No video

ስግደት ንቅዱሳን # ንስእሊ ምስላምን፡

  Рет қаралды 10,904

Agelgiloterki blessed

Agelgiloterki blessed

6 жыл бұрын

ስግደት ንቅዱሳን # ንስእሊ ምስላምን፡ #ሳእንካ ኣውጺካ ምእታው ንምንታይ ኣድለየ ዝብሉ መደባት ፡ምስ ኣባ ተክለማርያም ዝተገብረ መደብ!!!

Пікірлер: 169
@roxyjones4471
@roxyjones4471 6 жыл бұрын
ዕረፍቲ አብ እየሱስ ክርስቶ እዪ ሐቂ
@user-ne7lh8xv6l
@user-ne7lh8xv6l 6 жыл бұрын
እምነት ካብ ምስማዕ እያ መስማዕ ድማ ቃል ናይ ክርስቶስ። ነዚ እንዳሰማዕካስ: ኣብ ዘይሰምዓካ ደብሪ አይትማህለል። ህምም ም እግዚኣብሄር ይባርኩም። ጸጉኡ የብዛሓልኩም ። ተባረኹ።
@abrahateklay1040
@abrahateklay1040 6 жыл бұрын
1
@samsongabrhanes7143
@samsongabrhanes7143 6 жыл бұрын
ማቴዎስ 7 (Matthew) 15፤ ካብ ነብያት ሓሶት ተጠንቀቑ ውሽጦም ዚምንጥሉ ተዃሉ ኽነሶምሲ፡ ክዳን በጊዕ ተኸዲኖም እዮም ዚመጽኹም።
@user-ui3yj8tr1o
@user-ui3yj8tr1o 3 жыл бұрын
@@samsongabrhanes7143 እወነት
@AfariMad.SleuthExportedSalt
@AfariMad.SleuthExportedSalt 4 жыл бұрын
ዓፋፍ ንስኻ እኳ ቅዱስ እየ ጋኔን የውፅእ እየ ትቭል አለካ ንቫዕልኻ ጋንየን ናሃለካ፡፡ቅዱሳን ተክቨርካዮም ትከብር ተዘይአክቨርካዮም ናይ ገሃነም ሓዊ ትስሕና፡፡
@agelgiloterkiblessed6907
@agelgiloterkiblessed6907 3 жыл бұрын
እቲ ንስኻ እተምልኾ ኣምላኽ ኣፍኻ መሊእኻ ክትጻረፍ ስለ ዘፍቅደልኻ :ምስዚ ንሕና እነገልግሎን እነምልኾን ሓደ ኣይኾነን ናህና ባርኹ እምበር ኣይትርገሙ እዩ ዝብል ናትኹም ድማ ብኣንጻሩ ስለዝኾነ ኣይሰማምዓኻን እዩ።
@drarleytidenden4172
@drarleytidenden4172 5 жыл бұрын
Thank you Aba Keshi. You are very honest and courageous. You said it all the truth. I hope our people listen this and come out of the darkness and ignorance. God Bless You, and God Bless You Nejat.
@almazhafte8187
@almazhafte8187 5 жыл бұрын
Thank you God for all these teaching. May God bless my sister and brother more and more. Amen.
@user-wp1hs6mp6i
@user-wp1hs6mp6i 6 жыл бұрын
ጸሎተእግዝእትነ ማርያም አሜን ነፍሰይ ንእግዚአብሔር ተዕብዮ:መንፈስይ ከአ ብአምላኸይ በቲ መድኃንየይ ባህ ይብላ:ውርደት ባርያኡ ርእዩ እዩ እሞ እንሆ ካብ ሕጂ ኩሎም ወለዶ ብፅዕቲ ኪብሉኒ እዮም:እቲ ኩሉ ዚኽእል ግበይቲ ነገራት ገይሩለይ እዩ እሞ ስሙ ቅዱስ ይኹን: ሉቃ 1:46-55
@ogbaizerabruck5841
@ogbaizerabruck5841 5 жыл бұрын
ብጽእቲ ቅድስቲ ክትባሃል የብላን ክብሉ ኣይስምዕናዮምን ብመሰረት ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንማርያም ከንኽብራን ብጽናኣን ሓቂ እዩ ክትክበር ይግባኣ እዩ፡ ኪትስግደላን ከተምልኻን ግን ጽሑፍ ኣይሕብረናን፡ ምርድእ እምበር ብዘልማድ ዝኣተወ ቀስ እንዳበሉ ናብ ጣኦት ቀይሮምና። ሕዚማ ብእንስምዖ ቃንቃ ይንገረና ስለ ዘሎ፡ ክንድሕን ነቲ ሓቂ ንቀበሎ፡ ተሃድሶ ከኣ ይድልየና ኣሎ። ዝብእስ ዋላ ሓንት ይብልናን። ሎሚ ምስትውዓልን ፍልጠትን ዘመኑ እዩ። የየ ሆ ዋ ኣምላኽ ይባኣረኽ።እሜን የሆዋ ስም ኣምላኽ እዩ ከይትስምብዱ።
@fnantsegay9842
@fnantsegay9842 4 жыл бұрын
ማርያም ሰብ ኢያ ስግደት ንየሱስ በይኑ ይግባእ ኣይትታለሊ ሰይታን ሓሳዊ እዩ።
@kaib5735
@kaib5735 4 жыл бұрын
@@fnantsegay9842 kzbin.info/www/bejne/naa1XmydgbOeqpI
@roxyjones4471
@roxyjones4471 6 жыл бұрын
ጎይታ ይባርኩም
@fnantsegay9842
@fnantsegay9842 4 жыл бұрын
ኣሜን ናይ ጣኦት ኣምልኮ ይጥፉእ ኢየሱስ ጎይታ ኢዩ ንበይኑ ጥራይ ክኣ ይግባእ ።
@fnantsegay9842
@fnantsegay9842 4 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ሃዋርያት ንመልኣክቲ ዘይሰገዱ እዞም ሃይማኖተኛታት ድማ ስገዱ ንሰብ እዳ ንሰብ ነዚ መጽሓፍ ቅዱስ ዘይንብቡ ሰባታ ይሓባብሉ ኣለዉ ጎይታ ባዕሉ ይርድኣዮም እበር ይሕዝኑካ ኢዮም።
@roxyjones4471
@roxyjones4471 6 жыл бұрын
God bless you
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
there is power in the name of jesus amen amen amen
@hagherey1477
@hagherey1477 6 жыл бұрын
Ameen amen brukat goyta yesus ybarkum wow
@roxyjones4471
@roxyjones4471 6 жыл бұрын
ዕድመ ይሀብኩም ናይ እምነት ሐርበኛ
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
Roxy Jones amen amen amen
@negesetm7874
@negesetm7874 5 жыл бұрын
What can I say that’s powerful I am sharing it and I will listen it again God bless you. Thanks nejat for you doing.
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@henokgirmay4843
@henokgirmay4843 6 жыл бұрын
ኣስቴር 3 (Esther) 2፤ እቶም ኣብ ደገ ንጉስ ዚቕመጡ ኹላቶም ገላው ንጉስ ንሃማን ፍግም ኢሎም ሰገደሉ፡ ከመይሲ ብዛዕባኡ ንጉስ ከምኡ ኢሉ ኣዚዙ ነበረ፡ ማርዶካይ ግና ፍግም ኢሉ ኣይሰገደሉን። 3፤ ሽዑ እቶም ኣብ ደገ ንጉስ ዚቕመጡ ዝነበሩ ገላው ንጉስ ንማርዶካይ፡ ስለምንታይ ኢኻ ንስኻ ትእዛዝ ንጉስ እተፍርስ፡ በልዎ። 4፤ ኮነ ኸአ፡ ንሳቶም መዓልቲ ንመዓልቲ ነጊሮምዎ ምስማዕ ምስ ኣበዮም፡ ኣይሁዳዊ ምዃኑ ነጊሮምዎ ምስማዕ ምስ ኣበዮም፡ ኣይሁዳዊ ምዃኑ ነጊሮምዎ ነበሩ እሞኦ፡ ግብሪ ማርዶካይ ዚጸንዕ እንተ ኾይኑ ምእንቲ ኸርእዮ፡ ንሃማን ነገርዎ።
@fnantsegay9842
@fnantsegay9842 4 жыл бұрын
Ttebareku neju &tekile agelgulotkum yesfhayo
@Unknown-rk9wo
@Unknown-rk9wo 4 жыл бұрын
1ይቲ ጢሞቴዎስ 6 16፤ ንሱ በይኑ ዘይመውት፡ ሓደ ሰብ እኳ ከቶ ዘይረኣዮ ኺርእዮውን ዘይኽእል፡ ኣብ ዘይቅረብ ብርሃን ዚነብር፡ ንእኡ ኽብርን ናይ ዘለኣለም ስልጣንን ይኹን። ኣሜን።
@almazhafte8187
@almazhafte8187 5 жыл бұрын
Atum tisemiu zelekum kab titxarefu temaharu, mitxiraf hatiyat iyu. Nimehar, denakur koyna ayinitiref. Ni taotat mimilak antxar Eghiziabiher iyu. NIMEHAR. Nejatina & Aba abizihu yibarikum. Amen
@tekeasenu4116
@tekeasenu4116 6 жыл бұрын
God bless you burkat
@kehaseberaki7952
@kehaseberaki7952 5 жыл бұрын
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ቅዱሳን መላእክት ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ብሓድነቱን ሠለስትነቱን ወትሩ ምስጉን ዝኾነ፡ ንመንግሥቱ’ውን ፍጻመ ዘይብሉ እግዚአብሔር ህልውናኡን ረቂቕነቱ ከሃሊነቱን ክፍለጥ፡ ብፍሉይ ድማ ዘለዓለማዊ ንዝኾነ መንግሥቱን ክብሩን ወረስቲ ዝኾኑ ሰብን መላእኽትን ፈጠረ። (ግብ. ሓዋ. 14፡17፤ሮሜ 1፡20) መላእኽት ማለት ድማ ልኡኻት፡ ተለኣኣኽቲ፡ ኣገልገልቲ ማለት እዩ። ካልኦት ፍጥረታት ንአንክሮ ንተዘክሮ ንመግበ ነፍስን ሥጋን ክፍጠሩ ከለው ቅዱሳን መላእክት ግና ምስጋና መግቦኦምን መስተኦምን ኮይኑ ብዘይ ምቍራጽ ንእኡ ከመስግኑ ፈጠሮም።(ኢሳ 6፡8) እዚ ዓቢ ናይ ምስጋና ጸጋ’ዚ ንደቂ ሰባት’ውን ዝተዋህበ እዩ። ቍጽሪ ቅዱሳን መላእክት እልፍ አእላፋት ወትእልፊተ አእላፋት (ናይ ብዙኅ ብዙኅ) እዮም። ቅዱሳን መላእክት ብሓደ መዓልቲ ዕለተ እሑድ ዝተፈጥሩ እዮም። በብእዋን ዝፈርዩን ዝበዝኁን ኣይኮኑን። ብተፈጥሮኦም ረቀቕቲ፡ ነባብያን(ዝዛረቡ)፡ ለባውያን (ፈላጣት፡መስተውዓልቲ)፡ ሕያዋን፡ ኃያላን፡ ንተልእኮ ቅልጡፋት፡ ድካም ዘይብሎም፡ ሕማም ኮነ ሞት ዘይሰማምዖም እዮም። ከም ሥጋ ለበስ ፍጡራት ኣይበልዑ ኣይሰትዩ፡ ዘየእትው ዘይተኣታተው ፆታ ዘይብሎም እዮም። በዚ ድማ ካብቶም ለበስቲ ሥጋ ዝኾኑ ካልኦት ፍጡራን ብዝተፈልየ ንጹሓንን ቅዱሳንን እዮም። (ማቴ 22፡30፣ ሉቃ 24፡ 39) ቅዱሳን መላእኽት ንኣገልግሎት ቅልጡፋት፡ ካብ እግዚአብሔር ምሕረት በረኸት ይቕሬታ ናብ ሰባት ዘውርዱ፡ ናይ ደቂ ሰባት ድማ ምስጋና ጸሎት ልማኖ ምጽዋት ናብ እግዚአብሔር ዘብጽሑ ኣገልገልቲ እግዚአብሔር እዮም። ከም ብዝኆም ኣገልግሎቶም ኣዝዩ ብዙኅ እዩ። ንምሳሌ፦ • ንደቂ ሰባት ዝሕልው እዮም። (መዝ 34፡7፣ መዝ 91፡11፣ ማቴ 18፡10) • ንቅዱሳን ካብ መከራ ዘድኅኑ እዮም። (ዘፍ. 48፡16፣ ዳን. 3፡25) • ንቅዱሳን ዘጸናንዑ እዮም። (ግብ. ሓዋ. 1፡10 ) • ጸሎት ቅዱሳን ናብ ልዑል እግዚአብሔር ዘዕርጉ እዮም።(ጦቢት 12፡15፣ ራእ. ዮሓ. 8፡3) • ካብ ኵሉ ክፉእ ዘድኅኑ እዮም። (ዘፍ. 48፡16) • ናብ እግዚአብሔር ዘማልዱ እዮም። (ዘካ. 1፡12) ሕዝበ ክርስቲያን ክብሪ ንዝግብኦ ክብሪ ክንህብ ቃለ እግዚአብሔር ብዝእዝዘና መሠረት በቲ ካብ እግዚአብሔር ዝተዋህቦም ናይ ኣማላድነትን ተራዳእነትን ጸጋ፣ ንቅዱሳን መላእክት ናይ ጸጋ ናይ ክብሪ ስግደት ክንሰግደሎም ከምዝግብኣና ቅዱሳት መጻሕፍቲ የረዱኡና። ንኣብነት፦ • ዘፍ. 19፡1 - ጻድቕ ኣቦና ሎጥ ነቶም ክልተ ቅዱሳን መላእክት ከም ዝሰገደ • ዘኁ. 22፡31 - በለዓም ንመልኣከ እግዚአብሔር ከምዝሰገደ • ኢያ. 5፡14 - ኣቦና ኢያሱ ነቲ መልኣኽ እግዚአብሔር ከምዝሰገደ • 1ይ ዜና 21፡16 - ኣቦና ቅዱስ ዳዊት ከምዝሰገደ • ራእ. ዮሐ. 19፡10 - ቅዱስ ዮሓንስ ነቲ መልኣኽ ከምዝሰገደ ተራዳእነትን ሓለዋን ቅዱሳን መላእኽት ኣይፈለየና! ስብሐት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር፡ ኣሜን።
@abebagebremadheni6278
@abebagebremadheni6278 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዝሕ
@semerefesseha106
@semerefesseha106 6 жыл бұрын
Glory to God!
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
Semere Fesseha amen amen amen
@yonaskahsay9292
@yonaskahsay9292 5 жыл бұрын
Amen tebareku
@lwambirhane4184
@lwambirhane4184 5 жыл бұрын
ሰይጣን ንስካ ካልእ ሰይጣን የለን ብዘይካኹም እመብርሃን ንስኹም ኣክቢርኹማ ኣይትከብር ንስኹም ኣሕሲሪክማ ኣይትሓስር ቅድሳና ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ክቡራን እዮም ኦርቶደክስ ኣይተናወጽን እያ ።
@kidistigebremedhin1175
@kidistigebremedhin1175 5 жыл бұрын
Nay emnet arbeghatat tebarku berukat tsegeau yabzalekum
@user-wp1hs6mp6i
@user-wp1hs6mp6i 6 жыл бұрын
ትምክሕተ ኩልነ አሜን ኦ እግዝእትነ ማርያም ወላዲት አምላክ ይቕሬታኺ አብ ልዕሊ ኩላትና እዩ እሞ ኩላትና ነኽብረኪ።ሔዋን ዕፀ በለስ በሊዓ ብዝገበረቶ ግመጽ አብ ባሕርይና(ወለዶና)ዝሓደረ ናይ ቀደም መርገም ብአአ ዝጠፍአልና:አምላኽ ዝወለደት ድንግል ማርያም ናይ ኩልና መመክሒት እያ። ብሰንኪ ሔዋን ናይ ገነት አፍደገ ተግጽወ:ብድንግል ማርያም ድማ ንካልአይ ጊዜ ተኸፍተልና።አሜን
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
ዋሕሰይ ድንግል ያ ዋሕሰይ ድንግል ያ በየሱስ ስም ካበይ ኣምጺካዮ አዚ ኣበ መጽሓፍ ቅዱስ ዘየለ
@theworldbreath620
@theworldbreath620 6 жыл бұрын
ብድንግል ማርያም ተከፊቱ ዝብል ኣበይ ኣሎ ኣበይ ጥቅሲ???????
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
ዋሕሰይ ድንግል ያ ዋሕሰይ ድንግል ያ ብ እየሱስ አዩ ተከፍቱ ናይ ጣኦት ኣምልኮ ግደፉ በጃኹም ናብ እዩሱስ ምጹ ናይ ዘልኣለም ህይወት ኪትረክቡ ድንግል ማርያም ሰብ እያ እሳ ንባዕላ የሱስ ዝብለኩም ስምዑ እያ ትብለና ብሩከይ
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
I am What i am ትዕቢት ኣለዎም ኣይሰምዑን እዮም ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም
@fnantsegay9842
@fnantsegay9842 4 жыл бұрын
ሓፍተይ ማርያም ሰብ ኢያ እድሕር ትሰግዲ ኣለኪ ናብኣ ሲኦል ከይትወርዲ ተሰነስሒ ስግደት ንኣምላክ ጥራይ ይግባእ።
@roxyjones4471
@roxyjones4471 6 жыл бұрын
ኩሉ ሐቂ አውፅእኩምዎ ተባረኹ
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
Roxy Jones ኣምላክ ዪባረክ ኣመን
@ksanetkisu3288
@ksanetkisu3288 6 жыл бұрын
Woww zemekon yebrka Amlak behikn bmenfasn Kemza zeblu segdti u zedla
@roxyjones4471
@roxyjones4471 6 жыл бұрын
ንጉስና እየሱስ የክርስቶስ ሐቅኻ
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
Roxy Jones jesus the king of kings
@rahelgetachew7958
@rahelgetachew7958 6 жыл бұрын
tebereku
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
Rahel Getachew ጎይታ ዪባረኽ
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
ኣምላክ ይመስገን ኩሉ ሓቂ ወጽዩ ኣሕዋትና ናብ ሓቂ ክመጹና እዮም እየሱስ ጎይታ ዩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@efremsemrab1757
@efremsemrab1757 6 жыл бұрын
ናይ ምንታይ ሓቂ ኣለኪ ኣይኑ እንዳኣ ራኣየአ ናበይ እዩ ከአ ሰብ ክመጻኪ ኣምንታይ ዓዘቅቲ ከም ዘለኪ እቲ ርእስኪ ቅሩብ ኣስርሕዮ እታ ክሳድኪ ሳክት ድያ ነታኣ ርእስኪ ተሰኪማታኣ ዘላ
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
Efrem Semrab እዋእ ዳሓን እሱስ ኣጆኻ ድግምቲ ገሮም ውዮም ተጻዊተሙልካ ፍቱወይ ናብ ጎይታ ምጻእ ናይ ዘልኣለም ሂወት ክትረክብ
@efremsemrab1757
@efremsemrab1757 6 жыл бұрын
ክክክክክ እንታይ ድግምቲ ገርኩም ሰብ ክትሕሙኡ ስራሕ ሸይጣን ተሓሕዝክሞ እዚ ኣምሓራይ ን ነጃት ድብሀሉ ድግምቲ እንዳኣ ገበሩ ድዮም ሰብ ድሰብኩ ድውዕሉኡ ዘለው እስኪ እንኮላይ ከሙኡ ስለአ ዝማሀሩኪ ድኪ ከሙኡ ትብሊ ዘለኪ
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
Efrem Semrab ናብ ሓቂ ምጻእ ሃይማኖት ኣሲርካ ኣሎ ሰብ ከይብለኒ ግደፎ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቦ መብዛሕትኩም ኦርተዶክስ መጽሓፍ ቅዱስ ዳርጋ ከም ዘይምልከተኩም ጌርኩም ኢኽም ትርእይዎ ስለዚ በጃኻ መጀመርያ ኣንብብ ዳሓር ካብዚ ኣቦና ተክሊየ ዝብሎ ዘሎ ቅሩብ ወላ ምሓዝ ስኢንካ ተፈታዊ ሓወይ ጎይታ ይባርኽካ ኣመን ናብ ጎይታ ምጻእ ናይ ዘልኣለም ሂወት ኣላትካ
@efremsemrab1757
@efremsemrab1757 6 жыл бұрын
MANGUN MULUGIETA ኣንቲ ድያብሎስ ናትኪ እንዳ ጋሀየኒስ ናብኡ ክትውኒ ደሊኪ ድያብሎስ ካዚ ሓሊፉ እንታይ ግሩ እዛኣ ሓፍተይ ደጊመአ ከማን ሒጂ ምሕረት የውርደልኪ ድያብሎስ ብኢድክን እግርክን ሕዚኪ ኣሎ ናብ እዚ ናይ ሸይጣን ሲኢ በጃካ እልኪ ክትእትውኒ
@bereketwelderufael8591
@bereketwelderufael8591 5 жыл бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን!ምሳሌ 18 (Proverbs) 1፤ እቲ ንርእሱ ዚፍለ ትምኒት ይደሊ፡ ንዅሉ ጥበብውን ይቃወሞ።
@roxyjones4471
@roxyjones4471 6 жыл бұрын
ክብሪ ንአምላኽ ይኹን ሀሌሉያ
@roxyjones4471
@roxyjones4471 6 жыл бұрын
እልልልልልልል
@asmeracity8784
@asmeracity8784 4 жыл бұрын
Amen amen
@solyanasamson7127
@solyanasamson7127 5 жыл бұрын
Ejesus krstos tray eiyu ngusey asey haleluya
@feleggames3914
@feleggames3914 6 жыл бұрын
Amlak ybarka
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
FelegGames amen jesus is lord
@timitas7861
@timitas7861 4 жыл бұрын
ኣንታ ኣንታይ ኣዩ ዝብል ዞሎ ንዚ ዘረባ ኣንበር ሃዋዊስዎ ኣምላክ ኩሉ ከም ዝካኣሎ ዝረሰኣ ይመስል ኣዋ ቅድም ኣንታይ ትዛረብ ኣስትዋል
@ibrahimmohammed9536
@ibrahimmohammed9536 5 жыл бұрын
ጭበጥታት ካብ መ/ ቁዱስ የሱስ ፍጽም ኣምላኽ ከም ዘይኮነን ጎይታን መድሓነን ከም ዘይኮነን፡ ወዲ ኣምላኽ ከም ዘይኮነን ብንጹር ካብ መ/ ቁዱስ ከነቅርብ ኢና ፡ ሸር ኮሜንት ፡ ብኣኹም ወገን ( 1) ዌንጌል ማቲዎስ ምዕራፍ (6)ጥቅሲ (9 -10 -14 ) ንስኻትኩምሲ ከምዚ ኢልኩም ዳኣ ጸልዩ፡ ኣብ ሰማይ እትነብር ኣቦና ፡ ስምካ ይቀደስ 6:10 ; መንግስትኻ ትምጻእ ፡ ፍቃድካ ኸምቲ ኣብ ሰማይ፡ከምኡ ድማ ኣብ ምድሪ ይኹን፡6:11 / ናይ ዕለት እንጌራና ሎሚ ሃበና፡ 6/12 : ንሕና ንዝበደሉና ኸም ዝሓደግናሎም ፡ በደልና ሕደገልና፡ 6/13: ካብ ክፍእ ኣድሕነና እንበር ናብ ፈተነ ኣይተእትወና፡ መንግስትን ሓይልን ክብርን ንዘላኣለም ናትካ እዩ እሞ ፡ ኣሜን ( ትንታኔ) የሱስ ካብዚን ጥቅስታት ምስ ንርዳእ ፡ ጎይታን መድሓነን ከምዘይኮነ የረድኣና፡ ንዓይ ለሙኑ ኣነ እየ አምላኽ ኣይበለን ፡ የግዳስ ናብቲ ዘይረአ ዘይጭበጥ ዘይድህስ ሓደን እንኮን ኣብ ሰማይ ዘሎ ፈጣሪኡ ዳኣ ንኽጽሉዩን ንኽልምኑን ዝባሃል ጾሎቶ ናብ ሰማይ ዘሎ ኣበኦም ክልሙኑን ክጽልዩን ኣጥቢቁ ነገረ፡ ( 2) ንእየሱስን ን ማርያም ምስሊ ገርካ ፈገም ምባል ከ፡ ኣብ ጣኦት ምስጋድ፡ (3) ዌንጌል ማቴዎስ ( 24 - 36 ) ስለ እታ መዓልቲ አቲኣን ስለ እታ ስዓት እቲአን ግና ፡ ብዘይካ ኣቦ በይኑ ፡መላእኽቲ ሰማይ እንተ ኾኑ ወይስ ወዲ ዝፈልጥ የልቦን ( ትንታኔ ) እቲ ብዝተፋላለዩ እምነታት ክርስትያን ኢና በሃልቲ ፡ ንእየሱስ ዘይኮኖን ዘይመሃሮን ዘይተኸተሎን ፡ ሓሳብ ወዲ ኣምላኽ ፡ ሓንሳብ ጎይታ፡ ሓንሳብ መድሓኒ ፡ ሓንሳብ ኣምላኽ ብምባል ዝንቡዕ እምነት ብምኽታል ኣብ ምስልን ተምሳላትን ፍግም ምባል ኮንቶ እምነት፡ ስለዚ የሱስ ብኑጹር ዕለትን ስዓትን ከምዘይፈልጥ ብዘይካ ኣቦ / የሱስ ኣምላኽ እንተ ዝኸዉን ከመይ ገሩ ምዓልቲ ምጾታት ዘይፈልጥ ፡ ስግንጢር እምነት ረቢ ሓደን አንኮን ሰቢ ኣብራሃም፡ ኢስሓቅ፡ ያቆብ፡ የሱስ፡ መሓመድ ኩሉ ዝፈልጥ ሓደ ረቢ ጥራይ እዩ፡ ድሕር ኢሉ ዉን ቤንጠ ጌጋ ዝኾነሉ ቀረባ ኢዩ፡ ( 4 ) ወንጌል ማቲዎስ ( 26:39 ) ቅሩብ ርሕቅ ኢሉ ብገጹ ተደፊኡ ጸለየ፡ በለ ወን ኣቦይ ዝካኣል እንተኾይኑስ አዛ ጽዋእ አዚ ኻባይ፡ትሕለፍ ግናኸ ንስኻ ኸምእትደልዮ አምበር ኣነ ኸም ዝደልዮ ኣይኹን ( ትንታኔ ) እቲ ጎይታን መድሓንን ኮይኑ ዝእመነሉ ዠሱስ ንመን ብገጹ ተደፊኡ ጸለየ፡ ነዚኤን ዉን ተንትነን ኣንብበን የሱስ ጎይታን መድሓንን ከምዘይኮነ ብኑጹር ይነግረካ ኣሎ፡ የሱስ እዛ ጽዋእ እዚኣ ካባይ፡ትሕለፍ ኢሉ ጸለየ፡ እቲ ጎይታን መድሓንን የሱስ ነቲ እንኮ ሓደ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቡኡ ለመነ ፡ (5) ወንጌል ማትዎስ ( 27:36 ) ብታሰዐይታ ስዓት የሱስ ኤሎሄ ፡ ኤሎሄ ላማ ሰበቅታኒ ኢሉ ብዓቢ ድምጺ ጨረሐ ፡፡ እዚ ድማ ኣምላኸይ ኣምላኸይ ንምንታይ ሓዲግካኒ ማለት፡ ( ትንታኔ ) እቲ ጽዉጽዋይ ብዙሕ እኳ እንተኾነ እቲ ጎይታን መድሓንን የሱስ ፡ ኣምላኸይ ፡ ኣምላወይ ንመንታይ ሓዲግካኒ ኢሉ ብዓቢ ድምጺ ጨረሐ ፡ ጭቡጥ መርቶዖታት ኢዩ እሞ ቀሺ ኣንብቦ ተረዳእ ናብቲ ሓደን እንኮን ረቢ የሱስ ኣምልኽ፡ (5:30) ካብ ርእሰይ ገለ ክገብር ኣይክእልን ፍቃድ እቲ ዝላኣኸኒ አምበር ፍቃደይ አይደልን እዩ እሞ ኣነ ከምቲ ዝሰማዐክዎ ኢየ ዝፈርድ ፡ ፍርደይ ኸኣ ቁኑዕ ኢዩ፡ የሱስ ወላ ሓንቲ ከምዘይ ገብር ኩሉ ብሓይሊ ፈጣሪኡ ከም ዝገብር ኢዩ ብንጹር የብርህ ኣንብቦ ኣስተማቅሮ ንስኻ ኮነ ነጃት ኣብ ጎደና ጥፍኣት ኢኸም ዘለኹ ፡ ሓደ ግዜ ወን በንጠ ጌጋ ከኸዉን ኢዩ፡ የሱስ ዘይመሮ ዘይኣምነሉ እምነት ትኣምኑ ስለዘቸኹም፡ ኣብ መጨረሸታ ፡ ንእግዛብሀሰር ወለ ሓደ ዝርኣዯ የለን ፡
@roxyjones4471
@roxyjones4471 6 жыл бұрын
አሜንንንንንንንንንንን
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
Roxy Jones ኣሜን
@solyanasamson7127
@solyanasamson7127 5 жыл бұрын
xubuk aleka geta ybarkum
@luultumzgi962
@luultumzgi962 4 жыл бұрын
ኣንባቢት ሱቅ ኢልኪ ኣንብብሉ ዘዝብለኪ
@tesatesa9447
@tesatesa9447 3 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክ ኣቱም ደናቁር ይቅረ ትበለልኩም ርህርህቲ ያ እመ ኣምላክ
@user-wp1hs6mp6i
@user-wp1hs6mp6i 6 жыл бұрын
Le arsekum hemak alekum meheret kab amlak eu emo baelu fewesu yeseded
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
ዋሕሰይ ድንግል ያ ዋሕሰይ ድንግል ያ ተፈዊሶም ዮም ንስኪ ጥራይ ጎይታ ተቀበሊ
@emahhabesha28
@emahhabesha28 4 жыл бұрын
ንስእሊ ፍርንጂ ስልምናታይ እኩም ትስግዱ?
@roxyjones4471
@roxyjones4471 6 жыл бұрын
ክብሪ ን አምላኽ ይኹን
@adamhaile9416
@adamhaile9416 5 жыл бұрын
,አንታ ከመይ ዝበለ ጽሉል እዩ
@teklitsamuel3027
@teklitsamuel3027 5 жыл бұрын
nsika eka abua nsrtan
@roxyjones4471
@roxyjones4471 6 жыл бұрын
ንጉስና
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
Roxy Jones jesus is lord amen
@Meron-f9p
@Meron-f9p 5 жыл бұрын
Etom bzuhat amalkit tblwom zelekum melaekti eum ena feletkum aytxeyqu neom kea kem agelgelti amlak nay kbri sgdan.thtnan kbrn ygbom nskum gn ttefu alekum neti hade aytsged aytkbr ayttht elkum aytsbeku emnetn that Bel bferiha egziabher aykonen do abtom agelgelti amlakse abtom naysga weledna keman tht elna nezezom nekbrom nsom do gda zabun zhleunan aykonin bfqad egziabher Nana zgasyuna eom neta eti lul egziabher kaba tewlidu kedhnena zhareya qdsti Adena Maryam kea kbri aygbanu tblu alekum
@roxyjones4471
@roxyjones4471 6 жыл бұрын
ሀሌሉያ
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
Roxy Jones ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@gehbreabtesfaldet8935
@gehbreabtesfaldet8935 5 жыл бұрын
Nay hasot aba
@begenayaleku4475
@begenayaleku4475 4 жыл бұрын
eway ahwatey nay hasot tewaso eikum tserhu zelekum camera qelil eyu hiwetkum mulue keydnzz thasbu do ane zgermeni gna nnebskum atalilkum key aklekum nhzbi ktetalu kemey tewahitlkum ane hji kab ezgabhier zlmno netom keyfeletu msakum zgoazu zelewu amlak nab lbom ymlesom hdget kgebrelom ylmn aba teklemariam dma khdetka btaemi eyu gerimuni/na bjeka eta nay tnti zkonet tewahdo Orthodox kale tewahdo yelen bfxum yelen temelska mhsab yedleka alo ms seabtka 1) ተኽለማርያም ዝብል ስም እንታይ እዩ ። ወይስ ስምካ እውን ቀይርካዮ ኢካ ? ብዝኮነ እግዛብሄር ናብ ልብካ ይምለስካ ምስ ሰዓብትካ
@etizemekiahbeegzabihirymek3927
@etizemekiahbeegzabihirymek3927 6 жыл бұрын
Mehert ywerdlokom
@adamsaad4573
@adamsaad4573 5 жыл бұрын
Geytay kabza xiwa ezia adhneni enda bele eyesus geyta elkmo
@meharitesfagabr4848
@meharitesfagabr4848 5 жыл бұрын
eway khidet egziabihwr bayni mhretu ytemtkum.nmelakti nkudusan eko nay kbri nay tsega sgdet ena nsegdelom ember nay amlko aykonen. kemzi natkum khdet gin ria ayfeltin.ab orthodox hade amlak ember kali amlak yelen gin neti tshuf zeytrgumu hibkum sen aytetfu.gin ab orthodox bzuhat melakti n kudusann alewuna.bzaba sigdet gin namlak nay amlko sgdet nsegd nkudusa kea nay kbri sgdet ena nsegdelom ab metshaf kudus win nkudusan ysged mkanu tetsahifu alo gin ktkhdu ente delikum mrchakum eu.
@lemlemabrha4077
@lemlemabrha4077 4 жыл бұрын
ክክክክክ ካብ ናይ ሚካኤልን ማርያምን ዝዓቢ ውህብቶ ድዩ ህብኩም ፈጣሪ ቅድሳን ያምልዳሉ ኢ/ር ይፈርዳል ። የበግ ለምድ ለብሶ ከምመጥባቹ በወስጣቸው ግን ነጣቂ ተኩላዎች ከሆኑ ከሃሰተኛ ነብያት ተጠንቀቁ ። ከፈራቸው ታውቃላችዋላቹ ።ይለናል ማቴ 7: 15-16
@kehaseberaki7952
@kehaseberaki7952 5 жыл бұрын
#ተንኮለኛ_ፓስተር ። #ሰብ_ዝዘሮኦ_እዩ_ዝዓጽድ ። ልብሲ ተኸዲኑ መስቀሉ ሒዙ ኣብዚ video ዝገበሮ ውርደቱ ተመልከቱ ። ብ እምነቱ ከይኮርዕ ፈቐዶ ጎደና ሰብ ብዘይ ድሌቱ ክልምን ዝተዋህቦ ደሞዝ ክዳኑ ከይቅይር ን ዕንባባ ደቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ምቅንጣብ ልብሲ ገዚእዎ ።እንታይ ኣምጾኦ ክንድዚ ሃለኽለኽ ? እቲ ንሓደ ካብዞም ባኣይ ዝኣምኑ ናእሽቱ ዘስሕት ድማ ኣድጊ ዝጥሕነሉ መጥሓን ኣብ ክሳዱ ኣሲሮም ኣብ መዓሙቕ ባሕሪ ከጥሕልዎ ይሕሾ ። ማቴ 18 -6 ቅድስት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ብደም ክርስቶስ እያ ተመስሪታ ብደጌታት ሲኦል ውን ኣየትናውጽን እያ ። ሰብ ግን ክናወጽ ይኽእል ። እቲ ክሳብ መወዳእታ ዝዕገስ ክድሕን እዩ ። ማቴ 24፥1-13 ስለዚ ደቂ ኦርቶዶክስ የሕዋተይ እዚኦም ኣብ ደገ ብጥዑም መልሓስ ደድሕሬና እንዳ ኸዱ ክልምኑና ዝውዕሉ መናፍቃን ፓስተራት ሕጂ ውን ብድፍረት በዚ ክስዕሩ ስለ ዘይተኻእሎም ብሓድሽ ሜላ ልብሲ ኣቦታትና መስቀል ኣቦታትና ተሰኪሞም መጽዮም ኣብዚ face book ይቕልቀሉ ኣለው እሞ ንጠንቀቕ ዳኣ ። 2ይ ቆረንቶስ 11 -14፤ ሰይጣን እኳ ንርእሱ ንመልኣኽ ብርሃን የምስል እዩ እሞ፡ እዚ ኣየገርምን እዩ። ማቴዎስ 24 -4፤ ሓደ እኳ ኸየስሕተኩም ተጠንቀቑ። 1ይ ቆረንቶስ 16 -13፤ ንቕሑ፡ ኣብ እምነት ጽንዑ፡ ሰብኡት ኩኑ፡ በርትዑ። Share ንበሎ ንኻልእ የሕዋትና ክፈልጡ ።
@roxyjones4471
@roxyjones4471 6 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልል
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
Roxy Jones ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-py2iy7wj9g
@user-py2iy7wj9g 6 жыл бұрын
ኣነ ክረክቦ ይደሊ እየ ብከመይ ክረክቦ ይክእል
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
ነብሰይ ንፈጣሪኣ ከይረከበት ዕረፍቲ የብላን ኣምላክ ዪባረክ
@elk5824
@elk5824 6 жыл бұрын
ንባዕልኹም ጠፊኡኩም ንሰብ ኣይተጥፉኡ እግዛኣቢሄር ይምሓረናን ይምሓርኩምን እቲ ንነብሱ ሓፍ ዘብል ይዋረድ ንስኻትኩም ጸረግቲ መንገዲ ናይ ሓሳዊ መሲሕ ኢኹም ካብ መንገድኹም የድሕነና
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
Elzabet Kifle ኣንታ ብርክቲ እዚ እንዳ ሰማዕኪስ
@theworldbreath620
@theworldbreath620 6 жыл бұрын
ሓሳዊ መሲሕ ትብልዮ መንዪ? እዋይ ድፍረት ን የሱስ ዲኪ???? ኣይትፈርሕን ዲኪ ክርስቶስ ዝኣክል ክትጸርፊ። እግዚኦ
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
Elzabet Kifle ሓፍተይ አቲ ስምኪ ከማን ናይ ኣጋንንቲ ዩ ስምኪ ኮ ዘይጣዓየ ንስኪ አኪ ጠፊእኪ ዘለኪ ንዒ እየሱስ ከድሕነኪ ዩ እየሱስ ጎይታ ዩ ኣሜን
@tiberihkidane577
@tiberihkidane577 6 жыл бұрын
Elzabet Kifle የሱስ ይርዳእኺ!
@ayteameninbdihrekifiqrey2655
@ayteameninbdihrekifiqrey2655 6 жыл бұрын
MANGUN MULUGIETA ilove u
@gehbreabtesfaldet8935
@gehbreabtesfaldet8935 5 жыл бұрын
Menafeqan natkum deytgebru zeytgedfuna ke
@asmeromwoldegiorgs4019
@asmeromwoldegiorgs4019 6 жыл бұрын
11111
@yorusalemfisaha7231
@yorusalemfisaha7231 5 жыл бұрын
Kkkkklkk neta gedifkuma diwexakum arthodox tewahdo tegelibtkum tikawemiwa .Egziabiheir ykre ybelelikum ybelelina
@etizemekiahbeegzabihirymek3927
@etizemekiahbeegzabihirymek3927 6 жыл бұрын
Eway ezi kishi du welas etay eu
@abrahateklay1040
@abrahateklay1040 6 жыл бұрын
1
@brhaneyhdego3353
@brhaneyhdego3353 5 жыл бұрын
አዋአ ንዓይ ዝገርመኒ ናይዞም መናፍቃን አንታይ አዮም ንአርተዶስ ጥራይ ዝጥምትዋ ናትኩም ምስጋና አስከ ዘይትገብሩ ንሕና ክኣ አምነትናን ሃይማኖትናን ፈሊጥናዮ ኢና ሕጂ ነቶም አምነቶም ዘይፈልጡ ኣህዛብ ኬድኩም ስበክሎም ወይ ምስጋናኩም ጥራይ ግበሩ ኣይትረብሽዋ ንኦርቶዶስ ተዋህዶ ኣይትናወጽን አያ።
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
የሱስ
@ibrahimmohammed9536
@ibrahimmohammed9536 5 жыл бұрын
ነጃት ብሓቂ ኣስላመይቲ እንተኾንኪ ፡ ተካል ዐድል ኣጋጢምኪ ግሃነበ እሳት ኮቶ ናይ ሓዋሩ መዕረፊኺ ኢዩ ፡ ንነብስኺ ጥራይ ከይኣክል ንብዙሓት ሰባ ጠንቂ እምነት ኣልቦ ብምኻንኪ ፡ እቲ ጉዳይ ተልእኾ ገንዘብን ምድላብ ሃብትን እንበር ካልእ ዝኾነ ንጹር እምነት ወን የብልክን የግዳስ ባዶ ፍልጠት ወንጌል ሒዝኪ ነተን ዝማሃሩኺ ትርጉመን ዘይትፈለጥየለን ሃሉያ ያያያያያያያያ ክትብሊ ትዉዕሊ ኣለኺ ፡ ረቢ ናብቲ ዘይረአ ዘይጭበጥ ዘይድህስ እንኮን ሓደን ፡ ዘሎን ዝነብርን ዝነበረን ጎይታ እየሱስ ንኽትምለሲ ነቲ ኩሉ ዝካኣሎ ረቢ ኩሉ ዓለም ኩሉ ዝመልኽን ዝጭብጥን ጎይታ የሱስ ሓደ ኣይዉለድ ኣይወልድ ፡ ሰበይቲ የብሉ ሓዉ ወለዶ ነኽትምለሲ ነቲ ኩሉ ዝካኣሎ ፈጣሪ ይልምነልኪ
@sabatesfai749
@sabatesfai749 5 жыл бұрын
Ibrahim Mohammed Goyta Mhiret ygberelka Nejatsi Srah goyta tserih ala goyta ybarka
@shinashgebrmariam9597
@shinashgebrmariam9597 5 жыл бұрын
kidus mikial eysu segidulu lot ewn netom kilte melak segidu nay xega sigdet ember ayamlkot aynsegiden
@robelzeray2756
@robelzeray2756 6 жыл бұрын
ጎዶሎ እምነት
@brhaneshimet9602
@brhaneshimet9602 6 жыл бұрын
Robel Zeray ናትካ ከ ምልእቲ ዲያ ? ነብስካ ምፍትሽ ከድልይካ እዩ ወዲ ዓብይቲ
@yorusalemfisaha7231
@yorusalemfisaha7231 5 жыл бұрын
Antum Egziabiheir ke deytiferihu men u anchiwa dumu mobae dihb weyyy guddd azi kulu timrtikumsi nibilashi kkkkkkkkkkkkkkk
@user-jb6zk2bp8e
@user-jb6zk2bp8e 5 жыл бұрын
ادونيا ايام ماعدودات ماتكافي الله في قبريك
@yorusalemfisaha7231
@yorusalemfisaha7231 5 жыл бұрын
Kkkkkkk mengiste semay dea abey riaikaya
@robelmerhawi3441
@robelmerhawi3441 5 жыл бұрын
Haftey tebareki metshaf kdus twkltki gberi bejaki anbbyo eti neay ztsemani ab kebdu rubatat may hiwet kkonelu eyu ybl.....slezi metshaf kdus keyenbebki bkemey neti haki ktfeltyo goita dma ayni lbonaki ykfeto
@robelmerhawi3441
@robelmerhawi3441 5 жыл бұрын
We.lukas 17:20-21 anbbyo
@ermijesus4493
@ermijesus4493 6 жыл бұрын
Haki wetsiea wache wache elome seb haymanote 🤣😂🤣
@user-wp1hs6mp6i
@user-wp1hs6mp6i 6 жыл бұрын
Nejat yefelteki eye ab massawa nateki dehan yekemet
@gualerihalal3243
@gualerihalal3243 5 жыл бұрын
Hasewti menafkan hasawi awxeayo eti kdan metaleli kondaf agame kulkum menafkan kehadti amlak amlak ygesxkum kkkkkkk way gud aba kea elato reshat
@almazhafte8187
@almazhafte8187 5 жыл бұрын
Samirawit Menghis aytitxarefi hatiyat iyu. Ni Eghiziabiher zeyfelit yitxaref, mesarihit seyitan ayitikuni. TEMAHARI. Menfes Amilak yimihariki
@gualerihalal3243
@gualerihalal3243 5 жыл бұрын
@@almazhafte8187 do anes hakegna emnet aleni haftey
@user-wp1hs6mp6i
@user-wp1hs6mp6i 6 жыл бұрын
Anta zerabei hasawi neseka kab gele eka mexika rehak seytan zetregemka egzyabher yegexexka entay kem zebleka ayfelten eye ortodox ne zelalem tenber gena kenbezeh ena aseyyyyy ellllllll weladit amlak gela ketkeber eya
@user-wp1hs6mp6i
@user-wp1hs6mp6i 6 жыл бұрын
Ab mongo tebetinka ketteref eka 666
@emahhabesha28
@emahhabesha28 4 жыл бұрын
መካብኪ ድስ ይብል ቅቅቅቅ ንስኪ እንታይ ኣፍልጥኪ ሃይማኖት ስቅ እልኪ ሽርሙጢ
@awettesfagergis5699
@awettesfagergis5699 4 жыл бұрын
እስላም ነው ህውቴ anti brkti haftey nmntay hmak tzarebi aytxarefi texarefti mengsti amlak aywersun eyom eyu zbl kal amlak so aytxarefi 🙏❤️
@user-wp1hs6mp6i
@user-wp1hs6mp6i 6 жыл бұрын
Ortodox ne zelalem tenber nehena ne weladit amlak nat akberot segedet neseged ena fetikum xelikum
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
ዋሕሰይ ድንግል ያ ዋሕሰይ ድንግል ያ አንታይ ዩ ከ ናይ ኣክብሮት ስግደት ዶ ገለ ሃይማኖት ኣየድሕነክን ዩ ናብ አየሱስ ምጺ ኣምላክ ይባርክኪ
@rurusolomon4718
@rurusolomon4718 5 жыл бұрын
ane zgermeni natkum zedlyekum mihrkum mwxae zeyhshkum bzaba ortodox ktzarebu akilkum ortodox bakum aytlaalen eya
@user-wp1hs6mp6i
@user-wp1hs6mp6i 6 жыл бұрын
Kkkkkkkkk kkkkkkkkk kkkkkkkkk Nejat beti hasotekum teharek ala hawena
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 6 жыл бұрын
ዋሕሰይ ድንግል ያ ዋሕሰይ ድንግል ያ ሓፍተይ ናብ ጎይታ ምጺ ናይ ዘላለም ህይወት ክትረክቢ
@theworldbreath620
@theworldbreath620 6 жыл бұрын
ማርያም ዋሕስ ናይ ሰብዬ ዝብል ኣበይ ጥቅሲ ኣሎ ???
@user-wp1hs6mp6i
@user-wp1hs6mp6i 6 жыл бұрын
I am What i am entay eleki
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 17 МЛН
IQ Level: 10000
00:10
Younes Zarou
Рет қаралды 13 МЛН
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 12 МЛН
Lehanga 🤣 #comedy #funny
00:31
Micky Makeover
Рет қаралды 27 МЛН
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 17 МЛН