ሰምሃል ጋል ኣያ ዘርኣብሩኽ ምስ ልዋም ጋል ዘጌም

  Рет қаралды 38,788

Lsanna Entertainment ልሳንና ኢንተርቴመንት

Lsanna Entertainment ልሳንና ኢንተርቴመንት

4 ай бұрын

ethio forum
seifu on ebs
brex habeshawi
ashruka
dimtsi weyane tv
tigray tv
ebs tv
zemedkun bekele
yesuf app download
tmh
yebeteseb chewata
eri tv news
eri tv
frsa tube
ገሬ እሙን 168
esat eletawi
kemealatkum entertainment
esat news
denden media news
eri tv zena

Пікірлер: 266
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 4 ай бұрын
ፅርያት ተጋሩዋይ ክፈትወክን ማዓት❤❤❤❤❤❤❤❤
@yonassemere4416
@yonassemere4416 4 ай бұрын
ካብ እንዳገሬ እተን ዘድንቀንን ዝፈትወንን ልዋም and ሰምሃል ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣዚክን ንፉዓት ኢክን ቀጽሎኦ።ሰምሃል ካኣ ሩሑስ ጋማ ኣምላኽ ኣብ ሂወትኪ ጥዕናን ቅሳነትን ኣብ ሓዳርኪ ካኣ ሙሉእ ቅሳነትን ሙሉእ ፍቅርን ምስ ባዓል ቤትኪ።ልዋም ካኣ ከም ሰምሃል የማስልኪ።ቀጽሎኦ ።l miss you
@fayaz3598
@fayaz3598 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ልብል ፃንሒት ነይሩ ቀፅላሉ❤ ኣየኺ ማኩዋይ🥺
@user-zn9gn4st1i
@user-zn9gn4st1i 4 ай бұрын
ደስ ክትብላ ላዛክን ለ ክጥዕም ከምቲ ኣብ እንዳ ገሬ እሙን ንሪአክን ኢክን በቃ ኩሉ ግዜ ታሃረፍቲ❤
@user-ib1iv3sz4l
@user-ib1iv3sz4l 4 ай бұрын
Ata eza maku enber ketebdeni delya entay emo tekawinki endo bteami kab zfetweki bkulu wela snesratki eritrawi ❤❤❤❤
@meremere5079
@meremere5079 3 ай бұрын
ለዋመይ አዝየ ዝፈትወኪ ጋል ህዋን እኺ ኩሉ ነግርኪ ትዕብት ዘየብልኪ ናተይ ሓፍቲ ተትኾንስ ዕድልኛ እየ ነይረ❤❤❤💋💋💋🌹🌹🌹ሁሌም እወድሻለው
@62114646
@62114646 3 ай бұрын
2 ken betami des bahalet ekin waay Makuway kemuwen Lemlem Ayenay/Tsige ewn 100% ketefetewa eda Gere emun tefeteweti ekum ketselu
@user-jh2md9ps5k
@user-jh2md9ps5k 2 ай бұрын
ሰማሃል ❤❤
@kal5888
@kal5888 4 ай бұрын
ፅሩያት ደቂ ዓደይ❤
@user-tn9yu7pv3b
@user-tn9yu7pv3b 4 ай бұрын
ፁሩያት ❤❤❤❤❤❤
@mesiyemamu
@mesiyemamu 3 ай бұрын
Wowww.....Dess ktbla deki adey......maku rhus gama.
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing 3 ай бұрын
ጎረቤትና ሽኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ኣዝኺን ደስ ትብላ ጽቡቃት❤
@Dawitkassa1
@Dawitkassa1 Ай бұрын
Kkk ሎቅማፅ😂
@FyoriBaraki
@FyoriBaraki 4 ай бұрын
ታ ዓባይ Gal zebreabruk kfetwa❤❤❤
@TamratTube67
@TamratTube67 4 ай бұрын
ሳስክራይብ ግበርለይ መዓረይ
@fana4463
@fana4463 4 ай бұрын
@@TamratTube67ንስክለ ግበረለይ ኣነለ ገይርልኪ ❤
@user-yh2ij8xn3e
@user-yh2ij8xn3e 4 ай бұрын
አሰይይይ ፅሩያት አነስ ናይ ሓቂ ደቅነ ኮይነን ተሰሚዐናኒ ❤🎉🎉❤❤❤
@MohammedAhmed-sm1hy
@MohammedAhmed-sm1hy 4 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@DgG-ji1sr
@DgG-ji1sr 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ካፍ ኣለክን ይሞችኽን
@hhmm1031
@hhmm1031 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኽን ዋዓሩና✅💕💕💓💓🥰🥰🥰💗💗💞
@user-bj1tp2fs1m
@user-bj1tp2fs1m 4 ай бұрын
amen amen amennnnnnnnn
@hgf6568
@hgf6568 3 ай бұрын
ዝፈትወክን ፅብቅተይ
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 4 ай бұрын
ዝፈትወክን ደቅነይ ❤❤❤94 ምሳየይ ማሓዛይ. ሰምሃለይ ናሓውና ወድነይ 😢ከፍእናእወ ታማ ኣምላክ ዘፈቀዶ እዩ 😢እመብርሃን ታሓሊክን ማኩየይ
@habtomokubagabr6319
@habtomokubagabr6319 3 ай бұрын
Tegaru Ahwatna koynkum ember Tigrignakum khamq Bsmab plz Tigrigna temharu bejekum from Eritrea hawikum
@user-tx3qt3pg4z
@user-tx3qt3pg4z 3 ай бұрын
Kemakatkum arebn talyanen kenhawselu do 😁😁😁
@user-uf9tb8mn6e
@user-uf9tb8mn6e 3 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-yf7gg5ns4w
@user-yf7gg5ns4w 4 ай бұрын
ፅሩያተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-nr8je5zm1h
@user-nr8je5zm1h 4 ай бұрын
❤❤❤❤ Demey Tegaru
@Semri136
@Semri136 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@azmeruaynalem5861
@azmeruaynalem5861 3 ай бұрын
❤❤❤
@halakriri253
@halakriri253 4 ай бұрын
ኣስይ እሕዋተይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፊጣሪ ፅሩያተይ❤❤❤❤❤
@user-xv8fu7xt9i
@user-xv8fu7xt9i 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@YgzawAbrha
@YgzawAbrha 4 ай бұрын
ፁሩያት
@Samri16
@Samri16 4 ай бұрын
ፅቡቃተይ❤❤❤
@MoKm-jj2oe
@MoKm-jj2oe 3 ай бұрын
❤❤ ቆናጁ ቀፅላሉ
@lilyA22
@lilyA22 4 ай бұрын
ሰምሃል ሕፁኖት ከ ዳኣ
@user-mz4bk1ii3t
@user-mz4bk1ii3t 4 ай бұрын
ኣሕዋት ዝተዋሃበክን ሪኢቶ ኣንቢብክን ኣብ ቀፃሊ ኣማሓይሽክን ክትመፃ ንላበወክን።ዘይተማሓይሻ እንተኾይንክን ድማ ክንፀርፈክን ጥራሕ ምዃና ክትርደኣ ይግባኣክን። ሪኢቶታ ሓደ ኣይትሻህርታ ብፍላይ ታዓባይ ቖልዓ ሻህረትረት ተብዝሕ ኣላ።ናብ ሚድያ ዝወፅእ ሰብ ህድኡን ርጉኡን ኣንደበተ ቁጡብ ክኸውን ኣለዎ።ፎኾስኮስ ወይካዓ ቅምፅምፅ ኣየድልንን። ካልኣይ ኣጠቓቕማ ቋንቋ ትግርኛኽን ዝምልከት እዩ።ንስኻትክን ቆልዑ ስለዝኾንክን ኣየንኡ እዩ ትግርኛ ኣይንኡ እዩ ኣምሓርኛ ምፍልላዩ ከፀግመልክን ስለዝኽእል ወይ ሰብ ምሕታት ኣለክን ወይ ካዓ ካብዚ ሪኢቶ ንኽትእርመኦ ንላበው። ምስትዋስ=ምዝኽኻር ትዝ ኢሉኒ=ውን ኢሉኒ ጥያቄ/ምጥያቕ=ሕቶ/ምሕታት ቃርያ=ጉዕ በርበረ በተለይ=ብፍላይ ጨወታ=ፀወታ ምዝግጃው/ዝግጅት/ተዘጋጀዊ=። ምድላው/ድልውነት፣መደብ/ምስንዳእ/ተዳለዊ፣ተሰናድኢ ብቻ=ጥራሕ ድረስ=ክሳብ ቀልዲ=ቅያዕ፣ቅየዐ፣ዋዛ ሙኮራ፣ምምኳር=ፈተነ፣ምፍታን መጨረሻ=መወዳታ እና="ን"፣ስለዚ፣እሞ፣ካብኡ፣ካብኡ ድማ፣ካብኡ ቀፂሉ እንትን፣እንትና=ክስታይ፣ክስቶ መጀመርታ/ያ=ፈለማ ኣሸኒፋትኒ፣ኣሸኒፈያ፣ምሽናፍ=ሲዒራትኒ፣ሲዒረያ፣ምስዓር እዩ ዝባሃል በጃኻትክን ቋንቋ ትግርኛ ኣይትበርዞኦ ሓደራ ኣማሓይሻ ።
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 4 ай бұрын
ብትክክል
@user-mz4bk1ii3t
@user-mz4bk1ii3t 4 ай бұрын
@@GmhlHpyu ብትክክል ዘይኮነስ ብትኽክል ወይ ብልክዕ እዩ ስሩዕ ትግርኛ
@fayaz3598
@fayaz3598 4 ай бұрын
ኣራይ ጌጋ ኾይንኻ'በይ ፅቡቕ እየን እኒአዋ ደስ'ኳ ምባለንስ:: ዒፈጥ🙄
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 4 ай бұрын
ኩሉ ፅብቅ እዩ ግን ንልዋም ኣይትቅለሊ ኣይትበላ ላህመም ደማ ትብል እያ ወለከ
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing 3 ай бұрын
ኣነ ኤርትራዊት እየ ግን ጀሚረን ክሳብ ዝዉድኣ ደስ ኢሉኒ ርእዬ ኣብቲ ናይ ቆንቆ ዝብልኻዬ እኾ ኣፍልጦ ኣይብለይን እቲ ቀመስመስ ገለ ዝብልኻዬ ግን ብዙሕ ዘኽፍእ ዝግበረት ኾይኑ ኣይስምዓንን ዜና ተንቢብ ወይ ቃለምሕተት ትግብር ተለኻ ኢኻ ዕትብ ትብል እንበር እዚ ደኣ ንመስሓቕ ንምዝንጋዕ ኢለን ዝግብርኦ መደብ እንድዩ
@user-um7wb4wv9c
@user-um7wb4wv9c 4 ай бұрын
Tgrgna tezarebuta yey zterefe des bahalti❤
@SaS-oc1tn
@SaS-oc1tn 4 ай бұрын
nsemhal rie eye metsye l love you semhal shkor ❤
@xumymf4103
@xumymf4103 4 ай бұрын
Kedameyti😍😍
@user-dy2hu8hs9h
@user-dy2hu8hs9h 3 ай бұрын
Beautiful ❤❤❤❤❤❤
@user-fo2xp3tv3x
@user-fo2xp3tv3x 4 ай бұрын
ኣይትዘንጥሎኦ ፀምኩን ከየቅንየክን
@mesiendertawit9608
@mesiendertawit9608 4 ай бұрын
ደስ ክትብላ🥰💜🫶🏽
@annopyjvvcfhtuo536
@annopyjvvcfhtuo536 4 ай бұрын
ተጋሩዋይ❤❤
@user-wb4ch2xb5w
@user-wb4ch2xb5w 4 ай бұрын
ብራኸ❤
@WsYss
@WsYss 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉
@user-kx8of7cd7n
@user-kx8of7cd7n 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@TM-qu9mp
@TM-qu9mp 4 ай бұрын
Xbuqatey natey❤❤❤❤
@alemabraham2335
@alemabraham2335 3 ай бұрын
Edmen tanan yhabkn❤❤❤❤
@user-sk5yf8sj4u
@user-sk5yf8sj4u 4 ай бұрын
😢እውይ ተቃፂላ አነካ ከይጣዓመክዎ መሪርኒክፊትውከን ማዓት እየ❤❤
@user-js7ib8yw6b
@user-js7ib8yw6b 4 ай бұрын
des kbla❤
@user-rk4nq6bx4m
@user-rk4nq6bx4m 4 ай бұрын
💕💕💕💕💕🙏🙏🙏🙏
@hcddg9966
@hcddg9966 4 ай бұрын
ኾኾባትና ኢኺን ❤❤❤
@user-qb1rc9lm3r
@user-qb1rc9lm3r 4 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️ጹሩያት
@martamarta2074
@martamarta2074 4 ай бұрын
❤❤
@user-dy2hu8hs9h
@user-dy2hu8hs9h 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@giotomgebremedhin1664
@giotomgebremedhin1664 4 ай бұрын
ኣነ ብጣዕሚ እንዲየ ዝፈትወኽን ትግርኛኺን ግን ኣስተኻኺላ ንኣብነት ቃራ ዝባሃል ነገር የለን ጉዕ እንበር
@user-dp4ge3xb9u
@user-dp4ge3xb9u 4 ай бұрын
አረ ይባሃል ይኡ ብራያ መቐለ ቃራ የና ንብሎ ማዓረይ
@ggcf1371
@ggcf1371 4 ай бұрын
ይብሃል ኡዩ።
@SaSa-zu7bg
@SaSa-zu7bg 4 ай бұрын
ካብ ራያ እስካብ መቀለ ኣትሒዝካ ቃርያ ብሃል እዩ ምዓረይ
@fayaz3598
@fayaz3598 4 ай бұрын
ኣካብዴ ሃም ደስተአን ይናገራ ታይ ይምልከተካ😏
@Hareg675
@Hareg675 4 ай бұрын
@@fayaz3598 መን ይብሁኺ ጓለይ ኣብ ኩሉ እናኣተኪ እትግስፂ😤😤 ደፋር ትግረኛ ኣይትቅተሉልና ወይ ጠቅሊልኩም ኣምሓርኛ ተዛረቡ🙈 ቃርያ ብልምዲ እምበይ ኣምሓርኛ እዩ ብትግርኛ ጉዕ እዩ ዝባሃል
@nigistabay5540
@nigistabay5540 4 ай бұрын
ፅቡቃት አህዋትና ቀፅላሉ ብጣሙ ፅቡቅ ጅማሮ
@mebrhitberha3894
@mebrhitberha3894 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-ww9gu5ko9z
@user-ww9gu5ko9z 4 ай бұрын
ሰም 💋💋💋ል ዋም 💋💋💋
@tsigehaylu8798
@tsigehaylu8798 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😘
@user-te1id7qd7c
@user-te1id7qd7c 4 ай бұрын
konaju eiki bhaki❤❤❤❤❤❤
@fg7tf468
@fg7tf468 3 ай бұрын
🎉🎉❤❤🎉❤
@makitigraweyti1623
@makitigraweyti1623 4 ай бұрын
ጥያቄ ❌ጥያቄ ❌ ቋንቋና ነስታካክል ካቡኡ ለለ ቀጽልሉ😘
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 4 ай бұрын
ከምዝስ ከረብርቡኻ ኢዮም። መስምዒ የብለሙን ሞክር ምጥሚጣ እዚኦም ከም ስነ ጥበበኛታት ሲ ከመይ ኢሎም ኢዮም ሰብ ከስተምህሩ😅
@wediweyinking
@wediweyinking 4 ай бұрын
ጥያቄ ኣምሓርኛ = ሕቶ ትግርኛ
@user-bi6sr8yp4j
@user-bi6sr8yp4j 4 ай бұрын
❤❤❤🎉
@aotali8812
@aotali8812 4 ай бұрын
ልዋመይ ❤❤❤❤ቅንዕቲ
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 4 ай бұрын
ኣነስ. ልዋመይ. መቅርቲ ክፍትወኪ. ፃዕዳ. ልባ መቅርቲ❤❤❤❤
@letshgebru7604
@letshgebru7604 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ምቁራት
@jge7tye640
@jge7tye640 4 ай бұрын
mukuratey❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@FfFgg-gx3wr
@FfFgg-gx3wr 4 ай бұрын
ፅርያት ኣሰይ💛💛💛❤❤❤
@WeyniGere-jr7cg
@WeyniGere-jr7cg 4 ай бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 4 ай бұрын
ክልተ ምጭዋት ዝፈትወክን❤❤
@mekonnentdl
@mekonnentdl 3 ай бұрын
ፁሩይ ትግርኛ ክትዛርረባ ፈትና።
@user-ow2id5wt1j
@user-ow2id5wt1j 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@gfhfherfjdndguh9335
@gfhfherfjdndguh9335 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ሙቁራት
@ethiotigi6693
@ethiotigi6693 4 ай бұрын
ማኩ ጥንስቲ እያ❤i can see❤
@fayaz3598
@fayaz3598 4 ай бұрын
ታሞ ድዩ በዓልቲ ስብኣይ እንድያ🙄
@ethiotigi6693
@ethiotigi6693 4 ай бұрын
@@fayaz3598 so what?
@KalayGebreslase-fl8xu
@KalayGebreslase-fl8xu 4 ай бұрын
ፅቡቅ መደብ እዩ ግን ልምንታይ ኢኩም ግን ናይ ህዝቢ ኢና እንዳበልኩም ቛንቛ ተባላሽዩ
@samitesfagabr4262
@samitesfagabr4262 4 ай бұрын
Bejaki Tigrina temhara 🙏🙌💙🫶❤️
@danielbirhane7822
@danielbirhane7822 4 ай бұрын
Tigrigna sle zeyitisemie u 😂
@RrSd-ze8fv
@RrSd-ze8fv 4 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-dh1zb3hb6k
@user-dh1zb3hb6k 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w 4 ай бұрын
ሓባይብ❤❤❤❤
@tsehayteweldebrhangede9205
@tsehayteweldebrhangede9205 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ tsubkatayyyyy
@user-ur3xs8dn4b
@user-ur3xs8dn4b 4 ай бұрын
💖💖💖💖👍👍👍👍
@user-on4zr4uy9j
@user-on4zr4uy9j 4 ай бұрын
😢😢😢
@Tigrayfreedom1
@Tigrayfreedom1 4 ай бұрын
❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-cx8yj3md6z
@user-cx8yj3md6z 4 ай бұрын
ምቅራት❤❤❤❤❤
@temesgentekle2314
@temesgentekle2314 4 ай бұрын
Support guys like like like
@sahayabray5699
@sahayabray5699 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍🥰😍😍🥰😍🥰
@daniel7-kq4yr
@daniel7-kq4yr 4 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍😍😍
@user-gg5uu1mq9y
@user-gg5uu1mq9y 4 ай бұрын
❤❤❤❤🥰🥰🥰💋💋💋
@SameeraA-nw8bd
@SameeraA-nw8bd 4 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤❤🙏🙏❤❤🙏❤❤❤❤🙏🙏
@user-dp4ge3xb9u
@user-dp4ge3xb9u 4 ай бұрын
ማኩዬ ነብሰ ፁሩ እያ ትመስል ምጭዋት❤
@user-mz4bk1ii3t
@user-mz4bk1ii3t 4 ай бұрын
ነብሰ ፀር ማለት ዶ ኾን እዩ።
@user-dp4ge3xb9u
@user-dp4ge3xb9u 4 ай бұрын
@@user-mz4bk1ii3t እዉ 😄
@haytshewsmeresa6240
@haytshewsmeresa6240 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@salamsalam6988
@salamsalam6988 4 ай бұрын
ልዋመይ ምቅርቲ ❤
@user-dj6mj3si6e
@user-dj6mj3si6e 3 ай бұрын
Lsanna ክትፅሕፉ እተለኹም አስተኻኺልኩም ኤዲት ገርኩም ፀሐፋ(ጋል)አይባሃልን ጋል ካሊእ ትርጉም እዩ ዘለዎ (ጓል)አያዘብረአብሩኽ ክትብሉ ዝደለኹም ይመስለኒ ።
@norahabashi6554
@norahabashi6554 4 ай бұрын
ምቅራት ❤❤❤
@user-ww9gu5ko9z
@user-ww9gu5ko9z 4 ай бұрын
❤❤💋💋💋💋💋💋💋
@tigraweti98
@tigraweti98 4 ай бұрын
ኣረ ማእኸለሸ ናማን ድዪ መሰልኪ እዚ ኣብ Tiktok ፖሰት ዝብለኪ ወዲ ኣፈቅረኪ ኣየኮነን ን ፎሎው እዪ ዝጥቀመልኪ ነየሩ ባዕሉ ውን ኣነ ናይ ዓይኒ ፈቅሪ የብለየን ኣሕወተይ ኣድናቅኣ እየ እምበር እሉ ነይሩ እዪ ቅድሚ ምምረዓውኪ እቲ ሰብ ግን የራሱኖ ኣፈቅረዋ ዓብድላ ናበል ኮሜንት የጽሕፈ ንሰውን ደሰሰ እዪ ዝብሎ ላይክ ሰለ ዝረክብ ።
@user-ኣክሱማዊት
@user-ኣክሱማዊት 4 ай бұрын
ኮኮባት ትግራይ👭💝❤
@titinotitino2910
@titinotitino2910 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ንግበረሎም አሕዋተይ
@azmeruaynalem5861
@azmeruaynalem5861 3 ай бұрын
ሽኮራት
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 3 ай бұрын
May aytstey
@JdDs-yy9xx
@JdDs-yy9xx 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤💜💜
@temesgentekle2314
@temesgentekle2314 4 ай бұрын
አጆክን አብ ጎንክን
ሙሉጌታ ማሉዳን ሮዳስን Mulugeta Maluda Vs Rodas Mizan ማሉዳ ምስ ሮዳስ
42:48
Lsanna Entertainment ልሳንና ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 38 М.
Идеально повторил? Хотите вторую часть?
00:13
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 17 МЛН
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 11 МЛН
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 9 МЛН
ሰምሃል ጋል ኣያ ዘራብሩኽ ሽምግልና ተላኢኹላ ሙሉእ ትሕዝቶ
43:53
Lsanna Entertainment ልሳንና ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 173 М.
ካለሽ አለሁ ሙሉ ፊልም Kalesh Alehu full Ethiopian film 2020
1:30:14
Идеально повторил? Хотите вторую часть?
00:13
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 17 МЛН