርብዮ ዘለኺ ናዓይ ኣየሕጉሰንን። እቲ ንሶም ተዝኾኑ ዝበልክዮ ምድላው ድማ ፈላማይ በዓል ዋና ፋኒ ሬድዮ ሲዒቡ ኣስቴር ተዓረ ኣብ መደብ ንፋስ እድንያ እዩ ዝመሓላለፍ ነይሩ መዓረይ። እቲ ናትኪ ዝበልክዮ ደርፊ ጥራሕ ኣነ ተረፍ ምህርቲ እየ ዝጥቀም ኣጀንዳ ሴት ገይረ ወጻኢ ኣውጺአ ኣይኮንኩን ዝሰርሖ መዓረይ ኣብ ሓደ ዓመት ድማ ክንደይ ሳብ ከም ዝረኸብኩ ግልጺ እዩ ሳምሪ ክትዓቢለይ ስለ ዝደሊ እየ ረመአመቶ ሂበኪ ነይረ
@WeyniDemtsu
@WeyniDemtsu 4 ай бұрын
አሞ ንኣኪ ክነሐጉስ ኢልና መቸስ video ኣይንቀርፅ። ሪኢቶኪ እንድሕር ዘየምህር ውን ትርጉም የቡሉን። ንስኪካ ተረፍ ምህርቲ ተጠቂምኪ ኣሻሓት sub ኣግንየ ናበልክስ ተገማ ኣንሕና ርእሰጉዳያት መሪፅና ፤ሰባት ኣእሚና ን ኢንተርቪዉ እሺ ኣቢልና፤ ከባቢና ተዓዚብና ናብ ሓሳብ ቀይርና ክንደይ ደኪምና እናፀዓናስ ከምዚ ክትድህልና ተለኪ እየ መልሲ ዝህበኪ ዘለኩ። ስለዚ ሓፍተይ እዚ ዩቱዩብ ናይ ነፃነት ሚድያ እዩ፤ ንተመልከትና ይጠቅም'ዩ ዝበልናዮ ዝኣመናሉ ክነቅርበሉ ኢና። ከምቲ ናይ ዓድና ናይ ሚድያ ኢዲተራት እዚ ስርሒ እዚ ኣይትስርሒ፤ ሽሙ ከምዚ ቀይርዮ ክትብልኒ ግን ኣይፈቅደልኪ። ንሱ ኣይቅበሊ ኢለ እየ ኣብዚ ትዩብ ዘለኩ ❤ ምስ ኣክብሮት
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 7 МЛН
Миллионер | 1 - серия
34:31
Million Show
Рет қаралды 2,9 МЛН
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 20 МЛН
ረዱ ወንድሙ ፊት እዮብን እንደማትፈልገው ነገረችው
20:54
Eyobel tube-እዮቤል ቲዩብ
Рет қаралды 103 М.
ነዛ ቀላል ነገርሲ ክሳብ ክንድ'ዚ!
19:54
Aklilu H.michael
Рет қаралды 10 М.
ነብሰይ ነጊሩኒ
11:45
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 12 М.
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 7 МЛН