ሰንጋል /SENGAL/ PART 01 , ብ ኣወል ስዒድ/BY AWEL SAID/

  Рет қаралды 258,001

Hidmona TV

Hidmona TV

Күн бұрын

Пікірлер: 1 000
@tesfatv4676
@tesfatv4676 3 жыл бұрын
ነዛ ኮመንቲ ተንብብ ዘለኹም ሓዱሽ ዓመት ናይ ጽምኣት ርዉየት ናይ ምፍልላይ ማዕሙቕ ናፍቆት ከምኡ ዉን ናይ ምርኻቢት ዴሰት ክትኮነልና ከም ጽብቕቲ ፕላኔት ይግበረልና
@samitekashi6283
@samitekashi6283 3 жыл бұрын
ራስታ ዓርከይ ወላ በዚ ኮፍ በቃ ክክክ
@AA-bh3md
@AA-bh3md 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/a5bQgqadoNdkfZY🙏
@alexanderyemane1037
@alexanderyemane1037 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@esayasberhane5454
@esayasberhane5454 3 жыл бұрын
Amen
@leonardojohnny3413
@leonardojohnny3413 3 жыл бұрын
i guess Im quite randomly asking but does anyone know a good website to stream new movies online ?
@ናሆምሓዊዮርሱ
@ናሆምሓዊዮርሱ 3 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ብሃንቀውታ ዝተጸበያ ላይክ ይርገጸኒ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ከኣ ደቂ ኤረይ ምስ ስድራና ገጽ ንገጽ ተራኤና ይግበራ ሰላም ፍቕሪ ኣብ ዘለኩሞ ኣሕዋት
@AA-bh3md
@AA-bh3md 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/a5bQgqadoNdkfZY🙏
@abrahameri1512
@abrahameri1512 3 жыл бұрын
Nehom wedi jirefawi
@ናሆምሓዊዮርሱ
@ናሆምሓዊዮርሱ 3 жыл бұрын
@@abrahameri1512 ሓቢቢ ኣና
@elsagkidan4949
@elsagkidan4949 3 жыл бұрын
Tibok megemar 👍💎
@geriegerie3568
@geriegerie3568 3 жыл бұрын
ስራሕ ኣወል ፡ጽገን ፡ ወዲ ነገደን፡ ውዳሰን፡ተክሊትን ዘለዎ ስራሕ ሲ ድኻም እምበር ጎዶሎስ ክንደየናይ ከይህልዎ።
@peaceandlove684
@peaceandlove684 3 жыл бұрын
አወለይ ምስቶም ቡሉጻት ተዋሳእትኻ እንኳዕ ብደሕን መጻእኩም።፣❤️ ርሑስ ሐድሽ ይግበረልና ንኹላትና ❤️
@genetn366
@genetn366 3 жыл бұрын
@ktt ucy naka yigbero
@titigerye9295
@titigerye9295 3 жыл бұрын
Omg senafe adey shikor 🙏🙏🙏🇪🇷❤❤💋😍😘😍😍😍
@نتتنمننن
@نتتنمننن 3 жыл бұрын
♥️💯💓🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌🙏🏾❤️💪✊👍🐪🎄👌💪💓♥️
@sdetwnmemhryu2884
@sdetwnmemhryu2884 3 жыл бұрын
ኣወል ብሉጽ ናይ ብሉጻት ምካንካስ ምንጋር ዘድልየካ ኣይመስለንን። መስርዕ ሓሳባትካ ብንጹር ትገሊጽ ርጡብ ጸሓፊ ወሓዚ ዛንታ።
@michaelghebrehiwet2931
@michaelghebrehiwet2931 3 жыл бұрын
ኩቡር ሓዉ ኣወል ብመጀመርታ ርሑስ ቅንያት ሓድሽ ዓመትን ልደትን ንሙሉእ ህዝቢ ዓለም! ብምቅጻል ሓጻር ርእይቶ ኣብ ጅማሮ ታሪኽ ናይዛ ፊልም ከቀምጥ ደስ ምበለኒ!! ሓንቲ ካብ ዝተጠቀምካለን ቃላት ብህሎ ለባማት ኮይና ስለዝረኸብክዋ ካብኣ ክብገስ። " ኣብ ልብኻ ቂም ኣይትዕቆር ቂም ንመዕቆሪኡ እዩ ዝበልዕ" ብርግጽ ሓቀኛ ብህሎ የግዳስ ብግስ ከይበለት ዋሕዚ ታሪኽ ናይዛ ፊልም ካብ ብቂም ዝተበልዐ ልቢ ካም ዝፍልፍል ንኽትርዳእ ስነጥበባዊ ምኻን ኣየድልየካን'ዩ። 1) ኣብ ምጂማራ ሩባን ስግር ሩባን ዝብል ታሪኽ ታሪኽ መሳፍንቲ ሙርኩስ ዝገበረት ኮይና እዚ ከኣ ካብ ኣርሒቅካ ዘይምጥማትን ኣብ ታሪኽ ኣመጻጽኣ ሃገራትን ሕብረተሰባትን ዓለምና ዘለካ ድሩት ኣፍልጦን ቂምን ዝተሞርኮሰ ምኻኑ እዩ ዘረእ!! ስለዚ ንዘበናት ተመሊስካ ካብ ሕንዚ ቂምታ ናብ ህዝቢ ምንዛሕ ከምስነጥበባዊ ዘፋቕር ንዝገፍሐ ዘጽብብ ፡ ንዝረሓቀ ዘቕርብ ስራሕ አዩ ሰብ ዝጽበየካ እቲ ቒምን ጽልእን ምንዛሕ ነዓና ነዞም ዓያሹ ኣብዚ ኮንና ነጣቅዕ ግደፈልና። 2) ናይቲ ጋሳ ስደተኛ ፡ ከማና ከም ኤርትራዉያን ጌሩ ዝተሰደደ የለን ሓደስደተኛ ከኣ ኣብቲ ዝተሰደዶ ስደት እንታይ ክሰርሕ ከምዝኽእል ነጋሪ ኣየድልየናን ይመስለኒ " እንጀራና በሊዑ ዘዓበየ ጋሳ እንዳበልካ ኣብዚ ዘመነ ሰብኣዉነትን ንሕና ምስክር ሰብኣዉነት ክንከዉን እንበር ክንብዳዕን ንሕና ፍሉያት ኢና ኢልና ክንንየትን ዘሕፍር እዩ። እቶም ተሰዲድና ምስ መጻናዮም ከምሰባት ኣዕቁቦም ሰባት ብሙኻንና ጥራይ ክሳብ ኣባላት ፓይቶን ካቢነን ክንከዉን ኣብ ዓድና ዘይንፈልጦ ምርጫ ክንመርጽን ክንምረጽን ዕድል ዝረኸብና ህዝቢ ምኻንና ከመይ ንርሰዖ፡ ኤሪትራዊ ኮይኑ በቶም ኣብዘን ምዕቡላት ዓዲ ተወዳደርቲ ኮይኖም ኣብ ዝለዓለ ጽፍሒታት ዝተዓወቱ ኣሕዋትና ዘይተነየተን ዘይዓለለን ዘሎ ኣይመስለንን እዚ ግን ናይቶም ዘለናዮም ኣህዛብ ልቦናን ብልሕን እዩ እምበር ከምዚ ንሕና ጋሳና ንብሎ ስደተኛ ንዖኦም ከምኦ ምኻንና እዩ። እዚ ዘመን ዘመነ ሰብኣዉነትን ፍቕርን ደኣንበር ዘበነ ጽልእን ቒምን ኣይኮነን። ክንማሃር ንፈትን ከይተማሃርና ክንምህር እንተሓሲብና ግን ጥፍኣትን ሕስረትን ኢና ክንሓፍስ። ከምዚ ኸማይ ዓያሹ ስለዘጣቓዕናልካ ሰኺርካ ኣብ ዳስ ድሕረት ኣይትሳዕስዕ።
@danites
@danites 3 жыл бұрын
Wedi negede THE best artist 🎁🎀😍
@user-fp2nc4pb5w
@user-fp2nc4pb5w 3 жыл бұрын
💔💔💔
@maxkebreab3826
@maxkebreab3826 3 жыл бұрын
I’m in love 😍 with this movie 🍿 just like he’s in love 😻 with his Country Eritrea 🇪🇷
@merigualkeren6510
@merigualkeren6510 3 жыл бұрын
Really the best movie i've seen in my whole life, thanks Awelino. We are always on your side 👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 3 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ሰላምኩም ይብዛህ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ርሑስ ሓድሽ አመት ይግበረልና ኤርትራዉነት ፍቅሪዩ ነኽብረኩምን ንፈትወኩምን ህያብ ኤርትራና እድመ ይሓብኩም አዚያ ታሪኻዊት ስራህ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@astermekseb4317
@astermekseb4317 3 жыл бұрын
Eway senafe adey shikorr kabaki mewiladey higesti eye i love you 💕❤️ senafe adey
@adiamabay6731
@adiamabay6731 3 жыл бұрын
ተጣራጥረይ ኢንድየ ኢባሳይም ርእያስ ንሳ ድያ ኣንሳን
@miletatekle17
@miletatekle17 3 жыл бұрын
@@adiamabay6731 nsa endiya 😘
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 3 жыл бұрын
ጽብቅ ስራሕ ኣወል ስዕድ፣ ከምዝ ገርካ ታርክ ጉርግርካ ታርክና ክተኮልዕ ብምጽዕርካ ከይ ኣመስገንኩካ ኣይሐልፍን ኣምላክ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፣
@gobushyared6046
@gobushyared6046 3 жыл бұрын
መርሓባ ደቂኤረይ ኮኾብ ሰማይ🇪🇷🇪🇷ብሓቂ ደይታሪኾም ከግዕዙ ድዉዕሉ ኣለዉ ደቂ ስግር ሩባ።
@adiamabay6731
@adiamabay6731 3 жыл бұрын
መን ኢዮም ዘይታሪኮም ዘግዕዙ ከ ኩብር
@johnberihuhaile6373
@johnberihuhaile6373 3 жыл бұрын
Awel said the great we thank you a lot legend ንሪመይ ንሪመይ ንሪመይ ንሪመይ ዘለላ ዝተንከፋ ወይሉ ኣቦና ኣባጥመር 4ever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rthagos635
@rthagos635 3 жыл бұрын
Aseyyy wedi ereyyy halaley💓🇪🇷🤗
@johnberihuhaile6373
@johnberihuhaile6373 3 жыл бұрын
@@rthagos635 comment door dika|ki tegagika
@rthagos635
@rthagos635 3 жыл бұрын
@@johnberihuhaile6373 ayteredann abahlaka?
@johnberihuhaile6373
@johnberihuhaile6373 3 жыл бұрын
@@rthagos635 ኢለካስ ናባይ ዲያ አዛ ትሕዝቶካ ዋላስ ናብ ኣወል አያ
@rthagos635
@rthagos635 3 жыл бұрын
@@johnberihuhaile6373 nabaka eya bluxey🇪🇷💓
@issakabraham933
@issakabraham933 3 жыл бұрын
Bruk mejmar yegberlna and happy new year deki era 2021 amet selam yegberlna kabze hemam zelo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alaminidris6404
@alaminidris6404 3 жыл бұрын
Eritrea BEritrawiyan NEritrawiyan tefexeme❤️🇪🇷❤️. Waw good job deki eza halal meret
@mulugetage7152
@mulugetage7152 3 жыл бұрын
ኣወል ስዒድ ኣዝማሪኖ (ድቃላ) ዓፈና ታሪክ ተካይድ ኣለካ ታሪክ ኣይቅየር ኣይልዋጥ ምስ እሰያስ ክትግንሸል እካ ኣይትጠራጠር ካባይ ኣይትሓልፍን ባሕራ ምስ ምድራ ከኣ ናተይ እያ ኣንታ ዝንቡዕ ብራርያ
@loveaa9214
@loveaa9214 3 жыл бұрын
At a kndey kkefie eti melhaska foe bzkone fetari yqre ybelelka neti kfue qal kab lsanka zewxaekayo
@timbem9189
@timbem9189 3 жыл бұрын
I love to watch this kind of movie, thank Eritrean artists 🇪🇷
@tsehaiahferom4421
@tsehaiahferom4421 3 жыл бұрын
I admire your talent enormously. Keep up the good job. Become one of the Eritrean pioneers as producer, director and film maker!
@lemlemwolday2976
@lemlemwolday2976 3 жыл бұрын
ሩሑሱ ሓድሽ ዓመት ደቂ ኤሪ ዓመተ ሰላምን ራህዋን ይግበረልና ኣወል ሲዒድ ምስ ኩሎም መሳርትኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጽቡቅ ስራሕ
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 3 жыл бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ። ጽቡቅ ምጅማር ይግበረልና ።
@erinabella5455
@erinabella5455 3 жыл бұрын
Amazing 😻 👍😘🙏I am enjoying it❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@michelberhe3379
@michelberhe3379 3 жыл бұрын
ደስ ትብል ግን ናይቀደም ዛንታ እንዳዘንተወት ካብ ኣፍቂረ ምባልስ በቲ ናይ ቀደም ኣጻዋውዓ ፈትየ እንተዝብል 'ዶ ኣይምሓሸን ናይውልቀይ ርኢቶ ኢዩ
@mussieandom677
@mussieandom677 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ግን እዛ ኣፍቂር ትብል ቃል ካልእ ትርጉም ኣለዋ ኣብዛ ፊልን ማለተይ ከም ዝመስለኒ ጋል ኣይኮነን ኣፍቂሩ ዘሎ
@theer5130
@theer5130 3 жыл бұрын
ኣፍቂረ ብባህሊ ሕፍርቲ ስለ ዝነበረት ያ እምበር ንሳ ውን ናይ ቀደም ያ
@Dani_dino_4
@Dani_dino_4 3 жыл бұрын
@@mussieandom677 tikikl and wn kem natka terediatni ala🇪🇷✊
@rthagos635
@rthagos635 3 жыл бұрын
@@theer5130 btami eya thfreni nera nay emo😉🇪🇷💓
@ኣሮንወዲኮንተራ-የ3ፈ
@ኣሮንወዲኮንተራ-የ3ፈ 3 жыл бұрын
ጋል ሰብ ጠሚተ ፈቴ ቢሂገ እዩ ዝባሃል ኔሩ ምስለኒ
@ፊሊኤርትራዓለመይ
@ፊሊኤርትራዓለመይ 3 жыл бұрын
መርሓባ ኣወሊኖ ጅግና ወያ መልእክተይስ ሰሚዒካኒ ጋና ዘይተበርበረ ተሪክ ኣሎ ጹቡቅ ገርካ ፈትሾ ታሪክ ሽመጃና ዓዲ ባህሊ ዓዲ ፍቅሪ ዓደይ ብዝኮነ ደቂ ሓላልል መርየት ኣምላክ ዕድመን ጥዕናንን ያሃብኩም ብስራዓት ህግደፍ ዓድና ምራኣይ ሲኢና ብስነጥበባዉያን ሃገርና ዓድና ንርኢ ኣለና ብዝኮነ ዝናፍቆ ዓደይ በቶም ዓበቲ ስነጥበባዉያን ሃገረይ ምርኣየይ ብጣዕሚ ሕጉስ ኢየ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ደቂ ኤሪ
@peacetoworld1516
@peacetoworld1516 3 жыл бұрын
Nay awel srah flut eyu megletsi yeblun bravo.
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 3 жыл бұрын
እቲ ዓድታት ትዋስእሉ ከምቲ አስማትኩም ት እንትነጉርና ደስ ምበለና በረኻ ዓዲታት ምፈለጥና ውይ ከናፍቀካ🙏💪🌿🌽✅🇪🇷
@zerayhabtay6413
@zerayhabtay6413 3 жыл бұрын
ኣወል ሓወይ፡ ኣነ ኣብዚ ቦታ የ ዓብየ፡ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ፡ መግለጺ ኣድናቆተይ፡ ሓጎሰይ፡ ኣኽብሮተይ፡ ቃላት የብለይን እንቃዕ ናትና ናይ ኤርትራውያን ኮንካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@adiamabay6731
@adiamabay6731 3 жыл бұрын
ኣበይ ድዩ ኢዚ ቦታ
@astermekseb4317
@astermekseb4317 3 жыл бұрын
@@adiamabay6731 ab senafe eu
@adiamabay6731
@adiamabay6731 3 жыл бұрын
@@astermekseb4317 የቀንየለይ ዝያዳይ
@godisgreat3838
@godisgreat3838 2 жыл бұрын
AWOL you are a great writer and Poet, likeTesfaye Gebreab! I have lots of expectation from you to continue Tesfaye's legacy! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🐪🐪🐪!
@ከምኡየዘለኹበስ
@ከምኡየዘለኹበስ 3 жыл бұрын
እቲ ቦታ ኣብ ዝኽርታት መሊስኒ ኣኒ ሙሉእ ዝተቀመጥኩላ ዓዲ ኣፎማ እንዳ 27 ተለኹም እስኪ ናይ በሓቂ ህዝቢ ሰንዓፈ ተቀበልቲ ጋሻ ዓቀብቲ ባህሎም ኩሉ ሙሉ እዮም በስ
@meksbinatey8865
@meksbinatey8865 3 жыл бұрын
😘😘😘
@user-ny9xd3od2h
@user-ny9xd3od2h 3 жыл бұрын
ኣበይ ዓዲ ነኤርካ ሰበይ እንዳ 27 ኣብ ሓምቦኻ ዶ ኔርካ ትኸውን
@sarahabraham0827
@sarahabraham0827 3 жыл бұрын
I’m here Senafe Zone 3 very close to Afoma 🇪🇷
@Naodey577
@Naodey577 3 жыл бұрын
Thank you bro
@ቻቺ
@ቻቺ 3 жыл бұрын
ኣለና
@mehretwoldai9237
@mehretwoldai9237 3 жыл бұрын
WOW ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፊሊም አጆኹም ደቂ ኤረይ አናብስ። ታአምኖ ልእኻ እንታይ ተሪፍኒ አይትበል ዝባሃል ነሕና ድማ በአካትኹም ኩርዓት እና ቀጽልዎ።
@godislove6235
@godislove6235 3 жыл бұрын
ኣወል ስዲ ሰብ ከተናቁት ኢካ አዚ ኩሉ ስራሕ ዛኣምነካ ግን የለን ለክባጥ
@peaceforever8115
@peaceforever8115 3 жыл бұрын
እንታይ ጌሩ ተጋሩ ዲኩም ወይስ ኮራኩር ናይ ተጋሩ ሜዞ ሜዞ ታሪኽ ይሰርሕ ኣሎ ክትሰርሑ ፈትኑ ወይ ንዝሰርሕ ኣይትቃወሙ
@harmazentertainment8570
@harmazentertainment8570 3 жыл бұрын
መርሓባ ደቅ'ዛ ሓላል መሬት እንካ ብሰላም መጻኩምና እዛ ሓዳሰ ዓመት ዓመትና ይግብረልና ናይ ሰላምን ጥዕናን ራህዋን ቅሳነት ትኩነልና !! 2021 Happy new year 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@elsahaile5293
@elsahaile5293 3 жыл бұрын
Wawwwe senafe golgol smejana diga afoma gen si heto alatni eta deki tashem tbel derfi nay bicha si aybrhtleyn mo abrhuley ba deki tashem zbhal alo deyu Ab senafe .Happy New year 😍🇪🇷❤🇪🇷😍🇪🇷❤❤😍😍🇪🇷❤🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 3 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ደቂ ሓላል መሬት ደቂ 9 ብሄር 2 ሃይማኖት ይግበረልና ርሑስ ሓድሽ ዓመት። ጽፉፍ ስራሕ ኣወልኖ ወዲ'ዚ ለዋህ ህዝቢ።
@abrehetficroy9751
@abrehetficroy9751 3 жыл бұрын
ዘይቲ ሚኖ ፊሊም ብጥዒም ጽቢቂቲ ታሐጉሺና ኣወል ማዓር ኣፉ ገጺገጸ የራኤየና ኣሜን
@abieltekleb8497
@abieltekleb8497 3 жыл бұрын
Happy new year amete selamn rahwan ygberelna deki eri Nic aweley
@ኣደይከምዓለምንዓይ
@ኣደይከምዓለምንዓይ 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መሳጢት አያ ኣይትሕመቁ ደቂ ኤረይ ኩሉኸም ብሓበራ ኣብ ኩሉ ኩሩናዓት ዓለም ዘለኹም ሩሑስ ሓዲሽ ዓመትን ልደት ይግበረልና
@wegihuyemane2469
@wegihuyemane2469 3 жыл бұрын
Welcome awel seid happy new year 🎉✨ all of Eritrea 🇪🇷 people GBU 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏
@yonasberaki6143
@yonasberaki6143 3 жыл бұрын
Btami Xbuq melaktiy Eritrean .Hdriy Geganu
@rigmeb3294
@rigmeb3294 3 жыл бұрын
እዋይ ደቂ ኤረይ ማዔረይ አናብስ ታሪኽና እንዳተኮለዔ እነቦር ንስኻትኩም ንበሩልና አወሊኖ አንበሳ ዕድመን ይሃቦካ
@bereketberhean
@bereketberhean 3 жыл бұрын
ዋዉዉ ጽቡቅ ባሃሊ ዓድና ጡዑም እዩ ኣዝዩ ደስ ዘብል ቀጽልዋ ደቂይ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wedi_ghere1616
@wedi_ghere1616 3 жыл бұрын
ተብዓተይይ ፍሊም እያ ትመስል ዘላ ቀጽልዎ ደቂ ኤሪ Happy new year
@munirnesredin5871
@munirnesredin5871 3 жыл бұрын
Nemesgneka awel heji dema kemti zehalefu ksab heji kab aemurona zeyhasesu zelewu buluxat drsetatka knezeb beal mulue tesfa ye 10q aweley wedi erey mearey we love you awel
@meronkflom4198
@meronkflom4198 3 жыл бұрын
Agema chaw chaw Eritrawi telaelu b kulu Tedefirna endina tsenihna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏⛪🕌💯💯💯
@abdulwase2441
@abdulwase2441 3 жыл бұрын
Wwww ab sirahku selamnn qisanetnn ayfeleyeku. Eritrawi hgerawiyannn🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fthawithabte8830
@fthawithabte8830 3 жыл бұрын
HAPPY NEW YEAR DEKI EREY MQURAT WELCOME BLUTSATEY 🥳🎉♥️🇪🇷🥰♥️
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 3 жыл бұрын
😍🇪🇷🙏
@awethayelom1762
@awethayelom1762 3 жыл бұрын
Awel enikae Eritreaw konika hajoka abi gonika alena edimeni tienani yihabik rebi our hero ❤💞❤💞❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@ሰብእንታይዘይበለ-ቘ4ጸ
@ሰብእንታይዘይበለ-ቘ4ጸ 3 жыл бұрын
እቶም ብእንጃራና ጋሶት ናትና ዘረዕት ናትና ባዕልና ዝዕብናዮም ኣኽላልብ ኢዮም ሕጂ ኤርትራ ናይ ዝግነት ሃገር ኢያ ዝብሉና ዝለው ይግርም ኢዩ ።
@mendfrachanelterdros4297
@mendfrachanelterdros4297 3 жыл бұрын
Kkkkkkk NY bhaki ygermka eu
@nahomnahom7204
@nahomnahom7204 3 жыл бұрын
ኤርትራ ዳ ናይ ዜግነት እንዲ ሞ
@rthagos635
@rthagos635 3 жыл бұрын
Aygermekan zebekayo kelbi aynkeska eyu dhan hiji wn kem kedemna deqi Erey💓🇪🇷
@mendfrachanelterdros4297
@mendfrachanelterdros4297 3 жыл бұрын
@@nahomnahom7204 Ata kobre hawi eritrean eklti hger ey
@nahomnahom7204
@nahomnahom7204 3 жыл бұрын
@@mendfrachanelterdros4297 እወ ሃገር መን ከ ክልል ኢሉ ዲዩ
@genetaregawi4309
@genetaregawi4309 3 жыл бұрын
እውይይ ከባቢ ሰንዓፈ ጽዕዳ እድዩ እዚ ደኣ ዕደይ መዕረይ ሕደ ምዓልቲ ንምለሰኪ ንከውን
@elsahaile5293
@elsahaile5293 3 жыл бұрын
Ajoki knmlesa ena brkti haftey
@user-ld5tl6hr9i
@user-ld5tl6hr9i 3 жыл бұрын
@@elsahaile5293 ደቂ ሰንዑፍ
@cafuantonio8280
@cafuantonio8280 3 жыл бұрын
@Daniel Gehad Abey eyu deki Teshm?
@cafuantonio8280
@cafuantonio8280 3 жыл бұрын
@Daniel Gehad Eti kelay gn senafe eyu Gega yklaley
@genetaregawi4309
@genetaregawi4309 3 жыл бұрын
@Daniel Gehad no senafe eyu hawey zabenalo do tefiena
@mogosyemane9453
@mogosyemane9453 3 жыл бұрын
ኣታ አዞም ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ዶ ትርይዎም ኣለኩም Ezom tigray tigrina ketblu tewlu kedat hji tehmsu Ertira hanti ey nay Aslam kristan bemare 9 behrat
@Biniam163
@Biniam163 3 жыл бұрын
eza ny biher hisebela rashayda ab eritrea bota yeblomin
@mogosyemane9453
@mogosyemane9453 3 жыл бұрын
@@Biniam163 ኣይትበል ከምቲ ናይ ሕማቃት ኣይትሕሰብ ዝነበሩን ዘለውን ኢዮም ብዛዕባ ተግባሮም ቅስ ኢልካ ዝርአ ኢዩ
@hagosmkem5468
@hagosmkem5468 3 жыл бұрын
ኣስተውዕሉ ደቂ አረይ ብፍላይ አቶም ደለይቲ ፍትሒ፣ ህግደፍስ ህግደፍ አዮም ናይ ቀደሞም ኣይቅየሩ ኣይልውጡ የአማን አዮም። አንተ አቶም ደለይቲ ፍትሒ አና በሃልቲ ግን ነስተውዕል፤ ኩሩኩር ህግደፍ ዝኮነ ኣወል ስዕድ ምስ ተጋሩ ጎረበትና ዝኮነ ካብ ክንዲ ሰላም፣ ጽልኢ ክነዝሕ አዩ ዕንክልል ዝብል ዘሎ አሞ ካይትግርሁ ወገናተይ" ሰላም!
@natsnettadese3685
@natsnettadese3685 3 жыл бұрын
Neybhaki 👍👍❤️❤️❤️❤️
@hagosmkem5468
@hagosmkem5468 3 жыл бұрын
@@natsnettadese3685 🤝🏾❤❤
@redwanadem2398
@redwanadem2398 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅቲ እያ ትመስል ጽቡቅ ምጅማር👍👍👍👍👍👍
@simonkidane9768
@simonkidane9768 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣወል ስዒድ ጽቡቕ ስራሕ ርሑስ ሓድሽ ዓመት
@Azmarino-r7y
@Azmarino-r7y 3 жыл бұрын
ን ኣወል ዝሕቢ ላይክ
@yerdanos1180
@yerdanos1180 3 жыл бұрын
The best movie 🍿 thank you 🙏 to all of you deki Eritrea 🇪🇷 love you 😍
@binyamhaile5220
@binyamhaile5220 3 жыл бұрын
It is an amazing work from the best writer Awel and the best artists. Thank you for this Awelino.
@andetseiengebremical3674
@andetseiengebremical3674 3 жыл бұрын
ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀጽልዎ።
@awetakale160
@awetakale160 3 жыл бұрын
Aman hamed maletey badsha wey ka wedi negedi memelshu ydemq ybel srah nay baki tibebe kemzi kemay entelyu👈👍👍
@reduasli1472
@reduasli1472 3 жыл бұрын
Awel kbehal kelo we yakk xbuq srah ajokum deqi erey 😍❤️🕌❤️⛪🇪🇷💪🇪🇷
@user-kc1ew4pz5j
@user-kc1ew4pz5j 3 жыл бұрын
ልኡላገብረትንሳኤ መርሓባ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ እንቆዕ ዳሐን መጻኩም
@millionabraham8966
@millionabraham8966 3 жыл бұрын
Nic job dekita halal meriret
@amanuelfessahaye103
@amanuelfessahaye103 3 жыл бұрын
ንለባም ኣምተሉ ንዓሻ ዶርጉሓሉ ኢዩ እሞ፡ እቶም ትግራዎት የሕዋትና እዮም ኢልኩም፡ ልዕሊ ህዝብኹም ብትግራዎት ትሓሙ፡ ግብሪ ጥልመት ትግራዋይ ካብ ቀደሙ ከምዝነበረ በዚ ክትማሃሩሉ ተስፋ ይገርብ። ኤርትራ ን ኤርትራውያን.
@philly11
@philly11 3 жыл бұрын
Best movie so far. Proud to be Eritrean 🇪🇷. Ruhus hadsh amet deki adey.
@dayanwerasi7969
@dayanwerasi7969 3 жыл бұрын
As usual an amzing directing and cinematography of Awel Seid. Eager for the 2nd part.
@tesfayabraha5895
@tesfayabraha5895 3 жыл бұрын
Abzi bota etay teazibe Diga adebagie Diga afoma Gobo farkla Adebagie Giash Afoma Senafe i love you mkrti ketema
@momwithfourkids7989
@momwithfourkids7989 3 жыл бұрын
ፅቡቅ ስራህ ዓይኒ ጸላኢኹም ይደፈን ደቂ ኤሪ ሺኮራት 🌹🌹🌹🌹🙏🙏🤲🤲🤲አዞም dislike ትገብሩ ዘለኹም ሪኢኩም ተኸይፍኩም ሲ dislike ኢድኩም ቁርጡም ይበላ views እሞ ይበል እዩ
@breygebreyesus9790
@breygebreyesus9790 3 жыл бұрын
ርሑስ በዓል ልደት ይግበርልና ዲቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓይኒ ኣባይኩም ግስም ይበል! ጺቡቅ ስራሕ❤
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 3 жыл бұрын
Asey Asey etom zfetwom Welcome deki Erey ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣማን ባድሻ ፍጡር ድዩ ንምኻኑ እንታይ ዓይነት ሓይሊ ጥበብ ኣለዎ። ባድሻ መመሊስካ ዝፍቶ ውዱእ ሓየት መንእሰይ። ሕነሽም ሕነሽም ቖልዓ ደቂ ተሽም!! ኣለኹም'ዶ ደቂ ተሽም?? እዛ ፊልም ብዙሓት ስኢኖማ ኣለዉ ኩላትና ካባይ ጀሚርካ ሸር ንግበራ። Awel yak💪 Arma tibeb❤️❤️🇪🇷🇪🇷💪
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 3 жыл бұрын
ፍጡር ድዩ ንሙዃኑ ኢልካ ትሓትት? ይርደኣካ ኣሎ ድዩ? ተዋሳኢ ኢዩ ክደርስ ኤዲት ክገብር ዳይረክቲን ክገብር ክኣሊ ኣይክእልን ኢዩ። ብብቕዓት ኢዩ ዝዋሳእ ተዋሲኡ ኢልካስ ፍጡር ድዩ?
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 3 жыл бұрын
@@bereketweldu2870 ፖውውው ኣታ ክንደይ ትዛረብ ምስ እምነት ዲኻ ኣታሓሒዝካዮ?ወላ ኣምልኾት? ኣነ ኣብ ልዕሊኡ ዘለኒ ተሪርር ኣድናቆትየ ገሊጸ።
@meriokbay4278
@meriokbay4278 3 жыл бұрын
Gel ayenet ajokum aye tehemoku ketelewo ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@abiteyyyfeqrlbu6006
@abiteyyyfeqrlbu6006 3 жыл бұрын
Welcome back deki eri and happy new year 🎉 ameta selam ygberalna
@awetande3126
@awetande3126 3 жыл бұрын
Wawwww ❤️ gela ayenat Film enka beselam maxekum etom Tewaseti kokobe naye Eritrea ajokum
@osmansalih6628
@osmansalih6628 3 жыл бұрын
Degefti awel liki iske atababuini
@gebrielabayre4483
@gebrielabayre4483 3 жыл бұрын
Aseyyyyyyy edmen tenan yhbeley halaley deki eri shikorinatatttt God blessd them 💞💞💞🌹🌹🌹💞💞🌺🌺💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🌺💞💞🌹🌹🌹💝💝😘😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@meskotgezana69
@meskotgezana69 3 жыл бұрын
deki Senafe telikum like gberu
@angesom-o4b
@angesom-o4b 3 жыл бұрын
እንቃዕ ድሓን መጻእካ ኣውል ጅግና ጎይታ ጥበብ ወትሩ ቡሉጽ ኢኻ ወድዛ ብርኽቲ መሬት ኣጆኻ እስከ ኣስተምህሮ ነዚ መንእሰይ ታሪኽ ኣያታቱ
@dejengermay4495
@dejengermay4495 3 жыл бұрын
መርሓባ ኣወለይ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ዓመተ ሰላምን ቅሳነትን ይግበረልና ደቂ ኤረይ ሓላል።
@AA-bh3md
@AA-bh3md 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/a5bQgqadoNdkfZY🙏
@huruyredie8130
@huruyredie8130 3 жыл бұрын
Well come awel bruk mjmar rhus adsh amet kea ygberelna ዓመተ ሰላተ ዓመተ ቅሳነት ይግበረልና
@teweldemengistab1910
@teweldemengistab1910 3 жыл бұрын
Kkkkkkkk እዚ ቦታ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ኣብ ሸመጃና ኢዩ ከምዚ ትብልዎ ዘለኩም የለን ኣይነበረብ ፖሎቲካ ገርኩም ሰብ ከተታልሉ ኣይትፈትኑ ሽጣራ ሕግደፍ ተገጢሙ ኢዩ ምስ ሕዝቢ ትግራይ ኣሕዋት ኢና ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ
@mamma2732
@mamma2732 3 жыл бұрын
Yes, we are one for ever.
@kidaneokubay3376
@kidaneokubay3376 3 жыл бұрын
Yes 👍 👍 👍
@peaceforever8115
@peaceforever8115 3 жыл бұрын
ንስኩም የሕዋት ትኮኑ እቲ መሬት ግን መሬት ኤርትራ ኢዩ ትግራይ ትከዱ ገዲፍኩሞ ሳሆ ኣለው ደቀባት ትግርኛ ውን ኣለው ንስካን ስድራካን ግን ናብታ ጎረቤት ሃገር ዒራቅ ኮይና ዘላ ህዝባ ውን ካብ ዒራቅ ዝመጻ ናብኣ ትከዱ
@user-ie9hv1rf3t
@user-ie9hv1rf3t 11 ай бұрын
@@peaceforever8115ኢሰያስ ነታ ምስኡ ለጊባ ዘላ ትግራይ ገዲፉ፡ ናብ ኣምሓራ ጥር ኢሉ ከይዱ ሓደ ኢና ምባል ከ ከመይ ትርእዮ !
@awetaweasemblnio3215
@awetaweasemblnio3215 6 ай бұрын
@@user-ie9hv1rf3tNesu Dea Tekbelmwio endyom 😂😂😂😂 Zehgosuka eko Issias Tigrway Mukanu Eyu
@ኣጆኺኤረይ
@ኣጆኺኤረይ 3 жыл бұрын
Hneshim hmeshim qola deki teschim. I love this song. God job.
@tsegaykahsay5963
@tsegaykahsay5963 3 жыл бұрын
ሪኢቶ ኣፉቁዱለይ እታ ኣፍቂረ ትብል ፈትየ እተዝብል ዶ መሓሸ
@awettesfazghi9043
@awettesfazghi9043 3 жыл бұрын
Right bro
@tewoldegoytom309
@tewoldegoytom309 3 жыл бұрын
Ehi nmntay bro?
@tewoldegoytom309
@tewoldegoytom309 3 жыл бұрын
Tezeytegagye eta afqire zbla zelo gal aymeslenin kalie eyu mesleni mknyatu bereka kwexie delye elu neru ab mewedaeta slezi entay delywa ta gal
@mogosfekadu8555
@mogosfekadu8555 3 жыл бұрын
Kehsba zxnahku eya
@Alexander-311
@Alexander-311 3 жыл бұрын
@@tewoldegoytom309 ane keman msaka eye zsamama fkri adi eu kal aykonen.
@mehariande2966
@mehariande2966 3 жыл бұрын
ኣወለይ ታሪክ ሀገር ክትብርብር ድነቐልካ ትመስል ሐየት ወዲዞም ሙዑታት ቐጽሎ ኣብ ጎነካ ኣለና ሐየት ወዲ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌹🌹🌹🌹👍🏾1000 kab 100👍🏾
@stmediast
@stmediast 3 жыл бұрын
አወል ነዛ ሃዱሽ ዓመት ብሃዱሽ ፊልም ክንጅምራ ዝገበርካና ክብርን ምስጋናን ነአካ ወዲ ነገደ ጅግና ከመይ ዲካ አበሳ
@hamiehussenein1800
@hamiehussenein1800 3 жыл бұрын
Wawa ane zgermeni kndi hxab egirka zeymexa baka ylagexa abey da alewu etom agazyan do tgray tgrini zbulu zneberu awelino greit jop kexlo love you bro🥰😍🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ablelkidane8472
@ablelkidane8472 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ጀሚራ ኣላ ግን ኣብ ሳዓትኩም ኣውርድዋ
@samihabtesemere7280
@samihabtesemere7280 3 жыл бұрын
Well come yhawteyy mareyy 🙏🙏🙏👈ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ዓመተ ሰላም ዓመተ ጥዕና ዓመት ብልጽግና ዓመተ ፋቅሪ ይግበረልና🇪🇷🙏🇪🇹👈
@embayetewelde4336
@embayetewelde4336 3 жыл бұрын
መሬት ዓደቦ ብቀሊሉ ገሊጽካ ዘይትጸግቦ ብቡሉጽ ብርስታት ዝደመቐ ንልብን ዓይንን ዝሕጎሰ ብርሃን ጽሓይ ዘድመቐ ብታሪኽ ሃገርና ዝዓንበበ ኤርትራና ንዘልኣለም ንበርልና ።
@merhawigebru8488
@merhawigebru8488 3 жыл бұрын
Ata gobez kemaka 1.000.000
@shimbashkarn6219
@shimbashkarn6219 3 жыл бұрын
Starts Amazing Awel Said the great I'm proud of you.
@eritreayina3935
@eritreayina3935 3 жыл бұрын
Unqa dahan metxakum daqi rimay Mesharktey hiwet wadia ela ina harequ bakum ka tahagse kamzi kem talikum kemta nigtma 🤙🤙
@user-kj5jn2kq6v
@user-kj5jn2kq6v 3 жыл бұрын
Awel best mis jematka 👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿 ezi bota senafey halal u 👌👌👌👌👌❤️❤️❤️👌👌👌
@nahomwedieri7884
@nahomwedieri7884 3 жыл бұрын
I love you daki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
@esayasmeasho341
@esayasmeasho341 3 жыл бұрын
መርሓባ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ጽቡቕ ምጅማር ሓድሽ ዓመት
@meseretgoytom1482
@meseretgoytom1482 3 жыл бұрын
wellcam deki eriyyy xeda 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷xebuq mejmar ygbrlna Ruhus hadsh amet nkulna huzbi eritrean
@ghilaykifle8990
@ghilaykifle8990 3 жыл бұрын
Asey enqa natey konkum deqi eza halali hager selam qesanetn zsfena zmen tkunelina deqi eriey shikorinatat edmen tenann yhabkum aweley ms bxotka awet nhafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💟💟💟💟💟💯💯💯💯💯
@habtommehari8138
@habtommehari8138 3 жыл бұрын
እዞም ልዕሊ ኣወል ትግርኛ ክኾኑ ዝደልዩ ደኣ ኣብ ትሕቲ ኮቦርታ ኮይኖም ይርእይዋ ይህሉው እምበር😂
@gidewenbereket7348
@gidewenbereket7348 3 жыл бұрын
እወ
@hzbiykber8263
@hzbiykber8263 3 жыл бұрын
Awel wedi Shremuta
@kurebel2386
@kurebel2386 3 жыл бұрын
@@hzbiykber8263 lawzi lawzi atayo hasas
@sahotenterment8408
@sahotenterment8408 3 жыл бұрын
@@hzbiykber8263 kubur nebsi yikbreka husur seb yehsureka
@hzbiykber8263
@hzbiykber8263 3 жыл бұрын
@@kurebel2386 ህግደፍ ካብ ጸግሪ ርእስኩም ክሳብ ጽፍሪ እግርጉም ደቂ ሸራሙት ኢኩም ወሓጦ
@robelberektab9251
@robelberektab9251 2 жыл бұрын
ኣወለይ ጂግና ጹቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ደቂ ሓለል ሜረት
@LuelChelsawi
@LuelChelsawi 3 жыл бұрын
Enqae bselam mexakum deqi halal meret, SenAfe adey xbuk gerkum eske areyuna pls nafkot Alena Eri❤️
@MercyEritrea17
@MercyEritrea17 3 жыл бұрын
Well come deki Eri 🇪🇷 shikorat 🇪🇷 rhus hadsh amet and rhus beal ldet ygberelna🇪🇷🎇🎆🙏🏽
@kbromangosom5083
@kbromangosom5083 3 жыл бұрын
Wedi negeda zefatu Like rgaxu
@erierenaasmera3672
@erierenaasmera3672 3 жыл бұрын
Sene tebeba ny Eritrawayan, 🇪🇷 metehzi tesaenkum Anbesa Afrika 💪👌🇪🇷❤🇪🇷gena Tarekena kegelexeyu Awely Neberelena 1000 amet, love my ppl ❤Eritra Hagerena kiberlina Neberelena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nastya and balloon challenge
00:23
Nastya
Рет қаралды 52 МЛН
Whoa
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 60 МЛН
1ОШБ Да Вінчі навчання
00:14
AIRSOFT BALAN
Рет қаралды 6 МЛН
Шок. Никокадо Авокадо похудел на 110 кг
00:44
Eritrean movie wedi negede PART 2   ወዲ ነገደ
49:07
Lela Tv ሌላ ቲቪ
Рет қаралды 255 М.
Nastya and balloon challenge
00:23
Nastya
Рет қаралды 52 МЛН