ምስልውና ወይሲ ክርስትና? ዘተ ወንጌላዊ ሳምሶን ተስፋይን ኣቢጋይል ብርሃነን!

  Рет қаралды 1,766

MaEzer Semay TV and Radio Network

MaEzer Semay TV and Radio Network

Күн бұрын

Пікірлер: 10
@almazmisghina
@almazmisghina Күн бұрын
May God bless you
@samriteysamu3889
@samriteysamu3889 2 күн бұрын
Very important topic ኢዩ አብዚ ሰለስተ ምዓልቲ በዚ ነገራት ብጣዕሚ ይሐስብ ነይረ አብ ልብና ዘሎ ኢኩም ትዛረቡ ዘለኩም እዚ ዓይነት ተርእዮ narcissistic ዝብሃል ሕማም ኢዩ ንነዊሕ ጊዜ አብ ሐደ አማኒ ብፍላይ ከኣ አብ አገልገልቲ ኢና ባሀልቲ ኢዩ ዝርአይ, ንዓይ ዘርክበኒ የለን, ብርቱዕ ዝኾነ ንዕቀት አብ ልዕሊ መእመን.ንዓይ ጥራይ ስምዓኒ, አይትዛረብ ርኢቶ አይትሃብ, በቲ ካልእ ሸነክ ከኣ ንሳቶም ብዕንጨይቲ እካ ዘይትንክፍዎ ነቲ መእመን ግበርዎ ከምዚ ኩኑ እንዳበሉ ብሕጊ የማላልስዎ ንዓካ ብጻላልያካ ይስሕቁን የቃልሉን ንባዕሎም ግና አብ ጉባኤ ይኩን ካልእ ንሐንቲ ደቂቅ እካ ክጽልዩ ዘይክእሉ ኢዮም እዚ ከኣ መንፈሳዊ therapy የድልዮም ኢዩ, ብትገብርዎ ዘለኩም አቢ ሐፍተይ ወንጌላዊን ጎይታ ይባርኩም ቀጽልዎ።
@yerusalemhailezgi3486
@yerusalemhailezgi3486 2 күн бұрын
Very insightful topics were discussed, GBU both!!
@samsommesfun7914
@samsommesfun7914 2 күн бұрын
Amlak yebarekum zegerm Eyu haqie kaa Eyu
@maranathayesus2081
@maranathayesus2081 Күн бұрын
Wow wongelawi Samson amazing revelation yes we need crist life more than any thing Christiany it is not about too much talking let fear God above all .lord have mercy on the end time church thanks sister blessing 🙏 orthodox leaders may the lord open your spiritual eyes to see the light of Gospel
@ሳሚ-ብሩኽ
@ሳሚ-ብሩኽ 2 күн бұрын
GBU 🙌
@-lf2vl
@-lf2vl 2 күн бұрын
ሰላም ቅዱሳን ወ/ሳም ሐ/አቢ አምላኽ አዕዚዙ ይባርኽኩም. እንታይ እዩ እቲ solution ካብ ዝበልክዮ ተበጊሰ ብባህርይና እታ ክፍእቲ ኦም ኢና (ኤፈ 2.3 ብባህርይና) ስለዚ ናይ ባህርይ ለውጢ የድልየና ቲቶ 3.5 ምስ ተሐደስና/ዳግም ልደት. እቲ ለውጢ ምስ ተጀመረ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ክቅጽል ይግባእ. እንተኾነ ከም ሰብ ገላትያ ብመንፈስ ጀሚርና ብስጋ ክንፍጽሞ ንደሊ ገላ 3.3 ከም ሰብ ቆረንቶስ ድማ ምስ ኩሉ መንፈሳዊ ውህበትና - ንብረትና ግና ንብረት ስጋ እቲ ክቅተል ዝግብኦ አይቅተልን ሮሜ 8.13. ካብ ግብሪ ስጋ ክንገላገል'ውን ንቃለስ (ከምቲ ዓለማዊ ሃይማኖታዊ ግብሪ ስጋ ድማ አሎ ንምሳሌ ብስጋ ጽድቂ ሰናይ ምድላይ ሮሜ 7 ክንዲ ሰናይ እከይ ትገብር ማለት ባህርይ ስጋ ይግለጽ) ስለዚ እቲ መፍትሒ ካብ ሮሜ 7 ተማሂርካ ማለት ዓቅመ አልቦ ሰናይ አልቦ (ወላ ሐንቲ) ምዃንካ ተአሚንካ - ምሉእ ብምሉእ አብ ሐይሊ መንፈስ ክርስቶስ ክትእመን ጽገዕተኛ ምዃካ ክትእመን. ክርስቶስ ዝበሎ ክትዝክር ማለት ብዘይ በአይ ሐንቲ ክትገብሩ አይትኽእሉን ኢኹም ዝበሎ ክትዝክር. በቲ ሐይሊ ዝህበኒ ክርስቶስ እኽእል እየ ክትብል. አነ ወላ ሐንቲ እየ - ክርስቶስ ኩሉ ኮይኑለይ እዩ ክትብል - ግብርኻ/ህይወትካ ዘይኮነ ህይወት/ግብሪ ክርስቶስ አባኻ ክግለጽ 2ቆረ 4.10'11 ሞት የሱስ ካብ ስጋዊ ባህርይ/አብ ስጋና ዘሎ ሐጥያት የድሕነና ክሳዕ ምጽአት ዚ መዋቲ ስጋ ክሳዕ ዝልወጥ. ክርስቶስ እሙን እዩ በታ ዳሕረይቲ መዓልቲ ከተንስአና እዩ ድሕሪ ቅሩብ ፈተና ጸበባ. ክርስቶስ ካብ ሐጥያት እዩ ሞይቱ ንሕናውን ምስኡ ነዚ ሐቂ እዚ ብእምነት ክንሕዞ አለና. ካልእ መገዲ'ውን የለን ካብ አዳማዊ ባህርይና/ሐጥያት ሮሜ 7 ንናገፈሉ. ሮሜ 8 በቲ ሐድሽ ስርዓት ናይ ሐድሽ ሰብ ሐድሽ ባህርይ/ፍጥረት ብክርስቶስ ክንመላለስ ጽሑፍ ይምህረና. ጻድቅ ብ እምነት ይነብር - ብሐድሽ ህይወት - ሐድሽ ህይወት ሐድሽ ባህርይ. በዚ መገዲ እዚ እታ ክፍእቲ ኦም/ባህርይ ትቁረጽ. (ሐንቲ ጨንፈር/ኦም ምስ ቆረጽካ ካልእ ጨንፈር ከይተሸግረካ ትምህርቲ ጎይታ ምዝካር ማለት ርእስኹም ከሐዱ ብምልኡ እዩ ዝከሐድ ገላ 5.24) ምስ ቆረጽካ ማለት ብግብሪ ጎይታ ማለት ብሞቱን ትንሳኤኡን አባና ብሐይሊ መንፈስ ቅዱስ ክዓይይ ከሎ. ማለት ብሕጊ መንፈስ ህይወት ብክርስቶስ. ካብቲ ናይ ርእስና ቃልሲ ብስጋ ንስጋ ክንስዕሮ ንደሊ ነዕርፍ ማለት አብቲ ናይ ጎይታ ዕረፍቲ ንእቶ እብ 4 ግብሩ ምስ ፈጸመ ተፈጸመ በለ - አብዚ ፍጹም ግብሪ ክርስቶስ ነዕርፍ በእምነት. ሳሚ አቢን ተባረኹ ሳሚ ዝመለስካዮ ተማሂረሉ እዩ . ሽግርና ሒዝና ንጎይታ ርድአኒ ደግፈኒ ክንብሎ ናብ ዝፋን ጸግኡ ምቅራብ ተዋሂቡና እዩ.
@astergurja8737
@astergurja8737 2 күн бұрын
GBU❤❤❤
@Winybyhisgrace
@Winybyhisgrace 2 күн бұрын
❤❤❤
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 25 МЛН
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 45 МЛН
ንሓዳር ዝምልከት ኣገዳሲ ትምህርቲ ብፓስተር ኢሳቕ ሓይልኣብ
2:39:20
ሐረግ ( ክፍል 32)
42:30
ለዛ
Рет қаралды 87 М.
ክርስትያናዊ ሓዳርን ናብራን ምስ ፓስተር ራሕቦት በየነ
1:33:08
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 25 МЛН