KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ነሹ መጸ መጸ/ ጉዱ ዝተቓልዐ ብድሌተን ምሳይ ሓዲረን ኢሉ/ እዋናዊ ዘሎ/ ኤፋር ወዲ ጀበሊ ኣድሒን ዕንዱ
1:11:25
ኣብ ኤርትራ ምርጫ መራሕቲ ክካየድ/ ጋሻ መጽዩ ተላለይዎ/ ኦርቶደክስ ፓትርያርክ/ ንጻዕዳ ክምርዓዋ ዓዲ ወሲድዋ
32:55
Family Love #funny #sigma
00:16
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Я уговариваю своего друга попробовать чипсы Лава Лава
00:57
这是自救的好办法 #路飞#海贼王
00:43
ሰሊና ምስ ፍሬዘር ቓልኪዳን/ ንሞኒካ ኣወል ኣእሲርዋ ገደደ ደገፍቲ ፍርሒ ኣትዩዎም/ ኣመሪካ ንኤርትራ ትግራይ
Рет қаралды 50,147
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 293 М.
Neshnesh Tv
Күн бұрын
Пікірлер: 261
@akberetbahta7414
Ай бұрын
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ክቡራት ኣሕዋት ብጣዕሚ ኣብነታዊ መንእሰይ ከምቲ ኣበባኩም የርእየና ውላድኩም ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
Ай бұрын
ፍሬዘርን ሰሊናን ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ❤ነሹ ድማ ደላይ ፅቡቅ ናይ ኩሉ ህዝቢ ስለዝኾንካ የድንቐካ😊
@neshnesh_show
Ай бұрын
❤️🙏🙏🙏
@mentakeremla7626
Ай бұрын
ኣንቱም ሰባት ሞኒካ ኣይተኣስረትን ህግደፍ ንምትላል ንደለይቲ ፍትሒ ዝግበር ንዘሎ ኢዩ ዳሓር ካኣ እንተ ታሰረት እንታይ ኢዩ’ሞ ክንደይ ጀጋኑ ታኣሲሮም ኣለው ዳሓር ካኣ ኣወልሲዒድ ድናቁር ደገፍቲ ህግድፍ እሱ የእትወኩም እሱ ይኣስረኩም ዑንዙራት ባራዩ።
@Arsulove-ke6xd
Ай бұрын
ዌልካም ነሹየ ♥️ ፍሬዘር & ሰሊና ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም 🙏♥️
@neshnesh_show
Ай бұрын
❤️🙏
@SaymonSaymon-e3k
Ай бұрын
Ahhhhh ኤርትራዉያ ኣኪልና ዲና ከምዚ ኮዩኑ ሂወትና
@Haftomgselasa
Ай бұрын
ewnetብጣዕሚ የሕዝን ቅድሚ ሽሕ ዓመት ዝነበረ ተኳዒቱ ዝተረከበ ከተማ ይመስል
@tsegaywerede
Ай бұрын
እሰሩዎም ደአ አየ ህግደፍ ጽቡቕ ስራሕ
@Good100.
Ай бұрын
ዝገርም እዩ ነሹ ዓርከይ ሰሓቅ እኮ ቀቲሎምኒ እዞም ህግደፍ፡ሚኪ ቀዳማይ ጎራሕ ህግደፍ ሕጂ ለቢሙ፡ ብናይ ሚኪ ሕጂ ንስሕ ኣለና፡ንሱ ግን ሕርር ክምትር ኢሉ እዩ፡ናይ ልቡ እዩ ዝዛረብ ዘሎ፡ኣይንላገጽ፡ኣይንሰሓቆም ። ንጠንቀቕ። - ህግደፍን ተቓወምትን ደገፍትን ኩልና ብሓደ ሓፊርና ተዋሪድና ኢና። ዝተዓወተ የብልናን
@teblaxnagsy
Ай бұрын
ርሕስ ጋማይግበረልኩም ፈጣሪ 😘❤😘❤
@neshnesh_show
Ай бұрын
❤️🙏🙏🙏
@meazabeyene8485
Ай бұрын
The goast country Eritrea
@AlikEyob
Ай бұрын
Neshu abyi seb❤
@neshnesh_show
Ай бұрын
❤️❤️❤️
@freedompeace3359
Ай бұрын
መርሐባ ነሽነሽ ናይዚ ቅልውላው ዝአቶዎ ንሐንቲ ተአሲራ ኢሉ ሐፍ ፈጠቅ ዝብል። ነሽነሽ ብጹቡቅ ገሊጺካዬ። አጆካ አይትሕዘን ከምኡ ዝመሳሰሉ መሊኦም አለው። ሙሉእ ኤርትራ ብሐደ ጨካን ዝተዋረደ ኢዩ።
@iskatl1098
Ай бұрын
እዋይ ግዜ ኣወል ስኢድ ሰብ ኮይኑ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ቺካ ሸጋራ ክኣሪ ዝውአል ዝነበረ ሰብ።
@SenaitYohannes-l3g
Ай бұрын
Thank you Neshnesh 🙏💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙💙💙💙💙💙💙👍👍💙💙💙💙💙💙💙👍👍👍💙💙👍
@medhin8187
Ай бұрын
❤ ሓዉ #ጋዜጤኛነሹ ክብሪ ይሃብካ ክብሪ ኣለና ኣባኻ ወዲ ዓበይቲ💙💙🌻🌼
@__-wj7zq
Ай бұрын
_ነሹ😊_ _2:31__ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፍሬ&ስልና ሓዳርኩም ይባረኽ🎉😍_
@neshnesh_show
Ай бұрын
🙏🙏🙏
@Peaceforeveryone-l8i
Ай бұрын
ኣነን ንስኽን ዉን ከምዚኣ ተድልየና ኣላ ጽልልተይ😂😻
@__-wj7zq
Ай бұрын
@@Peaceforeveryone-l8i _እልኻ ጽሉለይ😂❤️_
@Tewhbo
Ай бұрын
ንሹዋይ ጎይታ ጠባይ ሰላምካ ይብዛሕ 💗💗
@AaAa-km9pk
Ай бұрын
ኤረትራ መራሒ አልቦ ካብትከውን 33 ዓመት ገይራላ
@simonm.7755
Ай бұрын
ኦይ! ኣነኳ ሞኒካ ታኣሲራ ኣይብልን'የ። ገለ ትምህርቲ ናይ ምሕሳው ትወስድዳኣ ትህልው።
@banaappbanaapp828
Ай бұрын
Keteregagxu gen 2/3 mealti zeytxenhu kethweku😢😢😢
@ከመይኣላዓደይ
Ай бұрын
ሰላም ሰላም ነሹ ሽኮር እንካዕ ብሰላም መፃካ❤❤❤
@nazrethmichael2332
Ай бұрын
Amen enkan abxhak nesh........🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@neshnesh_show
Ай бұрын
🙏🙏🙏
@BerheTesfamicael
Ай бұрын
Tanikis neschineschi❤❤❤❤❤❤
@ጓልዓጋመእየ
Ай бұрын
እንቋዕ ደሓን መጻካ ነሹ💗😊
@Peaceforeveryone-l8i
Ай бұрын
"ኣየ ደቂ ዓድና ክንደይ ናይ ሃይማኖት መራሕቲ ፥ ጋዜጠኛታት ፥ምሁራት፥ ዓበይቲ ሓለፍቲ፣ ክንደይ ንጹሓት የሕዋትና ኣሓትናን ብዘይ ወልሓንቲ ገበን ኣብ ዒራዒሮ ኣስፊሮም 'ሲ ብሓንቲ ሞኒካ ክንድዚ ክዓፍሩስ ቁሩብ'ዶ ኣይስቆጦምን ደንቁር👿🤦
@ftatekeste134
Ай бұрын
Ata hawey kulu seb hade u emo entay nisom sle zitasru nisake titaser weys wilkawi xili aleka mis Monica seb kiser yebulun gedifkas denkro niska eka
@bereboos46
Ай бұрын
Ygermeka yu ko
@bereboos46
Ай бұрын
@@ftatekeste134deykone misakum koyna tedakir sile zineberet enber hiji qechewchew elkum lumusat riesi
@BeleteHaile-f4s
Ай бұрын
ኣታ ዓፋፍ ምኪ ን ክልተ ሚልዮን ህዝቢ ሰራየ ክትጻረፍ ትውዕል ዝነበረት ሲ ነዝያ ሓዝንካላ ኣበይ እሞ ተዛኣስራዋ
@adbt3565
Ай бұрын
ያ ማዕጉላ ናይ ተቃወምቲ ስድራ ኩሉም እሰርዎም ትብል ኔራ ግርም ኩርዕ ኤረትራዊ ኣብኡ ኮይና ትኩራዕ ክፈትሕዋ የብሎምን
@tiamirkidane7715
Ай бұрын
ናብ ሞኒካ በጺሖም ዲዩ ተርዲእዎም እዞም ጋዋኑ? ዘይንሕናስ ሰባት ብዘይ ፍርዲ ንሰለስተ ዓሰተ ዓመታት ብዘይ ፍርዲ ምእሳሮም ቅዋም ብዘይምህላዉ ካልእን ጸገማት ኢዩ ዘዛርበና ዘሎ እምበር ዓድና ዓድና ኢያ ልዕሌና ክፈትውዋ ከፍቅርዋ ኣይክእሉን ኢዮም እኳ ዳኣ ኔርትራ ዘፍቅራስ ስለ ውጹዕ ህዝቢ ዝቃለሰላ ዘሎ ኢዩ እዚኦም ግን ተበለጽቲ ኢዮም ከዳዓት።
@ማማአፍሪቃ
Ай бұрын
ን ሞኒካ ስድራ ቤት እቲ ተሐኒቁ ዝሞተ እዮም ከሲሶማ ተአሲራ ደላ
@genetsamuel8518
Ай бұрын
Monika Amlak Yikun Mikiy with you bless.
@Fili_brgidawi
Ай бұрын
Welcome neshu🌿🌿🌿💙💙💙💙💙🌿💙💙💙💙✊💙💙✊💙💙💙💙💙
@ghenetgerezgiher3351
Ай бұрын
Ruhus gamma yegberelom❤🙏🙏🙏🥂
@neshnesh_show
Ай бұрын
🙏🙏🙏
@amanuelmussamohammed4284
Ай бұрын
ሜኪ ሞኒካ ተኣሲራ ኤልካ ክንድዚ ትዓፍር ኣለካ 60% ህዝቢ ኤርትራ እሱር ኤዩ ብዓቤዩ ብርገድ ንሓመዱ ምእንቲ ህዝብን ሃገርን ሕማቅ ኣሎ ኤልና ተቃዉሞ እንተ ኣስማዓና ተገሜጢልካ ናዓና ዓገብ ኤልካና ስለዚ ሞኒካ ታኣሲራ ኤልና ንቃዎሞ ኣብነት የለን።
@fhjjhyyu9639
Ай бұрын
ሃገር ናይ ወልቀ ሰብ ኮይና መሳክን
@soligualagame
Ай бұрын
ውይውይ live ድካ ኣቲካ ነይርካ ድሮ ኣነ ካኣ ክሳብ ኣብ ናይ ለይቲ ትመፅእ መፃነሒ ይሪኦ ኣለኩ 😊😮
@neshnesh_show
Ай бұрын
ኖ ኣለኩ ሕጂ የ ክኣቱ
@soligualagame
Ай бұрын
@@neshnesh_show ok ኣነ ካኣ ነዊሑ እቲ መደብ ኢለንድየ 😁🙏
@WeyniKidane-sj7mr
Ай бұрын
Neshu ❤ Polish ms belka libey moliqe mknyatu mehazutey kulom Polish eyom keyrieywo eko ferihen hafiren
@neshnesh_show
Ай бұрын
💔
@Mmm-fm2vx
Ай бұрын
ንሞኒካስ የዕሪቡዋ ዳኣ ኣብኡ
@alganeshassefaw1670
Ай бұрын
ህግደፍ ጨካናት ሃገርና ናብ ምድረበዳ ቀይሮማ ብጣዕሚ የሕዝን😢😢
@neshnesh_show
Ай бұрын
✅✅
@TesfaXbah1
Ай бұрын
❤❤ ኩቡራተይ ሳብስክራይብ ተሓባብሩኒ 1 ሽሕ ክተኣትወልይ 🙏🙏🙏
@GirmayAsgedon
Ай бұрын
ተሓሰብካዮ'ኸ ብሩኸይ ግድን ከኣ እንበር
@TesfaXbah1
Ай бұрын
@@GirmayAsgedon የቅንየለይ ክብረት ይሃበለይ ሳብስክራይብ ዝግበርኩምለይ 🙏❤
@goitomfessaha2690
Ай бұрын
Welcome Neshnesh
@kiflemariamgebreslassetesf3816
Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@TsadkanDg-gq8wl
Ай бұрын
Neshnas❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Kiku-ec3xt
Ай бұрын
Sebaay😢😢❤❤❤❤
@OgbaiZera
Ай бұрын
ነሽ ነሽ ወደይ ኩሉ ሰብ ብሓደ መዓልቲ ይርድኦ ማለት ኣይኮነን፡ እዚ ሚኪ ዝብሎ ዘሎ ኣብ ቦትኡ ኣሎ። ትማሊ ዘይዓጠቐ ኣይትበሉ በቲ ይኩን በዚ ዘጋጥም ዘሎ፡ ምስ ኣሕዋትና ክንዓጥቕ ኢና ምባሉ መርሓባ ዝሓውና ክባሃል እዩ ዘለዎ። ክማኻ ይብዝሑ ምባል ከ እንታይ ክሳራ ኣለዎ። ሜላ ቃልኣብ ርእሲ ደገፍቲ ህግድፍ ጽልዋ ምሕዳር ኣገዳሲ'ዩ። ኣይትዓሽዉ ትብዝሕ እንተ ቀልጢፋ ደንግያ ናብ ደንበ ፍትሒ ኪትምጽእ'ያ። ህግድፍ ድማ ጽሓዮም ኪትዓርብ ኣብ ከምዞም ከዳዓት ጠላማት ተስፋ ቆሪጾም ናብ ህግድፍ ከይዶም ዝፍነዉ ዘለዉ ብትኻት ሕልና ዝምጽእዎ ለውጢ የልቦን። ዝእረገ ክዳን ጠይቂ ኣድጊ ካብ ምግባር ዝሓልፍ ኣይኮነን። ገሊኦም ድማ ክመላለሱ ጽሓዮም ዝዕርቡ ብዙሕ ኣቕልቦ ኪትህብሎምውን ኣይመድለየን። ህግድፍውን ንጊዝያው ሕሱር ፕሮፖጋንዳ ክጥቀመሉ እንተዘይኮይኑ። ባዕሉውን ክቕፍድዶም እዩ።
@rahwamengisteab7753
Ай бұрын
ነሽነሽ ሓቅኻ ልዕሊ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስን ካልኦት ኤርትራውያን ሞኒካ ዓቢ ክብሪ ሒዛ ዘገረም ኢዩ
@neshnesh_show
Ай бұрын
🙏🙏🙏
@TDF-t5v
Ай бұрын
❤❤
@dexorfn5529
Ай бұрын
Free Monica ❤❤❤❤❤❤❤❤
@dexorfn5529
Ай бұрын
Free Monica
@shishayhadsh547
Ай бұрын
ጅግንነት ናይ ኤርትራውያን እኮ፡ ናብታ ተፍቅራን ትምክሓላን ዓድኻ ኣቲኻ ምውጻእ ተቐይሩ።
@neshnesh_show
Ай бұрын
😂😂😂
@luwamwoldai8509
Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂
@gigiriri4865
Ай бұрын
ክቑዙሙ ክነብሩ እዮም ህዝቢ ኤርትራ ብሕልፊ ደለይቲ ፍትሒ ተስፋዘይብላ ዓዲ ጌሩዋ እዚ ጨካን ጏና መታን ዘዝተወልደ ክመውት ብውግእ ጥራይ ይሰዶም ዝገርም እንተሎስ ዝመጸ ይምጸአና ኢሎም ሐደ ኾይኖም ወላ ረሽነና ኢሎም ኡይይይዘይብሉተኾርሚኻ ሞት አሳፊሕካ ሞትያ ዓለም ምፈለጠሎም ነሹ እንታይ ይመስለካ?
@rahwaderdar6304
Ай бұрын
Tsutsuy habereta kab ato neshu ❤❤
@alganeshassefaw1670
Ай бұрын
እቲ ዝገርምሲ ተዛሪባ ተዛሪቡ ኢልካዶ ይእሰርዩ ይገርም'ዩ ብሕጊ ዘይምራሕ ሃገር ውጺዩቲ እዚዩ። ስለዚ ህግደፋዊያን ዓገብ በሉ ምስ ብርጌድ ንሐመዱ ኮይንኩም።
@RahwaHaileab-zf8fv
Ай бұрын
Mewaxo yfiterelka Monika hafitey imilak alo
@ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ
Ай бұрын
ነሹዋይ ሰብ ዘይለ ግን
@kidanekflat1596
Ай бұрын
ምስ የሕዋትና ዶ ሰሚዐ ሓቀይ? ለካ የሕዋት ኢና😂😂😂
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
Ай бұрын
_ፍረዋይ ሶሊ ሓፍተይ ኣቲ ጅግና እንኳዕ ላብዚ ኣብቀዐኩም ዞም ኣዋተይ ጀጋሩ👑❤️_
@Ninotes17
Ай бұрын
እዞም ባራዩ ሞኒካ ተኣሲራ ዘይኮነ የሕሚምዎም ንሳ እንተ ተኣሲራ ናባና እያ ነዓና ውን ኣይገድፉናን እዮም ኢሎም እዮም እንበር. ህዝቢ eritrea ትረፍ ተኣሲሩ መይቱ ከማን ድምጺ ኮይኖም ኣይፈልጡ ገዲስዎም ኣይፈልጥን ለካብጥ
@መንነተይእዩክብረተይ
Ай бұрын
ፍረ &ሰሊ ፊትየዮሞ ክሞት❤❤
@neshnesh_show
Ай бұрын
❤️❤️❤️
@ዮስራ
Ай бұрын
አነ እይትአስርኩን ኢላ ክትሐኩረኩም እያ ሞኒኮ ናይ ኢሰያስ ባህራ አለዋ ሐሶት አይትአሰረትን
@smartcityfool
Ай бұрын
ዓጀውጀው። ሚኪ ልቢ ኣልቦ።
@Saho568
Ай бұрын
Awel Aslamay silzi zokone u 😂
@akberetafom7234
Ай бұрын
ኣብ ኤርትራ ፍትሒ ከምዘየለ ሎሚ ተረዲእዎም ማለት ድዩ ገና ክርደኣኩም ኢዩ ጽቡቅ ጌሩ
@kindeyaberhe
Ай бұрын
ነሽነሽ (ተ/ዓለም) ቅኑዕ ሠብ።
@samiraboehm2381
Ай бұрын
👌🌹🇨🇭
@Alem123Alem-q9h
Ай бұрын
አንታ እዚ ብዕራይ እዝስ ሕጂ ዱዩ ምእሳር ጅሚሩ እዞም አርሚን እዞም ኩሉም መራሕቲ ሃይማኖትን አርካናትን ዳአ ዝይትዛረብ ዓዋን ኢኻ ግን ሞኒካ ዳአ ትፍለጦ እንበር ትምህርቲ እዩ ነዞም ጸማማት ተማሃሩ አንታ ሕደ ዝሐይሽ ዘየብሎም አልደመልዲ 🦍🦍🦍☠️☠️🦍እዚ እዩ አርማኹም ሚኪ ሕጂ እወን እንተተረዲእካ ጹቡቅ ኡዩ እንታይ ዳአ እቶም ሱንኩላት ዝይትዛረቦሎም አንታ ሐውና ሕጂ ግን ጹቡቅ
@BILIONTESFAMARIAM
Ай бұрын
Shikorina❤❤❤❤
@Ninotes17
Ай бұрын
ነሽነሽ እዚ ፍርስራስ ክንሪኦ ዝጸናሕና ቃዛ ዱ Israel ዘፍረሰቶ? ኣንታ ኣብ ኤርትራ ዘይንፈልጦ ኩናት ኣሎ ዱ. ኣንታ እዞም ደገፍቲ ወላ ነዚ እንዳረኣዩ እዮም ዝድግፉ. ወላስ ፈራስ ገዛ ዲኻ ህዝብን ክሪኡ ባህታ እዩ ዝፈጥረሎም ዝገርምን ዘሕዝንን ምስሊ ሃገርናን ህዝብናን
@Ted_wolf_1
Ай бұрын
Please nayti Poland KZbin havenna
@AzbeAzbe-p8w
Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@__-wj7zq
Ай бұрын
*_6:29_**_ ስብ ይነብረሉ ድዩ ግን🤔_*
@nouraviri4903
Ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@zetamful
Ай бұрын
Josief kulu hezibi Eritrean teteasere ayegedeshon iu . Tegray try dowe tebelelu. Kab Weyane try Genzeb yerekeb
@AronImmeti
Ай бұрын
ሞንካ ደሃያ ጠፊኡ, ሞንካ ኣስመራ ሸናዕ ትብል ኣላ, ሞንካ ተኣሲራ... ዝብል ወረ ከይተዛረብካ ኣይትሐልፍንሞ ክንድዚ ድያ ኣገዳሲት? ህግደፍ መንእሰይ ኤርትራከምዛ ኣብ ኢትዮጵያ ወሲዱ ኣብ ዘይምልከቶም ኩናት የእትዩ ዝወደኦም ሕጂ ከኣ ብግብጺ ተላኢኹ ኣብ ሶማል ልኢኹ ከወደኦም ይሐስብ ከምዘሎ ዘይትዛረብ.
@YemaneAbrha-d9m
Ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉Neshu Belom Eske Resi Resireso Wiqerom
@neshnesh_show
Ай бұрын
❤️❤️❤️
@yossiefmer733
Ай бұрын
Neshu bmesenger eba melseley xhifelka aleku
@rahwamengisteab7753
Ай бұрын
ነሽነሽ ካብ ደገፍቲ ህግደፍ ዝልብም ሰብ ከም ዘየለ ኣይትፈልጥን ዲኻ ዋላ ልዕሊ 10 million dollars በሎም ዓዶም ኣይነብርዋን ኢዮ😂 ምኽንያቱ ኣብ ዓዲ ዘሎ ጸገም ስለ ዝፈልጥዎ ዕሽነቶም ሕልንኦም ምሻጥ እግዚኣብሔር ዝሓቶም ኣይመስሎምን ኢዩ
@neshnesh_show
Ай бұрын
😂😂😂
@brhanefukadu6653
Ай бұрын
ንክት ሪእያ ተፍርሕ በቃ ሲኦል ዝኾነት ሃገር ብዘይኩናት ቃዛ ተቀይራ ባጽዕ
@aumwjdan4142
Ай бұрын
SELAM SELAM NESHU HAWEY ♥️♥️🕋🕋♥️♥️💒💒BZEYAFELALAY🕋🕋💒💒🙏🏼🙏🏼
@aumwjdan4142
Ай бұрын
♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕋🕋🕌🕌🥰🥰
@tsegaasfaha6500
Ай бұрын
Neshnesh hasad Eritrea is beautiful and blessed
@liyaweldeslasse8751
Ай бұрын
አዋይ ሻዕብያ 9 አግሩ ሓጺን 😂😂😂😂😂
@Mhar-ni7wm
Ай бұрын
Neshu❤❤❤❤
@MMT1858
Ай бұрын
Kkkkk😂eway nay degefti resi Josi sehaq wedieuna.Thank you Neshu and Rhush Awdamet Kea.
@neshnesh_show
Ай бұрын
😂😂😂
@alemfitsum1542
Ай бұрын
ወይ ታሪክ ነወራምት ህግደፍ ኣይትሓፉሮን ኢኩም ሃታፋት
@duhberhe9991
Ай бұрын
Neshu ❤❤💙💙💙ayney
@HermonAndebrhan-z8f
Ай бұрын
እንታይ አሞ ባርያ ባርያ አንዱ እንበር ቀደም እንዲና ተዛሪብና
@bahlbitumuzhgi3137
Ай бұрын
ኣይበልናን ዶ ወልዓሎም ነሹ
@akliluyosief6408
Ай бұрын
Miki Monika teasira zeykone Maranata Eritrea bexiha mmxa eyu zenxerxr zelo.
@okubamariamkfle5574
Ай бұрын
መስሓቓት ዮም ካብዚ ትርድኦ ግን ብዛዕባ ኤርትራ ኣፍልጦ ከምዘይ ብሎም የረደአካ
@kahase7085
Ай бұрын
Halilu zmxka adgis akibidka xano eyu nay monica mwaxo yfterla
@HenosSolomon-r6w
Ай бұрын
Awl Ayeseran zeeserwa kaliot Eyom
@SelamGebreslasie-f4y
Ай бұрын
ዋ ታይ ሰብ ዘይለ ግን ኣብ አርትራ 😢
@AdDf-u5f
Ай бұрын
🤭🤭🤭
@AdamBelay-q1y
Ай бұрын
እዋይ ሕሱም ትርኢት ሃገር ኮይና ዑና።
@HgFv-iv9xe
Ай бұрын
ሰላም ነሹ እዚኦም ደገፍቲ ህግደፍ እስኒ እንታይ ዓይነት ደናቁር እዮም ቅድሚ ሕጂ ህዝቢ ትግራይ ክጸንት ኣለዎ ኢሉስ ሕጂ ሂወት ሰብ ኩቡር ሙኻኑ ተረዲእዮ ብዝኾነ ከምዚታት እኮ ጽሒፈ ኣይፈልጥን እንድየ እዚ ዝዛረቦ ዘሎ ግን የገድደካ ከምዚታት ክትምልስ ሰላም ንኹሉ ዓለም ❤❤🎉🎉
@ElsaKidane-h2h
Ай бұрын
Neshu shikor ❤
@neshnesh_show
Ай бұрын
❤️❤️❤️
@nazinganigusie
Ай бұрын
💙💙💙🌿🌱🌻
@minsystereanderbrhan9756
Ай бұрын
Rele monika keteser ane kemane betame hazene
@YoyoYoyo-f7b
Ай бұрын
ነሹ ሎምስ ፈሪሕና እዚ ዘሎ ወረ የፍርሐና ኣሎ እዚኦም ከኣ ንሓንቲ ሰበይቲ ክወፍሩ ጉድ እንተ ሞኒካ ግን መዋጽኦ ይፍጠረላ
@neshnesh_show
Ай бұрын
😂😂❤️
@dexorfn5529
Ай бұрын
Menasy aey tefurihu xebuke aey konen
@teweldenugse
Ай бұрын
✅
@TenseaBerhe
Ай бұрын
NAY FREZERKAL KIDAN ENTEBELKAS SEMIEN TIGHRAWEYTI/TIGHRINGA HABTNA BEAAL IVORY COAST, WEY NIGERIAWI, WEY DEBUB SUDANAWI TEMEREAYA BETAH GHAS FENCHEH ZEBELET MESILUNI KEM TI LEMUD KOYNU ZELO.
@rahssi9643
Ай бұрын
❤❤❤
1:11:25
ነሹ መጸ መጸ/ ጉዱ ዝተቓልዐ ብድሌተን ምሳይ ሓዲረን ኢሉ/ እዋናዊ ዘሎ/ ኤፋር ወዲ ጀበሊ ኣድሒን ዕንዱ
Neshnesh Tv
Рет қаралды 6 М.
32:55
ኣብ ኤርትራ ምርጫ መራሕቲ ክካየድ/ ጋሻ መጽዩ ተላለይዎ/ ኦርቶደክስ ፓትርያርክ/ ንጻዕዳ ክምርዓዋ ዓዲ ወሲድዋ
Neshnesh Tv
Рет қаралды 22 М.
00:16
Family Love #funny #sigma
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 37 МЛН
01:00
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
Super Beauty team
Рет қаралды 128 МЛН
00:57
Я уговариваю своего друга попробовать чипсы Лава Лава
Аришнев
Рет қаралды 3,3 МЛН
00:43
这是自救的好办法 #路飞#海贼王
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 112 МЛН
17:34
“መንግስት ከትግራይ ይማር” ጄኔራሉ፣ ''ከTDF ጋር ተስማምተናል'' ሕወሓት፣ “ኮለኔልና አዛዦችን ገደልኩ” ፋኖ፣ የኦሮሚያው የድሮን ጥቃት| EF
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 17 М.
51:14
New Eritrean Serie Movie 2024 - Welodoy part 61 //ወሎዶይ 61 ክፋል By Memhr Weldai HabteabJoin
Star Entertainment
Рет қаралды 100 М.
18:05
የሚጣፍጥ ቃል
Freegift71
Рет қаралды 3,2 М.
20:46
እንታይ ንኸውን ኣለና/ ትማሊ ንጓል 22 ዓመት ኣፍቓሪቱ ኣብ በልጁም ብኻራ ዝቐተለ ኤርትራዊ
Neshnesh Tv
Рет қаралды 43 М.
18:12
Breaking ነበርቲ ኣስመራ ንትራምፕ ጻውዒት ኣቕሪቦም፣ ወኪል ኤርትራ ኣብ ኣትዮጵያ መግለጺ፣ ከቢድ ውግእ ክልል ኣምሓራ november 7 2024
ZENA TIGRIGNA
Рет қаралды 19 М.
1:48:14
"ፈሪሃ እግዚኣብሔር ዘይብሉ መሪሒነት ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ከሳግር ኣይኽእልን!" ቃለ መሕትት ምስ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ኣውስትራልያን ኒውዝላንድ ኣባ ሰላማ
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 22 М.
39:52
🔥 ብፍቅራ ነብሱ ከጥፍእ ኣብገዝኡ ዓድዩዋ
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 51 М.
27:11
🛑ሕማቅ ስምዕ ንጌታቸዉ ረዳ ብጫማ | ይግበር ድዩ | ናይ ቲክ ቶክ ፅላለ
Maggy Show
Рет қаралды 54 М.
8:13
Mestyat Betna | ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንትራምፕ ዮሃና ኢሉ | ትራምፕ መንዩ፧
Mestyat Betna
Рет қаралды 44 М.
54:30
ነሹ መጸ መጸ/ ካብ ባና ዘጋጠማ ተመሃራ/ ነብስካ ምቕታል/ ጥራሕኪ ቪድዮ ክዝርግሖ ምፍርራሕ ዓገብ
Neshnesh Tv
Рет қаралды 38 М.
00:16
Family Love #funny #sigma
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 37 МЛН