KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ዕረፍታ ለማርያም ብመምህር ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:12:40
SBKET D/ASMELASH G/HIWET "ሓምስቱ ትእዛዛት" 5 MARCH 2015
1:12:05
Đang ngồi chơi bỗng dưng bể cá vỡ kính, may có CCTV chứng minh sự trong sạch cho cô bé
00:27
Он ждал ДВА ГОДА, чтобы преподать наглецу УРОК СКРОМНОСТИ #shorts
01:00
99.9% IMPOSSIBLE
00:24
Quilt Challenge, No Skills, Just Luck#Funnyfamily #Partygames #Funny
00:32
ነፍስኻ ኣድሕን ብዲ/ን ኣስመላሽ ገብረ ሕይወት
Рет қаралды 97,306
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 120 М.
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Күн бұрын
Пікірлер: 376
@ተስፋጽባሕኣቡየ
2 жыл бұрын
😭😭😭 መምህር ስምዑኒ በጃኹም😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏 ኩቡር መምህር ነብሰይ ዝተመለሰት ብፍጹም ትኣምር ብኣኹም እያ ግን ቶም ዝተረፉ ከ 😭😭😭 ንድሕሪት ጠሚተ ንብዓተይ መድረዚ የብሉን ስለ መንእሰያት ኣሕዋተይ ማለትዩ 😭😭😭 ። ኣነ ኣብ ኤሮጳ እየ ዘለኹ ወትሩ ክዛረበኹም ይብል እሞ ቃላት ይሓጽረኒ ሕጂ ዝደፋፍኣኒ ግን ናይ መጨረሽታ ስለ ዝበጻሕኩየ ንሱ ኸኣ መምህረይ 😭 ብዛዕባ መንእሰያትናዩ ንቤተክርስቲያን ዓንዲ ዝኾኑ ኣዝዮም ዉሑዳት እዮም ስለዝስ ኣቱም ኹቡር መምህረይይ😭😭😭 ዎ መንእሰይ ኣበይ አለኻ ዝብል ቴማ ሒዝኹም መንእሰይ ንሰለ ቤተክርስቲያንካ መኣስ ኢኻ ክትቀውም እወ መኣስ ኢኻ ዓንዲ ተኾነላ ናይ ቤተክርስቲያን ዓንዲኮ መንእሰይ እዩ ካብ ዘለኻዮ ዓዘቅትን ሞትን መኣስ ኢኻ ክትወጽእ ከ እንዳ በልኹም በቲ ተሪር ትምህርትኹም ንሂወት ዘንቅሕ ገለ ክትብሉ ብስም እቶም ዝፈትዎም ጻድቅ ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ስለ ምድረ ኣግኣዛት ን100 ዓመት ዓጽሞም ከም ጻዕዳ በረድ ከም መርፍእ ቀዳድ ዝኸነ ይምህጸነኹም ኣለኹ እንታይ እሞ ምዝራብ እኮ ሲኢነ ብምንታይ ኮርታፍ ዝኾነ ቃለይ እየ ክዛረበኹም 😭😭😭 ስለ መንእሰያት ኣወዳት ኣዋልድ ኣሕዋተይ ኣብ ዝሙት ሓጥያት ተጨማሊቆም ጢሒሎም ዝኸዱ ዘለዉ ሕጂ ኣነውን ብመሪር ንብዓት እንዳ በኸኹ😭😭😭 እየ ዝዛረበኹም ዘለኹ መምህረይ ስለ መናፍቃን ስለ ዝግበር ዘሎ ካልእ ናይ ሃይማኖታት ዝስበክ ዘሎ ንዕዑ ናይ ዝተሰበኸ ኣብዚ ግዜዚ ፋይዳ የብሉን : እቲ ክወጽእ እንዳ ደለየ መወጽኢ ሲኢንሉ ብማሕለኻ ፍትወት ዝተታሓዘ ነቲ ንኹሉ ዘንጊዑ ጢሒሉ ዘሎ መንእሰይ ኣሕዋተይ ብቃል ኣምላክ ምርኹስ ደገፍ ኹኑ በጃኹም 😭😭😭 እወ ገለ ግበሩ በጃኹምምምምምም 😭😭😭😭😭😭 ገለ መልሲ ክትምልሱለይ ተስፋ ይገብር🙏🙏🙏🙏🙏🙏ኣብዛ ስብኸትኹም ኣብ መወዳእታ ትንክፍ ምሰበልኹማ መሪር ንብዓትየ ነቢዐ ምክንያቱ ዝነበርኩዎ ዘይሃስስ ብስራት ስለ ዝኾነ ከምዚ ኸማይ ከኣ ክቁጸሩ ዘይክእሉ ወዲቆም ከምዘሎዉ ኣሕሲቡኒ 😭😭 ስለዚ መምህረይ ነሕዋትኹም እንታይ ትብሉና ወይስ 😭😭😭😭 ብዘለዎ ኩሉ ዕድሉ ይረአ ኣቤት 😭😭😭 ህዝበይ ስኣን ፍለጠት ይጠፍእ ዘበሎ ቅዱስ ቃል ሎሚ 100% ኣረጋጊጸ
@peaceandlove8007
2 жыл бұрын
ቃለሂወት የስምዐልና አየወ ዘይ ባህልና ዘይዕበየናን ክንቃተል ንውዕል አለና ብዐይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ጽቡቅ ሐሳብ እዩ ከምኡ ዐይነት ትምህርቲ ብቀጻሊ እንተዝውሀባን ጽቡቅ ኔሩ እምበር አብ ዐዲ ዝዐባና ይኩን አብዚ ዝወለድናዬም ተታሐሒዝና ንጠፍእ አለና 😔
@እምነትካብምስማዕእያ
2 жыл бұрын
አጆኺ ማዓረይ ኮሎኦት መማሃራንስ እንድዒ ብሱሩ ሰብሲ ፉልጥ እዩ ብቃልካ ትፀድቅ ብቃልካ ትኩነን ይብል እግዚአብሔር ይቅር ይበለልና አጅና
@milashmilash3881
2 жыл бұрын
ኣጆኪ ዝያዳይ ነዚ ትምህርቲ እንሰምዕ ሰምዕና ተተቀይርና አምለክ ይመስገን
@ንግዜ
Жыл бұрын
ኣጀካ ንኩሉ ኣምላኽ ኣለዎ 😢😢😢😢😢
@asterhagos6880
Жыл бұрын
🤲🤲🤲🤲🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@hailemariamteferi2917
Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃሂወት ይስምዓልና❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@fishiktaameley2645
8 ай бұрын
ቃለ ሂይወት የስመዐና ሊቀ ሊቃውንት መምህር አሽናፊ ገብረሂይወት🙏❤🙏❤🙏❤
@yafetyafu7551
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሕይወት የስመዓልና መምህረይ
@senayhaile1372
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna Dyakon
@AdhanomKiros
6 ай бұрын
ቃል ህወት የስመዐልና ናዓካ ክኣ ናይ ኣግልጉለት ዘመንካ ይባርከልካ እግዚኣብሔር❤
@bahrigilay2689
2 жыл бұрын
amen amen amen kal hiwet yesmana
@MahderMahder-j6g
4 ай бұрын
ውይይይይይይይ😢😢😢ነብሰይ ኣበይያ መዕለቢትኪ😢😢😢ፈሪሐ ፈራሕኩ ፈራሕኩ😢😢😢ኣበይየ እንየኩ ኣበይየ ነይረ😭😭ሓደራ ሓደራ ኣስተዉዕሊ ነብሰይ ከይትወድቂ ብፍወት ናይ ዓለም ሓደራ ናተይ ሓጥያት ከይዐረኩ ከመይ ኢለ ናካሊእ ሰብ ክሪኢ😭ሕድሪ መእተዊኪ ፍጠሪ ሓደራ ከይትታለሊ😭ኦ ኣምላከይ ብመንገድካ ምርሐኒ🙏ዘልኣለም ኣብ ቤትካ ኣምብረኒ🙏ቶም ኣብ ቤትካ ዘየለዉ ናብ ቤትና ኣምፀኣዮም😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏
@Heri-fw7of
3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AbebayyurtBetrom
2 жыл бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmalna memhrna zebenka ybark
@TeklayAraya-r6b
27 күн бұрын
አሜን ቃለ ሒወት የስመዓልና ድያቆን ሓውና እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሐብካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ🙏🙏🙏🙏
@luwamtekie903
2 жыл бұрын
amen amen amen kale hiwet yesmalna
@ዉዕለቱዘክርነብሰይ
2 жыл бұрын
አሜን ብአውነት ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክቡሩ መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብኹም ክቡሩ መምህርና ኣነሰ ፈርሐ😭😭😭😭😭😭ክንደይ ሰባት እና ጠፍእና ዘለና ህዝበይ ንመማህራርና እግር እግሮም እናከድና ንማሃር ኣሕዋተይ በረከትኹም ይክፈለና🙏🙏🙏❤
@raeeeer-xx5sy
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመአልና ክብር ዲያቆን ሓዉና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ ኣገልግሎትኩምዘመን ይባርክ እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤
@habunati4796
2 жыл бұрын
ሂወተይ ዝፍትሽ ስብከት ድያቆነይ ጸግኡ የብዝሓልካ⛪⛪⛪
@merhawiberaki9610
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና ድያቆን ሓዉና እግዛብሄር ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርከልካ
@lemlemtekle3236
2 жыл бұрын
Amen (3) kale hiwet yesmealnanay memhrna D.Ashimelash xegue yebzhalka bhaki lbka ztnkf tmhrti nezi kngeber bmhretu temtu tbebun mstwalun ayfeleyena fetari kulu alem
@ሕልሚኣለኒክርስቶስሳምራ
2 жыл бұрын
ኣሜን³! ብቃሉ ምስጋና ይብጽኃዮ ንእግዚኣንሔር ኣምላኽ! ነዊሕ ዕድመ ይሓብኻ ፈጣሪ፡ መ.ዲ .ኣሽመላሽ!
@letekidanafewerki4604
Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏 kale hiwet yesmalna nay Agolglot zemenka ybrk
@እምነትካብምስማዕእያ
2 жыл бұрын
ክብር አቦና መመህርና ድያቆን አስመላሽ አምላክ ዕድመ ይሃብካ ከም ዘለካያ በመኑ ንመስለከ ቃል ህይወት የስመዐልና ዝሰማዓናዮ አብ ልቦናና የሕድሮ ልብካ ነብስካ ዝፍትሽ ት:ቲ👌 አነ ብዛሓት መማሃራን ይሰምዕ እየ ግን ከም እዚ አየግነኩን ንሰብ አይንዕቅ አይፀርፍ አይሓሚ 👌
@OrnatHawimili
9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓወና 🥺 ኣምላኽ ኣባይ ይቅረ በለልና 🙏🙏🙏
@መርሂዋትጓልተዋህዶ
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና👏♥️👏
@aximtube6963
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ያስማዓልና ክቡር መምህርና እፁብ ድንቅ ት/ቲ ኣዕፅምቲ ዘለምልም ዝስማዓናዬ ኣን ልብና ፅላት ይፃሓፈልና
@ኣስካልጋልተዋህዶ
2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ዘሰተወዕል ለባና ይሃበና መምህረይ መዓረይ ናይ አገልግሎት ዘመንኹም ይባርኽ ብዕድመን ጥዕናን እግዚአብሔር ኣምላኽ ይሓልወልና ቃል ህይወት የስመዓልና ጸጋ ኣምላኽ የብዝሓልኩም ብሓቂ ❤️🥰
@ሄሩየማራናታቻናል
2 жыл бұрын
ኣሱየይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ💘
@dyanahagos4161
11 ай бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna 🙏😔❤kab kulom sebketatka eta temeseteni sebket eya 🙏Ab kulom sebketka kea Clásica demsi ente tdgebrelu azyu mesati mes kone neyuru memhrna!🙏
@maekeleteklay3915
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል-ሂወት የስመዓልና ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ/ኩም።
@ሄሩየማራናታቻናል
2 жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ
@abrahamghebru8562
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ድያቆን ኣሽመላሽ ናይ ዘመን ዕድመኩም ይባርከልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏👏👏👏🤲🤲🤲❤❤❤💒💒💒⛪⛪⛪
@vhhug-gr4wx
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩዉር መምህርና ጸጉኡ የብዝሐልኻ ካብዚ ብዝበለጸ ታገልግል አምላክ ጥበቡን ምስጥሩን ይግለጸልኻ አሜን፫🤲
@ራህዋጋልትግርይ
5 ай бұрын
ኣሜንን ኣሜን ኣሜን✝️ ቃል ህወት ያሰመዐልና❤✝️👏👏👏
@awetsamuel814
2 жыл бұрын
ቃለ ህወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ጸጋ ይዓድል 🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️👏💞👏
@Temesgenwedi
Жыл бұрын
Amen kale hiwet yesmalna kubru abona♥️🥰♥️♥️🙏🙏🙏
@desbeleaskale5572
2 жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ንጎይታና ኣምላክናን መድሒናን ኢዩሱስ ክርስቶስ ይኩን ኣሜን። ጸባ ኣስትካና ድያቆን ሽኮር ኣምላክ ይሓግዝካ ኣጆካ
@bahabolomhabtegebriel9175
2 жыл бұрын
G^g^gg^gg^gggg^gg9^
@bahabolomhabtegebriel9175
2 жыл бұрын
G^g2^ggg9^gg9^g9ijg^g99^9222999229999999999999999g^
@TekleweiMebrahtu
Жыл бұрын
Qalehiwet yesmalna Dyaqon hawey
@MabelAbrham
11 ай бұрын
❤❤❤❤❤ኣሰይይይይ ልብካ ዘረስርሱ ቃል ስብከትካ ቃል ሂወት የስመዓልና መምህርና ድያቆን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ
@behonest6635
Жыл бұрын
ብኡነት ቃለ ሂወት የስመዓልና፡ መምህር ዲ/ኣስመልሽ! ናይ ዘመን ኣገልግሎትካ እግዝኣብሄር ኣምላክ ይባርኽ። ኣሜን 🙏
@sarahali9429
Жыл бұрын
ቃል ህወት የስመዐልና 🙏🙏❤️❤️🙏😢😢
@shewakesete1167
2 жыл бұрын
Kalwhiwe yesmaalna hawna dyakon Ashmelash.
@bereketasefaw3752
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባረኽ
@ንግዜ
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዳያቆን ሓዉና ናይ ባሓቂ ኣነስ ትምህርቲካ ብጣዓም እየ ደስ ዝብለኒ ኣነስ ህወተይ ተባላሹ ኣሎ ከም ሺንቲ ገመል ንድሕርት ተመልስ ብከመይ ናብ ዝነበር ህወተይ ክምለስ ኣየ ኣምላኽይ ብምሕርትካ ጠምተኒ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 እንድዕ በቃ ቃላት የብለይን ህወተይ ተባላሹ
@XxxXxx-m5f
10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤❤
@weldensiemebrahtu
2 жыл бұрын
amen kale hiwet yesmealna dyakon ashimelashi bruk❤
@akezaberhe6216
2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ክብር መምህርና እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም እንኳዕ አብፅሓኩም ደቂ ተዋህዶ አብነ አረጋዊ ጻድቅ መታሰብያ ብዓሉ
@ሸዊትሸዊታ-ዀ5ቘ
2 жыл бұрын
አሜንአሜን አሜን❤️👏
@እምነትካብምስማዕእያ
2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@rahwattrahwatt3358
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ኣስመላሽ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ያባረክ ❤❤❤🙏🙏🙏
@SemereWerede-k9p
Жыл бұрын
Amen Amen Amen Qal hiwet yesmealn neaka ka xegue yebzhalka fetari
@tegeredagerea8373
10 ай бұрын
ቃል ህይወት ሰምርዐልና ክቡር መምህርና ጸጐኡ የብዘሕኩም አግዚኣብሔር ኣምላክ
@hyab8509
2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና ጸጉኡ የብዝሓልኩም እግዝኣብሔር 😇👼🏼⛪️
@semhartekle869
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏
@GeweMuiu
10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰሙኣልና ክብር ዲያቆን ሓዉና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርክ እግዚአብሔር አምላክ
@samuelgoiteom1438
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ድያቆን ኣሽመላሽ ሓወና ካብ መዓር ዝምቅር ትምህርቲ ከምዚ ኢና ንደሊ ዘለና ብጣዕሚ ልብኻ ዝምስጥ🙏❤️
@FuyIfgj
2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤አሜን. ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Wediandat-g5p
Жыл бұрын
Qal hiwet yesmaina kbur dyaqon hawna ezgabir amlak tegui yebzahluka amen 🙏🙏🙏 tewahdo nzelalem tnber Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
@ጉድባሕሪ
Жыл бұрын
መምህረይ ቃለ ሂወት የስመኣልና ጸግኡ የብዛሓልኩም ብዘይ ጸርፈ ስለ ትምህረና ክብረት ይሃብካ
@danielnema7154
2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna Egziabher Amlak tsegiu yebzehalkum
@senyaitteklisenbet3124
6 ай бұрын
Amen Amen Amen kel hewet yesmean ❤❤❤
@piterosamare3058
Жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egzabiher Amlak xeguu ybzhlkum ab xltkum zkruni
@simontekle8932
Жыл бұрын
Amen amen amen nkulatna ahbiru ❤❤❤❤❤❤❤
@girmaymengstab5727
2 жыл бұрын
Diakon hawey Qalehiwet Yesmealna nay agelglot zebenka ybark Amen
@ማህሌትተስፋይ
2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦናን መምህርናን እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም አሜን፫🍃🍃🌾🌾
@tesfayhiwet931
2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህርና አሜን
@anbesaghebretnsa2639
Жыл бұрын
ኣሜን (3) ቃል ሕይወት የስመዓልና ዲያቆን ሓውና
@erihalal3290
Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ጅግና ኦርቶዶክሳዊ መርጌታ 💙💙❤❤
@cccrafting_
Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏 qale hiwet yesmealna ❤❤❤❤🙏🙏🙏
@akberetberhane6521
2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን፡ ተማስገን ስለ ኩሉ ነገር ሰለ ዝማሃረናን ዝመከረናን ዝግስጽናን ንልዑለ ባህሪ ክብሪን ምስጋናን አምልኾን ስግደትን ንዘልአለም ንአብ ንወልድ ንመንፈስ ቅዱስ ይኹን አሜን ✝️ አብ ጽላት ልቢና ይጽሓፈልና ።ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት ቃለ ሰናይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ጥበብን ሓይሊን ይሃበኹም መምህር 💒✝️🙏🙏🏾🙏🕊️🕊️🕊️
@dejenteklehaimanoy4348
2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመኣልና ሊቀ ማእምራን ናይ በሓቂ እዋናዊ ስብከት ሂብካና ነብስና ዘፈትሽ ስብከት እዩ፡ እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግሎትካ ዘመን ይባርክ።
@RahelAsfha-st4fg
Жыл бұрын
D,Ashmelash hawna qle hiwet yesmealna.nay agelglot zemenka ybarek.Amlak dma edmen tienan yehabka
@jamioj7497
2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን
@brhanateklit8722
2 жыл бұрын
Qale hiwet yesmealna memhrey nay zemen agolguletkum ybark
@ድንግለይ-ልድያ
Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስማዓልና ድያቆን ሓወይ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዛሓልካ።
@merinaselam9790
Жыл бұрын
Kal kiwet yesmealna❤
@NgstiGabzgi
3 ай бұрын
አሜን ናይ ሕይወት ቃል የስመዐልና ሓቀኛ መምህር። እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሐልኻ።
@NgstiGabzgi
3 ай бұрын
❤❤❤😮
@ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ
2 жыл бұрын
Amiennn qale hiwet yesmeAlna EgziabHier xegue yebzHalkum diaqon Hawuna🙏🙏🙏
@ሄሩየማራናታቻናል
2 жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ✝️
@genigeni452
2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ ክቡር መምህርና
@goytomhabtom1208
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይውት ሰምዐልና
@tirhastewelde3216
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
@smerhsoso7490
2 жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ አንሕና እውን ዝተመሃርናዮ ኣብ ፅላት ልብና ይሕድሮ ሰማዕቲ ዘይከናስ ኣተግበርቲ ይግበረልና ጎይታና😢
@ሄሩየማራናታቻናል
2 жыл бұрын
ቲቲየይ መኣረይ ✝️ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ✝️
@tsigereda2299
2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ንዓና ክኣ ዝሰማዕናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ዝደረቀን ዝተረረን ልብና ይስበረልና እግዚኣብሔር 😢😢😢😢😢😢
@abbyha7518
Жыл бұрын
Amen Qal hiwet ysmalna Diykon hawey brkika yxnae 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@Mum81Alemeyy
2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስማዓልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ💞
@astierweldekidan3447
2 жыл бұрын
Qyale hiwet yesmaelina memhirina
@qwerqwqwettqw8363
Жыл бұрын
እሰይ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና 👏👏👏
@KsanetTuAumay
4 ай бұрын
Amen Amen Amen❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AtakltiTsegayhans
Ай бұрын
❤❤❤Amlak mesakum yekun Amen Amen Amen 🙏 🙌 👏
@IbelongtoJesus123
2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዓልና ክቡር ዲያቖን ኣስመላሽ ሓዉና ❤🙏🏾❤️🙏🏾❤️🌹
@Lalila2384
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna 💒💒💒🙏🙏🙏💒💒💒💒
@tsehayegerebrhan6447
2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና መምህር 🙏🙏🙏!!! እግዝኣብሄር ሓጥያትናን ኣበሳናን ሓዲጉ ኣብ ኩሉ እንኮዶ ዘበለ መንገዲ ምሳና ይኩን ኣሜን!!!
@haniissak4856
2 жыл бұрын
ቃል ሂወት ይስምዓና
@bxxjjddi5302
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒
@tesfalemfissaha1124
Жыл бұрын
ኣሜን(3ቃለ ሂይወት የስማዓልና!
@ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ
2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡር መምህርና👏🙏 እግዚአብሄር መስተዉዐል ልቦና ይሃበና😢😢 ዝስማዕናዮ 30/60/100/ሰናይ ፍረ ክንፈር ናይ እግዚአብሄር ቅዱስ ፍቃድ ይኩን አሜን💖💒👏
@tsegaanday2089
2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና🤲🏽🤲🏽🤲🏽 ኣብ ጸለቱኩም ዘኩሩና🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@ሄሩየማራናታቻናል
2 жыл бұрын
እንኾዕ ብሰላም መፃኩም ክብር መምህረይ መኣረይ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐሎኩም ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ♥️❤✅ ንዓና እውን እግዚአብሔር ምስትውዓል💔
@semharqeleta3707
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏 qale hewat yesmalna Dyakon.
@yriga
2 жыл бұрын
amen amen amen kale hiwet yesmealna kbur memhrna
@dianazerezgi1384
Жыл бұрын
Megbi zekone sebket❤ Armen amen amen kale hiwet yesmalna.❤
@mussietesfation1391
2 жыл бұрын
Amen amen amen zmara malakt yasmana. Deyakon hawna
@gebreyesusberakishewit5334
2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna Egzabhier Amlak tegu yebzhalkum memhrna 💒⛪💒❤❤❤
@aronhagos6786
Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኽ
@teberhtesfay5468
2 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna nay agelgulet zebenka ybark
@blasattmesgan4100
2 жыл бұрын
ቃል, እግዛብሄር, የስማዓና 🙏🙏🙏
@goasd8257
2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጋኡ ያብዘሐልኹም በሓቂ 😢 ወይለአይ ደአነ
@samuelberhe8630
2 жыл бұрын
Amen amen amen Qale hiwet yesmealna Dyaqon hawna,Egxiabhier Amlak Qdusan admen tana hibu xegaeu yebzhalkum!!!
@AlekWaldeslasa
21 күн бұрын
Amen 🙏🏼 🙏🏼 🙏🏼 qal hiwet yesmalna 🙏🏼
@علياحمد-ظ1د4ع
Жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwrt yesmalena
1:12:40
ዕረፍታ ለማርያም ብመምህር ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 982
1:12:05
SBKET D/ASMELASH G/HIWET "ሓምስቱ ትእዛዛት" 5 MARCH 2015
ኣቅሌስያ ኦርቶዶክሳዊ ዝማሬ
Рет қаралды 418 М.
00:27
Đang ngồi chơi bỗng dưng bể cá vỡ kính, may có CCTV chứng minh sự trong sạch cho cô bé
Tiin_vn - Viettel Media
Рет қаралды 28 МЛН
01:00
Он ждал ДВА ГОДА, чтобы преподать наглецу УРОК СКРОМНОСТИ #shorts
BalcevMMA_BOXING
Рет қаралды 10 МЛН
00:24
99.9% IMPOSSIBLE
STORROR
Рет қаралды 31 МЛН
00:32
Quilt Challenge, No Skills, Just Luck#Funnyfamily #Partygames #Funny
Family Games Media
Рет қаралды 55 МЛН
15:42
ፍጻሜታት ስፖርት @comshtatotube 28 Jan 2025 - Kibreab Tesfamichael
COMSHTATO TUBE
Рет қаралды 14 М.
1:25:50
ነዚ ዘመን ፍለጥዎ ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 49 М.
1:11:53
ሰላመይ እሓድገልኩም ኣሎኹ ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 254 М.
3:58:03
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,2 МЛН
1:05:05
Eritrean orthodox tewahdo sbket d. Asmelash (ኣይትታለሉ፡ ሕማቕ ዕርክነት ንጽቡቕ ልማድ የጥፍኦ እዩ።1ይቆረ15፥33)
Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት
Рет қаралды 53 М.
1:31:24
''LEWHAT KEM RGBIT TEBIBAN KEM TEMEN KUNU'' SBKET DEACON ASMELASH G/HIWET
ኣቅሌስያ ኦርቶዶክሳዊ ዝማሬ
Рет қаралды 689 М.
1:17:22
New Patristic (ዘይቅኑዕ ምህሮ ኣቦታት) part 1 ብብጹእ ኣቡነ ሩፋኤል ሊቀ ጳጳስ ማእከል ከተማ ካይሮ
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 125 М.
41:31
🛑የመገለጥ ዘመን || ዲያቆን ሄኖክ ኃይሌ
አርጋኖን-Arganon
Рет қаралды 185 М.
1:28:03
ደድሕሪ ጽድቅን መንፈሳውነትን እምነትን ፍቕርን .... ስዓብ ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 73 М.
56:45
ብሰማርያ ኣቢሉ ኺሓልፍ ከኣ ግዲ ኾኖ ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 188 М.
00:27
Đang ngồi chơi bỗng dưng bể cá vỡ kính, may có CCTV chứng minh sự trong sạch cho cô bé
Tiin_vn - Viettel Media
Рет қаралды 28 МЛН