No video

'' ምስክርነት ገዳማውያን ኣቦታትን ኣደታት፣ ካብ ገዳም መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ '' (3ይ ክፋል)

  Рет қаралды 36,914

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

Күн бұрын

ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada
🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸
🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ፣ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸መብራት (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = +124 0707 4846 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸ሳባ (መሪላንድ ፣ኣሜሪካ ) = +170 3244 8189 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
🇨🇦 ኢለና ግብረይሕደጎ (ካናዳ) = + 1 (519) 580-1842 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
🇨🇦 ዮርዳኖስ (ካናዳ) = 226 606 0819 🇨🇦 🇨🇦 🇨🇦
🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ (ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺
🇳🇿ኣክበረት ተስፎም (ኒውዚላንድ) = +64 22 573 7076 🇳🇿🇳🇿🇳🇿
ኣ ውሮጳ / Europe
🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪
🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇸🇪 ሃና = +460705430888 / +46727330611 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ነርወይ) = 004745555906 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇳🇴 ኣዜብ የማነ (ነርወይ) = 004794882699 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇳🇴 መሰረት ሓድጉ (ኖርወይ)= 004797377772 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇳🇴 ስምረት መሓሪ (ኖርወይ)= 004740956187 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇳🇴 ሓጎስ ምስግና (ኖርወይ) = O04746511090 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇬🇷 ንግስቲ ገብረየሱስ (ግሪኽ) 00306943255761 🇬🇷 🇬🇷 🇬🇷
🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ (ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
🇮🇹 ኣኪለ ሓጎስ (ጥልያን) = 012393773471377 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰
🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭
🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭
🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
🇧🇪 ኢሳያስ ክንፈ (ቤልጁም) = +32467765342 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
ዓዲ ዓረብ / Arab countries
🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪
🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦
🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼
ኣፍሪቃ / Africa
🇦🇴 ፌሩዝ ገብረትንሳኤ (ኣንጎላ) +244 936 734 431 🇦🇴🇦🇴🇦🇴
🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም (ቤ/ ክ መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): +251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹

Пікірлер: 189
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 2 жыл бұрын
ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada 🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸 🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ፣ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸መብራት (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = +124 0707 4846 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸ሳባ (መሪላንድ ፣ኣሜሪካ ) = +170 3244 8189 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦 🇨🇦 ኢለና ግብረይሕደጎ (ካናዳ) = + 1 (519) 580-1842 🇨🇦🇨🇦🇨🇦 🇨🇦 ዮርዳኖስ (ካናዳ) = 226 606 0819 🇨🇦 🇨🇦 🇨🇦 🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ (ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺 🇳🇿ኣክበረት ተስፎም (ኒውዚላንድ) = +64 22 573 7076 🇳🇿🇳🇿🇳🇿 ኣ ውሮጳ / Europe 🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪 🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾 🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾 🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ሃና = +460705430888 / +46727330611 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ነርወይ) = 004745555906 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 ኣዜብ የማነ (ነርወይ) = 004794882699 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 መሰረት ሓድጉ (ኖርወይ)= 004797377772 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 ስምረት መሓሪ (ኖርወይ)= 004740956187 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 ሓጎስ ምስግና (ኖርወይ) = O04746511090 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇬🇷 ንግስቲ ገብረየሱስ (ግሪኽ) 00306943255761 🇬🇷 🇬🇷 🇬🇷 🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ (ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹 🇮🇹 ኣኪለ ሓጎስ (ጥልያን) = 012393773471377 🇮🇹🇮🇹🇮🇹 🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷 🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷 🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰 🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭 🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭 🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 ኢሳያስ ክንፈ (ቤልጁም) = +32467765342 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 ዓዲ ዓረብ / Arab countries 🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪 🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦 🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼 ኣፍሪቃ / Africa 🇦🇴 ፌሩዝ ገብረትንሳኤ (ኣንጎላ) +244 936 734 431 🇦🇴🇦🇴🇦🇴 🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም (ቤ/ ክ መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): +251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@yordanosghirmay8300
@yordanosghirmay8300 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርና ናተይ ርእይቶ ግን ከምፍቃድ ኣምላክ ንሓብትናን ኣዴናን ኣገልጋሊት ኣጸደ እዚ ኩሉ ሰናይ ነገር ክንገረላ ውዳሰ ከንቱ ከይኮና የፍርሃኒ ኩሉ ብፍቃድ ኣምላክ እኳ እንተኮነ ካብ ሕጂስ ነቲ ሰናይ ገድላ እንተዝዕቀበላ ምሓሸ ይብለ
@maazamahray4407
@maazamahray4407 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ዕድሜ ጥዐናን የብዛሀልካ። አነ ኣብቲ ቦታ ናብ አቦና ዘወንገል ቅድሚ መመረቅታ አብኡ ነረ አዚ ከሉ ምስክርመት መስ አባእፍረም ብዙሀት አቦታት አደታት መነኩሰታእ ተራኪበ ነረ። አብ ሐደ ዓወት 2ጊዜ እየ ከይደ ነዓዩ ተአሞር እዩ። እቲ ቤተክርስቲያን ክትሪኦ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም አብ 6 ወርሂ ተወዲኡ ፀኒህኒ። ሀፍትና አፀደ ከአ እግዚአብሄር ዝባረካ ምካና አበ አሲባ ኩሉ ሰሚዔ። እታ መፅሀፍ ከአ አብ ጀርመን ይሸይጥ አልኩ ናይ አቦና አባ ዘወንገል በረከቶም ረድኤትን ፀሎት የሀግዘና አሜን ❤️❤️🙏🙏🙏❤️❤️
@abrahakonjo9830
@abrahakonjo9830 2 жыл бұрын
በረከት ኣቦናን ኣቦታትናን ኣዴና ኣጸደን ይሕደረና ኣነሰ ኣቅለይይ ጽብብብብ ጭንቅቅቅቅ ኢሉኒ😭😭😭😭😭ብዛእባ ኣዙ ጸልማት ናይሃገርና ማኣዘ ከምዝወግሕ ዝተናገርወ ተልዩ ሰላም መኣዝ ከምዝኮን በጃኩሙ ሰለመድሃኒኣለሙኩሙ ሰለወላዲተ ኣምላክ ንገርኒ ትፈልጡ😭😭😭
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
እንኳን በሰላም መጣህ ውድ መምህራችን በእውነት አሚገርም ምሰክርነት ነው ቃላ ህይወት ያሰማልን የቅዱሳን አባቶቻችን በረከት ይደርብን
@sahleyonas7844
@sahleyonas7844 2 жыл бұрын
በረከት ረዲኣት ናይ ኣቦታትና ኣይፈለየና ብምቅጻል ማማ ኣጸደ እዚ ኩሉ ጸጋታት እዳሃለዋ እታይ ክትገብር ካብቲ ቁዱስ ቦታ ወጽያ ናብዚ ናይ ስጋ ዓለም ምዕራባውያን ኣብርህ ኣቡሉለይ የሕዋት
@eteneshweldemariam5919
@eteneshweldemariam5919 2 жыл бұрын
አባታችን በረከታቸዉ ይደርብን እናታችን እህታችን ፀጋና እድሜ ይስጥሽ ወንድማችን መምህር የእግዚአብሔር ፀጋ የአባታቾችን በረከት ይድረስህ
@ngsti8856
@ngsti8856 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ንደጁ ንምስዓም የብቀዐና ልዑል ኣምላኽና ሃገርና መላኣእ ዓለም ሰለም ክሰፍን ናይ ቅዱሳን ኣማላድናት ይርዳኣና አሜን አሜን አሜን
@okubugebrekidan491
@okubugebrekidan491 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኤልና መምህር ካሳሁን ሓዉና
@silasghebrelul4138
@silasghebrelul4138 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስማዕስልና ኩቡር ሓውና ካሳሁን ዕድመን ጥዕናን ጸጋ በረኸት ናይ ኣብ ወልድ መንፈስቁዱስ ምሳኻ ይኹን።
@adutube2228
@adutube2228 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ብዘይ ኣፈላላይ ኩሉኩም ነዛ ናተይ ጽሕፍቲ ተንቡቡ ዘለኩም ኣምላክ ሙሉኡ ጥዕና ምስ ሙሉኡ ፍቅሪ ቅሳነት ሩፉታ ያበኩም ስደት ዝውዳሉ ምስ ህዝብናን ኣዲናን ዓድናን የራክበና ናበልኩ ኣብዛ ናተይ ፑሮፋይል ኣቲኩም ሳብስክራብ ክትገብሩለይ ብትሕትና ይዕድመኩም የቀኔለይ ካብ ልቢ🙏❤🙏🙏
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
እንታይ ኣለኪ ንገርኒ
@akberethaile2320
@akberethaile2320 2 жыл бұрын
ሰሚዕካ ዘይምኖ ቃላት ቡረካት ኣብ ጾሎትኩም ዘኩርና ጾሎት ቅድሳን ከኣ ሃገርናን ዓለምናን ሰላም የዉርደልና። ምህረት ናትካ እዮ እሞ ጎይታየ ኣይትጋደፈና።
@user-wq4xd6qc2j
@user-wq4xd6qc2j 2 жыл бұрын
እንቃዕ ድሓን መፃኻ ብሃንቀውታ ዝፅበየካ መምህረይ ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ፀሎቶምን በረኸቶምን ኣይፈለየና እሰኪ መን እዩ ከምዚ ኸማይ ድምፂ ወለዱ ዝናፈቀ ትንሳኤ ትግራይና ዝናፈቀ ሎምሰ ምክኣሉ ኣቢና እኮ ዎ ኣምላኸይ ብምሕረትካ ጠምተና
@rchiwizhabeshawit1752
@rchiwizhabeshawit1752 2 жыл бұрын
ኽንደይ ደስስስ ይብል ብወነት ኣዒንተይ ብደስታ ነቢዐ ። ተመስገን ኣብዚ ዘመን ከም ኣገልጋሊት ኣጸደ ምርካብና ዕድለኛታት ኢና ጸሎትኪ ኣይፈለየና ። ናይ ኣግልግሎት ዘመንኪ የብርኸልኪ ። ጽሎት ቅዱሳን ጸሎት ኣቦታትና ኣዴተትና ኣይፈለየና ።ካሳሁን የቀንየልና ናይ ኣግልግሎት ዘመንካ ይበርከልካ ።ንዓና ንድኹማት ደቅኩም ስደተኛታት ደቅኩም ብረከትኹም ክንካፈል ናብ ቲ ብርኹ ሃገርናን ቤትናን ቤትክርስትያንንን ኣምላኽ ቅዱሳን ይመልሰና ስደትና የሕጽረልና ኣሜንንን
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 жыл бұрын
እንኻዓ ብሰላም መፃእኩም ክቡር መምህርና ቅዱስ እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ኣምላክ እስራኤል ፀግኡ የብዘሐሎም 🤲🤲🙏🙏🙏 በረከቶም ናይ ኣቦና ቅዱስ ኣባ ዘወንጌል ኣዴና ኣፀደ ኣይፈለየና ንመላእ ዓለም ምሕረት የውርደልና እግዚኣብሔር ኣምላክና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️
@mlaytakele7018
@mlaytakele7018 Жыл бұрын
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen
@user-fr1lj5co5d
@user-fr1lj5co5d 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና በረከቱም ኣይፈለየና ✝️✝️✝️
@lulawityemane6784
@lulawityemane6784 2 жыл бұрын
በረኸት ቅዱሳን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ይኽፈለና ኣምላኸ ቅዱሳን እግዚኣብሔር። መምህር ካሳሁን ድማ ነዚ ክንሰምዕ መኽያት ዝኾንካ ኣምላኽ ጸጋ የብዝሓልካ።
@mlaytakele7018
@mlaytakele7018 Жыл бұрын
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏
@zufanshfare4361
@zufanshfare4361 2 жыл бұрын
አሜን አሜን ቃል ህወት የስምዓልና
@ghenetdesta4540
@ghenetdesta4540 2 жыл бұрын
ሰላም እግዚኣብሄር ነዓኻ ይኹን ካሳሁን ሓወይ።ንእትገብሮ ዘለኻ ኣገልግሎት እግዚኣብሄር ዓስብኻ ይሃብካ። ብተወሳኺ እዛ ናይ ኣባ ዘወንጌል መጽሓፍ ብኸመይ ክረኽባ ይኽእል ክትሕግዘኒ ደልየ። ሓፍትኻ ገነት ካብ ነርወይ
@rjffjdutfj7221
@rjffjdutfj7221 2 жыл бұрын
ቃል ህወት የሰመዐና🙏🙏🙏❤
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና ክቡራት አቦታትናን አዴታትና ናይ ቅዱስ ዕፀ መስቀል በረከቱ ከምኡውን ናይ ቅዱስ አቦና አባ ዘወንጌል በረከቶም ይሕደረና .በፀሎቶም ይምሓረና
@psgf5338
@psgf5338 2 жыл бұрын
Amen amen amen
@hayataaa4050
@hayataaa4050 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@freweynimeles2495
@freweynimeles2495 2 жыл бұрын
ክቡሩ መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃእኩሙና 👏ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣቦታትና በረከትኩም ይሕደረና እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላምና መሊሱ ስደትና አሕፂሩ ንዚ ዓቢዪ ክቡር ገዳም ድርኩኪቱ ንምሳላም በረከት ንምክፋል የብቀዐና ብእውነት😢🌿👏
@manatesfazghi8230
@manatesfazghi8230 2 жыл бұрын
ሰላም መህረይ ሓወይ እዚ ብዛዕባ ዓጸደ ሓፍተና ዝንገር ዘለ አዚዩ ዝምስጥ እዩ፣ ንኹላጥኩንም ጸጋኡ የብዛሕልኩም። ናይ አቦና ኣባ ዘወንጌል ጸሎቶም በረኸተሞን አይፈለየና። ግና ብተመስጦ ክነሰምዖ ኣይካአልና ብምኽንያት በገና ድምጺ ልዕል ስለ በለ ምስናይ ይቕሬታ።
@user-dq1vw1gc6o
@user-dq1vw1gc6o 2 жыл бұрын
እግዝአቢሄር አምላክ እንታይ የሳአኖክዩኑ ብዙሕ ጥበብ ፈጣሪ አምላክ
@user-gv6qj7ly1p
@user-gv6qj7ly1p 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ኣታ ፈጣሪ ኣቦይ ማዓዝ እየ ኣቲ ቅድስ ዓደይ ዝኾዶ ፍቃድካ ይኩን ናብ ትግራይ ዓደይ ክምለስ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ኣሜን
@brhanemehari7024
@brhanemehari7024 2 жыл бұрын
ኣጆኺ ኣምላኽ ክሳኸዐልኪ እዩ።
@mlaytakele7018
@mlaytakele7018 Жыл бұрын
Amen Amen Amen Amen 🙏
@selamawitwe3213
@selamawitwe3213 2 жыл бұрын
Amen kale hwet yesimeaelina 🙏🙏🙏
@teklithagos5481
@teklithagos5481 2 жыл бұрын
እንቋዕ ብሰላም መፃካ ካሳሁን ናይ አቦታትና በረከትን ፀጋን ይሕደረና
@user-wh2zn8cs5d
@user-wh2zn8cs5d 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ሰሚኢካዮ ዘይፅገብ እንታይ ክንብል ንአፀዱ ዝወለደት ማህፀን ብርክቲ እያ ብጣዓሚ ህጅውን ፁጉኡ የብዝሃላ ቃላት ትስእነሉ ነዚ ድንቅ ናይ ፈጣሪ ስጦታ አፀዱ ብርክቲ ነአይ ዘይረብህ ንዘይግባአኒ ሀጢያተኛ እዚ ንምስማእ አብቂአትኒ አምላከ ቅዱሳን እድመን ጥእናን ይሃባ አሜን :: 🌺🌸❤️🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@user-pm1ow6qm3h
@user-pm1ow6qm3h 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና አቦታትን አዴታትን በረከት ናይ አቦና አባዘወንጌል ይሕደረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@elsafessahaye2083
@elsafessahaye2083 2 жыл бұрын
ብጣዒሚ ዝገስምን ደስ ዝብል ምስክርነት። ኒዓና ከአ ነዚ ምስክርነት ኒክንሰምዕ ዘብቀዓና እግዚአብሔር አምላክ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን።ቃለ ሂወት የስምዓልና አሜን አሜን አሜን። እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሃልካ ሃውና መምሕር ካስሁን። እታ ካልኤቲ መጽሃፍ ከአ እይትደንጉይና በለልና ።
@tesfutsegay9236
@tesfutsegay9236 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር በረኸት ናይ ኣቦና የሕድረልና ነዴናውን ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ንዓለምናን ንሃገርናን እግዚኣብሔር ሰላም የውርደልና
@Shewit59
@Shewit59 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል እዩ ኣብዚ ግዜና መንገዲ ጽድቂ ተሳኢንሉ ዘሎ ግዜ ከምዚ ምርካብና ደስዘብል እዩ ፡ኣብ ሓቂ ቆምና ክንነብር ድማ ይግበኣና ኣምላኽ ይሓግዘና በረኸት ናይ ኣብ ዘወንገል ምስኩልና ይኩን ኣመን
@andemariyamasfahale7074
@andemariyamasfahale7074 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ነዚ በረኸት እተሳትፉ ዘለኩም በረኸቶም ይኽፈለና
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b 2 жыл бұрын
መኣዘ ክቅንሶ
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን 🥰🥰🥰🥰🥰
@biariayaselaseztefeterkubu8545
@biariayaselaseztefeterkubu8545 2 жыл бұрын
Egzabiher amlak lebi Lidya zkefte lebna ykeftelna bereket nay abona zwegel yhdrna Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna bruk senbet
@misganagebreselasie7023
@misganagebreselasie7023 2 жыл бұрын
ASEY BURUKATI XLOTKUM AYFLEYENA AMENNNN🙏🙏🙏🙏🙏
@user-sy4pp2xw2i
@user-sy4pp2xw2i 2 жыл бұрын
ባሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር ሓዊና ደስ ዝብል ቃለ ኣሰይይይይ
@ZahraZahra-qb3td
@ZahraZahra-qb3td 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን ያብዘሐልኩም ክቡራት አባታትና አሜን
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዕልና በረከቶም ይሕደረና ኣሜን (3)
@simretgebre1445
@simretgebre1445 2 жыл бұрын
Egziabher ymesgen Amen Amen Amen 🙏 Kalehiwet yesmealna Kubur Hawina Memhir Kasahun Egziabher ymesgen Agelglotka Yibarik 🙏🙏🙏
@okubugebrekidan491
@okubugebrekidan491 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂዋት የስመዕልና መምህር ካሳሁን ሓወና ተመስገን ነቲ ኹሉ ዘይሰኣኖ ሉኡል እግዝኣብሄር ክብሪን ኣምልኾን ዉዳሴን ንዑኡ ይኹን እዚ ዘስመዕናን ዘርእየናን
@tesfalemhabtom4170
@tesfalemhabtom4170 2 жыл бұрын
ቃለሂይወት የስምዓልና ኩቡር ሓው ካሳሁን ! እግዚኣብሄር ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርኽ።
@rimna8001
@rimna8001 2 жыл бұрын
Yekenyelna zhawey bejaka eba ን ኣጸደ ሃፍትና ኣምጻልና
@rishant9980
@rishant9980 2 жыл бұрын
ስላም ንኩልና የቀንየልና ነዚ ምስክርነት ክንሰምዕ ዘቅረብካልና ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ቃላት ይሐጽረኒ ዝተስማዐኒ ስሚዕት ናይ እግዚአብሔር ስራሕ ተገሊጽ ዘይውዳእ እዩ ናይ አባ ዘወንጌል ጸለቶም ምሳና ይኩን ናይቶም ስውራት ጻድቃት አቦታትና ሐለወኦምን ጸለቶምን ምስ ኩላትና ይኩን አሜን
@user-ze3dt1ud9m
@user-ze3dt1ud9m 2 жыл бұрын
በሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ክብራተይ ደስ ዚበለ ትምህርቲ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ሰላም ክብራት አቦታተይ አብ ፀሎቲኩም ዘኩርኒ
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ክብራት ወለድና እንኳን ብሰላም መፃእኩም ብሐቂ ቃል ህይወት የሰመዓና ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልክም ፀሎትክምን በረከትክም ይሕደረና አሜን አሜን አሜን
@atakltikiflay646
@atakltikiflay646 2 жыл бұрын
ቅቃለ ሂህይወት የስመአልና
@user-ni3jh5un6i
@user-ni3jh5un6i 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና በረከት ኣባ ዘወንጌል ይሕደረና
@user-my7tq4yn3e
@user-my7tq4yn3e 2 жыл бұрын
ክብርቲ አዴና አፀደ ፀግኡ የብዝሐልኪ በረከትኪ ይሕደረና
@user-kg8dw3ut4x
@user-kg8dw3ut4x 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት ይሰምዑልና 🥰🥰🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍😍😘😘😘🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏
@akberetefrem7513
@akberetefrem7513 2 жыл бұрын
Amen msaku yhawsena Amlak btaemi des zebl kndey ygrm shabi tark fetirula menfs Kunsom yekaflena Amen kulu zkaalo
@solomuntekae2648
@solomuntekae2648 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም መምህርና ናይ ቅዱስ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ጾሎቶምን በረኸቶምን ምስ ኩልና ይኹን
@haymanotassefa1477
@haymanotassefa1477 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የሰመዕልና 🙏🙏🙏🙏
@henokhailu3095
@henokhailu3095 2 жыл бұрын
ሰላም መምህር እንዃዕ ደሀን መፃዕካ ቃለ ሂወት የስምዐልና ናይ አቦታትና በረከት አይፈለየና ናይ አዴና አፀደ በረከት አይፈለየና ተመስገን በዚ ግዜ ናይ ቅዱሳን አቦታትና አዴታትና ታሪክ ምስማዕና ብጠዐሚ ደስ ዝብል እዩ ተመስገን አምላክ
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 2 жыл бұрын
Amen amen amen kal hewait yesmalna 🤲🙏🏽🤲🙏🏽🤲🙏🏽✝️💒✝️
@merhawigerebrhan3913
@merhawigerebrhan3913 2 жыл бұрын
ናይ በሃቂ ቃል ህይወት የስመዕልና በረክት ናይ ኣቦና ዘወንገል ኣይፍለየና እቲኣ መጻሓፍ ካላኣይ ክፍል ድያ ወይሲ ቀዳማይ ክፍል እያ ክብር ሓውና
@sohidbd1234
@sohidbd1234 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዐና ኩቡር ሓውና ፀጋኡ የብዝሐልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ✝️✝️❤️❤️✝️💘💘🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@kuflomhaile8277
@kuflomhaile8277 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል በረከቶም ረዲአቶም ናብ ኣባ ዘወንጀል ጸሎት ናይ ኣዴባ ኣጸዳን ገዳማውያን ኣቦታትን ኣይፈለየና እዚ ዘሎ ከኣ ይኣክል ይበለልና
@user-my7tq4yn3e
@user-my7tq4yn3e 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና መምህርና ደስ ክብል ትምህርትካ ኩሉ ጊዜ። እመብርሀን ምሳካ ትኩን ሓወይ ወድነይ
@user-px9lx4qd8b
@user-px9lx4qd8b 2 жыл бұрын
አሰይይይ ክደይ ስስስስ ይብል ቃለህት ይስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም መምህርና
@brhane90
@brhane90 2 жыл бұрын
እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ይመስገን ፡ነዚ ምስክርነት ክንሰምዕ ዘብቛዓና፡ ንህዝብና ምድሪ ሓበሻ እግዚኣቢሔር ይባርክ ኣሜን(3) ነዚ ከተቅርቡልና ዝደከምኩምን ዝጻዓርኩምን እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ይባርኩም፡ኣሜን(3)
@mebrhitfutsum7997
@mebrhitfutsum7997 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሕ ክብር መምህር ክንደይ ደስስስስ ክብል አምላክ ይመስገን
@sabaghile942
@sabaghile942 2 жыл бұрын
ኩቡር ሓዉናን መምህርናን ኩሉ ተቅርቦ መንፍስካ ዘሐድስ ኣብ ህወትካ ሰላምን ርግኣትን ዝህብ እዩ ኣብ ኩሉ ተቅርቦ ብተመስጦ ይካታተለካ እየ ጸግኡ የብዝሐልካ:: ናይ እዛ 3 ክፋል ምስክርነት ብዛዕባ ኣዴናን ሐፍትናን ኣጸደ ዝቅረብካዮ ድምጽ ናይ በገና በርትዑ መነኮሳት ኣቦታት ኣዴታት ምስክርነት ክዛረቡ ከለዉ ኣይስማዕን ንዝመጽእ ግዝ ከተማሓይሽ በዓልት ሙሉእ ተስፋ እየ:
@AH-os8hn
@AH-os8hn 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@enkutatashasefa6428
@enkutatashasefa6428 Жыл бұрын
አድና ሰላም ኾኒ ዝተባረኸ ቦታ ንምርኧ የብቀኒ ተሐንጥየ አለኩ
@mlattesfay4141
@mlattesfay4141 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
መምህረይ እዛ መጽሓፍ ተረቢጸ ንኸንብባ ናብ ሱዳን ኣይኣተወትን ተወስኺ ዓሲንባ ኣበይ እያ ትርከብ ንገረኒ ዕድመ ይሃበና ቤተክርስትያን ከበጽሓ ተስፋ እገብር።
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 жыл бұрын
Amen. Amen. Kale. hiwet. yesmalena. Kubur. hawuna. memhrna.kaseehun.Egziabhet.yemasgen.⛪⛪🙏🙏🌸🌸💝
@hiwettiakabo2751
@hiwettiakabo2751 2 жыл бұрын
Igzabiher ymesgen lbna yebrahalna bereket Abona Zewengel ayfeleyena hagerna selam yehdrelna amen
@untitled2834
@untitled2834 2 жыл бұрын
God bless you All the people of God and tsega bereket ki ayfleyena thanks so much God bless you Mr hawna
@kidistiamaniel6524
@kidistiamaniel6524 2 жыл бұрын
This amazing anyways GOD BLESS ALL OF US KALE HWEIT YESMALNA AMLKAY AMEN AMEN AMEN
@teklele8442
@teklele8442 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏
@laylaal7008
@laylaal7008 2 жыл бұрын
አስይ አስይ ፅብቅ ስራሕ ዩ ቃል ሂወት የስመዐልና ሓቃ ምምስካራ ፅብቅ ዩ ይቅንይልና
@user-my7tq4yn3e
@user-my7tq4yn3e 2 жыл бұрын
አሜን ናይ ቅዱሳን በረከት ረድኤት ይሕደረና ። ብፀሎትኩም ይምሐረና
@kidanetekle4757
@kidanetekle4757 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna Bereket aba zewengiel Bereket kulom kdusan ms kulna hzbe krstyan ykun
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 2 жыл бұрын
Nay behaki kale hiwet yesmalena 🙏🙏🙏
@letenkelleklebrhan1058
@letenkelleklebrhan1058 2 жыл бұрын
Bereket abona aba zewengel ayfelya ayfeleyena axede haftna dma rediet emebrhan bereket kudusan ms ykun mstwalu yhabena amen amen amen
@wdasebrhane9520
@wdasebrhane9520 2 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna hawna amlak xegunu yebzehalka
@alitita4349
@alitita4349 2 жыл бұрын
Ezgiabher yimesgen amen(3)kal hiywet yesmealna
@latinasandiago2682
@latinasandiago2682 2 жыл бұрын
Amen qal hiwet yesmelna❤
@jeromtekeste3406
@jeromtekeste3406 2 жыл бұрын
እዛ ሰበይትስ ደስ ክትብለካ በረኸታ ይብጻሓና
@fifi-ts7kq
@fifi-ts7kq 2 жыл бұрын
Amen amen amen Kal hyawetn yasemaln!!!
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 2 жыл бұрын
እግዚአቢሀር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር
@mlateymlatey7059
@mlateymlatey7059 2 жыл бұрын
Asey Kal hiwet yesmealna bereket redietn nay abotatna ayfeleyelna❤️
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 2 жыл бұрын
Nay Abona Aba Zewengel xelotomn bereketomn yekaflena, kalehiwet yesmalna, Amen.
@weghta3315
@weghta3315 2 жыл бұрын
Kle hiwet ysmalna Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 жыл бұрын
በረከት ቅዱሳን ይሕደረና ኣምላኽ ሰላም የወረደልና👏
@user-zc4vz8ch5x
@user-zc4vz8ch5x 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና
@selamhaile8324
@selamhaile8324 2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna Edmen tienan yihabka Kasahun Hawey
@musieabraham2062
@musieabraham2062 2 жыл бұрын
nay bihaki zibil eyu higus menfes yiwereni alo bejaka kalay amixalna ni mama Axede God bless you
@biemnethidru5663
@biemnethidru5663 2 жыл бұрын
ብሓቂ ደሰ ዘብልዪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
@fyorihadguhadgu9362
@fyorihadguhadgu9362 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna
@dawitdave8774
@dawitdave8774 2 жыл бұрын
Egziabhier ymesgen sleti zeywdae xega whbetu bereket aba zewengiel & kulom kudusanin miskulatna ykun . Classical dmxi enteziqinis kia xubuq neru
@almazabrham879
@almazabrham879 2 жыл бұрын
Berket kudusat Abotatnan Adietatnan abana yehder
@ggt620
@ggt620 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@tsadayokbaslase4707
@tsadayokbaslase4707 2 жыл бұрын
በረኸት ናይ ቁድሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና
'' ፍትሒ ተዓሚጻ ንዝተቐትለት፣ ህጻን ሄቨን '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
25:17
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 11 М.
Pool Bed Prank By My Grandpa 😂 #funny
00:47
SKITS
Рет қаралды 19 МЛН
If Barbie came to life! 💝
00:37
Meow-some! Reacts
Рет қаралды 69 МЛН
ዕላል ምስ ወንጌላውያን ናይ እምነት ኣደታት                                                  “ዳሃብ ሃይለን ለምለም ገ/ህይወትን”
53:17
CDC-Christ Disciples Channel የክርስቶስ ደቀመዛሙርት ክርስቶስ
Рет қаралды 12 М.
ቊ.4 "መልሲ ንሕቶታትኩም" ቃለ ምልልስ ምስ ቆሞስ አባ ኪሮስ
54:23
Diraamaa Guddifachaa [ ጉዲፈቻ ] Kutaa 9ffaa
39:36
OBN Oromiyaa [Oromia Broadcasting Network]
Рет қаралды 4,7 М.