ሰፊሕ ቓለ መጠይቕ ምስ ስነ ጥበባዊት ርግኣት ተኽለ 3 ክፋል Interview with Artist Righat Tekle 2023 part 3

  Рет қаралды 150,222

ADEY Entertainment Africa

ADEY Entertainment Africa

Күн бұрын

Пікірлер: 2 100
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ Жыл бұрын
ማርያም ማርያም ማርያም ማርያም ማርያም ሸምኪ ዝፀወዐ መን አሎ ዝሓፈረ እሰኪ ሸማ ፀዊዒኹም ደሰሰሰ ዝብለኩም ላይክ ሂብ
@nazrityeebyo582
@nazrityeebyo582 Жыл бұрын
የሱስ ክርስቶስ ጎይታታታታታ Jesus Jesus Jesus Jesus Christ glory
@mercymercy8563
@mercymercy8563 Жыл бұрын
​@@nazrityeebyo582antum ahwat plz mekatei aytgberwo. Seb neuu zeteredeo yu zeamn metehalaleki gna ayngbero.
@amenrahel962
@amenrahel962 Жыл бұрын
​@@nazrityeebyo582❤
@fqadkaamlakey9489
@fqadkaamlakey9489 Жыл бұрын
maryamey
@almazokubaslasie2161
@almazokubaslasie2161 Жыл бұрын
Mariyam ade goyta 🙏🙏🙏
@yoditalazar1629
@yoditalazar1629 Жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ንኣብ ንወልድ ንመንፈስቅዱስ ኣሜን 🙏ኦርቶዶክስ ሀይማኖትና ይባርኸልና ማቴዎስ 10:42 ራአዮ ካብዞም ናእሸቱ ንሐደ እካ ብስም ወደ መዝሙር ጣሳ ዝሑል ማይ ጥራይ ዘስቲ ዓስቡ ከቶ ኸም ዘይስእን ብሐቂ ይብለኩም ኣለኹ / ዝብል ኣንብቢ 🤲🤲🤲
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ Жыл бұрын
ሰላም ደቂ ተዋህዶ እንኳዕ ንኣዴና ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ዕርገታን ትንሳኤኣን ብሰላም ኣብቀዐኩም ፆሎታን ጣዕማ በረከታን ኣይፈለኩም ደቂ ተዋህዶና 🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙ሰላምን ፍቅርን ይውርደልና ኤርትራ $ትግራይ ካምኡ እውን ንመላእ ዓለም 🙏🙏🙏
@FtwiWeldezghi-sc4lb
@FtwiWeldezghi-sc4lb Жыл бұрын
Amen amen amen bereketu abzhalka bro.
@BeynSolemun
@BeynSolemun Жыл бұрын
Amen 🙏🙏🙏 Kubur hawi enqoa abxahana Egzabiher amlak selamun mhiretun yewirdelna ❤❤❤❤❤
@tsehayeberhe4449
@tsehayeberhe4449 Жыл бұрын
ኣሜን
@Speacefull
@Speacefull Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@wedimogos
@wedimogos Жыл бұрын
Amen
@peacechannel9664
@peacechannel9664 Жыл бұрын
ማርያመይ ኣደ ጎይታ ንበል እስከ ኩሉና ደቅ ተዋህዶ 🙏🙏🙏🙏
@zmamnegash6109
@zmamnegash6109 Жыл бұрын
Maria are goyta❤❤❤
@yonasgerezgiher1998
@yonasgerezgiher1998 Жыл бұрын
Mariam ade goytay tmkhti qdusan zey thfie xegie nay xelote embsan
@wedishaibiya
@wedishaibiya 7 ай бұрын
mariyamey ade goyta❤❤❤
@SabaMassawa
@SabaMassawa 18 күн бұрын
❤❤❤mariyamey da
@nigistiyohannes1263
@nigistiyohannes1263 Жыл бұрын
ናይ ሀይማኖት ፍልጠት ዘይ ምህላው ከም ክዳን ትቀያየር ኢኻ ኦርቶዶክስ ንዘልአለም ትንቡር አሜን
@genettekeste9319
@genettekeste9319 Жыл бұрын
Amen amen amen
@zedihaile4589
@zedihaile4589 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@jesuschristislord242
@jesuschristislord242 Жыл бұрын
ንዘልኣለም ዝነብር ህያው ዝኮነ እየሱስ ጥራይ እዩ!
@helhel8960
@helhel8960 Жыл бұрын
Nay behaki nezelalem zenber Jesus teray eyu haymanot seb zefetero eyu
@selamzaid8539
@selamzaid8539 Жыл бұрын
አንታ እዚ ጋዜጠኟ እባ አመስጉኑለይ💪💪💪💪
@selamkifle306
@selamkifle306 Жыл бұрын
Behaqi keyedneqkwo ayhalefkun😊
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 Жыл бұрын
Naybehaki ambesa u
@luwamtesfamariam7849
@luwamtesfamariam7849 Жыл бұрын
Nay behaki anbesa
@DawitTesfamariam-dv8xi
@DawitTesfamariam-dv8xi Жыл бұрын
መግለጺ ስኢነሉ በቃ
@እምነተይተዋህዶዓደይትግራ
@እምነተይተዋህዶዓደይትግራ Жыл бұрын
ኣሰይይይ ዝማርየ መላኣክት የስመዐና ክቡር ሓውና ተዋህዶ ንዛላኣለም ትንበር
@tiebegherezgher1230
@tiebegherezgher1230 Жыл бұрын
Kurustos yesuss ni zelalem Amlak bjekuau yelen yentukum ykefet
@SabaMassawa
@SabaMassawa 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@GgFf-sl2to
@GgFf-sl2to Жыл бұрын
omg ጋዜጠኛ ብጣዕሚ እየ ኣድኒቀካ ኣብ እምነትካ ዘለካ ፀቅጢ 🎉🥀👏
@rahawangsom4167
@rahawangsom4167 Жыл бұрын
Ya naey bahki
@wintatslalu4310
@wintatslalu4310 Жыл бұрын
Bhaqi mara zdneq u GBu bro
@dngl_mariam21
@dngl_mariam21 Жыл бұрын
ተባዕ ጋዜጠኛ ❤ ሕርኽርኽ ዘይብሎም ሕቶታት፡ ንማማ ካኣ እግዚኣቢሔር ኣዒንተ ልቦነአን ይኽፈተለን።
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg Жыл бұрын
ኢንታይ ማለትካ ( ክ)ኢዩ ? ኣዕንታ ይክፈተላ ማለትካ (ክ)
@dngl_mariam21
@dngl_mariam21 Жыл бұрын
@@HenokGebi-we8vg ትግርኛ ድዩ ዘይርዳኣካ ኮይኑ?
@samuelfoto1113
@samuelfoto1113 Жыл бұрын
ዮሃ 8፡12" ኣነ ብርሃን ዓለም እየ" ማቴ 5፡14"ንስኻትኩም ብርሃን ዓለም ኢኹም" ብዝኾነ ሓታትን ተሓታቲትን ንኹልኻትኩም ቃለ ሂወት የስምዓልና። ዝተጋገየ ካኣ እግዚኣብሄር ብቅዱስ መንፈሱ ይምርሓና። ጋዜጠኛ ከየድነቕኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን። ማማ ርግኣት ግን ደጊመ ክብለኪ ድፍረት ኣይትቁጸርዮ'ምበር ሕጂ ውን ሸረፍኪ ሕዝኪ ርግእ ኢልኪ'ተ ትቕመጥን ጉዳይ ጥዕናኺ'ተትገርን መምሓረልኪ። እግዚኣብሄር ካኣ ምሉእ ምሕረት( ንሕማምኪ) የውርደልኪ።
@gulasmeraxaedaengland1869
@gulasmeraxaedaengland1869 Жыл бұрын
ማማ ርግአት ገቢልኪ እንዲኺ ምሕረት የውርደልኪ አቤል ከአ አጆኻ ብጣዕሚ አድኒቅናካ እንተ ርግአት እሞ ብኹሉ ፈሪስኪ አለኺ መዋጽኦ ይፋጠረልኪ መፈፀምታ መናፋቃን ጽላለዪሞ ይምሐርኪ 😢😢😢
@helhel8960
@helhel8960 Жыл бұрын
Betami eki tegrmi weylki da neski ember nesas hiwet eya rekiba goyta tekbila hiweta tehadisu ember ayferseten yesus sele zebelt teraysi ezi kulu tserfi entay amtso men ke eyu feradit gerki tselale eyu ketblis aythafren
@hlnahabeniAmlakeyyy
@hlnahabeniAmlakeyyy Жыл бұрын
ጋዘጤና ናይ ብሓቂ ኣድኒቀዮ 100 ❤❤❤
@selamgerezgiher-ki1cz
@selamgerezgiher-ki1cz Жыл бұрын
Bhaq❤❤❤
@salemaraya4523
@salemaraya4523 Жыл бұрын
He is not a journalist nusia eya journalist too much hatfetufui ela Halifat gerila
@betybety8380
@betybety8380 Жыл бұрын
​@@salemaraya4523😂😂😂 nay bhaki
@egziabihrymesgen8598
@egziabihrymesgen8598 Жыл бұрын
ክብርቲ ኣደ አግዝኣቢሂር ኣብ ልብኪ ይምለስኪ ሙሉ ምሕረ እዉን ይግበረልኪ 🙏🙏🙏
@helhel8960
@helhel8960 Жыл бұрын
Mes leba sele zela endia goyta tekbila kabu zeabi alo diu neaka mehret yewerdlka zehawey
@tirhasabraham7869
@tirhasabraham7869 Жыл бұрын
ብታእሚ ንፉእ ጋዜጠኛ አምላክ ምሳካ ይኩን ቅዶስት ድንግል ማርያምከለላን ጸግእን ትኩንካ ዝወደይ ንአአ ከአ ምስትውአል ይፍጠረላ
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 Жыл бұрын
Neaki enber mesetewealyekefeteleki
@yossiefmer733
@yossiefmer733 Жыл бұрын
ነዚ ጋዜጠኛ እስከ ዓሽ በሉለይ ብ 👍👍👍
@genetgoytom-z8p
@genetgoytom-z8p Жыл бұрын
👍👍👍❤
@asteryohannes2872
@asteryohannes2872 Жыл бұрын
She is mature and answer every question with grace! We Eritreans don't have to agree on everything but we need to respect each other no matter what
@letinatec7099
@letinatec7099 Жыл бұрын
Abel zmahareki ember kulu a
@letinatec7099
@letinatec7099 Жыл бұрын
Guhsf fesiski
@gdeyhabtom9954
@gdeyhabtom9954 Жыл бұрын
N hade amani Menfes qdus ember gohaf ayfeson nou nab Krstos gohafkum asryu
@awetberhe4437
@awetberhe4437 Жыл бұрын
Great sis
@zelalemmihretaab2477
@zelalemmihretaab2477 Жыл бұрын
I am blessed to hear this gentle mother.❤
@selammehari6594
@selammehari6594 Жыл бұрын
ማርያመይ ማርያመይ ማርያመይ ክብለኪ ደጋጊመ ኣደ ጎያታይ ኣደ እተይ ምድርን ሰማይን ዝፈጠረ ኣደ ጎይታይ ❤❤😢😢❤ 14:51
@saliemsolomon9364
@saliemsolomon9364 Жыл бұрын
Ate berkite Mariyam Adie goyta eya hahaha Adie ete selkie ab mskiel zetskila....Mariyam adie Goyat eya tdgagmiyo da hahah ....Yesus kerstos Goyta eyu...
@kidusanabew12
@kidusanabew12 Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ናብታ ጽንዕቲ ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ይምለስኪ😢😢እመብርሃን ናብ ቤታ ትምለስኪ።
@abdoibrahim7561
@abdoibrahim7561 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝድነቅ ጋዜጠኛ ኮንፊደንስ ዘለው
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 Жыл бұрын
ማማ ርግዓት ቁሩብ ትኸደኪ አላ ወደይ ጓሐፍ አይኮነን ክትብሊ ቁሩብ ክትሐፍሪዩ ዝግባአኪ ጓሐፍ ዝበልዎ እኮ ነቲ አካልኪ ዝጎደልኩሉ ቃልሲ አንጻርኪ ብምኻዱ እቶም ዝጸረፍዎ ሐቆም አለዉ ንስኺዉን ብወድኺ ጉሒቲ ኢኺ ዋላኳ ዘይከዉን እንተተዛረብኪ ንመጋደልትኺ ነቶም ስነ ጥበበኛታት መሳርሕትኺ አይትዉቀሲ ህዝቢዉን ጽቡቅዩ ጌሩልኪ መቼም አብ ልብሒ ይምለስኪ እንበር አይግድን ብገሊዖም ኮሪዬ ኢልኪስ ብዙሕ ተሐሲኺ እዬ ዝብል ዝኽሸኪ እንተኾይኑ ይኹነልኪ ወይሐለዉለዉ
@simonbeyene9937
@simonbeyene9937 Жыл бұрын
ጋዜጠኛ ክበሃል ክምዚ ክኾዉን ኣለዎ ዉዱእ ጋዜጠኛ ክንብሪ ንዓኻ። ❤
@atakltiberaki9423
@atakltiberaki9423 Жыл бұрын
ተመሳሳሊ ሕቶ እዩ ዝሓታ ዘሎ ካልእ ብዛዕባ ውልቃዊ እምነታን ሃይማኖታን ምሕታት ኣገዳስነቱ ኣይተርኣየንን ምክንያቱ ካብ ሰብ ዘይኮነስ ካብ ፈጣሪ ዝተዓደለና ማንም ዘይምንዝዓና ናይ ተፈጥሮ መሰልና ስለዝኮነ
@sebumekseb9868
@sebumekseb9868 Жыл бұрын
@@atakltiberaki9423ya you’re right ንሳ ግን ሓንቲ ካብቶም ህቡባት ሰነ ጥበባውያን ብምኻና ካብ ኩሉ ዝመጽእ ሕቶታት ኣቀዲማ መብርሂ ብምሃባ ካብ ከምዚ'ዶ ከምቲ'ዶ ምባል ኣርባዕተ (::)ንጥቢ ንኩላትና ይኮነና ይብል : That’s why I’m happy she told everything clearly ❤❤
@baqr4383
@baqr4383 Жыл бұрын
ደንቆሮ መጣቅዒ
@LidyaYosef-kf8sj
@LidyaYosef-kf8sj Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ኩቡር ወዲ ተዋህዶ ዘይትናወጽ ሃይማኖት ኣያ 🙏🙏🙏
@Nebyat564
@Nebyat564 Жыл бұрын
ዘይትናወጽ ኮይና አይትፈልጥን ዘይናወጽ ከዉሒ የሱስ ጥራሕ አዩ።
@LidyaYosef-kf8sj
@LidyaYosef-kf8sj Жыл бұрын
@@Nebyat564 kkkkkkkkkk እንታይ ዳኣ ሎምስ ክትዛረቡ ጀሚርኩም መስለኒ እዞም መናፍቃን ካልእ ማዓልቲ ሲ ጥቅሲ ኢኩም ትሰዱ ኔርኩም ከም ተዋህዶ ሞ የለን ዘይትናወጽ ዘይትርበሽ ንሳ እያ ካልእ የለን
@gdeyhabtom9954
@gdeyhabtom9954 Жыл бұрын
Kemti afkum af alena entay eyu sm Yesus kleal keloid xelaelae zblekum
@LidyaYosef-kf8sj
@LidyaYosef-kf8sj Жыл бұрын
@@gdeyhabtom9954 ሓወይ ናተይ ስም ጎይታ ብክብሪ ብትሕትና ክላዓል ኢና ንደሊ ኣብ ኣደራሽ ኮንካ ናይ ዝነጠርካ ናይ ዘእወካ ኣይኮነንን ጎይታ ጎይታ ብዙሓት ኣለዉ እንዶ የሱስ የሱስ ዝብሉ እምበር ስም ኢየሱስ ክርስቶስ ዳኣ ከመይ ደስ ዘይብለኒ ንሱ እንድዩ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ንሱ እንድዩ መድሓንየይይ እነ ክገልጾ ኣይክእልንየ ስለዚ ካኣ ኣምላክ ዓይነ ልቦናኩም ይክፈተልኩም 🙏🙏🙏
@yorusalemmulugheta9275
@yorusalemmulugheta9275 Жыл бұрын
Beli ortodoxkumsi b polotika aytibeli, b haymanot aytibrl feshirekirek tibil ala. Zeynawex, zeytiliwet eta nay hawariya emenet tirah eya.
@Star-yi3le
@Star-yi3le Жыл бұрын
ኤልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስማልና ጋዜጠኛ🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽 አሜን
@bisratdebesay4988
@bisratdebesay4988 Жыл бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ንኣዴናን ክብርትን ሓርበኛን ማማ ርግኣት ብስርሓ በቲ ንስነጥበብ ሃገርና ዘበርከተቶ ኩሉ ግዜ ምስኣመስገናያ ኢና። እንተ ኣብዚ ናይ ሃይማኖት ጉዳይ ግን ኩሉ እዚ ሓውና ክሓታ ዝጸንሐ ዳርጋ ከምዘስተብሃልኩዎ ተረዲኡኒ ኣሚነ እየ ኣትየዮ ትብል ኣላ ግን ካብ መልሳ ኩሉ ብጌጋ ካብቲ ሓቀኛ ኣምላክ ርሒቃ ከምዘላ ኣይተረድኣን ዘሎ። 1.ካብ ቀደም ኣብ ጎይታ ይኣምን ኔረ ትብል ኣላ ሕጂ ኸ ነየናይ ኣምላክ ወይ ጎይታ እያ ትቀቢላ? 2.ኣየናይ ኦርቶዶክስ እዩ ንቅዱሳን ዘምልክ? ንሓደ ኣምላክ እንተዘይኮይኑ። ናይ ጸጋ ክብሪ ንቅዱሳን ምሃብ ግን ብመጽሓፍ ቅዱስ ነረጋግጽ(ማቴ.10፥40-42) 3.ነቲ ሰባኺ ዱ ወላ ፓስተር (ኣቤል) ትብሎ ዘላ እካ የክብሮ እየ ከምዘሕዊ: ከምዝንበ ይኣምንየ እንዳበለት። ስለምንታይ ዳ ብኣማልድነት ድንግል ማርያም ጸሎት ቅዱሳን ዘይትኣምን። ንሓውና ሓታቲ(ኣቤል) እግዚኣብሔር ኣብታ ቅንዕትን ጽንዕትን ሃይማኖት ንዘልኣለም የጽንዕካ። ነዴና'ካ እግዚኣብሔር ናብ ልባ ይምለሳ።
@raheltesfai9373
@raheltesfai9373 Жыл бұрын
ዕድመ ጥዕናን ይሃብኪ ኢንተ እምነት ግን ናይ ግልኪ ዩ ሞ ተጻብኦ የብለይን ኢንተ ኾነ ዝለ ዘፍቅረኺ ማማ ርግኣት ብጸሎት ክሕግዘኪ የ ናብ ናይ ኣቦታትኪ እምነት ክትምለሲ በዚ ናይ orthodoxs እምነት ክትመላለሲ ባህ ybleni🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤
@ተመስገንፈጣሪኣቦይ-ገ1ከ
@ተመስገንፈጣሪኣቦይ-ገ1ከ Жыл бұрын
ምምላሳ ደኣ ዘይተርፍ ኢዩ ከምዚ ሕጂ ጥራይ ሰባት የጥፍኡ አንበር
@tesfaytewelde8499
@tesfaytewelde8499 Жыл бұрын
ጋዘተና ንፉዕ ደስትብል ናይብሓቂ❤❤❤
@simretaraya1969
@simretaraya1969 Жыл бұрын
Yesss
@baqr4383
@baqr4383 Жыл бұрын
ሎቅማጽ እንታይ ዝብላዕ ኣለዋ እዛ ከዳዕ
@AbiGerie
@AbiGerie Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ሕቶ ጋዜጠኛ
@natsnetkahsay2359
@natsnetkahsay2359 Жыл бұрын
ኣነስ ነዚ ጋዜጠኛ ኣድንቀዮ ❤❤❤
@saliemsolomon9364
@saliemsolomon9364 Жыл бұрын
Mara mara
@merieyob886
@merieyob886 Жыл бұрын
Ezgabher nabe ayne lebuna yemlski fetari 💒💒💒💒💒🙏🙏🙏adey mariyam dengely weladet Ezgabher
@AbiTes-fn8vk
@AbiTes-fn8vk Жыл бұрын
ብጣአም ጎበዝ ጋዜጠኛ
@hasanliafa6857
@hasanliafa6857 Жыл бұрын
ንሕና ንእየሱስ.ዝተቀበልናዮ ስድራቤትና. ንወዲ 40 መዓልቲ ንጓል 80 መዓልቲ ንእየሱስ ተቀቢልና ድሕሪኡ ሃይማኖትካ ምቅያር መናፍቃን ይባሃሉ ብሽም እየሱስ ዝሽቅጡ እዮም ዝባሃሉ ንእግዝተማሪያም ዝከሓደ መንግሰተሰማይ አይረኸብን እዩ
@sololove2588
@sololove2588 Жыл бұрын
Thank you ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓታታይ ንፈለማ ግዜ ብቁዕ ጋዜጠኛ(ሓታታይ) ሎሚ ሬኤ keep it brother very nice
@Sanirey777
@Sanirey777 Жыл бұрын
Ewe bhaki ezi asmerom smu ab addis zelo ka nfu u
@genetgoytom-z8p
@genetgoytom-z8p Жыл бұрын
Bhaki nfuE
@SegenMokonen
@SegenMokonen Жыл бұрын
Orthodox mezmur ❤❤❤❤❤
@emnetyonas2901
@emnetyonas2901 Жыл бұрын
Natna mezmur ketiem meat eyu Segen haftey (Orthodox Tehawdo)
@michaelasefaw2927
@michaelasefaw2927 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ጋዜጠኛ፡እቲ ናይ ህዝቢ ሕቶታት ብግቡእ ስለ ዘቕረብካዮን።
@genettekeste9319
@genettekeste9319 Жыл бұрын
eway haftey mhret yewrdelki ,Sdraki ke ayfeltun dyom nay Goytana Medhaninan wilet .Orthodox zkonu , NAY BHAKI YHAZNELKI 😢😢😢😢
@tsgleglassle-8857
@tsgleglassle-8857 Жыл бұрын
መጀመርያ ቃል ህይወት የስመዐልና ኣነ ዝብል ግና ካብ ማዓዝ ጀሚሩ እዩ እዩሱስ ክርስቶስ ናይ ግሊ መዳሓኒት ኮይኑ ንኩሉ ዓለም ዶ ኣይኮን መዳሓኒት ዝኮነ ካብ ማዓዝ እዩ ናይ ግሊ መዳሓኒት ኮይኑ ክብርቲ ማማይ እቲ ማማይ ዝብልክኖኦ ህዝብ ብዘይምፍላጡ ይጠፍእ ኣሎ ዝብልክኖኦ ንሕና ባዓልትና ንኢና ንጠፍእ ዘይለና ምክንያቱ ንኩሉ መልሲ እንዳሃለዋ ቅድስት ቤተ ክርስቲያና ከይመርመርና ባዓልትና እዩሱስ ክርስቶስ ናይ ግሊ መዳሓኒተይ እዩ እናብልና ባዓልትን ንጠፍእ ኣለና ሐዚ እዉን ንኣቦታትና ንሕተት መልሲ ኣሎ ንኩሉ ናይ ሃይማኖትና ሕቶ እንድሕር ዳኣ ኣሎ ኮይኑ ንኩሉ መልሲ ኣለዎ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ብተወሳኪ ድማ ክብርቲ ማማይ እታ ብዛዕብ ንፃድቅ ዝክሪ ኣይድልን ዝብልክናኣሲ የድሊ እዩ ምክንያቱ ናይ ጎይታና መዳሓኒና እዩሱስ ክርስቶስ ዝብሎ ቅዱስ ቃል እዩ ሐዚ እዉን ክብርቲ ማማይ ንድፍረት ይቅርታ ይሓትት ኣብቲ ኣበይ ኣሎ ከምኡ ዝብል ቃል ናይ ጎይታ የለን ዝመስለኒ ኣነ ዝብልክኖኦ ኣሎ እዩ ኣብ መፅሓፍ ቅዱስ ወንጌል ማቴዎስ ዓስርተ ብዝብልፅ ግና ንኣቦታትን ንሕተት ስቅ ኢልና ጎይታ ተቀቢለ እየ ኣይንበል ዑሙቅ ዝብል ሃይማኖታዊ ርዲኢት ዘይብልና ካብ ሃይማኖትና ኣይንዉፃኣ ብጃኩም ናይ ትንቢት መፈፀምታ ኣይንኩን ዘይተረዳኣና ሃይማኖታዊ ሕቶ እንቶሎ ንኣቦታትና ንሕተት በጃኩም ናይ ሂወት ጉዳይ እዩ ብሂወት ቀልድ የለን ነስተዉዕል“ንኣኻትኩም ዝቕበል፥ ንኣይ ይቕበል፤ ንኣይ ዝቕበል ድማ፥ ነቲ ዝለኣኸኒ ይቕበል። ንነቢይ ብስም ነቢይ ዝቕበል፥ ዓስቢ ነቢይ ይረክብ፤ ንፃድቕ ብስም ፃድቕ ዝቕበልውን፥ ዓስቢ ፃድቕ ይረክብ። ካብዞም ኣናእሽተይ ንሓደ እኳ፥ ብስም ደቀ መዝሙረይ ፅዋዕ ዝሑል ማይ ዘስቲ፥ ዓስቡ ኸቶ ኸም ዘይስእን ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።” ማቴዎስ 10:40‭-‬42 ትመ15 bible.com/bible/2998/mat.10.40-42.ትመ15
@Numbers_May24
@Numbers_May24 Жыл бұрын
Wow!! I am speechless about the interviewer!! Up-to-par to Aljazeera. Well compozed, well read, respectful, persistant - I wish all other channels were as capable as this guy. Great questions and follow up questions.
@medhaniemaharezghi8970
@medhaniemaharezghi8970 Жыл бұрын
I have the same opinion about this guy, I wish Selte and many other so called youtubers learn from this guy, and I think you have a great ability to see the qualities with a journalist👍.
@ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ
@ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ Жыл бұрын
ሰላም ኣደይ ኢንተርተይመንት ከምኡ'ውን ማማ ርግኣት። ቀጺለ ድማ ከምቲ ቃል ኣምላኽ፡ ናጽነት ዝሃበና ማለት ኢድካ ናብ ዝደለካዮ የእቱ። ማይን ሓውን ኣቅሪበልካ ኣለኹ እሞ ኢድካ ናብ ደስ ዝበለካ የእቱ። እቲ ትርጉም ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ዝብል እሞ፡ ነዞም እምነት ቅዱሳን ኣቦታቶም ብምግዳፍ ብዘይምስትውዓል ኣብ ኣዳራሽ ብምጭብርባር ተኣኪቦም ምውዓሎም እዩ። ኣብ መወዳእታ ግና ንኣዴና ርግኣት ኣምላኽ ምስትውዓል ሂቡ ናብቲ ቅኑዕ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ይምለሳ። መኽንያቱ ኣምላኽ ንፍጡራቱ ገዲፉ ኣይገድፎምን እዩ። ጸሎት ኣቦታትኪ'ውን ኣይገድፈክን እዩ። ካልእ እቲ ናይ ባህርን ናይ ጸጋን ብርሃን ምዃን ምፍላይ ከድልየኪ እዩ። ኢየሱስ ክርስቶስ ናይ ባህሪ ብርሃን ክኸውን እንከሎ፡ ንቁድሳኑ ድማ ብፍቃዱ ናይ ጸጋ ብርሃን ሂብዎም እዩ። ከምቲ ቃል ኣምላኽ ዝብለና ንስኻትኩም ንዓለም ብርሃኑ ኢኹም። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ቅዱሳን ይፍውሱ ከም ዝነበሩ ግብረ ሃዋርያት ብሰፊሕ እዩ ዘስተምህረና። ማቴዎስ 10፥40-42 ጽቡቕ ጌርኪ ኣብብዮ።
@yordatesfay9055
@yordatesfay9055 Жыл бұрын
Amenn
@amanuelyohannes5506
@amanuelyohannes5506 Жыл бұрын
ማማ ርግኣት፤ ንሲኪ ጅግና ኣደ ኢኪ፥፥ ጋዘጥኛ ድማ ብታዓሚ ኣንበሳ፥፥ ሕዝበይ ሰኣን ፍልጥት ይጥፍእ ኣሎ ኣሊኪ፤ ንሲኪ ከኣ ኦርቶዶስ ከይፈልጥኪዮ ናብ ፒንጤ ስል ዝከድኪ፤ ካቦቶም ዝጠፍኡ ከይትኮኒ ነብሲኪ ሕተቲ ይብለኪ፥፥ ፐንጤ ምዓስን: ብ ከመይን: ብ መንን: ተጀሚሩ ኢልኪ ምርምር ግበሪ ክበልኪ ይደሊይ፥፥
@wedialem57
@wedialem57 Жыл бұрын
ሰላም ብሓበራ ገለ ዓይነት ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ ቀጽሎ ብምቕጻል ግን ማማ ርግኣት እቲ ሕቶ ግን ሸፈፍ እላ ትሓልፎ ነይራ ግን ደሓን ንሓሳባ ነክብረላ ኣብ ቀጻሊ.......?
@SabaE-ow7me
@SabaE-ow7me Жыл бұрын
John 14 ትግ - ዮሃንስ 6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@brhanehaile73
@brhanehaile73 Жыл бұрын
ህዚብ ኤርትራ በብእምነቱ ኣምኒ ኢዩ ፓስተር ርግእት ግን ክርስቶስ ናይ በይና ይመስላ ይኩውን ኢዚ ግን ካብ ሓቂ ንክትሃድም ኢቲ ገብሮ ምስምስ ኢዩ። ውላዳ ንዓእ ዝምልከት ኣይኮነን ግን ተቃዋም ኣይኮነን ኽዳዕ ኢዩ።
@noahshikor8923
@noahshikor8923 Жыл бұрын
@@brhanehaile73nay nebska gber hawey
@ariamshishay3270
@ariamshishay3270 Жыл бұрын
Abi hawey ብጣዕሚ ንፉዕ ብጣዕሚ ጽብቅ ኣፍልጦ ዘላክ ኢካ ትመስል ኣጆካ ዝሓወይ ቀጽሎ ።
@emwin4925
@emwin4925 Жыл бұрын
ማማ ርግኣት ብርኽቲ ፡ጅግና ኣደ።ኣጆኺ እቲ ልዑል መለኮታዊ ሓለዋኺ እዩ ።ዘምርሉ ክትዝምርሉ ከኣ ንበሪ ።ኣምላኽ ጸጋ ኣብዚሑልኪ ከንጀርብበኪ ድማ እዩ።
@bisratberhane4457
@bisratberhane4457 Жыл бұрын
Kubur hawy naty Enty ele emo kegelxeka kalat yehxreni admen teanan yehabka xegaka yebzhayo kemaka yebzhayo kedesti dengel weladit amlk mes wedan kuburat Amlk zehareyom kudusaten mesaka yekunu Amen Amen Amen
@shuqentertainment-sm7sk
@shuqentertainment-sm7sk Жыл бұрын
❤❤❤
@hanibal9903
@hanibal9903 Жыл бұрын
Aye mama regat qdusan tblom zeleka ezom zmlekudyom ilkiyo beqa ngezatena abi Hawey gn nfue xbuq melsi hibkaya zmleku zeykonus zkberu ilkaya qale hiwet yesmealna brukey wedi emebrhaney
@shalomnayyesus8636
@shalomnayyesus8636 Жыл бұрын
ማማ ርግኣት ዕድለኛ ኢኪ ስምኪ ኣብ መዝገብ ህይወት ምጽሓፉ፣ስለ እምነትኪ መከራ ምርካብኪ ውን ብዙሕ ዓስቢ ኣለኪ፤ ጊላ ካብ ጎይትኡ ኣበልጽን እዩ፤ ዓለም ን ጎይታ የሱሶ ውን ኣይተቀበለተን ኣሳዲዳቶን ቀትላቶን እይ፤ ንዓይ ተተቀቢሎምኒ እንተኮይኖም ንዓኩም ክቅበሉኩም እዮም ንዓይ ተዘይተቀቢሎምኒ ንዓኩም ውን ኣይክቅበልኩምን እዮም ጽሑፍ እዩ፣ስለዚ ቃል ኣምላኽ እዩ ኣብ ህይወትኪ ዝፍጸም ዘሎ፣ ከምቲ ዝዘመርክዮ ከኣ ቃል ኣለኪ ዘሳግረኪ፤ብጎይትን ብጽንዓትሓይሉ በርትዒ፤ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ።
@alganesharaya1558
@alganesharaya1558 Жыл бұрын
እልልልል ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ሐውና ንሓፍትና እግዚአብሔር ናብ ልባ ይምለሳ ወንገል ማቴ 10: 41 ንነብዪ ብስም ነብዪ ዚቕበል፡ ዓስቢ ነብዪ ይረክብ፡ ንጻድቕ ብስም ጻድቕ ዚቕበል ድማ ዓስቢ ጻድቕ ይረክብ።
@kahasaykinfe-ui6dx
@kahasaykinfe-ui6dx Жыл бұрын
Ephesians 4 (ትግ) - ኤፌሶን 5: ሓደ ጐይታ፡ ሓንቲ እምነት፡ ሓንቲ ጥምቀት፡
@robelokbay
@robelokbay Жыл бұрын
Ephesians 4 ;; 6
@Grmachnal
@Grmachnal Жыл бұрын
@ghideonortho4957
@ghideonortho4957 Жыл бұрын
ሓንቲ ቤተ ክርስትታን ጎዲላትካ ኣላ ኣሓቲ ቤተ ክርስትያን
@DawitTesfamariam-dv8xi
@DawitTesfamariam-dv8xi Жыл бұрын
ትኽክል
@bitanyahadasalem6878
@bitanyahadasalem6878 Жыл бұрын
ሓንቲ እምነት ሓንቲ ጥምቀት ካብ እምነተ በተክርስትያን
@hadgu2562
@hadgu2562 Жыл бұрын
ኢዛ ሰበይቲ ተሃናን ጺሊኣን ወልቀሰባት ኪትገሊጽ ኢያመጺኣ።ማረኪንዲዚ ዕቢይቲ ይመስለኒ ኣይነበረን።
@JesusChristismylife-w8r
@JesusChristismylife-w8r Жыл бұрын
ዋው ብጣሚ ዓብይ ሓጎስ ተሓጊስ ,ኣምላክ ዝመን ሂወትኪ ይባርክ .እታ ሓቂ ክትፍልጥዎ እኪም እታ ሓቂ ድማ ሓራ ክትውጽካም እይ. ዮሱስ እዮ ሓቂ.
@redhabesha1
@redhabesha1 Жыл бұрын
ጎበዝ ኢካ ፅለሎ አነ እኮ ሙሰሊም እየ ከብ ሰመይ ክትሪዳእ ትክእል ኢካ ግን ናይ ሕቶካ ሚዛናዊ ዘለወ እዬ አድኒቀካ ሰለዚ ብአዲና ከነ ብአካ ዝተገበረ ቃለ መሕተት ፅቡቅ እዬ 🙏🙏👏👏
@F-NG5
@F-NG5 Жыл бұрын
ማማ ርግኣት ኣብ እርጋንኪ ሃይማኖት ክትቅይሪ ኣይነበረክን. ቀንዲ ሕጂ ኣብ ዕብየትኪ ኢኺ ኣብ ሃይማኖትኪ ጸኒዕኪ ንካልኦት ኣብነት ክትኾኒ ዝግብኣኪ. ወይስ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ መጻኪ ኢኺ መጽሓፍ ቅዱስ ከተንብብ ጀሚርኪ. ጎይታ ደኣ ኣብቲ ዝነበርክዮ ሃይማኖትስ ኣሎ እንድዩ? ሰብ ክዳንን ጫማን እንበር ሃይማኖቱ ክቕይር ክልተ ሞት እዩ.
@ትርሓስነኝየማርያምልጅ
@ትርሓስነኝየማርያምልጅ Жыл бұрын
ሓታታይ ግን ከየድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ማማ ርግኣተይ ይፈትወኪ የድንቀኪ እየ ግን ሃይማኖትኪ ታዝነበረት መርምርያ 👌
@nguse1654
@nguse1654 Жыл бұрын
ነታ ዝነበረታ እንተመሪምራታ ሞ ምሉእ መልሲ ምረከበት ነይራ ከይ መርመረታ ኢያ ወጽኣ ኣቆራጪ ረኪባ
@yossiefmer733
@yossiefmer733 Жыл бұрын
Nay behaki nifu gazetena u and gazetena Asmerom kea
@selamzaid8539
@selamzaid8539 Жыл бұрын
Endeala yhwka eu zelo tmles do tbla
@roziroza3655
@roziroza3655 Жыл бұрын
መርሚራታስ ንኦርቶዶክስ መልሲ አይረከበትላን
@nguse1654
@nguse1654 Жыл бұрын
@@roziroza3655 እሞ እዚ እንተርቪው ጽብቕ ገይርካ ኣይሰማዓካዮን እንበር ከም ዘይ መርመረቶ ባዓላ ተዛሪባ ስላ ደጊምካ ኣዳምጻ
@samrawitemaha4642
@samrawitemaha4642 Жыл бұрын
Eway gazetena adnikeka kexilo ❤
@M2loveAsmelash-hf6cm
@M2loveAsmelash-hf6cm Жыл бұрын
Mama rigeat mejemeriya mihret yewurdelki Gin nikolas ata mengedi arieyo emo kabea kea ayelgisn eu zibl wala hanti keyfeletku eye tetemike ziblu bzuhat sle zelewu eye timket kea hade kabti mengedi amlak mireay eu niwuludka with respect
@arsemabereket7479
@arsemabereket7479 Жыл бұрын
ጋዜጤና ብጣዕሚ ንፉዑ❤❤❤❤
@ራኢኤርትራ
@ራኢኤርትራ Жыл бұрын
ንዓካ እሞ ኣንታ ኑኡስ ሓወይ ነዊሕ ዕድመ ንክብሪ ኣምላክ ክትገልጽ ጸጋ ይሃብካ እንተ ንርግኣት ግን ኣምላክ ኣብ ልብኪ ይምለስኪ ኣምላክ ምሕረቱ ይሃቢ ካብ ትከድዮ ዘለኪ ከም ናይ ሳውል ኣምላክና ኣብ መንገዲ ጸኒሑ ልብኪ ይተንኪ
@Asmeret-q1b
@Asmeret-q1b Жыл бұрын
ክብርቲ ወላዲት ኣጸቢቅኪ ኣርቶዶክስ ኣይፈለትክዮም ጎይታ ኢየሱስ ኣይታምንዮን ነርኪ ማለት ድዩ ማለት ድዩ በዓል ልደት በዓል ትንሳኤ ስቅለት ጎይታ ኣብ ኦርቶዶክስ እዩ ዘሎ ኣይትጋገዪ ዓይነ ልቦ ናኪ ይኽፈተልኪ
@ferweinig740
@ferweinig740 Жыл бұрын
✅✅✅✅
@elsakubrom9607
@elsakubrom9607 Жыл бұрын
አብ ትሕቲ ሰማይ ብጀካ የሱስ መድሓኒ የለን ስለዚ ድማ ልደትን ስቅለትን ናይ የሱስ አገዳሲ እዩ ።ብዘይ በአይ ካሊእ አምላኽ አይተምልኽ ድማ ይብል ቃል አምላኽ ሕጂ አብቶም ተወሰኽቲ መላእኽትን ጻድቃናትን ካብ ዕለት 1-30 ዝምለኹ እዩ ዘሎ እቲ ካብ ቃል አምላኽ ወጻኢ ዝግበር ።እዚ ድማ ካብ ህይወት ዘልአለም ዘትርፍ እዩ ።ተባረኹ
@Asmeret-q1b
@Asmeret-q1b Жыл бұрын
ኣይትጋገ ብጀካ እግዚኣብሄር ንካልእ ኣማልኽቲ ኣይነምልኽን ኢና ።ቅዱሳን ጻድቓናት ኣምልኮ የለን ነኽብሮም ኢና እቲ ንጻድቅ ብስም ጻድቅ ዝቅበል እቲ ን ነቢ ብስም ነቢ ዝቅበል ብጹአ እዩ ይብል ቃል ኣምላክ እግዚኣብሄር ን ንጉስ ሶሎሙን ቤተ መቅደስ ስርሓለይ ክብሎ ከሎ ኣብቲ ታቦት ምስሊ ኹሩቤል ሱራፌል ኣንብር ኢልዎ እሞ ምስሊ መላእክቲ ብ እግዚኣብሂር ትእዛዝ ተዳልዩ።ምስሊ ዝብሎ ዘሎ ነቶም ኣብ ጣኦት ዝእምኑ እዩ ክድሚ እምነትኩም ምግዳፍ ንምንታይ ዘይትሓቱ ኣብ ውሽጣ ከለኩም። ፍረ መንፈስ ቅዱስ ስግዳን፡ጾም ፡ጸሎት እዩ ደመይ ዘይሰተይ ፡ስጋይ ዘይበልዐ ናይ ዘልእለም ሂወት የብሉን ይብል ስለዚ እዚ ኩሉ you will found in the truth religion orthodox
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 Жыл бұрын
ኣብ ortodox ኣይኮነን ዘሎ. ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ዩ ዘሎ. መጽሓፍ ቁዱስ ከኣ ን ኹሉ ኣብ ዓለም ዘሎ ፍጡር ዝተዋህቦ ቃል ኣምላኽ ዩ
@fkriyesuswdiamlaklebeyzema8701
@fkriyesuswdiamlaklebeyzema8701 Жыл бұрын
Ewe ne kedsti dimana ketseged nerewa Enber eyesus goyta eyou enteblka pente eka tebehal be tewahdona Kes elka ms nebseka tezareb selembty
@gaimkobrum3394
@gaimkobrum3394 Жыл бұрын
ይበል ጋዜጠና ምስ ምሉ ኣፍልጦኻን ብቕዓትካ 100 ክትምስገን ይግባካ አዩ ነዛ ኣዲና ግን ባዕሉ ምሕረት የውረደላ
@abdoibrahim7561
@abdoibrahim7561 Жыл бұрын
ከምዚኣቶም ጋዜጠኛ የድሌና ኣሎ ናይ ባሓቂ ሃናጺና እዩ ኤረትራውያን ኣሕዋት
@Abrham2024
@Abrham2024 Жыл бұрын
ኣምላኽ ዕድመ ይሃብካ ❤ ጋዜጠኛ፥ ናይ ብሓቂ ትብዓትካ ኣመስጊነዮ። እቲ ናይ ማማ ርግኣት ግን ከምቲ ኩሉ ሰብ ካብ ጾምን ጸሎትን ክሃድም ዝጠቀምሉ ናይ መሕብኢ ሃይማኖት ዝመስል በዓቲዩ ነገሩ።😢
@FthawitKflezghi
@FthawitKflezghi Жыл бұрын
Mexhaf kudus entetenbibi do yhayshi xeloti ko mealtawi nay krsityan kedamay srah eyu beati dia abi mexihaf kudus zeyele haki eyu zelo abi mexihaf kudus
@Abrham2024
@Abrham2024 Жыл бұрын
@@FthawitKflezghi መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢብኪ ተፈልጢዶ ክሓተኪ፧ ሽዑ የንብብ ዶ ኣየንብብን ክትፈልጥኒ፧
@ተመስገንኣምላኽ-ጘ3ቐ
@ተመስገንኣምላኽ-ጘ3ቐ Жыл бұрын
ማማ ርግኣት ኣይ ግድን ክዳን ከኣ ይቅየር እምበር ሃይሜኖት ኣይቅየርን እዩ እግዚኣብሄር ዓይነ ልቦናኺ ይኽፉተልኪ ኣሜን። ተዋህዶ ሓቀኛ እምነት ኣይትናወጽን እያ።ክንዲ ቁርባንን ስግዳንን ሃይማኖት ምቅያር !!!
@shalomnayyesus8636
@shalomnayyesus8636 Жыл бұрын
ቃል ኣምላኽ እኮ ንኩሉ ተዓዘቦ ነቲ ሰናይ ከኣ ሰዓቦ እዩ ዝብል፤
@ተመስገንኣምላኽ-ጘ3ቐ
@ተመስገንኣምላኽ-ጘ3ቐ Жыл бұрын
ቆርበት በጊዒ ዚተኽዱኑ ተኻሉ ከየስሕትኹም ተጠንቁቁ ከኣ ይብል ቃል ኣላምኽ።
@shewitteklesenbet5969
@shewitteklesenbet5969 Жыл бұрын
Ja nay bhaki
@roziroza3655
@roziroza3655 Жыл бұрын
ዋጭ ዋጭ አቢሉኩም ምሽ ሽም እየሱስ ምስልአለት ንሱ በይኑዩ ዝምለክ ካልእማልእ አይትወስኩ
@majorghebretnsea8758
@majorghebretnsea8758 Жыл бұрын
ወድኺ እኮ ተቃዋሚ አይኮነን ንሱ እኮ ኤርትራ ትበሃል ሃገር የላን እዩ እምነቱ ዓባይ ትግራይ እዩ እምነቱ ረሳሕ ብስም ትግራወይቲ ሰበይቱ ኤርትራ ዝሸጠ ድርባይ ትድራዋይ እዩ
@elisahaile7799
@elisahaile7799 Жыл бұрын
You are really important for us example for Erteara people really honest 💯💯💯💯💯💯🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🙏🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏
@tekestemebrahtu6253
@tekestemebrahtu6253 Жыл бұрын
እዋይ ጉድ ኣብየት መላሓስ ኽነውሕ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ይቅረ ይበለልኪ ድንግል ማርያም ወላዲት ብጸሎታ ትደግፍኪ እግዝኣቢሄር ዓይነ ልቦናኪ ይክፈተልኪ
@ተመስገንፈጣሪኣቦይ-ገ1ከ
@ተመስገንፈጣሪኣቦይ-ገ1ከ Жыл бұрын
ኣበት ጋዘጠኛ ብታሚ ንፊዕ አድመ ይሃብካ ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብካ ዝወደይ
@erimozaicmedia
@erimozaicmedia Жыл бұрын
what a journalist.keep it up.he ask every question wz respect and understanding.❤❤❤❤
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ግን አብ ፍረጸልማት ውድኺ ዘለኪ ምክዉዋል ድስ አይበለንን ውድኺ ከማኺ ጂግና ፈታዊ ዓዱ አይኮነን እካ ድአ እታ ብስንክልና ናትክን ብዸም ብጾትክን ዝመጸት ባንዴራ አቃጺሉ አይአመንክሉን ዘለኺ ስለዚ ንሰባት ክትነቅፊ ከምዚ ጌሮም ከምዚ ሰሪሖም ክትብሊ ግን ንሰምዓኪ አለና እሞ ጽቡቅ አይኮነን ፣
@Galeri720
@Galeri720 Жыл бұрын
Sek bel atine
@selinaeyo7105
@selinaeyo7105 Жыл бұрын
Thank you!!!!!!!
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 Жыл бұрын
@@Galeri720 ጊስ ሎክሳስ
@lydiatedros4564
@lydiatedros4564 Жыл бұрын
Mama Rigiat nski Haben Eritra eki. Zemen hiwetki Goyta endabareke ybarik. Kabaki zeywsed xbuk echa eki merixki kbri Niamlak. Gazatena win nfue respektvoll God bless you too.
@nebutewelde681
@nebutewelde681 Жыл бұрын
ዋውውው ክብሪ ንጎይታ ይክኩን ዝተረዳአን ዝበራሃላን ክብርቲ ሓፍቲ መመሊሱ ምግላጽ ን ትብዓት ይሃብኪ ከምቲ ዝበልክዮ ንጎይታ ምቅባልክን ንጎይታ ምስዓብክን ብጎይታ ሙካንክን ክትጽረፍን ክትንዓቅን መበርቲዒክን ሽልማትኪን ስለዝኮ ተሓጎሲ ተሪፉዘሎ ሂወትኪ ካአ ብሓጎስን ብክብርን ይዛዘም ንስኪ ብርክቲ ኢኪ❤
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 Жыл бұрын
ርግኣት ተኽለ ትማሊ ጅግና ሎሚ ጂግና! ኣጆኪ እቲ ዝኣመንክዮ ኣምላኽ ካብ ኩሉ ይዓቢዩ'ሞ ከም'ቲ ዝተኣመንክዮ እሙንዩ 😊😊😊😊😊😊
@selamdebesay1163
@selamdebesay1163 Жыл бұрын
ኣሰይ ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ዝሓወይ 🙏🙏🙏
@micealmiki4053
@micealmiki4053 Жыл бұрын
እዛ ሰበይቲ ነቲ ዝነበረት እምነት ኦርቶዶክስ ከይፈለጠቶ እያ ወጺኣ፡ እግዚአብሔር ናብ ኦብኺ ይምለስኮ እምበር መገዲ ፈጺምኪ ተጋጊኺ ኢኺ ዘሎኺ፡ ንጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ገና ኣይተረድኣክን ዘሎ ካብ ኣዘራርባኺ ትፍለጢ፡ ብስምዒት ሕጂ ተረዲእኒ ጐይታ ተቐብለዮ ዝብል፡ ሰኣን ኣፍልጦ እዮም ዝጋገዩ ኢልክዮም ነቶም ዕድሚኦም ምሉእ ኣብ ገዳማትን ኣድባራትን ብራና ጽሒፎም መጽሓፍ ቅዱስ ዘረከቡና፡ ሕጂ ንስኺ ልዕሊ መምህር መምህር ኮይንኪ መጺኢኺ፡
@Asmeret-q1b
@Asmeret-q1b Жыл бұрын
ንሱ እዩ እቲ ጸገም ሓቀጃ እምነት ኣርቶዶክስ ከይ ፈለሱ እዩ እቲ ጸገም ሓቀጃ እምነት ኣርቶዶክስ ከይ ፈለቱ ከይ ሓተቱ ናብ ገጋ መንገዲ ይከዱ ንየማን ይምለሶም
@almazbokresion9842
@almazbokresion9842 Жыл бұрын
👏👏👏🤝♥️
@ማይተኸላ
@ማይተኸላ Жыл бұрын
​@@Asmeret-q1b ናይ ብሓቂ እቲ ዝገርመኒ ንዓይ እኮ ድንግል ማርያም ኣይተማልድን ኢያ እንዳ በሉስ ክጸልየልካ ኢየ ምባሎም ኢዩ
@hareguweldehiwet802
@hareguweldehiwet802 Жыл бұрын
ጎይታ የሱስ ዝተረፈ ሂወትኪ ይባርክ ርግአት ሐፍተይ እንቃእ ጎይታ ረድአኪ ሀሌሉያ ስሙ ይባረክ ነቲ ህያው አምላክና ከመይ ይጢዕ ም ዝአምላክና።❤❤ አጆኺ ጎይታ ሚሳኪ እዩ።
@senaitsetant748
@senaitsetant748 Жыл бұрын
ድሕሪ ሕጂ አይንአምንን ኢና including you ንብዓትኪ ናይ ተዋስኦ ምካኑ ገሊጽክልና የቀንየልና። መቸም ተዋስኦ እንድዩ ናብራኪ አየናይ እዩሓቂ ወይ ሓሶት ሃይማኖትኪ ዝጋላበጥውንጅር ውንጅር ርግአት ኢለኪ አለኩ። Miss Right! ንከሉ ሕቶታት መልስኪ አነ እየ ሓቀኛ አደይ ሓቀኛ🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮😳😳😳🤮🤮🤮👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@fishayemisghna5191
@fishayemisghna5191 Жыл бұрын
እዋይ ከማኺ ዕውቲ አደ የለን። ብኽሉ ጉዕዞ ሂወትኪ ዕውቲ፣ብተወሳኺ ከአ አደ ፍረሰላም።
@asmeri8401
@asmeri8401 Жыл бұрын
Mama Haptey with all respect u are on the right truck, and God is great m. It has nothing to do with ur life, so u are the best ever. You gave ur beautiful life for us and our country. Now she is with God, and don’t we all follow what we like and what makes us happy? The same thing , let our mother live her life and follow her heart. If we all can let’s help her if we don’t let’s zip . So Regatay im a catholic but following God, this is the best thing to do on this earth . God bless give u fully recovered and God bless our country Keep doing what you are doing and God will make u the happiest person
@anantsfu2567
@anantsfu2567 Жыл бұрын
big respect to the man interviewed street questions and he like street answers wow even she try to pass his question he reputed her again keep going 👌🏿
@helhel8960
@helhel8960 Жыл бұрын
Kedem language tsehifka keal street question zebhal yelen.kalay ka nesa netsuren tsefufen melsi eya melisa
@EyerusalemEstifanos-k1k
@EyerusalemEstifanos-k1k Жыл бұрын
Aksinkana gazietena!! Kexlo🙏 hzbna bzeyaflto ytefe alo
@estifanosredae1912
@estifanosredae1912 Жыл бұрын
I like the journalist keep the great work...
@tsegatekle3373
@tsegatekle3373 Жыл бұрын
Orthodox rewarding nzelalem tnber
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 Жыл бұрын
ክክክክክክክክክ እዋይ ቤንጠ ምባል ኣሕፎሩዋ ኣርምም
@EriLove01
@EriLove01 Жыл бұрын
I am so sorry you have to go through all of this , but I want you to know not everyone is the same . I am glad you exposed them . Even if freselam sick he is opposition I would help him nothing to do with the political view . This is unbelievable poor mama my heart is broken . You don’t deserve nothing all of this . Our people are idiots . God bless you I hope you recover soon my lively hero mum .
@fiyorijohannes7260
@fiyorijohannes7260 Жыл бұрын
Btami xbuq hudua hatatay eka egzabiher edmen tanan yhabka abi hawey kabzen nay haymanot zhatetkayo nuxur melsi ayrekebkun gna ab kulum ezom haymanot zqyru u ab mama rgat tray aykonen slezi etom xadqanat bmntay haymanotn gedlen kemzhalefus tfeltom do tkewun entethateley des mbeleni kabzom qeyratom zela haymanot ke alo do ykewun iyosus tray sle zbelu zxedequ ❤❤
@sisicookingandmore1899
@sisicookingandmore1899 Жыл бұрын
Nefu gazetega afatita tiraye
@sabahaile1763
@sabahaile1763 Жыл бұрын
Elllllllllllllllllll Asey Asey Ezi Orthodox mezmur kndey ytam ❤❤❤❤
@hermongebrehiwet9422
@hermongebrehiwet9422 Жыл бұрын
ጋዜጠኛ ኣቤል ብጣዕሚ ኣድኒቐካ ናይ ብሓቂ👏
@shewitmesfin9682
@shewitmesfin9682 Жыл бұрын
John 3 ትግ - ዮሃንስ 16: ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።
@tadhab3092
@tadhab3092 Жыл бұрын
God bless you Rgat and God bless Eritrea and the people of Eritrea 🇪🇷
@makdaaman1147
@makdaaman1147 Жыл бұрын
መጀመርታ ጋዜጠኛ ቡሱል ዋው ማማ ርግኣት ቡሱል ሓሳብን መስተዋዓልቲ ኣደ እምነት ናይ ግልካ ኢዩ መጀመርታ ንእማን ብድሕርኡ ትጥመቅ ከም ቃሉ ምንባር ኢዩ እምበር እምነት ኣይቀየረትን ነቲ ክርስቶስ ዝከደሉ መንገዲ ምንባር ኢዩ ክርስትና ንክርስቶስ ምምሳል ኢዩ ቀና ኣምላክ እንዳበለ ብዙሓት ጎይቶት ኣለውና ንዑዑ ጥራይ ይልመን ኩሉ ንገብሮ ብስሙ ክንገብሮ ከምዘለና ኢዩ ዝዛረብ ፈውስ ይኩን ኩሉ ብኡኡ ጥራይ ኢዩ ንኣምላኽ ምፍላጥን ኣምላኽ ምፍላጥን ፍልልይ ኣለዎ ኣደና ኣምላኽ ኢያ ብቀጥታ ትፈልጦ ዘላ ፍልልዩ ይረደኣና ጽሊ ቅንምታ ሓጥያት እንዳተባህለ ንምንታይ ብእምነታ ይጸልእዋ ንሳ ግን ምሕረት ይግበረሎም ኢላ ጸጋ ኣምልኽ እንተድህንካ ኣይትራገምን ኣይትጸልእን ኢካ
@micealmiki4053
@micealmiki4053 Жыл бұрын
እምነት ሓንቲ እያ፡ ንሳ ኸእ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ እያ፡ ካልእ ኩሉ ብስም ክርስቲያን ዘሎ ናይ ሓሶት መገዲ ናይ መናፍቃን ናይ ጥፍእት መገዲ እዪ፡ እግዚአብሔር ሓደ እዩ እታ ንደቂሰባት ዝሃባ መገዲ/እምነት/ ኸኣ ሓንቲ እያ፡ ንሳ ድማ ኦርቶዶክስ እያ፡
@newgenerationchanel9585
@newgenerationchanel9585 Жыл бұрын
ኣበይ ጽሑፍ ኢካ ኣንቢብካዮ
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 Жыл бұрын
ኣየ ዘይምፍላጥ! ኣምላኽ ልቦናኻ ይኽፈተልካ!
@fyoribereket6130
@fyoribereket6130 Жыл бұрын
​@@newgenerationchanel9585 kkkkkk komie elomo entay kgebr
@shalomnayyesus8636
@shalomnayyesus8636 Жыл бұрын
ኣበየናይ ምዕራፍ ከምዚ ዝብል ኣንቢብካ/ኣንቢብኪ፤ንኩሉ ተዓዘቦ ነቲ ሰናይ ከኣ ሰዓቦ። ምስትውዓል ይክፈተልካ ጎይታ
@MisYo91
@MisYo91 Жыл бұрын
Tewahdo emnet trah eya zela zibl alo diu ab mexhaf kudus?
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Жыл бұрын
ሓፍተይ! ኩሉ ነገርኪ ፈጺሙ ዘጠራጥር የብሉን። ከማኺ መወዳእታና የጸብቆ ጥራይ'የ ዝብል። ክብረት የሃበልና!
@kahasaykinfe-ui6dx
@kahasaykinfe-ui6dx Жыл бұрын
Proverbs 10 (ትግ) - ምሳሌ 7: መዘከርታ ጻድቕ ንበረኸት እዩ ስም ረሲኣን ግና ይምሽምሽ።
@zebibbrahnu6800
@zebibbrahnu6800 Жыл бұрын
Qal hiwet yesmalen hawey zemari melakit yesmalena
@ኤርትራዊኩቡርመንነት-ሐ9ጀ
@ኤርትራዊኩቡርመንነት-ሐ9ጀ Жыл бұрын
Kab Topo zhayele Gazeteja 100/100 hibeka aleku bkale thzto ktmexena nxbe
@sarayohanns5642
@sarayohanns5642 Жыл бұрын
ዋው ጎይታ እየሱስ ይባርኪ ❤❤
@henokabrham8782
@henokabrham8782 Жыл бұрын
ኣምበሣ ቃል ኣምላኽ የስማዓልና ኩቡር ኣዳላዊ መደብ ❤❤❤❤❤❤
@dawitmeharena87
@dawitmeharena87 Жыл бұрын
ጋዜጠኛ ኣቤል ብጣዕሚ ንፍዑ እንተ ርግኣትኖ ግን ምሳክስ ታሪክን ፍልምክን ጥራይ. እግዝኣብሄር ናብ ልብኪ ይምለስኪ
@Nebyat564
@Nebyat564 Жыл бұрын
Naka ember nab lbka ymelska
@mihrettewelde708
@mihrettewelde708 Жыл бұрын
HAYAL GAZETEGNA 👍
@robieltesfalem4000
@robieltesfalem4000 Жыл бұрын
ጋዜጠኛ ኣቢ ከይድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ብጣዕሚ ጎበዝ ጋዜጠኛ
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47
Mereb Estifanos interview
10:05
Tesfay Kidane
Рет қаралды 45 М.
New Eritrean Interview - Genet Alem
13:55
SLIMAT
Рет қаралды 47 М.
🛑ንቶፖ ዘጋጠሞ ዘሕዝን ኣጋጣሚ🛑
11:22
Awita ፍቅር
Рет қаралды 56 М.
У вас 2 зубочистки…
0:42
Сан Тан
Рет қаралды 2,5 МЛН
Cute - ai mới là người tham lam nhất đây 😝🤪😵‍💫😳
0:16
Nguyên Ngốc Nghếch
Рет қаралды 5 МЛН
Family Love #funny #sigma
0:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 3 МЛН
ЦВЕТЫ БЕЗ ПОВОДА ДЛЯ ЖЕНЫ😂
0:39
СЕМЬЯ СТАРОВОЙТОВЫХ 💖 Starovoitov.family
Рет қаралды 2,2 МЛН