ስሙ እንዳቐየረዩ ካብ ኣርባዕቴና ወሊዱ josias denden

  Рет қаралды 70,047

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

Күн бұрын

Пікірлер: 862
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 Ай бұрын
ዓለም ሲጊንጢር , ገሊኦም ውላደይ ኣርእይኒ ኢሎም ይበኽዩ ገሊኦም ካኣ ካብ ውላዶል ይሃድሙ 😢😢
@Nataniem20228
@Nataniem20228 Ай бұрын
Nay bhaki Lebam hawna ezgi afleteka kemzikemaka yibzhu
@SemharArefaine
@SemharArefaine Ай бұрын
Nay behaki ygerm eu
@mikalokbaslasie8441
@mikalokbaslasie8441 Ай бұрын
Kemzi ke alo Dou besmeam
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
@@bereketgebre4685 ezen husurat deqi tgrina men mkanu zeyfeltio hade ms gemel ziabeye aslamay texawtlen
@Tofa7831
@Tofa7831 Ай бұрын
እወ 🤔 ናይ ብሓቂ ይገርም ዩ ግን እዘን 4 ወልዱለን ዝበሃላ ዘለዋ gn🤔 ክሳዕ ውላድ ዝበጽሕ ርክብ ተለካ ውዲ መን ካበይ ከባቢ ምሽ ናይ ግድን ዩ ክትፋለጥ ዘለካ ኣይኮነን ሰባኣይ ተረኺቡ ኢልካ ንነጥርካ ናብ ዓራት እሞ😮😮 ሃየ
@AlijameMohamedomer
@AlijameMohamedomer Ай бұрын
ብጣዐሚ ዝሕዝን ዘይኮነ ዝሕፍር ዛንታ ዮ 🥹 ዘይትፈልጦኦስ ከመይ ትወልዳሉ ። ሃየ ሃየ ተጠንቀቃ አሕዋተይ ።
@Saliem1214
@Saliem1214 Ай бұрын
ንሱ ጌጋ ዝበሃል የብሉን😢 ባዕልኽን ኢኽን ከመይ ኢልክን ኢኽን ከ ብዘይ ቃል ኪዳን ምስ ዝረኸብክንኦ ትድቅሳ ካብ ንሰብ ምውቃስ ንገዛእ ርእስኽን ውቐሳ😢 ኣትሊስት ቃል ኪዳን እንተትገብራስ ምስ ስድራኽንን ምስ ስድረኦምን ቤተሶቡምን ምተላለኽን ንሱ ድማ ሓቀኛ መንነቶም ምፈለጥክንኦም😢 ስለዚ በጃኽን ኣሕዋተይ ልቢ እግዚአብሔር ኣይነሕዝን & መጻኢ ውላድክንን ሕሰባ😢😢😢 እቶም ብ ቃልኪዳን ዝወለድዎም ከማ ይኽሕድዎም ኣለዉ ኣይኮነን ካብ ሓላፊ መንገዲ ዝተወልዱ ብዛዕባ እግዚብሔር ከኣ ወላ ነዓኺ ክሓተኪ ኢዩ ሓፍተይ ብዘይ ንቡርን ብዘይ ክብረትን ሓዳር ዘምጻኽዮ ንቡር ክረክብ ኣይክእልን
@bvftfhcazzytrgc7462
@bvftfhcazzytrgc7462 Ай бұрын
Kemaki Yebzhalna lebam haftna Selemawit 🙏🙏🙏🙏🙏
@Befreedaily
@Befreedaily Ай бұрын
ነተን ካልኦት መምሃሪ ይኾና ግደፍየን
@berekettewelde9688
@berekettewelde9688 Ай бұрын
@@Saliem1214 እታይ ኢያ ትብል ዘላ ይገርመሪ ኣሎ ፤ መኒነቱ ዘይትፈልጦ ሰብ ስለምንታይ ኒብረታ ትህቦ????
@afeworkitesfu
@afeworkitesfu Ай бұрын
😂😂😂ኣዛራርብኡ ኣካዳድንኡ ዳበላ መልሓስ ኣሚነን ቲል ኣቢለን ይብኦም ኣብ ዚ መጽየን ይበክያ ሸዑ ​@@berekettewelde9688
@mumeryoutube5903
@mumeryoutube5903 Ай бұрын
Ur comments are absolutely wrong .the child is a child. Who are you judging? Ur judgement unhumainity..
@maekelekahsay3238
@maekelekahsay3238 Ай бұрын
ኣይትሓፍርን ከማን,,, ከም ሰብ ዓዱን ዓውዱን፡ ወለዱ ኣሕዋቱ፡ ኣበይ ዓብዩ እሞ ይትረፍኪ ኣብቲ ትነብርሉ ሃገር ኣበይ ኣድራሽኡ ወረ መን ኢዩ ቅኑዕ ስሙ ከይፈለጥኪ ዲኺ ኣብ ዓራት ምድያብ ትበጽሒ። ዝጸልኦ ነገር ጓልን ሃማምን ምዃን ኢዩ። እዝስ ትርኢቱ ርኢኻ ከማን ይትረፍ ክወልደልካ ደርሆ ክጠብሓልካ ኣይትጽውዖን። ሕጂ ዕሽነትኪ ኣሕፊሩኪ ስቅ ከይትብሊ ኣብ ሜድያ መጺእኪ እንታይ ክትረኽቢ ኢኺ ትሓስቢ ዘለኺ።
@Tigray122
@Tigray122 28 күн бұрын
Guil trekbo zbhal msla alo aytfeltun dikum izi msla bzkone bkelilu nseb hakawi mennetu mflat asegami iyu ab tuy yewdkka 💔💔💔🙏🏻
@GhenetGhebremicael
@GhenetGhebremicael Ай бұрын
ኣጆኺ ዝሓፍተይ ውላድ ህያብ እግዚኣብሄር እዩ 🙏ነቶም ቆልዑት ውን ኣምላኽ ንበረኸት ይግበሮም 🙏🙏🙏
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
Ezen husurat deqi tgrina men mkanu zeyfeltio hade ms gemel ziabeye aslamay texawtlen
@ጸረኣውራጃዉያን
@ጸረኣውራጃዉያን Ай бұрын
ታይ ርእሲ ኣለወን ሕሱራት ፍቅሪ ኢዩ ወሳኒ እንዳ በላ ኣብዘይ ፈልጥኦ ዓዘቅቲ ይኣትዋ ንመጻኢ ክሓስባ ኣይክእላን ኢየን
@Tigray122
@Tigray122 28 күн бұрын
Bhaki ❤🙏🏻
@TesfyeZeresenay
@TesfyeZeresenay Ай бұрын
ኣብ እስራአል ትዓፅና ብሰንኪ ውላድ እ ንዳተሳቀናስ ገሊኦም ካኣ ካብ ውላዶም ይሃድሙ ኣብዚ ስደት ከም ባህጊ ቆ ል ዓ ዘሳቅየኒ የለን ቆልዓ ዝወልደላ ማዓልቲ ማዓልቲ ልደተይ ያ. ኣታ ደቅኹም እ ለዩ ብዘይውላድ ኣብ እስራአል ቀንፈዘው ንብል ኣለና
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
Aslamay eu kea
@FiyoriAbrahaley
@FiyoriAbrahaley Ай бұрын
Ajok zhawey kulu amlak zbelo kkewn eyu adna selam zkonelu kereba eyu🎉🎉🎉🎉❤
@ghenetberhane6265
@ghenetberhane6265 Ай бұрын
Our life is up and down where ever we live us long you healthy and you put egziabiher first you’ll get true anything remember every problem we have is always temporary 🙏🏾🤲
@samuelteame7210
@samuelteame7210 Ай бұрын
Me too Bro ❤️🙏
@gideyhaile5183
@gideyhaile5183 Ай бұрын
@Ablelomablelom045
@Ablelomablelom045 Ай бұрын
እዘን ኣዋልድ ጸማማት እየን። ስሙ እናቀያየረ ኣይዲ ካርድ የብሉን ዲዪ? እሞ ድማ ኣብ ዉላድ እናበጻሓኻ ኣድረሱ ኣይትፈልጥ ስሙ ኣይትፈልጥ ከመይ ጌርክን ትቀርብኦ ። ብጣዓሚ ጎቦዝ ኢለኻ ኣለኹ ንፉዕ ቀጽለሉ ኣጥንሰን።❤❤❤❤
@meleymekonen9798
@meleymekonen9798 Ай бұрын
😂😂😂kkkkkkk
@sabasabina5346
@sabasabina5346 Ай бұрын
@@Ablelomablelom045 ጎቦዝ ናይ ርኽሰት ናይ ምትላል ሕልኩስ
@lul9652
@lul9652 Ай бұрын
ኣታ ክንደይ ትሓስም ሓፍቲ የብልካን ድዩ?
@Ablelomablelom045
@Ablelomablelom045 Ай бұрын
@@lul9652 = ከም"ዚ ትገብር ሓፍቲ የብለይን
@haileabaynalem4947
@haileabaynalem4947 Ай бұрын
Nsen enber suk eilen egren haha ybla😂​@@lul9652
@Elyes-l9m
@Elyes-l9m Ай бұрын
ኣታ ሓወይ በጃኻ ነዛ ጹሑፍ ተምብባ ዘለኻ ኩሉ ገዲፍካ ኣብ ሓደጋ ኸይ ወደቅካ ከለኻ ይቅረ ኤላካ ተመለስ ነተኦም ደቅኻ ክትብል ሰጥ ኤልካ ሂወትካ ምራሕ ርግጸኛ እየ ንጆሲ ትካታቶሎ ኸም ዘለኻ 🙏🙏🙏
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
Aslamay eu ko
@Tofa7831
@Tofa7831 Ай бұрын
እንታይ ኮይኑ ኣብ ሓደጋ ክወድቕ ባእ እዚ ጅግና ዩ ወሎደና ክቕጽል ጽቡቕ ተራ ይጻወት ኣሎ ሞራል ዩ ዝግበኦ ባች 🤔
@MichaelIssack-c1r
@MichaelIssack-c1r Ай бұрын
You help God sister and your child All your family just don't worry prayer daily for God believe me finally we have to get results glad everything good luck ❤❤❤
@karlekenkarleken1574
@karlekenkarleken1574 Ай бұрын
ባልታዛር ናይ ዓድና
@tesfuafewerki7712
@tesfuafewerki7712 Ай бұрын
😂😂
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 Ай бұрын
😂😂😂😂
@danihannibal6356
@danihannibal6356 Ай бұрын
ሞይተ 😂😂😂😂
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 Ай бұрын
😂😂😂😂
@sembetuogbagergis1606
@sembetuogbagergis1606 Ай бұрын
😂😂😂😂
@BitaniaNatna-4yx
@BitaniaNatna-4yx Ай бұрын
ኦኦ ተጠንቀካ ኣሕዋት እዞም ሰብ ዘይፈትዉ ሓበሻ ዘይፈትዉ ሓደገኛታት እዮም መሓዛይ ከምኡ ኣጋጢምዋዩ ደቂ ከረን ጥዑማትዮም ኢላ ኣብ ጸገምያ ኣትያ ኣሚናቶ ሕጂ ደኣ ተገላግላ ኣላ ኣምላኽ ነዚ ቆልዓ ክብል ይረከብ ስእሊ ኣውጽዮ ከኣ ኣይትፍርሒ 🙏❤️
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
@@BitaniaNatna-4yx aslamay eu aslamay zle zkone seb keyfelto elu eu ember seb zeyfwtu koynu aykonen eza doqoro gal tgrina seb kmexie kelo ydqs kea tbl men mkanu zeytfelto ab gezia ksab zweldela eza hsrti
@robitete3838
@robitete3838 Ай бұрын
ወዲ ግን ዘበጠለን እዩ😂😂 ብሂወት ኢንተ ሃሊኻ ግን ሰነፍ ኢኻ ፍረ ብርካኻ ዘይተማዕዱ😏
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
Aslamay eu wedi Mohamed
@ghenetberhane6265
@ghenetberhane6265 Ай бұрын
@@tesfaeumnbar6873so it doesn’t matter if he’s a moslem or not educated you self please shame
@Vilager2024
@Vilager2024 Ай бұрын
እቲ ጸገም ናትክን እዩ። ንሱ ወላ ሓንቲ ጌጋ የብሉን። ንስኽን ንሓደ ሰብ ክትቀርብኦ ከለኽን ብዛዕባ እቲ ዘገድስ ነገር ኣብ ክንዲ ትመዝና ኣብቲ ንሓዳር ዘየገድሰክን ነገር ኣተኲርክን ኢኽን ትመዝንኦ ። ስለዚ ከምኡ እዩ ፈውስኽን ንዓኽን ጂግና ኢለዮ ኣለኹ ኣነ።
@BERHEMEBRHTOM
@BERHEMEBRHTOM Ай бұрын
Bravo wedey
@FreselamBerhe-nb9xk
@FreselamBerhe-nb9xk Ай бұрын
ኑሱ ጌጋ እንድዩ ዝገብር ዘሎ ናትኪ ጌጋ ከኣ ካብናቱ ይዓቢ።
@Dan-b8s4w
@Dan-b8s4w Ай бұрын
ኣብ ከተማ በርን ነዚ ትሩፋ ስዒድ ሙኒር ዘይፈልጥ መን ኣሎ? ኣይ ካብ ወረቀት ኣይ ካብ ስራሕን ጥዑይ ጠባይን ሓቂ ኢዩ ጓል ካብ ዝሓርሰላ ሲ ዝፈስወላ ኢያ ትፈቱ ክብሃል ገጽክን ትርሓቅ መጻወቲ ትሩፋ ወዲ ክትኮና ኢዩ ዝብርሃክን እምበር ኣብ ስዊዝ እንታይ ዋሕዲ ኣወዳት ሃልዩ ኢዪ ተመራሪሕክን ካብዞም ትሩፋታት ናይ ጠላዕን መስተን ትወልዳ ዘለኽን? ሰሪ ወረቀት ኣፍሪቃ ከይዶም ክምርዓዉ ስለ ዘይክእሉ ከንደይ ብጠባዮምን መንፍዓቶምን ልዕሊ ሰብ ዝኾኑ ደቂ ሃይማኖትክንን ደቂ ዓድኽንን ደለይቲ ሓዳር ረጊጽክን መጻወቲ ዘይወዲ ዓድኽንን ዘይ ወዲ ሃይማኖትክንን ትኾና ሕሱራት ኢኽን ኣዋልድ እዚ ግዜ እዚ። ሽሙ ኣይትፈልጥዮ፡ ዓዱ ኣይትፈልጥዮ፡ ስድርኡ ኣይትፈልጥዮም ሲ ኣብ ፈይስቡክ ረኺበዮ ኢልኪ ክትወልድሉ ናትኪ ዕንጅልና ጥራይ ኢዩ ዘርእይ።
@Sanirey777
@Sanirey777 Ай бұрын
Bro ane gal ansteyti ye eza commentka gn 100% ysemama ye eti gudlet naten yu smun adun keyfeleta neb arat zegerm u ane ka ab medai wexyen mexexex zbla u zgermeni eti hadarn fkrns kemey du koynu nmntay diki tlale menabrti ktkewn elka do aykonkan tlale beka tray ngziu nsmiet tray zehezn bel hji nehela aslamay koynu nsa b meron tfelto zneberet hret u ezi
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
@@Dan-b8s4w eway ezen husurat deqi tgrina hade ms gemel ziabeye aslamay texawtlen men mkanu zeyfeltio
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
Ezen husurat deqi tgrina nay tgrina bahli abalshyenio mexaweti aslamay hanti aslameyt yelen kemzi tgebr 🤧🤧
@selamazerigaber4476
@selamazerigaber4476 Ай бұрын
Perfekt bro, zefeswelen eyen zefetwa
@luckygirl1287
@luckygirl1287 Ай бұрын
Nay Bhaki 💯 naten euo eti godelt teoyat deyn k seki elka do tewelde eka ghafeat zekona aweld
@teklithabtai4433
@teklithabtai4433 Ай бұрын
በስመ ስላሴ ከምዚ ናትና ደፋር ወለዶ ፈጣሪኡ ዝረስዐ ይህሉ ዶ ብዜካ ውሑዳት ቅኑዓት ። ካብ ኣዳምን ሄዋንን ዝጀመረ ክቡርን ሕፉርን ሃይማኖትን፡ ባህልን፡ ልምድን ዘለና ሕብረተሰብ እንዲና ንምንታይ ብዘይ ክቡር ቃልኪዳን ከም ኣድገ በቕሊ ንሳረር ኣለና ብሓቂ ኤርትራውያን ኒኣምላክና ንክሕዶ ኣለና እሞ ኣብ ኣዲ ጓና ዓዲ ስደት ሰፊርና ከምዚ ክንጠላለም እግዚኣቢሔር ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ፈሪሓ እግዚኣቢሔር ዘጥፋእና ወለዶ።
@AbrahamGhebre-f1o
@AbrahamGhebre-f1o Ай бұрын
ምሽ እዝጊሄር ብማይን ብሓዊ ዲንን ገይሩ ኣንዲድኩም እንታይ ምስ ኣበስኩም ድዩ ቂቂ ምስ ነወርኩምዶ ኣይኮነን።ወረ ንመላእክቲ ክትዕምጹ ሃነፍነፍ ኢልኩም ኔርኩም ኣይ ደቂ ኣዳም
@MunirRamadan-m9t
@MunirRamadan-m9t Ай бұрын
. sister God save you and your child don't worry about his father. You are father and lovely mother. I really appreciate your amazing Advise .Woow you said all good things about the bad experience of life and death God save ❤❤❤❤ Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤
@bolpo7494
@bolpo7494 Ай бұрын
እግርክን ግዳ ዘይትጥርፋ ገሳርጥ ኣይሓፍራን ወረ ኣብዚ መጺየ ከእውያ ሓላፊ መገዲ እንዳ ተጻወተልክን ደኣ እዘን ትግርኛ ናይ ሎሚ ወለዶ 70% ደኣ ኣእምሮ ኮ የብልክንን
@BERHEMEBRHTOM
@BERHEMEBRHTOM Ай бұрын
Zgerimyue yegarka til Abilkas hibkaya nihalafi mengedi hiji Awyat gesarit🤣🤣
@nisri1567
@nisri1567 Ай бұрын
ዘታለሎን ገበን የብሉን። ወላ 20 ይብጻሕ። ኣእጋርክን ኣክባ።
@edentsegai5801
@edentsegai5801 Ай бұрын
አሞ ደቁ ዘይኣሊ አምበር ምውላድ ደኣ በአኣዶ ተጀሚሩ አልካዮ ጥንሲ ምንጻል ከኣ ሓጥያት አዩ አምበር ንደቁ ዘይኣሊ ከተስድዶ ነርዋ ሓዳር ዝገብረላ ከማን ኣይመሰኣነትን
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
​@@edentsegai5801kili suq beli doqoro aye deqi husurat gexkn tkid mexaweti aslamay, entay elu eu dequ ziale ms ta shfti haftu hadar kgebr eu bkbri temerieyu hurat nskn kea qolia nay aslamay tesekimkn ay meria ay kbri tegahfkn tnebra funfunat hanti aslameyt yelan kemz tgebr, kulen tgrina eyen 8 weldlen funfunat husurat mexreft hbreteseb biakn hafirna loms🤧🤧🤮
@filmontesfamichael3885
@filmontesfamichael3885 27 күн бұрын
Guhaf qetalit Seb kema tkoni​@@edentsegai5801
@filmontesfamichael3885
@filmontesfamichael3885 27 күн бұрын
Guhaf qetalit Seb kema tkoni​@@edentsegai5801
@TesfuKifle-z2t
@TesfuKifle-z2t Ай бұрын
Kebrti haftey neski abu zeyrkbo elki mezrabki xebqu alki kenrkebo nedli ke teabana kulu weyo eye helna negbar kuluna awlde awdat ferhat amlak nehder welad wehabt amlak mekanu nezker emo shau bexbqu kenabyom etay zegbru qolu eyome feqri zeyblu sedra zabu ab deqy sela zerkewo belbi eya zeblkum zebda yebdle nedqena gen aynrsayom bejakum ❤❤❤ deqelna gen bejakum tegdisna neabyom
@abrhamtekle1013
@abrhamtekle1013 Ай бұрын
welcome bro
@amanabdulsamed3171
@amanabdulsamed3171 Ай бұрын
እዛ ሓፍትና ለባም ዘረባ ኢያ ተዛሪባ። ንብዙሓት ኣሓትና ደቂኣንስትዮ ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ።
@kubromyacob2948
@kubromyacob2948 Ай бұрын
እንታይ ትምርቲ ወደይ ካብዚ ካብ ዘይትፈልጦ ከመይ ገይሮም ኣብ ውላድ ይበጽሑ ቁሩብ መን ዩ ኣድራሻ ኣይትሓዝን ካብ እንስሳ ደኣ ብምንታይ ንፍለ። ዕድለና ያ ከማን መዓት ሕማም ኣሎ ግን ውላድ ረኺባ
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 Ай бұрын
እንታይ ለባም ደኣ ንባዕላ ዘይለበመት ኤርትራዊ ምኻኑ ውን ርግጸኛ ኣይኮነን ገልዳም በላ እምበር 😂
@AdalEr-y3y
@AdalEr-y3y Ай бұрын
Great show appreciate your courage to speak up!
@Humanrightchannel
@Humanrightchannel Ай бұрын
Ajokhi Zyaday gol bzhuh eya trekb ❤❤❤❤
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
@@Humanrightchannel ezen husurat deqi tgrina men mkanu zeyfeltio hade ms gemel ziabeye aslamay texawtlen
@ኣጆኺ
@ኣጆኺ Ай бұрын
ሰላም ጆሲ እንቋዕ ብሰላም መጻኻ🙏 ናይዚ ወዲ እቲ ዝኸፈአ ዝገብሮ ዘሎ ኣስላማይ ክንሱ ናይ ክርስትያን ስም እንዳሃበ ዘታልለን ዘሎ እዩ። ሙኒር መታለሊ
@adha-1991
@adha-1991 Ай бұрын
😮😮 ወይለከ ጉድ
@danisolomon3750
@danisolomon3750 Ай бұрын
ኣምላክ ተትፈልጢ መንነቱ ምስዘይ ፍለጥ ኣይምደቀስክን ኣምላክ ተዝፈልጥ ከመይ ኢሉ ክፉእ ነገር ይገብር ኣምላክ ኣይፈርሕን ዲዩ ትብሊ
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 Ай бұрын
እግርኽን ዘይትእክባ መሕፈራት ወለዶ ብዘይ ቃል ኪዳን ኣይትሓፍራን ዲኽን please ንስሚዒትክን ክትብላ ኣቦ ዘይብሎም ቆልዑ ኣይትኣክባ ከም ኣዴቲትክን ኩና please please 😢
@zementesfay5935
@zementesfay5935 Ай бұрын
ናይ ሎሚ 99%ርእሲ የብለንን። እግረን ሓፍ ኣቢለን፡ጥራይ ኢየን፡ዝህባ። መጻወቲ ደናቁር ድርባያት ኮይነን ተሪፈን መሳክን😂
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
Ezen husurat deqi tgrina men mkanu zeyfeltio hade ms gemel ziabeye aslamay texawtlen
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
Aslamay eu
@saratsegay6095
@saratsegay6095 Ай бұрын
Sorry Ezie Bementay Atalileken besmabe Entay Yemsele ( Melelike Nay Swa Mestey Mesh Alo Entay Reikenalu. ( Josi Thank You ❤
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ Ай бұрын
መስተፉቕር
@saratsegay6095
@saratsegay6095 Ай бұрын
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ 👍🤭
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
Ezen husurat deqi tgrina men mkanu zeyfeltio hade ms gemel ziabeye aslamay texawtlen
@BiniamBrhane-yahoo
@BiniamBrhane-yahoo Ай бұрын
ያከ ጆሲ ክሳብ ሕጂ 125k ጥራይ ሳብስክራይብ፡ኣንቱም ህዝቢ ቅድሚ ሓድሽ ዓመት 200k ነብጽሓያ የላ ይሕዋት።
@ጸረኣውራጃዉያን
@ጸረኣውራጃዉያን Ай бұрын
እዚ ደንቆሮ ህዝቢ ኮ ማሃርን ኣዛናጋዕን ኣይፈቱን ኢዩ ቤላ በሎው ኢዩ ዝፈቱ ብጣዓሚ የሕዝነካ።
@eritreanizm
@eritreanizm Ай бұрын
ተሓቢኤን ይጠንሰኦ ሰብ ኣኪበን ይሓርሰኦ ! ድሕሪ 8 ዓመት ክትዛረብሉ ዝገበረኪ ምኽንያት እንታይ እዩ ? ኣቦ ክህልዎ ኣለዎ ዝብል ሕጊ የሎን ኣብ ስዊስ : ብዘይ ድሊየቱ DNA ግበር ዝብል ሕጊ እዉን የሎን , ከምቲ ብዘይ ሕጊ ዝወለድክዮ ብዘይ ሕጊ ምቅጻል እዩ መጻኢ ዕድልኪ ሕጊ ዘይገበረ ሕጊ ኣይደልን እዩ ዉላድኪ ኣብ ጽቡቕ ክበጽሕ ሕጊ ተማሂሩ ብሕጊ ክነብር ይምነየልኪ ኣብ ሚድያ መጺኻ ምኒን ግን ረብሓ ዘለዎ ነግር ኣይመስለንን
@YoditTeklya
@YoditTeklya Ай бұрын
Josi Abi seb ❤❤❤❤❤🙏
@tamrat7
@tamrat7 Ай бұрын
ድሕሪ 8 ዓመት ስለምንታይ ብስእሉ ጌርኪ ዘይተትሕዝዮ ካብ መጀመርያ ። ሕጂ ከማን ኣማስ ሜድያ ተሕልፍዮ ኣለኺ ኣይነገረትንን ሕጂ እየ ብማስ ሜድያ እየ ሰሚዔ ትፈልጥ እንድያ ስእለይ ኣለዋ ተበለኪ እንታይ ትገብሪ። ኣነ ካብ ብሜድያ ኣቀዲምኪ ንስዊዝ ክትሕብርዮም ኔርኪ።
@sabasabina5346
@sabasabina5346 Ай бұрын
ጸገም የብሉን የታልለን እንድዩ ነይሩ ሕጂ ግን ኣብ ሕጊ ከብጽሐኦ ይኽእላ እየን.ኣብ ኤውሮፓ ምህላው እኹል ኢዩ
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
​@@sabasabina5346kili suq beli husurat deqi tgrina hbreteseb axrfenio hade aslamay kxawetelkn men mkanu zeyfeltio hant aslameyt kemz tgebr yelen funfunat gexkn tkid husurat nay alem
@kiflemariamgebreslassetesf3816
@kiflemariamgebreslassetesf3816 Ай бұрын
ጽቡቅ እንቓዕ ወለደ ውላድ ኣይጽላእን ኢዩ። ግን ስለምንታይ ኢዩ ስሙ ዝቀያይር። ዓዱ ከይሐተታ ድየን ዝወልዳ እተን ዝወልዳ ኽ ? እዚ ጌጋ ናቱ ጥራሕ ኣይኮነን ናይተን ዝወለዳ ውን ጌጋ ኣለውን።
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
@@kiflemariamgebreslassetesf3816 kab aslamay? ezen husurat deqi tgrina men mkanu zeyfeltio hade ms gemel ziabeye aslamay texawtlen
@kiflemariamgebreslassetesf3816
@kiflemariamgebreslassetesf3816 Ай бұрын
@tesfaeumnbar6873 ዓዱን ትኽክለኛ ስሙን ከይፈአጣ ክሳብ ውላድ ዝበጽሐ እንተኮይነን እዚኤን ኣየሕዝናን ኢየ 44።
@Hannatg247
@Hannatg247 Ай бұрын
አነ ዝገርመንስ ስቅ ኢልክን ዲኽን አብ ዓራት ትድይባ ዘይትጥንቀቃ ጉድ ረኺቦም አውሮፓ ዝውሎዱ ቆልዑት መብዛሕቶም ብዘይ አቦ እዮም ዝዓብዩ ሕጂ ቆልዑት እዮም ምስዓበዩ እዩ ዘሎ ሽግር በጃኽን ምስ አቤኦም አቅርበኦም
@tamiomeron1456
@tamiomeron1456 Ай бұрын
Josi bravo ane meron iye dewleley ika
@wegenhaqixelaiamex
@wegenhaqixelaiamex Ай бұрын
ኣኻልብ እግርኽን ዘይትእክባ ምድረ ኣመናዝር መጻወቲ ኣስላምን ዓረብን ጸለምትን ህሱራት ዘይከም ኣዴታተን ጨነውቲ ረሳሓት ማይ ዘይፈትዋ ፎእ ኣዋልድ ሓበሻ ብኣኽን ሓፊርና
@mandelaman776
@mandelaman776 Ай бұрын
Ata keyib weyid aselam entay dom
@mandelaman776
@mandelaman776 Ай бұрын
Amerod weyid resah ☠️🤬🤮💩👅👅👅👅
@wegenhaqixelaiamex
@wegenhaqixelaiamex Ай бұрын
@@mandelaman776 ኣስላም ደኣ ፈተውቲ ምጥሪ
@mohammedsuleyman2915
@mohammedsuleyman2915 Ай бұрын
Herzlich willkommen Josi habibi ❤❤❤❤
@biniamhaile9428
@biniamhaile9428 Ай бұрын
ስሙ ስለ ዝነገረኪ ሂብኪዮ ዳ ጸገም ናትኪ ዩ' ሃይማኖቱ ዉን ኣይትፈልጥዪን
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 Ай бұрын
ከመይ ጌራ ፈሊጣቶ ኤርትራዊ ምኻኑ እቲ ዓዱን ገዛውቱኡን ቀያይሩ እንዳሃባስ ካብ ኤርትራዊ ምውላድ ትብል ከየራጋገጸት ክልተ ግዜ ክትሓስብ ኔርዋ ብሽም ኤርትራዊ ዝተቀበሉ ወረቀት ኤርትራውያን ዘይኮኑ ኣለዉ ኣዛራርባኣ ውን ጡዑይ ኣይኮነን ።
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
Ezen husurat deqi tgrina men mkanu zeyfeltio hade ms gemel ziabeye aslamay texawtlen
@okbaygebresilase3569
@okbaygebresilase3569 Ай бұрын
ሰላም ጆስያስ ደንደን ብቀዳምነት ምሉእ ጥዕና እንዳተመነኹ።ብምቕጻል ኩሉ ብእትገብሮ ሰራሕ ኣዝዩ ጽቡቕ እዩ፡ሞ ቀጽሎ።ብምቅጻል ብኣገዳሲ ጉዳይ ደልየካ ስለ ዘለኹ ተለፎንካ ክትሰደለይ ብኣኽብሮት ይሓትት።ብ ኢመይልውን ጽሒፈልካ ኣለኹሞ ተገድስካ መልሰለይ በጃካ?
@JosiasDenden
@JosiasDenden Ай бұрын
Selam haw melEktka mexini alo b Email
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
​@@JosiasDenden Josi ez wedi kea aqaliayo aslamay eu texawtlen, felta kem wedi tgrina geyra negratka ember aslamay mkanu tfelt eya
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
​@@JosiasDendenkulom yfeltwo eyom ab Bern aslamay eu nsa wela tfelto eya nmtay gn nhbreteseb tgrina kethsr delte yrgalem eu smu elomni gele tbl hasya eya kulom yfeltwo eyom aslamay mkanu ,ezen husurat deqi tgrina men mkanu zeyfeltio hade ms gemel ziabeye aslamay texawtlen
@Wegawi_8
@Wegawi_8 Ай бұрын
Ab tik tok aleka ezi wedi. Kemey gera eya sieneyo tbl eza gal 🤔​@@JosiasDenden
@kokobeteklay4351
@kokobeteklay4351 Ай бұрын
Josi enqa dehan mexaka nay Deutschland kea kemti nay qedemka amxalna xmuk ablka ❤
@ghenetghirmay3917
@ghenetghirmay3917 Ай бұрын
ሓፍተይ ሉክ ኣፍተር ምግባር ዉላድኪ ናይ ግድን ኢዩ ዘየጻወቶ ገለመለ ገዲፍኪ ኣቦኖቱ ዝገበርኪ ጌርኪ ዲኤንኤን ገርኪ ኣፍልጥዮ ጥራይ ኣብ ምዑቡል ዓዲ ኣለኪ ,፥
@Hyoba-r5p
@Hyoba-r5p Ай бұрын
Megemrta kulukn terakeba deher men mkanu ktxarya fetna gn ksab hji denguki btami.
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 Ай бұрын
Hasawit wala ka kale weludkiyo tkoni lomi do gal temen eya kndi buxuh wuladka aytmhal yblu abotatna Hasawit
@Ttttt848
@Ttttt848 Ай бұрын
ሙሉእ ስሙ ስዒድ ሙኒር በሽር ይበሃል ዓዱ ከባቢ ከረን ኮይኑ ኣብ ከባቢ በርን ድማ ይቅመጥ ብቀረባ ይፈልጦ ኢየ ኣብ ሆላንድ ድማ ካብ ክልተ ወሊዱ ኣሎ
@KuraraHarife-qc8wz
@KuraraHarife-qc8wz Ай бұрын
ወድኣይተ ኸ 😂😂😂😂😂
@M.pet.
@M.pet. Ай бұрын
😂😂😂😂​@@KuraraHarife-qc8wz
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Ай бұрын
ገደደ ዋይ 2 ሞት።
@Mebre5_redi19
@Mebre5_redi19 Ай бұрын
ወለከ ሹሻይ😂
@Wegahta146
@Wegahta146 Ай бұрын
Giss hasawit tfeltyo ente tkoni komu aymbekin ente tfeltyo zbehal zelo hasot mukanu mimeskerki nerki ezgio meharena entay ekum ktrekbu gin seb axelimkum fooo 😏
@meazagonichegoniche7583
@meazagonichegoniche7583 Ай бұрын
ወይ ጉድ ዝገርምዩ ዋይ ኣደ ትረኽቦ ኣጆኺ ዝሓፍተይ 😢😢😢
@JamieSuleiman
@JamieSuleiman Ай бұрын
well come jossi 🎉❤ kayhaferet ka address ayfoltoniye tibil kab adreshu zaytifelti seb welidkis🤔🤔uway mergem
@Natan0755
@Natan0755 Ай бұрын
ኣይገርመካን 😂
@nameit2690
@nameit2690 Ай бұрын
😂😂😂😅
@Robi-94
@Robi-94 Ай бұрын
ዳሃይ ዘይገበረ ወደይ ኢሉ ዘይኣመነሉ እበረር ከምዚ ዓይነት ተባዕታይ ኣይራኣኩን ወለዱ ሻሕ ሻሕ በሉ ግን ዉሉድኩም ምዃኑ እመንሉ ከም ገለ ኢልካ እዛ ጽሕፍተይ እንተ ሪኢካያ pls እመነሉ ወድኻ ምዃኑ እመነሉ ስለ ዝወለድካ ጽቡቅ ጌርካ ግን እመነሉ ኣነ ዉን ክደግማ ኢየ ነዛ ናትካ ግን ዉሉደይ ምዃኑ ወላ ብገጸይ ክፍርመሎም ይክእል ኢየ ❤❤❤
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
Rkus kab aslamay
@TesfahiwetGebregziabher
@TesfahiwetGebregziabher Ай бұрын
Etane awalde wun fakoste eyne jossy kemiu zgeber eyean zfatwa🎉
@zetamful
@zetamful Ай бұрын
8 years is too long why you didn’t take any action before. You gave him the chance to move on
@dollasemer532
@dollasemer532 Ай бұрын
You are right ✅️
@nezz2025
@nezz2025 Ай бұрын
Ab dlaya kthatit tkl iya
@zetamful
@zetamful Ай бұрын
@@nezz2025 Better late than never
@nezz2025
@nezz2025 Ай бұрын
@@zetamful Ageb rekiba
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 Ай бұрын
ዓቕሊ ጌራ ዊዒላ ኣብ መወዳእታ ሲ ዝስማዓ ጌጋ ዝኾነ ዘረባ ግንፊሉዋ ካብ ኤርትራውያን ምውላድ ትፍንፍነሉ ዶ ገለ ዶ እኒ ሱዳናውያን:ናጀሪያውያን:ኣፍጋኒስታን , , ,ወዘተ ትፈልጥዮም ማለት ድዩ ? ኤርትራውያን እንዳበልካ ብሓባር ብኣልማማ ምጽራፍ ክንደይ ኣወዳት ኤርትራውያን ከ ብሰንኪ ኣንስትን ዝተኣስሩን ዝተጸለሉን ኣለው ትፈልጥ ዶ
@Seluala
@Seluala Ай бұрын
kale kulua alki do, mekri zehbki mise kale fekiri jemri and weldi,bezi zegatmki geziki ai tetfi please 🙏 ajoki 🎉🎉🎉❤❤❤
@mihretsemere8704
@mihretsemere8704 Ай бұрын
Ambasa nifety Eritreawit zehaftina zegalexkiyo 😊 ajokiy ❤🙏Ezgabher abolewo kindey koleyoum zelewu abo zeyblom ajokiy , ajokiy , ajokiy😇 wedkiy Ezgabher edmen tinan yehabo kitkehasiki bamlak ❤❤❤❤🎉🎉
@tekhlomokbay5814
@tekhlomokbay5814 Ай бұрын
Bchnket tefahsa enber ala arku akialo yhaba.
@tekhlomokbay5814
@tekhlomokbay5814 Ай бұрын
Adress eko aytfelton eya nayti zweledella.
@Fretadese
@Fretadese Ай бұрын
Ajoki haftey berteai 🙏🙏🙏
@fretablatter-welday5164
@fretablatter-welday5164 Ай бұрын
Selam habtey, ezy wedi tblio deleki ab bern eyu mesleni znebr, miknyatu ab Wankdorf ab srah Tankstelle qidmi 6 Werhi ykowin Auto tank kigebr ymexi neiru. Tewesaki habereta bieishti rkebni😎
@Tibe-q8i
@Tibe-q8i Ай бұрын
አትን የሕዋትና በጃኽን አስተዊዕልኽን ሐዳር ግበራ ። እስኺ ኽአ ጽብቅ ጌርኪ ከምዚ ጌርኪ ዘቀላዕኽዮ ከምዚአቶም ዝአምሰሉ ኽቃልዕዎ አለዎም አጀኽን አይትፍርሐ ቀጽልዮ ከይትገድፍዮ ።
@fikerfiker7922
@fikerfiker7922 Ай бұрын
አበይ ኔርኪ 8 ዐመት ??? አቀዲምኪ አቃሊዕክዮ እተትኮኒ እንተወሐደ ሲ እተን አርባዕተ ደቀንስትዮ ምደሐና 😢
@dollasemer532
@dollasemer532 Ай бұрын
Aten 5 anber 2 abe Holland 🇳🇱 terkiben
@MichielHaile-te3vn
@MichielHaile-te3vn Ай бұрын
በስማኣብ በወልድ መንፈስ ቅዱስ እዚ ቆልዓ ማዓልታዊ እየ ዝረኽቦ ፣ኣዝዩ ትሑት ኩሉ ግዜ ሰላም ዝብለኒ ንምንታይ ከምኡ ጌሩ
@lloveyoumami7007
@lloveyoumami7007 Ай бұрын
Zereba 1 semika aytfred u negeru esa wela tkon bedilato
@MichielHaile-te3vn
@MichielHaile-te3vn Ай бұрын
@ እዝግሄር ዋኑኦም እዚ ቆልዓ ኩሉ ግዜ እየ ዝረኽቦ ኣዝዩ ቱሑት ሰላም ባሃሊ እዩ፣ ዕረፍቲ ስለ ዝኾንኩ ጽባሕ ረኺበ ክሓቶ እየ ከምዚ ዝበልካዮ ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይፍረድን
@hari13514
@hari13514 Ай бұрын
Welcom josi ❤❤❤
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ Ай бұрын
ሽኮሪና ወዲ ረኺብና ኢለን ባዕለን የርውኦኦ ነይረን ሕጂ እንታይ እያ ትብል ዘላ።
@Progress-b7q
@Progress-b7q Ай бұрын
Entay kshkur wedey mjluh
@GraceEri-ek3ec
@GraceEri-ek3ec Ай бұрын
Chew zeyblu cogiru gele wkatiu kum ngir kem zeyblu flut yehwatey ntenkek kurup keman xereyrey elu zderbsheka inber izi wa ajoki
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
@@ኣነእየ-ቐ5ኰ ezen husurat deqi tgrina men mkanu zeyfeltio hade ms gemel ziabeye aslamay texawtlen
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ Ай бұрын
@ tsbuk geberen ezen ኣኽላባት።
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 Ай бұрын
Welcome Josias media ❤❤❤
@senay6334
@senay6334 Ай бұрын
ወይጉድ ባልታዛር ሕማቅ ምሂርልና ደሓን ኣይእቶ ❤❤
@GetahunAbadi
@GetahunAbadi Ай бұрын
እዚ ወዲ እዚ እዃ እዩ ንባልታዛር አምሂርዎ ዘሎ
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
Aslamay chenawi wedi Mohamed eu ko​@@GetahunAbadi
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
Aslamay eu wedi Mohamed gay
@muluetadese1860
@muluetadese1860 Ай бұрын
ካብ ማሓመድ እዩ ተማሂሩ
@HuriyaYubi
@HuriyaYubi Ай бұрын
How do you know he is Eritrea please
@boy-hr9re
@boy-hr9re Ай бұрын
ንዓይ ዝገርመኒ ናይተን ኣዋልድ 😢 ስለምንታይ ዘይፈልጥኦ ክንሰን ተቀዳዲመን ጸታዊ ርክብ ምስ ዘይፈልጥኦ ወዲ ዝፍጽማ, እንታይነቱ ከይፈለጣ, ንኣብነት ብዓብዩኡ ሕማም ኣሎ:: ካብ ሰለስተ ኣዋልድ ወሊዱ ኢላ, ሰለስቲኤን ዘይፈልጥኦ ወዲ ስቅለን ጸታዊ ርክብ ዝፍጽማ😢 ወይ ኮንዶም ተጠቀማ ክሳብ ጽቡቅ ገርክን ነቲ ወዲ ትላለይኦ ::
@KuraraHarife-qc8wz
@KuraraHarife-qc8wz Ай бұрын
አዛ ጉዳይ ኣብ ቲክ ቶክ ክትመጽአ ኣለዋ በዓል ላቅዋ ክንገሩ ኣለዎም ኣብ ቲክቶክ ክዛረቡላ ብቅልጡፍ ጉዳዩ ክቃላዕ አዩ😢
@Genetfessehatsion
@Genetfessehatsion Ай бұрын
Ambesa girm gerki ajoki nay abon nay Aden endageberki kidi mehigosiki eyu❤❤❤❤❤❤
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
Ezen husurat mexaweti aslamay
@B.Seltene
@B.Seltene Ай бұрын
Natu zeykones natki ygedid haftey kala ytref sumu deytfeltyo musu tidqsi mare ab wulad
@haben1178
@haben1178 Ай бұрын
ምስኡ ኣብ ዓራት ክትገብሪ ከለኪ ዶ ነጊርክና ኢኪ ሕጂ መጺኪ ከምዚ ዶ ከምዚ ትብልና ዶንቆሮ ኣንቴና ዝመስል ጌርኪ ሂብኪዮ ሲ ሰነፍ ጆሲ ካልእ መሃሪ ነገር ኣምጽኣልና
@Natan0755
@Natan0755 Ай бұрын
ሓቅካ ወደይ መምስተበደላ መጽየን ምኒን ይብላ ኣክላባት
@sabasabina5346
@sabasabina5346 Ай бұрын
​@@Natan0755እንታይ ኢዩ ጸገምኩም ህዝቢ ሓበሻ ምስ በዳሊ ተጣቅዑ .ሂባቶ ዲያ ዓሚጽዋ ድዩ ትፈልጥዎ ነገር የለን
@tesfasnqey6690
@tesfasnqey6690 Ай бұрын
@@sabasabina5346 emo kida nab higi entay nab hzbi zemxie aleki wezal.mehferit sdrea kab kemzian yhwat adhnena fetari .
@haben1178
@haben1178 Ай бұрын
@@sabasabina5346 🤣🤣🤣emo nab ሕጊ ዘይትከይድ መን ሒዝዋ ዓሚጽዋ ሲ 8 ዓመት ሱቕ ኢላ ዘይከውን ናይ ሎሚ ኣዋልድ ኣይኮነን ዓሚጽዋ ወስ ኢሉኒ ኢልክን እንዳ ሕጊ ትከዳ ሲ 🤣🤣🤣🤣
@Halamadr146
@Halamadr146 Ай бұрын
Aneay Emo aynegeretnin😂😂
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 23 күн бұрын
ግርም ገበረን፡ኣሰይ። ሰበይቲ ከምኡ እያ ትፈቱ።
@KuraraHarife-qc8wz
@KuraraHarife-qc8wz Ай бұрын
ተካል ጊዜ በጺሕና ኣንታ ፈጣሪ😢
@tekhlomokbay5814
@tekhlomokbay5814 Ай бұрын
Ihre Schuld
@tekhlomokbay5814
@tekhlomokbay5814 Ай бұрын
Dummheit
@solomonliza
@solomonliza Ай бұрын
እንቋዕ ብሰላም ተመለስካ 👍
@stk8544
@stk8544 Ай бұрын
Waaaah ane megeddei nska megeddika ilkis temeliski kitdelio? Anes kemzi hainet abbo itrefenni....foh.... kemei ghirkin ke ms izi menkerker zmessl seb keribkin bessimeab
@johnbiede2870
@johnbiede2870 Ай бұрын
ዘይሕጋዊ, ፍኑው ጸታዊ ርክብ ብምግባሩ ጥራይ.ጽቡቅ ኣይተሰመዓናን መሕበረ ኣወዳት 😢
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
Aslamay eu kea
@ከምድላየይ-ቘ6ኸ
@ከምድላየይ-ቘ6ኸ Ай бұрын
Eway tsegem kemzi ke alo dyu 😎😎😎 Ajoka zhaftey amlak alo kulu ntsubuqki eyu 🙏🙏🙏
@rahwahaile3735
@rahwahaile3735 Ай бұрын
This is my question for all Eritrean: Why is it it hard for you to (talk, walk, live, ask, ) by the truth? I have seen this behavior all ages( 5 yrs - 80 years). The comments denamerators are all born and grown in Eritrea. We all live on this earth together, and we are all going to die at some point, so why do we want to kill each other? Remember, we all are emigrat and have some respect for the country given you opportunity. Donkortate😢
@teklearaya9142
@teklearaya9142 Ай бұрын
Haftey natey ezi kulu natki tsegem u. Ezi ab Disko rekibkyo nay hanti mealty nera tetkowun haqki mbelna. Nski gn 8 werhi nsaki znebere smu ayfelton eye malet natki hmeq u.
@FnanSolomun
@FnanSolomun Ай бұрын
Ajoki habtey natey❤❤❤
@መስታ
@መስታ Ай бұрын
እቶም ትምኩሑ ዘለኹም ማዕረ ክንደይ ንምትላል ስርሐይ ኢሉ ሒዝዎ ከምዘሎ ስለ ዘይትፈልጡ ኢኹም።ብዝኾነ እዚ ወዲ ሙኒር እዩ ዝብሃል ኣብ በርን እዩ ዝቅመጥ
@Nofearnofavor
@Nofearnofavor Ай бұрын
ኣስላማይ ድዩ ኸ፡ ገደደ፡ ዓኳር ጨፍጭፍዎ
@teklithabtai4433
@teklithabtai4433 Ай бұрын
ትምክሕቲ ዘይኮነ በተሰብ ስድራ ዘማእከለ ሌላ ቃልኪዳን ዘይገንራ መታለሊ ዘመን እንዲና ዘለና
@M.pet.
@M.pet. Ай бұрын
​@Nofearnofavor nsu endyu meantana qerixna zelo behwatna kxawet ezi akuar.
@Lunatedros
@Lunatedros Ай бұрын
Gedefena endo. Ketehegos alwa kola zeweledet HIV enqa ayhaza
@zementesfay5935
@zementesfay5935 Ай бұрын
ትምክሕቲ ኣይኮነን ብ ኣይንና ንሪ አን ኣሎና ኢንዶ መጻወቲ ኣልቦ፡ቁምነገር ኮይነን ተሪፈን ስድራበት፡በተሰብ ቃል ኪዳን ክተማልእ ነርዋ። ቅድሚ ቃል ኪዳን ምውላድ ይፍቀድ፡ድዩ? ንዝጋብሀር ይፈራህ ኢየትብል ኣላ ኢዛ ሃላይ መጻወቲት ኣስላማይ😂
@estifanoseritrea3423
@estifanoseritrea3423 Ай бұрын
Polis ደዊልኪ ዘይ ተዝሕዝዮ ታሰሪኡ ይርኣ ደቂሱ ከሎ ታሰራ ዘይትፍትሺ ናትኪ ሕመቅ እየ❤❤❤
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 Ай бұрын
Anes adngexkne xanhke sabab eke entay amxeo kab Eritreawe mewlad zahferlu geza ,nexgame dekmatkes hager meleu kathlfeyo kede fatnyom etom xedu melsom ketreyo bhbrea korbatke kaskuke entay amxeo almama nawram
@knowledgeisneccessaryknowl5904
@knowledgeisneccessaryknowl5904 Ай бұрын
Welcome Jossi .
@beti984
@beti984 Ай бұрын
ብዘይ ቃል ኪዳን እግርኽን ትኸፍታ ብድሕሪኡ ዋይ ዋይ ጽቡቅ ገበረክን። እቶም ህጻውንቲ ግን የደንግጹካ ብዘይ ኣቦ ተትርፍኡም አለኽን
@luli7316
@luli7316 Ай бұрын
Kema tigtmki ni seb Moral kithba fetina, entay gibrley eltki
@lul9652
@lul9652 Ай бұрын
ኣይንመካሕ ዝሓፍተይ ብርክቲ።ጽባሕ ኣባና ወይ ኣብ ደቅና ከይወርደና።
@beti984
@beti984 Ай бұрын
@@luli7316 አነ ዘይገብሮ ንሰብ አይብልን እንታይ ድኣ ዘዛርብ አለዋ
@sabasabina5346
@sabasabina5346 Ай бұрын
@@beti984 ንሱ ኸ ብዘይ ቃል ኪዳን ንምንታይ ይቀርበን
@beti984
@beti984 Ай бұрын
@@lul9652 ኣይንመካሕ እንዳበልክን ሕግን ባሕልን ይጠፍእ አሎ ዓገብ በላ ስቅ ኢልካ አይውለድን እዩ።
@philmonfilmon2069
@philmonfilmon2069 Ай бұрын
እሞ እዚ ሰብ ክንድዚ ዝኣክል ብዘይ መከላከሊ ደፊሩ ዝራከብ ተኮይኑ እኮ ጉዳይ ጥዕንኡ ከጠራጥር ይግብኦ ምስቲ ኣብ ስዊዝ ብዝሒ ሓበሻ ግዳይ ናይዚ ግናይ ሕማም ኮይኖሞ ዘለዉ
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe Ай бұрын
🤔 ab swiss habesha aberhaya eske
@tekhlomokbay5814
@tekhlomokbay5814 Ай бұрын
Nay mntay gday koynum Dom a Sweiz?
@abrahamsolomon1967
@abrahamsolomon1967 Ай бұрын
Keli derbay besnki zey edube akaydaki zemxakyo xegem xenqi shegrki aytgbryom eritrean boy
@Love_you_mo
@Love_you_mo Ай бұрын
እቲ ዝገርም እኮ መታለሊ ሙዃኑ እንዳፈለጠት ኢያ ወሊዳትሉ ሕጂ ንክተምስል ኢያ ኣብዚ መጺኣ ትዛረብ ዘላ ኤርትራዊያን ኣዋልድ ከምኡ ኢየን ዝፈትዋ ሰራቒ መታለሊ ዘይንሱ ዝመስል ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዝብለን ብፍላይ ወሊዱ ዝጉሕፈን መሊሰን ኢየን ዘፍቅርኦ ።።
@TNe-vu4ie
@TNe-vu4ie Ай бұрын
Entay hawikuki kulu kyfeletki selefki kefitkluuuu?
@Feven45
@Feven45 Ай бұрын
Ajoki zhafetey egzabhaer yekelki
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 Ай бұрын
Selam❤❤❤
@FanaTewelde-i5e
@FanaTewelde-i5e Ай бұрын
Ajoki haftey berteai 🙏🏻🙏🏻🙏💔
@mameunited9067
@mameunited9067 Ай бұрын
ሙኒር ኢዪ ሽሙ ወዲ ኣስመራ ዪ፥ኣብ ስዊዝ ኣብ ከተማ (Bern) ኢዪ ዝቅመጥ። እቶም ኣስላማይ ዝመስለኩም ገጋ ሓበረታ ኣይትሃቡ ኣዲኡ ክርስቲያን ኢያ ምስኣ ዓብዪ ሃይማኖቱ ክርስቲያን ኢዪ።
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
Munir smu Christian alo dyu
@mameunited9067
@mameunited9067 Ай бұрын
@@tesfaeumnbar6873ኣዲኡ ክርስቲያን ኢያ ምስኣ ስለ ዝዓበየ ሃይማኖቱ ክርስቲያን ኢዪ ጽቡቕ ገረ ይፈልጦ የ።
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
@@mameunited9067 ata bejaka hasot gdef sied munir eu zbhal nezi trufa zi zeyfelt yelen ab berlin. Sied munir zbhal Christian kea yelen. Aslamay eu kulom yfeltwo eyom ab Berlin
@habeshalove1512
@habeshalove1512 Ай бұрын
Wela ane yefelto eya xubuk gare mazeru yergkem tebhal kulu seb ka beshumu eu zefelto ezi selu amxyato zela ka kab Account natu eu so kamey gara eya zeyfeleteto ksab heji
@meharitafere67
@meharitafere67 Ай бұрын
ንሱ ዘይኮነ ኣታሊልወን ክታለላ ስለ ዝደለያ እየን ተ😂😂ታሊለን😂😂😂😂
@TeweldeNuguse-l2x
@TeweldeNuguse-l2x Ай бұрын
Besmeab nay zmut menfes egziabhier ygnahaka.
@selamselam6517
@selamselam6517 Ай бұрын
Awald kal kidan key aserkn aytwleda please
@ermiyasandom4320
@ermiyasandom4320 Ай бұрын
ንቃልኪዳንከ ብቁዓት ድየን ? በየን ይሓልፋ ፡ምስ ሰለጠንከ እንታይ ግፍዒ ይፍጽማውን ኣብ ግምት ይእቶ
@tsegamengstab620
@tsegamengstab620 Ай бұрын
እጆኪ ሃብተይ እምላክ ምሳኪ እዩ:: ንወዲኪ እቦ እምላክ እለዎ ከይትጃጂዊ :;
@sabasabina5346
@sabasabina5346 Ай бұрын
@@tsegamengstab620 በሓቂ ጽብቕ ዘረባ ኣምላኽ ይባርኽካ
@habeshafood5436
@habeshafood5436 Ай бұрын
Ewe bhaki gal aytmkahn eya xbuk nabran hiwetn kem seb ymneya eyen xexhftoka eyu ajoki jgna eki nski wedki yeebiki❤❤❤
@tesfaeumnbar6873
@tesfaeumnbar6873 Ай бұрын
Aslamay eu ko ezen husurat tgrina
@Adehyabel
@Adehyabel Ай бұрын
Bejaken ahwat dekena aynbedel kab men kemnweled nflet abo bnay aboki shm kxsewae btaemi kebid eu, nski nay ade bota tray eki ktshefni tkeli nay abo kea abo tray eu kshefno zkel. Bzkone dekena ybdelu alewu 😢😢😢
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea Ай бұрын
ንስኺ መዐር ጓለይ ጻማኺ ይሀብኪ ቀሪብኪ ኢኺ ከምዛ ተጸሚምኪ ተዕቢዮ ዘሎኺ ክክሕሰኪ እዩ እቲ አቦ ከአ ገለ ጸገም ገይሩ ከይከውን ናብራ ስደት ንርእዮ አሎና ውላዱ ንሐቁፍ ንጊዜ ንሀቦ ከምታ ዐቅሊ ገርኪ ዘሎኺ መሊእያ ኢኺ ዐቅልኺ ከሕጉሰኪ እዩ ድሕሪ ዐቅሊ ዐወት አሎ እዛ ጓለይ አምላኽ ይሐግዝኪ🇪🇷🙏🇪🇷
@Stephrahel
@Stephrahel Ай бұрын
What is his name?
@Habesha28
@Habesha28 Ай бұрын
ካብ ዝኾነ ሰብ ክትወልዲ ሽሙ ጥራሕ ዘይኮነስ ቤተሰቡ ክተፈልጢ አለኪ ንስኺ ሽሙ ኹማን ዘይትፈልጥዮ😂😂
@Selammesfun-l2d
@Selammesfun-l2d Ай бұрын
You deserve more than that, that's too little for you
@mebrhatomhaile
@mebrhatomhaile Ай бұрын
ዓዋን ክትወልዲ እንተ ኮንኪ ካብ መን ከም ትወልዲ ኣይትፈልጥን ድኺ በትኪ።
@zetamful
@zetamful Ай бұрын
How can you say I don’t know his birthday day if you are his mother?
ጓል 3ተ ዓመትያ ገዲፋትኒ ከይዳ josias denden
21:04
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 37 М.
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН
ክልቲኦም ደቀይ ወሲዶሙለይ  josias denden
18:39
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 73 М.
22 ሽሕ ኣብ ማይ ኣትየን josias denden
15:29
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 45 М.
እንታይ ኣምጽኦ ምኽሓድ josias denden
13:37
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 42 М.
ስለምንታይ ብዙሕ ሰብ ዝስዕቦም?
22:30
Aklilu H.michael
Рет қаралды 44 М.
ኤች ኣይቪ ተመሓላሊፉኒ ኢዩ josias denden
23:34
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 82 М.
ንዓይ ገዲፋያ ምስ ኣቡኣ ትዘዉር ዘላ josias denden
25:48
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН