ስደት ብኸመይ ትብድሆ?

  Рет қаралды 9,859

Aklilu H.michael

Aklilu H.michael

Күн бұрын

Пікірлер: 68
@samiberie
@samiberie 2 ай бұрын
1 ንስደት ከም ንግደት ምሕሳብ 2 ኣብ ሃገርካ ዘይገበርካዮ ኣብ ስደት ባህሪያት ምቕያር 3 ስደት ንዝሓሸ ነገር እንበር ንዝኸፈአ ክትስደደ ከምዘይብልካ ዘይምፍላጥ 4 ምስ ደቅ ኣድካ ወይ ሃውካ ጥራሕ ምውድዳርን ምጥምማት 5 ካብ ኣዝያ ድሕርቲ ሃገር ከምዝመጻካ ዘይምዕማንን፡ዘይምቅባልን 6 ሸለልትነት ስነስርዓትን ኣገባብን ዘይምፍላጥ 7 ኣይ ምዕቡል ኣይ ድሑር ሃዲግ ምኳን ህንዳውያን ኣብ 40 ዝኮኑ ሃገራት ተሰዲዶም እዮም ህንዳውያን ንዝሓሸ ነገር እዮም ዝሰደዱ ኣብ ስደት ዝሰርሕዎ ገንዘብ ናብ ኣዶም ይሰድዎ።ዕውታት እዮም ።
@HabenTesfagaber
@HabenTesfagaber 2 ай бұрын
Hakeka eka akile hawey gele bmay gele sanmay
@እቲዘይጠልምእግዚኣብሄርም
@እቲዘይጠልምእግዚኣብሄርም 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሉጽ መምህርና ኣኪለ ❤❤❤🎉🎉🎉
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ 2 ай бұрын
ብሓቂ ኣኪለ ሓወይ ፡ብፍላይ ንሕና ኤርትራውያን ፡ብጣዕሚ ኢና ፡መማረርቲ ፡ኣብ ጀርመን ን ኣብነት ፡ስራሕ እንተዘይብልካ ፡እንተ ሓሚምካ ፡ካብ መንግስቲ ሓገዝ ይመጸካ ፡ኣብ ዓድና ዘይረኣናዮ ክብረይ ሰብን ፡ገዛና ሂቦም ፡ብዙሕ ኢዮም ዝገብሩልና፡ወረቀት ስለ ዝሓቱና ጥራይ ኣብ ክንዲ ኣምላክ ይባርኮም ምባል ፡ከንማርር እዞም ዓዲ እዚኦም ፡እንዳበልና ዓለታውያን ዶ ገለ ዶ ፡እንዳበልና ፡ምስጋን ን ኣምላክን ነቶም ዝሕጉዝናን ኣነቅርብን ኢና ፡😢ብታዕሚ ኢና ነሕዝን ፡ፎርም ምላእ ኢሎምኒ ኢልና ምኒን ንብል፡ሰብ እኮ ሰሪሑ ዉን ኣብዘይረብሓሉ ሓገር ኢና ኔርና ፡😢ኩሉ ረሲዕና ፡ነቶም ካብ ገዛና ክሳብ መግብና ዝሕጉዝና ነማርሮም 😢
@endiamo10
@endiamo10 2 ай бұрын
ሓፍተይ ምሳኺ ኣለኹ ኣብዛ ትዛረብላ ሃገር ጀርመን ኣለኹ ስራሕ እንድሕር ዘይብልካ ገዘብ ይሕጉዝኻ ዶ በልኪ መጀመርታ እቲ ገዘብ ይሕግዝኻ ሕክምና ብናጻ ትሕከም ዝበልክዮ ነቶም ክትሰርሑ ዘይትደሊዩ ድቃስ ትፍትዉ እዘን ዘይጠቕማ ገዘብ ሓጊዞምኹም ከም ዓቢ ትሓስብዮ ኣለኺ እበር ዘይትሓስብ ልሙስ ኢዮም ዝገብሩኻ ኣብ ጀርመን ከም ድላይካ ስራሕ ኣሎ እቲ ሕክምና ብናጻ ዝበልክዮ እቶም ንሰርሕ ኢና ንፈልጦ ፍርቂ ዶሚዝና እሽቶያ ይወስድዎ ኣለዎ ሶ ኣቲ ብናጻ ትብልዮ ዘለኺ ነቶም ኣብ ስራሕ ዓለም ዘየለኹም እበር እቲ መዉኣሉ ኣብ ስራሕ ዘሎ ግን ብገዘቡ ዩ ዝሕከም እቲ ኣምላኽ ጥዕና ዝሃቦ ከኣ ነቶም ደቂሶም ዝሕልፎ ይኸፍለሎም ኣብቲ ሚምራር ከኣ ኣብ ጀርመን ዝሰርሕን ዘይሰርሕን መዓረ ኢዮም ዝጥምትዎ ወረ ኣብ ገሊኡስ እቲ መወእሉ ዝደቀሰ ብሮሰስ ሰበይቱ ይመጾ እቲ ምእስ ቁርን ጸሓይን ዝጻፋዕ ከ ሰበይቱ ደቁ ምምጻእ ያብይዎ ሶ ብኸምዚ ዩ ዘማር ሰብ ብፍላይ ጀርመን ኣብ ከባቢኽን ዘለዋ ሃገራት ኣብ ፋሚሊ ምጥርናፍን ኣብ ዜግነት ምሃብን ኣዋዳድርዮ እሞ ክበርሃልኪ ኣብ ጀርመን ብኸምዚ ዩ ዘአማሪር ሶ ወረጃ መዓዶ ኣንኹን
@settieritrea1991
@settieritrea1991 2 ай бұрын
​​@@endiamo10 ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ንሱ ስለ ዝኾነ መብዛሕቶም ኣብ social madia ኮፍ ኢሎም ዝውዕሉን ዝሓድሩን ኣብ ጀርመን እዮም ዝነብሩ :: ብርግጽ ነቶም single mom & Dad ዓቢ ኣበርክቶ ኣለዎ :: እንተዘይ ኮይኑ ግን መልመስቲ ኣእምሮ እዩ ብኾፍካ ምብላዕ ::
@tabiemicheal91
@tabiemicheal91 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርትይ ናይ ህወትና ኢካ ኣኪለ ሓወይ❤❤❤❤❤❤
@MehariMehari-kw9uj
@MehariMehari-kw9uj 2 ай бұрын
ከመይ ዊዒልካ ኣክሊሉ ናይ በሓቂ ኩሉ ዘልካዮ ሓቂ ዩ ግና ንሕና ሓበቲ ሕመቅና ኢና ሞያና ዘይነለሊ ኮይና መመክነይቲ ኮይና ንሱ ዩ ከኣ ድሕሪት ዝመልሰና ዘሎ ናይ በሓቂ ጽቡቅ ማዕዳ ዩ ቀጽሎ❤❤❤
@HannaGhebreyohannes
@HannaGhebreyohannes 2 ай бұрын
Thanks Akililu I appreciate that ... Thanks very much...
@FilmonSelomon-pr2qm
@FilmonSelomon-pr2qm 2 ай бұрын
Thank you Akile hawna tekrbo medeb beka azyu neana eretreawyan zitekem eyu emo kinxbeyeka ena bkale thzto Amlak ybarkka
@zPainwm
@zPainwm 2 ай бұрын
ኣኪሉ ዝስማዕ ዘረባ እዩ ኣዚና ነመስግን, thank you again 😊
@rishetkeleta9604
@rishetkeleta9604 2 ай бұрын
Bravo Akile bteami zbuk Tmhirti ni menesat 👍👍
@maranathayesus2081
@maranathayesus2081 2 ай бұрын
God bless you aklilu thanks for your advice may the lord Jesus help Eritreans complain is not the solution we have to grateful God every where lord remember Eritrea
@SamuelOkbeab
@SamuelOkbeab Ай бұрын
Thank uuu kbur seb
@missfreedom2143
@missfreedom2143 2 ай бұрын
Thank you ❤❤❤
@HanaEphraim
@HanaEphraim 2 ай бұрын
Thanks Akile I appreciate all your ideas and your points.
@saraberaki3916
@saraberaki3916 Ай бұрын
Thanks❤❤❤
@Habte-i1u
@Habte-i1u 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣኽሊሉ ሓወይ ኣምላኽ ይሓግዝካ።❤❤❤
@yoditabraha6975
@yoditabraha6975 Ай бұрын
You right Aklilu
@ወዲሓላልመሬት
@ወዲሓላልመሬት 2 ай бұрын
ዝሕርቀካ እዞም ንድሕሪት ዝጎቱና ዘለው ኣዝማድ ,የዕሩኽ ወዘተ ከምዚእታት ቁም ነገር ዘይ ሰምዕዎ ምኻኖም እዩ 😢
@AsmeretWeldigabrielAndom
@AsmeretWeldigabrielAndom 2 ай бұрын
Bravo bteami xebuk temhrti 👍👍👍
@teweldezeru5175
@teweldezeru5175 2 ай бұрын
realy u are one of the best.ticher&youtber.good bless you.contineu we growing up.from yesterday.
@mumeryoutube5903
@mumeryoutube5903 2 ай бұрын
This is useful information, bless you. Absolutely right ideas, we must changing
@Hmars2018
@Hmars2018 2 ай бұрын
ሓደራ youtuber ! ኣብ ኤርትራ ዘለኹም ሰሪሒኺም ብሉዑ በለልና ብሓወላ እኮ ልብና ጠፊና ፣
@RedaeAbraham
@RedaeAbraham 2 ай бұрын
ከምኡ ድዮ ግፉ ከምዘሎ ረሲዕኪ ማለት ድዮ ዝኸውን ዘሎ 🤔
@Hmars2018
@Hmars2018 2 ай бұрын
@@RedaeAbraham ሓሲዊ ወያነ ዲዩ ሊኢኻ ኣብ ኤርትራ ግፋ የለን , ኤርትራ ገነት ኢያ , ኢሰያስ መልኣኽ'ዩ ተበልኩኻ'ስ ትኹሬኒ ዶ !?
@RedaeAbraham
@RedaeAbraham 2 ай бұрын
ሓንቲ ኣይብለካን'የ ግን ጽቡቕ እይኾነን ነብስካ ምርሳዕ ምሕረት የውርድ 😏
@atyehadish7792
@atyehadish7792 2 ай бұрын
Tay srah tfeltolom lomus wala eti amlak eyu telimwem
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
ዘይዘሪአኻ ጣፍ ዲጊሪ አይዒጠዱአይሲቀል።❤❤❤።
@yonas_MT
@yonas_MT Ай бұрын
የቐንየልና ክቡር ሓው
@luamghere842
@luamghere842 2 ай бұрын
Perfect advice thanks 🙏🙏🙏🙏
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 2 ай бұрын
My pleasure!
@DanelKefle
@DanelKefle 2 ай бұрын
እዚ ኣታባባዒ ትምህርትኻ ኣብርቲዕካ ቀጽሎ ።ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርኽካ ዝሓወይ
@brhanesolomon6600
@brhanesolomon6600 2 ай бұрын
Akile bezeaba ezi Ertraweyan ab kampala selam aybhalun eyom wala gorobabeti kelewu eyu zebhal emo...bezeabzi video serah
@gagahani
@gagahani 2 ай бұрын
More about that brother thank you God bless you
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 2 ай бұрын
እግዝኣብሄር ይሃበልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ነመስግነካ👍👍👍👍👍👍💚💛❤💙💜💛💚❤💙💜💛💚❤
@fnangebre12
@fnangebre12 2 ай бұрын
Thank you akile❤👌
@keymetkifle5917
@keymetkifle5917 Ай бұрын
@phili8384
@phili8384 2 ай бұрын
ኣኪለ እንድዒ በቃ መግለጺ የብለይን ንስራሕካ... ን ካምፓላ ዘለዉ መንእሰያት ክሳብ ክንደይ ሂወቶም ክቕይር ዝኽእል ትሕዝቶ ዘለዎ መደብ ተቅርብ ከምዘለኻ ... ክብሪ ይሃብካ ኣኪለ ሓውና። ናይ ካምፓላ ኣብ ሶሻል ሜዲያ ስለ ዝገነነ አምበር ኣብ ኩሉ ኩርናዕ ዓለም ዘለዉ ኤርትራውያን ብ ዲፕረሽን ዝሳቐዩ ኣለዉ፡ ኩሉና ከምቲ ዘዕበየና ባህሊ እንዳ ተሓጋገዝና ንሕለፎ እዚ ጊዜ።
@filimonteklesenbet456
@filimonteklesenbet456 2 ай бұрын
That's 🙏🙏
@Lifeisexam00
@Lifeisexam00 2 ай бұрын
You're right well said akile brother i don't have any words
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 2 ай бұрын
ብሉጽ ሓሳብን መደብን እዩ ኣኪለ ቀጽሎ❤❤
@betialeyob57
@betialeyob57 2 ай бұрын
Kemaka yebzhelna hewey natey xbuk tmrti
@AbelKidane-s1t
@AbelKidane-s1t 2 ай бұрын
Nice akile
@tekiemihreteab3718
@tekiemihreteab3718 2 ай бұрын
Akile Arkey xibikti metewit gierkala hahahaha
@Veronica-cx7hl
@Veronica-cx7hl 2 ай бұрын
@VirtueOfTemu
@VirtueOfTemu 2 ай бұрын
ድሕረባይታና ናይ ኲናትን -ወረዂናትን ስለዝኾነ ፡ እቶም ከማእዝኑ ዝኽእሉ መብዛሕትኦም ካብ ኤርትራ ወጻኢ ዝተማህሩ እዮም ። ንኣብነት ሱዳን ፡ ኢትዮጵያ ወዘተ....እዚኣቶም ድማ ናይቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘለዉ መንእሰያት ጸገማትን ርዲኢትን ስለ ዘይብሎም ። ፈረሓት በለጸኛታት ስለዝኾኑ ፡ ብወረ ድማ ስደት ካብ ዓድና ከምዝበልጽ ስለዘእመንናዮምን ። በዓቢኡ ከኣ እቶም ከማኻ ምሁራት ኢና ዝብሉ ሰባት ቀንዲ መንድዓት ናይዝሕብረተሰብ እዮም ። ብልክዕ ነቲ ሓቀኛ ጸገሙ ስለዘየዘንተዉሉን ፡ መራሒ የለ ተመራሒ የለ ። ኩሉ ናይ ስደት ናፋቒ ሕብረተሰብ ኣፍሪና ።
@yoditabraha6975
@yoditabraha6975 Ай бұрын
Sidet entetkimlalu xbuk sdet entezeytekemkalu himak
@HenokAsmerom-i7n
@HenokAsmerom-i7n 2 ай бұрын
ሰላም ንኩልኹም,,,!!!ኣኽሊሉ ሓወይ ዝኾነ ሰብ ኣብ ስደት ምስ ወጸ የማርር ግን ካብ ሃገርና ዘውጽኣና ነጻ ናይ ስራሕ ዕድላት ንምርካብ'ዩ መስለኒ ኣነ ኣብ ጁባ እንድየ ዘለኹ አቲ ዝደልዮ ዝነበርኩ ናይ"ኣቲኻ ወጺኻ"ዝብል ዘይብሉ ናጻ ሂወት ረኺበዮ ኣለኹ ክጠምን ክጸግብን ከኣ ኣብ ረሃጸይን my financial iq ይምርኮስ ስለዚ ክንመሃርን ክዓብን እንበር ከነማርር ግዜና ኣይነሕልፎ ኢልካ video እንተትሰርሕ ጽቡቅ ይመስለኒ
@adhanomkahsay
@adhanomkahsay 2 ай бұрын
Right
@yosiefTsegay-np3nk
@yosiefTsegay-np3nk 2 ай бұрын
Bro good job
@selam8217
@selam8217 2 ай бұрын
የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን ንፍዖ ኤርትራዊያንን ዝጓተና ዘሎከም ዝመሰለኒ ሰደት ሕጃ ከምዘይተጀመረ ክሉ አይሰሕቶን እዩ ሕጃግን ብሕልፍ አብዝ 20 ዓመተ ክሉ ፈሕ ዝበለዃይኑ ዘሎ ይመስለኒ እዝዉን ከም ፍልሖ ዉሽጣዊ ዘይምሰትዉዓል አሎ ሕጃዉን ብረቅቍ ምሰትዉዓል ንቀሐትን የዳልየና ክቡራት የሕዋትን አሐትን ህዝብና ብሰራሕ ጨዉነትን መግለጸኡ ዝነበረ አ ብ50ዓመት ሕጃዉን አይግድንን ጌዜ አሎ ፈራዳይ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🇪🇷🎉🇪🇹
@davidyared7857
@davidyared7857 2 ай бұрын
Kulu hakiyu bilikie gelixkayo zegerm eyu
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
ሓወላን ድሕረባይታ ናይ ትምህርቲ ስለዘይጸነሓናን ርእሰ ምትሓትን እዘን 3 ኢየን ንድሕሪት ዝጎተተና።
@FikaduTeweldebrhan
@FikaduTeweldebrhan 2 ай бұрын
Sdet da mergem endiu Adekan adkan mdhan trah eyu eti zelo amarxi aytfrah ajoka kndey amet ktneber dika ab mdri
@NegaGebar
@NegaGebar 2 ай бұрын
❤❤❤
@TomasMehari-c9g
@TomasMehari-c9g 2 ай бұрын
ሰላም ኣኪለ ቅድሚ ቁሩብ ሰሙናት ኣብ ዘሃብካዮ ትምህርቲ ካምፓላ ከቢድ ዝብል ኣቅሪባ ኔርካ ሶ ንምንታይ ኢካ ኣብ ኣብ ሂደት ሰሙናት ዘይመለአ ክልተ ዝተፋላለይ ኣረአስቲ ተቅርብ ዘለካ
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 2 ай бұрын
ሕጂ ውን ካምፓልላ "ቀሊል'ዩ" ዶ ኢለ'የ? ኣበይናይ ወገን ተፈልዩካ?
@yacobamine8638
@yacobamine8638 2 ай бұрын
B kemey b online knmehar nkl
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael Ай бұрын
Selam you can learn online through this web site, mesobakile.com/
@alazarteame0
@alazarteame0 2 ай бұрын
ሰላም ኣኽሊሉ ትምህርትኻ ዚምስገን ኢዩ ግን። ግን ናይዚ ኩሉ ሽግርና ኣበይ ኢዩ ክፍታሕ ዘለዎ ንዓኻ ክነግረካ ኣይኮንኩን ፡ እቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ገዛኢ ስርዓት ሸፋቱ ሳሕል ኢዩ ።ሓደ ማዓልቲ ቪድዮ ናይ ቃልሲ ለውጢ ዚጠልብ ክትሰርሕ ሪኤካ ኣይፈልጥን እሞ ብዘለናዮ ክንጠፍእ ሃገር ከምዘይብልና ክሳብ ማኣስ ኢዩ እዚ ንኸዶ ዘለና ብርሰት ።ካብቲ ስርዓት ፍርሒ ሲለዘለካ ዲዩ ወይስ ደጋፊ ኮንካ ወይ እንታይ ገደሰኒ ኢዩ ኣብ ሳዕበን ጥራሕ ክትዛረብ ኢየ ዚሰምዓካ ኣብ ዘንቂ ግን ሓንቲ ቪዶ ኣይሰራሕካን ። ንዓኻን ንኣማኒኤል ኣልኣዛርን እዚ ናይ ስፖርት ትንተና ዘቅርብ ማለተይ ኢየ ፡ቡዙሕ ሰብ ኢዩ ዚከታተለኩም ኪሳብ ማኣስ ኢኹም ኣብ ዩጋንዳ ኮንኩም ናይ ዩጋንዳ internet ክትጥቀሙ
@hani-asmarino
@hani-asmarino 2 ай бұрын
ኩሉ ሰብ ሓኪም፡ኩሉ ሰብ ቀሺ ፡ኩሉ ሰብ መምህር ይኸውን ድዩ?እታ ዓቕሙ የወፊ ኣሎ።ኣኣብ ሞያኻ ምጽቃጥ እያ ጥዕምቲ።
@Fyori-e6b
@Fyori-e6b 2 ай бұрын
Ata ane ezi auropa kebiduni alo ufffff
@atyehadish7792
@atyehadish7792 2 ай бұрын
Tehaneq ab Eritrea keman ay kebedekan nafqot diyu kebiduka
@FacheAkk
@FacheAkk 2 ай бұрын
Abkulu u ajoka bro
@bisrathabteslase7619
@bisrathabteslase7619 2 ай бұрын
Yekenyelna nezi habi komu gerrka madelna ember abti uganda delewus n 100 dollar ile kserh ybluka,100 deyeetewus nea neiikom kof ilom ztehawelelom ybelu hjis aynsom maibilom ,zgermeka kndey seb beynki mhwal derho tmhrti kidi dmehar neom ksedd gze yhalfo ,ay temahiru zerbho kser ay seldu akibu beka tetahahizka ndhrit 😒
@RobelRessom
@RobelRessom 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
ንሰብ ኣብ ግርጭት ብኸመይ ትስዕሮ?
18:34
Aklilu H.michael
Рет қаралды 21 М.
CAN YOU DO THIS ?
00:23
STORROR
Рет қаралды 47 МЛН
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
00:22
Celine Dept
Рет қаралды 107 МЛН
5 ካብ ሂወትና ከነርሕቖም ዘለና ዓይነት ሰባት
18:33
እንታይ ከም ንጽበ
26:21
Growth ቤት ትምህርቲ ዕቤት
Рет қаралды 6 М.
ቅኑዕ ኣተሐሕዛ ሰብኣይ ኣብ ሐዳር
1:03:23
Meley Media
Рет қаралды 11 М.
ዘማዊ ወዲ ብኸመይ ይፍለጥ?
17:21
Aklilu H.michael
Рет қаралды 37 М.
ዘገርም ዘረባ'ዩ! I ንሕና ኸ እንታይ ንግበር?
10:53
ኣብዘን 5 ኣጋጣሚታት ስቕ ምረጽ!
15:42
Aklilu H.michael
Рет қаралды 34 М.
CAN YOU DO THIS ?
00:23
STORROR
Рет қаралды 47 МЛН