ምስክር ቐረባ ቤተሰብ ኣቡነ እንጠንዮስ

  Рет қаралды 150,912

FaNus NetWork

FaNus NetWork

Күн бұрын

Пікірлер: 824
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 5 жыл бұрын
ብሩኻት ተኸታተልቲ ፋኑስ ኔትዎርክ፡ ስለ እቲ ኩሉ ኣራሚ ምኽርኹም ኣዝየ የመስግነኩም። ሃንጺ ነቀፈታትኩን፡ መኤርምታታትኩምን ከኣ ንምዕባለ ፈነወና ኣዚዩ ኣገዳሲ እዩ እሞ፡ ወትሩ ኣይፈለየና።
@efremberhane422
@efremberhane422 5 жыл бұрын
Yoel hawey, ab hbretesebna zelewu ahwatna, abalat xetita wey police, sean aflituuom bzuh inwet ygebru alewu ab hbretesebna. Slezi nioomn, nbetesobomn zikewn mikri pls tegediska gber, hadera. Kbret yhabelna ksab hji zgeberkalna agelglot nemesgineka ❤🇪🇷❤🇪🇷
@selamnkulna2906
@selamnkulna2906 5 жыл бұрын
እወ ጽቡቅ ኣለካ ዮኤል ሓወይ ብከመይን ፡ በየናይን ከም ዝጅምሮ ግን ሕርቢት ኢዩ ዝብለኒ ፡ ብንእስነተይ ን ብግርህነተይን ኩሉ ስለ ዝሓለፈ ንምንታይ ዕላማታት ከም ዝነበረ ሕጂ ኢዩ ተረዲእኒ ፡ ብዛዕባ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ተኮይኑ ግን ፡ ኣባላት 2ይ መደበር ፖሊስ ዝነበሩ ዝፈልጦም ስለ ዘለዉ ፡ ተቢዓም ምስክርነቶም ክህቡ ከዘራሪቦም ኢየ ፡ እንተዘይ ኮይኑ ግን ውልቃዊ ታሪክ ህይወተይ ከካፊለካ ይክእል ኢየ ፡ ኣብ ዝወሰንኩሉ ግዜ ብከመይ ክረክበካ ይክእል ግን ሓበርየታ ሃበኒ ።
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ 5 жыл бұрын
FaNus NetWork Thank u bro . I love u . U r very smart.
@selamer8657
@selamer8657 5 жыл бұрын
FaNus NetWork give your phone
@amani3937
@amani3937 5 жыл бұрын
ብኸመይ ክንረኽበካ ኑኤል ዓቢ ሰብ gmail ግበረለይ አም ቴሌፎን ክህበካ ኣብ ከናዳ አየ ዘለኹ ዘመድ ኣቦና እየ የቀኔለይ
@tabihabtemicael1940
@tabihabtemicael1940 5 жыл бұрын
Thank you sister for your honesty, you are beautiful, smart and intelligent. God bless!!!!
@Liya-lz9hp
@Liya-lz9hp 5 жыл бұрын
Wwwww ዮኤላ ወዲ ህዝቢ ኣሰይ ሳሌም ንፍዕቲ ጅግና ሓፍተይ ኣቦና መወጻእቲ ይፍጠረልኩም🙏🙏
@genetmehari8120
@genetmehari8120 5 жыл бұрын
Amilaki ybariki salim hafitey 🙏🙏🙏🙏🙏
@girmatelk8457
@girmatelk8457 5 жыл бұрын
ጋል እዝግሄር ኢኪ ክብርቲ ሐፍተይ ኣጅኪ ምስ ዕድሜኪ ዝይከይድ ቅንዕናን ስነ ልቦናን ሂብኪ ሐቀኛ ኢኪ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🌹❤
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 5 жыл бұрын
ንሕና ዘይንሰምዕ ኮይና እምበር ን ኣቦና ምስክር ኣየድልዮምን ባዕሎም ነጊሮሙና እዮም እቲ ሓቂ ኣቦና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢልና ንመስክር።
@AD-pi4dk
@AD-pi4dk 5 жыл бұрын
እንጀራ ዓለም ብላዕ እሱ'ዩ እቲ ሓቂ።
@AD-pi4dk
@AD-pi4dk 5 жыл бұрын
ተባዕ ተባርኪ ዝሓፍተይ ኣምላክ ሓቂ ኣዛሪቡኪ ከማኪ ይብዛሕ።
@wedisembel2951
@wedisembel2951 5 жыл бұрын
Yoel, keep up the good work. The more you conduct such interviews the more people will come out to conduct interviews. One of the reason they are doing interviews with you is , you are trusted. Just becarefull pfdj may plant a "witness " to destroy your show.
@helensemere4807
@helensemere4807 5 жыл бұрын
anta gnuf adgi meliska kia bezi tetewika mesika
@helensemere4807
@helensemere4807 5 жыл бұрын
Seraki hade maeilti ab nay agame medeb reika nere nisika agame ika
@Michael-dz5oi
@Michael-dz5oi 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ከማኺ የብዝሓልና ነዚ ምስክር ዝኮንኪ ተስፋ ይገብር ካልኣኦት ውን ምስክርነት ክህባሉ ካብ ሓውኺ ማይክል
@tesfalemhabtetesfalemhabte1266
@tesfalemhabtetesfalemhabte1266 5 жыл бұрын
Nay b haki habtey natey ani lubona na yikftelna ftari
@xegayxegay8683
@xegayxegay8683 5 жыл бұрын
jigna zhaftey kbret yhabeley
@teklomgebray336
@teklomgebray336 5 жыл бұрын
ኢዮርሳሌም ሓብተይ፡ዋዕሮ ሓቀኛ ምስክር! ንኣቦና ፍትሒ፡ንጨኳኒ ፍርዲ!
@መገዲቀራንዮናይምሕረትጎደ
@መገዲቀራንዮናይምሕረትጎደ 5 жыл бұрын
Well Come saliem ሓፍትና፡ደንጉኺ እኳ ሳሌም ሓፍትና፡ዩኤል ከኣ ናይ ብሓቂ ነመስግን።
@aminearaya6682
@aminearaya6682 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ በላሕ ሰብ ኢኺ። ኣጆኺ ኣቦና ስዒሮም'ዮም ድምጾም ተዓፊኑ ኣይተረፈን።
@wedihailewedihaile7809
@wedihailewedihaile7809 5 жыл бұрын
ቀሺ ፍራሓት ህግደፍ እበር ፈራሓት ኣምላኽ የቡሉን ፍራሓት ህግደፍ ስለ ዘለዎም ካኣ ኣሕሊፎም ሂበሞም ንኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ
@fisummesfun1795
@fisummesfun1795 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ዝሓፍተይ ኣጆኪ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን:: ዩኤል ሓውና ከኣ ኣጆካ ቀጽሎ::
@afyydhjy9842
@afyydhjy9842 5 жыл бұрын
ክብርቲ ሓፍተይ ኢዚ ዝበልክዮ ነገራት ቡዙሕ ገጋ ሓበርታ ኣሎዎ ልብሶም መጀመርያ እዮም ትሓዲጎም ክዳን ክተምጽእሉ ትክእሊ ኢኪ ዳሓር ድማ ማንም ሓላፊ መጺኡ ኣራክቡዎ ዝብል የለን ኩሎም እዮም ዝፈርሑ ከይሕተቱ
@yemanegebresus8848
@yemanegebresus8848 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ልቢ ዝቕስቅስ ቃለ መሕተት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛሕፍተይ
@mariozeru8428
@mariozeru8428 5 жыл бұрын
ዩኤል ሰላም ንዓካ ሰላምታ ኣብ ዘለዎ ፣ኣብ ግዕዞይ ብዙሕ ዘጋጠመኒ እየ እሞ እዛ ሓፍትና ዝተዛረቦቶ ቃል ጥር ዘይብል ነጥቢ ልበይ ተንኪፋትኒ ምስ ሙሉእ ፍልጠታን ኣብ ሉዑል እዚኣቢሄር ትንበር ። ሰብ ክነብር ሃይማነቱ የድልዮ ቤት ክርስቲያ ክትነብር ቀሺ የድልዮ ይብሃል። ኣነ ግን ነዚኣ ዝደለየቶ ጊፍቲ ክህባ ቴሌፎና ስደደለይ ካብ እስራኤል ማርዮ ዘርኡ
@ፈቓርኩን
@ፈቓርኩን 5 жыл бұрын
ተባዕ ኤርትራዊት ብታዕሚ ኣገዳሲ ሓበሬታ ዝሃብክና፡ፋኑስ ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ፡ኖቦና ክኣ መዋጽኦ ይፍጠረሎም።
@yordanoshaile2348
@yordanoshaile2348 5 жыл бұрын
ዋኣሮ ጅግና እቲ ዝገበርክዮ ቃለመጠይቅ ባሓቒ ባኣልቲ ልቦና ምዃንኪ ዘመስክር እዩ ዩኤል ሓዉና ሕዝብና ዝደልዮ ካብ ሓቒ ተመርኩሲካ ተቕርቦ ኹሉ ብጣኣሚ ነመስግን 😗😗😗
@aloniabo7466
@aloniabo7466 5 жыл бұрын
ብሓቂ ኣምላኽ ይባርኽኪ ከማኺ ዓይነት ኒፍዕቲ ይብዛሓ ኣሰይይይይ ከመይ ዲየ ሕጉስ ኢለ።ንኻልኣይ ጊዜ ክርአየኪ ተስፋ ይገብር ።ዩኤለይ ኣምበሳ ሓወይ።
@tirhasweldu1337
@tirhasweldu1337 5 жыл бұрын
ነጸላ ተኸዲና ቤተክርስትያን ስለ ዝኸድና ካብ ኤውሮጳውያን ንላዕሊ ሃይሞኖታውያን ይመስለና የግዳስ ኤውሮጳውያን ንሳዕሪ ውን መሰል ይሕልው ኣሽንዃይ ንሰብ ፡መራሕቲ ሃይማኖት ሃገርና ምስ መላኺ ምስ ወገኑ ፋሕፋሕ ኣቲና ንዝርድኦ ሓያል መልእኽቲ ኢዪ እር ይባርኽኩም።
@kokobnatu2922
@kokobnatu2922 5 жыл бұрын
Habtey natey zebenki yebarkelki edmen tenan yehabki
@gualasmara7770
@gualasmara7770 5 жыл бұрын
Thanks again!!! For your time and your honesty and you so Hustler ,
@wediama6965
@wediama6965 5 жыл бұрын
ንፍዕቲ ክብርቲ ሓብትና ድሓን ኣቦና ገድሎም እዮም ድፍጽሙ ደለዉ ፡ካብዚ ርኩስ ዓለም እንታይ ክንጽበ።ናይዚ ጉሓፍ ተወልደ ስ ግደይዮ ድኣ ድሓን ንግዜ ጥራይ
@alaiai3236
@alaiai3236 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኪ ኣምላክ ዕድመ ይሃብኪ ኣጆኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና።
@mhreabfisshaye4938
@mhreabfisshaye4938 5 жыл бұрын
እሾክ ብበልሓ ትፍጠር ዝብሃል!!!!!!!! ሓቂ ትብዓት ትውንኒ ሓቀና መስካሪት እዚ ኩሉ ዝገበርክዮ ጻማኪ ብዙሕ ዩ ሞ ኣጆኪ በርትዒ ዝሓፍተይ ።♥☜ ነቦና ከኣ መዋጽእቲ ይስርዓሎም!!!!!!!!
@binimela
@binimela 5 жыл бұрын
ነዚ ሰሚካ ተስፋ ትገብር. 🙏 Thx so much Yoel hawena ❤ Salem haftena thank you for sharing this with us. ☝️❤ God Bless us all !!
@divoramengisteab8675
@divoramengisteab8675 5 жыл бұрын
ኣቦና ብህግደፍ ምእሳርም ንፈልጥ ሓፍትና ኣምላኽ ይባርኸኪ ኩሉ ክሓልፍ ኢዩ ኣጆኹም ደቂ ኤርትራ
@samuelberih1723
@samuelberih1723 5 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ዩኤል ሓወይ:: ኣምላኽ በረኸት ኣቦና የካፍለና::
@zereelyas4501
@zereelyas4501 5 жыл бұрын
You Lady you are The best ,and the Hero womman of Eritrea People i belive so god blees you. I like you. 👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🌷🌷🌷🌷🌷🌷
@robrahk1432
@robrahk1432 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ በላሕን ንፍዕትን።!!!!ዩኤል ድማ ኣጆኻ በርትዕ።
@titihabte7160
@titihabte7160 5 жыл бұрын
I couldn't stop crying . May the Almighty God be with our Father Patriarch Abune Antonios thank you sister for sharing this painful story This is really Embarrassing for the Government of Eritrea really shame May the blessing of our father Abune Antonios be with us Thank you Joel God bless you
@berekettesfagebrielmeasho3691
@berekettesfagebrielmeasho3691 5 жыл бұрын
ኩቡር ሓው እዩኤል ክብሪ ኡሃብካ ስለቲ እትገብሮ ዘለኻ ነዚ ጠፊኡ ዘሎ ወሎዶ መሰልን ሕቕታትን ከተፍልጦ እትጽዕሮ።ቀጽሎ ሕፍትና ድማ ደንጊኺ ብዝኾነ ሕጂ እውን ጽቡቕ ኣገላልጻ ስለ ዞም ቅዱስ ኣቦን ስለ ፍትሒ ህዝብን ሓደ መዓልቲ እግዚኣብሄር ክበጽሓና እዩ ሞ ክልና መንገዲ ሓቂ ንሓዝ።ጽቡቕ ስራሕ እዩኤል ቀጽሎ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን።
@mazafesaha3309
@mazafesaha3309 5 жыл бұрын
ዘበንኪ ይባረክ እዛሐፍተይ ለባም ከማኪ ይብዝሐ
@simonsemere9926
@simonsemere9926 5 жыл бұрын
ዋይ ውርደት ናይዛ ሃገር፡ ወዲ 90 ዓመት ኣሲርካስ ጅግንነት መስጣ ዚኦም ከቢድ ዋጋ ክከፍሉዮም።
@dahlakshumdehan1530
@dahlakshumdehan1530 5 жыл бұрын
Masha ALLAH nay haqi libi zitienkief agelalixa. Kiendzi mies zitebedele dew slezibelki Rebi ab zikedkyo yehalwki.
@nitshitiogbazion3388
@nitshitiogbazion3388 5 жыл бұрын
እንታይ ሕሱም እዋን ኢና ብጺሕና ብዘይመጠን ዘሕዝን ኢዪ (ኢንታኻስ ካብ እንዳኻ ) ብደቂ ዓዶም ምኻኑ ብዝበለጸ የጉህየካ መርገም እዬም ናብ ነብሶም ዘምጽኡ ዘሎው እምበር ነ ቦናስ መጽደቂኦም እዬ :: ስብ ርጉም ደኣ ናይ ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ክዳን ክቅንጥጥ ዘይሓፈረዶ ንሰብ ከምኡ ክገድፍ :- ደቂ ኤረይ ምዓረይ ብጾምን ጸሎትን ስለ ዓድናን ህዝብናን ንጸሊ ኣምላኽና ክምለሰና::
@bestofbeasts5757
@bestofbeasts5757 5 жыл бұрын
ክቡር ሓውና አዚ ካብዚ ዝርከብ ኣታዊ ን ኣቦና እንተ ትሰደሎም በረከት ምረከብካ ። ኣምላክ ይደግፍካ ኩሉ ጽቡቅ ትገብሮ ዘለካ።
@ንፍቅሪእየዝነብር
@ንፍቅሪእየዝነብር 5 жыл бұрын
ዪኤል ሓወይ ኣቦ ዉጽዓት እግዝኣቢሄር ኣምላክ ይባርክካ
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 5 жыл бұрын
Yoel haway anbasa god bless you with everything, I'm proud of you. Ajoka 💪🏽
@yordaethan652
@yordaethan652 5 жыл бұрын
Saliem beautiful soul. Thank you Fanus Network. Keep the good work
@atakltikibreab2194
@atakltikibreab2194 5 жыл бұрын
ሓቃ እንድያ ድኣ እዛ ሃገር ቁልቁል ኣፋ ክትድፋእ መርገም ናይዞም ኣቦ ጥራይ እኳ ስድሪ ዘይሰዳ
@tommychakour3079
@tommychakour3079 5 жыл бұрын
ነቦና መዋጽኦ ይፍጠረሎም ንዓኻትኩም ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዩኤል ካኣ ናይ ባሓቂ ኣጆኻ ኣብ ጎድንኻ ኣለና
@Temesgen876
@Temesgen876 5 жыл бұрын
Hayet amlak tmnitki yhabki nusrat ahwatnan abotatnan kea mewaxio yfterelom
@mihrettsegay2921
@mihrettsegay2921 5 жыл бұрын
I Monaco.n.n.madame.n..goodbye.e.once
@tesfitmelake6420
@tesfitmelake6420 5 жыл бұрын
*ዩኤል ሓውና ሰላምካ የብዝሓዮ። ፈጣሪ ክንዲ ጻዕርኻ ጸግኡ የብዝሓልካ።* *ሓንቲ ክላበወካ ዝደለኹ ኣብዚ ሰናይ ተበግሶኻ ቃል ምስክርነት ናይ ኣቦና ኣንጠንዮስ፡ እዞም ሰብ ሕልና ንማዕተቦም ዝምስክሩ ዘለዉ ቀሊል ዝመስል ግን ድማ ኣብቶም ነዚ ናይ ምርኻብ ዕድል ዝፈጥሩሎም ዝነበሩን ዘለዉን ንህላውነቶምን ድሕነቶምን ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ዝኸውን ዘሎ ይስምዓኒ። ስም ከይ ገለጽካ እዩ ዝብል ኣተሓሳስባ ጥራይ ክህልወና ኣይግባእን። ምኽንያቱ ገባር ክፉእ መዛግቡ ገናጺሉ ተረኛታቱን ሰራሕተኛታቱን ፈሊጡ ኣብ ሓደጋ ከእትዎምን ፍረ ሰናይ ተግባሮም ድማ ማሕዩር ከስዕበሎም ከምዝኽእል ኣብ ግምት ከነእቱ ተስፋ ይገብር። ኣይትሓስብዎን ማለተይ ዘይኮነ ክዓግብ ክጽሕፍ ስለዘለኒ እዩ ምስናይ ይቕሬታኡ። ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ስራሕካ ድማ ይምነየልካ።*
@robeltesfamariam8599
@robeltesfamariam8599 5 жыл бұрын
She is a smart lady really kemaki ybzha ajoki jigna eki Tewelde gazetena aykonen hasawi ember
@samsonyitbarek4183
@samsonyitbarek4183 5 жыл бұрын
Tewelde is mendelhaki , and he will pay a price.
@tsegieredafesshaie9031
@tsegieredafesshaie9031 5 жыл бұрын
Yes he's! He's the only and perfect person to interview the corrupted religious leaders......so shame
@adiam7060
@adiam7060 5 жыл бұрын
Thank You for speaking The truth...👏🏾 egziabiher ybarki.. braemi smart eki.. Yoel hawna azyu zmsgen Srah eka tserih zeleka..Thank You🙌🏾
@filmonsamuel3621
@filmonsamuel3621 5 жыл бұрын
Egzabeher xegeu yebezehalkum Nebona dema mewaso yefterelom Yole hawey Egzabeher yekeberalen ❤🙏🏾❤🙏🏾❤🙏🏾
@niceyesorno8699
@niceyesorno8699 5 жыл бұрын
ዩኤል ጅግና ኩሉ ትገብሮ ስራሕ ርጡቡን ሓቀኛን ኢዩ'ሞ ኣጆኻ፡ ናይ ብሓቂ በላሕ ሰብ ኢኺ ተወልደ ጋዜጠኛ ዘይኮነ ልኡኽ ኢሰይያስ ለኽባጥ ትግራዋይ ኢዩ ብትኽክል ፈሊጥክዮ ኣለኺ።
@filitik9335
@filitik9335 5 жыл бұрын
Bejaka azi tgraway tbel tigrina gdefo nay eseyas sherhi eyu.
@niceyesorno8699
@niceyesorno8699 5 жыл бұрын
@@filitik9335 ትግራዋይ ምባል ስም ሰብ ዶ ኣይኮነን ጸርፊ ኣይኮነን፡ ተወልደ ዳኣ ኤርትራዊ ክትብሎ ደሊኻ?
@MsBories
@MsBories 5 жыл бұрын
Powerful! The truth is always comes like day light. Thank you so much Yoel
@natey_official
@natey_official 5 жыл бұрын
UEl hayaln belih Eritrawi eka i admire you . Let the truths delight our society ❤🇪🇷
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 5 жыл бұрын
ክብረይ ይሃበልይ መርሃዊት ሓፍተይ፡ ኣዚይው የመስግነኪ። ኣጆኹም ኣጆና። I appreciate your support and encouragement.
@nigsamebrahtom9569
@nigsamebrahtom9569 5 жыл бұрын
ህዝብና ዘይሰምዕ ከይኑ እምበር ቀሺ ማርቆስ ቀደም ደኺምሙሉ ኣምላኽ ዓስቦም ይሃቦም ንስኻ ድማ ኣጆኻ ኣምላኽ ይሓግዝካ
@Tuumzghitesfalem
@Tuumzghitesfalem 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኪኖቲ ምስክርነትኪ ፡መንፈሳዊ ትብዓትኪ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኪ ፡ዩኢል ሓውና ካኣ እትገብሮ ዘለኻ ሞያዊ ሓላፍነት ይበል ስራሕ ክብሪ ይሰማዕካ።
@russomrezene9567
@russomrezene9567 5 жыл бұрын
እሾኽ ብበልሓ ትፍጠር ክባሃል ሲ ከምዛ ጅግና ሓፍትና ማሌት እዩ ኣምላኽ ጸገኡ የብዛሓልኪ
@gheribibi1369
@gheribibi1369 5 жыл бұрын
2ይ ቃለመጠየቕ እንተትገብረላ ዮኤላ ብዙሕ ምተማሃርና Bitte
@keshiafewerki
@keshiafewerki 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፍዕቲ መንእሰይ:ከምዚ ናትኪ ተባዓት ኣዋልድ የብዝኃላ ተዋሕዶና‼️ካብ ተሸፋፊንካ ምኻድ::
@rahwaderdar6304
@rahwaderdar6304 5 жыл бұрын
Brilliant girl.proud of u sis.
@ተስፋጽባሕ-T
@ተስፋጽባሕ-T 5 жыл бұрын
ነቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣምላኽ፣ እምበር እዚዶ ምስክር መድለዮ።
@semereberhe8743
@semereberhe8743 5 жыл бұрын
ንፍዕቲ ሐፍትና ስለ ቲ ሕልናኽን ልቦናኽን ምስጋና ይግባኣኪ፣ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@ሽግርዩ
@ሽግርዩ 5 жыл бұрын
ዩኤል ዩኤል ናይ ብሓቂ ጅግና ጅግና ትበልዖ እንጀራ ኣለካ ተብዓታይ መንእሰይ ፡ብኣካ ልበይ ሕጉስ ዩ ።
@weditesfay5985
@weditesfay5985 5 жыл бұрын
አቡነ እንጥንዮስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አምላክ አይትናወጽን ያ ተዋህዶ ኣምላኽ ምሶም ይኹን።
@ድንግልኣደጎይታይ
@ድንግልኣደጎይታይ 5 жыл бұрын
ነቦና መዋጽኦ ይፍጠረሎም!! ንዓኺ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ጸጋን ይሃብኪ!"
@freedompeace3359
@freedompeace3359 5 жыл бұрын
ዬኤል thank you🙏🙏🙏🙏🙏 እየሩሳሌም ሐቀኛ ኤርትራዊት🙏🙏🙏🙏🙏🌷🌷🌷🌷🌷👏👏👏👏👏የክብረኪ የመስግነኪ ተባዕ ሐፍትና ኤርትራዊት👍 ንአቦና ከምዚ ጌርኪ ምስክርነቲኪ ምህባኪ😭 ብሽም አቦና እንደገና የመስግነኪ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏አብ ሒወቲኪ ምስ ሙሉእ ጥዕናኪ ሰላም ሐጎስ ቅሳነት ይምንየልኪ 🌷🌷🌷🌷🌷አቦና ከአ አምላክ መዎጽኦ ይፍጠረሎም🙏🙏🙏🙏🙏 አብአምላክ ዘለዎም ፍሉይ ስለዝኮነ አምላክ አሎ 🙏🙏🙏🙏🙏 እየሩሳሌም ኩሉ ዝበልክዬ🌷 ሐቀኛ ኤርትራዊይት እንዳበልኩኪ እየ ሰሚዐዬ👏👏👏👏👏ንአቦና ዝገበርክዬ ብሽም ሐቀኛታት ኤርትራውያን የመስግነኪ🙏🙏🙏🙏🙏ነቲኦም ዝጠለሙና ምስ ነብሶም ዝተባአሱ እዬም! ጽቡቅ ንዝገበሩ🌷 ናይ አቦና ጸሎት ከምዘይፍለዬም ፍሉጥ እዩ🙏🙏🙏🙏🙏 አምላክ ንሙሉአት ኤርትራውያን ሐልወና⛪⛪⛪⛪⛪
@asternegusse9904
@asternegusse9904 5 жыл бұрын
Very smart girl keep going and God bless you all
@עמאןקבלו
@עמאןקבלו 5 жыл бұрын
Don't worry my sister, everyone will receive his punishment tomorrow
@ፍቅሪህያብፈጣሪ
@ፍቅሪህያብፈጣሪ 5 жыл бұрын
Thanks Sweet Girl I'm glad of you.
@zareghere2606
@zareghere2606 5 жыл бұрын
ሰሌም ሓፍተይ ናይ ባሓቂ ጽቡቕ ኣገላልጻ ።ሽያብ ኣይትጸውዕ ለባም ጸውዕ ከም ዝባሃል ናይ ባሓቂ ለባም እግዚኣብሄር ልቦና ኣሕዲሩልኪ ኣጆኺ
@Jasmin-sl6kr
@Jasmin-sl6kr 5 жыл бұрын
ስላም ሐፍተይ ልብና ዝትንክፍ ዛንታ ነጊርክና ዘሐዝን እዩ ዩኤል ሐወይ አጆካ ቐጽለልና አምላክ ይምሐረና
@hagoszeray1457
@hagoszeray1457 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ ዩኤል ሓወይ ፡ ሓፍትና ውን ጹቡቅ መልክቲ ኢኪ የሕሊፍኪ ፡
@almazweldu3914
@almazweldu3914 5 жыл бұрын
አነ ዉሕስነት ናቶም ክኽውን ነቶም አብኡ ዘለዉ ሰባት ተጠንቀቅሎም ዋላ ዋርዲያ አለይቶም ሰለዚ ተጠንቀቁ ሽም ምርቆሕ ካልእን አይጹቡቁን እዩ ምጥንቃቅ
@girmay0547
@girmay0547 5 жыл бұрын
ዩኤል ሓወይ ንፏዕ ከምዚኦም ዝበሉ ኩሉጊዘ ከተቅርበልና ይላበወካ ምክንያቱ ንበዓል ኣቦና መቓርዮስ ተዛሪቦም ኣይስምዕዎሙን በክዮም ኣቦና ግን ንሪኦ ኣለና ናይ ኣቦታትና ዘይምስማዕ ነቦና እንጤኖስ ኣምላክ የሓልወልና ኦጎይታ ንህዝብካ ናይ ንስሓ ዕድመ ሃበና እሜን።
@tsehaytsehay3079
@tsehaytsehay3079 5 жыл бұрын
Haftey natey egzabher amlak bereketu yebzhalki
@ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቆሓይ
@ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቆሓይ 5 жыл бұрын
ክብርት ሓፍትና ስለ ሓቂ ምዝራብክ ክብረት ይሃበልና ዩኤል ሓወይ ከኣ ኣጀኻ በርትዕ ዝሓወይ ጸጎኡ የብዛሓልካ ጸሎት ኣቦና ኣብነጤኖ ኣይፋለየካ
@YYG023
@YYG023 5 жыл бұрын
Wowww behaki Semaeti eyom Abona. Eti Tsolotom nhagerna Eritrea debes yigberela. Behaki Tsadik seb bEmnet silezinrbr nay siga Sikiat kelil eyu. Ente Salemn Yoeln gin xubuk Sirah serihkum. Thank you, Salem and Yoel.
@akilesweet6109
@akilesweet6109 5 жыл бұрын
ነቦና እቲ ልዑል ፈጣሪ ሓይሊ ይሃቦም እዛ ለባም ሰብ ግን ናይ ጽባሕ ተስፋ ዘለዋ ሄዋን እያ እሞ ኣብርቲዓ እንተ ሰሪሓን እንተ ተተባቢዓን በቲ ዘለዋ ብልሕን ክእለትን ካብቲ ዘለውዎ ቦታ ንክተውጾኦም ከም ትኽእልን ትሰርሕ ጥርጥር የብለይን ኣነ።
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 5 жыл бұрын
ዩኤል የመስግነካን የድንቀካን ነዛ ንፍዕትን ሓቀኛ ቆልዓ ምዕዳምካ ዱስ ከኣ ኢሉና ዘረባኣ ኣነ ዝብላ ጾሎት ኣቦና አንጦንዮስ ይብጻሓያ ኣጆኺ ዝኾነ ሓገዝ ምስትዱልዪ ኣብጎንኺ ኣለና ኣንቲ ቅንዕቲ ደላይት ፍትሒ እዝግኣቢሄር ዘመንኪ ይባርኽ። 🙏🏽
@tekliasmellash3289
@tekliasmellash3289 5 жыл бұрын
ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍቲ ጽቡቕ ዘረባ ዮኤላ ሃውና ኸኣ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሰላም ይስዓብካ ንኣቦና ኸኣ ጥዕና ይስዓቦም።
@ariamemun9576
@ariamemun9576 5 жыл бұрын
ሰላም ክብርቲ ሓፍቲ ንፍዕቲ : ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዩኤል ሓውና የቀነልና ❤️🏆❤️
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ! እየሩሳሌም እግዚአብሔር ይባርኪ ንቅዱስ ፓትርያርክ አቦና አንጠንዮስን ንቅዱስ አቦና መቃርዮስን መድሃኒአለም ክርስቶስ ይሓልዎም .
@abrahamzerezghi5383
@abrahamzerezghi5383 5 жыл бұрын
ብዓዋሉ ካህናት ንምራሕ ኣሎና የኣኸ።
@Tsegai
@Tsegai 5 жыл бұрын
Ygermeka kubur haw. Bflay gangster General Lukas
@salinaeri7468
@salinaeri7468 5 жыл бұрын
ጽላል ኤርትራ 😂😂😂😂😂
@edengebremikle6258
@edengebremikle6258 5 жыл бұрын
ጽላል ኤርትራ kkkkkkkkkkkk u r right
@mosstekle9935
@mosstekle9935 5 жыл бұрын
ንሕና ንሱ ክዳን ተከዲኖም ኣብ በተከርስትያን ይዳክሉ እዞም ዓዋሉ
@freedompeace3359
@freedompeace3359 5 жыл бұрын
መስመር ዘይብሎም! ዘይቦትኦም አትዬም! ካብዚኦም ድሙ ከልቢ ይሐይሽ!
@tecleghebreslasie7782
@tecleghebreslasie7782 5 жыл бұрын
ኣቦና ኣቡነ ኣብጦንዮስ ብጹአ አዮም ንናይ ዳብሎስ ፈተነ ብጽንዓት ሲዕሮም አዮም ምንቲ አምነቶምን ህዝቦምን ድማ ብጃ ዝሓለፉ ኣቦ አዮም ።
@maekelegebrehiwet9538
@maekelegebrehiwet9538 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።ተባዕ ከማኺ የብዝሓየን ብርኽቲ ሳሌም ሓፍተይ።
@shuruqshams2247
@shuruqshams2247 5 жыл бұрын
Listening to this gives heartache. It’s so depressing.
@hazekaasmera1414
@hazekaasmera1414 5 жыл бұрын
Good job girl. Mara zimsit interview eiyu. I want to know if Tewelde Eritrean or Ethiopia?
@zetamful
@zetamful 5 жыл бұрын
Yoel, Bekri,Zaki, Ema, J. stude,,,(Josief) my big credit ,,, For you guys
@asterweldab5565
@asterweldab5565 5 жыл бұрын
Admen teanan yehabki fetari
@zetamful
@zetamful 5 жыл бұрын
@@asterweldab5565 amen you too
@efremkiros373
@efremkiros373 5 жыл бұрын
@@zetamful ayoka qexlo
@ወዲዓድኻላ
@ወዲዓድኻላ 5 жыл бұрын
ሓፍትና ስለቲ ምስክርነትኪ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዛሓልኪ ብምቅጻል እዚ ኩሉ ዝጥመቅ ዘሎ ዳርጋ ማይ ከምዝተሓጽበ እዩ ኢልኪ ዓቢ ጌጋ ኣቦና ውግዘት ኣብ ልዕሊ ኣቦታት ጌሮም ይኾኑ ንቤተክርስትያን ግን ክውግዙዋ ኣይክእሉን እዮም ።ስለዚ ውልዱነት ጥምቀት ኣብ በተክርስትያን ካብ ኣብራኽ ስላሴ እንውለደሉ እዩ።
@solomonaster
@solomonaster 5 жыл бұрын
Nifieti haftey. Tsibuq zereba tezaribki biriktey. BiTami yemesgineki. Thank you Yoel for interviewing Salem. As she said we need to pray harder for the end of this miserable era in our Country. God bless you both.
@amanuel4062
@amanuel4062 5 жыл бұрын
Bereket yebehalki zhaftey Yuel hawey naybehaki nufue Amlak yebarika Amlak miknyat geruka af Eritrean Eka Well done tebarek
@kibromtesfay1324
@kibromtesfay1324 5 жыл бұрын
ሓየት ዋዕሮ ከማኪ ዝበላ የብዝሓየን ህያበይ ተባረኪ ንበረከት ኩኒ።
@MsBories
@MsBories 5 жыл бұрын
"ጋዜጠኛ ማለት መድሃኒት ማለት ኢዩ ኣብዚ ጊዜ ንኤርትራውያን" ቃል ክብርቲ ሓፍትና ሳሌም በረኸት። ልቦና ዘለዎ ዘረባ ካብ መንእሰይ ሓፍቲ
@selamasfaha4274
@selamasfaha4274 5 жыл бұрын
Wow she's very brilliant and very good testimony
@ادريسمحمد-ك6د
@ادريسمحمد-ك6د 5 жыл бұрын
ኑጹህ መንፈስን ለዋህ ልብን ዝተዓደለት ምርጽቲ ናይ ሙሩጻት ክብርቲ ሓፍተይ ።ሓቀኛ ምስክርነትኪ ብፈጣሪ ዝተዓደልኪ ብርኽትን ተባዕን ዉህብትን ኢኺ'ሞ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ጸጋ ፈጣርን ንዓኺ ይኹን ። ከለኺ ክብርን ሕልናዊ ቅሳነትን ። ምስ ሞትኪ ጽድቃንን።።ገነትን ። ክትዕደሊ ንልዑል ጎይታ ይጽልይ !!!
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 5 жыл бұрын
ክቡር ሀውና.....ድምፂ ድምፂ ናይ ውፁእ ህዝብና ዮኤል ሀውና ነዊህ እድሜ ይምንየልካ። ክብርቲ ሀፍትና አምላክ ነዊህ እድሜ ይሀብኪ። ን አቦና ከአ መዋፅኦ ይፍጠረሎም። ከምኡ ውን ንኩሎም ኤርትራውያን መዋፅኦ ይፍጠረሎም።
@عبدوادم-ك3ك
@عبدوادم-ك3ك 5 жыл бұрын
ምስቲ ዕድመኺ ዘይመጣጠን ቢልሒ ኣለኺ ሞ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ።
@andomyakob8645
@andomyakob8645 5 жыл бұрын
እዚ ነቦና ጽቡቅ ነገር ኢዩ ምክንያቱ እቲ ሓቀኛ ክርስትንያዊ ክፍተን ዘለዎ ፈተን ኢዮም ዘለውዎ በረከት እዝጋኣብሀር ምሳቶም ይኩን ንፍዕቲ ሓፍትና
@nahomrelaxation2673
@nahomrelaxation2673 5 жыл бұрын
Thanks yuel hawna kemzi gerka seb nab media mmxaeka
@ሰናይትባርባ
@ሰናይትባርባ 5 жыл бұрын
ዪኤል ሓወይ ከም ወትሩ ጽቡቅ መደብ ሓፍትና ሳሌም ከኣ ስለ ኩሉ ዝሃብክና መብርሂ የመስግነኪ
@sabatesfay1801
@sabatesfay1801 5 жыл бұрын
God bless you Bro , also thank you selu sister for you sharing us about Abona, God bless Abona and you too💞💘💎
@rutamr3579
@rutamr3579 5 жыл бұрын
Atum sebat lomus seb rekbna kab fetari zitelaket Hakeya haboya ruhrti mkrti bslti aziki bltsti haftna kemaki 1000 waltam kunlna fetari hiwetko ybark yehbikna moral asnikna af wtsaat konki megletsi kalat hatsirna Thanks our hero sister
@abdunesredin9946
@abdunesredin9946 5 жыл бұрын
ኣኺሉና ድዩ ከምዚ እንዳበልና ክንነብር፡ ንምንታይ ንሕና ሐደ ንኹልና ዝጥርንፍ ጽላል ጌርና ብሐባር ንቃለሰሉ መንገዲ ንፍጠር፡
@sabasimon4736
@sabasimon4736 4 жыл бұрын
እዝግአብሄር ይባርኽኪ ብርኽቲ ሐፍተይ ነቦና ድማ አምላክ አዋጸኦ ይፍጠረሎም
@helensemere4601
@helensemere4601 5 жыл бұрын
እዋይ ዩኤል ሓወይ ጅግና ኢካ ነታ ሓቂ ፍሒርካ ፍሒቲርካ ኣዋጺእካያ ። ናይ ብሓቂ ተገዳሲ ሰብ ኢካ
@tsegezeabhbtzghi8204
@tsegezeabhbtzghi8204 5 жыл бұрын
selam yuaela and salem haftna entezeytegagye eti nebona lbsom zkentete kahn keshi Gebretatiwos eyu shmu
@meharikfle4087
@meharikfle4087 5 жыл бұрын
ውግዘት ፣ማዕረ ክንደይ ርዝነት ከምዘለዎ እትርዳእ ናይበሓቂ ፣ኣምላኽ ይባርኪ
@awetfehera3231
@awetfehera3231 5 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏 xelot giberu bejakum
@amani3937
@amani3937 5 жыл бұрын
ሰላም ኑኤል please email yesdlka alku emo hi balni eza eye email naty persidaama@gmail.com
@fekrenegasi64
@fekrenegasi64 5 жыл бұрын
appreciate yuail hawey zegrm ngere amlak kwgnom eu maltom akla ya higdef
@abrehamish
@abrehamish 5 жыл бұрын
Thank you for coming to tell the truth. May God bless you
ሚስጥሩ ታወቀ የወለደችው ለራሱ ለጓደኛው ነው @awtar_media
28:05
Awtar Media አውታር ሚዲያ
Рет қаралды 872