"ሰራዊት ኣብ ጎንና እዩ፣ ካብ ኢድና ዝወፀ ስልጣን ንምምላስ እናኸረረ ዝኸይድ ቃልሲ ክንገብር ኢና"ፈትለወርቅ ገ/ሄር ሞንጆሪኖ

  Рет қаралды 7,229

LILO Media - ሊሎ ሚድያ

LILO Media - ሊሎ ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 76
@MerhawiKahsay-j8t
@MerhawiKahsay-j8t 10 күн бұрын
ናማነን ድየን እንበይተይ ስለ ሰራዊት ግደፍኦ ናይባዕለን ድአ ይግበራ ።
@meresagirmay2637
@meresagirmay2637 10 күн бұрын
ናይ ህዝቢ ትግራይ ናይ መከራ ቤንድራ ኢኺ!!
@MerhawiKahsay-j8t
@MerhawiKahsay-j8t 10 күн бұрын
አብቲ ዝተወለድክናሉ ገዳም እኮ አሎ እዩ ናብኡ ይሕሸክን ማማዋይ ።
@negagetachew974
@negagetachew974 9 күн бұрын
"ሰራዊት አብ ጉንና እዩ " አበይ ዓዲ እዩ ፖርቲ ሰራዊት ዝውንን ? ተዘይ ተሰማሚዑና ክንቅይር ኢና ዝብል ካብ ስነሰርዓት ወጻኢ ዝኮነ አሳራራሐ እዩ። ስልጣን ንሕና ጥራሕ ኢና ንቆጻፀሮ ማለት ዘይሰርሕ ሲሰተም እዩ ።
@MkAnanya
@MkAnanya 8 күн бұрын
እወ ሐቂ ይሃብኪ ጀነራላት አብ ጎንኺ እዮም። ሰራዊት ግን ብፍፁም አብ ጎንኹም ክኸውን አይኽእልን።።።።።።። ፀገም ህዝቢ ካብ ዘናውሑ አብ ቅድሚት ካብ ዘለው ውልቀሰባት እቶም ጀነራላት ኢና ዝብሉ ዘለው እዮም።
@asefaw4345
@asefaw4345 8 күн бұрын
ብየማን ብጸጋም ዘለዉ ሕውሓት ብጀካ ስልጣን ካልእ ሸውሃት የብሎምን ወረ ክንደይ ዓመት ንክነብሩ እዮም ክንድዚ ጸደፍደፍ ተኣለዩ
@BisiratHagos
@BisiratHagos 9 күн бұрын
Sham on you , 40 days meeting.
@ابراهيم-د7خ5ي
@ابراهيم-د7خ5ي 9 күн бұрын
ዓሻ ዝኾነት ሰበይት
@YirgaWelegergs
@YirgaWelegergs 10 күн бұрын
ናይ መከተ ሓይሊ ኮ ህዝቢ ትግራይ እዩ መንእሰይ ትግራይ እዩ ትዘሕዝን ሽም ሰራዊት ተጥፍኡ ብሰራዊት ድማ ክተፋራርሑ ትደልዩ
@Anonymous-iy2ew
@Anonymous-iy2ew 9 күн бұрын
ስልጣን ካብ ሕዝቢን ብሕዝቢን ዝውገን ጥራይ ኽኸውን አለዎ!
@User65432s
@User65432s 8 күн бұрын
ሙሁራን ትግራይ፥ ኩሉ ዓበይቲ ዓዲ፥ ትግራይ ኣለኒ ትብሎም ተኣኪቦም ንሕበር፥ ነዚ ዘሎ ግዝያዊ መንግስቲ ተጠቂምና፥ ካብ ኩሉ ዝተዋፀአ፥ ሓይሊ፥ ኩሉ ትግራዋይ ዘጠቃልል፥ ኩሉ ዘማእከለ መንግስቲ ንመስርት፥ ስለ ዝብሉ፥ ስርዓት ንትከል፥ ማእከላይ መንግስቲ ይሃልወና፥ ሓያል መንግስቲ ንመስርት ስለ ዝበሉ ክንድዚ ምልፍላፍ ኣሎ። ንስካትኩም ኢኩም ፀላእቲ ትግራይ። ህዝበይ ዒራ ኣይተመሃረን ኢልኩም ፍቅሪ ውድብ፥ ንህዝቢ ትግራይ ውድብ ያ ወሊዳቶ ዶ ገለ፥ ህዝቢ ትግራይ እንበር ውድብ ወሊዱ፥ ንህዝቢ እንተዘይ ኣገልጊላ ከኣ ትምንቆስ ካልእ ንህዝቢ ዝጠቅም ከኣ ይምስረት! ህዝቢ ትግራይ እኮ ንውድብ ኣይኮነን ተቃሊሱ፥ ንሓርነት፥ ማዕርነት ዲሞክራስን ፍትሕን ኢሉ እንበር። ህወሓት ፥ መግለፂ ቃልስን ጽንዓትን ህዝቢ ትግራይ እንበር፥ ንሳ ውድብ ናይ በይና ታሪክ የብላን። ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ግዘ ፅኑዕ፥ በዓል መትከል፥ ንሓቅን ፍትሕን ዝቃለስ ህዝቢ ዩ። ውድብ ዶ ህወሓት ሸቃጦ። ህዝቢ ትግራይ ካብ ውድብ ንላዕሊ ካብ ህወሓት ንላዕሊ ዩ፥ ታሪኩ ውን ንሱ ዩ ዝምስክር። ሰብ ጥንቲ ሰብ ኣክሱማውያን፥ ገዛእቲ ቀይሕ ባሕርን የመንን፥ ታሪክና ክሳብ ህንደኬ፥ ክሳብ ሮማ በፂሑ ሎሚ ህወሓት ኢና ፈጢርናካ ዶ ገለ ዝበሃል ኣይስርሕን። ወይ ዓሪፍኪ ኮፍ በሊ ህዝበይ ሕደግዮ ወይ ተሰማሚዕኪ ብፅሒትኪ ሒዝኪ ኮፍ በሊ እንተዘይየለ ሎሚ መንእሰይና ዝባኑ ንዓኩም ኣየገልግልን።
@ابراهيم-د7خ5ي
@ابراهيم-د7خ5ي 10 күн бұрын
ፀማም ዝኾነት ሰበይት
@weykefetek3020
@weykefetek3020 9 күн бұрын
ዝገርም ብቕዓት፣ ናይብሓቂ ዋዕሮ። ከም ሞንጀርኖ ዝበላ ብቕዓትን ዓርሰ እምነትን ዘልነወን ደቀንስትዮ ብበዝሒ ናብ መድረኽን ሓላፍነትን ክበቕዓ ኣለወን። ከም ሞንጀርኖ ዓይነት ፅንዕቲ ለኽበጥበጥን ቀጠፍጠፍን ትፅየፍ ጓል ኣንስተይቲ ኣይተርኣየትን።
@HailleMebrahtu-p7h
@HailleMebrahtu-p7h 9 күн бұрын
እንታይ እሞ ዘይገበርክምዎ ነገር ስ ኣሎ ኮይኑ እዩ? ዘይተነግረ ነገር የለን ትብሊ? ናይ መኸተ ሓይሊ ከ መን እዩ?
@ለምንይዋሻል
@ለምንይዋሻል 9 күн бұрын
ኣብ መንጀርኖ ዝረኣይ ብቕዓት ኣገላልፃ ዝገርም እዩ። ብቕዓታ ብስነ ምግባር ዝተዓጀበ እዩ። እቶም ኣብ ኮሜንት ዝፃረፉ ሰባት ግን ጥራሕ ዝባኖም ስለዘትረፈቶም ሕርቓኖም እዮም ዝገልፁ ዘለዉ።
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 8 күн бұрын
@@ለምንይዋሻል ሓተላ
@ለምንይዋሻል
@ለምንይዋሻል 8 күн бұрын
@@CheerfulDirtBike-bf2mb ወዲ ኸልቢ ይፈልጦ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ 5 күн бұрын
ኣመንዝራ ሎሚ ሰራዊት ባዓሉ ናዓኺ ኣብ ግባርኪ ሃርሙ ምቀተለኪ ሰራዊት ይሕዋትና ኢዮም ደውልና ንረኽቦ ኣለዊ እንታይ ይብልና ንፈልጥ ኢና ካባኹም ናዓል ጸለአት የብሎም ጠላማት
@lilomedia-4765
@lilomedia-4765 8 күн бұрын
ሊሎ ሚድያ Subscriber, share and like ብምግባር እታ ዝነኣሰት ድጋፍኩም ኣይፈለየና ደቂ ዓበይቲ።🙏🙏🙏
@Anonymous-iy2ew
@Anonymous-iy2ew 9 күн бұрын
መከተ ሓይሊ እየ ኢልካ ንባእልኻ ምሻም ንኻልእ አብመኸተ ከምዘይነበረ ምንሻው ግን ደንባር ምዃን እዩ!
@weykefetek3020
@weykefetek3020 9 күн бұрын
መከተ ሓይሊ እየ ዝብል ይበል ፣ ምንባሩ ዘሕፍሮ ይሕፈር
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 5 күн бұрын
ሓሰውቲ አብጎኒ መኸትኡ እዩ ዘሎ እያ ዝበለት እዙይ ማለት አብ ጎኒ ህዝቡ አብ ጎኒ ዕላምኡ ማለት እዩ።ትኽክል አብመኸተ ዘሎ አብ ጎኑ እዩ
@motherland1510
@motherland1510 8 күн бұрын
100% ኣሰና... ክትዕጾ... ዝግብኣ.. ሚድያ እያ.
@lilomedia-4765
@lilomedia-4765 8 күн бұрын
ዝረኣዩ ፀገማት እናተኣረመ ክኸይድ ኩላትና ርኢቶን ነቐፌታን ብምሃብ ትካላት ሚድያ ክስስና ምግባር እዩ ዝጠቅም፣ ብዝኾነ ኣጋጣሚ ጌጋ ፈፂሙ ንዝበልናዮ ትካል ይተዓፆ ምባል ትኽክል ኣይኮነን🙏
@bereket-x8w
@bereket-x8w 9 күн бұрын
ናብ ጓል18 ንኽትምለስ ትደሊ ላ ዝኔኺ አረጊት ሰራዊት ናይ መንግስቲ ምዃና ኢና ንፈልጥ
@alemayotadele7390
@alemayotadele7390 10 күн бұрын
chew TPLF
@TigrayTigrgnaTigrayTigrgna
@TigrayTigrgnaTigrayTigrgna 2 күн бұрын
ቀፅሉሉ ዋዕሮና
@gebrerufaelgirmay3016
@gebrerufaelgirmay3016 9 күн бұрын
አረ በቃኪ
@ytm6798
@ytm6798 10 күн бұрын
So Toxic
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 8 күн бұрын
ኣነካ ኣይመስለንን ህዝቢ ግን ምሳኺ ኣይኾነን
@abebakebede1270
@abebakebede1270 10 күн бұрын
አጆኺ ዋእሮ ጋል ህዝቢ ትግርኛ ዝኽእሉ ኢዋሉ እዮም ዝፃረፉዘለዉ ተኸፊልዎም ስለ ዝኾነ ሥራኽ እዩ ነአታተም ባንዳ ንከብዱ ጀግና ነአዱንድዩ
@bereket-x8w
@bereket-x8w 9 күн бұрын
ፅን ኢልና ንሰምዓ ዘለና ይመስላ ፅን ኢልና ንዕዘባ ፅው አቢልና ንድርብያ።
@bereket-x8w
@bereket-x8w 9 күн бұрын
ዓዲዃላ ሐደ ሰብ ይብልአሎ ወያላ
@FaydaMedia-
@FaydaMedia- 10 күн бұрын
ብደም መንእሰይ ትኹላዕ ዋዕሮ 💀💀💀
@abebakebede1270
@abebakebede1270 10 күн бұрын
ንስኻትኩም ከ ናአዲ ሸኽሚ ሳላ መናእሰይ ዝተቃለሱ ትነብሩን ትፃረፋን አለኹም በሓቂ ተጋሩ እንተኾይንኩም ማለተይ እየ ምናልባት ትግርኛ ዝኽእል ህግደፍ ወይ ካልእ ክኾን ይኽእል ለሎሚ ንጀጋኑ ዝፀርፍ አይተስአነን ክትጅግን ጥራይ ኢኻ ዘይትኽእል እንበር ሰቲኻም ይኹን ሓሽሽ ወሲድካ ምዕራፍ ትተሾጊጥካ ይካአል እዩ።
@abebekesete
@abebekesete 10 күн бұрын
ዘይተባህለ ኣይትበል ሓሶት ነውሪ እዩ ሰራዊትና ኣብ ጎኒ መኸትኡ እዩ ማለት ኣብ ጎንና እዩ ማለት ኣይኮነን መኸተ ናይ ህዝቢ እዩ ኣይትደናገር
@1abahta
@1abahta 8 күн бұрын
እቲ እንዳባገሪማ ገዳም መሊኡ ዲዩ
@yohannes9891
@yohannes9891 10 күн бұрын
ናሰራዊት ምጽጋዕ ግደፉ ኣብመንጎኩም ዘሎ ህልክ ንበንኩም ወድእዎ ብዛዕባ ውድብ ዘይኮና ንሓምም ብዛዕባህዝብና ኢና ንሓምም ንሕና ግደፉና ይኣክለኩም
@Fth1919
@Fth1919 6 күн бұрын
ብሰንክኺህዝብኔተወዲኡ
@User65432s
@User65432s 8 күн бұрын
ስቅ በሊ ሎቅማጽ ኣረጊት፥ ሕጂ ወዲ መን ክመተልኪ በቃ ዘልኣለም ህዝቢ ኣብ ኩናት ከተንብርዎ! ናይ ቻይና ኮሚኒስት ሒዝኩም ፀረ ዲሞክራሲ ጸረ ህዝቢ ክትኮኑ ሎሚ ንዓኩም ክሕድቲ፥ ህዝቢ ተዓዲግኩም ክንሱ፥ ነታ ብደሙ ዘውሓሳ ዓዲ ፍትሒ ክትከልእዎ! ዱሑራት! ትግራይ ናይ በይንኩም ጌሩ ዘቀመጣ መን ዩ? ሕፈሪ ደቅኪ ኣሰሊፍኪ ተዋገኢ ህዝቢ ትግራይ ንስኪ ኣይወለድክዮን። ስለዚ ህዝቢ ንትክረግፁ ብሕጂ ዝስዋእ ትግራዋይ የለን። ካብ ህወሓት ከኣ ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ደስ ዝበሎ ይምረፅ። ህዝቢ ትግራይ ብስርዓትን ሕግን እንበር ብውልቀ ሰባት ኣይምራሕን!
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 9 күн бұрын
ምእንቲ መጎጎ ትሕለፍ አንጭዋ እዩ ኔሩ!!
@AhmedMseid-cr2tx
@AhmedMseid-cr2tx 8 күн бұрын
እስኪ ራያ ቴንቢን ወረዱ ንርኤኹም
@meshnet9106
@meshnet9106 10 күн бұрын
She should have been the president for long!
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 8 күн бұрын
Gionsider midya
@Asefagedy
@Asefagedy 10 күн бұрын
Aregit
@abebekesete
@abebekesete 10 күн бұрын
ጥምቢ
@HaftomKana
@HaftomKana 8 күн бұрын
ኧሺ ዳግማዊት ዮዲት ጉዲት
@meshnet9106
@meshnet9106 10 күн бұрын
Getachew remember Gadafi😂
@abebakebede1270
@abebakebede1270 10 күн бұрын
6:07 6:13 6:13 6:13 6:21 6:21 6:21
@hagermedia2770
@hagermedia2770 8 күн бұрын
Esurbet eyu zedliky, nedagim hadish welodo (edil) eba habu aregit koka3.
@ytm6798
@ytm6798 10 күн бұрын
QALSI ጫውጫውጫውጫውጫውጫው It lost its meaning
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 8 күн бұрын
Abyi weshtam midy
@meleywoldemichael5626
@meleywoldemichael5626 2 күн бұрын
Errr za aregit sheitan melehassa mekhiratsa eyu zehesh men general tebahali ?? Sedi defar serakhit guhila mess hawa kurebk neti hezebiba dengetsi regemeti nehena gena hazena ayewedaenan!!
@HaileAlemayehu-u3y
@HaileAlemayehu-u3y 9 күн бұрын
መን ከማኺ ጀግና
@Kediga999
@Kediga999 7 күн бұрын
Hasawi
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 9 күн бұрын
❤❤❤ጀግና ሕፍቲ ጀጋኑ ጋል ጀጋኑ ንስኺ ገና ጌታቸው ከዳ(ዕ) ብጫ እናሓርኤ እንከሎ ንስኺ ብርየን ሒዝኪ ትወናጨፊ ኔርኪ እዚ ግን ንጌታቸው Vodka አይርድኦንዩ❤❤❤
@StrategicExcellence
@StrategicExcellence 7 күн бұрын
ሓሻዊ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 10 күн бұрын
6:07 6:13 6:13 6:13 6:21 6:21 6:21
@abebakebede1270
@abebakebede1270 10 күн бұрын
6:07 6:13 6:13 6:13 6:21 6:21 6:21
SISTER EXPOSED MY MAGIC @Whoispelagheya
00:45
MasomkaMagic
Рет қаралды 15 МЛН
兔子姐姐最终逃走了吗?#小丑#兔子警官#家庭
00:58
小蚂蚁和小宇宙
Рет қаралды 11 МЛН
እውነትን መጋፈጥ የማይችለው ጌታቸው ረዳ እና ተከታዮቹ
1:53:13
Horizon Free Media ሆራይዝን ነፃ ሚዲያ
Рет қаралды 22 М.
Teddy Press ሸበድበድ ኢሰይያስ-ስለምንታይ?
1:19:50
SISTER EXPOSED MY MAGIC @Whoispelagheya
00:45
MasomkaMagic
Рет қаралды 15 МЛН