No video

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ብሪጋዴር ጀነራል ዳኒኤል ኣብርሃ, 1952 - 2023 | Funeral services for Brigadier General Daniel Abreha

  Рет қаралды 86,717

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

ERi-TV, Eritrea - ስነ-ስርዓት ቀብሪ ብሪጋዴር ጀነራል ዳኒኤል ኣብርሃ (ጨዓይ) - 1952 - 2023 | Funeral services for Brigadier General Daniel Abreha (1952-2023)

Пікірлер: 432
@simonyohannes9656
@simonyohannes9656 10 ай бұрын
ሂወትካ ሙሉእ ንሃገር ኣወፊካ ኢካ'ሞ ብሰላም ዕረፍ ጅግናና።
@sabatecle978
@sabatecle978 10 ай бұрын
That is true!
@mahmud6409
@mahmud6409 10 ай бұрын
Absolutely very true @@sabatecle978
@nohisack7796
@nohisack7796 10 ай бұрын
ብሰላም እረፍ ክቡር ጀነራል ዳኒኤል ጨአይ ዘልአለማ ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና አወት ንሐፈሸ😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@muluekahsay5990
@muluekahsay5990 10 ай бұрын
ኣታ ከደ ጅግና ከደ ወደ ኣብረሃ ከደ በዓል ሙሉእ ማዕርግ ብርጋዴር ጀነራል ከደ በዓል ሰፊሕ እንግደዓ ሰፊሕ ኣእምሮ ከደ እወ ከደ በዓል መስተንክር ቅያ ታሪክ ከደ ከምኡ ምሰፍረየ ምስወለደ በዓል ድርብ ስረ ከደ ኣብ ስደት ኮይነ ታሪክካ ሰሚዐ በቲ ሓደ ነቢዐ በቲሓደ ከኣ ኮሪዐ እሞ ንመቃልስትካን ንቤተሰብካን ንዓና ክሳብ ሕልፈት ዝተቃለስካልናን ጽንዓት የሃብ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ(((ዓወት ንሓፋሽ)))
@samiyemtek1982
@samiyemtek1982 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጨዓይ ጅግና 🕯 🕯 🇪🇷🕯🌹
@teklitgebrehiwet410
@teklitgebrehiwet410 10 ай бұрын
ጅግና ኣይነብረን ኢዩ ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ። ብሰላ ዕረፍ😭😭🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏⛪️
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 10 ай бұрын
ምእንታና ሂወትኩም ምሉእ ከርተት ኢልኩም ከየዕረፍኩም ዘልኣለም ኣብ ልቢ ኩሉ ኤርትራዊ ሰፊርኩም ክትነብሩ ኢኹም ብሰላም ዕረፍ ብጻይ
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 10 ай бұрын
​@@negasihagos9864 adgi zeyterebji.
@user-tc7st1kv2n
@user-tc7st1kv2n 10 ай бұрын
​@@negasihagos9864suq bel neal dinek
@sanaytsanayt9512
@sanaytsanayt9512 10 ай бұрын
መንግስተሰማይ የዋርስካ ጽንዓ ይሃብኩም ንስድሩኡን ንመላእ ኤርትራ ሐደ ጅግና ክስዋእ ንኩሉና እዩ ጎዲልና🕯🕯🕯🇪🇷❤🌹
@zjzhzznznznz6228
@zjzhzznznznz6228 10 ай бұрын
ጅግና አይነብርን ኢዩ ታሪክ ኢዩ ዝዉረሰ ንስድራ ቤት ጽንዓት ንግሰቲ ሐፋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@BekuretsionAsfaha
@BekuretsionAsfaha 10 ай бұрын
ኩቡር ኣቦና ኣያናን መራሒና መንግስተሰመይ ይዋርስካ ንስድራቤት ጽናት ይሃብ
@dana.j9062
@dana.j9062 9 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጅግና!! 🙏 ከምቶም ቅድሜኻ ብዓቢ ክብርን ቅንዕናን ሃገር ዘገልገሉ ብዙሓት። ንዝሃብኩምና ኣገልግሎት ነመስግን!!🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eriwedihezhez
@eriwedihezhez 10 ай бұрын
ዘልአለማዊ ክብርን ዝክርን ንሰማእታት ወትሩ ዓወት ንሐፋሸ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@weiniaraya7403
@weiniaraya7403 10 ай бұрын
❤, 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 10 ай бұрын
ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@yordanosghebrendrias3416
@yordanosghebrendrias3416 10 ай бұрын
Rest In Peace Our hero ,thanks for your service and my Condolences 😪😪😪
@divtekie5472
@divtekie5472 10 ай бұрын
❤❤❤ብዝአስ ንዓና ክትብሉ ካየዕረፍኩም ከርተት እልኩም እሞ እግዛብሄር ብየማኑ እዱ ይቐበልካ
@eysaiesbelaye6751
@eysaiesbelaye6751 10 ай бұрын
R.l.P father and brother brigadier general Daniel Abraham. You will always remember in the of Eritrea hero and patriot. 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@semerebrhane1978
@semerebrhane1978 10 ай бұрын
😭😭😭 መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ጅግና ንስድራ ቤት ድማ ጽንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ።
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 10 ай бұрын
Rest in peace our hero & My condolences 🕯💐🌹❤️🇪🇷
@user-tc7st1kv2n
@user-tc7st1kv2n 10 ай бұрын
ሙሉእ ዕድሚኹም ከየዕረፍኩም ኣብ ቃልሲ ወዲእክሞ ሂወትኩም፡ ሎምስ በዚሕና ኣምላኽ ነዞም ደቆም ሰላም ግበረልና፡ ያኣክል ቃልሲ
@samibrhanes7
@samibrhanes7 10 ай бұрын
🥺🥺🥺🥺🥺 ሓርበኛ ኣይነብርን ታሪኹ እዩ ዝውረስ ብሰላም ዕረም ኣርካን ሓርበኛ ጨዓይ 💔❤💙
@Teklezghi86
@Teklezghi86 10 ай бұрын
ጅግና ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝዉረስ።ብሰላም ዕረፍ
@mulughetatesfay4369
@mulughetatesfay4369 10 ай бұрын
ብሰላም ዕርፍ ጅግና ኣይ ነብርን ታሪክ ዩ ዝገድፍን ዘውርስን ዘልኣለማዊ ዝክርን ሓበንን ንሰማእታትና!
@nagesetkahasay5404
@nagesetkahasay5404 10 ай бұрын
ሐርበኛ አይነብርንዩ ታሪኩ እዩ ዝውረስ ንሉዑላዊት ሀገር ዝተከፍለ ዕረፍቲ ዘይብሉ ቃልሲ እስካ ክትድቅስ ጓረቤትካ ይደቅስ ዘየደቅሱ ጓረቤት ረኪብና ጥልያን ክወጽእ ኮሎሲ አነስ ይወጽእ አለኩ ግን ሕማቅ ጓረቤት ይገድፈልኩም አለኩ ኢሉ ይብሉ በዓል አባሐጎይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ክቡር ብሪጋዴር ጀነራል ዳኒኤል አብርሃ ዘልአለማዊ ክብሪን ሞገስን ንጀጋኑ ስወአትና ዓወት ንሐፋሽ።
@brandonwoods1222
@brandonwoods1222 10 ай бұрын
R.I.P ❤Eritrea ጅግና አይነብርን ታሪኹዩ ዝነብር
@mojo-eq4ln
@mojo-eq4ln 10 ай бұрын
Bless u sir. Thank u for your contributions to the country and God give comfort to the family and fellow soldiers 🙏🏾
@simdela4785
@simdela4785 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጅግናና!💔⚘️💔 ዘይድገም ወለዶ ! ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና🇪🇷♥️🇪🇷
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ሓርበኛ ተጋዳላይ ዳኒኤል! ፍትሓዊ ቁዱስ ረቢ ኣባደንደን፡ ኢዱ ዘርጊሑ ይቀበልካ🙏 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷♥🐪💐🌍🕊☀
@elsates2493
@elsates2493 10 ай бұрын
መንግሰተ ሰማይ የዎርስክ አኮይ መዐረይ 😢😢😢🙏
@tesfamikaelhabtemaryam5278
@tesfamikaelhabtemaryam5278 10 ай бұрын
Rest in Peace our Hero And Thank you for the services all your age for our Country & us an for our Pepeole.🇪🇷 and my condoléances ✊ Awet nihafash
@ISAIAS-gebrekidan
@ISAIAS-gebrekidan 10 ай бұрын
Akoka seraki amaxi ab tigray zgebero amlak yu zfelto ....general shetan dehan ..ngus semay eyu fthawi
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 10 ай бұрын
ጽንዓት ይሃብኩም ኩሉኩም ስድራቤት ጀግና ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝውረስ።
@onme4Eritrea
@onme4Eritrea 10 ай бұрын
ኣብ ገነት ንበር ኩቡር አቦና ሓርበኛ። ጽንኣት ንሙሉኡ ስድራ ቤት።😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bqse6142
@bqse6142 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ሓርበኛ ። ሓርበኛ ኣይነብርን'ዩ !!! ታሪኹ'ዩ ዝውረስ !!! ዘልኣለማዊ ዝኽሪ !!! ንሰማእታትና !!! ዓወት ንሓፋሽ !!!
@amanuelmehreteab6082
@amanuelmehreteab6082 10 ай бұрын
May our hero rest in peace and you have left your foot steps and you will be missed and remembered. My condolence to his family and friends.
@koriedteclu4780
@koriedteclu4780 10 ай бұрын
❤my condelence to Eritreans
@genet1522
@genet1522 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጀግና።ዘልእለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤሪትራ። 🌿💙❤️💚🌿
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea 10 ай бұрын
ካየዕረፍኩም ክትሓልፉ ከለኹም ሓዘን ይስምዓኒ ንሓርበና መንግስተ ሰማይ የዋርስ ንስድራቤቱን ንሃገርናን ካኣ ራሕሲ ይግደፈልና 🤲💔😭🇪🇷
@johntesfaslasie-xd8rr
@johntesfaslasie-xd8rr 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ዘላለማዊ ዝክርን መጎስን ንሰማታትና ይኩን ኣብ ሰማያቱ ይቀበልኩም
@user-dc3dl5wm6q
@user-dc3dl5wm6q 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ሓርበኝ ተጋዳላይ ዳንኤል
@hailenteklen
@hailenteklen 10 ай бұрын
Rest in peace & thank you for your contrubtion in our struggle for independence ! ❤🇪🇷
@ta-sy6up
@ta-sy6up 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ❤🎉
@HawaMohamed-mb2dq
@HawaMohamed-mb2dq 10 ай бұрын
ጅግናአይነብርንታሪኩእዩዝነብር
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 10 ай бұрын
😢😢😢 ብሰላም ዕረፍ ብ,ጅንራል ዳኒኤል አብርሃም ጽንዓት ይሃብ ንፈተውትን ቤተሰብን መቃልስትን ፡ አነ ዝግርመኒ ንግር ግን አሎ ታሪክ ኤርትራ መንዩ ጸላኢሉ ክለው ብአካል ዘየዘንትውሉ ዘይተዛረብሉ ጽባሕ ምስ መን ኮንካዩ ክዝንቶ ቡዙሕ ይሕርብተና አሎ ይሕዝን🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
@helengmichael457
@helengmichael457 10 ай бұрын
🥺 My condolences to the family 🙏🏾 Rest in peace our hero 🕊 Thank you for all you did to get Eritrea 🇪🇷
@sinatekle7846
@sinatekle7846 10 ай бұрын
ጽንዓት ንኹሉ ሕቡን ኤርትራዊ።ጽንዓት ንስድራቤትን መቕርብን።ጅግና ኩሉ ግዜ አብ መንፈስና አሎ።አምላኽ አብ ገነቱ ይቐበልካ።
@Ibrahimwedisaho
@Ibrahimwedisaho 10 ай бұрын
Rest in qeace our heroe 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hgfhhfvgh2222
@hgfhhfvgh2222 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ሓርበኛ ተጋዳላይ ጅግና ዳንኤል ኣብርሃ ጫዓይ 🙏መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንስድራቤት ጽንዓት ይሃቦም ፈጣሪ 🙏ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ 🙏 ❤❤❤❤❤❤
@tesfit16
@tesfit16 10 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ክቡር ጀነራል 😢😢
@eriterawihagerawi1962
@eriterawihagerawi1962 10 ай бұрын
Bselam erefe kubur jigna abona bregader jeneral Daniel abreham(chiay) zelealemawi zikiry nesemaetatena awet nehafash 🇪🇷🇪🇷
@dendennakfa9415
@dendennakfa9415 10 ай бұрын
❤🎉ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰምኣታት ኤርትራ❤🎉
@samisami4873
@samisami4873 10 ай бұрын
Thank you for General for the last 52 been served us
@barhenbarhen4087
@barhenbarhen4087 10 ай бұрын
ጅግና ሓርበኛ ዳንኤል ኣብርሃ ጨዓይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ጅግና ሳላኹም ካርዓ ኣኩርዓምና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፈሽ
@user-tf9ci6mo2i
@user-tf9ci6mo2i 10 ай бұрын
❤❤❤❤ብሰላም ዕረፍ ባባ ጭዓይ፡ኣዛዚ ክፍለሰራዊተይ❤❤❤❤
@arivaviva3749
@arivaviva3749 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጅግና 😢😢😢 ዓወት ንሓፋሽ!!!
@terhasmehreteab2100
@terhasmehreteab2100 8 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ባባ ዳኒኤል ጽንዓት ይሃብኩም
@teklezewde5680
@teklezewde5680 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጅግና።
@yemaneezra1498
@yemaneezra1498 10 ай бұрын
አቦናን ሐውናን ጅግና ብ/ ጀነራል ጨዓይ ንዓ ኻ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንቤተሰብ ጽንዓት ይሃብኩም ከምኡ ድማ ንመቓልስቱ ሐርበኛ አይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝውረስ
@setanyehuabebe6812
@setanyehuabebe6812 10 ай бұрын
እግዚአብሔር ለዘመድ አዝማድ ከጉዋደኞችና በመለ ኤረትራ መንግሥት ሕዘብ ፅናት ያድርግ
@yosiefkinfe4266
@yosiefkinfe4266 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጅግና
@negodanegode5390
@negodanegode5390 10 ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷 ዘልኣለማዊ ክብሪ ንስውኣትና🇪🇷❤️🇪🇷 ጽንዓት ንስድራቤቱን ንምላእ ህዝቢ ኤርራን
@enda39j34
@enda39j34 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ኣያናን መምህርናን ጀነራል ሓርበኛ ኣይነብርን ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ 39,3 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@andomhabteghebriel2964
@andomhabteghebriel2964 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጂግና ሃገር 😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@tihgistyfeldeisen784
@tihgistyfeldeisen784 10 ай бұрын
Bi selam iref Jigna ni sidrabet xinat yihabom 🙏🇪🇷❤🇪🇷
@semharkidane775
@semharkidane775 10 ай бұрын
ብ ሰላም ዕረፍ ጅግና 🕯️🕯️🕯️
@beleri9119
@beleri9119 10 ай бұрын
R. I . P BSELM EREF JEGNA ERITREAW🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️⭐️💪🌹🌹🌹🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@teklehaimanotandemichael
@teklehaimanotandemichael 9 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጂግና 🙏🙏❤️🌹🌹
@weinibrhane2868
@weinibrhane2868 10 ай бұрын
Bselam Eref Jigna ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷harbna aynbrin u tarku u zweres
@sabaweldeyesus9022
@sabaweldeyesus9022 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ብርጋደር ጀነራል ዳኢ አል ጭዓይ መንግስተሰማያት የዋርስካ ንስድራቤት ብጾትካን ጽንዓት ይሓብ ሓርበኛ ኣይነብርን አዩ ታሪኩ አዩ ዝውረስ
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጅግና 🙏🙏🙏😢😢😢ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🙏😢
@user-tu3bq6bp4g
@user-tu3bq6bp4g 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ
@nasaafom5940
@nasaafom5940 10 ай бұрын
Bselam Eref nmulat sdrabetkan fetewtkan xnat yhab 😭💐🕯️
@filmonfilmon390
@filmonfilmon390 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ኣቦና
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 10 ай бұрын
ጽንዓት ይሃብኩም ስድራ
@dl4055
@dl4055 10 ай бұрын
Bselam eref jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷, abotatna keyerefkum tkedu alekum,belu eske hagerna salakum tseniha,hji kea ab aserkum alena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷,zelalemawi kbrn megosn nsemaetatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 10 ай бұрын
🇪🇷😭💔ክብርን ዝኽሪ ንዓኻትኩም ጀጋኑ ስውኣትና 💔😭😭😭🇪🇷🌹🌹🌹🔥🔥🔥🇪🇷
@weldeabkefle204
@weldeabkefle204 10 ай бұрын
My condolences to all family
@habtomembaye9983
@habtomembaye9983 9 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጀግና
@genetakilas7098
@genetakilas7098 10 ай бұрын
Bi Selam Eref Kobur Harbeja🙏🕯🙏🇪🇷🙏🇪🇷
@the3as147
@the3as147 10 ай бұрын
Rest in peace, our hero .thxs for service all the rest of life😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢we love,we are going to keep your promises to continue beautiful countryEitrea!Awet nhefash!!
@hermonrobel4451
@hermonrobel4451 10 ай бұрын
Jigna ayinebrn eyu tariku eyu zewers beselam eref jigna abona awet nehafash ❤❤❤❤❤
@asmelashberhe9237
@asmelashberhe9237 10 ай бұрын
RIP brigader Abraha🏴 ኣዋጋይ ተዋጋኣይ ጀግና ኤርትራዊ
@RelTron-sn5we
@RelTron-sn5we 10 ай бұрын
ማራ ዩ ቅኑዕ (ጨዓይ) ጅግና
@EritreaGodbless
@EritreaGodbless 10 ай бұрын
ድምጺ ሕማቅ መሊእክሞ፡R.I.P ጅግና ወዲ ዳኔኤል ብሰላ ዕረፍ😂😂
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጅግና🙏🏾: ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና🙏🏾🙏🏾🙏🏾::
@HYT401
@HYT401 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ 😢🇪🇷🇪🇷
@user-vq8zn2px5u
@user-vq8zn2px5u 10 ай бұрын
Bisalam iref
@Meyish
@Meyish 10 ай бұрын
ክቡር ጅግና ተጋዳላይ ብርጋዴር ጀነራል ዳንኤል ኣብርሃ (ጨዓይ) ካብቶም ኣብ ዕድመ ናይ ውትህድርና ግዜ ዝርኣኽዎም ፍቕሩን ለውሃቱን ሕያውነቱን ኣቦነቱን ኣብ ሓጺር ግዜ ዘስተማቐርክዎ እዩ። ኣቦ እዩ ዝሓሊ ዝከናኸን፡ ጅግና እዩ ዝመርሕ ዘመሓድር፡ ብሓጺሩ እንድዒ ክገልጾ ይኸብደኒ ምሕማሙ ነዊሕ ግዜ ኮይኑ መስዋእቲ ድማ ዘይተርፍ እዩ። ምስ መውጋእቱ ምስ ቃንዝኡ እዩ ብተወፋይነት ዝሰርሕ ኔሩ ዘይተርፍ ኮይኑ ግን መስዋእቲ ኣርኪባቶ ክቡር ብኽብረት እዩ ዝሓልፍ። ጨዓይ ኣብ ልቢ ኹሉ ኤርትራዊ ብፍላይ ድማ እቲ ናትካ ናይ ኣሃዱ ሓላፍነት ዝጠዓመን ዘስተማቐረን ብፍሉይ ይፈልጠካን ኣብ ልብና ድማ ፍሉይ ዝኽርን ጦብላሕታን ኣትሪፍካ ኢኻ። ከማኻ ኣይንኽእሎን ኢና እንተኾነ ግን ኣብ ኣሰር ሕድርኻን ብጾትካን ኣለና። ብሰላም ዕረፍ ጅግና!
@solomonhaile8418
@solomonhaile8418 10 ай бұрын
Rest in Peace ❤️🇪🇷❤️ Kibur HALAL JiGNA Daniel Abraham Cheay BSELAM EREF 🙏
@nigistitesfamichael1150
@nigistitesfamichael1150 9 ай бұрын
Kubur jigna wedi Eriy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Mengste semay yewarska 😢😢 💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐 💐
@zereslaseweldemaryam3770
@zereslaseweldemaryam3770 10 ай бұрын
🌹🌹🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌹🌹ብሰላም ዕረፍ ጅግና.
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 9 ай бұрын
መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ ሓወይ ናተይ 💚
@rahwahabte5395
@rahwahabte5395 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ሓላል ጂግና😭😭😭😭😭!
@user-hm9ex8xi1e
@user-hm9ex8xi1e 10 ай бұрын
may your heroism be respected, followed and inherited for jennerations to come.
@tzigheredacernuto1569
@tzigheredacernuto1569 10 ай бұрын
ዘለለማዊ ዝኽርን ሞገስን ንስዋአትና!! ዓወት ንሓፋሽ!!!
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 10 ай бұрын
R.I.P my hero brother thank u for ur service promise we are going to keep Eritrea free for ever. Awet nehafash.
@astertzeggai1447
@astertzeggai1447 10 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ጅግና አይነብን እዩ ታሪኹ ግን ይነብር'ዩ፡🙏❤🙏
@Asmara430
@Asmara430 10 ай бұрын
Biselam eref kubur general . Egzabiher ab yemanay edu yikebelka. HARBENA AYNEBIRN U TRIK U ZIWRES. zeydigem weledo....
@brhanalem5387
@brhanalem5387 10 ай бұрын
ያምላኽ ንስድራቤትን ንምሉእ ህዝቢ ኤርትረኣን ጽንዓት ይሃቦ ናይተፈጥሮ ኮይኑ እዩ እምበር ተጋደልትናስ ክሞቱ ከለውስ ብጣዕሚ ይሓዝን ኣነ❤
@Nakfa291sawa
@Nakfa291sawa 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረብ ጅግና😢
@huruyhabtom8370
@huruyhabtom8370 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ ታሪኹ ኢዩ ዝዉረስ
@kidaneemaha9478
@kidaneemaha9478 10 ай бұрын
ብሰላም ዖረፍ ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤
@tsegabaryagaber3584
@tsegabaryagaber3584 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጀግና 😢😢😢
@ricco613
@ricco613 10 ай бұрын
RIP ❤ thank you for your service 😢
@selamselo7161
@selamselo7161 10 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ❤️🕯️🕯️🕯️
@oldegardisadgo221
@oldegardisadgo221 10 ай бұрын
ጅግና ጉዑዙኡ ፈጺሙ ብሰላም ዕረፊ ጅግና ጽንዓት ንስድራቤትን ህዝቢ ኤርትራን ስዉኣትና ወትሩ ኣብ ልብና
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 13 МЛН
Чёрная ДЫРА 🕳️ | WICSUR #shorts
00:49
Бискас
Рет қаралды 6 МЛН