ስርዓት ህግደፍ ንፈለማ ግዜ ተዛሪቡ:: ታሪኽ ካብ ዘዘንብዑ ምሁራት ተጠንቀቁ!

  Рет қаралды 2,587

TEMESGHEN NETWORK

TEMESGHEN NETWORK

Күн бұрын

Пікірлер: 27
@fremhret5643
@fremhret5643 6 ай бұрын
ተመስገን ንምንታይ ክብረት ሲእንካ ትፈልጥ ዶ? ዓው ኢልካ ኣነ ትግራዋይ እየ ኢልካ ኣፍልብካ ነፊሕካ ዘይምካድካ እዩ።ብእንታይነትካ ኩራዕ ብደገፍትን ተቃወምትን ተነጺልካ ኢካ ምስ እዚ ህዝቢ ክትባተክ ጥራይ እዩ ዘለካ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 8 ай бұрын
የቐንየልና መምህር ሓቀኛ ሰብ ዓቢ መምህር ተባረኽ።
@UserMxl123bbc
@UserMxl123bbc 7 ай бұрын
ኣይተ ጸጋይ ገብሩ ምኣስ ኢኻ ጋሕ ትብል ? ? ?
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 7 ай бұрын
@@UserMxl123bbc ብድሕሬኻ 50 ዓመት ቁጸር።
@tadesseissak6297
@tadesseissak6297 7 ай бұрын
ኣንታ ተመስገን ንስኻስ ተማሂርካ ኢኻ ኩሉ ኣብ ዓለም ዘሎ ሓቅን ሓሶትን ክርድኣካ ይግባእ እዞም ተኣሲሮም ዘለዉ ኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ ክትብል እንከለኻስ ዘገርም እዩ ንመንግስቲ ምቅዋም ሓጥያት ኣይኮነን ሰላማዊ ሰልፊ ምግባር እውን ሓጥያት የብሉን እዞም ብርጌድ ንሓመዱ ከም ዝርኣናዮም ግን ካብታ ዝጀመሩላ መዓሊ ካሳብ ሎሚ ብጎነጽን ብሓይልን እምበር ቀስ ኢልካ ንህዝቢ ምርዳእን ምጉስጏስን ዝብሃል የብሎምን እዚኦም ካብ ህግደፍ ይኸፍኡ እዚ ኣብ ሆላንድ ዝተገበረ ናዕቢ ደኣእምበር ሰላማዊ ሰልፊ ኣይኮነን ሽም ኤርትራውያንዝደወነን እውን እዩ ዋላ ኣባላት ህግደፍ ኣብ ውሽጥኹም ኣትዮም ጸይቐምልኩም እንተኾይኖም እቲ ሓላፍነት ናትኩም እዩ ስለዚ ብዘይ ምኽንያት ተሓተቲ ኢኹም ንስኻትኩም ስልጣን እንተሒዝኩም ካብ ስርዓት ህግደፍ ክትገዱና ምኳንኩም እንሆ ተግባርኩም ይምስክር ደሓር ጆን ብላክ ንህዝቢ ሓማሴን ብጋዝ ገይረ ክንድዶ እዩ ክብል እንከሎ እውን ዓገብ ዝብል የለን ካባኹም እቲ ኣብ ዓዲ ዝሎ ህዝቢ እውን ይርእየኩም ኣሎ ምስቲ ስርዓት ዝይኮንኩምሲ ምስ ህዝቢ ኢኹም ትጻልኡ ዝለኹም ስርዓት ህግደፍ ክኸይድ እዩ ከም ኩሎም ስርዓታት ምስ ህዝቢ ተባኢስካ ግን የዋጽኣኩም ዶ ?
@dawitjigna
@dawitjigna 7 ай бұрын
ሱቕ በል ወረጃ ማዕዶ - public disobedience is constitutional in USA . Stop playing Saint ዴሞክራሲ ብቕሎጽምካ ኢኻ ተረጋግጾ ብድሕሪኡ ግን ሕገ መኖግሰቲ አጽዲቕካ ኔይ ስነ ሐሳብ ገግርጭት ትካታዕ 30 ዓመት down down ኢልካ ቅንጣብ ፍረ ዘየምጻኻ እንሆ አቦ ሐደ ዓመት ነዉጺ አነቓኒቓ ገዚፍ ለዉጥታት ይመጽእ አሎ ኖሮወይ ምስ ስዊዘርላንድ ሕጋዊ አዋጅ ከሕሎፋ እየን። 👉😎😎😎😎😎😎😎👈
@selam904
@selam904 7 ай бұрын
ኣንታ ሓወይ ትግራዋይ ኢኻ ብዛዕባና ኣይምልከተካን እዩ
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 7 ай бұрын
ክትድመር ክቐለልካ ዲኻ ንመምህ ተመስገን ትግራዋይ ትብሎ ዘሎኻ፧ እሱሞ ወዲታ ስብሕቲ መሬት ዓዲ ጻዕዳ ጣፍ ኢዩ ምቦቆሉ ኣብ ዘኸዶ የብሉን ምእንትኡ ድማ ይቃለስ ኣሎ፡ እስኻ ግዳ ኪድ ናብታ ተቓለስቲ ኣዳኺምካ ተደሚርካ ክትነብራ ትምነ ጎንደርካ ምስ ጎይታኻ ቃልስና ከተተዓናቕፍ ኣይትፈትን።
@misghinaghebre9419
@misghinaghebre9419 8 ай бұрын
ኣሉላ ክዘምትን ክቐትልን ንኤርትራ ይመጽእ ኔሩ። ተመስገን ዓጋመ ክኣ ጥልመትን ሓሶትን ናይ ወሎዶኻ እዩ።ንጅግና ኣቦና ራእሲ ወ/ ሚካኤል ክኣ እዞም ሓሳዳት ጎረቤትና ስድራኻ ምሒሎም ጥሒሎም እዮም ወሲዶም ቀቲሎሞ። ስለዚ ዝኮነ ኤርትራዊ ከስተውዕለሉ ዘለዎ ካብ ትግራዋይ ምጥንቃቕ...
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 8 ай бұрын
ሓሶት ናይ ሓሶት ታሪኽ
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 8 ай бұрын
Kab hgdef dea tetekek tegaru meekobtka eyom bham.
@nigistitekie
@nigistitekie 7 ай бұрын
❤yes you said the truth story
@eriblood803
@eriblood803 7 ай бұрын
​@@tsegaygebru9534 kondaf agame...ghena kinkustirekum ina
@UserMxl123bbc
@UserMxl123bbc 7 ай бұрын
​​@@TEMESGHENNETWORK ካብ ሽሕ ትግራዋይ ወላ የለን ሓደ ሕያዋይ ሽሕ ግዘ ይኹን ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ ትግራዋይ ትኽ እንተበለ ከም * መዓጺድ * ትግራዋይ ጋሻ ኮይኑ እንተመጸካ ኣድርሮ እምበይ ኣይትሕድሮ እንተ ሓዲሮ ነቲ ክድቕሰሉ ዝሃብካዮ ኣጎዛ ነቲ ክኽደኖ ዝሃብካዮ ኮቦርታ ሒዙ ፍርቒ ለይቲ ዕርብ !!!! ትግረ እንደ ሽንፍላ ታጥቦ ኣይጠራም ትግረ ውሽማ እንጂ ባል ኣይሆንም ትግራዋይ ንባኒ ንከምጺእ እንተሊኢካዮ ነታ ባኒ ወላ እንተዘይበልዓ ይልሕሳ መለለዪ ትግራዋይ ስርቒ ሕስድና ቶንኮል ምትላል ምሕሳው ምሕሳድ ምፍሳው ምጥንቛል ምጭብርባር ዓለት ዘርኢ ወዓግ እንዳ ቑማል እንዳ ቑንጪ እንዳ ትኳን እንዳ ርስሓት ማይ ምሕጻብ ወይ ክዳኑ ንክሓጽብ ትግራዋይ ክመውት ይሕሾ !!!!!!" "
@adonaybarniebarnie3797
@adonaybarniebarnie3797 7 ай бұрын
Dankeschön
@shdenftsum8181
@shdenftsum8181 8 ай бұрын
Thanks kubur haw
@almazberhane4968
@almazberhane4968 8 ай бұрын
Temesghen jegna jegna ❤❤❤❤
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 8 ай бұрын
💙💚💙
@solomonzerat7043
@solomonzerat7043 8 ай бұрын
ተምየ ወኻሩ አብ ውሽጥና መሊኦም አለዉ : አብዝበጽሕዎ ደአ የብሎምን::
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 8 ай бұрын
Welcome Memher Temsghen Network
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 8 ай бұрын
ፍሉጥንዱ ህግደፍ ምዃኑ፡ ግርም ይእቶ ግደፎ ድኹም ፍጥረት ኢዩ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 8 ай бұрын
እዚ ሳምሶን ሓደ ብላሽ ናይ ብሁር ድንቆሮ እዩ ብብዙሕ ምኣዝን።
@asmarah3174
@asmarah3174 7 ай бұрын
ንሳምሶም ትጻረፍሲ እንታ ደረጃ ስለ ዘለካዩ? ወይ ድፍረት ድንቁርና። ተመሃር
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 7 ай бұрын
@@asmarah3174 እስኻኸ መን ምስ ኮንካ ኢኻ እንታይነተይ ትሓተኒ፡ ከማኻ ከም ጉንዲ ብውሕጅ ተጸይረ/ተሳሒበ ዝጉዓዝ ዘኮንኩስ ብሓሳበይ ዝመስለኒ ዝጽሕፍ ሰብ ምዃነይ ገሊጸ ኣሎኹ። ምስ ቀረባ ጎረቤተይ ናይ መዓልቲ ጸገመይን ራህዋይን መኻፍልተይ ኣብ ናይ ዉሉድ ወሎደይ ኣብ ነባሪ ጽልኢ ብህግደፍ ዝተኣጎደለይ ምአጋርያ ክጥበስ ክነብር ከም ዘይደሊ እገልጽኣሎኹ ወድሓንካ።
@hdhjsjns
@hdhjsjns 7 ай бұрын
Tsbuk tintena memher temesgen
@solomonzerat7043
@solomonzerat7043 8 ай бұрын
ተምየ ናይ እሰያስን አብይን ኪልቲኦም ናይ ውልቆም ድልየት እምበር ነይዞም ክልተ ህዝቢ ጉዳዮም አይኮነን::
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 8 ай бұрын
ቅድሚ ቱርኪ ፖርቱጓልዩ ንኤርትራ ነዊሕ ዘበን ገዚኡዋ። ብዘበን ራእሲ ኣሉላ ኤርትራ ትብሃል ኣይነበረትን፡ ኢትዮጵያ ትብሃልውን ኣይነበረትን ሃገረ ኣበሻ ( country of abesnia) ኢዩ ዝብሃል ነይሩ።
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 14 МЛН
黑的奸计得逞 #古风
00:24
Black and white double fury
Рет қаралды 27 МЛН
小丑揭穿坏人的阴谋 #小丑 #天使 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 6 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 79 МЛН
ዘ-ኤርትራ ብ ኣወል ስዒድ / THE- ERITREA BY AWEL SAID
1:25:50
ዘተ ምስ ሓዉ ስዒድ ተወከል::
2:12:06
TEMESGHEN NETWORK
Рет қаралды 8 М.
Ethiopia - በኢራን የተፈራው ሆነ
10:58
Feta Daily
Рет қаралды 82 М.
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 14 МЛН