ስርሒት ፈንቅል ብ ጀነራል ስብሓት ኤፍረም | "Fenkil" military operation by General Sebhat Ephrem - ERi-TV

  Рет қаралды 18,939

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

ERi-TV, Eritrea - ስርሒት ፈንቅል ብ ጀነራል ስብሓት ኤፍረም | Operation "Fenkil" by General Sebhat Ephrem
Operation Fenkil, a decisive military operation during the Eritrean War of Independence, was led by General Sebhat Ephrem, a key commander of the Eritrean People's Liberation Front (EPLF). It took place in February 1990 and aimed to liberate the strategic port city of Massawa from Ethiopian forces. This was a turning point in the war against the Derg regime and liberation of Eritrea.

Пікірлер: 226
@ehabhaile467
@ehabhaile467 50 минут бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰብ መትከል :: ⭐ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🕯️ ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊🇪🇷
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim Сағат бұрын
ፊልድ ማርሻል ጴጥሮስ ሰለሙን💔❤ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም❤ ኣዘዝትን ሓንጸጽትን ስርሒት ፈንቅል፡ ጎባልል ሰውራና ሓንቲ መዓልቲ ገጽኩም ንርኢ ንኸውን❤❤❤
@ፊሊ
@ፊሊ 49 минут бұрын
ጅግና ጀነራል ኣቦና ስብሓት ዓዲ ሃገር ❤ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ❤
@ÃwętKîdãñę10
@ÃwętKîdãñę10 7 сағат бұрын
Wêdî Ěfǐ Ķĩñğ 👑 ዘይተገንጸለ መጽሓፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏 አለና ተቀበልቲ ሕድሪ Wê Løvę Yøû Sö Müçh
@kiflmariammengteab7280
@kiflmariammengteab7280 6 сағат бұрын
ስፍሓት ኤፍሮም ጅግና ነቢ ኢለካ ኣለኩ ፍላስፋ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sabahaile4297
@sabahaile4297 3 сағат бұрын
እዚ ኩሉ ዝተዛረቦ ወዲ ኤፍረም ሓሶት ኢዩ!!!! ኣዛዚ ኮር 161 ፊሊፖስ ኣብቲ እዋን ናይ ባድመ ወያነ ሓይሊ የብላን ጀነራል ሳሞራ ዮኑስ ኣብ ሳሕል በጽባጺ ጸባ ኢዩ ኔሩ ክነፍርሶም ኢይ ኢሉ ኣኼባ ጌሩ ኩናት ተጀሚራ ግንባር ባድመ ፍሪሱ ሰራዊት እግረይ ኣውጽእኒ ምህዳም ጀሚሩ ኣጽዋርኩም ኣቅጽልኩም ውጹ ተባሂሉ!! ኣይጸንሕን ሰራአኢት ኢትዮጵያ ግንባር ፋውሊና ኣፍሪስዎ !!! 271 ኮር ረዳት ሞጺኡም 525 ኣብ ከባቢ ደንበ ኣስመራ ከምሕሱም ረጊፎም እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ!!!! G-15 ኩናት ይገምገም ክብሉ ከለዉ ዝረገፈ ሰራዊት ብዓይኖ ሪኦሞ ኢዮም ዝተመዛናበል ህዝቢ ኣስታት 1ሚሊዮን ኤርትራዊ ስድራበታት ተመዘናቢሎም በዚ ኩናት!!!! ወዲ ኤፍሬም ምሕሳው ካብ ቀደሚ ኢዩ 1973 መንካዕ ፡G15 ምኽዳዕ ምሕሳውን ናይ ቀደሙ ኢዩ ።ስቅያቱ ዲማ ብህወቱ ይርእያ ኣሎ!!!!!!"
@yonasgebrehanes1919
@yonasgebrehanes1919 15 сағат бұрын
ጅግና ጀነራል ስብሓት ኤፍረም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤💪 !!
@sabahaile4297
@sabahaile4297 3 сағат бұрын
እዚ ኩሉ ዝተዛረቦ ወዲ ኤፍረም ሓሶት ኢዩ!!!! ኣዛዚ ኮር 161 ፊሊፖስ ኣብቲ እዋን ናይ ባድመ ወያነ ሓይሊ የብላን ጀነራል ሳሞራ ዮኑስ ኣብ ሳሕል በጽባጺ ጸባ ኢዩ ኔሩ ክነፍርሶም ኢይ ኢሉ ኣኼባ ጌሩ ኩናት ተጀሚራ ግንባር ባድመ ፍሪሱ ሰራዊት እግረይ ኣውጽእኒ ምህዳም ጀሚሩ ኣጽዋርኩም ኣቅጽልኩም ውጹ ተባሂሉ!! ኣይጸንሕን ሰራአኢት ኢትዮጵያ ግንባር ፋውሊና ኣፍሪስዎ !!! 271 ኮር ረዳት ሞጺኡም 525 ኣብ ከባቢ ደንበ ኣስመራ ከምሕሱም ረጊፎም እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ!!!! G-15 ኩናት ይገምገም ክብሉ ከለዉ ዝረገፈ ሰራዊት ብዓይኖ ሪኦሞ ኢዮም ዝተመዛናበል ህዝቢ ኣስታት 1ሚሊዮን ኤርትራዊ ስድራበታት ተመዘናቢሎም በዚ ኩናት!!!! ወዲ ኤፍሬም ምሕሳው ካብ ቀደሚ ኢዩ 1973 መንካዕ ፡G15 ምኽዳዕ ምሕሳውን ናይ ቀደሙ ኢዩ ።ስቅያቱ ዲማ ብህወቱ ይርእያ ኣሎ!!!!!!"
@tibletsewoldeselassie402
@tibletsewoldeselassie402 5 сағат бұрын
💪ጀኔራል ስብሓት ኤፍሬም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤️💪🇪🇷🌹🌺💐🌻🙏🏽
@sabahaile4297
@sabahaile4297 3 сағат бұрын
እዚ ኩሉ ዝተዛረቦ ወዲ ኤፍረም ሓሶት ኢዩ!!!! ኣዛዚ ኮር 161 ፊሊፖስ ኣብቲ እዋን ናይ ባድመ ወያነ ሓይሊ የብላን ጀነራል ሳሞራ ዮኑስ ኣብ ሳሕል በጽባጺ ጸባ ኢዩ ኔሩ ክነፍርሶም ኢይ ኢሉ ኣኼባ ጌሩ ኩናት ተጀሚራ ግንባር ባድመ ፍሪሱ ሰራዊት እግረይ ኣውጽእኒ ምህዳም ጀሚሩ ኣጽዋርኩም ኣቅጽልኩም ውጹ ተባሂሉ!! ኣይጸንሕን ሰራአኢት ኢትዮጵያ ግንባር ፋውሊና ኣፍሪስዎ !!! 271 ኮር ረዳት ሞጺኡም 525 ኣብ ከባቢ ደንበ ኣስመራ ከምሕሱም ረጊፎም እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ!!!! G-15 ኩናት ይገምገም ክብሉ ከለዉ ዝረገፈ ሰራዊት ብዓይኖ ሪኦሞ ኢዮም ዝተመዛናበል ህዝቢ ኣስታት 1ሚሊዮን ኤርትራዊ ስድራበታት ተመዘናቢሎም በዚ ኩናት!!!! ወዲ ኤፍሬም ምሕሳው ካብ ቀደሚ ኢዩ 1973 መንካዕ ፡G15 ምኽዳዕ ምሕሳውን ናይ ቀደሙ ኢዩ ።ስቅያቱ ዲማ ብህወቱ ይርእያ ኣሎ!!!!!!"
@Redseafish-x4u
@Redseafish-x4u 12 сағат бұрын
ወዲ እፍሬም ⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️🇪🇷👑👑👑👑
@amannegus8465
@amannegus8465 11 сағат бұрын
ጀጋኑና ! ብህይወት ንዘለኹም : ክብረት ይሃበልና!! ንዝሓለፉ ድማ ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን !! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 9 сағат бұрын
To the one that has been killed in prison like Petros Solomon who created this where are they?
@amannegus8465
@amannegus8465 9 сағат бұрын
@@dawitdebena8513 Yes Petros Solomon is one of them as well. He is our hero indeed. I never did exclude him. I know where you are headed with this, but also I like to ask what is your point?
@sabahaile4297
@sabahaile4297 3 сағат бұрын
እዚ ኩሉ ዝተዛረቦ ወዲ ኤፍረም ሓሶት ኢዩ!!!! ኣዛዚ ኮር 161 ፊሊፖስ ኣብቲ እዋን ናይ ባድመ ወያነ ሓይሊ የብላን ጀነራል ሳሞራ ዮኑስ ኣብ ሳሕል በጽባጺ ጸባ ኢዩ ኔሩ ክነፍርሶም ኢይ ኢሉ ኣኼባ ጌሩ ኩናት ተጀሚራ ግንባር ባድመ ፍሪሱ ሰራዊት እግረይ ኣውጽእኒ ምህዳም ጀሚሩ ኣጽዋርኩም ኣቅጽልኩም ውጹ ተባሂሉ!! ኣይጸንሕን ሰራአኢት ኢትዮጵያ ግንባር ፋውሊና ኣፍሪስዎ !!! 271 ኮር ረዳት ሞጺኡም 525 ኣብ ከባቢ ደንበ ኣስመራ ከምሕሱም ረጊፎም እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ!!!! G-15 ኩናት ይገምገም ክብሉ ከለዉ ዝረገፈ ሰራዊት ብዓይኖ ሪኦሞ ኢዮም ዝተመዛናበል ህዝቢ ኣስታት 1ሚሊዮን ኤርትራዊ ስድራበታት ተመዘናቢሎም በዚ ኩናት!!!! ወዲ ኤፍሬም ምሕሳው ካብ ቀደሚ ኢዩ 1973 መንካዕ ፡G15 ምኽዳዕ ምሕሳውን ናይ ቀደሙ ኢዩ ።ስቅያቱ ዲማ ብህወቱ ይርእያ ኣሎ!!!!!!"
@WinaBerekete
@WinaBerekete 6 сағат бұрын
❤❤❤❤❤ ኣናብስ ኣያታትና ጀጋጉናን
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 8 сағат бұрын
እምበር ፈንቅል ነጥበ መቐይሮ ንመፈጸምታ ህላወ ሓይልታት መግዛቲ አብ መሬትናን አብ መላእ ሀገርናን አዩ ኔሩ ። ክንዮ ዝኾነ መግለጺ ክትሓስብን ክትንትን መመሊሱ ክትግረምን ዝገብር ፍጻመ ፤ እንቋዕ አርከብናሉ ። The victory of Massawa was a big milestone turning point for the presence of those un invited forces in our land and in our country It is beyond any words . It is a pride to witness that miracle .made By those golden Generation .
@tsehaitesfai4665
@tsehaitesfai4665 36 минут бұрын
ክብርን ሞጎስን ንስዉአትና ወትሩ አብ ልብና ❤💐💐💐💐💐💐🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bisrattecle5640
@bisrattecle5640 14 сағат бұрын
Thanks!
@YonatanYebio
@YonatanYebio 26 секунд бұрын
ፍላስፍ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም።🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@HAREGU1
@HAREGU1 2 сағат бұрын
ጀኔራል ስብሓት ኤፍሬም ጅግና ዘበንካ ይባረክ 👏🙏💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@heavent883
@heavent883 7 сағат бұрын
The level critical thinking in military and politics this general have is amazing, my God bless this country with people like you future to come.
@awetyemane3220
@awetyemane3220 9 сағат бұрын
Wedi efremey fetari edmen teanan yehabka❤❤❤❤
@sabahaile4297
@sabahaile4297 3 сағат бұрын
እዚ ኩሉ ዝተዛረቦ ወዲ ኤፍረም ሓሶት ኢዩ!!!! ኣዛዚ ኮር 161 ፊሊፖስ ኣብቲ እዋን ናይ ባድመ ወያነ ሓይሊ የብላን ጀነራል ሳሞራ ዮኑስ ኣብ ሳሕል በጽባጺ ጸባ ኢዩ ኔሩ ክነፍርሶም ኢይ ኢሉ ኣኼባ ጌሩ ኩናት ተጀሚራ ግንባር ባድመ ፍሪሱ ሰራዊት እግረይ ኣውጽእኒ ምህዳም ጀሚሩ ኣጽዋርኩም ኣቅጽልኩም ውጹ ተባሂሉ!! ኣይጸንሕን ሰራአኢት ኢትዮጵያ ግንባር ፋውሊና ኣፍሪስዎ !!! 271 ኮር ረዳት ሞጺኡም 525 ኣብ ከባቢ ደንበ ኣስመራ ከምሕሱም ረጊፎም እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ!!!! G-15 ኩናት ይገምገም ክብሉ ከለዉ ዝረገፈ ሰራዊት ብዓይኖ ሪኦሞ ኢዮም ዝተመዛናበል ህዝቢ ኣስታት 1ሚሊዮን ኤርትራዊ ስድራበታት ተመዘናቢሎም በዚ ኩናት!!!! ወዲ ኤፍሬም ምሕሳው ካብ ቀደሚ ኢዩ 1973 መንካዕ ፡G15 ምኽዳዕ ምሕሳውን ናይ ቀደሙ ኢዩ ።ስቅያቱ ዲማ ብህወቱ ይርእያ ኣሎ!!!!!!"
@Mehari2491
@Mehari2491 11 сағат бұрын
ሰሚዕካዮ ዘይምኖ አእምሮ! ኩሉ ጽቡቅ ነገር ይምነየልካ ክቡር ጀነራል:: ንዓና ክሕሸና ከአ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ:: እቲ ሓንጎልካን ፍልጠትካን ንርእሱ ሃብቲ ኤርትራ እዩ:: ብሂወት ምህላውካ ጥራይ ንጸላኢ ቅሳነት ዝኸልእ: ብራዕዲ ደቂሱ ዘይሓድር: ወትሩ አብ ፍርሃት ዘንብሮ ጊዜ እዩ::
@da8387
@da8387 13 сағат бұрын
እናሻዕ ሰሚዕካ ዘይጽገብ መስደመም ታሪኽ ጅግንነት ሻዕብያ❗️ 💪🇪🇷💪
@weinidesta4221
@weinidesta4221 7 сағат бұрын
The best and hero general in history of Eritrea god blessed u.❤❤
@goitomberhane7470
@goitomberhane7470 6 сағат бұрын
Zeydgemu jeganu ❤❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@sabahaile4297
@sabahaile4297 3 сағат бұрын
እዚ ኩሉ ዝተዛረቦ ወዲ ኤፍረም ሓሶት ኢዩ!!!! ኣዛዚ ኮር 161 ፊሊፖስ ኣብቲ እዋን ናይ ባድመ ወያነ ሓይሊ የብላን ጀነራል ሳሞራ ዮኑስ ኣብ ሳሕል በጽባጺ ጸባ ኢዩ ኔሩ ክነፍርሶም ኢይ ኢሉ ኣኼባ ጌሩ ኩናት ተጀሚራ ግንባር ባድመ ፍሪሱ ሰራዊት እግረይ ኣውጽእኒ ምህዳም ጀሚሩ ኣጽዋርኩም ኣቅጽልኩም ውጹ ተባሂሉ!! ኣይጸንሕን ሰራአኢት ኢትዮጵያ ግንባር ፋውሊና ኣፍሪስዎ !!! 271 ኮር ረዳት ሞጺኡም 525 ኣብ ከባቢ ደንበ ኣስመራ ከምሕሱም ረጊፎም እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ!!!! G-15 ኩናት ይገምገም ክብሉ ከለዉ ዝረገፈ ሰራዊት ብዓይኖ ሪኦሞ ኢዮም ዝተመዛናበል ህዝቢ ኣስታት 1ሚሊዮን ኤርትራዊ ስድራበታት ተመዘናቢሎም በዚ ኩናት!!!! ወዲ ኤፍሬም ምሕሳው ካብ ቀደሚ ኢዩ 1973 መንካዕ ፡G15 ምኽዳዕ ምሕሳውን ናይ ቀደሙ ኢዩ ።ስቅያቱ ዲማ ብህወቱ ይርእያ ኣሎ!!!!!!"
@eyobaaa
@eyobaaa 36 минут бұрын
Your sound is Agame, Eritrea is the land of heroes, get off from here.
@Senay999-n3p
@Senay999-n3p 4 сағат бұрын
Eti zeydgem flasfa wedi Efrem 😢❤❤❤❤❤❤
@Yatana-EriMedia
@Yatana-EriMedia 9 сағат бұрын
ኣቦ ጀጋኑ ጀነራል /ስብሓት 22:00 💙❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💙🇪🇷
@sabahaile4297
@sabahaile4297 3 сағат бұрын
እዚ ኩሉ ዝተዛረቦ ወዲ ኤፍረም ሓሶት ኢዩ!!!! ኣዛዚ ኮር 161 ፊሊፖስ ኣብቲ እዋን ናይ ባድመ ወያነ ሓይሊ የብላን ጀነራል ሳሞራ ዮኑስ ኣብ ሳሕል በጽባጺ ጸባ ኢዩ ኔሩ ክነፍርሶም ኢይ ኢሉ ኣኼባ ጌሩ ኩናት ተጀሚራ ግንባር ባድመ ፍሪሱ ሰራዊት እግረይ ኣውጽእኒ ምህዳም ጀሚሩ ኣጽዋርኩም ኣቅጽልኩም ውጹ ተባሂሉ!! ኣይጸንሕን ሰራአኢት ኢትዮጵያ ግንባር ፋውሊና ኣፍሪስዎ !!! 271 ኮር ረዳት ሞጺኡም 525 ኣብ ከባቢ ደንበ ኣስመራ ከምሕሱም ረጊፎም እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ!!!! G-15 ኩናት ይገምገም ክብሉ ከለዉ ዝረገፈ ሰራዊት ብዓይኖ ሪኦሞ ኢዮም ዝተመዛናበል ህዝቢ ኣስታት 1ሚሊዮን ኤርትራዊ ስድራበታት ተመዘናቢሎም በዚ ኩናት!!!! ወዲ ኤፍሬም ምሕሳው ካብ ቀደሚ ኢዩ 1973 መንካዕ ፡G15 ምኽዳዕ ምሕሳውን ናይ ቀደሙ ኢዩ ።ስቅያቱ ዲማ ብህወቱ ይርእያ ኣሎ!!!!!!"
@Yatana-EriMedia
@Yatana-EriMedia 2 сағат бұрын
@ ኩናት ከጋጥም ዝኽእል ነገር ኢዩ፣ ኣብቲ ኩናት ከመይ ብቅዓትካ ኣመዝጊብካ ብዓወት መሰስ ትብል ከኣ ናቱ መምዘኒ ኣለዎ ሞ፣ ነዚ ተሞርኪስና ኸኣ ክብሪ ክንህብ ይግባእ። ልዕሊ ኹሉ ግን ንሰላም ዘቀድሙ መራሕቲ ን ሃገር ከም ዘገድሱ ብዝኾነ መለክዒ ዝተረጋገጸ ኢዩ።👍
@andomhabteghebriel2964
@andomhabteghebriel2964 4 сағат бұрын
ጀጋኑ ደቂ ሃገር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹✊🏼✊🏼✊🏼
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 3 минут бұрын
Selam. Deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@Samualtesfit
@Samualtesfit 8 сағат бұрын
ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤
@merhawigirmay3520
@merhawigirmay3520 6 сағат бұрын
Wedi efrem jegan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 7 сағат бұрын
ወዲ ኤፍረም ጥዕና ይሃብካ። ፍላስፋ ግብራዊ ተመኩሮ።
@filimonzeray9885
@filimonzeray9885 3 сағат бұрын
መን ከም ሀሰዝባዊ ግንባርር🇪🇷👈❤🇪🇷👍🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷
@ghenetfecadu7430
@ghenetfecadu7430 14 сағат бұрын
አንታ ጅግና መምህር ❤️🇪🇷💕💕💕💕💕🥰
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg 7 сағат бұрын
Gigna jeganu general sbhat efrem👮🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤ Tarik nay Eritrea fluy eu ab alem 💪🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼❤️❤️❤️⛪️🫶🕌🥰💐🌴🐪
@yosiefkinfe4266
@yosiefkinfe4266 12 сағат бұрын
እቲ ዝበለጸ ጀነራል, ዕድመን ጥዕናን ኩቡር ጀነራል ስብሓት 🎉
@sabahaile4297
@sabahaile4297 3 сағат бұрын
እዚ ኩሉ ዝተዛረቦ ወዲ ኤፍረም ሓሶት ኢዩ!!!! ኣዛዚ ኮር 161 ፊሊፖስ ኣብቲ እዋን ናይ ባድመ ወያነ ሓይሊ የብላን ጀነራል ሳሞራ ዮኑስ ኣብ ሳሕል በጽባጺ ጸባ ኢዩ ኔሩ ክነፍርሶም ኢይ ኢሉ ኣኼባ ጌሩ ኩናት ተጀሚራ ግንባር ባድመ ፍሪሱ ሰራዊት እግረይ ኣውጽእኒ ምህዳም ጀሚሩ ኣጽዋርኩም ኣቅጽልኩም ውጹ ተባሂሉ!! ኣይጸንሕን ሰራአኢት ኢትዮጵያ ግንባር ፋውሊና ኣፍሪስዎ !!! 271 ኮር ረዳት ሞጺኡም 525 ኣብ ከባቢ ደንበ ኣስመራ ከምሕሱም ረጊፎም እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ!!!! G-15 ኩናት ይገምገም ክብሉ ከለዉ ዝረገፈ ሰራዊት ብዓይኖ ሪኦሞ ኢዮም ዝተመዛናበል ህዝቢ ኣስታት 1ሚሊዮን ኤርትራዊ ስድራበታት ተመዘናቢሎም በዚ ኩናት!!!! ወዲ ኤፍሬም ምሕሳው ካብ ቀደሚ ኢዩ 1973 መንካዕ ፡G15 ምኽዳዕ ምሕሳውን ናይ ቀደሙ ኢዩ ።ስቅያቱ ዲማ ብህወቱ ይርእያ ኣሎ!!!!!!"
@eritrea6227
@eritrea6227 7 сағат бұрын
Wedi Efrem hero 🇪🇷❤️👑🇪🇷🐪✊🏽
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 10 сағат бұрын
Admen tanann yhabka baba General sbhat efrem proud to be eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@TedrosEfremMelles
@TedrosEfremMelles 5 сағат бұрын
⭐⭐⭐⭐⭐ Wedi Efrem jegna The people of Eritrea as well the KANISHA tribe are proud of you.. .Stay safe and sound General
@temeweld1366
@temeweld1366 11 сағат бұрын
General Sibhat ❤❤❤❤ 🇪🇷
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 8 сағат бұрын
ብሳላ በሊሕ መርሒነት + በሊሕ ቅዲ ኩናት + ድልውነት ንመስዋእቲ : እዚ ካብ ዓለም ኣብ ኤርትራ ጥራሕ'ዩ ተፈጺሙ: ክብሪ ነዓኹም ንጀጋኑና🇪🇷💖🙏: ሰማእታትና ቅሰኑ ኤርትራ ቀሲና 🇪🇷💖🙏🙏🙏::
@sadam27k
@sadam27k 10 сағат бұрын
General Sibhat🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@Sawavision
@Sawavision 15 сағат бұрын
Our Hero ❤🇪🇷
@michalemichale5880
@michalemichale5880 12 сағат бұрын
I just hope you are doing well our beloved commander? With out no doubt you have raised millions of you!
@YosepheAraya
@YosepheAraya 13 сағат бұрын
🎉the most intelligent 👌 military 🪖 free dome 👏 fighter of Eritrea 🇪🇷. Very effective and education for all Eritrean people Warsay ycalo Eritrea 🇪🇷. Brother General Eritrea 🇪🇷 you are a heroes 👏 of those young men and women free dome fighter of Eritrea 🇪🇷. Ycalo Eritrea 🇪🇷 replace Warsay 👏 👍. Happy holidays to all Eritrean brother and sister Masawa ❤️ fenkle free dome 👏 of Eritrea 🇪🇷. Thanks brother from Eritrea 🇪🇷 USA 🇪🇷 🇺🇸 👍. We're starting with our ycalo Eritrea and Warsay Eritrea. Keep up the good job 👏
@kesetenegash1738
@kesetenegash1738 3 сағат бұрын
General Sibahat Efron is our hero❤️🇪🇷👍 awet na hafash
@EsromRedie
@EsromRedie 13 сағат бұрын
The one and only military philosopher and strategies with a well-earned "General" title in black history, if not in the world
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 9 сағат бұрын
In black history, did you say? DENKORO
@eritreademey539
@eritreademey539 7 сағат бұрын
Ala ERi TV haswtie abey alo hije ezi jegna abey alewu bal wedi solomn🤴🏿🇪🇷jeganuna one day🇪🇷🦅
@kingoftheunknown6448
@kingoftheunknown6448 6 сағат бұрын
Jigna jeneral Sibhat 1000 amet niber 🙏🙏🙏
@yoditgezu7401
@yoditgezu7401 3 сағат бұрын
Amlak admean tanan yhabkum 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷kemakum ybzhu
@eyobaaa
@eyobaaa 42 минут бұрын
Our icon 💖 ❤️ 💓
@flosimon228
@flosimon228 12 сағат бұрын
ጀግና ጀነራል ስብሐት ኤፍረም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@zetawbrhane5652
@zetawbrhane5652 8 сағат бұрын
ጅግና ኣቦ ኩናት ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልካ ኣበሳ👑👑👑💖💖💖💖ከ
@robelchelsawi9513
@robelchelsawi9513 7 сағат бұрын
King👑 of the world our Hero General wedi efrem anbsa🇪🇷♥️🤴
@da8387
@da8387 12 сағат бұрын
Eritrean 🇪🇷 Hero 🌟🌟🌟🌟General Sebhat Efrem (Wedi Efrem) 🫡
@ssamitesfu
@ssamitesfu Сағат бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤ Nber eske
@HenokFshale
@HenokFshale 19 минут бұрын
General nberelna❤
@ሴም90
@ሴም90 8 сағат бұрын
Mulue tina yhabka abo Eritrea
@HenogYemanegebretensae
@HenogYemanegebretensae 11 сағат бұрын
Wedi efrem jgna Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶🌹❤❤❤
@welezere88
@welezere88 5 сағат бұрын
Wedi efar jigna✍️☝️ 🦁
@SAlihAbdella-i5u
@SAlihAbdella-i5u 14 сағат бұрын
Our hero ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖
@tamat6115
@tamat6115 13 сағат бұрын
Super General ❤
@EsayasHabte-e4g
@EsayasHabte-e4g 6 сағат бұрын
King kubur general abona edman tenan ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@BlessIsrael-l4r
@BlessIsrael-l4r 4 сағат бұрын
King nay geziu keman aybeqien u 😊 mish nay world 🌎 😅
@SemereAndom-k2l
@SemereAndom-k2l 12 сағат бұрын
Jgna wedi efrom admen tanan yhabka fetari❤🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🤝👌
@merhawiyosief6184
@merhawiyosief6184 12 сағат бұрын
Memhrey legend
@wobatwaldy5852
@wobatwaldy5852 2 сағат бұрын
Gobernador General live long and healthy life
@fiyoriyeman8574
@fiyoriyeman8574 9 сағат бұрын
Jegna wedi Jegna jeneral Sbhat Efriem ❤❤❤❤💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍💪💪💪🙏🙏🙏🌺🌸🌷🌻🌹⚘️⚘️
@tesfuabraham4769
@tesfuabraham4769 5 сағат бұрын
ሓያልን ጽፉፉን ወታሃድራዊ መግለጺ ናይ ጀነራል ስብሓት አፍሬም ሙሉእ ጥዕና አምነየልካ
@zaidgebremichael7849
@zaidgebremichael7849 14 сағат бұрын
Eretrawnet 💯💪🇪🇷💪🇪🇷✊️
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 3 сағат бұрын
Well come tv eri good job
@michaelberhane8463
@michaelberhane8463 13 сағат бұрын
The great General
@hailetecleselasie5983
@hailetecleselasie5983 12 сағат бұрын
When I see general efrem I always cry because he is brilliant men
@meramehari5261
@meramehari5261 5 сағат бұрын
🇪🇷💎💪🏽🙏
@simdela4785
@simdela4785 3 сағат бұрын
ገዳይም ሓርበኛታት መሰረት ሓርነታዊ ቃልስና: ሕልሚ ህዝቢ ኤርትራ ጋህዲ ዝገበሩ ክብሪ ይሰመዓኹም ኣብዘለኹም ኣለኹም♥️🇪🇷♥️ ዘይድገሙ ወሎዶ!!!!
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea 4 минут бұрын
💪👍🇪🇷👊🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤💯
@michalemichale5880
@michalemichale5880 12 сағат бұрын
Keep going my beloved country! My heart is with you.
@erifreeone8083
@erifreeone8083 Сағат бұрын
Weddi Efrem the real Army General nber kber
@Asmara2b
@Asmara2b 2 сағат бұрын
How quickly changes the story from fenkil to ginbar badme, from offensive to defensive mechanism, before and after the independence of Eritrea okay, that is great strategy. What the leadership is lacking though peaceful diplomacy with Ethiopia and democratic government in Eritrea for justice, the rule of laws uphold.
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 10 сағат бұрын
🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏
@Habesha45
@Habesha45 7 сағат бұрын
ደሃዩ ግበሩ
@eyobgebregziabher2166
@eyobgebregziabher2166 11 сағат бұрын
My Hero!!! Wish you all the best ❤
@brktirezene5144
@brktirezene5144 10 сағат бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@jenayghebregherghish3424
@jenayghebregherghish3424 42 минут бұрын
ወዲ ኤፍረም ፥ ኣርካናትና መደረኹም እንክንሰምዕ መመሊሱ ውሽጥና ይበራበር፥ ምንጪ ንቅሓትናን ጽንዓትናን ንስኻትኩም ጀጋኑ ኣያታትና ኢኹም። ዕድመን ጥዕናን ረኺብኩም ሃገር ኣብቲ ትሓልምዋ በጺሓ ብዓይንኹም ትርእይሉ ግዜ ይሃብኩም። ወዲ ኤፍረም ፍሉይ ሓሳባይ ።
@tesfayfshaye856
@tesfayfshaye856 13 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Estefanosbelay87
@Estefanosbelay87 7 сағат бұрын
ሰውራ ኤርትራ ከም ስብሓት ኤፍሬም ፡ ዑቕበ ኣብርሃ ፡ ሃይለ ሳሙኤል( ቻይና ) ፡ ጴጥሮስ ሰለሙን ...ዝኣመሰሉ በላሕቲ ጀነራላት ስለዝነበርዎ ንኹሉ መሰናኽላት ስዒሩ ወጽዩ ። ስብሓት ኤፍሬም ...እቲ ዘይድገም ጀነራል !
@giromkidane2994
@giromkidane2994 7 сағат бұрын
እዋይ🐅 እንታይ🇪🇷❤🙌🇪🇷 ዓይነት👑🇪🇷 ፊሎሶፎ👂🇪🇷 ኢኻ🌷🇪🇷 ሰሚዕኻ🇪🇷👈 ዘይትጸግቦ🇪🇷🙏🤝🇪🇷 መንእሰይ❤ ካብዚ👍🇪🇷 እንታይ 👊🇪🇷ትምሃር 🌹🇪🇷እታ ዝበላ🇪🇷🇪🇷🤞🐅🇪🇷 ኹላ 🌷🥀🇪🇷መጺ አ👌 እሞ💕 ኤርትራዊ ካብ🇪🇷 አቢታትኩም🇪🇷 ልቕ👑 ተማሃሩ🇪🇷። ኽቡር🙏🇪🇷 ጀነራል👏 ዕድመን🇪🇷🇪🇷 ጥዕና🙏🇪🇷👏 ይሃብካ💚🥇🤝🇪🇷 እቲ ሰማይን 🙏🇪🇷መሪየትን👏🇪🇷 ዝፈጠረ🇪🇷 ብዓሉ🙏🇪🇷 ይሓልውካ🇪🇷 ንበረልና🙏🌷🐅
@MehariAbraham-zl5nf
@MehariAbraham-zl5nf 10 сағат бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Senait-p4u
@Senait-p4u 22 минут бұрын
🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏
@Matyos-bf5pp
@Matyos-bf5pp 6 сағат бұрын
hero merahi
@ehabhaile467
@ehabhaile467 46 минут бұрын
ክበር ንበር ተጋዳላይ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ኣርሓ ሰውራ ኤርትራ : ኣብ ባይታ ዘይወድቕ ዘረባ ምንባር ጥዑም ንኹሉ ትንቢታትካ ብግብሪ ርኢናዮ :: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንቃዕ ምስክር ናይዚ ታሪኽ ኮንካ ‼️ 🇪🇷✊🇪🇷
@medhaniekahsay2776
@medhaniekahsay2776 2 сағат бұрын
ሃንዳሲ ቀላሲ ነዳፊ ዓበይቲ ወተሃደራዊ ዓወታት ሰውራ ጂግና ወዲ ኤፍረም። ሙሉእ ጥዕና።
@sarajoh313
@sarajoh313 11 сағат бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹
@SdamenKing
@SdamenKing 3 сағат бұрын
Wela abti tsnekur fishk wedi Efrem Hero ata gedefu ba dehayou habuna 😢❤
@samsonrusom3492
@samsonrusom3492 5 сағат бұрын
🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷
@gezachnteklegeshu9158
@gezachnteklegeshu9158 2 сағат бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉❤️❤️❤️
@ኤሩኤርትራዊት
@ኤሩኤርትራዊት 5 сағат бұрын
wedi afirem jigna enqae nezi arayeka ruhus beal fenqel ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🤨🤨🤨💐👍👍💐💐💐💐💐💐💐🪷
@amarkadhe4212
@amarkadhe4212 2 сағат бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷💪
@nekhattube3377
@nekhattube3377 10 сағат бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@AlphaAlpha-i8c
@AlphaAlpha-i8c 6 сағат бұрын
ተጋዳላይ ጀነራል ስብሀት ኤፍሬም ድንቅ የኤርትራ ብቻ ሳይሆን የአፍሪካ ልጅ ነው ። ዛሬን ሆነው ነገን የሚያዩ ፈላስፋ ። ጓዶችም ጭምር
@abdalkarimhazot1254
@abdalkarimhazot1254 9 сағат бұрын
🇪🇷🐆❤🐆🇪🇷🐆🇪🇷❤🇪🇷❤
@afse3986
@afse3986 11 сағат бұрын
እቲ ውዱእ ጀነራል፡ ጽን ኢሉ ዝሰምዕ፡ ብርድኢት ዝውስን፡ ንፍጥነት ግዜ ሓሊፉ ዝንበ
@michalemichale5880
@michalemichale5880 12 сағат бұрын
Great work Eri TV 👏👍👏!
@simontewelde177
@simontewelde177 Сағат бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@efremmebrahtu5830
@efremmebrahtu5830 2 сағат бұрын
🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН
Midday News in Tigrinya for February 10, 2025 - ERi-TV, Eritrea
16:58
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 4,7 М.
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН