'ምስክርነት' ኣገ/ ሃይገት ሃይለማርያም

  Рет қаралды 9,146

diav m media ፍቑር ኢየሱስ

diav m media ፍቑር ኢየሱስ

Күн бұрын

ኣብዚ መኣዲ Subscribe ብምግባር ስድራ ዘይኮንኩም፣ ንዕቤት ሓጋዚ ስለዝኮነ ስድራ ንኩን።
''ኣቱም ንኣምላኽ እትፈርሁ ዅሉኹም፣ ንዑ፣ ንነፍሰይ ዝገበረላ ኸዘንትወልኩምሲ፣ ስምዑ።
ብአፈይ ናብኡ ኣእዌኹ፣ ምስጋናውን ኣብ ትሕቲ መልሐሰይ ነበረ።''
(መዝ 66,16-17)
EritreanCatholicMezmur #TigrignaMezmur,mezmur,#catholic mezmur,kahoot,#menfesawi wddr,#menfesawi amro,#game,sbket,#catholicsbket,#come and see,#catholic church,MA,disabeba mezemran,peace and love,ኪዳነ ምሕረት ፍራክፈርት,ንቕሑ,ካቶሊክ ቤተክርስትያን,abba yonas yowhans,abba tewelde,catholic londen,Bible Quiz,neshnesh,tefetawi,eritrean film

Пікірлер: 44
@mahariwoldu7825
@mahariwoldu7825 4 ай бұрын
amen amen ❤
@sabayebio5120
@sabayebio5120 4 ай бұрын
Yesus krieka edelweiss aleku entetbly m,mseki neru. Tehawawisuki, alo mariam ktrieya leminki Amlak ygleselky, my sister God bless you.
@tirhastesfayohannes2875
@tirhastesfayohannes2875 4 ай бұрын
Amen Amen Amen
@selambeyene4728
@selambeyene4728 4 ай бұрын
🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@AseniaSolomon-nc7js
@AseniaSolomon-nc7js 4 ай бұрын
Amen Amen Amen🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️
@jesusislord.9123
@jesusislord.9123 4 ай бұрын
❤Amen ASey tibarikeka mezmur xega yebzihalki. Gbu agelgali hayget.
@merryasrat-hw5zu
@merryasrat-hw5zu 4 ай бұрын
Amen Amen Amen Ellllllllllllllll 🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️
@AseniaSolomon-nc7js
@AseniaSolomon-nc7js 4 ай бұрын
Amen Amen Amen🙏🙏🙏
@rutaabraham6586
@rutaabraham6586 4 ай бұрын
Amen Amlak Aezizu brkrk yeblkum brukat yehwatey
@nazrettesfation9988
@nazrettesfation9988 4 ай бұрын
Hayget GBU ❤❤❤❤❤
@abrhethaile9681
@abrhethaile9681 4 ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏❤
@senait5561
@senait5561 4 ай бұрын
Amen
@ruthfera160
@ruthfera160 4 ай бұрын
God bless you Hallelujah
@almazsten2764
@almazsten2764 4 ай бұрын
Amlak zelotki Semirulki Lena ❤❤🎉🎉🎉❤❤Alma
@tigistiweldehanse9673
@tigistiweldehanse9673 4 ай бұрын
Amen 🙏 Higu haftey Goyta yebarekhki
@FevenFeseha-r1h
@FevenFeseha-r1h 4 ай бұрын
Tebareku eziom xubukat ahwatey. Eziabiher ybarki Hayget haftey.
@user-lq9ey4yt6n
@user-lq9ey4yt6n 4 ай бұрын
Luel amlak Goyta serawit yibariki hafti haygu🙏🙏🙏
@yoruweldemichael1545
@yoruweldemichael1545 4 ай бұрын
Tebareki hayget haftey zemenki ybarek
@asmeromeyob2691
@asmeromeyob2691 4 ай бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኪ ሓፍትና ሃይገት
@AseniaSolomon-nc7js
@AseniaSolomon-nc7js 4 ай бұрын
Thank you 🙏
@TnxGod29165
@TnxGod29165 4 ай бұрын
🙏🙏🙏
@selamtewelde171
@selamtewelde171 4 ай бұрын
Haygu jubuey u r very hard worker and thirsty of God
@user-jk3gs7ii3j
@user-jk3gs7ii3j 4 ай бұрын
haygetino God bless you!❤❤❤ hayati
@haki7036
@haki7036 4 ай бұрын
Highly inspiring testimony. God bless you, sister and your family.
@abimass5642
@abimass5642 4 ай бұрын
Aseyyyy aseyyyy Amlak ybarkkum brukat Goyta ykberelkum . ❤❤🎉🎉
@senaittewelde7349
@senaittewelde7349 4 ай бұрын
Amennn
@atakltihabte1671
@atakltihabte1671 4 ай бұрын
ዋውውው ተባረኩ ብሩካት ኣብቲ ምግላጽ ጎይታ ዕበዩ።
@user-mc3oo7sh7k
@user-mc3oo7sh7k 4 ай бұрын
🙏❤️🙏
@Vicki821
@Vicki821 4 ай бұрын
God bless u ❤
@savedbyjesus7381
@savedbyjesus7381 4 ай бұрын
God bless you 🙏🏼
@haweryatmichae1234
@haweryatmichae1234 4 ай бұрын
Wawww British haftna kbri ngoyta ykuno❤❤❤❤❤
@mehrettesfay2782
@mehrettesfay2782 4 ай бұрын
ዋው እግዙኣብሄር ብርኽየብልክ❤❤❤
@nahomabadu3613
@nahomabadu3613 4 ай бұрын
Blessed
@zerietamine5635
@zerietamine5635 4 ай бұрын
Tebarku
@tirhastesfayohannes2875
@tirhastesfayohannes2875 4 ай бұрын
Wwwww amlek nbereket kun
@JaantJan-xu8dm
@JaantJan-xu8dm 4 ай бұрын
Amenn tbarki gen albabesh kirstyann ymsli ysuriw kersa des aylim esh eshta
@user-cf3rn7nm3s
@user-cf3rn7nm3s 4 ай бұрын
🎉🎉🎉❤
@zerietamine5635
@zerietamine5635 4 ай бұрын
Amlak nibreket kuni grace
@berhaneteklesenbet5445
@berhaneteklesenbet5445 4 ай бұрын
ሃይገት እንቛዓ ኣብዚ ኣብቃዓኪ፡፡ ናይ ብሓቒ ዓባይ ምስክር ኣምላኽ ኮንኪ። ክብሪ ንኣምላኽ።
@merhawikiflom2482
@merhawikiflom2482 4 ай бұрын
ኣዝዩ ዘገርም ቅ ኣት ሓይገት ሓፍተይይይይ። ግን ሓንቲ ክብለኪ ዝደሊ፡ እቲ ኣብ መንጎ ሰብን ኣምላኽን ኮይኑ ፡ ንድኹም ሰብ ምስቲ መሎኮት ዝኾነ ኣምላኽ ዘራኽቦ ኢየሱስ ጥራይ ኢዩ። 1 Timothy 2 ትግ - 1ይ ጢሞቴዎስ 5: ማለት፥ ኣምላኽ ሓደ በይኑ እዩ እሞ እቲ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰብን ዘሎ ማእከላይውን፡ እቲ ሰብ፡ ክርስቶስ የሱስ፡ ሓደ በይኑ እዩ። * ማንም ጠበቃ የለን ብዘይካ ኢየሱስ ክርስቶስ። ነዚኣ ቃል ነንብባ። 1 John 2 ትግ - 1ይ ዮሃንስ 1: ኣቱም ደቀየ፡ ሓጢኣት ምእንቲ ኸይትገብሩ፡ እዚ እጽሕፈልኩም አሎኹ። ሓደ እኳ ሓጢኣት ዝገበረ እንተሎ፡ ጠበቓ ኣብ ኣቦ አሎና፡ ንሱ የሱስ ክርስቶስ፡ እቲ ጻድቕ፡ እዩ። * ሰብ ንሰብ እንተበደሎ ኣምላኽ ይፈርዶ ፡ ሰብ ንኣምላኽ እንተብደ ከ መን የማልደሉ: 1 Samuel 2 ትግ - 1ይ ሳሙኤል 25: ሰብ ንሰብ እንተ በደሎስ፡ ኣምላኽ ይፈርዶ፡ ሰብ ንእግዚኣብሄር እንተ በደሎ ግና መን የማልዶ፧ በሎም። እግዚኣብሄር ኪቐትሎም ስለ ዝደለየ ግና፡ ዘረባ ኣቦኦም ኣይሰምዑን። * ኣምላኽ ቀጥታ ክንረኽቦ እምበር፡ ብካልእ ክንመጾ፡ኣይደልን ኢዩ። ሰለዚ ኣብ መጽሓፈኤርምያስ ከምዚ ይብል። Jeremiah 33 ትግ - ኤርምያስ 3: ጸውዓኒ እሞ ክመልሰልካ፡ ዘይትፈልጦ ዓብይን ስውርን ነገር ከኣ ክነግረካ እየ። * የሱስ ብ ኣማልድነት ዝርከብ ኣብ ርሑቅ ስፍራ ዝተቀመጠ ዘይክነስ። ልብና ክንከፍተሉ፡ ወትሩ ኣብ ኣፍደገና ኮይኑ ልብና ምስ ኳሕክሐ ኢዩ። ኣብ ልብኻ ንዝኹሕኩሕ ክኣ ልብኻ ከፊትካ ንዓ እቶ ጎይታይ ምባል እምበር ናብ ኣማላድነት ምዃድ ኣየድልዮን ኢዩ። Revelation 3 ትግ - ራእይ 20: እንሆ፡ ኣብ ደገ ቤት ደው ኢለ ኳሕኳሕ ኤብል አሎኹ። ሓደ እኳ ድምጸይ ሰሚዑስ ማዕጾ እንተ ኸፈተለይ፡ ናብኡ ኽኣቱ ምስኡ ኸኣ ክድረር እየ፡ ንሱውን ምሳይ። 21: ከምቲ ኣነውን ዝሰዐርኩ እሞ ምስ ኣቦይ ኣብ ዝፋኑ እተቐመጥኩ፡ ነቲ ዚስዕር ኣብ ዝፋነይ ምሳይ ኪቕመጥ ክህቦ እየ። * ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ንሱ ዝብለኩም ኩሉ ግበሩ ድኣምበር፡ ኣነ ከማልደልኩም ኢየ ኣይበለትን። ንሱ ድማ ኣቱም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን ንዑ ናባይ ድኣ ምበር ኪዱ ናበደይ ኣይበለን። John 2 ትግ - ዮሃንስ 5: ኣዲኡ ኸኣ ነቶም ተዓጠቕቲ፥ ንሱ ዚብለኩም ኵሉ ግበሩ፡ በለቶም። Matthew 11 ትግ - ማቴዎስ 28: ኣቱም ኵልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ። 29-30: ኣነ ለዋህ እየ፡ ልበይውን ትሑት፡ ኣርዑተይ ፈኵሽ፡ ጾረይውን ቀሊል እዩ እሞ፡ ኣርዑተይ ጹሩ ኻባይውን ተምሀሩ፡ ንነፍስኹም ከኣ ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም። * ቃል ኣምላኽ ከምዚ ይብለና ነቶም ዝተቀበሉዎን፡ ቡኡኡ ዝኣመኑን ውሉድ ኣምላኽ ክኾኑ ምሉእ መሰል ሃቦም ይብለና። John 1 ትግ - ዮሃንስ 12: ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም። * እምበኣር ዉሉድ እንተኾንና፡ ነቦና፡ ብሓዉ፡ ወይ፡ በዲኡ፡ ወይ ብቤተሰቡ ዘይኮንናስ ቀጥታ ከም ዉሉድን ወላድን ኢና ሕቶና፡ ጾርና፡ ሓጎስና፡ እንገልጸሉ። ነቦኻ በዲኡ ወይ ብ ሓዉ ሕቶኻ ምቅራብ ማለት ግን ናይ ምጉናይ ምልክት ኢዩ ዘርኢ። ኣቦኻ እንተበደልካ እኳ፡ ይቅረ ምስ ሓተትካ ብንብዓት ኢዩ ዝቅበልውካ። ኣየናይ ኣቦ እዩ እሞ ንወዱ ሓጢኣት ጌርካ ኢሉ ብኻልእ ርኸበኒ ዝብሎ። እስከ ምሳሌ ናይቲ ጥፉእ ወዲ ንርአ። Luke 15 ትግ - ሉቃስ 21: እቲ ወዲ ድማ፥ ኣቦይ፡ ንሰማይን ኣብ ቅድሜኻን ሓጢኣት ገበርኩ፡ ደጊምሲ ወድኻ ኽብሃል ኣይበቅዕን እየ፡ በሎ። 22: ኣቦኡ ግና ንባሮቱ፥ ብሉጽ ክዳን ኣምጺእኩም ክደንዎ፡ ቀለቤት ኣብ ኣጻብዑ፡ ኣሳእንውን ኣብ ኣእጋሩ ኣእትዉሉ። 23-24: እዚ ወደይ ሞይቱ ነይሩ ሐውዩ፡ ጠፊኡ ነይሩውን ተረኺቡ እዩ እሞ፡ ስብሕቲ ላም ኣምጺእኩም ሕረዱ፡ ንብላዕ፡ ንተሐጐስ፡ በሎም። ኪሕጐሱ ድማ ጀመሩ።
@frehiwottsige6774
@frehiwottsige6774 4 ай бұрын
Is she born again ? አይተረደአንን
@musiehabte6871
@musiehabte6871 4 ай бұрын
Amen
ፍሉይ ብቕዓት ያሬዳዊ ዜማ ዘለዎም/ መም.ኣፈወልቂ ሃብተማርያም
2:28:50
ደሞዜ ልጆቹ ናቸው
1:17:20
Etalem Mesgana
Рет қаралды 14 М.
SCHOOLBOY. Мама флексит 🫣👩🏻
00:41
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 7 МЛН
هذه الحلوى قد تقتلني 😱🍬
00:22
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 99 МЛН
МЕБЕЛЬ ВЫДАСТ СОТРУДНИКАМ ПОЛИЦИИ ТАБЕЛЬНУЮ МЕБЕЛЬ
00:20
'እዚኣ ዓመት እልልታ ትኹነልኩም!' /ሓውና ኣብርሃም ተወልደ
24:30
ቅዱስ ቁርባን
15:31
Eri Holy Trinity Catholic( ቅድስት ስላሴ )
Рет қаралды 562
'ብመንፈስ ሞዕባይ'/ ብሓፍትና ሃይገት ተክለማርያም
2:15:50
diav m media ፍቑር ኢየሱስ
Рет қаралды 2,6 М.
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,5 МЛН
መዓር በጺሕዎን ወላዲትና  መዓር ይኩን ናብራኩም
24:20
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 26 М.
SCHOOLBOY. Мама флексит 🫣👩🏻
00:41
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 7 МЛН