ስድራይ በዲሎምኒ Eritrean Love Story |Rbl Tv Entertainment

  Рет қаралды 168,031

RBL TV Entertainment

RBL TV Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 304
@RBLTVEntertainment
@RBLTVEntertainment 6 жыл бұрын
ሰላም ዝኸበርኩም ትዓዘብቲ Rbl Tv Entertainment ኣብ Instagram instagram.com/rbl_tv_entertainment/ ሕቶን መልሲን Deutsch und Tigrigna ክንጅምር ምኻና ክንሕብረኩም ንፈቱ፣ Follow ምግባር ኣይንሕመቕ*
@awetmengestu5620
@awetmengestu5620 6 жыл бұрын
ከመይ ገርና ክንረክቦ ንክእል ኣብ ኢናስታግራም
@Biney-ry9tq
@Biney-ry9tq 6 жыл бұрын
Robi hawey abzi KZbin ente teqrbelna xbuk neru
@awetmengestu5620
@awetmengestu5620 6 жыл бұрын
ሮቢ ዓቢ ሰብ ካባካ ብዙሕ ኢና ንምሃር ሽም ናይታ ኢንታግራምካ ላኣከልና ወይ ተኪኢልካ ባዕልካ ኮንታክት ግበረልና
@gymhabesha6926
@gymhabesha6926 6 жыл бұрын
Rbl tv ekum rkebwo Instagram
@awetmengestu5620
@awetmengestu5620 6 жыл бұрын
@@gymhabesha6926 ንፍትን መቸም
@tsegaighebremariam7509
@tsegaighebremariam7509 6 жыл бұрын
ብሰይጣን ዘይተፈተነት ነብሲ ምስ እግዚኣብሔር የላን ከምዝበሃል በዝወረዳ ጸጋማት ንድሕሪት ተመሊሳ ከየስተንተነት ንዘለዋ ናይ መጻኢ ሂወታ ንኣምላኽ ኣብ ቅድሜኣ ጌራ ክትጎዓዝ ይላበዋ።
@rejtamaher5750
@rejtamaher5750 6 жыл бұрын
Emo yeln hji ewn hgedf kenber eyu
@yergalemg.tinsae8088
@yergalemg.tinsae8088 6 жыл бұрын
Kabki-c-etomzetmahru-sdraberabetkiyhishu
@robeg6388
@robeg6388 6 жыл бұрын
gvjcnsariod cbddhhdxv bzx
@matiwoskasahun8272
@matiwoskasahun8272 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ክቡር ሓወይ ምሳኻ ኣለኹ
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክክክክክክ ባሓቅ ዘሕዚ ዛንታ እዞም ኣቡዑር ንባዕሎም ኣቡዑር ኮይኖምስ ንዲቆም ካኣ ለክሞሞ !!!!!? ዘሕፍር ኢዩ እሞ ኣጆኪ ኣጂኪ ኣቦኪ ኢዩ ዶጎላ ኩይኑ ዞሎ?
@ቲቲጓልትግራይጓልቶምጅግና
@ቲቲጓልትግራይጓልቶምጅግና 6 жыл бұрын
መጀመርታ እንኳዕ ብሰላም መፃእካልና ብጣዕሚ ፅቡቅቲ ትምህርቲ እያ ኣጆካ ኩቡር ሓውና ቀፅሎ ስራሕካ ኣይትሕመቅ በርትዕ ኣብ ጉድንካ ኣለና ክናድንቀካ ኢና። ግን ካዓ ናይዛ ዝተበደለት ክብርቲ ሓፍትና ብጣዕሚ ዛሕዝን ታሪክ እዮ ሶ ኣጆኪ በርትዒ ተስፋ ኣይትቆረፂ ወለድታትና መጀመርታ ናበይ ከም ዛእትውና ከም ዘለዎ እቲ ሽዑ እዋን ኣይርደኦምን እቲ ሽዑ እዋን ዝመኩሪና ምክሪ ፅቡቅ መሲሉ እዩ ዝስምዑም ግን ካዓ ዳሕራይ ናብ ገደል ምስ ኣእተውና እዮም ኣሕ ዝብሉ ግን ካኣ ኣስተዊዕሉም ዘይምሕሳቦም እዩ ስለዚ ኩሉ ምክሪ ካብ ወለድታትና ዘይኮነስ ካብ ሓንጎልካ እውን ክንወስድ ኣለና ምክንያቲ ሕማቅ ምክሪ ፅቡቅ ምክሪ ባዕልና ከማን ክንላሊ ኣለና ሱቁ ኢልና ናብ ገደል ኣይንፅደፍ ግን ካኣ ናይ ቀደም ታሪክ ብጣዕሚ ዓውይ ትምህርቲ እዩ ዝኮነና ስለዚ ካብዚ ዝማሓላለፍካልና ትምህርቲ ክንማሃር ኢና ኣጆኩም ኣምላክ ኣሎ ልዕሊ ኩሉ ዝርኢ ኣምላክ ኣብ ዙሪያና ይኩን።
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse 6 жыл бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ ብርኽቲ ሓብተይ ኣጆኺ ምስ ዛግዚኣብሄር ኣምላኽኪ ትራይ ጸሎት ኣይተቃርጺ ኩሉ ወገግ ኢሉ ክበርህ አዩ እቲ ጸልማት ኣጆኪ በርትዒ ትብዒ thank you
@liebegrue4168
@liebegrue4168 6 жыл бұрын
ሮቤል ደስ ትብሊ ትምህርት አጅካ ቆፂሎ ስድራ መቸም ንብፁዕ እናበሎ ናብ ገደል እዮም ዝወስደካ ዳሓን ግን አጃኩዮ እግዚአብሔር አሎ ሓፍትይ ♥
@amlesomtesfalem3363
@amlesomtesfalem3363 6 жыл бұрын
OMG haftey natey nezi btibat mzrabki keyedneqkuki kitref aydeln you are book nezom newih zigebero bejakum aab ezno ezia abxihley bejakum menesey Eritrea.Du bist motiviert und segne Gott dich auf deinem Weg.
@EriZaraTech
@EriZaraTech 6 жыл бұрын
*Btami mesatit zkonet zanta RBL keep it up!*
@RBLTVEntertainment
@RBLTVEntertainment 6 жыл бұрын
Thanks yoni hawey
@ጋልቶምብውሕዶምዝሓበሩፍቅ
@ጋልቶምብውሕዶምዝሓበሩፍቅ 6 жыл бұрын
እዋይ ሓፍተይ ሕማቅ ዛንታ በሊ አጆኪ እግዛቢሄር ይሓግዝኪ
@Egziharyat
@Egziharyat 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መምሃሪ ግና ኣተራርኻኻ ኣዐርያ
@holyland7028
@holyland7028 4 жыл бұрын
ብመጀመርያ ሰላም ሓወይ እዚ ትብሎ ዘለካ ኣብ ኩሉ ሰብ ኣሎ እቲ ዝገርመኒ ግን ናይ ቶም ቀደም ዝተሰዱ ኤርትራውያን ስለምንታይ ናቶም ስደትን ባርነትን ኣብ ደቆም ክድገም ዝደሊዎ።ንሳቶም እቶም መብዛሕታኦም ንሪኦም ኣለና ኮነ ኢሎም ሰብ ከርሕቑ ክፈላልዩ እዮም ዝጽዕሩ ኣብ ኤርትራ ስዳራቤት ዘለውስ ሳኣን ኣፍልጥኦም ምበልና ኣነ ይገርመኒ ኢዩ። ሕሉፍ ሓሊፎም ከም እምላኽ ኢዩ ህዝባዊ ግንባር ዝብሉ ኣብ ሜዳታት ምስ ተዛረቡ ሽዑ ከማን እቶም ናቶም ርእሲ ዝተዓደሉ ጽቡቅ ኣለው ይብሉ።ኤርትራ ብህጂ ጽቡቅ ዘይኮነት መሊሳ ኣብ ሕማቕ እትወድቀሉ ዘሎ ግዜ ኢዩ። እቲ ቅብጸቱ ህጻውንቲ ከይ ገደፉ ኣብ መዓስከር ኣደዳ ጥሜትን ዕርቃን ክዳውንትን ብዘይ ትምህርቲ ኮይኖም ዘለውስ ስለምንታይ ወላዲ ርህሩህ ዶ ኣይኮነን ወላዲት ርህርህቲ ዶ ኣይኮነትን ስለምንታይ ኣነ ብዙሕ ክዛረብ ኣይደልን ኢየ። ብሕብረተስብና ውሩይ ጽሓፊ መኸንኩ ኣዚዩ ኢዩ።ዝገርመኒ ጌጋ ኮ ምናብርቲ ድቂ ሰባት እንትኮነ ንሕና ግን ኮነ ኢልና ነቲ ሰብ ከይንሕጉስ ኢና ንሰርሕ። ሓደ ግዜ ምስ ቀረባ ዓርከይ ዕላል ብዛዕባ ፖልቲካዊ ክትዕ ነልዕል ሞ ከም ህዝባዊ ግንባር የለን ጥራሕ ኢዩ።ዝብል ሓቂ ኣነ ከኣ ናይ ብዙሓት ነገስታት፡ኮታስ ኩሉ ኣብነታት የምጻሉ ንሱ ግን ሓንቲ ኮ ኣይፍልጦ ዘይብሉ ህዝባዊ ግንባር ጥራሕ ኢዩ ዝብል።ደሓር ብክሉ ምስ በለጽክዎ ምካለይ ምስ ሰኣነ ዝገብሮ ጨነቖ ደሓር እንታይ ይእተውካ ትሓምም ኣነ ፈሪሐ ዘለኩ ብሰንኪ ህዝባዊ ግንባር ኣምላክኩም ከይትርስዑ ምስ በልክዎ ነኣይ ከሕርቕ ኢሉ። ነኣምላክ ኣይራናዮን ንህዝባዊ ግንባር ግን ብግብሪ ሪኢናዮ በለኒ ይብለኩም።ሕጂ ከኣ እዛ ምስክነይቲ ሓብትና ኣቦኣ ኣብ ገዝኡ ሰይጣን ዓዲምላ ብዙሓት ሰባት ኣለው 50% መንእሰያት ብዛዕባ ናይ መንግስቲ ጸገም እንተ ተዛሪብካ ኤርትራዊ ኣይኮንካን ይብሉካ። ስለዚ ብወገነይ ብዙሕ ሪኤ ኣነ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ህዝቡ ዝገብሮ ዘሎ ዘይመስርታዊ ምሕደራ ህልኽ ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመኒ ።nguse kidane from isreal
@Teklino249
@Teklino249 5 жыл бұрын
ሰላም ኩቡር ሓው ቁሩብ ናይ ንባብ ጸገም ሪኤልካ ኣለኹ እሞ ተስፋ ይገብር ከተዐርዮ እቲ ጸገም እንታይ ኢዩ ሰጋእ ኢልካ ጥፍእ ትብል ኣለኻ ምስናይ ይቕሬታ።
@tesfaalemmedhanie4810
@tesfaalemmedhanie4810 5 жыл бұрын
Amlak bealu. Selam awrudu hagerna ymlesena ember hiwet tiwiy ente ila beu ilka mtfae eu.Kulu dihri Filri eu Politika abey temeharirom kulu seb kem asa nebari nbalae
@wedimehari2171
@wedimehari2171 6 жыл бұрын
Srahka btami iu xfuf .vielen Dank für alles bro
@semererufael4278
@semererufael4278 6 жыл бұрын
Srahka btami iu xfuf vielen dank für alles bro
@mamanatey687
@mamanatey687 6 жыл бұрын
zkeberkum Rbel Tv bmejemerya selam dmxka nkttrkelu xbuq eyu gn eti kem meirefi tgebro zeleka hade ab haxir haxir gzie tgebro aleka kalay kea dew ms delka tenwho aleka kem hasa bzuh enda tezarebka neshtoy enda aerefka tezareb Sorry brukey ajoka kexlo tebarek.
@hagosmeasho6071
@hagosmeasho6071 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኢዩ እቲ ሓሳብ ኣብ ጀርመን ጥራይ ዘይኮነስ ብፍላይ ኣብ ደጋፍን ተቃዋምን ኣብ ኩሉ ዓለም ኢዩ ዘሎ እዚ ተጣፋኒንካ ምሕላፍ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ዓደይ ዓድኻ ኮይኑ ዘሎ ኣብ ኤርትራውያን ብፍላይ ድማ ኣብ መውስቦ ሕማቕ ኣሎ መቸስ ገለ ንግበር እምበር መግለጺ ዘይብሉ ሕማቕ ኣሎ፧?
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 6 жыл бұрын
Measho Hagos kab ms higdef thanikka mmat yhayesh
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 6 жыл бұрын
ብዝሑ ኣፍሪስካዮ ኣለካ ከም ሓሳብ ጽቡቅ እምብር ልብወለዳዊ ጽሑፍ ምካኑ ሩዱእ ኢዩ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰ ኣይኮነን
@tsigewynitesfay7855
@tsigewynitesfay7855 6 жыл бұрын
It’s a big lesson thank you
@ወዲዕባይጭዓናዲ
@ወዲዕባይጭዓናዲ 6 жыл бұрын
ኣምላክ ምሳኪ ይኩን እንበር ናይ ህግደፍ ፈውሲስ ሲእናዮ ኢና ዘላና ኣጆኪ ኣይትነጸሊ ከሙ እንተ ኮይኑ ኣነ ክምረዓወኪ ወዲ 26 ዓመት ኢየ ኣይተመራኩም ወን ኣብ ሆላንዲ ኢየ ዝነብር ግን ህግደፍ ኣይኮንኩን ህግደፍ ከኣ ኣይፈትዎምን ኢየ ንኣፍይ ከብርሃልኪ
@ፍቅሪህያብፈጣሪአዩ
@ፍቅሪህያብፈጣሪአዩ 5 жыл бұрын
ናይ ብሕቂ ዓባይ ትምህርቲ አያ ነቶም ኣብ ኣብ ስደት ዝተወልዱ ጥራይ ዘይ ኮነት ንኩሉ አያ አዋአ ኤርትራውያን ክንስና ህግደፍ ዶ ተቃወምቲ አንዳ በልና መውስቦ ይኩን ቤተክርስትያናት ክንፈላሊ ኣዝዩ ዘሕዝን አዩ ነቶም ብሕጂ ዝመጹ ወሎዶ ከ ንምንታይ ሕማቅ ታሪክ ነጽንሓሎም ኣቦታትና ዘጽንሑልና ታሪክ ንምንታይ ነጥፈአ ከምዚ ዓይነት ታሪክ ድዮም ኣጽኒሖምልና ሓደራ እሕዋት ኣምላክ ከይ ቅየመልና ንፋቀር ፍቅሪ ዓዲ ትርሕቅ ኣላ
@okubitahawiwinta3127
@okubitahawiwinta3127 6 жыл бұрын
Btami Xubuk robi hawey Vielen dank für alles
@መንይፈልጠለይናይውሽ-ወ1ኸ
@መንይፈልጠለይናይውሽ-ወ1ኸ 6 жыл бұрын
Selam kbrti habtey btaAmi tegagiki nmexaAei hiwetki baelki eki kthari zeleki entay yaAbs ms kone taesa kolo gna kithasblu nrki qdmi mtratka eyu egrka ziekeb habtey natey
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 4 жыл бұрын
ንስኪ ኢኪ ቅንዕትን ንጽህትን ዞሎኪ እሞ ኣጆኪ ሓሶውት ኢዮም እዞም ኣሮጎውቶ ናይ ሓሶት ካባታት ተጎልብቦም ደገፍት ኮይኖም ዞሎዎ እሞ !!?ኣቦኪ ተውልጂ ወይ ተግራዋይ ከይኮውን ግና ሕተትዮ ኣዳናግሩክ ከይህሉ? ከም ኣስይያስ ኣፎርቅ ኮብላልያ ቴቤናይ!!!?
@tesfubrhane171
@tesfubrhane171 6 жыл бұрын
Bravo ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ
@ምሳኪእየክሳብግዜሞተይ
@ምሳኪእየክሳብግዜሞተይ 5 жыл бұрын
ኣላ ህግደፍ ደናቁር በቃ ዝዛረብ ልሳን እምበር ዝሓስብ ኣእምሮ መቸም ኣይተዋህበኩምን ምሕረት የዉርደልኩም እስከ በሉ ዳናይት ከኣ ኣጆኪ ሕጂ ተጋግየ ኢልኪ ጌጋኪ ኣይትቀጽሊ ብሕጂ ውን ብዙሕ ጽቡቅ ይጽበየኪ ኣሎ
@fanihawinebu9699
@fanihawinebu9699 6 жыл бұрын
Wawwww nay bihaqi RBL hawey meharit eya so thanks u so much
@wediichbinwieich8337
@wediichbinwieich8337 6 жыл бұрын
Zegrm eyu Robi hade hade Seb mara eyom zhznu..gin ane naka kednqeka eya eza ka mhrit und mesatit eya...noch weiter ich stolz auf dich bro
@ichhabemichichhabeauch9619
@ichhabemichichhabeauch9619 6 жыл бұрын
Thanks brother betami xebuk hasab 😍🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷
@ukbaytesfay4584
@ukbaytesfay4584 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ትምህርቲ እያ ሮቢ ሓወይ ቀጽሎ :ብሓቂ ፍቅሪ ጥራሕ ክንምህሮም እዩ ዝግባእ :እግዚኣብሄር ኣምላክ ሰላም ይስደደልና ብሩኻት የሕዋተይ !!!
@savellatekaste3440
@savellatekaste3440 6 жыл бұрын
Haswi seirh zetamka lokmax
@hawshabeday5321
@hawshabeday5321 5 жыл бұрын
Ah shit 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Hager serimo serimo ?
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 6 жыл бұрын
Kab kurukur higdef dea entay delikum higdef key mote kesanet yelen by the way nice story
@huruyferes7206
@huruyferes7206 6 жыл бұрын
Selam zhawey medbka btaqmi xibuk alo kexilo. Bi ezi diue zmexie wela temesaselie eu.
@ዕዉትኩን
@ዕዉትኩን 6 жыл бұрын
ንፉዕ ሓውና እቶም ወላ ሓንቲ ኣፍልጦ ናይ ሃገርና ዘይብሎም ይመሃሩላ።
@solomontadele9166
@solomontadele9166 6 жыл бұрын
I thought you guys were better treating each other, but we are all the same if it is a true story. Let us not middle in our children's lives specifically Eritrean and Ethiopian please because I know it's true everyone .
@የማርያምልጅነኝየማር-ዐ5ዸ
@የማርያምልጅነኝየማር-ዐ5ዸ 6 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም ተመልካ አጀኩ ዘሖፍትይ ❤️❤️❤️❤️😊😊😊❤️❤️❤️❤️
@kumetanyomendertudima6846
@kumetanyomendertudima6846 6 жыл бұрын
ብዙሕ ዘይመስል አለዋ በዚ እዋንዚ አብ ዓመት 1ግዜ እሞ ስልኪ ዘይለዋወጡ ።አብ ዓመት ሐንሳብ እና ተራኸቡ ንእስነት አሕሊፍና ክትብል ይከአልዶ?
@NEYMAR-qo3db
@NEYMAR-qo3db 6 жыл бұрын
btami xibuk mikri u bravo
@hagerteclmaria4015
@hagerteclmaria4015 6 жыл бұрын
Nay bhake kbdka zbel zanta ajoki zhaftiy kindey eritrawen hawatna keman kab liebya weldin alwa bamet. Ne hagerna ka selam yegbrlna amlak.!
@Saron-n1x
@Saron-n1x 6 жыл бұрын
Go ahead robi bro I will follow you
@youwillhave405
@youwillhave405 6 жыл бұрын
Robi hawey nay behaki meharit zanta kexlo bro.
@vampire.-ama7308
@vampire.-ama7308 6 жыл бұрын
Robel mharti zanita ajoka kaxlo
@ሰላምእየዝምነ
@ሰላምእየዝምነ 6 жыл бұрын
Sehr schön bor mach weiter.
@ሓሲብክሉዶፌሩዘይ
@ሓሲብክሉዶፌሩዘይ 6 жыл бұрын
brorsan like ሂበካ ኣለኹ እምበር ኣብ ዓመት ዝርከብ ፍቅርስ ፍቁራት ኮይና ኢልካ ኣሎ ወይ ከኣ ብዘይካ እቲ ዓመታዊ በዓል ንራኸቦ ብፍሉይ መዓልታት ይራኸቡ ኔሮም እንተኾይኖም እምበር ብዛዕባ እዚ ረሳሕ ስርዓት ከኣ ኣይተምጻልና በጃኻ ኢለካ
@amlesomtesfalem3363
@amlesomtesfalem3363 6 жыл бұрын
ወዲ ኣብርሃም ጽጋባ bro negative aythseb fqri beayni fqurat eyu ezikia melhukutu tray eyu niana zegedsena bejaka being human for human being okey
@أبومحمد-ج2غ6ع
@أبومحمد-ج2غ6ع 6 жыл бұрын
ajeka
@hope3868
@hope3868 6 жыл бұрын
Xelam bret zelata ab miegurta keyfeletku lbey wesidata.
@bereketgoitom3370
@bereketgoitom3370 6 жыл бұрын
Ja nay bhaki aye ewe kndey seb tebedila gn amlak tray yhagzki habtey enber bzaeba ezi wedi adena aykonen ezi kemzi eu da adiu tkxoro sleti kulu gn hayenta alewo thanks habibi ana
@amanuelatobrhan5392
@amanuelatobrhan5392 6 жыл бұрын
እቲ ሓሳብ ጹቡቅ ኢዩ።ግና እቲ ታሪኽ የእማኒት ኣይኮነትን።ኣብ ጀርመን ከም ዝኮነ ኢባ ኣይቲዘንግዕ።ማለት ካብቲ ቱርካዊ ኣይኮነን ካብ ኣረብ ከማን ዪወልዳ ኣለዋ።ጊና ናይቶም ሲድራ ኣጋኒንካዮ።
@tesfayl5698
@tesfayl5698 6 жыл бұрын
Amanuel Atobrhan. Arebn turkn entay alowom flly
@mibrakteclemichael750
@mibrakteclemichael750 6 жыл бұрын
ዓረብ ሲ ሙስሊም ዮም ማለታ ከይትከውን ወይ ከይከውን ። እምበር ኩሉም ሓደ ።
@Agaziii
@Agaziii 6 жыл бұрын
Hegedefen deki hegdefen se wela be gerkum tefeu
@solomonteklezghi6243
@solomonteklezghi6243 4 жыл бұрын
ኢዋይ ህግደፍ ኣብ ከብድካ ኣይኮነን ኣብ ከዛካ ኣቶም ከማን ዘይወጹ ንስኪ ደኣ ዚከኣለኪ ገርኪ ግን ወለዲ ኣይረከብክን ኣጆኪ ግን
@habenbrhane837
@habenbrhane837 4 жыл бұрын
Habtey natey ab teasa zetu yebilkin hadushu hiwet ktjimri aleki ayitekababdiyo
@gualtigrina5944
@gualtigrina5944 6 жыл бұрын
Mechem ezi tebli zelka haki tekoynu himak,agatami.enta ane mo ab sedet tewelide abye sedray Eritrawi kimiro kam zeleni enda amharuni abye.temesgen amlak Eritrawi temerye eka da tekawamay.3 welide dekey ka meninetom enda afletku yebyom aleku.amlak ni men eliwo tekine Eritrawi.kabu halufu terifu ka Ethiopiawi yemerawuley yekonu.mish do tekawamay wela degafay ele dekey kab mewsibo ketrifom.selam yerdelna hizbi Eri.
@dngleyadefkeriiloveyoujesu5587
@dngleyadefkeriiloveyoujesu5587 6 жыл бұрын
ኣብ ስድራ ብፍላይ ካኣ ኣብ ስደት ቡዙሕ ግደ ኢዩ ዘሎ ከምዚ የጋጥም ኢዩ ካላኢይ ካኣ ንዘይደቂ ሃገሪካ ቀልጥፍካ ዘይሚኢማን ወዲ ሃገሪካ ጨኪኑ ኣይ ጭኪንን ኢዩ
@habtom77almohabtem35
@habtom77almohabtem35 6 жыл бұрын
ሮቤ ይበል ብጣሚ ደስ ዝብል ዛንታ
@rutaokubay6525
@rutaokubay6525 6 жыл бұрын
Hei bro hakenet zelo zenta enttekerbo mhse
@EfremEseyas
@EfremEseyas 6 жыл бұрын
Eway betami mharit zata ajika kexelo hgdef gen keyrkubuka tetnkek
@merayonimera2052
@merayonimera2052 6 жыл бұрын
Ewyyyyy haftey entay ebhall wedye Ayzo bertae xegem yebulun natki zeblo sele zekone eyu kab mot zekubll yelen lkae kemeu eyu ezi kea xehfto eyu so gad bless you
@abrahamrezene555
@abrahamrezene555 6 жыл бұрын
Ya kemzi yegaxi iu buflay kea ab sedet alo sdrabet zelo malet u gen wedi hagera sci welhanti halifu ayhben iu so sdrabet bedlome
@ዕዉትኩን
@ዕዉትኩን 6 жыл бұрын
እዋይ ሓፍተይ ኣጆኪ
@temreyhabtom8475
@temreyhabtom8475 5 жыл бұрын
Eway gode haftey aJki
@عبدالدايمفرج
@عبدالدايمفرج 5 жыл бұрын
Ezi hade ametse e u selementay zeykeseseto neti turkey kemu zegebera bezay deleyta .selementay ke mefteh zeyrekhbet kab hekemena delyeta ember tsegem sedrea aykonen kendeseb ente akhilka kethatet ketemahar ketfelet tsegem zelewo aymeslene
@letinabeyene4252
@letinabeyene4252 6 жыл бұрын
bzuh zinger alo asfihka mzrzar medleye anabba ewun mideleye. abi zanta eritrawyan ab sdet bzuh slezkone ksefh alewo. gn tsbuk mjjmar.
@teddytvteddytv8191
@teddytvteddytv8191 6 жыл бұрын
መሃሪ እካ እንተኮነ ናታ ጉድለት ውን አሎ፣ እንታይ ዩ ምስ ትብል ርክብ ከም ዝገበረት ምስትፈልጥ ሕክምነና ክትከይድ ነሩዋ ኢዩ ነሩዋ።
@ronaldoarkey9085
@ronaldoarkey9085 6 жыл бұрын
Danke kebrtey mara sehibatni xenha
@michaelkfle283
@michaelkfle283 6 жыл бұрын
Wellcom bro bsenki eseyas hmak n fas atina
@esmaelumer3295
@esmaelumer3295 6 жыл бұрын
Wellc0m brobsenki eseyas hmak nfasAtkina
@esmaelumer3295
@esmaelumer3295 6 жыл бұрын
Wellcom bro bsenki esyas hmak nfasatina michael kfleuur geleden
@filimontesfalem8361
@filimontesfalem8361 6 жыл бұрын
Wawww Abi hawey ata jigna bukulu ika ika bulux seb ata niskas nibereley idmen tinan
@merhawitkue5389
@merhawitkue5389 5 жыл бұрын
Welcome RBL
@winnerwinner1647
@winnerwinner1647 6 жыл бұрын
nayi bihaki gele ayinet desi bahali love
@awethaile6210
@awethaile6210 6 жыл бұрын
Sori ane naybhaki ey hemak eki kbleki zdefr habtey mknatu ms fili nkulu ezni keyhabki ktnebri nerki gn nztegebre hmak entay kebhal koynu
@adiamemaha8704
@adiamemaha8704 6 жыл бұрын
Viele mal danke Robi das ist tun weh Heer 🤔
@beyenatsegezeab6938
@beyenatsegezeab6938 6 жыл бұрын
wawwwww btaemi meharit zanta just continue
@dendenghirmai9123
@dendenghirmai9123 6 жыл бұрын
Aykigermenan e u bzaba hgdfewyan 10 amet abzi Germen toq tebahilna ena
@saidhasan1859
@saidhasan1859 6 жыл бұрын
Robi arkey mafi klam 👌
@weldenseahayle8209
@weldenseahayle8209 6 жыл бұрын
Hmaq rekibki habtey ajeki dhan hji tray nab yhwatki temelesi tray
@hanibalkesta5944
@hanibalkesta5944 6 жыл бұрын
Ajoki mikrti haftey kulu halfay eyu zay yalfe sheger yaln
@hlmkiteserikubmuwtanresian9880
@hlmkiteserikubmuwtanresian9880 6 жыл бұрын
Wawwwwwwww btami mesatit robi hawna ajoki kexlo
@ኤማዊሰገናዊ
@ኤማዊሰገናዊ 5 жыл бұрын
ደስ እንካ በለኒ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ብጻዕዳ እግሮም ዝሓስቡ ስድራቤታት ምስ ደቆም ክቅጹዑ ምርኣየይ ባህታ ኢዩ ዝፈጥረለይ እንቃዕ ግሃኪ ኣንቲ መካን ይእምሮ።
@micefreselam4554
@micefreselam4554 6 жыл бұрын
እንታይ በዲሎምኺ ዳኣ ቀቲሎምኺ እምበር። ግን ኣጆኪ ጥራይ
@ዮናታንያቆብ
@ዮናታንያቆብ 5 жыл бұрын
Ajoki habtey eber kebid u
@awitahawey9553
@awitahawey9553 6 жыл бұрын
ከም ጽሕፍ ጹብቅቲ ሃሳብ አያ፥ አንተኮነ ግን ብዚሕ ዝጎደላ ኣሎ ምክንያቱ የአማኒት ኣይኮነተን ምክንያቱር ምህርቲ አንዳ በልካያ አሞ ካኣ ካብ ትርካዊ ሃደ ኮላኣ ወሊዳ ትነበር ኣላ። ክትንጽሎ ትከል ነይራ አያ። ግን ካኣ ከመስግነካ ይደሊ ስለቲ ንክልተ ፋሕፋሕ አሎም ዘለው ከተቃራርብ ምድላያካ።
@ኩሉኣብትሕቲፈጣሪ-ጨ9ዀ
@ኩሉኣብትሕቲፈጣሪ-ጨ9ዀ 6 жыл бұрын
Awita Hawey kem zmesleni dihira bzgebereto mermera eya tnsti mkana felita amaraxi ayrekebetn enber ztefa aymeslenn
@awitahawey9553
@awitahawey9553 6 жыл бұрын
@@ኩሉኣብትሕቲፈጣሪ-ጨ9ዀ ተረዲኣካ አንተዳ ኣለኹ ኮይነ ክሳብ 4 ወርሒ ዘሎ ጊዝየ ዘየድልያ አንተ ኮይኑ ክትሰዶ ትከል ኮይኑ አዩ ዝስማኒ።
@kulubtesfau852
@kulubtesfau852 6 жыл бұрын
Btami meharit zanta danke bro
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ 6 жыл бұрын
HGDEF turgum teqawamay degafay ayfeletun ember ezom kontu kab wedi hagera kelkilom nab wedi Turkey awdiqoma way haftey .
@teklehaimanotrossom1753
@teklehaimanotrossom1753 5 жыл бұрын
Kuber hawena eti tekrebo xebuq entkone gen polteka deyu welas fiqere
@razrazene6443
@razrazene6443 6 жыл бұрын
Shtarakum dewru me.emeni zbehal yeblan zerka zerka n hgdef n mhrm eyu eti elama kab dekalu gn tukawi yhsheki tezey tdeliyo ka zey tsedyo nsdraki zharemki mesiluki nreski eki shinkiya zreba weledu zey semie ka kem zeyt.emo ktfelti aleki
@semeregebrebrhan7037
@semeregebrebrhan7037 6 жыл бұрын
Btaemi zehzn ftsame habtna ane kbla zdeli edl nay kulu ftur hanti trah zeykonet milionat slezkone bezi keytsmbdi mkniyatu kulugzie hmak negerat mexebekina slezkonu und danke für die infos ajoki bertie.
@Biney-ry9tq
@Biney-ry9tq 6 жыл бұрын
Btaemi meharit Robi hawey ab tserhwon tedalwwon medeb asalto ymneyelkum neza Habtna kea egziabher xlaleu yenbrela
@መሓሪ
@መሓሪ 6 жыл бұрын
nay behaki robi hawna mehari zilene nu habtina ke ageki azgiabher amlak msaki ykun
@mmm2tomto835
@mmm2tomto835 6 жыл бұрын
ኣየ ንስኩም ደይ ነቲ ዝተመርዓወስ ተፋትሕዎ ደለኩም፣ ምሳኩም ኩሉ ወዮ እዩ። ኣምላክ ባዕሉ ነቶም ንፁሃን ዝኮኑ መናእሰይ ይርኣይ እምበር እንታይ ይግበር ኮይኑ
@karenxaeda2108
@karenxaeda2108 6 жыл бұрын
Nay bahaki zahzen zanta bsake hada wedib hiwat gualka ktbelash yahzennnnnnnnnnnnn yahzennnnnnn ahhhhhh elka zaybkayo mo huxuy du zbahal enber sdrake si kndgala badel yom badelom seneaemrawi badel etom eza video zerakwa ka bhgi trewa eza video tgafti kunu tekawemti please please hiwat dakekum aytbelashu thanks ka RBL ENTERTAINMENT thankes more
@zemendawit3922
@zemendawit3922 6 жыл бұрын
ኣብ ህግደፍ ዘሎ ርስሓት፡ ዋላ ን ውልድን ወላድን እዩ ዝፈሊ። ካባኺ ዝንእሳ ኣሕዋት ተለዋኺ ሓብርየን። ተዘይ ኮይኑ፡ኣቦኺ ካብ ቱርኳዊ ምበር ካብ ካልእ ከይትወልዳ ክብለን'ዩ
@Gumbet-pe8zj
@Gumbet-pe8zj 6 жыл бұрын
ህግደፍ መርዚ ሕብረተሰብ ካብ ሂትለር ብምንታይ ትፍለዩ።ኩሉኹም ልእኻት ወዲ መድህን በራድ ብፍላይ ከአ እቶም ደቂ ሓማሴነ አብ ወጻኢ ትነብሩ ካብ ግዜ መጀመርያ ሰባዓታት ጀሚርኩም ህዝብኹም ህዝቢ ሓማሴንን መሬቱን ዘጽነትኩም ባዕልና እቶም ተወላዶ ደቀባት ከም ሰስሓ ክንሃድነኩም ኢና። ምስቶም ካልኦት ኤርትራውያን የሕዋትና ከአ ሃገራዊ ቃልሲ ንህዝባዊ. ዕቤት ብሓባር ንቕድሚት ክንምርሽ ኢና።አምሓራዊ ግዝአት አይምለስን እዩ።ወዲ መድህን በራድ ናይ አዲስ አበባ ከንቲባ ምስ ኰነ ባዕሉ ነብሰ ቅትለት ክፍጽም እዪ።
@ዕዉትኩን
@ዕዉትኩን 6 жыл бұрын
ኣጆካ ቆጽሎ ሓውና።
@kenewetina
@kenewetina 6 жыл бұрын
ስርዓት ህግደፍ መንደፍ እንታይ ዘይገበረ፣ ህግደፍ አብ መንጎ ህዝቢ ጥራሕ ዘይኮነስ፣ አብ መንጎ ስድራ ቤት አትዩ ንሰብአይን ሰበይትን ከይተረፈ ጣልቃ አብ ሐዳራት እንዳአተወ ዝብትን ብዕሉግ ስርዓት ኢዩ።
@lemlemberhe6316
@lemlemberhe6316 6 жыл бұрын
ኽንደይ ደንጎላ ርእሶም ወለዲ እዮም ዘለዉ እቶም መንእሰያት ኢኹም ኸተስተውዕሉ ዘለኹም
@sebteasirukeloselamkoynume8430
@sebteasirukeloselamkoynume8430 6 жыл бұрын
Xebuk serah robi haweyyyy nay behaki bitekrbom xehufat bizuh eye zemhar emo hasabka yesesin
@wawwwnice5849
@wawwwnice5849 6 жыл бұрын
ክክክክክክክክ ቀዳዊና ይግበሮ ሓፍተይ ቱርካዊ ውላድ ይሓይሽ ይከውን ውላድ ድማ ናይ ፈጣሪ እዩ ኣይትጉሃየ
@aronchanel127
@aronchanel127 6 жыл бұрын
Xebuk medeb eu gen tele nata zeytsedelna fkadena ente koyna ?
@tibletstewelde5138
@tibletstewelde5138 6 жыл бұрын
Eway haftey Ajoki Amlak mesaki ykun
@zemen6535
@zemen6535 6 жыл бұрын
ብታም ጹቡቅ ዛንታ ሮቢ ።
@samizemichael2984
@samizemichael2984 6 жыл бұрын
Vielen Dank Robi bro Zehzn eu
@AsmelashAbadi
@AsmelashAbadi 6 жыл бұрын
Naybahaqi mrgats alo gn bsenki belotka aymeslelenan neru hji gn abrhkalna
@yhonalbegizew3865
@yhonalbegizew3865 6 жыл бұрын
Kebur hawuna btaimi mharit zanta eya gn hanti hto alatni ms ykrieta Kedat malet kem beal hager eyo nhnawun temhrti kkonena
@mamashkor2756
@mamashkor2756 6 жыл бұрын
Bravo
በዲልካኒ ሓቐኛ ዛንታ - RBL TV Entertainment
21:00
RBL TV Entertainment
Рет қаралды 146 М.
ሙቁር ዕረ . Eritrean love Story
15:25
RBL TV Entertainment
Рет қаралды 39 М.
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 30 МЛН
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
Правильный подход к детям
00:18
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН
እዋናዊ  ዜና- ኣንገላ መርከል ብዛዕባ ስደተኛታት
11:39
QISADA RAASHID IYO XAMDAAN QISO CABSI AH!!@sawdamqaalib
1:08:08
Sawda Qaalib
Рет қаралды 108 М.
李承鹏:202X的宏大叙事与鸡零狗碎
21:01
欧洲13点
Рет қаралды 61 М.
Feb 2/2025 ጥዑም ብሽራት ተፈደሉ / ፋሕ ፋሕ ኮነት / እዋናዊ ሓቤረታ
31:31
JayoTruth-  ንብዓት ዕድል እዩ By Yacob Dawit.
22:07
Jayo Truth
Рет қаралды 33 М.
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 30 МЛН