🔴ስነ-ስርዓት ቀብሪ ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ፡ ኣብ ገዳም ኣቡነ እንድርያስ Part 1 H.H Abune Antonios Funeral services 🖤

  Рет қаралды 110,565

Mdre Canaan ምድረ ከንኣን

Mdre Canaan ምድረ ከንኣን

Күн бұрын

Пікірлер: 764
@MelwinMpix
@MelwinMpix 2 жыл бұрын
Prayer's from India 🙏🏻 Indian Orthodox Syrian Church
@mikigidu5049
@mikigidu5049 2 жыл бұрын
ኣቤት እዞም ኣብ ምፍናው ናይ ኣቦና ዝወዓሉስ በሓቂ ክንደይ ተዓዲሎም በሓቂ
@Natnaelgebrhiwet
@Natnaelgebrhiwet Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ💙💙💙
@afewerkigitom4775
@afewerkigitom4775 3 күн бұрын
ክንደይ ድያብሎሳት የሕሊፎም ዝሃብዎም ከኣ ኣለው
@adulismedia8530
@adulismedia8530 2 жыл бұрын
እንጦኒ ጽኑዕ እንጦኒ ስዓሪ፤ ዝናኻ ተጸውየ ኣብ ብምልኣ ምድሪ፤ ተቐበሉኻ ሱራፌል ብሓጐስ ብኽብሪ።
@ermaboy5547
@ermaboy5547 2 жыл бұрын
እኔ ዛሬ ገና አሁን ነው ያወቁት፡ በጣም በጣም አዝኛለው፡ ብቻ ልኡል እግዚአብሔር ያውቃል፡ እኔ ምን እላለው!!!!!!! አባታችንን እወዳችሁላው።
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 2 жыл бұрын
በረከትኩም ይሕደረና ቅዱስ አቦና እንጥንዮስ ✝️✝️✝️💞🕊️
@kalabtadese3875
@kalabtadese3875 2 жыл бұрын
በረኸት ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ምስ ኩልና ይኹን።
@ፈጣሪዓለሙ
@ፈጣሪዓለሙ 2 жыл бұрын
Amen
@mussiemihretab59
@mussiemihretab59 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@rrutafishale9276
@rrutafishale9276 2 жыл бұрын
Amen amen
@tsigeromanhabtom2523
@tsigeromanhabtom2523 2 жыл бұрын
Amen
@belugeb8552
@belugeb8552 2 жыл бұрын
ኣሜን(3)
@fyorihayle7127
@fyorihayle7127 2 жыл бұрын
ኡፍፍፍ ክብሪ ንኣምላክ ይኹን ነዚኣ የ ዝጽበ ኔረ እህ እህ ካሎት ሞይቶም ክንደይ ዜናን ታሪኾምን ይንገር ነቦና ድማ ኣብዜና ኣይራኣና ወላ ናይ መግለጺ ሓዘን ኣይራኣና እንተ ንስኹም ቡሩኻት ኣቦታይይ ክብሪ ይሃብኩም ከምቲ ኣቦና ጸኒዖም ንሃይማኖትም ዝተጋደሉ ንሕና ድማ ሓቂ ሒዝና ኣብ ሃይማኖትና ክንጸንዕ ኣምላክ ይሓግዘና
@godslove5790
@godslove5790 2 жыл бұрын
Nay Bhaki sis
@robelwelday7691
@robelwelday7691 2 жыл бұрын
ታይ ዜና ክትጽበዪ 16ተ ዓመት ብዘይ ገበርዎ ቁፊዶም ሒዞምዎም ድነበሩ ኣቦ ካብዚኦም ታይ ኢኪ ትጽበዪ?
@temesgenamlakey250
@temesgenamlakey250 2 жыл бұрын
ክቡር ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና እንጦንዮሶ በረከትኩም ይሕደረና ኣቦና መዓረይ ገድልኩም ፈጺምኩም ኣቦይ መዓረይ ኣዝዩ ዘሕዝንን ዜና ዕረፍትኩም ሰሚዕና እንታይ ኢለ እየ ከልቅሰልኩም ኣብ ከቢድ ሓዘን ይስምዓኒ ኣቦየ ኣቦየ መዓረይ
@senaitmeasho1123
@senaitmeasho1123 2 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ እንካዕ እዚ ረኣና ክብረት ይሃብኩም ኣቦታተይ,,, ኣቦየ በረከትኩም ይሕደረና ተኣምር ናይ እግዛብሄር ክብሪ ይኩኖ መድሃኔ ኣለም ኣብታ ዝዓበኩምላ ገዳም ኣቡነ እንድርያስ እሞ ከኣ ኣብ ዓመታዊ በዓሉ ኣቡነ እንድርያስ ከምእዩ ውን ባእታ ማርያም ዓርፍኩም ኣቦየ ,,ኣብእዎ ኣብእዎ እዮርሳሌም
@fithawitzenagebriel1953
@fithawitzenagebriel1953 2 жыл бұрын
ኣቦየ ኣቦየ ኣቦየ ኣቦ ሓቂ መፍቀሬ እግዚኣብሄር በረኸትኩም ይሕደረና ኣቦይ መዓረይ ለምኑልና ንዓና ንሓጥኣን ደቕኹም ይቕረ ግበሩልና ኣቦይ ምስቶም ዓመጽትኹም ብዘይምፍላጥ ቆይምና ዝጸናሕና ይቕረ ግበሩልና ቅዱስ ኣቦ
@heaventesfay5012
@heaventesfay5012 2 жыл бұрын
ክብረት ይሃብኩም ኣቦታተይ ክብሪ ይሃብኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እግዚሃብሄር ክብሪ ይሃበለይ ወይሎኦም ደኣ ክብሪ ስጋ ዝለበሱ ደኣበር
@senaittesfamichael3635
@senaittesfamichael3635 2 жыл бұрын
አብ ስብ ክመውት ከሎ ፀገም እዩ ከማን እቦና ብመአስርቲ ዝነበሩ እምላክ ደአ ርሐሲ ይግደፈልና እምበር ናይ አብ ስብ ሞት ከቢዲ እዩ እቦና ምስ አምላኩም የንብርኩም ብስማይ ፀሎትን ንሐገርና ስላምን የውርደልና ስላም ነዛ ቤትና ሐገርና
@-tv2682
@-tv2682 2 жыл бұрын
ብሓቂ ማዕረ ክንደይ ይፈትውዎም ይሃርፍዎምን ማዕረ ክንደይ ክኣ ናፊቖሞም ምናባሮም ይርድኣካ
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 2 жыл бұрын
Naybehaki Amen amen amen
@azebtekletsion5704
@azebtekletsion5704 2 жыл бұрын
ኣቦና ብጣዕም ንፈትወኩምን ነክብረኩምን። ናብ ታ ናይዘልኣለም ገነት ናይ ብስላም እረፍት ይግበረልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🏿🙏🏿
@Kib563
@Kib563 2 жыл бұрын
Amen
@fretanygoyta9066
@fretanygoyta9066 2 жыл бұрын
Amen (3)🙏
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 жыл бұрын
ኣሜን ❤️🇪🇷
@eritreaarefaine1245
@eritreaarefaine1245 2 жыл бұрын
Abona n dekikum nhagerna berekeykum ayfeleyena ngebro sile zeynfelit ykire kblelna lemnulna n Amlakna.
@ykistudio44
@ykistudio44 2 жыл бұрын
Amen amen amen
@brktibeki1741
@brktibeki1741 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብታ ዘይትሓልፍ ኢዮርሳሌም ናይ ዘልኣለም ዕረፍቲ ይሃብኩም ኣቦና። ነቶም ኣብዚ ዓለም ብካዕበት መከራ ንነብር ዘለና ደጊም ጸልዩልና በረከትኩም የኽፍለና ኣባና
@genetgebremedhin3904
@genetgebremedhin3904 2 жыл бұрын
Abona kab skay dhinkum ab xnatkum xenikum helifkum. Ab lbi tewhdo wetru negiskum ktnbru ekum 💞💕💞🙏🏼🙏🏼🙏🏼 . ኢድ ቨናሒት ጸናሒት: ነዚ ኩፉእ ዝሐሰበ ዊዕሉ ሐዲሩ አይስናን እዮ:: R I P🙏🏼✝️🙏🏼✝️🙏🏼✝️
@edenesack2602
@edenesack2602 2 жыл бұрын
Abona berketkum ayflyena xeletkum ayfleyena
@ماجدالقحطاني-و7س
@ماجدالقحطاني-و7س 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@Natnaelgebrhiwet
@Natnaelgebrhiwet Жыл бұрын
Amen Amen Amen🙏🙏🙏💙💙💙
@merihsenaysolomon3047
@merihsenaysolomon3047 2 жыл бұрын
ደብረ ጭጌ ገዳም ኣቡነ እንድርያስ ቅዱሳ ተቀቢላ ክብሪ ይሃብኩ ኣቦታት ገዳም ኣቡነ እንድርያስ።ዳግማውያን ዮሴፍ ዎ ኒቆዲሞስ።
@zetaosaregay6350
@zetaosaregay6350 2 жыл бұрын
ኣብልዕሎ ቁዱስ ኣቦና ጸርፊ ቃል ዘውጽኣ ኣብ መቃብሮም ከይዶም ምሕረት ዝሓቱላ ጊዜ ይሃቦም ፈጣሪ። እተን ንጻድቅ ብትዕብት ደፍረን ዝጻረፈ መልሓስ ይተዓበሳ።ከምዝበለ ኣቦና ቁዱስ ዳዊት
@keshiabrehaleyazeze1815
@keshiabrehaleyazeze1815 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘገርም ዩ፡ ነዚኣ ዝቐደሐ ዕድመ ይሃቦ።
@menkem676
@menkem676 2 жыл бұрын
በረከትኩምን ረዲኤትኩምን ቁድስ ኣቦና እንጥንዮስ
@freweinihabte7611
@freweinihabte7611 2 жыл бұрын
ክቡር ኣቦና ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ብሰላም ኣዕርፉ። ብጣዕሚ ንፈወኩምን ነክብረኩም በረኸትኩም ኣይፈለየና። ምድረ ከንኣናውያን ካኣ ነዚ ናይ ክቡር ኣቦና ስነ ስርዓት ቀብሪ ብምስናድኩም ብልቢ ነመስግን ክብረት ይሃበልና። ፈጣሪ ጸግኡ የብዛሓልኩም።
@samueltmrtu3530
@samueltmrtu3530 2 жыл бұрын
ኣብ ምግናዞም ዝትረኽባ ኣእዳው፡ኣብ ክቡር ረሳኦም ምጻርን ምፍናው ዝወዐላ ነፍሳት ተዐዊተን፡ ኣቦና ኣብታ ብህጻንነትኩም ሂዝኩም ዝዐበኹምላ ቅድስቲ ሥፍራ ገዳምኩም፡ዐሪፍኩም፡ነዐኹምሲ ኣይትስእንዎን ኢኹም፡በረኸትኩም ግደፉልና።
@samueltmrtu3530
@samueltmrtu3530 2 жыл бұрын
ኣብዚ ምስናድ ሓጺር ታሪኽ ሥነ ሥርዐት፡ዝተሣተፍኩም ከኣ ዐስብኹም የሃብኩም ኣምላክ ናይ ኣቦና በረኸቱ የሕድረልኩም።
@michaeltewelde7201
@michaeltewelde7201 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ብሰላም ናብ ዓድና መሊሱ መቃብርኩም ክንስዕም የብቅዓና ኣቦና.🙏🕯🕊
@hanitekle6763
@hanitekle6763 2 жыл бұрын
🙏ክብሪ የሃብኩም ሊቃውት ኣቦታት እግዚኣብሄር ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበሎም ፈጣሪ።በረኸቶም ምስ ኩላትና ይኹን። ኣውደ ቀራንዮ ምስያጠ ዘመልቄ ዘይትዋሃውሁ ኣውደ። ደቂቀ ትዕይንት ኣብያዝ ከብካበ ዳህነጸር ኣጸደ፡ ወልደ ባህረ ኣብ ጾር ኣመ እደ ኣይሁድ ተሃብደ፡ በዓለ ከብካብ ኩናት ዘለንጊኖስ ጎቦ ሰዶ ወልድ ወሰደ ሃሌ ሉያ። ክብር ይእቲ የነታ ኣናንያ ብምክንያት ዕረፍቲ ቅዱስ ፓትርያርኽ ሰማዕት እንጦንዮስ።
@rahwatekleab4277
@rahwatekleab4277 2 жыл бұрын
እዋይይይይ ኣብቲ ቀብሮም ዝዋዓሉስ ፈጢርሎም ኣነስ ናይብሓቂ መንፈሳዊ ቅንኢ ቀኒኤ ከማይ ዶ ይህሉ
@eritrawit7184
@eritrawit7184 2 жыл бұрын
ንኣምላኽይ ይልምን ሓንቲ ማዓልቲ መቃብር ኣባ ኢንጦንዪስ ንኽበጽሖም ኣብ ገዳም ኣባ ኢንድርያስ ብጾኦ ኣቦ ብስላም ኣብ ገነት ዕረፎ
@alganeshberaki5938
@alganeshberaki5938 2 жыл бұрын
ኣቦና ብጹእ ወቅዱስ ኣባ እንጦንዮስ:: ኣቦ ሓቂ:: ናይዚ ዘመን እዚ ሀዋርያ ኢኹም እሞ በረኸትኩም ይሕደረና:ኣሜን::🙏🙏🙏
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 2 жыл бұрын
ንዘልኣለም ቅሳነት ነቦና ንኣቡነ ኣንጠንዮስ :: ብሰላም ዕረፉ ኣቦና :: ሕፍረትን ውርደትን ነቶም ሑሱራት ገበርቲ እከይ ::
@negasi2123
@negasi2123 2 жыл бұрын
በረከቶም ይካፈለና ካብ ናይ ቅዱስ ኣቦና ❤️❤️❤️🙏🙏🙏ተባዕ፣ ሓቀኛ፣ ጅግና ወተሃደር ናይ ክርስቶስ ❤️🙏
@genetweldegergash7883
@genetweldegergash7883 2 жыл бұрын
Nay bhaki nay zemna teba hawerea berektom ayfleyna
@samt9850
@samt9850 2 жыл бұрын
ብሰላም ዕረፍቲ ሐቀኛ አቦና.
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ 2 жыл бұрын
እዞም ቅዱስ ኣቦ በረከቶም ኣይፈለየና⛪🕊➕
@mulughetatesfay4369
@mulughetatesfay4369 2 жыл бұрын
ክብሪ ዘለው መስዋእትነት ናይ ኣቦና 3ፓትራሊክ ኤርትራ🇪🇷🙏🙏🙏ጸሎቶምን ገድሎምን ኣይ ፈለይነ።ሰላምን ቅሳነትን ምዕባለን ሓድነትን ንበተክርስቲያንናን ንህዝብናን ንሃገርና ይግበረልና ። ራሓስን ጠልና ይግደፍልና በረከቶም ኣይ ፈለየና።ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 2 жыл бұрын
እዋይ ኣቦና ፍትሒ ከይረኸቡ ምእንቲ እምነቶም መስዋእቲ ከፉሎም ከይዶም ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበልኩም♥
@ማርያምይ
@ማርያምይ 2 жыл бұрын
ፓትሪያርክ ብጹዕ ቅዱስ አቡነ እንጠንዮስ አብ ገዳምኩም ሐመድ ለቢስኩም አቦሐቅን ፍትሕን እምነትን ጽንዓትን ታሪክንቤትክርስትያንንተዋህዶ ሃይማኖትን ንአምንትን ንምሉእ ዓለም ትምህቲ ኮንዎ ንስክኹም አብታ መንግሥቱ ይቀበልኩም በረከትኩምንረድኤትኩምን አይፈለየና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽ነዚክንርኢ ዘገልኩምን ዕድመንጥዕናን በረከቱን ይሃብኩም አሜን🤲✝️
@ariam5365
@ariam5365 2 жыл бұрын
ኣቦና ኣቦና ኣቦና ኣብ ልብና ሰፈርኩም ኩሎም ደቅኩም ኣብሊጾም ኣኽቢሮምኹም ገድልኹም ወዲኩም እሞ ናይ ዘልኣለም ዕረፍቲ ይኩነልኩኦም ኣብ ቅድሚ ኣምላኽና ከ ብጸሎት ዘክሩና ክቡራት ኣቦታት ክብረት ይሃብኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣኹሪዕኩምና።
@Dawitsiele
@Dawitsiele 2 жыл бұрын
ክቡር ኣቦና ን እምነቶምን ዕላምኦምን ሂወቶም ዝወፈዩ ናይ ሓበን ኣቦ።ንሕና ሓደስቲ ወለዲ ካብ ማሕዩር ከነውጽኣኩም ብዘይምኽኣልና ናይ ሕልናን ታሪኽን ተሓተቲ ይገብረና።
@asibhatu4891
@asibhatu4891 2 жыл бұрын
በረኸትኩም ኣይፈለየና ኣቦና፣ ናይ ዘመና ሃዋርያ, ሰማእት ዘእምበለ ደም✝️🙏🌿
@ጋልወየንት
@ጋልወየንት 2 жыл бұрын
በረከትኹም ይሕደረና ኩቡሪ አባና ሰላም ዕረፊት ይግበረልኹ
@tsigehabte1744
@tsigehabte1744 2 жыл бұрын
ናይ ኣቦና በረከት ኣይፈለየና ነዚ ዝገበርኩም ኣቦታትና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ።ዲኣቆን ሓወይ ውን ጸጉኡ የብዝሓልካ ናባና ክበጽሕ ዝገበርካ ።
@abieltesfaslassie2119
@abieltesfaslassie2119 2 жыл бұрын
ኣበው ኣቦታት በረክቶም ኣይፈለኩም ፡ናይ በሓቂ ሑርያት ኢኩም ንቦና ሓመድ ኣዳም ዘልበስክሞ። ፓትርያርክ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡን እንጦንዪስ ዕረፍቲ ነብሲ የሓቦም እግዚኣብሔር
@temesgenamlak6912
@temesgenamlak6912 2 жыл бұрын
እዞም ብሩክ አቦና 3 ፓትርያረክ ኤርትራ ፈጣሪ አብ ገነት የንብረልና በረከቶምን ጠሎምን አይፈለየና. ጽንዓት ንቤተሰብን ንኤርትራን
@betekanazeweyn727
@betekanazeweyn727 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን። ናይ ቅዱስ ኣቦና በረከት ይኽፈለና
@terbinosaboli2830
@terbinosaboli2830 2 жыл бұрын
Antum abzi kebri zwealkum kulukum amlak misakum kikewn fkadu yikun
@hanilove5389
@hanilove5389 2 жыл бұрын
ዋይ ኣነ ኣቦይ ካባኩም ምፍላይ ሞት ኢዩ ንዓይ ዕረፍቲ ቅዱሳን ይግበረልኩም ኣቦይ ኣሜን
@danaiteyob7456
@danaiteyob7456 2 жыл бұрын
ተመስገን መድሃኒ ኣለም ኣቦይ ስለ ኩሉ ውዕለትካ ተባዕ ኣቦይ ኣቦ ሓቂ በረከትኩም ይሕደረና እምበር😭😭😭❤❤❤💒💒💒💒
@sabahaile5201
@sabahaile5201 2 жыл бұрын
ኣብ ገነት የምብርኩም ኩቡር ኣቦና
@letebrhantekle3483
@letebrhantekle3483 2 жыл бұрын
ኣቦና ራሃሲ ግደፉልና እግዛብሀር ኣብ ገነት የንብርኩም
@nugusarafe3329
@nugusarafe3329 2 жыл бұрын
ኣምላክ ዝተጋደልዎ ገድሊ ጻምኦም ይሃቦም ኣቡነ እንጠንዮስ ዕረፍቲ ቅድሳን ይግበረሎም መምህር ሓቂ
@1ምእንቲህዝቢ
@1ምእንቲህዝቢ 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭እዋይ ህዝበይ ስጋብ ማዐስ ኢኻ ኹን ከምዚ ሸለብ ገለብ እንዳበልካ ክትነብር ❓❓❓🤲🏼🤲🏼🤲🏼🤲🏼🤲🏼 ጎይታይ ኩሉ ይካኣለካ እዩ እሞ ነዚ ውጹዕ ህዝቢ መፍትሒ ፋጠረሉ::: ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🏽💠🍀
@jdjdjhshhsh9021
@jdjdjhshhsh9021 2 жыл бұрын
እዋይ ዓለም ኩብር ኣቦና ኣብ ገነት የብረልና ጽድቆም ብሓቂ ሪእናዮ ንበቴክርስትያና ነሃገርና ክምኤም ፍትሓውያን የተስኣለ እወ ክም ሙሴ ቅኑዕ
@militiub
@militiub 2 жыл бұрын
ሰናይ ዕረፍቲ ኣቦና ኣብ መንግስተ ኣምላክ የንብርኩም በረኸትኩም ይሕደረና 🙏🙏🙏😭
@mussiekeshidighe952
@mussiekeshidighe952 2 жыл бұрын
እዚኣ ዘርኣየና እግዚኣብሄር ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዮ።
@ፈጣሪዓለሙ
@ፈጣሪዓለሙ 2 жыл бұрын
ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ መንግስተ ሰማያት ይዋርስኩም በረኸትኩም ኣይፈለየና ኣሜን ።
@meazakeshi4496
@meazakeshi4496 2 жыл бұрын
እዚኣ ዘውጻእካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ናይ ኣቦና በረከቶም ይሕደረና።
@mebrhitfutsum7997
@mebrhitfutsum7997 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ኣብ ዛ ዘይትሓልፍ ኢዮርሳሌም የንብርኩም ክብር ኣቦና በረከትኩም ይሕደረና
@amanmz28
@amanmz28 2 жыл бұрын
ኣቦና ብሰላም ዕረፉ በረኸትኩም ኣብ ኩላትና ይሕደር፡ ዕረፍትኹም ውን ኣብዚ ዓለም ጠለ ሰላም ጠለ ፍቅሪ ዝምጽእ ይኹነልና
@habtommisgna
@habtommisgna 2 жыл бұрын
ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበልኩም ብጹእ ኣቦና እንተ ንሕናስ ተሃሲና ኢና ድሕሬኹም እንቋዕ ኣይትርእዩና
@selam928
@selam928 2 жыл бұрын
ክብሪ የሃብኩም ኩቡራት ኣቦታት egzeabiher ካብ ሑሱማት የሓልወኩም ኣብ ፀሎትኩም ዘኹሩን 😭😭😭
@saas418
@saas418 2 жыл бұрын
ብሓቂ ክብር ኣቦና በረከቶም ይሕደረና ኣሜን
@rutzemicael676
@rutzemicael676 2 жыл бұрын
ብሰላም ዕረፉ ኩቡር ኣቦና ኣብነ ኣንጥንዮስ ጎይታናን መድሓኒናን ኢዩሱስ ክርስቶስ ምስ ደቒ መዛምርቱ ኢዱ ዘርግሑ ይቐበልኩም ሓውና ድያቖን በረክት ዕዲመኝ ጥዕናን ይሃብካ
@luliluwam4368
@luliluwam4368 2 жыл бұрын
Abaye hagren tmlisen mkabrkum ysalemn do ykewin 😭😭 breketkum ayfleyena
@abebachanal1036
@abebachanal1036 2 жыл бұрын
በርከቶም ይሕደረና ፅኑዕ ኣቦ ብሓቂ ምእንተ ሃይማኖቶም መስዋእቲ ዝከፈሉ😥😥
@efremberaki1464
@efremberaki1464 2 жыл бұрын
ዕረፍተ ዘለኣለም ይሃብኩም ክቡር ኣቤና! ብሓቂ ንቃል ኣምላኽ ብሓቅን ርትዕን ሓሊኹማ ኢኹም እሞ: ክብረ ቅዱሳን የልብስኩም: በረኸትኩም ይኽፈለና::
@amteyesusgebre475
@amteyesusgebre475 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና! አግዚኣብኄር ገነት መንግስተ ሰማይ የውርሶም!
@nebiatfshastion7029
@nebiatfshastion7029 2 жыл бұрын
"ክቡር ሞቱ ለጻድቅ በቅድመ እግዚአብሔር" መዝ 116 ፥ 15 በረኸቶም ይሕደረና
@filmonsamuel3621
@filmonsamuel3621 2 жыл бұрын
ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና እግዚኣብሔር ካብ በረከትኩም የካፍለና
@filmongebrehiwet4060
@filmongebrehiwet4060 2 жыл бұрын
ብሰላም ዕረፉ ኣቦና ሰለማዊ ኣምላክ ብሰላም ይቀበልኩም ብዓና ደቅኩም ከኣ ኣሰር ጥልላት በረከትኩም የካፍለና
@Erikbretshow
@Erikbretshow 2 жыл бұрын
እግዚብሄር ኣምላኽ ኣብ ኣብ ሑቕፉ ይቀበልኩም ኣቦና ፡ምርቓ ኹምን በረኸትኩምን ምሳና ይንበር
@semariachannel1513
@semariachannel1513 2 жыл бұрын
ግርማ ኩሉ ኣቦና እንጠንዮስ ! የኔታ ኣነንያ የኔታ ፊልሞን ድማ ኣኩሪዕኩምና ምስክርነት ኣቦኩም ስለ ዝመስከርኩም
@ኩኾንእየዋናኒትነፃነት
@ኩኾንእየዋናኒትነፃነት 2 жыл бұрын
ፀሎትኩም በረከትኩም ይሕደረና ክብር ኣቦና
@helenbrhane12212
@helenbrhane12212 2 жыл бұрын
ዕረፍቲ ቅዱሳን ይግበረልኩም ኣቦና በረኸትኩም ይሕደረና ክቡራት ኣቦታትና እግዚአብሔር አምላክ ዕድመንን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏
@ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ
@ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ 2 жыл бұрын
ጸጋ በረኸቶም ይክፈለና ነቦና ብጹእ ወቅዱስ ኣብነ እንጦንዮስ መንግሥተ ሰማይ የዋርሶም።
@tedrosamanuel5428
@tedrosamanuel5428 2 жыл бұрын
እግዛብሄር ዝዓጸዎ መን ይኸቶ እግዝብሄር ዝኸፈቶኸ መን ይዓጽዎ ? እግዛብሄር ዘኽበሮ'ውን ወላሓደኳ ከሕስሮ ኣይከኣሎን እዩ እንሆ ኣቦና ኣብ ልቢ ኩልና ደቅኹም ከቢርኩም ክትነብሩ ገድልኹም ከነዘንቱ ክንነብርን ኢና።
@ትግራይዛዓደይ
@ትግራይዛዓደይ 2 жыл бұрын
ኣቦና ታዘይትሓልፍ እግዚኣብሄርኣምላኽ ኣብ ገነት የንብርኹም ናይ ኣቦና እንጦንዮስ ፀለቶምን በረኸተምን ምስ ኹልና ይኹን
@ኣምላክሰላም
@ኣምላክሰላም 2 жыл бұрын
ብሰላም ዕረፉ አቦና ጸሎት ንበረከትኩም አይፈለየና ❤️🙏🏾❤️
@negistimehari7257
@negistimehari7257 2 жыл бұрын
በረክትኩም ጸለትኩም አይጋደፈና ቅዱስ አቦና አንጥንዮስ አቦና ንስኩም ከም ሰማእታት እስትፋኖስ ኢኪም 😭💒💒💒🙏🏾❤️
@abbechuyamyhero7507
@abbechuyamyhero7507 2 жыл бұрын
መታደል ነው ይህንን አስከፊ አስነዋሪ የሚያሳፍር ተግባር ውስጥ ሳይወዱ በግድ ተገድው አንጀታቸው እያረረ ከማገልገል እረፍት ይሻላል መመረጥ ነው ይህንን አተላ ትውልድ ከምታገሉ አባታችንን በገነት ያኑርልን በጸሎትዎት በእድሜ ዘመንዎ በፍቅር ላገለገልዋት ቅድስት ሀገር ኢትዮጵያን ያስብዋት አሜን!🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹 በህይወት ያላችሁትም ያበርታችሁ ጽንአት ይሃብኩም🙏🏽🙏🏽
@lave9644
@lave9644 2 жыл бұрын
ብሰላም ዕረፉ ብጹእ ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የንብርኩም በረከትኩም ይሕደረና 😥🤲🤲🤲
@beti7996
@beti7996 2 жыл бұрын
ብሰላም ዕረፉ ኣቦና ናይ ዘልኣለም ሂወት የውርስኩም ኣምላክ ንዓና ሓጥኣን ከኣ ጸሎቱኩም ኣይፈለየና ኣሜን።
@negasiargebre6394
@negasiargebre6394 2 жыл бұрын
በረከቶም ዪብጸሃና ናብ ሂኪፎ ኣቦ ዉሂበት ጸጋ አዝጋበአሀር ዩ!!!!!
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 2 жыл бұрын
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ሂወት የስመዕልና . ናይ ዘመና ሐዋርያ ቅዱስ አቦና በረከትኩም ይሕደረና ብፀሎትኩም ይምሓረና .
@eyobfesseha612
@eyobfesseha612 2 жыл бұрын
ብሰላም ኦረፉ ቅዱስ ኣቦና ራሕስኹምን በርዝኸትኩምን ምሳና ይኹን
@kiflaygebre6102
@kiflaygebre6102 2 жыл бұрын
ጸሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩልና ይኩን አሜን።
@yordanostesheme9698
@yordanostesheme9698 2 жыл бұрын
ኹቡር አቦና እግዚአብሔር አብሕቁፍኡ ይቀበልኹም 💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@ወዲብርክቲጻዕራም
@ወዲብርክቲጻዕራም 2 жыл бұрын
ፈቃር ሓላል ጽኑዕ ኣቦና ይቅረ በለልና ኩሉኩም አቦታትናን ኣሓትናን ኣብዚ ታሪካዊ ናየቦና ሐመደ ኣዳም ዘተካፈልኩም ዕደለኛታት ኢኩም ጸግኡም ይዓድልኩም ኣክቢርኩሞም ኢኩም ክብረት ይሃብኩም።
@tirhashaileab1884
@tirhashaileab1884 2 жыл бұрын
ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኩም። ነዓና ከኣ በረከትኩም ጸሎትኩምን ኣይፈለየና ብሰላም ዕረፉ።
@AsTikatok
@AsTikatok 2 жыл бұрын
Aboy 😭😭😭😭 eway hizibey kibret yhabika atum hizibi kebsa chinwa semikum do atum logochiwa hama semikum do abokum do afanikumo atun hizibi eritra alekum do abokym afanikumo do hizibi eritrea semikum do 😭😭😭😭😭
@justiceseeker4961
@justiceseeker4961 2 жыл бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ጅግና ናይ እምነት ኣቦና. ኣብ እምነቶም ጸንዕኦም ዝሓለፉ ጅግና ደጊመ ይጽውዖም
@jejuasfaha3000
@jejuasfaha3000 2 жыл бұрын
Wo Amlakey Abona nay zelalem Erefti habom beza resah Alem ayteamotm emo hiyaw nay zealm ab yemanka edka yikunu Amlaky😥❤😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭❤🙏🙏🙏
@YoDaha
@YoDaha 2 жыл бұрын
ኣቦና በረከቶም ይሕደረና እግዚአብሔር ንዓኩም ዝመስል ኣቦ ይፍጠረልና ነብሲ ይምሓር ክንብልስ ይከብደና እዩ በረከቶም ይሕደረና
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 2 жыл бұрын
😭❤😭🌹😭❤😭🌹😭❤😭🌹😭❤😭መንግስተ ሰማይ የዋርስ አቦና ነአበይ ከይትስእንዎ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@SiemAndemicheal
@SiemAndemicheal 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስ ነቦና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🌹🌹🌹
@ሊዱዩኤል
@ሊዱዩኤል 2 жыл бұрын
ኣቦና እቲ ልዑል ፈጣሪ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበልኩም
@msganatesfamikael1984
@msganatesfamikael1984 2 жыл бұрын
ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብታ ዘይትሓልፍ እዮርሳለም መንግስቱ ይቀበልኩም
@minihagos7895
@minihagos7895 2 жыл бұрын
ኣቦና ብሰላም ዕረፉ በረኸትኩም ይሃበና እግዛብሄር ኣሜን 🙏🙏🙏
@tesghazeremariam5445
@tesghazeremariam5445 2 жыл бұрын
ኣቦና ጾሎትኩ።አይ። ይፈለየና ጠለትኩም ገደፉልና መንግስተ ሰምስይ። የዋርስኩም 😭😭
@Maycherhi2808
@Maycherhi2808 2 жыл бұрын
በረከቶምን ጸሎቶምን ብጹእ ወቅዱስ ኣባ እንጠንዮስ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን።
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር መጨረሽኡ ኺሒስኹም አቦና ናብዛ ዝዕበየትኹም ገዳም አምላክ ዝፈቀደ ክብሪ ንልዑል እግዚአብሔር ይኹን 🙏✝️🤲👏 መንግስት ሰማይ የዋርስኹም እግዚአብሔር አብ የማናይ ኢዱ የንብርኹም ብፁእ አቦና አቡነ እንጦንዮስ በረከትኹም ምስ ኹልና ይኩን 🙏✝️🤲👏🕊🕊🕊
@aabraham9676
@aabraham9676 2 жыл бұрын
I was extremely sad when I heard about Abune Antonios passing, but now I know he is at peace and in the presence of God joining God's angels. ButsE Wekudus Abune Antonious, the Patriarch of Eritrea, burial was just like our Lord Jesus Christ burial. Our Lord's burial was done by two men in the middle of the night, quietly. Abuna's burial was the same. In the age of extremism, where everything is exaggerated with no limit, Abuna's procession had no presence of national media, or major religious or political leaders. When Jesus was born, it was the shepherds that were notified first...just like that Abuna was surrounded by men of little caliber by this world's standard but chosen ones in the eyes of our God... just like Nicodemus and Joseph were. We shall miss you Abune Antonios. Please pray for us.
@abebaweldesilassie457
@abebaweldesilassie457 2 жыл бұрын
Amen exactly what mean may God beless him abonatnoyos
@fkrimisamlak6256
@fkrimisamlak6256 2 жыл бұрын
it is realy.
@mussieberhane6085
@mussieberhane6085 2 жыл бұрын
ኣቦና ጸሎትኩምን በረከትኩምን ኣይፈለየና፣ ኣብዛ ዓለም ከለኹም ስለ ህዝብኹምን ሃይማኖትኩምን ዝኸፈልኩሞ መስዋእቲ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስተ ሰማያት የውርስም ፈጣሪ ✝️✝️✝️
@biemnethidru5663
@biemnethidru5663 2 жыл бұрын
ናይ ዘመንና ሰማእት ዘአንበለደም ጅግና ኣቦ ሐቂ ጸለትኩም አይገደፈና
@bibihadish1704
@bibihadish1704 2 жыл бұрын
ኣቦይ መዓረ በረከትኩም ይሕደረና ብሰሪ ሓጣትና በርከተና የህዲምና እና ሞ ኣብትገሽዎ ሰመያዊ ሂወት ምሕረት ክትልምኑልና ቑጣዓኣኡ ብምሕረት ክምልስለና ንልምን
@Lofty_boy_58
@Lofty_boy_58 2 жыл бұрын
ግብኢ ነፍስየ ውስተ ዕረፍትኪ እስመ እግዚአብሔር ረዳእኪ እስመ አድኃና ለነፍስየ እሞት
@helenormike8338
@helenormike8338 2 жыл бұрын
አቦና አምላኽ አብ ገነቱ ይቀበለልኩም በረኸት ኩም አይፈለየና ቅዱስ አቦና.አሜን አሜን.
@yorsalemamenadal9506
@yorsalemamenadal9506 2 жыл бұрын
Mengste semay ywarskum abuna berktkum yhderna amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏
@እግዚኣብሔርእረኛየነ-ደ5ጘ
@እግዚኣብሔርእረኛየነ-ደ5ጘ 2 жыл бұрын
ብሰላም ዕረፉ ብጹእ ወቅዱስ አቦና በረከትኩም ይሕደረና
Ozoda - Alamlar (Official Video 2023)
6:22
Ozoda Official
Рет қаралды 10 МЛН
(ምክረ አበው) ቃለ መሕትት ምስ ኣባ መዝገበ ስላሴ
49:02
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 43 М.
Ozoda - Alamlar (Official Video 2023)
6:22
Ozoda Official
Рет қаралды 10 МЛН