ስቅያት ጎይታ ብትግርኛ Part 4 - The passion of Christ - April -2018 -

  Рет қаралды 93,996

DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /

DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /

Күн бұрын

Пікірлер: 250
@MichaelSolomon-tq9bo
@MichaelSolomon-tq9bo 4 ай бұрын
ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ ተዘከረነ እግዚኦ ኦ ሊቅነ ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ ----------------------------------------------- በከመ ተዘከርኮ ለፍያታዊ ዘየማን እንዘ ሃሎውከ ዲበ ዕጸ ቅዱስ መስቀል --------- ኦ ጎይታ ኣብታ ትመጽእ መንግስትኻ ተዘከረኒ ኢኻ። ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-nz6qu3qe6j
@user-nz6qu3qe6j 6 жыл бұрын
ኦኦኦኦኦ ጎይታይን ኣምላከይን መድሓንየይን አየሱስ ክርስቶስ ንገጽካ ካብ ሓጢያተይ ከውሎ ንብዘሎ ኣበሳይ ደምሥስ ኣብታ ዘይተሓልፍ መንግስትኻ ተዘከረኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን የሕዋተይ አዝጋቢሄር ኣምላኽና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@meryemhumedi9847
@meryemhumedi9847 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@mulue0545
@mulue0545 4 жыл бұрын
amen amen amen
@fyyfrtyhg3353
@fyyfrtyhg3353 2 жыл бұрын
አሜንአሜንአሜን
@fnansemereab5791
@fnansemereab5791 Жыл бұрын
Amien amien amien
@NatnaelAma
@NatnaelAma 4 ай бұрын
❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢
@rahelsolomon5865
@rahelsolomon5865 Жыл бұрын
ኦ አግዛኣቢሒር ኣምላክና ምአንቲይ ሓጣኣን ድቅካ መከራ ስቅያትን መግረፍትን ዝተቀበልካ ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይኩን ፡ከምብዝሒ በደልናን ሓጥያትና ከይጸብጸብካ ይቅረ ግበረልና፡
@luultumzgi962
@luultumzgi962 4 жыл бұрын
እቲ ክሉ ዝክእል እግዛብሄር ሓጥያትናን በድልናን ይቅረ ይበለልና
@fnansemereab5791
@fnansemereab5791 Жыл бұрын
Amien amien amien
@fnansemereab5791
@fnansemereab5791 Жыл бұрын
Amien amien amien
@fnansemereab5791
@fnansemereab5791 Жыл бұрын
Amien amien amien
@fnansemereab5791
@fnansemereab5791 Жыл бұрын
Amien amien amien
@samueltsfom3943
@samueltsfom3943 Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 4 жыл бұрын
ኣሜን ሓጢኣትና ሓዲጉ ኣብታ ትመጽእ መንግስቱ ይዘክረና።
@fnansemereab5791
@fnansemereab5791 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላከይ ከምቲ ብየማንካ ዝነበረ ሽፍታ ዝዘከርካዮ ሎሚውን ንዓይ ንሓጥያተኛ ኣብታ ትመጽእ መንግስትካ ዘክረኒ ኣሜን
@geremskalredae6910
@geremskalredae6910 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰማዓልና ኣገሊግሎት ዘበነ ኣምላኽ የበርኽ
@user-kj9ok3ek8k
@user-kj9ok3ek8k 7 ай бұрын
ስለ እቲ ኩሉ ነገርካ ጎይታይን መድሓንየይን ንዘልዓለም ክብርን ምስጋናን ንዓኻ ይኹን ኣሜን❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤
@mohammadqasim8457
@mohammadqasim8457 3 жыл бұрын
እቲ ኩሉ ዝክአል እግዚአብሄር ሓጥያትናአን በደልናአን ይሕደገልና ( አሜን ) 3 )
@fnansemereab5791
@fnansemereab5791 Жыл бұрын
Amien amien amien
@aill8641
@aill8641 4 жыл бұрын
*ኦ ኣምላክ ኣምላክ ኣምላክ መሓድሓኒየይ* *ከም በዝሒ ሓጥያተይ ሓጥያትና ከይኮነስ* *ከም በዝሒ ምሕረትካ ረኣየና ኣሜን* (፫)
@mehariyemane1627
@mehariyemane1627 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ነዚ ዕዮ እዚ ኣጀሚሩ ዘፈጸመኩም ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ይኹኖ ኦ'ጎይታ ኣብታ ትምጽእ መንግስትኻ ተዘከርና።
@thfgfygdh2619
@thfgfygdh2619 Жыл бұрын
ኦ አምላኬ ለቱ ስብሃት ጎይታ ዓለም እየሱስ ክርስቶስ እንገብሮ ኣይንፈልጢ እሞ ይቅረ በለልና😥😥አቤት ደቂ ሰብ ክንጭክን😥
@kidanzeray9233
@kidanzeray9233 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት ይሰመዐልና እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይዘከረና
@TomasZeray-x3o
@TomasZeray-x3o 4 ай бұрын
ኣሜን((3))🙏🙏🙏 ቃለ ሂወት የስምዓልና ኦ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንስለ ድኹማት ባሮትካ በጃና ዝተበጀኻ ሎምን ኩሉ ሳዕን ንዘልኣለም ኣለም ክብርን ምስጋናን ንዓኻ ይኹን ኣሜን((3))🙏🙏🙏 ክቡራት ኣቦታትናን ኣብዚ ፊልም ዝተሳተፍኩምን ክብርን ምስጋናን ይግብኣኩም እዩሞ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ኣሜን()3))🙏🙏🙏✝️💒✝️
@selamawitberh8458
@selamawitberh8458 Жыл бұрын
ኦ ጎይታይ ናዓይ ኺትበል 😢😢ስቃይን መከራን እስካብ ሂወትካ ዝሓልፍ 😢ተበጅካለይ ኢኻሞ ዉዕልትካ ኪዝክር ሓግዘኒ😢😢
@dawittesfay1988
@dawittesfay1988 5 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና የሕዋተይ መዓረይ ከምዚ ጌርኩም ናዓና የሕዋትኩም ስቅያት ጎይታና ከምንዝክር ሓጥያትና ከምንዝክር ትገብሩና ዘለኹም ብጣዕሚ ዓስቢ ኣለኩም ኣገልጉሎትኩም ይባርኽ ፈጣሪ አመብርሃን ጽላላ ተጽልለልኩም ቅዱሳን ባኣማላድነቶም ይሓልዉኹም ኣሜን ቀጽልዎ ከምዚ ገርኩም ደኣ ናዓና የሕዋትኩም ደቂ እግዚኣብሄር ሓልዉና
@user-kd8sw3ep2s
@user-kd8sw3ep2s Жыл бұрын
ኦ ጎይታይን ኣምላከይን መድሓንየይን እየሱስ ክርስቶስ ሓጥያትናን በደልናን ይቅረ ይበለልና
@kulusebukulusebu7588
@kulusebukulusebu7588 Жыл бұрын
ኦ ኣምላክ ኣቦይ ይቅረ በለልና ኣብ እትመጽእ መንግስትካ ዘክረኒ🤲💔🙏
@user-yn6gi7nr5f
@user-yn6gi7nr5f 2 жыл бұрын
ስለ ፍፁም ፍቅሩን ክብሩን ይክቡር ይመስገን ኣሜን፫
@lemlemtube5783
@lemlemtube5783 Жыл бұрын
ኦ ገይታ ሓጥያትና በደልናን ይቅረ በለልና ኣሜን ኣሜንን ኣሜን😢😢😢😢
@user-rp1cr6wb7p
@user-rp1cr6wb7p 4 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ብስምብራት ቑስሉ ደሓና❤❤❤
@sabaogbe6939
@sabaogbe6939 3 жыл бұрын
OOOO Goytanan medhaninan nana hatean ktbl ezikulu mekeran sqain bmot teferidka hji wun kemqedemka bedelna yqre belelna abta zeithalf mengstka zekreni Amen Amen Amen.
@HcfCccc-ih4zp
@HcfCccc-ih4zp Жыл бұрын
ኦ ኣምላኸይን መድሓንየይ እየሱስ ክርስቶስ ስለ ፍፁም ፍቅርኻ ይቅረ በለና🙏😥😥
@user-vw4hl2ld5m
@user-vw4hl2ld5m 5 ай бұрын
ኦ ጎይታይን መድሓኒየይን እዮሱስ ኹርስቶስን ይቅረ በለልና
@medhanietesfamariam4109
@medhanietesfamariam4109 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና ድካምኩም ጻዓርኩም እግዛቢሔር ይተካኣልኩ ኣብ ምጻቱ ይዘኽረና ኣስር ኣቦታትናን ኣሰሩን ኽንስዕብ ጸጋ መንፈስ ቁድሱ ይልእከልና ኣሜን!!!
@alikttss2902
@alikttss2902 Жыл бұрын
ጎይታናን መድሓኒና አዮሱስ ክርስቶስ ይቅረ በለልና፡፡
@selambrhane8899
@selambrhane8899 2 жыл бұрын
ኦኦኦኦ ጎይታይ ሰለ ሓጥያትናን በደለልና ይቅረ በለልና ኣብቲ ተመፀእ መንግስቲካ ዘከረና ጎይታይ
@nuny5729
@nuny5729 3 жыл бұрын
ስለኩሉ ሓጥያትና ዝተሰቃየ መድሓኒና ኢየስስኩርስቶስ ክብርን ምስጋናን ንኣካይኩ ንሕናደቅካ ዱክማታት ሓጠኛታትን ናብቤትካ ክንኣቱን ከምቲካሕኩሕኒ ክከፍተኩም ዝበልካና ኣፍደገካክፈተልና ከምቲንኣናክትብል ዝተገረፍካን ዝተሳቀካን ሀዝውን ካብዚዘለናዮ ሽግርን ፀበባን ኣውፀአና ምህረትካ ለኣከልና ጎይታይ ስደትና ኣሕፂርካ ሞትንሰሃ ኣብቀዐና ኣምላከቦይ ንሃገርና ሰላም ግበረልና መድሓኒና ኣቦና ኢየስስ ክርስቶስ ክብርን ምስጋናን ንእግዚያብሄር ኣሜን🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭
@Sami-eriboy
@Sami-eriboy 5 жыл бұрын
Goytay mengedika aryeni, neaka kulu aleka goytay.
@AliAli-cr3ns
@AliAli-cr3ns 4 жыл бұрын
ኦ ኣምላከይ ጎይታይ ማዳሓንየይ እየሱስ ክርስቶስ ናሕጥያትና ይቅር በልና ብቸርነትካ ጠምተና ኣሜን
@Jerusalem-cu6ow
@Jerusalem-cu6ow 4 ай бұрын
ጓይታይይ መድሓኒየይ እየሱስ ክርስቶስ አብ ዳግማይ ምፅኣትካ ዘክረኒ 😭🤲🤲🤲
@zupeerinaomar2084
@zupeerinaomar2084 Жыл бұрын
እዚ ኩሉ ንኣይ ክብል እዩ ክብርን ምስጋናን ኣምልኾን ዉዳሴን ንዘላለም ንኣካ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏👏👏👏💒💒💒💒🙏🙏🙏💒💒💒👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒🙏🙏🙏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒🙏
@ቋንቋዬነሽድንግልኤልሻዳይ
@ቋንቋዬነሽድንግልኤልሻዳይ 4 жыл бұрын
ኦ ጎይታ😢😢😢😢😢😢😥😥😥😥😥😥ይቅር በለልና ንኣይ ንሓጢ ባርያካ እዉን ኣብ ትመፅእ መንግስትካ ተዘከረኒ😢😢😢😢😢😢ኣቤት ይቅር በለለይ ስለ ክሉ ሓጥያተይ😢😢😢
@user-gq5gx4iq9c
@user-gq5gx4iq9c 3 жыл бұрын
ኦ ጎይታናን ኣምላክናን መድሓኒናን በታ ትመፅእ መንግስትካ ዘክረና🙏🙏🙏
@user-hn2mq6sp7i
@user-hn2mq6sp7i Жыл бұрын
እግዚኦ ተዘከረነ በውሰተ መንግሰትከ አምላክየ😢🙏
@omegabookstore-6914
@omegabookstore-6914 6 жыл бұрын
ቃለ-ሕይወት የስምዓልና ፡ እግዚኣብሄር ኣምላክና ዓስብኩም ይክፈልኩም ናይ ብኃቂ ፡ ከምዚ ገርኩም ንዓና ንህዝበ ክርስትያን ፡ "ስቃት - ጎይታና " ክንዝክር ከተማሃላልፉልባ ኮለኩም ፡ እግዚኣብሄር ኣብታ ዘለኣለም መንግስቱ ስምኩም ይጽኃፈልኩም ። ብሰላም ድና ናብ ብርሃነ -ትንሣኤኡ የብጽኃና ።
@nastnettesfagaber6546
@nastnettesfagaber6546 Жыл бұрын
ኦኦኦ ጎይታ ሓጣትና በደልናን ይቅረ በለልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን😭😭😭
@aklilutesfalem1658
@aklilutesfalem1658 Жыл бұрын
ኣሜን ሓጥኣትና ሓዲጉ ኣብታ ትመጽእ መንግስቱ ይዘክረና እግዚኣቢሀር ኣቦይ ክብርን ሓይልን ምስጋናን ናትካዩሞ ንዘልኣለም ኣለም ኣሜን
@tedrostesfahiwet7193
@tedrostesfahiwet7193 3 жыл бұрын
Ohh egzieabhier aboy ykre beleley ane asha kun ele eye emo ykre beleley belelna ab tmexie mengstka zekrena,nzteshegeru nzhamemu nztexegemu mehretka awurdelna Amen Amen Amen
@alemdesta454
@alemdesta454 2 жыл бұрын
እቲ ኩሉ ዝክእል እግዛቢሔር ሓጥያትናን በደልናን ይቅረ ይበለልና
@BiniamXehaye
@BiniamXehaye 4 ай бұрын
Abet lewhat abet thitina ahwatey marey nizi kulu rikum bifkri ninbera zialem amen
@user-tr7dg3uz8o
@user-tr7dg3uz8o 4 ай бұрын
ኦ ጎይታ ይቕረ በለልና ከም ግብርና አይትፍረደና😢🤲
@AmlakAboy27
@AmlakAboy27 Жыл бұрын
ኦ እግዚኣብሄር ከምብዚሒ ምሕረትካ እምበር ከም ብዝሒ ኣጢኣትና ኣይኹን በከመ ምህረትከ ኣምላክነ ወኣኮ በከመ ኣበሳነ ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ ሃበነ ንህበር በዘዚኣከ መንፈስ ቅዱስ ቃል ሂወት የስምዓልና ዓስብኹም ብሰማይ ርኸብዎ ኣቦታትና
@salamaraya4058
@salamaraya4058 2 жыл бұрын
ኦኦኦኦኦ ጎይታናን መድሓን እየሱስ ክርስቶን ሓጥያትና ይቅረ ግበረልና ብዓይኒ ምሕረትኻ ጠምተና
@hiwanhailay7108
@hiwanhailay7108 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ኣምላክ የስመዐልና ኦ ኣምላከይ ዘክረኒ ካብ ሓጥያተይ ኣናግፈኒ
@ermiaskeleta7538
@ermiaskeleta7538 6 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmaelna yehwat bhaki maharn gesaxn zkone film nay amlaknan medahinna eyesus kurustos zserahkumulna egzabher amlakna xega ab leli xega Chablis
@filmonteklya814
@filmonteklya814 5 жыл бұрын
ኦጎይታ ኣብታ ትመጽእ መንግስትኻ ዘክርና ከም ምሕረትካ ደኣምበር ከም ብዝሒ ሓጥያትና ኣይትኪደና ስሊናስ ኣዘክሪ ድንግል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ከምዚ ጌርኩም ብንሰብምዖን እንርእዮን ዘዳለኩምልና
@fkrkaablbeytekanyufkrkaabl4617
@fkrkaablbeytekanyufkrkaabl4617 6 жыл бұрын
o goyta nsle dhnetna tegerifkal, demka, afsiskalna ,ika eom nana ndekumat deqka kab fqadka key nwexaes hayli habena🙏amen amen amen qudusan abotat amlk nay agolglot admekum ybarkelkum. nana ndkmat deku bayni mhretu ytemtena😢🙏
@user-zz7mk5kw5s
@user-zz7mk5kw5s Жыл бұрын
ኦ ጎይታይ ኩሉ ሓጢያትና ሓዲግካ ይቅረ በለልና😭😭😭 በዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ስለቲ ፍፁም ፍቅርካ ክብርን ምስጋናን ውዳሴን ንዓኻ ይኹን ነዘለኣለም ኣለም ኣሜን 🙏🙏🙏❤️💘
@user-if6qz7ld3q
@user-if6qz7ld3q 3 жыл бұрын
ኦ ጎይታየ መድሕነይ እየሱሱ ክርስቶሱ ኣነ ሓጥያተኛ ኣበሰኛ የኦሞ ብዝ ናኣትና ኣበሳ ሓጥያትይ መስቀለ ዝተ ሰቀልኻዮ መተ ድሕና ብልኻ ይእሞ ሓጥያትና ደምስሰልና ይቅሪ በለልና ስምኻ ዝተባረኸ ዝተመስገነ ይኹኑ አሜን አሜን አሜን
@meseretexdqitewahdo5725
@meseretexdqitewahdo5725 Жыл бұрын
ኣሜን ናብሓቅይ
@dawitwedihagos2480
@dawitwedihagos2480 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen O fetari kulu Alem ab tmexie mengstka zekrena. Kudusan abotatna kea sle eti etgebrwo agolgulot Egziabher xeguu yebzhalkum
@user-hv9fo2tv3i
@user-hv9fo2tv3i 4 ай бұрын
Ow goyta kem bezhi mehretka enber kem bedlna aytkidena ezom nay heji welodo wen negbro aynfelten ena emo yekere belelna amen 🙏 kebrin mesganan naka
@SsDd-gy2bf
@SsDd-gy2bf Жыл бұрын
ሰለይ መከራ ዝተቀበልካ ፍፁም አምላክ ከለካ ሽፍታ ዝተብሃልካ ኢካ እሞ ልዑል ፈጣሪ ይቅረ በለልና 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 Жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
@hermontesfalem2386
@hermontesfalem2386 Жыл бұрын
ኦ ጎይታ ይቕረ በለልና ከም ግብርና ኣይትፍረደና
@bsratgebrel6477
@bsratgebrel6477 3 жыл бұрын
ኦኦኦኦኦኦ አምላከይ 3 ጊዜ ዝወደቅካ መሀረምቶሞ በዚሒካ ዘይኮነ ሀጥያተይ በዝሒካ እዪ እሞ ነአይ ሐጥያተኛ ጓልካ የማናይ ተሰቂሉ ዝነበረ ዝሀሰብካዬ አብመንግስትካ ዘክረኒ አሜን። ኦድንግል አደጎይታ ይቅረ በልልና አሜን።
@haniafan-ci6eu
@haniafan-ci6eu 7 ай бұрын
Ykre yblena bmhretu ytemtena egziabher wedi amlak eyesus krestos wedi dawit mhareni endo ❤❤❤🎉🎉
@flimonzenay9599
@flimonzenay9599 2 жыл бұрын
ኦጎይታ ምሕረትካ ዝበዝሐ መፃትካ ዝወሓደ ኣብታ መግስተካ ተዘከረኒ ኣሜን ሰለቲ ኩሉ ውፂለትካ
@knfeabraha8196
@knfeabraha8196 5 ай бұрын
ኦ ጎይታ ኣብታ ትመጽእ መንግስትኻ ዘክረኒ ኣሜን።😢💒😢💒😢💒🙏👈
@رزان-ث3ظ
@رزان-ث3ظ 5 ай бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን❤❤❤❤
@robi_chita8009
@robi_chita8009 2 ай бұрын
😢😢😢😢O amlakey ykre belelna enho kab mengedka wetsaeba hataena abesna zresaenayo nslena zehlefkayo mekeran skay ksab mot zmetkalna ykre belelna bayni mhretka temtena Amem Amen Amen
@fkrkaablbeytekanyufkrkaabl4617
@fkrkaablbeytekanyufkrkaabl4617 6 жыл бұрын
abet thtna abet aqli abet Ewe fkri yehwatey raayowo eom. ezi halalJesus kurstos amlkna anda gerefuwo o aboy zgebruwo eyfeltun eyom eom yekre belelom yehwatey hsb eom neblo nhna ke nzbedeluna yqre do nblelom alena nestewal yehwatey bejakum nenhidhidna nfaqer abza alem neberti eykenan eza zelenay mdri gizawit ey eom alem key rkebetana kelas hawey haftey nabahahl 🙏
@meronmehari1652
@meronmehari1652 6 жыл бұрын
maryamey marey maki zregeme rugum yukn Amen Amen WO Ezgiabher ykre belelna
@user-jw1zc6bl9l
@user-jw1zc6bl9l 3 жыл бұрын
ኦኦኦኦ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንዓና ክትብል መከራ ዝተቀብልካ ስለቲ ኩሉ ውዕለትካ እናዘከርና ካብ ሓጢኣት ርሒቅና ብቅድስና ክንነብር ብጸጋኻ ደግፈና ክብርን ምስጋናን ኣምልኾን ውዳሴን ንዘላለም ንዓኻ ይኹን ኣሜን እዞም ዲስ ላይክ ትገብሩ ዘለኹም ኣይትጋገዩ እቲ ሓቀኛ ኣምላኽ ኢዩ ዝሳቀ ዘሎ ሰለይን ስሌኹምን እግዚኣቢሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምትኩም
@user-vf6io8ws5g
@user-vf6io8ws5g 4 жыл бұрын
ኦኦኦኦኦ ጎይታይ አምላከይ መድሐንየይን አየሱስ ክርስቶስ ንገፅካ ካብ ሓጢያተይከዉሉንዘሎ አበሳይ ደምስሶ አብታዘይሓልፍ መንግስትኻ ተዘከረኒ አሜን አሜን አሜን ⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏✝️✝️✝️📖📖📖
@mariemm8933
@mariemm8933 3 жыл бұрын
ኦኦኦኦኦኦኦ ዉይይይይይይይ ኣሓሓሓሓሓሓ ኣታ ጌታይ እዝይኩሉ ሰቃካ ካብ ናቲና ሰቃይ ሪክብና ኢልና ንማርር ይቅሪ ይብልልና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🏻🙏🏻🏠💔
@dermasgirmay
@dermasgirmay Жыл бұрын
Amne Amne Amne🙏🙏🙏💒💒💒
@kwkw899
@kwkw899 4 ай бұрын
Tezekrni weste mengstke, ለከ ሃይለ, ቁዱስ ቁዱስ ቁዱስ
@Tube-uf1di
@Tube-uf1di 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዕልና ኣምላክ ጸጉ የብዛሕልኩም ናዓና ንድክማት ፡ብግብሪ ኣናማህርኩም እተሪኡና ዘልኩም ከመስግነኩም እፈቱ
@user-ic4nf3pq1l
@user-ic4nf3pq1l 2 жыл бұрын
እዝ ፍልም እዝ ትክክል አይከነነ ከቅርታ ተተሰሐሕተ🙏
@user-hk3ww2ug5m
@user-hk3ww2ug5m Жыл бұрын
ጎይታይ ይቅር በለለለለልና ሓጥያተና ሕደጎልና 😭😭😭😭😭😭😥😥😥😥😥😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@benhurdaniel9288
@benhurdaniel9288 2 жыл бұрын
Nzelalem Ab lbey ika mo barkeni goytayyy 😭😭😢☝️🙏✝️❤️
@አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ
@አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ 2 жыл бұрын
አግዚኦ ተዘከረነ በውስተ መንግስተ ኣሜን(3)
@abrahamberihu2534
@abrahamberihu2534 4 ай бұрын
ይቅረ በለሊና መዱሓኒና እየስስ ክርስተይ ኣቦይ 😢😢😢
@yohanaasmerom-zs1kv
@yohanaasmerom-zs1kv Жыл бұрын
Amen hatatnan bedelnan gedfu abta tmexe megstu yzekrena Amen
@ብሪየድንግልማርያምልጅ
@ብሪየድንግልማርያምልጅ 4 ай бұрын
ኦጎይታ ከም በደለይ ዘይከነስ ከም ምሕረትካ ጠምተኒ
@nha5412
@nha5412 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐና ኦገይታ ማሓረና😥
@user-mz5xs4jp2q
@user-mz5xs4jp2q Жыл бұрын
😢😢😢😢😢ጌታ ሆይ ይቅረ በለሊና 😢😢😢
@tg6336
@tg6336 2 жыл бұрын
ኦ ኣምላክይይይይ ሰለ ኣነ ተሳቀኻ መን እዪ ከመካካ 😭😭😭😭😭😭
@tesfalemtekle8816
@tesfalemtekle8816 2 жыл бұрын
ኣሜንንንን
@tsdkan3768
@tsdkan3768 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃልሂወት የሰመዐልና እግዚአብሔር ሓጥያትና በደልና ሕደገልና አሜን
@tdftgray9983
@tdftgray9983 Жыл бұрын
ዉዕለቱ ዘክሪ ነብሰይ😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-hu1lq7es5y
@user-hu1lq7es5y 5 жыл бұрын
ኦ ጎይታ ስለ ቲ ኩሉ ዝረከበካ መከራ ተዘከረነ ኣብ ትመጽእ መንግስትካ እግዝትየ ማርያም ስለ ቲ ልብኪ ዝበሳዓኪ ቃልንዛ ኪናት ኣዘክሪ ኣዘክሪ ድንግል
@ghgh4028
@ghgh4028 Жыл бұрын
ኦግዛኦ ተስሃለነ 🤲✝️🕯
@HabtomAbraham
@HabtomAbraham 4 ай бұрын
Kab kufua ysewurena Amen
@biniamtesfay8967
@biniamtesfay8967 Жыл бұрын
Amen Amen Amen haytatna ykre belelna amlak aboyy❤❤❤🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
@XxxXxx-gm6gc
@XxxXxx-gm6gc 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦጎታይ ሓጥያትና ይቅር እልካ ኣብ ዳግማይ ምፅኣትካ ዘክረና🙏😥😓
@user-yn6gi7nr5f
@user-yn6gi7nr5f 2 жыл бұрын
ኦ ጎይታይ መሓረና ይቅረ በለልና
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 3 жыл бұрын
ኦጌታ መሓረና ይቅረበለልና ኣብ ታ ትመፅእ መግስትካ ዘክረና💝😢
@hffgtt9869
@hffgtt9869 Жыл бұрын
ኣቤት ትዕግስቲ ኣቤት ትሕትና ኦ ኣምላከይ ክንድምንታይ ዝኣክል ፍቅሪ ፍቅሪ እዩ ኣፍቂርካና 😢ተዘከረነ እግዚኦ በዉስተ መንግስትከ ተዘከረነ እግዚኦ በዉስተ መንግስትከ ተዘከረነ እግዚኦ በዉስተ መንግስትከ 🤲🤲🤲
@user_selagg
@user_selagg Жыл бұрын
ኦ ጎይታየ ተዘከረነ በውስተ መንግስትከ😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥
@sgemeyentertainment6990
@sgemeyentertainment6990 6 жыл бұрын
ኦ ጎይታይን መድሓኒየን እየሱስ ክርስቶስ ነዓና ንሓጥያቴና ደቅካ ኣብታ እትመጽእ መንግስትኻ ዘከረና ኣሜን
@genralgenral3238
@genralgenral3238 2 жыл бұрын
ኦ ኣምላከይ ኩሉ እትክል ይቅረ በለለይ 😭😭
@user-so3wp7gk4z
@user-so3wp7gk4z 6 жыл бұрын
ኣቤት ትሕታና ናይ ጎይታይ ስለ ናይ ኣዳም ሓጥያት ክድምሥስ እዚ ኩሉ መከራ ሰማይን ምደር ዝፈጠረ ጎይታ ብሰሪ ኣብሳና ተከትከተ ንሕና ሰላም ክንረክብ ግፍዒ ንቡኡ ወረደ
@nebeythafteyfishale2776
@nebeythafteyfishale2776 6 жыл бұрын
ተዘክርነ
@ትግራይዛዓደይ
@ትግራይዛዓደይ Жыл бұрын
ኦ ጎይታ ይቅረ በለና ኣብታ እትመፅእ መንግስትኻ ውን ዘክረና😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏
@salmasalma-en2ef
@salmasalma-en2ef Жыл бұрын
ማሓረና ገታይ❤😢😢😢😢😢😢😢😢
@fevenkidane1656
@fevenkidane1656 Жыл бұрын
😢😢😢 Goytay ezi kulus sley Sle Ane hatyatena 😢❤
@mikialeshmendi
@mikialeshmendi Жыл бұрын
Amen hatyatna hadigu ab tmexe mengsti yzekrena
@abrehetgebreslasie859
@abrehetgebreslasie859 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna O amlakey nay hatyategna galka abta zeythalf mengstka zekreni😭😭🙏🙏🙏
@danaitteklemariam1365
@danaitteklemariam1365 2 жыл бұрын
ሃቲያቲና ሃዲክጉ ኣብታ ቲምጼ መንግስቱ ይዘኪረና
@niyatyonas9065
@niyatyonas9065 6 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna nay agolgulot zebenkum yebrkelkumen yekedslkumen egzabher amlak amen.
@user-dw8jy6fv2m
@user-dw8jy6fv2m 2 жыл бұрын
ኦ ፈጣሪ ሓጥያተኛታት እና እሞ ኣብ ምፀኣትካ ዘክረና 😢😢😢😢🙏🙏🙏
ስቅያት ጎይታ ብትግርኛ Part 3 - April-  2018 -
31:08
DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /
Рет қаралды 98 М.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,2 МЛН
나랑 아빠가 아이스크림 먹을 때
00:15
진영민yeongmin
Рет қаралды 16 МЛН
አባ መቃርስ - ክፍል - 1 / Aba Mekars   Part - 1  Ye Kidusan Tarik
55:19
የቅዱሳን ታሪክ / Yekidusan Tarik
Рет қаралды 460 М.
ቅድስት መሪና ሰማዕት ዘአንፆኪያ / Saint Marina the Antsokia
1:18:32
የቅዱሳን ታሪክ / Yekidusan Tarik
Рет қаралды 407 М.
ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "መንፈሳውነት" Sermon Pope Shenouda 3rd in Tigriyna "Spirituality"
41:44
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 31 М.
ንብረት ዝብትኑን ዘፍርሱን 3ተ ሰባት ( ስንቂ ምኽሪ ) part 1
19:26
ዮዳሄ ሚድያ YODAHE MEDIA
Рет қаралды 15 М.
Eritrean orthodox tewahdo menfesawi film xadq abune #Bushey(መንፈሳዊ ፊልም ጻድቅ ኣቡነ ቡሸይ)
1:38:43
Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት
Рет қаралды 26 М.
ስቅያት ጎይታ ብትግርኛ Part 1
31:10
DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /
Рет қаралды 118 М.