ምስረታ ወረዳ ቤተ ክህነት ጀርመን ፍትሓዊን ዘይሻራዊን ዶ ነይሩ ? 1ይ ክፋል

  Рет қаралды 889

 ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media

ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media

Күн бұрын

Пікірлер: 13
@ጓልድንግልማርያምአደይ
@ጓልድንግልማርያምአደይ Ай бұрын
ንበሩልና ጀጋኑ ትጉሓን አቦታት❤❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Ай бұрын
Egziabher. yemasgen. Nekulu. ⛪🙏🙏🙏❤️✔️
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Ай бұрын
Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. Abotatena. ⛪☝️😭🙏🙏🙏❤️✔️✔️
@ገዛና-አ7ገ
@ገዛና-አ7ገ Ай бұрын
ሰዋስው ሚድያ ዝገብሮ ዘሎ ንሓቂ አለሻ ዘይምድናቕ አይከአልን❤❤❤
@manjussegen3654
@manjussegen3654 Ай бұрын
ስዋሱዉ መንፈሳዊ ሚድያ ንትገብርዎ ሓልዮት፡ጽንዓት፡ትግስቲ፡ንስለ ቤተክርስትያናት ትግራይ ካብ ልቢ ከምስግነኹም ይድሊ❤ካብዚ ብምቅጻል ድማ ኣቦታትና በረከትኹም ይብጻሓና ንኮርዕልኹም ኢና ሞ ኣምላክ ብርትዕ የሃብኹም ክብል ይፈቱ፡እሞ ክሳብ ሕጂ ግርም ዝኮነ ቃለ ምሕትት እየ ሰሚዕ፡ካብቲ ናይ በቀዳማይ ዝሰመዓናዮ ናይ ሎሚ ድማ እፎየ ዝብል እየም፡ኩሉ ግዜ ሓቂ ዘይፍለዮም ኣቦታትና ኣየስእነና ፈጣሪ፡❤2ይ ክፋል ድማ ብሃንቀዉታ ንጽበ ኣለና ❤
@ambesayibrah9658
@ambesayibrah9658 Ай бұрын
ሰላም፡ መጋቤ ምስጥር እቲ ትገብርዎ ዘለኩም ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ኣነ ካብቶም ኣብቲ ኣኬባ ዝነበርኩ ሓደ እየ ።መጋቤ ኣእላፍ ዝብለዎ ዘለዉ ትክክለኛ እዮም ዘደለውዎ እቶም ኮሜቴ እዮም ።ኣባሲራክ ኣብ ግዝያዊ ቤተክህነት ጀርመን ምስረታ ኣይነበሩን መንበረ ሰላማ ምስ ጠንከረ ድማ ናባና ቀአቦሙና ካቢኡ ንሕና ቤተክርስትያን ትግራይ ዝተመስረታ ኩለን ተስማሚዐን ብጹእ ኣቦና ንቀበሎም ዝብል ሓሳብ ምስ ቀረብ ኣባ ሲራክ ድማ መጺኦሙና ካብቲ ማህበረ ካህናት ዝተስማማዕናሉ ብጹእ ኣቦና ይመጹ ኣለዉ እንታይ ንግበር ዝብል ሓሳብ ምስ ቀረበ ኩለን ቤተክርስትያን ንመቀበሊ ገንዘብ የዋጽኣ ዝብል ኣብ ስምምዕ ንበጽሕ ኣባ ሲራክ ድማ ንስካትኩም ሱቅ ኢልኩም ምጹ ኩሉ ወጻኢ እንዳማርያም ክትሽፍኖ ኢሎም የቅርቡልና ማሕበር ድማ ኣይተቀበሎን ።ከም ሓንቲ ቤተክርስትያን ክተዋጽእ ደኣ እምበረይ ንስካትኩም ንበይንኩም ኣይትቅበልዎሙን እንተን ካሊኦት ቤተክርስትያን ውን ናይ ብጹእ ኣቦና በረከት ክንቅበል ንደሊ ኢና ኢልና ሓሳቦም ውድቅ ይከውን ።እቲ ሕጂ ተነጽልና ዝብልዎ ዘለዉ እቲ ቀንዲ ሓሳብ ስልጣን ስለዘይረከቡ እዮም ።ኣብቲ ምስረታ ወረዳ ቤተክህነት ህዝቢ ኣይመረጾሙን ፥ድሕሪ መረጻ ንጽበሒቱ ሰምበት ቅዳሴ ቀዲስና ርክበ ካህናት ገርና ዝነበረ ጸገማት ኣብ ቅድሚ ብጹእ ኣቦና ብይቅሬታ ፈትሒናዮ ኢና።ድሕሪ ርክበ ካህናት ናብ ብጹእ ኣቦና ከይዶም ክንደይ ዘረባታት ክንደይ ኣብዚ ዘይዝረብ ዘረባታት ተዛርቦም ንብጹእ ኣቦና ኣናዲዶሞም እዮም መን ኣባ ሲራክ ምክንያቱ ስልጣን ስለ ዘይረከቡ።መን ይንገር ዝነበረ መን የርድእ ዝቀበረ ይብሉ ኣቦታት።ስለዝነበርናዮ ኣብቲ ኣኬባ ብሓጽሩ እዚ ይመስል ።ቀንዲ ንብጹእ ኣቦና ኣግልሎሙን ዝብሉ ዘለዉ ብቀጥታ ሽሞት ዘይሃብኩሙኒ እዩ እቲ ቂሞም።
@metslalaxum3939
@metslalaxum3939 Ай бұрын
Eihim belle Taff Zihankete do belu .Sewasuw Midya yekeniyelna
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u Ай бұрын
ሰላምኩም ይብዛ እዚ ግን ንምንታይ ኢኹም ናብ ሚድያ ተውፅዎ ብውሸጢ ዘይተዐርይዎ
@MesiBeyu
@MesiBeyu Ай бұрын
እቲ ሓቂ ንምንጋር ኣይንፍራሕ
@manjussegen3654
@manjussegen3654 Ай бұрын
ክቡር ሓዉ ኣይንፍራሓ ትብል ቃል ዝመሰለካ ሓሳብ ዶ ሃብ፡እንበር ኣብዚ ናይ ሎሚ ቃለ ምሕትት ምንም ጸገም ኣይረኣኹሎምን ዝሓወይ፡ግን ንስኻ ትፈልጦ፡ንዓና ሰልዘይረኣየና ገለ ተትብል ሰናይ ነይሩ❤
@ኣንከረ
@ኣንከረ Ай бұрын
ሰላምኩም ይብዛ። እዚ ግን ንምንታይ ኢኹም ናብ ሚድያ ተውፅዎ ብውሽጢ ዘይተዐርይዎ?
@manjussegen3654
@manjussegen3654 Ай бұрын
ክቡር ሓዉ ክልቲኦም ክትብል ከለካ መን እዩ ዘይተሳተፈ እስኪ ኣብረሃልና ንሕናዉን ሓሳብና ኣብኡ መሰረት ገርና ክንዛረብ❤?
@yohannesgobezay2250
@yohannesgobezay2250 Ай бұрын
መጋቤ ጥበቡ ስለ ሕተኩም ብልቢ የመስግን ማዕበል ነይሩ ንዝብል ግን ካብ ሓቂ ዝረሓቀ እዩ ክልትኦም ብዘለውዎ ኮሞትየ ምርጫ ተገይሩ እቲ ሓቂ ለሚ ውን ኣይ ወፀን ምስ ግዝየ ሓቂ ክወፅእ እዩ
ጉዳይ ቤተክህነት ጀርመን  2ይ ክፋል  #ሰዋስው_ሚድያ_Sewasew_Media
1:22:18
ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media
Рет қаралды 1,1 М.
1% vs 100% #beatbox #tiktok
01:10
BeatboxJCOP
Рет қаралды 67 МЛН
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН
መልእኽቲ ልደት || ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ
26:07
TewahdoTV Eritrean Orthodox Church
Рет қаралды 6 М.
ዘልኩ ድኣ! ግርማይ ሳንዲያጎ - 2025
17:11
Ghirmay Sandiyago | ግርማይ ሳንዲያጎ
Рет қаралды 46 М.
ናይ 2017 ዓ/ም በዓል ልደት  #ሰዋስው_ሚድያ_Sewasew_Media
36:28
ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media
Рет қаралды 278
1% vs 100% #beatbox #tiktok
01:10
BeatboxJCOP
Рет қаралды 67 МЛН