ስእልን ምስልን ክንጥቀም መጽሓፍ ቅዱስ ይፈቅድ ድዩ? ኣገዳስን እዋናዉን ኣስተምህሮ Birhan Wengel

  Рет қаралды 3,810

Birhan Wengel ብርሃን ወንጌል

Birhan Wengel ብርሃን ወንጌል

Күн бұрын

Пікірлер: 35
@temesgenhabtezghi5692
@temesgenhabtezghi5692 Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ❤❤❤
@futsumbrhankahsai8384
@futsumbrhankahsai8384 Ай бұрын
ቃለ ህይወት የስማዓልና ድያቆን የውሃንስ ።ናይ ብሓቂ ግሩምን ንኡድን ዝኮነ ኣጋላልጻ ቀጽሎ
@MeazaCzestochowa-uc9jm
@MeazaCzestochowa-uc9jm 3 ай бұрын
Temesgen kemakum guasa yebthihalna maranatha amen.
@hiwetfshaye3419
@hiwetfshaye3419 2 ай бұрын
God blessed you❤🙏❤🌹
@TesfamichealRedae
@TesfamichealRedae 2 ай бұрын
Ezgabher amlak edmen tinan yhabelna diyakon hawna
@RutaKidane-o3j
@RutaKidane-o3j 3 ай бұрын
Thanks so much
@marthakidane8329
@marthakidane8329 3 ай бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmialna memhrna ❤❤❤
@aronsebhtlab5786
@aronsebhtlab5786 2 ай бұрын
Nexure temhrti deacon god bless you
@Alex.kahsay234
@Alex.kahsay234 3 ай бұрын
I have no word for you, deacon John God blessed you 🙏
@fitwidrar5524
@fitwidrar5524 3 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓውና ቃልንቃ ሲ ብዝተኻእለ መጠን ኩሉ ብዝርደኦ ቃንቃ እንተዝግበር ዝያዳ ዝበለጸ ኢዩ ኣምላክ ጥበቡ ይዓድለና
@alekuiyezbl
@alekuiyezbl 3 ай бұрын
Thank you so much teacher you said all words that it was inside my heart that's true god bless you keep going don't lose hope
@ሕጊ-ሕልና
@ሕጊ-ሕልና Ай бұрын
❤❤❤❤
@amanteklehaimanot4344
@amanteklehaimanot4344 3 ай бұрын
Well done rev John
@dahabsolomon1636
@dahabsolomon1636 3 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓና
@mstirawet3495
@mstirawet3495 3 ай бұрын
ኣገዳሲ ትምህርቲ። ቃለ ሂወት የስመዓልና
@shishaymehreteab3042
@shishaymehreteab3042 3 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመኣልና ዲያቆን ሓውና
@AbrhaTesfa
@AbrhaTesfa 3 ай бұрын
ዲያቆን እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም።ኣዝዩ ኣገዳሲ ዛዕባ እዩ።ንብዙሓት ሰባት ካብ ቤተክርስርትያን ኦርቶዶክስ ክዝምብሉ ጌርዎም እዩ። ጽቡቅ ኣስተምህሮ እዩ። ንዘንብብ ብመንፈስ ቅዱስ ተደጊፉ ዝነብር፡ ንኹሉ ሕቶታት መልሲ ኣለዎ። ዘይምፍላጥ ግን ሰባት ናብ መናፍቅነትን ናብ ግጉይ መንገዲ ክዝምብሉ ይርከቡ። ሕቶታት ከነቅርብ ምስ ንደሊ ከመይ ከንቅርብ ሓበሬታ ሃቡና። ኣድራሻ።
@Hiwet-z6z
@Hiwet-z6z 3 ай бұрын
Amen amen amen 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🌷🌷🌷
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 3 ай бұрын
Qale Hiwet yesmealna kbur hawna dyakon
@riseNOWshine
@riseNOWshine 3 ай бұрын
Exodus 20 ትግ - ዘጸአት 4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር።
@Hiwet-z6z
@Hiwet-z6z 3 ай бұрын
diacon wedey edmen tenan yhabka🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@Mglas-z7i
@Mglas-z7i Ай бұрын
ስምዓና ድያቆን ሓውናአጨንካና ብንጽር ተዋህዶን ፍልሊ ብንጽር ንገረና
@tedmekonnen5977
@tedmekonnen5977 3 ай бұрын
ስዕሊ ወይ ምስሊ ምስለ ፍቑር ወልድኺ።
@Love27Amen
@Love27Amen 3 ай бұрын
ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ። ግን እቲ icon ዝብል ቓል ግን ብ ስእለ ኣድህኖ ወይ ቅዱሳን ኣሳእል ኢልካ እንተ ትገልጾ
@brhane-w3g
@brhane-w3g 3 ай бұрын
ሰላም ዲ/ን ሓውና ዮሓንስ "icon " ጥራሕ ኢልኻ ኣይትሕለፍ"ቅድስት ቤተክርስቲያን ""ብዝግባእ ኣጸዋውዓ እያ እትጽውዖ።ስለምንታይ ቅዱሳን ኣሳእል ኢልኻ ዘይትጽውዖም? መስቀል "Symbol" ኢልኻ ኣይትሕለፎ። መስቀል ዝተቀደ ምኳኑ ንክርስቲያ ሓይሊ ኣምላክና ከም ዝኾነ ኣስፊሒኻ ንመጻኢ ኣብ ስብኸትካ ግለጾ ዝብል ። ንስርዓተ ትውፊት ምፍራስ ኢዩ !!!
@gottseidanke8111
@gottseidanke8111 3 ай бұрын
ናይ ብዝሓት ሕቶ ዩ? መንፍቃን አዚ ናቲካ ሕቶ ኢዩ ንሕና ተዋህዶ ሕቶ ኢንድሕር ኣለና ካኣ ነኣቦታትና ንሓቲት አንበር ንመንፍቃን በጃኹም ኣሕዋት አዚ ሰብ አዚ ካይጥፋና ነብሲና ንሓሉ
@amanteklehaimanot4344
@amanteklehaimanot4344 3 ай бұрын
@@gottseidanke8111 ኣብ ፕሮፋይልካ ዘሎ ድዮ ኣቦካ ክክክ ክትማሃር ርእስካ ኣዳሉ።
@YohannesEzra
@YohannesEzra 3 ай бұрын
እንታይ ኢዩ እምነትካ ሓወይ፡ቅንዕና እንተለካ ቅኑዕ ግበሮ ተዋህዶን ኮተሊክን ንፋቀር ንተሓላለ ደኣ እምበር ሓደ እምንት የብልናን ሓደ ከኣ ኣይኮናን፡ስለዚ ኣይትሓዋውሶ እቲ ትምህርቲ።
@berekettesfai6874
@berekettesfai6874 3 ай бұрын
[ ኤፌሶን 4 ] 3 ነቲ ብመንፈስ ቅዱስ ዝረኸብኩምዎ ኅብረት፥ ብማእሰር ሰላም ጠሚርኩም ክትሕልውዎ ተጋደሉ።4 ከምቲ ንሓንቲ ተስፋ ዝተጸዋዕኩምዎ፥ ሓደ ሰብነት፥ ሓደ መንፈስ ኣሎ። 5 ሓደ ጐይታ፥ ሓንቲ እምነት፥ ሓንቲ ጥምቀት ኣሎ።so please nefaqer zehawey ab keresetos hade ena
@israeltube1172
@israeltube1172 3 ай бұрын
ሓወይ ቅኑዕ እዩ ዘሎ ህድእ ኢልካ ስምዓዮ፡ ዘይተረደኣካን ዘይበረሃልካን ከኣ ሕቶኻ ብትሕትና ኣቐምጥ ዝሓወይ❤
@fkriyesuswdiamlaklebeyzema8701
@fkriyesuswdiamlaklebeyzema8701 3 ай бұрын
Way dehri hadesh kedan zelo eba meharu meas ekum negoyta yesus. Temskrlu
@hopeyohanes
@hopeyohanes 3 ай бұрын
ርእስኻ ኣይተጽብብ 21st ክፍለ ዘመን እዩ።
@YohannesEzra
@YohannesEzra 3 ай бұрын
@@fkriyesuswdiamlaklebeyzema8701 ሕቶይ ዶ ዘሓወይ ብሩኽ ተዋህዶ ኮይኑ ድዩ ዝሰብኽ ዘሎ ወላስ ኮተሊክ በጃካ እስከ ንገረኒ።
@josmerh7
@josmerh7 2 ай бұрын
No biblical no no hasab seb u
BW: ድሕነት ብእምነት ዶ ብግብሪ? ኣገዳሲ ምህሮ ክርስትና
22:20
Birhan Wengel ብርሃን ወንጌል
Рет қаралды 690
መለኮታዊ ትዕግስቲ፡ ምዕጋስ ፍረ ኣለዎ Birhan Wengel
24:32
Birhan Wengel ብርሃን ወንጌል
Рет қаралды 3,6 М.
Enceinte et en Bazard: Les Chroniques du Nettoyage ! 🚽✨
00:21
Two More French
Рет қаралды 42 МЛН
How to treat Acne💉
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 108 МЛН
Tuna 🍣 ​⁠@patrickzeinali ​⁠@ChefRush
00:48
albert_cancook
Рет қаралды 148 МЛН
ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ ሂወት please Subscrib Share Like
22:06
ቤት ልሄም ኤፍራታ ቲዩብ Bethlehem efrata Tube
Рет қаралды 828
Enceinte et en Bazard: Les Chroniques du Nettoyage ! 🚽✨
00:21
Two More French
Рет қаралды 42 МЛН