ሰራዊት ኤርትራ ዛላንበሳ ከምዝተቖጻጸራ ጌታቸው ረዳ ገሊጹ።

  Рет қаралды 5,789

ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat

ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat

Күн бұрын

Пікірлер: 13
@Matebkom
@Matebkom Ай бұрын
አይተ ብርሓነ ፅቡቅን ጠቃሚን መሰረቱ ሓቂ ዝገብር መብርሒ እዩ ነዚ ኣርዕስቲ ዝምልከትን ናይ ጀነራል ፃድቃን መብርሒ ብኣንፃር ህወሓት ከም ፓርቲ ኾይና ክትቅፅል ናብ ቅድሚት ዝመፁ ሙሑራን ክኾኑ ነዝውን ቀፃላይ ምርጫ ምቅፃል ዘይምቅፃል ወሳናይ እዩ ብዶክተር ደብረፂዮን መራሒነት በቶም ቤተሰባዊ ጉጅላዊ ኔት ወርክ(ህወሓት አዲስ ከበባ ምሰኣተወት ብንውሓት ገሊ ሸርሒ ኩሎም ደቂ አድዋ ናብ ቅድሚት አምፂእዋም ሓሳብ ፃድቃን ጌታቸው ን ወዲ ወረደ (ግዚያዊ መንግስቲ) ንምምስራት ጀኔራል ፃድቃን ዝዛረቦ ዘለዋ ሓሳብ ክንቅበሎ ግድንዮ ጀነራል ፃድቃን ድልየቱ መራሕቲ ተጋሩ ማእኸሎም መቀለን አስመራን እዩ ነዚ ክንሕግዞ አለና ይብል ንስኻውን ነዚ ሓሳብ አስፍሒኻ ተንትኖ የቀንየልና
@goytom99
@goytom99 Ай бұрын
I am so sick of these birds
@etenshegezahegn2326
@etenshegezahegn2326 Ай бұрын
አየ ብርሃነ ናፃድቃን ሽርህን ተንኮልን እንድህር ዘይተረደእካ ስኽ በል ጀነራል ፃድቃን ማለት ቀንድ ፀልኢ ህዝቢ ትግራይ እዩ
@RahelGmariamRahel
@RahelGmariamRahel Ай бұрын
በይዛ ሕዋሕት ሸዉ የብልኻ ታይ ገደገደሸካ በይዛ ደብረፄን ዳአ ይግበረካ
@habtomabay5276
@habtomabay5276 Ай бұрын
😂😂😂
@dawittekle6469
@dawittekle6469 Ай бұрын
ነዘን ጭሩ ለሚድከይን ዲኻ ብርሃነ፧ ኣይርብሻኻን ድየን፧
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow Ай бұрын
ብርሃነ ቕንፍዝ ዝኣረገ ጥመት ዘጥቖዖ ጋውና እንድርታ መሲልካ ኣንታ ሓሳድ ትግራዋይ !!!!
@just4172
@just4172 Ай бұрын
Birhane, do something about the birds.
@Eskra2000
@Eskra2000 Ай бұрын
ብራቮ ብርሃነ, ኣብ ዛላምበሳ ሻዕብያ ይሃሉ ህወሓት ጸገም የቡሉን, ድሕሪ ደጊም ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ትግራይን ዶብ, ኬላ ኣይከድልየናን እዩ ከመይሲ ክልተ ኣሕዋት ኣህዛብ ኣብ ክልተ ሃገራት ዘለና ኢና, ኣብ ቀጻሊ ምስ ምምዕርይራይ ግዜ ሓንቲ ሃገር ዘይንኾነሉ ኩነት እዉን የለን። ድሕሪ ደጊም ንትግራይ ምትንካፍ ማለት ንኤርትራ ከም ምትንካፍ, ንኤርትራ ምትንካፍ ድማ ከም ንትግራይ ምትንካፍ ክንሓስቦ ኢና, ዝሓለፈ ሓሊፉ እዩ, ታሪኻዊ ስሕተት ተጌሩ እዩ, ይኣክል ላግጺ ኣብ ልዕሊ እዚ ክልተ ኣሕዋት ኣህዛብ, ድሕሪ ደጊም ደም ድኣ ንለጋገስ እምበር ደም ኣይንዋጻእን ኢና። እቲ ስክፍታይ ግን ገታቾው ረዳን ጀ/ጻድቃንን ንኢሰያስ ኣጓኒኻ ምስ ዶክ/ኣቢ ኣሕመድ ሕግብግብ ምባል በየናይ ርትዒ ሞጎት? ኣብዚ ዝሓለፈ ዂናት ኢሰያስ ድዩ ንኣቢ ዓዲሙ ኣህሪሙኩም ዋላስ ኣቢ እዩ ንኢሰያስ ዓዲሙ? ብርግጽከ ንህዝቢ ትግራይ ባርባራዊ ግፍዒ እናውረደ ዝተራእየ ወታደራት ናይ መን እዮም? ስለዚ ሓለፍቲ ህወሓት ኮነ ህዝቢ ትግራይ ሎሚ እዩ እቲ ሓቀኛ ጸላኢኹምን ዝበጸ መጻኢኹምን እቱለልዩሉን እትሰርሑሉን። ክሳብ ሕጂ ዶክ/ ደብረጼን ወሲዱዎ ዘሎ ሕርያን ተበግሶን ይበል ዘብል እዩ, ኩሉ ካብዝን ካብትን, ናይ ውሽጥን ናይ ደገን ኣሕዋት ኣህዛብ ኣብ ጎንኻ ኣሎ ቀጽል። እቶም ሸተት ዝበለትኩም ተጠራጠርትን ተወላወልትን ሓለፍትን ሙሁራትን ተጋሩ ንነዊሕ ዝጠመተ ነባሪ ሰላምን ከም ማይን ጸባን ምትሕዉዋስ ናይዚ ኣሕዋት ኣህዛብኩም ሕሰቡ። ድሕሪ ደጊም ስሕተት ኪናት እንተመጺኡ ንዘለኣለም ካብ ዃኽ ዝጽልም ጽልኢ ብእምነበረድ ክስረት ከም ዝኽእል ዘይምዝንጋዕ። ስለዚ ፍሉጥ ጸላኢ ጸላኢ እዩ, ነባሪ ሰላም, ቅሳት, ዕብየት ነዚ ኣሕዋት ኣህዛብ, ኣሜን(3)። 21-09-2024
@avielavi990
@avielavi990 Ай бұрын
Birhane you are surprise me your source is Ethio forum 😂
@raheldani5697
@raheldani5697 Ай бұрын
Tewagiom diyom walas tesemamiomkkk
@alexmersha807
@alexmersha807 Ай бұрын
ሀሶት እዩ
@KidistMillaw
@KidistMillaw Ай бұрын
Why don"t you get out of the jungle where the birds live. Are you home less?
ኣሰላልፋ ትግራይን ኤርትራን እንታይ ክኸውን ኣለዎ?
53:12
ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat
Рет қаралды 8 М.
Players vs Pitch 🤯
00:26
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 121 МЛН
БУ, ИСПУГАЛСЯ?? #shorts
00:22
Паша Осадчий
Рет қаралды 1,5 МЛН
World’s strongest WOMAN vs regular GIRLS
00:56
A4
Рет қаралды 31 МЛН
مناظره آتئیست و مسلمان
1:36:46
GLOBAL Studio
Рет қаралды 3,3 М.
ናይ ደብረጽዮን ህወሓት ኣብ ዝቕጽል ኣብ ክልተ ክትምቀል ተኽእሎ ኣሎ።
55:39
ትራምፕን የሚወዱ፤ በትራምፕ የሚወደዱ|ETHIO FORUM
17:44
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 114 М.
Players vs Pitch 🤯
00:26
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 121 МЛН