KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ማዓትብኪ አወፅእዮ😭እላ ጓል ዓሞይ ትባእሳትኒ😭ምክሩኩም ኣካፉሉኒ😥
11:57
ሳሚ ትግራይ ሎሚ ብዝገርም ፕራንክ ተረኪቡ @samitigray4537
15:50
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
🤔Можно ли спастись от Ядерки в Холодильнике ? #shorts
00:41
Why no RONALDO?! 🤔⚽️
00:28
Tuna 🍣 @patrickzeinali @ChefRush
00:48
ምስ ፍቅረይ ከምፅኩም ዶ😱👑💍ግን ከይትወስዳለይ😥
Рет қаралды 14,212
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 23 М.
ዜዱ ጓል ትግራይ
Күн бұрын
Пікірлер: 424
@ManuheaTube14
Ай бұрын
ዘዲየ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ቀፅልሉ ብ ሸውዓተ እየ ደሚረኪ እየሞ ደምርኒ ዘዲየ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@almaz-v9n
Ай бұрын
ደሚረኪ ደምርኒ❤
@KmmfgKmhg
Ай бұрын
እሞ ስኺ ናዛሓበእኽዮ ዶ ኸይኑ ናይ ባዕሉ ሉቦና እዩ እምበይ❤❤
@AsgGd-j6p
Ай бұрын
እረ ኣብ ርያድ ወዲ 🤣🤣🤣
@GuGf-f7o
Ай бұрын
Behaki bnay bealu atehasasba eyu
@ManuheaTube14
Ай бұрын
ደሚረኩም እየ በ ሰለስተ እሞ ደምሩኒ🎉🎉🎉🎉🎉
@JfEf-b6c
Ай бұрын
ዋይ ማርያምን ንእካ ግዜ ከፍሪሕ ስባኣይ ሓብእካስ ሓዳር ተገሩ ሰበት ትሕባኣዋ ስባኣይ ዝሮ 😢😢😢ፍሩኹም ይብዛሕ
@ManuheaTube14
Ай бұрын
❤❤❤ደሚረኪ እየ ደምርኒ ብ ኣርባዕተ እየ ደሚረኪ🎉🎉🎉🎉🎉
@FjgCh-e1x
Ай бұрын
ዋዮ እንየካ ጣጣ በግዕ ድዩ ስቅ እሉ ዝውሰድ ናይ ባዕሉ ሕልና የሃልዮ እበር
@سلامكيرلس
6 күн бұрын
ዋይ ፋራ ባዕሉ ልቦና ይግበር
@JgHc-te9ik
Ай бұрын
ዋይ ከይስረቀኒ ያ 😂😂😂
@AlAll-g5h
Ай бұрын
ኣትዮ ኣምፅእዮ ዋይ ቃልጥፊ😂😂😂😂
@WsKb-ih9mg
Ай бұрын
ዝናየ ኮኦይሞ ልኾን 😂😂😂❤❤❤
@GhdhBmfi5im
Ай бұрын
ነዉራም እኪ በሓቂ ሰበኣይ ተሃልይኪ ነምንታ ንኣቦ ወደኪ ፖራክ ትገብሪዮ 😢
@WalaaAli-ry2gr
Ай бұрын
ኣይ ቆልዓ ኣይትክኒ ማዓረይ መትሓዚ እኳ ስእናልኪ ስብኣይ እንሃልየካ ዶ ምስ ኣቦ ወዲ ትድዋውልዮ ነይርኪ ምቀደማይ 😮
@SaraQwertyu
Ай бұрын
ብራንኪ እዩ😂❤
@TakstyHbshi
Ай бұрын
ዛዱዋይ ማዓረይ ከተወፅእዮ ❤❤
@MaryamFkr
Ай бұрын
ጎበዝ ኢኺ ዜዱየ❤❤❤
@BkHk-r2n
Ай бұрын
ዜዱ ላባም እናሃለክስ ግርህነት አለኪ ንምንታይ ሓደ ሓደ ነገራት ቃላት ዘይተሰውዓሊ በጊዕ ድዩ ዝወስዳልኪ ግን ፅብቅ አለኪ ሙልእ ይገበሪልኪ ሓፍተይ ናተይ
@سلامكيرلس
6 күн бұрын
ስለ ዝሰረቅክዮ ትሓብእዮ ዘለኪ ሰበይቱ ከይትሪኦ ሓሳዊት
@ZzzMam
Ай бұрын
ዳሕና ዋ አፋልጥና እሞ ዝባሃል ክንብል 😂ኣየይትፃረፉ ፅረፊ ናስንፋት እዩአሕዋተይ ❤🙏
@smirhsmirh-b7m
Ай бұрын
❤❤❤❤
@ManuheaTube14
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤z በሰለስተ እየ ደሚረኪ እሞ ደምርኒ
@BehftaHailmaryam
Ай бұрын
ከይተው ፅእዮ ማዓረይ በግ ከየቡላኪ❤❤❤❤ ዜዱዋወ
@AdushwFerede
Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ ❤️
@samerasamer3870
Ай бұрын
😂😂😂❤
@Merieyual
Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ብሱም ዛይድ❤
@ManuheaTube14
Ай бұрын
ብሃፍታየ ደምርኒ ደሚረኪ እየ ብሓሙሽተ❤❤❤❤❤
@sehalhaylay4037
Ай бұрын
ሓቅኺ ኢኺ ኣነ ብወገነይ ካማኺ ኢየ እሽካብ ኣብ ቁሙነገር ትበፅሕ ምሽፋን ፅቡቅ እዩ❤❤❤❤❤
@tsgieTsegay
Ай бұрын
ጤል ድዩ በጊዕ ወጢጠን ድየን ክወስዳኦ ባዕሉ ተዘይደልዩ ናተይ ሓሳብ እዉን ክወፅእ የብሉን እየ ዝብል ግን ከይምንጥላኒ ገለ ዘይኮነስ ርክብና ኣብ መፈፀምታ ከይበፅሐ ትርጉም የብሉን ኢለ ስለዝኣምን እዩ
@GuGf-f7o
Ай бұрын
Yes❤❤
@WsKn-o1e
Ай бұрын
ትክክል
@ساره-ر7د8س
Ай бұрын
ብትክኽል ❤
@milionestifanos-j9w
Ай бұрын
yegbeaki eiu zediu shkiorrrr ❤❤❤❤❤🎉🎊👑🎂🥂🍾
@aaaall7364
Ай бұрын
አውፅእዮ ዜዱ ቆንጆ
@ንግስትኣብ
Ай бұрын
ኣይ ዛይደይ ጣዕ ኣብላ ያ ሞተ ስሓቅ 😂😂 ብዝኾነ ፍቅርኹም ከም ፅራይ ማይ ንጉሆ ይዛር እዘም ኣሕዋተይ ❤❤ ሓቂኽ እኽ ኮ ዛይደይ ፍቅር እንተ ሃልዩስ ኹሉ ኣሎ እዩ ስለዝ ተፋቀሩ ኹሉኹም ሰብ ሓዳር❤❤
@GVv-so2yp
Ай бұрын
ፀላእና ይምንጥል
@briefkr
Ай бұрын
ኮይወስዳለየ ብባዕሊኪ ተኣማመኒ ኪዉኡ ሱቁሉ ድዩ ዝጉተት ዜደይ
@ጓልሓጎስ
Ай бұрын
በረከት ዘርኡ መታዓቢትና ወዲ ዕዳጋ ሓሙስና እዩኮ ታማ ምሽፋን ኣብዚሕኺ ንዘይፈልጦ ሜስ የጥርጦ 😂😂😂😂 ጥራሕ ውላድኹሙ የርእየና ኣግኣዝቲ ስላሴ ዕዳጋ ሓሙስና 🙏🙏🙏
@Mlil-e3e
Ай бұрын
ባሓቂ ዚዶይ ማዓረይ ከሳብ ኣብ ቅምን ገረ እስካዓ ትበፁሑ ከይቲ ኣውፁያ ዜዱየ ማዓረይ ካቡኡ ብጣዕሚ እየ ዝፈቲኪ❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘
@FwefFswd
Ай бұрын
ዚድየ ሰብኮ ሓሊካ ኣይሕለን ናቱ ልቢ ናቱ ርእሲ እዩ ዝዎስኖ ካብ በጊዕ ድዮ ዝግሰስ ብዝከነ ሚስጢርኪ ብቻ ኣባዕልኪ ገበርየበይ ናይ ባዕሉ ርእስኮ ኣለዎ ናዓኪ እንድሕር ዘፍቅረኪ ስለናቲክዩ ዘግድሶ እና ፍቅርክም ብዝሕ የበለለክም የኔማራት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
Ай бұрын
እኮ አብኡስ ተጋግያ እያዋ ብዝኮነ ይኩን እንበይ እንስሳ ኢካ ትሕልዎ እንበር ናብካሊእ ከምዘይከድ ብከመይ ትፈልጥ እዩ. አይ ዝናህና ናይ ጓል ኮ ተፈትያ አይሃብካ እዩ ክክክ
@AaaSss-z1m
Ай бұрын
ዘዱየይ ሽኮር ክፍትወኪ ኣነስ እና ብወገነይ ናብ ምድያ ኣይተዉጽእዮ ይብለኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sarahssarah532
Ай бұрын
አወ ዛይዳይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@AmenaAm-c5d
Ай бұрын
😎😎😎😎😎😎ኦ ማይጋድ ነው ነገሩ😂😂
@alemkirosabay
Ай бұрын
ኣነ እውን ክወፅእ የቡሉይ በሃሊት እይ እተን ስበኣይኪ ኣፋልጥና ልብላ ንግግር ለሓሰባ እየን እይ ልብል ከይትብልዒ❤❤
@AdushwFerede
Ай бұрын
ደምርኒ ❤️
@WdKn-u6s
Ай бұрын
ዋየ ዓፈና😅😅😅😅😂😂😂
@Svsghs
Ай бұрын
ፅዋኺ ግን ጠቢብያ ታይ ማለት ኢዩ🤔🤔 እና ግን ፍቅሮኹም ይብዝሑዮ🌹💕🥰❤
@love-yv9px
Ай бұрын
ኣውፅዬ ኣቲ ቆልዓ የብለይን ናበለ ከይክስትረን ዘን ኣጋለይ ንብለኪ ኣለና 😂
@HvKn-w3j
Ай бұрын
ከይትውፅእዮ ዜዱ ሽኮር❤❤❤❤❤❤
@awethadish6643
Ай бұрын
Entay dea ab zhalefe vidéoki n abo wedki msaka yhsheni yefkreka ye tblyo nerki😮😢😢
@selamabrah6512
Ай бұрын
ዜዱየይ ኣብ ሚድያ እየ ዝፈልጠኪ ብጣዕሚ ኢኪ ትምቸዉኒ
@ጓልትግራይ-ጘ6ኰ
Ай бұрын
ከይመንጣለይ ያ ይመንጥልክን እትን እጓላት ታይ ትኮና አለከን
@rhdbxhff5098
Ай бұрын
ሰብኣይ እንድሕር ሃልዩኪ ልምንታይ ንኣቦ ወድኪ ፖራክ ገይረክዩ ማርያምን ተጋጊኪ ዜዱየይ😢
@Albaadallbadr
Ай бұрын
ጠሊ ኮይና
@AliLila-su6pt
Ай бұрын
😂😂😂@@Albaadallbadr
@ManuheaTube14
Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ደምርኒ
@mbbmbb715
Ай бұрын
ከይተወፅእዮ ዜዱየይ ሽኮር
@ElluHaddish
Ай бұрын
ፍክስክስ ስብአይ ሱዕዲይይ
@Lovegad-db5kr
Ай бұрын
Eski kemia sle tgebri eki tmesli
@abagaalem2864
Ай бұрын
አት ዓረብ ገዲፍክዮ ዲኺ
@ንግስቲትግራወይቲ
Ай бұрын
ስብኣያ ቅብጥርስ ተሓዝካዮ ይነጥር😂😂 ንስብኣይስ ሕብእብእ 😅 ስራ ማጣት😅
@ዜዱ
Ай бұрын
😂😂😂😂
@AdushwFerede
Ай бұрын
ደምርኒ ልቃሓኪ ምልሲ @HgLifeÃ
@selam6413
Ай бұрын
ከይ ወስዳለይ ዘዱዋየ ሓቂ ኣውጽእኽያ😂😂😂😂
@ሊሊቻናል
Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@Albaadallbadr
Ай бұрын
ሓቢእኪ ድኪ እሞ ሓቢእኪዮ በጊዕ መሳሊ ዲዩ
@AaG-l9k
Ай бұрын
ሓቅኺ,ኃላይ,ተመና ጠል, ዝኾነ, ግዜ, ከይተውፅ እዮ
@miHih-q2o
Ай бұрын
ዋይ🙄 ጠቢብያ እረ ኹሙ ኣይባሃሊ ዅሉ ብአርእያ ስላሴ ዝተፈጠና እና😂😂😂😂
@ManuheaTube14
Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ደምርኒ🎉🎉🎉🎉
@miHih-q2o
Ай бұрын
@ManuheaTube14 ደሚረኪ ማዓረይ🥰❤
@ManuheaTube14
Ай бұрын
@@miHih-q2o ☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️
@ManuheaTube14
Ай бұрын
@@miHih-q2o እሺ ዓይነይ የመስግን
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
Ай бұрын
_ካብቶም ተካታተልቲ ንስኪ ካባኪ እቶም ተኸታተልኪ ይገዱ ከይትምጥላኒ ተበለት እወ ትብለክን ሲ ትውዕለኦለክን ማለት እዩ እኮ ሰብስ ምስ ሰብ ተተበኣሰ እግዚኣብሔር ይዓርቆ ሰብ ምስ እግዚኣብሔር ተተባኢሱስ መን የተዓርቆ ዘመውቲ ዝኾንኹም ወለዶታት ኣብ ርእሲ ሓዳር ሰበይቲ ምድራብ ጅግንነት ዝመስሎ ሰብ ኣሎ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ግን ኣሽንባይ ኣብ ርእሲ ሓዳርካ ስብኣይ ምድራብሲ ቅድሚ ኣብ ቅድስት ቤተክርስቲያን ቃልኪዳን ምእሳሮም ዝኾነ ዓይነት ርክብ ክህልዎም ኣይትፈቅዲ ስለዚ ስብከት ብዛዕባ ቃልኪዳን ተንሰምዕ ተመራጺ ይኹውን ማለት እዩ_
@Albaadallbadr
Ай бұрын
በዓል ሓዳር እዩ ኣብ ዓዲ ቆልዑ ሓኒቁ ይህሊ እንበይ በዚ ስብ ኣይሕባኢ
@HyVivo-zk2di
Ай бұрын
ፈቲኪ ፀሊእኪ(3),ኢኪ 😅😅😅😅
@aaaall7364
Ай бұрын
አውፅእዮ
@ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
Ай бұрын
ሃላይ ዝኮንኪ ጓል 😏
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
Ай бұрын
ሃሃሃሃ አይ ዘዱ ከይምንጥላለያ ክክክክክ ንስኪ ሒዝክዮ አይተትሓዘን ብስሩ ድኣ ብዓል ሂሊና ኮይኑ እንበር. ከምኡ ማ አይትብልን አይበሃልንለ ዜዱ ንኩሎም ልቦና ይሃቦም እዩ ዝበሃል
@mlove27-z27
Ай бұрын
ዓፈና በዚሑ🙆🙆🙆🙆💃
@FjfigHchcu
Ай бұрын
እረ ኣይተሕፍርና ወይለከ ዓጋመኒ ከይወስዳለይ ያ በጊዕና ከማን ሱቅ ኢላ ኣይትጉተትይ😂😂😂😂😢😢😢
@TgraweytiTgraweyti
Ай бұрын
ተጋሩ ኣሕዋተይ ሓዳሽ ጀማሪት እየዋ ደምራኒ😊❤
@አለምአለ22
Ай бұрын
ደመረኩ መልሲ
@almaz-v9n
Ай бұрын
ደሚረኪ ደምርኒ❤
@TgraweytiTgraweyti
Ай бұрын
@@አለምአለ22 መሊሰ🥰
@TgraweytiTgraweyti
Ай бұрын
@@almaz-v9n መሊሰ🥰
@almaz-v9n
Ай бұрын
@@TgraweytiTgraweyti መሊሰ
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
Ай бұрын
ወፀ አይወፀ ምን ዝቅነስ ዝውሰክ የብሉን. እቲ ወሳናይ ናይታ ጓልና ናይቲ ወዲ ልቦና እዩ ዝድለ ስለዘይወፀ ዝክልክሎ የብሉን ተደልዩ ሓንቲ ስለዝፀሓፈትሉ ስለዝጠየቀቶ እሺ ኢሉ ምካድን ዘይምካድን ናቱ እዩ እቲ ውሳነ. አብ እምነቱ ዝፀንዕ ፈሪሓ እግዚአብሔር ተሃልዩዎ አለትኒ ብዓል ሓዳር አ እየ ኢሉ ክስንያ እዩ ተዘይኮይኑ. ከይዱ ናባኪ ክዓ ይመፅእ በቃ ከምኣ. እያ ዓለም ቦሻዕ ብቻ ንሕና ክንብለና ፈሪሓ እግዚአብሔር እምነት ዘለዎ ሃበና ክንብል አለና እንበር ምክሐ ፅቡቅ አይኮነን አይተውፅእኦ ሕብአኦ ኖ ሓዳር ምስገበረልኪ ድሓር ከምዘይከድ ብከመይ ርግፀኛ ትኮኒ ? ስለዚ ፈጣሪ ዘለዋ ዘለዎ ይጋጥመና ምባል ይሓይሽ አሕዋት❤
@JfhdSx
Ай бұрын
ኣይተውፅእዮ ዘዲየ እስካብ ቅሙነገ ትገብሩ ❤❤❤
@AaSs-bj7pg
Ай бұрын
ትክእል ጋልኖ ጋላት ተፀሊለን እየን ዘለዋ
@DwefDwdf
Ай бұрын
ቱምውፃኢ ዜይምውፃኢ እማንኪ ኢኪ አስካዕ ቁሙነገር ትገብር ስቁምባል ፅቡቅ እዩ:: ተዘይኮይኑ ግን ሰብኣይ ሓቢእካስ ኬይወስዳለይ ኢልካስ ሓዳር ተገይሩ😅😅😅 እሞ ትክክል ፍቅሪ ኣይኮነን ም/ቱ ብናይባዓሉ ሓሳብ ዝከድ ተኮይኑ ማንም ቶምፃእ ማንም ኣይክትወስዶን እያ ባይዞወይ የስሕቅ😅😂😂
@salamM-d7z
Ай бұрын
ዘዱየይ ሽኮር ክፍትወኪ ኣነስ እና ብወገነይ ናብ ምድያ ኣይተዉጽእዮ ይብለኪ💊💊💊💊💋💋💋💋
@AaSs-bj7pg
Ай бұрын
እወ ዘዱየይ ከይተምፅእዩ ቅድሚ ውላድ እና ቁሙነገር ናብ ሚድያ ኣደባሪ እዩ እና ፅንሕ በሊ ሰብ ሪኡ እታይ እሞ ክውስከኪ ወይ ክቅንሰልኪይ ዋ ፀጥ በሊ ከም ከማይ ኣነ ዓርኪ ኣለኒይ ብዙሕ ዓመት ገይረ ግን ናብ ሚዳ ምውፃእ ግን ከቢድ እዩ ብፍላይ ኣብዚ ዓዲ ከምቲ ትብልዮ ዘለኪ በእሲ ኣሎ ገለ ኣሎ ሰለዚ መቁፀሪ እዩ ዝኮነካ ዘዱየይ❤❤
@HayahMohammad-y6e
Ай бұрын
ኣብርሃ ከ ገድፍኪ ድዩ😂😂😂
@BrhenDesta
Ай бұрын
ሰርቂ ድዩ ዝሕባእ ዳኣ 😂😂😂
@Fds543
Ай бұрын
ዮሞችኽ ዘዱየ ሽኮሪ❤❤❤❤❤❤
@JfDdj-ih9sn
Ай бұрын
ዋው ሐዚ ረኺበኪ 🥰🥰🥰
@euegifhdhj4390
Ай бұрын
ዜዱየ ለባም እናሃለክስ ዘረባኺ ግን አደብ ግበርሉ ገና አብቲ ድሑር አታሓሳስባ ኢኺ ዘለኪ ጠቢብያ 🤔 ኩሉ ሰብ ማዕረ በአርእያ ስላሴ ዝተፈጠረ እዩ ክብረተይ so ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤❤
@سلامكيرلس
6 күн бұрын
ፎጭፍጭ ክሊ
@agehxhdb6690
Ай бұрын
አቲ ቆልዓ ከይተዉፅእዮ ከይምንጥላኪ ዘድየይ ❤❤❤❤
@mommommommom9907
Ай бұрын
ስርቂ ድዩ ዝሕባእ ዳኣ
@ማርያመይመዝሙረይ
Ай бұрын
_እወ ኣሕዋተይ ዝብለኪ ዛይደይ ማዓረይ ኣነጺሩ ኣብ ሸሻል ንሜዳ እያ ዝፈለጠኪ ብጣዓሚ ኣዩ ዝፈተወኪ ንግንዘብ ዛይደይ ማዓረይ ኣነ ሓፍተኪ ዝብለኪ እንተወልድኪ ኣቦ ወድኪ ይሕሸኪ ምክንያቱ መፅሓፍ ቅዱሰ እውን ፍትሕ ኣይፈቀድን _ወንጌል ሜቴዎሰ 19ብመሉእ ትንቢት ሚክያስ ካብ ምዕራፍ 1~4ንዘሎ ኣንብብዮ ዝሓፍተይ ወላ በድልኪ እንተኾን ዘይጋገ ሰብ የለን ግን ምሰ ሰናይ ይቅረታ ዝያዳይ💞🌹💞_
@HGirmay
Ай бұрын
ጠባይ A+ክክክ ፍቅሪ ወዲ ጎና ብሓዱሹ እንጀራ ዳጉሻ ብትኩሱ እዩ ክክክ
@slamah.33slamah2
Ай бұрын
ንባዓሊኪ ሰርቅኪዮ እኪ 🤣🤣🤣
@ኤልዱየይዓለመይ
Ай бұрын
ዓፊንክናኮ ዋይ😂😂😂
@luyu-s4x
Ай бұрын
ዋይ በጊዕ ዱዩ ከይውሰደኒ ያ😂😂😂
@tarhastube9099
Ай бұрын
ተጋሪዋይ ደምሩኒ❤❤❤
@agehxhdb6690
Ай бұрын
ክወፂእ የብሉን እስኻብ መጨረሻ 44።
@FegFhy
Ай бұрын
ፁቡቅ ኣለኪ ከትዉፅእዮ
@NechiLove
Ай бұрын
ንሱስ ስኽ እሉ ድዩ ዝጉተት
@DgfjSelam
Ай бұрын
ዜዱ ግን ነቲ ዓቦ ወድኪ ንምንታይ ብካሙኡ ዓይነት ፕራንክ ትገብርዮ ኣይድብርን 😢
@ይርጋጓልትግራይ
Ай бұрын
ደምርኒ ወለላይ 🎉🎉🎉🎉
@Shewit-f6p
Ай бұрын
ባዕሉ ገፌፍ ናበለ ተዘይከይዱ ትወስድ ጓል የላን😅
@NdhnNsbsb
Ай бұрын
ዜዱ ሓቅ እኽ ደርሆ ጠው ሽላ ቀው ስለ ዝኾነስ ድብቕ ድኣም ፅቡቕ ❤❤❤❤ፈጣር ፍቅርኹም ያብዝሓዮ 🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉❤🎉🎉❤
@abyabby9886
Ай бұрын
ፋራ ድዩ ብሰበይቲ ዝምራሕ ስብኣይ 😁😁
@BrhanTubeብርሃንዩቱብ
Ай бұрын
😂😂😂ዓፈና ብዓል ሓዳስ ግድ ኾዩኑ ግድ በይ😂😂😂
@Merieyual
Ай бұрын
ስብኣይ ተሓቢኡ ኣይሕባእን ኣውፅእዮ ደኣ😂😮
@AhmedAli-zo2sx
Ай бұрын
በሊ ኣብ ገንኢ አእቲኪ ዘይቃረስ ቁልፊ ግይረኪ ቆልፊየ ምትኩ 😂😂😂😂😂😂😂😂ጓል ዓደይ 🤗🥰🥰🥰🥰🥰
@ufhdfh6625
Ай бұрын
ናክልተ ርእሲኪ ደአ ኮይኑ እበር ክሳብ ሐዚ ሰበ የመበሊኪይ ዋ ሒደግና ዛይድ ነቲይ ዘይፈሊጥ ከምኡ በሊዩ
@ዜዱ
Ай бұрын
@@ufhdfh6625 🤣🤣🤣🤣
@سلامسلامي-ر5ز
Ай бұрын
አውፅ እዮ እንበር መንጥልክ ከይትኮን ዜድ 🤭
@Fds543
Ай бұрын
ዜዱ ሽኮሪ ብኣነ ወገን ክሳዕ ኣብ ሓዳሪ ትበፅሑ ከታውፅዮ ኣብዚ ዓዲ ዓሪክኻ እያ ትምንጥለካ😢😂
@زيتونهه-ك4و
Ай бұрын
መጀመርያ ሰብአየ ክትብል ትክእል ብሕግ ቤተ ክርስትያን ብቅዱስ ሰጋኡ ደምኡን ብቃል ኪዳን ሐደ እንተኮይኑኩም ጥራሕ እዩ ዜዱ ሓፍተይ እምበይ ብናይ ሽሻል ሚድያ ዝተፍላጥክዮ ሰብኣየ ክትብል ኣይትክእልን እዚ ናይ ግዜያዊ እምበይ ካልእ ደሞ ባዕሉ ፍርሓት እግዚአብሔር ሃልዩ ብሕልናኡ እንተዘይተቆጥቡ ክንደይ ግዜ ክትሕልው እንሰሳ ዶ ኮይኑ ብዝኾነ ናይ ሎሚ ትውልድ እምነት የለን ፍቕር የለን ንግዜያዊ ሰምዕት ጥራሕ ኢና ንጋዓዝ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስትውዓል ይዓድለና
@MesiGerei
Ай бұрын
ዓፈና
@ቲቲፀጋይ
Ай бұрын
ኣይ እጭ😂😂😂😂😂😂
@ዜዱ
Ай бұрын
😂😂😂😂
@ቲቲፀጋይ
Ай бұрын
@@ዜዱ ሱቁ ኢለ እየ ዛምቤተይ♥️🥀
@SRGGHggg
Ай бұрын
ኪረአየ ሃረሪ ምባለይ ገድደ ሕሳደ የኺ ግን😮😢😂😂😂❤❤❤
@ሂወትለኩሉዮዳሄ
Ай бұрын
ዜዱዋይ ስለዘዉፃእክዮ ከወስዳልኪ ስለዘየዉፃእክዮ ኣይወስዳልክይ ማለት የኮነይ ሰብ ሓሊካ ኣይሕለን ሰብ ሕልንኡ እዩ ዝሕልዎ እምበይ ተደልዪ የኮነይ ኣብ ምድያ ኣብ መደቀሲለ ገዲፉኪ ናብ ካሊእ ክከይድ ይክእል እዩ እና ይፈትወኪ እየ ጎል ዓደይ ሽኮር❤😘
@YdgdidHh
Ай бұрын
ዜድየይ ካምቱ ከይወስዳለይ ይፈርሕየ ትብለኪ ስለ ተፍቅርዮ ስለ ትደልዮ እየ እና እሱለ ለፍቅረኪ ምሳኪ ክነብር ተደልዩ ሲ ብምንም ልካልእ ጋል ኣይደልይ ጥዑይ ተከይኑ ዋላ ኣጋላት ተደለዮኦ ኣላትኒ ናተይ ዝብላ እየ ዝብ ዘይቅየር ባዓል ሙሉእ ሕለና ተኳይኑ በምንም ታኣምር ኣይቅየርይ እና ኣይትፍርሒ ዋጋ ፈርሕኪ ምንም ተምፅዮ ነገር የለይ ባዑሉ ንፁህ ልቦና ተልይዎ ጥራይ እየ እየ ፍቅርኩም ክቅፅል ፀለዎ እና ኣይትሕብእዮ ስብኣይ ሓልካ ኣይሕለይ እግዚአብሔር መሪቁ ተህብካ ጥራይ እየ ጥዑይ ተኳይኑ ማንም ዝጠየቆቶ ኣይረምዓይ
@YdgdidHh
Ай бұрын
ናይ ፅሕፈት ግን ጀዋል ተባላሽያትኒ ቱዝደለክዎ ይፅሕፍሞ ንሳ ካልእ ትጥውቅ ዓልጋ እና ባዕልኪ ኣአዝያ ይቅርታ ዜድየ
@MerryGouldianFinch-rb3yw
Ай бұрын
ለካ ትውገሪ ለኺ ኢኺ😢😅😅
@GmhlHpyu
Ай бұрын
ዜደየይ ይፍትየኪ እንደይ ከማይ. ጋል. ስለ ዝኮንኪ❤❤ ግንሲ. ምሽ ሰብ. ኢጋማ. ኣይትሓዛ. ትብሊ. ኔርኪ ልምንታይማ. ሕጂ ኣቲክዮ ቦይ ዘዎይ. ኣቦ ዎደኪ. መሐሸኪ. ወዲ. ኣፅቢ. ክፍልም. ል ዕላማ. እዪ. ቃሪብኪ. ዘሎ. መዓረይ ዎሊደካ. ዋላ. ተገደፍክያ. ልዉላዳ. ኣትሸንፍን. ሰለ. ዝብል. እዩ. እምበር. መዓርይ ናተይስ. የፍቅረኒ. እዮ ግን 7 ዓመት. ጌርና. እጃዛ. ዝበሃል. ወፂአ. ኣይፍልጥ. ከዚ. ግን. ለባይ. መፂኡ. ላብቲ. ዝሰርሐሉ. ከባቢ. ዋላ. ሕጂ. ግን. ኣነ. ኣብዚ. ክራከበካ. ኣትሕሰብ. ኢለዮ. እና. ❤
@AbeyAse
Ай бұрын
ግን ዜድየ ሰብአይ ተልይኪ ነቦ ወድኺ ምሳኻ ሕሸኒ ኢልኪ ፕራንክ ዝገበርክዮ ተጋጊኺ ውዴ ብዝተረፈ ጀግና ተኾይኑ ጭራሽ አይወስዳልክን ናይባዕሉ ልቦና አዩ ዋንኡ
@DgfjSelam
Ай бұрын
ብጣዕሚ😢
@JeDh-he4wn
Ай бұрын
ብጣዕሚ ዋይ😥
@your2323
Ай бұрын
ብጣዓሚ😢
@Frutu-e4h
Ай бұрын
ደምርኒ ደሚረኪ ወለላይ@HgLifeÃ
@AbeyAse
Ай бұрын
@HgLifeà ገይረልኪ ልቃሕኺ መልሲ ንዓይውን ግበርለይ ማርየ
@YasinAli-x9p
Ай бұрын
ከይትወሰዳለይ እትብላሲ ልቦና ዘለዎ ሰብሲ ዓሰርተ ፅቡቃት ይርአ ይርአየኦ ንዓኺ ዘኽብረኪ እንተኾይኑ ሰብ ረኣዮ ኣይርኣዮ ምንም ፀገም የብሉን
@AdushwFerede
Ай бұрын
ድምርኒ ወለላይ 🎉🎉
@astudad
Ай бұрын
ብጣዓሚ እዩ መሕፈራም ድያ ዝበለት😂😂😂😂😂
11:57
ማዓትብኪ አወፅእዮ😭እላ ጓል ዓሞይ ትባእሳትኒ😭ምክሩኩም ኣካፉሉኒ😥
ዜዱ ጓል ትግራይ
Рет қаралды 10 М.
15:50
ሳሚ ትግራይ ሎሚ ብዝገርም ፕራንክ ተረኪቡ @samitigray4537
Sami Tigray Media
Рет қаралды 36 М.
00:49
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
好人小丑
Рет қаралды 33 МЛН
00:41
🤔Можно ли спастись от Ядерки в Холодильнике ? #shorts
King jr
Рет қаралды 6 МЛН
00:28
Why no RONALDO?! 🤔⚽️
Celine Dept
Рет қаралды 120 МЛН
00:48
Tuna 🍣 @patrickzeinali @ChefRush
albert_cancook
Рет қаралды 116 МЛН
9:43
መርዝ#ጠጥታ#ሆስፒታል#ገባች ሀብታሙ ተደበደበ አሜሪካ አግብቼ ልዉሰደዉ
Azeb Tube
Рет қаралды 1,2 М.
40:04
እውነታው ይፋ ወጣ ። ዲሽ ሰሪው ውሽማ የ6 አመት ሚስጥሩን ዘረገፈው ። ወታደሩ ባል የሰማውን ማመን አቃተው !!
Gojo Tube
Рет қаралды 33 М.
46:55
ፍቁራት ምስ ኣንጻር ጾታ ክመሓዘዉ ከለዉ ዘሎ ኣተሓሳስባ!
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 35 М.
5:42
💎ደስ ዝብል ማዓልቲ ነይሩ🙏🥰#habesha #tigrignamusicnguseabadi #duet
ራኪ ዮቱብ Raki youtub
Рет қаралды 145
40:55
ንሰሌ ፕራንክ ጌሮምዎ😂 /ደስ ዝብል ናይ ፍቅሪ ሕይወት ኣሌክስ 💘 ሊሊ Love story alex &Lili Gz Habesha media /lela show/
GZ Habesha Media
Рет қаралды 60 М.
20:23
ምስ ፍቅሪይ 😱ምፂናኩም በሉ🤬
ዜዱ ጓል ትግራይ
Рет қаралды 38 М.
31:53
🛑ዝተደብረኹ ሰብ እየ
Maggy Show
Рет қаралды 48 М.
34:11
በ7 አመቴ እንጀራ እጋግር ነበር፡፡ሳላስበው የገዛ ጓደኛዬ አሳልፋ ሰጠችኝ::ባለ ታሪክ ታመኑ ሀይሉ::
የልቤ እውነት Artist Genet Nigatu
Рет қаралды 8 М.
25:41
መተዓዛዘቢ ሕቶ አሕዋት ነሕወት መበአስን 😱መስሓቅን😁
Yared Tsegay Smile
Рет қаралды 23 М.
12:36
ማህፀንይ ወሪዳትኒ😭😭😭@beletsetchanel
ዜዱ ጓል ትግራይ
Рет қаралды 18 М.
00:49
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
好人小丑
Рет қаралды 33 МЛН